**13 ክፋል|ኮነ ኢልካ ደብዳብ ወያነ ኣብ ጢሻ ከባቢ ሰንዓፈ ኣብ ቴንዳታት ተዓቒቡ ዝነበረ ህዝቢ - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV

  Рет қаралды 20,180

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

9 ай бұрын

Part 1 = • **1ይ ክፋል| ምውሓስ ናጽነት - ...
Part 2 = • **2ይ ክፋል| ቀዳሞት 7 ዓመታት ...
Part 3 = • **3ይ ክፋል| ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ...
Part 4 = • **4ይ ክፋል| ምስጋር ዓዲ ምሩግ ...
Part 5 = • **5ይ ክፋል|ምስምሳት መራሕቲ ወያ...
Part 6 = • **6ይ ክፋል| ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ...
Part 7 = • **7ይ ክፋል| ቅሉዕ ወራር ወያነ ...
Part 8 = • **8ይ ክፋል| ፍሽለት ቀዳማይ ወራ...
Part 9 = • **9ይ ክፋል| ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ...
Part 10 = • **10ይ ክፋል| ኣብ እዋን ግፋ ዝ...
Part 11 = • **11 ክፋል|ምክልባት፡ምብራርን፤ን...
part 12 = • **12 ክፋል|ኣብ ዶባት ዝነብር ህ...
ERi-TV, Eritrea - **13 ክፋል|ግፍዒ ወያነ ኣብ ልዕሊ ኣብ ቴንዳ ተዓቚቦም ዝነበሩ ተመዛበልቲ - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV | ERI-TV Documentaries
Watch the entire series here:
• 30 amet mekete (30 ዓመት...

Пікірлер: 130
@henokgebremeskel6284
@henokgebremeskel6284 9 ай бұрын
ኣየወ ነዚ ረሲዕካ ትግራይ ትዕወት ክትብል ትውዕል ዘለካ ወይልካ ታሪክ ኽሓተካ'ዩ🇪🇷👈💪
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 9 ай бұрын
ዘይሓዊ በሰላ እንድዮም ግዲፈምልና ግና ኣብርእሶም ኣለና።ኤርትራዊት ኣደ ኣቦ ህጻን ብተመልከተለይ ክቀትሉን ከሳቅዩን ኣይንርስዖን ኢና🇪🇷❤️።
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 9 ай бұрын
ደሓን ኣጆና ደቂ ኤረ ተፈድየን ኣለዋ ሕጂከኣ ተዘይተረዲእወን ከኣ ኣለና ✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@harounekubal8436
@harounekubal8436 9 ай бұрын
ነመስግነኩም Eri - Tv . እትገመል : ይምርሽ : አኽላባት : ከአ : ይነብሑ : ዘየቋርጽ : መስርሕ : እዩ : ከምኡ : ድማ : ብድሆታት : ጎረባብትና : ቀጻሊ : ምዃኑ : ፈሊጥና : ኩልሻዕ : ብዓይኒ : ንቅሓትን : ጥንቃቀን : ምርአዮም : ከድልየና : እዩ ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 9 ай бұрын
We will never ever forget it. 😔
@samsongebrehiwethager
@samsongebrehiwethager 9 ай бұрын
ምስጋና ንኣምላኽ ፡ ክብርን መጎስን ነቶም ምእንታና በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትና፡ ክብርን መጎስን ንሓይልታት ምክልኻልና ። ወያነ ገባሪ ክፉአ ፡ ንርእዮ ኣለና ሕጂ ናብ ርእሱ ተገልቢጣ ፡ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ካብ ሕሉፍ ጌጋኻ ተመሃር ፡ ኤርትራ ንዘላኣለም ትንበር ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-qg3nk5nw7f
@user-qg3nk5nw7f 9 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ አሕሕሕሕ😢😢😭😭😭❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏❤
@MattiNoahSR
@MattiNoahSR 9 ай бұрын
Btaemi zehezn nayziom tegbar meglexi yeblun, bzey hager kbret yelen, kbrn mogosn n hayltat mklkalna ms mengstna wetru hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️❣️🙏
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 9 ай бұрын
ኣየ ነዚኩሉ ግ ዕፍታት ወያነ ሪስዕካ ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ሰባት አግሮም አኢዶም ብኻራ ቑሮጾም ቀንጥቦም ይመጸኒ
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 9 ай бұрын
God is watching everything God protect Eritrea Eritrean ❤❤❤❤❤
@kibratesfa6210
@kibratesfa6210 9 ай бұрын
Long Live Eritrea 🇪🇷❤ 🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷! May the eyes of our enemies be blinded forever!
@user-yx2sq5fy6v
@user-yx2sq5fy6v 9 ай бұрын
Really information I see you in senafe eritrea
@user-oj1xt3hf9t
@user-oj1xt3hf9t 9 ай бұрын
እዚ ታሪኽ ብዘይ ምፍናውኩም ክንደይ ንኡስ መንእሰይ ንኸስር ኣለና ናብነት ኣነ ኣብ ወራር ወያነ ተወሊደ ኣብ ሰንዓፈ ተወሊደ ግን እዚ ታሪኽ ተሰኒዱ እንተ ዘይተነጊሩኒ ብምንታይ ክፈልጥ ይክእል በጃኹም እዚ ታሪኽ ኩሉ ኣውጽእዎ
@kemLbey3699
@kemLbey3699 9 ай бұрын
ኣይትዓሹ ሓወይ መን እዩ ገፊዕና ንታሪክ ዝፈልጡ ሕተት ባዓል ውጩ እዮም ኣልግብካ በሎም ዘይ ኩሎም ተጋሩ እዮም እንዳ በለ ሻዕብያ ዝገበሮ እዩ ኣነ ባዕለይ ወዲ ሰንዓፈ እየ ፡ ሕሰብ እሞ ንምንታይ ኣብዛ ሳዓት እዞኣ ኣምጺኦሞ ነቲ ህዝቢ ንምድንጋርን ናብ ካልኣይ ኩናት ንምእታአን ፡ ዝተሰወኡ ሕጂ ኣብ ትግራይ ከይዶም መረስዕን እዩ። ኣስተውዕል።
@hadgu2562
@hadgu2562 9 ай бұрын
​@@kemLbey3699ዚነበረ ታሪኽ ኪትድምሲሶ ኣይቲኼአሊን ዘይቲፈንጦ ኣይቲዛረብ ሕሊና የሃሊኻ ኤሪትራዊ ኢድሕር ኮይንካ ዘይምፍላጥ ገበን ኣይኮነን። ዊጩ ኣልጊብካ በለና ዚበሎ ኣብኩናት ባጺዕ1978 ኢዩ። ኣብሰናዓፈ ኢንታይተገሩ ዘይፈልጡ ደቂ ሰናዓፈ ኣለዉና ኪፈልጡ ኣለዎም ኣኸለ።
@awettesfa6461
@awettesfa6461 9 ай бұрын
​​@@hadgu2562ግዜኻ ኣይትቕተል ትግራዋይ ኢዩ። ዋላ ድሕሪ ኩነታት ንወለድ ኣብ ስድራና ዝወረደ ግፍዒ ንፈልጦ ኢና። ብኸምዚ ክቐርብ ከሎ ግን ካብ ገዛናን ዓድናን ሓሊፉ ናይ ምሉእ ከባቢ ስለ ዝገልጽ ጥራይ'ዩ እቲ ፍልልይ። ገለ ግን ብቑልዕነቶም ካብ ስድርኦም ተነጺሎም ስለ ተሰደዱ ሓደ ክልተ ብግቡእ ዘይፈልጡ ኣለዉ።
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 ай бұрын
​@kemLbey3699 komal tokonka tigray mekeleka kid ente nhna gn tarik na ab lialiena tegebre xubuk gierna nfelt ena,ezi kulna nfelto znebernayo 100% haki yu,eti nay wuch zbelkayo Kea kdmi naxinet yu ata hasawi amenzra adwa,bal nskum hzbi eritrea ab xelim mezgeb akemitukum alo,dekalu deki kuluwlaw meninet ,eritrea n eritrawian ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kemLbey3699
@kemLbey3699 8 ай бұрын
@@eritreafirst7329 ሰብ ዘለዎ እዩ ዝህበካ ኣነ ወዲ መን ምካነይ ኣነ ይፈልጥ ንስካ ክትፈልጠለይ ኣይጽዕርን እዚ ሽፍታ ዝኮነ ስርዓት ግን ወያነ ኣመርካ እንዳ በለ ዘታለለና ይኣክሎ ንስካ እውን ናቱ ደጋሚ ፓፓጋሎ ኢካ።
@gbxawtabrha924
@gbxawtabrha924 9 ай бұрын
We will never forget 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️🌹🌹💐
@eriangelino7800
@eriangelino7800 9 ай бұрын
We must not forget these heinous crimes perpetrated by tplf mafia elements. They did the same crimes in Afar and amhara regions. What is really sad is that these criminals are let loose and are freely roaming around in Ethiopia.
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 9 ай бұрын
ሕሱም ጎረቤት ኣይሃብካ። ክጥዕሞም ይጭፍጭፉና፡ ክሓስሞም ኣሕዋት ኢና ክብሉ፡ ሰብ ክልተ መልሓስ፡ ሰብ ዓሰርተ ልቢ።
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ግን መስተንክር ዩ ሕኒኦም ተፈዲዮም ግን ከአ እንዶ ዘይብሎም ዘይመሃሩ ጨካናት ህዝቦም መርድእ እንዳተነገረ ዘይግድሶም መሊሶም ኩናት ዝትምነዩ መሓዙት የዕሩኽ ዲያብሎስ። ኤርትራውያን ታሪኽናን መንነትናን አጥቢቅና ንእሰሮ ። I love ERITREAN people and EDF ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 9 ай бұрын
Eway Ane zegrmne gene nay Senafe zebhalu Emo dekukom Ka heji Wayane Wayane yeblu alwo
@NawaNawa-mr1yb
@NawaNawa-mr1yb 9 ай бұрын
ኢዚ ክምይ ይርሳዕ
@jossijossi7972
@jossijossi7972 9 ай бұрын
Ezom hasadat weyane rekiboma alewu nay edom 🇪🇷✊️✊️✊️
@salitiy
@salitiy 9 ай бұрын
Ata kemey zibelwam afafatom eziom gerebkbukusu, ewuy rugumat zeri eyom eziomsiy. Ajokum ajona dekiy Ereyyyyyyyy halalat, kulu kembhadish kitkayu. Tray selamna yhabuna ezom rugumat. Kislueuniy foe eziy amlak bgele kaziom tezfelena xibuku neru, dekiy Ereyyyyyyyy asikna niseliy kabziom dobuna kifle. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 9 ай бұрын
ትኽክል ክሳብ ከባቢ ኣሕፍሲ። ኣውሊዕን ጽሕድን ኣፍሊሰሞ
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ነብስኻ ዝገፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ደቂ ዛ ሸርሙጣ ክልል ሓደራ ዶብና ከይክፈት ሓደራ ምስ ዛ ረሳሕ ሃገር ኢትዮጵያ እንትርፎ ብዕልግና ፡ ዝመጽና ጽቡቕ የለን
@Burie22
@Burie22 9 ай бұрын
Zereba endikum zeytfetwu koinkum shaebia bella ember msinad dea meqsenat endikum ❤❤❤
@Lovelove-ip7tp
@Lovelove-ip7tp 9 ай бұрын
Aynrsaon eina Amoy ms gala ab tends tsha teakuba kela bdebdab neferti weyane moyta😢😢😢
@user-gf7bi5rg5d
@user-gf7bi5rg5d 9 ай бұрын
ስላም ስላም ከመይ ሓዲርኩም ደቂ ኤርትራ❤❤❤ ጅጋኑ ጅጋኑ🎉🎉🎉
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 9 ай бұрын
ኣነ ኔረ የ ኣብዚ ጽብቅ ጌረ የ ዝዝክሮ
@astermogos3105
@astermogos3105 9 ай бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@salihnoori
@salihnoori 9 ай бұрын
🥺😪😪😪
@Wedismera441
@Wedismera441 9 ай бұрын
Nay iden rekiben alwa eziom hasewti fetret
@kemLbey3699
@kemLbey3699 9 ай бұрын
ኣብዘይ ጽቡቅ ጽቡቅ ኣለና እንዳ በለ ክሳብ ተስፋ ዝረኢብ ብዓቅሊ ዝጽበ ዘሎ ህዝበይ ደሓን ቀሪብና ኢና።❤
@dadidad4572
@dadidad4572 9 ай бұрын
ኤሪ ቲቪ ካብ ሕጂ ንዳሓር ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪ ንመንግስቲ ኤርትራ ባሕሪ ኤርትራ ኢሉ ክስይሞን ናብቲ ናይ ጥንቲ ስሙ ክመልሶን ክትሓቱልና ንላቦ እዚ ብህጹጽ ግዜ ዘየድልዮ ግዜ ኢዩ ንስኩም ውን ባሕሪ ኤርትራ ዝብል ክትጥቀሙ ንላቦ ንመንግስቲ ኤርትራ ብዘይዋዓል ሕደር ነዚ ስም ከስተኻክለልና ሕቶና ከተቅርብሉና ንላቦ
@AbdallaERl
@AbdallaERl 9 ай бұрын
Kala suq bel yaki guday tigrayka gebr komal agame / bahri Eritrea eyu enber bahri entay kebluwo delika
@Meri-hgdefawi
@Meri-hgdefawi 9 ай бұрын
​@@AbdallaERl ስቅ ኢልካ ትግራዋይ ትግራዋይ ምባል ትርጉም የብሉን ካብ ቀይሕ ባሕሪ ዝበሃል ባሕሪ ኤርትራ በልዎ'ዩ ዝብል ዘሎ ተሃውኽካ ምጽራፍ ትርጉም የብሉን
@betelihem823
@betelihem823 9 ай бұрын
Kkk ቀላይ መስሉካ ቀይሕ ባሕሪ ናይ 8ጎረባብቲ ሃገራት እዩ እኮ ነቲ ወደብና ሺም ንቀይረሉ ክትብል ክይትከውን
@Meri-hgdefawi
@Meri-hgdefawi 9 ай бұрын
@@betelihem823 ካብ ሓልዮት ናይ ኤርትራ ተበግሱ ይብል ክሳብ ዘሎ ግን ከነባጭወሉ ግቡእ ኣይኮነን ፍትዋተይ
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 9 ай бұрын
ኣዝዩ ዩ ዘስደምም ሰብ ኣንጻር ሰብ ብዘይ ገለ ምኽንያት ክፍጸም እንከሎ የርምም። እቲ ዝዓበየ ናይዚ ዶኮሜንት ብኸምዚ ብምስናዱ እዩ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኣዝዩ ዝድነቕ ሰነድ ፍጹም መዳርግቲ ኣይርከቦን እዩ፣ ዕድመን ጥዕናን ንመንግስቲ ኤርትራ
@abearaya9195
@abearaya9195 9 ай бұрын
People need to realize TPLF (WOYANE) didn't learn or acquire this criminal behavior while they were in Dedebit, rather it's in their blood..people tend to have certain psycholigical make up from the society they are raised in..just because there are some decent people among them don't mean things will change for the better..dispite what those tegaru who came on the foot steps of the invader Ethiopian army did, it's magnanmous not to seek revenge.. but to be extra nice and to help them when they are in rut is enabling them not to change their inherent evil ways.
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 9 ай бұрын
እዞም ሓሳዳት ዕሌት ሕጂ ናይ ኢዶም ረኪቦም ኣለዉ፡ ሩጉማት ዘርኢ
@Abeba12345
@Abeba12345 9 ай бұрын
ኣበይ ድኣ ኔርኩም ሕጂ ትዝርግሕዎ ባእ ዛሕሊ ኣለኩም ብጣዕሚ
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 9 ай бұрын
🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷👍
@merhawihabte549
@merhawihabte549 9 ай бұрын
Never forget 😔
@bereketnew6657
@bereketnew6657 8 ай бұрын
Kabi weyan derig zienow eritrea higdef zienow yikef 2.5 milon nabi sidet awixekumo 😢
@elsaawualom9384
@elsaawualom9384 9 ай бұрын
ከመይ ጌርካ ክርሳዕ ግፊ ኤርትራ ጌና ሕጂካኣ ኣይተማህሩን ኢተጲያ
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 9 ай бұрын
Gena hinena aytefedeyen alo, hiji wun hine hizbna kifde alowo, weyane totaly kitef Trah eu delewo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulubrhantsegaye2768
@mulubrhantsegaye2768 9 ай бұрын
ata borko
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 9 ай бұрын
@@mulubrhantsegaye2768 wedi eno tigray
@user-pu6bo3es2u
@user-pu6bo3es2u 9 ай бұрын
ጆኖሳይድ ግዳ ዘይትኸስዎም ኣኻኺብኩም ደርጊ ዝገበሮ ሃይለ ስላሰ መልስ ዝገበርዎ ።ህዝቢ ምስክር ብምግባር ክሰስዎም ክንዕርፍ።
@salitiy
@salitiy 9 ай бұрын
Eziom kkisesu alewam tray izom reshat komalat , ab Eritrawiy btedegagamiy kiweguna kinebru resihat. Neziom korebie zidgfu eyu zehimeka.
@yohannes4558
@yohannes4558 9 ай бұрын
ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ። - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ። ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ። - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ? ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ? --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም? --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ። --ብሚሲይል ምድብዳብ
@nazrawittewelde6033
@nazrawittewelde6033 9 ай бұрын
Entay Aynet nay seytan gbri eu
@danidaniel7685
@danidaniel7685 9 ай бұрын
Msziyom selam ayedliyenan u temberkikom ykreta tezey hatitomo kinryom aynidelin hasadat
@nazrawittewelde6033
@nazrawittewelde6033 9 ай бұрын
Eway nay seytan srah
@berhanyassin528
@berhanyassin528 9 ай бұрын
Gegna hizbe Gegna merhainet
@gebrehiwottewolde3873
@gebrehiwottewolde3873 9 ай бұрын
Ezi ab tigray zigeberkumo ke sebawinet diu ygerm u
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 ай бұрын
Junta 10 lbom ab liali eritrawian zfexemwo geben n 1000 amet ayrsan ezom komalat fabrica hasot, tonkol, hsdna, eziom gorebietna mkanom adl aygebernann, ente eritrea gn b 9 deka kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@berihumedhanie4425
@berihumedhanie4425 9 ай бұрын
Tarkik aydmsesin
@tahgastekleyohannes7004
@tahgastekleyohannes7004 9 ай бұрын
Hasewti men kamnekum baelkum zwedakmo hizbi lekbatat 😢😢😢😢
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 9 ай бұрын
ውጻእ ኣታ ዓጋመ ኣብ ረእስኻ ኣለና ገና ኣቦታትካ ዝበደልዎ ርአዮ።ኤረትራዊ ግን ብትዕግስቲ እዩ ዝኸይድ
@kidantekle2443
@kidantekle2443 9 ай бұрын
Please share, share, share
@kidantekle2443
@kidantekle2443 9 ай бұрын
Ayetemhale mensaye
@adulis73
@adulis73 9 ай бұрын
ብከባቢ ሻምብቆ ዝነበሩ ግን ንወያነ ስለ ዝፈልጥዋ ናብ ከባቢ ከረን ሃዲሞም።
@samuelokbe9875
@samuelokbe9875 9 ай бұрын
Men eyu jemirwo ati kinat
@user-ki7sm2jo2b
@user-ki7sm2jo2b 9 ай бұрын
Nihna ezikulu weriduna enkelo aytezarebnan hije ab tigray biziwerde jonodayit elka zelen zeyelon yizireb dihri hije gin nabana gexu zigebere kab zelenayo weridna hinena kinfedi mukana kitru ekum
@RashiAbdella-gc6mx
@RashiAbdella-gc6mx 9 ай бұрын
አነ ዘገርምን ክሳብ አበይ ስንሕኩም eri tv ክምዝ ዘመሺል ታሪክ ዘይራሳዕ ዓገብ ማለተይ ቁልቱፍ ከትሃሓልፍ አለኩም ክሳብ ማዓሽ አዩ ሰብ ጽቡቅ ገሩ ይፍልቶም ዎያኔ ብፍላይ ኢትዮጵያ ... ሕጂ ውን ምሽ ትግራይ ሕጂ ዘቀደ ውጊ ብዙሕ ታሪክ ህዝብ ኤርትረአን ወተሃደር ኤርትራ ዝግልሽ አምሽዩና .......ብሉብ ውን ቀይ ይምስግነኩም ከሓልፍ አይደልን
@betelihem823
@betelihem823 9 ай бұрын
ኣስካ ኣብይ ኔርካ እዚ ናይ ሕጂ ኣይኮነን ደጋጊምና ሪኢናዮ ኢና።ወይ ረሲዔዮ በል ናይ ተስንይ ክይትረፈ ደጋጊምና ሪናዮ ምጀምርያ ንብኪ ኔርና ኢና ብዙሕ እዩ ዋላ ናይትም ዝትሰጎጉ
@Dasmara97
@Dasmara97 9 ай бұрын
Kabzi mexyom tgray zblu ezoምsenafe ከባቢ ኣነ ደኣ ወያነ ዝሕብሕብዎም ይመስለኒ ኔሩ አዋይ ምሕረት ይሃብኩም ኣምላኽ እንታይ ይብሃል እዚ
@amanbetiy
@amanbetiy 9 ай бұрын
Oy nay weyanes fuluy eu
@erilover1723
@erilover1723 9 ай бұрын
Ajukim henena fadina Ena ezom komalat kabirnayom
@AbenuAtnafu
@AbenuAtnafu 9 ай бұрын
Resah nay edka ktrekb eka ajoka ruhuk aykonen mennet albo barayu
@Dan-ih3dm
@Dan-ih3dm 8 ай бұрын
​@@AbenuAtnafuplz we made you live in a place like Gaza
@solomnmahray7253
@solomnmahray7253 9 ай бұрын
Ezi zeiresae eyu nebruluna jeganu abotatna
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 9 ай бұрын
እዋይ ግፍዒ ጸላእትና ኣብ ልዕሊ'ዚ ፈቃር ህዝቢ ኤርትራ: እዚሞ ከመይ ኢልና ክንርስዖ!! እዚ ታሪኽ'ዚ ከይንገር'ዮም እንዳ ጭፍራ ያኢ ገልቢጥካ ኣውያት: ጭጉራፍ ሃሪማ ተአዊ ኣውያት ተጋሩ: እዚ ጸሊም ኣረሜናዊ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ኣይክንርስዖን ኢና ንዘልኣለም💔::
@fatemashkoray8935
@fatemashkoray8935 9 ай бұрын
Nayhagrna Zkonngr Nktzarbo GLlnkthlfo Shkan Hosom Eyounyro Abgzywgen Wlaetkon Kdmeo Abgzy Gzatentay Eyouemo Zgbro Abhagrna Gnsladgga Nasntrkkpa 🌴🇪🇷🌟Eritrea🌟🇪🇷🌴 Msshzpa Sladgga Kbrtyhablna Njganona kbrnmgosn Nswatnan Awetn Edmntenan Nhlwatna Jganona Dgge Jganona Yhabkom 🌴❣Amien❣🌴 Kbrolna Nbrolna Abkbrtkom Nzlalm 🌴❣Amien❣🌴Dgge Eriyyyyyy Zyadadgga Akabtdgga Zyadablstekolo Awet N Hfash 🌴❣Amien❣🌴 🐪🙏🌴🇪🇷🌴💖🌴🇪🇷🌴🙏🐅🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🙏🍃🍃🍃🇪🇷🐪👏👏💐✊💪
@dawayes297
@dawayes297 9 ай бұрын
Hasewti deki adie ko alena ms nay flisteim dikum ktetehazwo delikum.weyane dea adina zeyeekobetna weyane xlal koynomna.
@hadgu2562
@hadgu2562 9 ай бұрын
ሊሕቲት ደቂ ዓዲ ለና ከኣቲቢል ዲሁል ሊዕሊ ኢዚ ኪትሪኦም ዚጸናሕካ ወዲ ዓዲ ኮንካ ማለት ዲዩ። ከደዓት ገለ ቢረብሓ ተጠብርኩም ታሪኽ ወለዲኹም ቲሸጡ ከምዘለኹም ደኣኒፈልጥ ኢወ።
@habtomtes1448
@habtomtes1448 9 ай бұрын
Bweyane Libna sembiru eyu zelo
@mesitube5641
@mesitube5641 9 ай бұрын
አሕሕሕሕሕ ትግራይ አቲኹም ከለኹም ነታ ትግራ ክትሓርስዋ ኔርኩም ምድረበዳ ክትገብርዋኔሩኩም
@danidaniel7685
@danidaniel7685 9 ай бұрын
Kab kedem tonkolenatatyom nay seb fitret yebilomun komalat eziyom dhan ab risekum alena hasadat
@mulubrhantsegaye2768
@mulubrhantsegaye2768 9 ай бұрын
Gohaf
@danidaniel7685
@danidaniel7685 9 ай бұрын
@@mulubrhantsegaye2768 agame komalat abitatkum kemziyom gerom ab lili hizbi Eritra nakum ykre ayniblelkumin ena ab risekum alena gena ezi kelilu entaymo selemawi koynu enber hzbi Eritra mihirukum hasadat
@BiniAbraha
@BiniAbraha 8 ай бұрын
ወሪድዋ ወያነ ንስኹም ኢኹም ከፊእኩሞ ነዚ ህዝቢ።
@wakawaka1029
@wakawaka1029 9 ай бұрын
ኣየ ዕረ tv ሓቅነት እንተ ዝህልዎ ንምንታይ ኣብ ዝሓለፈ ዘይትዝርግሕዎ ሕጂ ነዚ ተበጊሱ ዘሎ መንእሰይ ልቡ ንጥዋይ ዝያዳ በቲ ከባቢ ዘለዉ እዮም ዝቃወሙ ተባሂሉ'ዩ😂😂 ድሰምዓኩም መንእሰይ የለን 33 ዓመት ዘታለልኩምና ይኣክል 😂😂😂😂😂
@mesitube5641
@mesitube5641 9 ай бұрын
እዞም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ደቅዞም ብምግሳስ ዝተወልዱ እዮም እንበር ኤርትራውያን ትግራይ ትስዕር አይብሉንዮም
@harounekubal8436
@harounekubal8436 9 ай бұрын
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@user-gf7bi5rg5d
@user-gf7bi5rg5d 9 ай бұрын
😂😂😂😂አፋፋፋፋፋፋፋፋፋፋፋ🎉🎉🎉ነብስኻ ዝገፋፋፋፋፋፋፋ😢😢😢ከመይ ጌርካ ክርሳዕ ግፈ ኤርትራ ዊና
@zormositv609
@zormositv609 9 ай бұрын
Abiyet hasot
@Dan-ih3dm
@Dan-ih3dm 8 ай бұрын
This is a fact proven
@user-dc3vi3hy8v
@user-dc3vi3hy8v 9 ай бұрын
Ay higdef zitefeshe documentary kabizi zikefi shgir ahlifan idme niakatkum Hager abadimkuma
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 9 ай бұрын
ATA QONDAF WEDI SHARMUTA SEREQTIY SHAFATU RESHAT TEGARU
@user-dc3vi3hy8v
@user-dc3vi3hy8v 9 ай бұрын
​@@isayasambasager2453 Beqa kabu wexai kithasb aytkiln
@qelhi7922
@qelhi7922 9 ай бұрын
ሰንዓፈ ዝያዳ ኹሉ ብወያነ ክምሕሱም ዝተጨፍጨፈ ከባቢ ኢዩ፡ሕጂ ድሕሪ 20 ዓመት ናይዚ ፍጻመ ሰንዓፈ ነዚ ረሲዖም ንወያነ ከገልግሉ ክሕለቑ ክትሪኢ ከለኻ ዝገርም ኢዩ
@gebrehiwottewolde3873
@gebrehiwottewolde3873 9 ай бұрын
Ata kindey kihswu yom maere kindizi teganinu lekabit
@xxxxx9949
@xxxxx9949 9 ай бұрын
@gebrehiwottewolde3873 is cha icha hasawi wedi kelbi !
@warroom5739
@warroom5739 8 ай бұрын
ሻዕብያ ረሳሕ ስርዓት፡ ባዕልኹም ዝገበርክምዎ ንወያነ ተላግብሉ። ካባኹም ንላዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ ዘራሰየ ገዛኢ ስርዓት ኣየጋጠመናን።
@Eritrea1941
@Eritrea1941 9 ай бұрын
Lekabit hasewti neskum zebdlkumo yebzih
@xxxxx9949
@xxxxx9949 9 ай бұрын
@eritrea174 afka has wedi sharmuta!
@shimejenaadey8260
@shimejenaadey8260 9 ай бұрын
Kkkkkk ala nskum nay hasot memahran xilie, ab Tisha baeley beakal ab tenda nere iye, woyane zey konet debdibatna , nay Wuchu ahadu kor 2001 bitiezaz nay Wuchu algibkum belwom eleom ezi kulu hzbna bi nay Wuchu wetehaderat ena techefchifna , tedanagrwo seb yelen atum resahat seteyti dem atman 0:01 🐍
@eriangelino7800
@eriangelino7800 9 ай бұрын
Liar!
@abearaya9195
@abearaya9195 9 ай бұрын
@shimenjenaadey8260...temen agame ..kab etom werar zifexemun neti debdab zekayedun kitkhwin alekha
@user-ki7sm2jo2b
@user-ki7sm2jo2b 9 ай бұрын
Emo nisika kabtom weyane mexiom elka zialelu eka malet eyu
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ለኽባጥ። ባዕልና ዝረኣናዮ ዓይንና ከተቁረና። ወያል!
@hadgu2562
@hadgu2562 9 ай бұрын
ደንባር ኒሳቶምከ ፊቅሪዲዮም ኪሰብኩ ዲዊዕሉ ደለዉ።
@mebrahtom1989
@mebrahtom1989 9 ай бұрын
😂😂😂😂 ሓሰዉቲ ኣብኡ ነይረ ኣነ ባእለይ ኣቡ ነይረ ኣብ ጥሻ ፈንጂ ኣይነብረን ኣረጊት ሰብእይ ጻዕዳ ሓሶት ኣይቲሓስዉ መዋረድቲ እካ ደኣ ባንጻሩ ናይቲ ትብሉዎ ዘለኩም እኩል ሕክምና ኣገልግሎት ነይሩ ንምካኑ ክንድዚ ዝኣክል ሓሶት ንምንታይ ኣድለየ ? ገረብ ቖሪጾም ይብሉና ያከ ባዕሎም ዘብረስኩምና 😂
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ተሰተር ሓሳዊ። ነቲ ብኣካል ዝረኣናዮ ዓይንና ከተንቁረና። ለኽባጥ!
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ለኽባጥ። ባዕልና ዝረኣናዮ ዓይንና ከተቁረና። ወያል!
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 9 ай бұрын
@ mebrahtom ንስካ ኮስትሚ ወያነ፣ ካብዞም ደቂ ሓደብዕራይ ተወልጀ መቦቀልካ ትግራዋይ ዕባይ ሰንዓፈ፣ ወይስ ድቂ ወዶ ገባ ምልሻ ስርናይ ወለድካ ኣብ ትግራይ ዝወለድካ ዕሱብ ዘመድ ሰልጠነ ውሪ ሓካር ኣድጊ ድራር ዒቶ ትከውን ሰበይቱ ወያነ ትጋሲሰማ ፣ ትግራይ ት ስዕር ዝብል ዝነበረ፣ እምበር ኣብ ኡ ዝነበሩ ዝምስክሩ ዘለው ደቂ ዓዲ
@24Reem
@24Reem 9 ай бұрын
እሞ እቲ ዝምሰሰክር ዘሎ ህዝቢ .ከ ሐሳዊ ድዩ ከማኩም ደንቆሮ ይህልው ዶ ይከውን ደቂ ማለሊት
@desalegereme935
@desalegereme935 9 ай бұрын
Suko beal komal resah agama wedi weldegeba
@fikrehaile751
@fikrehaile751 9 ай бұрын
ጽውጽዋይ ወደኮይ ጽልማይ ክርዳድ ኣይትዝሩኡ ኣባላት ህግደፍ ሰንዓፈ ጸላኢና ንፈልጥ ንሱ ውን ይፈልጠና ኣብ ልዕለናን ኣብ ልዕሊ ኣንስትናን ኣሕዋትናን ኣግራብናን ኣብ ኢድና ስለዘሎ ግዜ ንጽበየሉ ኣለና።ሓሶት ኣይትሰንዱ ኤረ ቲቪ
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ለኽባጥ። ባዕልና ዝረኣናዮ ዓይንና ከተቁረና። ወያል!
@24Reem
@24Reem 9 ай бұрын
እምበር ዶ ኤርትራዊ ኢካ ንወለድካ ኢካ ሐሰውቲ ትብሎም ዘለካ እቲ ሐቂ እኮ ትፈልጦ ኢካ ባህ አይንቦሎ ኢካ ጺሕፍካያ ብዓል ዙቋቅ ወያነ ወዲ ምልሻ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 9 ай бұрын
ANTA RESAH QONDAF WEDI SHARMUTA GAME OVER SHAFATU RESHAT SEREQTIY BANDATAT WEYANE
@salitiy
@salitiy 9 ай бұрын
Ata hasawiy kid dea etiy hakiy sle ziwese ika harika, hakiy kemiaya tselailai eya tebleka. Kulu kiwesi eyu hjisiy ziagto yelen. Eri TV yala kesilwa kesilwa dea hizibiy yfleto.
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 9 ай бұрын
@hagosnegash1941 SUQ BELI QONDAF NAY MEN DA KTWESD NAY GOYTAKA SEREQTIY SHAFATU RESHAT WEYANE NAY TIGRAYKA ZEYTGEBR RESAH
@yohannes4558
@yohannes4558 9 ай бұрын
ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ። - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ። ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ። - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ? ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ? --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም? --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ። --ብሚሲይል ምድብዳብ
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
0:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 1,6 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 38 МЛН
Вопрос Ребром - Глеб Три дня дождя
35:50
Выпускаем трек? #iribaby
0:14
IRIBABY LIFE
Рет қаралды 171 М.
КОГДА МАМА ОТПРАВИЛА ЗА ХЛЕБОМ
0:23
Katya Klon
Рет қаралды 325 М.
МЕГА ФОКУС С КАЛЬКУЛЯТОРОМ
0:33
Masomka
Рет қаралды 154 М.
This or That 🛍️
0:52
A4
Рет қаралды 9 МЛН
My daughter always appears at the most critical moments
0:35
昕昕一家人
Рет қаралды 21 МЛН
I meet Mr.Beast
0:15
ARGEN
Рет қаралды 19 МЛН