11 ታንኪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ማሪክና ፡ ፀላእቲ ኣብ መንገዲ ሒዞምና፡ ን 6 ወርሒ ጠፊአ ፡ ኣብ ልዕሌና ገዛ ፈሪሱና👉 ተጋዳሊት ፀዳል (ሊሊ) 0993267253

  Рет қаралды 49,024

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

8 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
11 ታንኪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ማሪክና ፡ ፀላእቲ ኣብ መንገዲ ሒዞምና፡ ን 6 ወርሒ ጠፊአ ፡ ኣብ ልዕሌና ገዛ ፈሪሱና👉 ተጋዳሊት ፀዳል (ሊሊ) 0993267253
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 287
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
ኣታ ክንደይ እያ ትፅብቅ ዋውውውው ምቅርቲ መልክዕ ምሰ ጅግንነት መሊኡ ሂብዋ 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 8 ай бұрын
ምቅርታይ ክንደይ ደስ ትብል ኩሉ ብስሓቅ ትዛረብ ዕምበባ ትግራይ ❤
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 8 ай бұрын
አቤት ቁንጅና ጀግንነት ፈጣሪ ሁሉን ነገር ሰጥቶሻል ዎእሮ እኛም መሜኪ እንኮራብሻለን ሁለምናሽ ወርቂ ሳቅሽ ይሄን ሁሉ ይትግራዎይን ሃዘን እምባ ለጊዜ ያስረሳል
@user-bs1tm6yi6g
@user-bs1tm6yi6g 8 ай бұрын
Tigrigna zeytkali du konki
@user-bs1tm6yi6g
@user-bs1tm6yi6g 8 ай бұрын
Tigrigna zeytkali du konki
@tekleafewerk-eh9fm
@tekleafewerk-eh9fm 7 ай бұрын
​@@user-bs1tm6yi6g😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@tekleafewerk-eh9fm
@tekleafewerk-eh9fm 7 ай бұрын
​@@user-bs1tm6yi6g😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@tekleafewerk-eh9fm
@tekleafewerk-eh9fm 7 ай бұрын
​@@user-bs1tm6yi6g😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@TeklebrhanHaileslassie-zz6zb
@TeklebrhanHaileslassie-zz6zb 8 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ዝሻቀለላ ዝነበረት ተጋዳሊት ብህይወት ምህላዋ ብጣዕሚ ተሓጒሰ❤
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 8 ай бұрын
እንቋዕ ደስ በለካ ሓወይ ትፈልጦ ጅግና ኩሉ ወዲ እነኻ ወይ ጓል እኖኻ ዝመስሎ ዶ ይህሉ ከምዚ ኸማይ❤
@Seb15
@Seb15 8 ай бұрын
ኩሉ ከምኡ እዩ ዝስመዖ ኩሎም እንተዝህልውልና ደስ መበለና ነይሩ ግን ኣይተዓደለትን ትግራይ፡ መጻኢ ናይ ትግራይ የጸብቆ።
@selamselam9188
@selamselam9188 8 ай бұрын
ዞም ልመፁ ተጠየቅቲ ጀጋኑናሲ ወዶም ጓሎም ላዛኦምይ ህዳእታኦምይ ደስ ክብሉካ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን ታይሞ ንጀጋኑ ዘይትኮን ትግራይ ዓክ❤😭
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
ትግራይ ታይ ገበረት ማዓረይ ሓደ ሓደ ህዝብና እንበር እናተጋገየ 💔💔 ንዚኦም በብ ቦትኡ እናተኸበሩ እዮም ምንባር ዘለዎም 😢😢 አይንረስዕ እንዶ ተጋሩዋይ
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 8 ай бұрын
ጅግንነት ምስ ቁንጅና ኹሉ መልኡ ዝሃባ ፍልቅልቅ💊💊🌅♥️♥️♥️🌿
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ🐅💖🐅 "Desta show" ፅቡቕ ትሰርሕ ኣለኻ። ጀጋኑና! ኣብ ምቕራብ ቀፅለሉ።
@fridem-tgraweti
@fridem-tgraweti 8 ай бұрын
ሊሊ ሓፍተይ ግና ንእሽተይ ከለኪ እንድየ ነዓዲ መፅኣ ነረ ኣሽዑ እዉን ስሓቅኪ ድምቀት ነሩዎ ከምኣ ኣለኪ ሕጂ እዉን ❤ miss you so much liliway ❤
@user-kt6go3ri3e
@user-kt6go3ri3e 8 ай бұрын
ለምለመይ ሓፍተይ ናተይ ❤❤❤😊😊😊❤❤
@amashifa4244
@amashifa4244 8 ай бұрын
ወርቅ የወርቅ ልጅ ሁለመናሽ ቆንጆ
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 8 ай бұрын
*_ሊሊየ የኔ ቆንጆ ፍሽክታኪ ማራኪ ጸሓይ ገፃ ትፍለይ ኢኪ ንስክስ ለለ❤❤❤_*
@user-zi2rg6wb6e
@user-zi2rg6wb6e 7 ай бұрын
ክብሪ ዝግበኦ ወለዶ ንሂወቱ ዘይስስዕ ደረት አልቦ ጀግንነት ዝሰርሕ ጓሉን ወዱን ሓደ ።ትግራዋይ ምዄን ትዕድልቲ እዩ።ጀጋኑና ክብሪ ይግባአኩም ሕቡናት ወለዶ ።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
እንቋት ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና !! ውለዲ ዘምዲ ዕንቃዓ❤ጣፍ ኩኒ !🤝✊💪✌️👏❤👌💝💖❤❤❤
@brhaanhagos6824
@brhaanhagos6824 8 ай бұрын
እንካዕ ብስላም መፃእኪ ለምለመይ ጋል ሓወቦይ
@titi1401
@titi1401 8 ай бұрын
Thank you for your service beautiful TDF!!!!
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@kbetenkbetan6548
@kbetenkbetan6548 8 ай бұрын
ለምለመይ ጓል ክላሰይ ዋዕሮ❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 8 ай бұрын
Our TDF hero - thank you for defending Tigray and its people. ❤❤❤❤❤We love you our hero TDF
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 ай бұрын
ተመስገን ብእነት ኣነስ ክንደይ ዋዕሮታትና favorite ኢለ ዘቅመጥቅወን ኣበይ ይህልዋ ይብል ነይረ ሓንቲ ነዛ ዋዕሮ እዚኣ እንካዕ ረአኩኪ ጽብቅተይ🥰🥰♥️
@zerishg688
@zerishg688 8 ай бұрын
የኣመንኩይ ለምለም እያ ከይትብሉኒ🤔....ብሓቂ ጅግና ኣኹሪዕኽና respect🙏❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 7 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ፍሽክታኪ ደስ ክብል ዕድሜን ጥዕናን የሃብኪ❤❤❤❤
@user-gy3qc4hg1w
@user-gy3qc4hg1w 6 ай бұрын
ሊሊይ የኔ ቆንጅ
@user-lz2gf6hd5h
@user-lz2gf6hd5h 8 ай бұрын
ጎቦዝ እያ ነይራ ብጣዕሚ በሓደ ነይርና ትምህርትና❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ቀፅልሉ መታዓቢተይ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 8 ай бұрын
እነኽ ሸገ ❤❤❤ንዘላኣለም ሳሓቅ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 7 ай бұрын
ምቅርተይ ደስስስ ምባልኽ ምጭውት ፍጥረት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብክ ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤
@user-le3wq3pw8w
@user-le3wq3pw8w 8 ай бұрын
ሊሊየይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ተጋዳሊት ❤
@Maereg-
@Maereg- 8 ай бұрын
አቤት ጀግንነት🙏
@user-lp7ys9eu8b
@user-lp7ys9eu8b 8 ай бұрын
ጀግና ትግራወይት
@mebrahtukalayu1869
@mebrahtukalayu1869 8 ай бұрын
ጅግንነት ውግእስ ደስ ዝብል ትብሎ አይ ወነ እሞ ምስ ክንደይ መከራን ስቃይንስ ደስ ክብል🥰🥰🥰
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 8 ай бұрын
ተጋዳሊት እንድያ ታይ ዳኣ ክትብል
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 8 ай бұрын
ተጋሩ ቁም ነገርን ቀልድን ኣይፈልዩን ሕጂ እዚኣስ ዕላላ ፍጹም ዘይስሕበካ ተመሲጥካ ክትሰምዖ ዘይትኽእል
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 8 ай бұрын
@@BanaLoveHabesha መን ገዲዱ ስምዒ በለኪ?
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 7 ай бұрын
@@BanaLoveHabesha ኣነስ ዕላላ ብጣዓሚ ፈትየዮ ሳሓቅ ዝተሓዎሶ ግዲ ኮይኑስ😁😍😍😍😍😍
@brhaneye9521
@brhaneye9521 7 ай бұрын
​@@BanaLoveHabesha ሓቂ ሓቁ ስለትዛረብ ዘላ እዩኮ 👌😅
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 ай бұрын
መዓረይ እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈኪ ዋዕሮ❤❤
@-4587
@-4587 8 ай бұрын
ከመይ ደስ ትብል ፅብቅቲ ፅሪተይ እንካዕ ሰላም ተመለስኪ💖💖💖💖🌹🌹🌹😍😍
@user-lz2gf6hd5h
@user-lz2gf6hd5h 8 ай бұрын
ለምለመይ መተዓቢተይ መማህርተይ መሓዛይ ጓል ክላሰይ መዓረይ ጀግና ዋውው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amashifa4244
@amashifa4244 8 ай бұрын
ደስታ ሸው በጣም ትልቅ ስራ እየሠራህ ነው ቀጥልበት አይዞህ ብዙ ጅግና ስለላለ ሌሎችም አውጣ
@coystemam4171
@coystemam4171 8 ай бұрын
You talk her friendly like a family..even I forgot it’s interview 🥰
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j 7 ай бұрын
ዋዕሮና ክንደይ ደስ ክትብል ❤💛😍😍😍😍
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 8 ай бұрын
ቁም ነገር እንዳዕለልኪ ድንን ሳሓቕ ጽቡቕ ኣይኮነን ቁም ነገርን ቀልድን ፍለዩ ተጋሩ
@AronMan-sw9ht
@AronMan-sw9ht 7 ай бұрын
ስሓቅ ሓማምካ አይፍልጥን እዩ?
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 ай бұрын
ፍሽክታ ኣመላ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@2-xu7zn
@2-xu7zn 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ ፍሽክቲ ኣመላ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mghsw3508
@mghsw3508 8 ай бұрын
ፃዕዱየ የኔ ፍልቅልቅ ጅግና ጋል ገዛውተይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤
@galtigray2070
@galtigray2070 8 ай бұрын
ፀሓይ ብራቅ ዝኮን ቆልዓ 💚 ጅግኒት
@user-in8rh2pi5w
@user-in8rh2pi5w 7 ай бұрын
ጅግንነት ምስ ቁንጅና ፈጣር ኹሉ ሁቡዋ እንካዕ ብሰላም ትመለስክ የሳቅ ምንጭ
@user-lz2gf6hd5h
@user-lz2gf6hd5h 8 ай бұрын
2ይ ክፍል ንፀበ ለምለመይ መሓዛና ጀግና ቀፅሉሉ💊💊💊💊💊💊🥰🥰❤️❤️❤️
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 8 ай бұрын
ፅሪቲ እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ😍😍🙏
@user-hb4gz6cm5y
@user-hb4gz6cm5y 7 ай бұрын
በሓቂ እንካዕ ትግራዊቲ ኮንኪ ፀሓይ ገፃ ❤❤❤❤
@coystemam4171
@coystemam4171 8 ай бұрын
አቀራርባ ደስ በሓሊ.. you talk her friendly …keep it bro
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ💛💛💖💖👌👍🙏
@rfhhffh4334
@rfhhffh4334 7 ай бұрын
ጁግንነት ምስ ቁንጅና ኩሉ መሊኡ ዝሃባ ምቅርተይ ❤❤❤❤
@samsimon8109
@samsimon8109 8 ай бұрын
11 Tanks in one day Amazing
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 8 ай бұрын
Mechem eza lele keltifka eya tilmed yimesleni❤ beautiful hero we love you waero
@user-kp1yk3qv2x
@user-kp1yk3qv2x 7 ай бұрын
ሊልየይ ጅግና ጓል ዓደይን መማሃርተይ 😍🌹
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 7 ай бұрын
ዋውውውውው ሽኾሪና ዕኳዕ ራኣኹኪ ምቕርተይ ክትሽኩር ክኣ ንልዕሊ ወርሂ ምስ ክላሽና ፕሮፋይል ፕክቸረይ ጌረያ ኔረ ጽብቕተይ ናይ ብሓቒ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይምነየልኪ ብርኽተይ ።
@azmeratamene7068
@azmeratamene7068 8 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉ጀጋኑ ሰላም ይገበረልኩም
@nigistabay5540
@nigistabay5540 8 ай бұрын
❤❤❤❤ዋእሮ ሐፍትና ወ/ት ትግራይ ፅብቅቲ❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
አስይ ጀግና ተጋዳሊት አንኳዓ ብሰላም ተመልስኪ ዋዕሮና አንዳ ሳሓቅኪ ንበሪ ❤❤❤
@samerhmahlet
@samerhmahlet 8 ай бұрын
ዋዕሮትግራይይ❤❤💝💝💝💊💊
@Ziyade-xp6om
@Ziyade-xp6om Ай бұрын
ኢነታዩ ዓዩኒ ሒፈራ ዓዩነአወጠአ ወአደየ ብአኸለ ተአትፈአለጠ
@user-uw3oq8lq8n
@user-uw3oq8lq8n 8 ай бұрын
ጅግና ሓፍትና😊💛
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 ай бұрын
አቤት ጅግንነት ምስ ሙሉእ ፅባቀ❤❤❤❤
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 3 ай бұрын
ዋይ ዕረፍቲ ክንደይ ተጨኒቀ ኔረ ዝሓፍተይ tdf ብዝረአክዎ ይዝከራ ፅብቅተይ እንከኳዕ ተረፈኪ❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
ዋዕሮ እንቋዕ ሰላም ተመለስኪ ትህሉ ዶ እናበልኹ ይሓስባ ነይረ
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 8 ай бұрын
Enikae biselam metsaeki mikrtey waero TDF ❤💛❤💛❤🙏🙏🙏
@salmo7382
@salmo7382 8 ай бұрын
ጅግና ትግራይና ❤❤
@user-yr8dn2lp7j
@user-yr8dn2lp7j 8 ай бұрын
ደስታ ሸዉ ብሓቂ ብሉፅ መደብ አለካ ቀፅለሉ ግን ደቃላ ቋንቋ አይትጠቀሙ በሎም ንአብነት ሳክት ማሰልጠኛ እንትን እና ወዘተ መደብካ መምህር ቋንቋ እውን ተጠቀመሉ።
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 8 ай бұрын
እምበሳ ጓል ትግራይ❤
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 ай бұрын
እሰይ ዋዕሮና እንካዕ ብሰላም ወፃኪ ጅግንነት ምስ መልክዕ❤❤
@Ziyade-xp6om
@Ziyade-xp6om Ай бұрын
ነአማኢታዩ ንጀገና ዘአየትታባቡዒ ንሒሸወት ተበረቱዒ አዚአነሰ ኣበየ ተአወገአ ምሲኢ ንንዘነአበ ኸፍለ ትአዊገረአ ነአየራ አቶሙ ጀጋና ጠአዩቁ ንጀጊና ዘአየት ክኔ ትግራዩ
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 8 ай бұрын
ማዓረይ ዓይነ ሓፋር ነገር ጀጋኑና
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml 8 ай бұрын
ጋል መዝገበ አርአያ ጅግና ጋል ዓደይ
@luwambirhane6520
@luwambirhane6520 7 ай бұрын
Konjo hafetena. Enkua. Behewet. Renaken. Temsgen fetarey 🙏🙏menseyat. Zerkebkumo so sad. Metsay. Hewetkum. Fetarey. Beruh. Yegeberlkum ahewatey 🙏🙏🙏
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤❤
@kasayareki6656
@kasayareki6656 8 ай бұрын
What a charming hero
@teweldegebrekidan3264
@teweldegebrekidan3264 8 ай бұрын
ጀግኒት በል
@user-jt9ge3bw2b
@user-jt9ge3bw2b 8 ай бұрын
ቆጆ የቀረሸእድሜ እያስቅሽ ነኑሪ እህቴ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂
@DestaRedahegn-zj3ij
@DestaRedahegn-zj3ij 8 ай бұрын
Hero Tigray!!!
@gggf5415
@gggf5415 8 ай бұрын
ደስ ክትብለካ❤❤❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el 8 ай бұрын
Wero sister we love you. Keep on smiling ✊️✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪🫶🫶🫶🫶🫶
@tgray2416
@tgray2416 8 ай бұрын
ኣሰይ ጀግና❤❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ❤️❤️
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 8 ай бұрын
ማዓረይ♥️
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 7 ай бұрын
ሊሊየይ መካሺ እንቲ ጅግና እንካዕ ተረፍኪ❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 8 ай бұрын
ሳግላ ማለት ዓብይ ዛፍ ከም ዳዕሮ ምግጃፉ ፍሪኡ እንተበስል ቀይሕ እዩ ስለዚ ብኡ ምክንያት እዩ ሳግላ ኢልዋ
@hagerberhe8907
@hagerberhe8907 8 ай бұрын
Jigna❤❤❤❤Tigraweti! Enquah natina konki mearey! Ab tahguasin sihaqin yenbirki! Birhan Tigray!
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤ hero God bless you!
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 8 ай бұрын
Tsibktei jigna haftei! Amlak misakum ykun!
@FgFg-vp4rv
@FgFg-vp4rv 8 ай бұрын
እሰይ ጅግና ደስ ክትብሊ ❤❤
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 8 ай бұрын
መዓረይ
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 8 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ ❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 8 ай бұрын
Tesfa zeleka menesey kulom temtseom adhiboka ab hitsanet menaesey silezkone bitaemi eye zednikeka❤❤❤❤
@edenaraya9795
@edenaraya9795 8 ай бұрын
ፅብቅቲ ዋዕሮ❤🙏
@Medihin
@Medihin Ай бұрын
ዋዕሮና ፃሓይ ገፃ❤️💛🥰
@wediwelday7862
@wediwelday7862 8 ай бұрын
❤💛ሊሊ🙏
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 8 ай бұрын
ፅሪቲ ደስ ክትብል ሽኮር 😍😍😍
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤
@gennetbkassa564
@gennetbkassa564 8 ай бұрын
ጀግና: ጀገና: ጀገና: ፅብቅቲ👸🏾👸🏾🏆🏆🏆🏆👏👏👏👏👏👏
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 8 ай бұрын
Tsebeketey waero tigray ❤❤❤
@seblehagos9075
@seblehagos9075 7 ай бұрын
ፈሽክተ አመላ ❤Thank you for your service ❤
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤
@RobelLuel-q4o
@RobelLuel-q4o 10 күн бұрын
enkae bselam wetaeki haftey natey jgna waero tgray💪💪💪💯
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 ай бұрын
WELCOME
@SisayFkr-qv1nx
@SisayFkr-qv1nx 6 ай бұрын
ጅግና ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ ፈጣሪ
@user-lz9vb5fq4r
@user-lz9vb5fq4r 7 ай бұрын
ጅግና ትግራወይቲ ♥እንኳዕ ናትኩም ኮንና ጀጋኑና
ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ
2:59:30
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 146 М.
ምሩፃት ቀልድታት ቲክቶከር ቃሉ part 1
19:20
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 72 М.
Курение вредит здоровью
0:28
ЮРИЧ
Рет қаралды 4,1 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
0:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 15 МЛН
Всегда проверяйте зеркала
0:19
Up Your Brains
Рет қаралды 21 МЛН