2ይ ክፋል"ብሰንኪ ድሑር ልምድን ቐሺ ኺዳኑን"ብማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ትግራይ ዝተሰናደአ ኣቕራቢ ጥበብ ይብራህ/Aksum Orthodox Tewahdo Tigray

  Рет қаралды 63,682

Tibeb Ybrah

6 ай бұрын

GoFundMe link:
www.gofundme.com/f/j9bqgk?+share-flow-1&
ጥበብ ይብራህ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::elcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like,Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Пікірлер: 905
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 6 ай бұрын
ዋና እዛ ሚድያ እዚኣ እዚ ችግር እዚ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብፂሕካ እቶም ፈላሲ ዝበሃሉ ዘለዉ መታኾሲ እውን ናብ ሕጊ ክቀርቡ ሓደራ እዞም ሰባት በፂሕዎም ዘሎ ማሕበራውን ሞራላውን ፀገም ክረኣየሎም ኣለዎ ዘሕዝን እዩ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 6 ай бұрын
ብሓቂ ኣበይሞ መንግስቲ ዘይብላ ዓድና😭
@kingjo7100
@kingjo7100 5 ай бұрын
እወ እቶም ብሽም ቀሽነት ዝሽቅጡ ዘለዉ ቀጣፊ ቀሺ ኪዳኑ ዝበሃሉ ዘለዉ ሰብኣይ እቶም ብሰንኮም ዝጠፍአ ሂወት ደቂሰባትን..ዝዘርፍዎ ዘለዉ ሰልድን ካሊእ ዉን ምፅራያት ተገርሎም ቅፅዓቶም ክረክቡ ምግባር ይግባእ!
@TEKLERISHAN-bu4vc
@TEKLERISHAN-bu4vc 5 ай бұрын
ዋይ ናይ ምንታይ ፈላሲ ከዚ ኣገልጋሊ ሰይጣን እምበር ዋእ
@EisakoE-sq7ox
@EisakoE-sq7ox 5 ай бұрын
ጋኔን ኪዳኑ ብጥይት በጥ ምባሉ እምበር ​@@kingjo7100
@user-sq5fv1uk7i
@user-sq5fv1uk7i 5 ай бұрын
ብሓቂ ብሕጊ ክጥየቕ ኣለዎ
@mikyberhane9526
@mikyberhane9526 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዙኑካ እዞም ሰባት በጃኩም ፍትሕ ንክረክቡ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ፃዕር ይኩን ቐሽ ኪዳኑ ናብ ሕጊ ንክቀርብ ኩላትና ንፅዓር በጃኩም
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ቀሺ ኪዳኑ ክተልዕል ዓቅሚ ኾነ ብቅዓቱ የብልኻይ ቡዳ
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 6 ай бұрын
ከሕዙኑኻ ሰባት እንተዘይኮይንና ናብ ቆላ ንበይንና ቦታ ሃቡና ብጣዕሚ ልቢ ዝሰብር ነገር ኡፍ ኣጆኹም ኣቦዋይ😭💔
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 6 ай бұрын
Ewa zehzn ay tigraway donkoro 😭😭😭
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 6 ай бұрын
Tegaru Denakur haku eyu keyhalfelkume Lementi
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 6 ай бұрын
😭😭
@gsgs2241
@gsgs2241 6 ай бұрын
suq bel wedi sharmata abzemlketeka aytuito​@@senaitgebrehiwet2851
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 6 ай бұрын
😢😢behaki kidaniguxeka eze kineee zabigesio EU mikinenae hadhidna EU hilfet Sena hizbi Tigrena 😢
@zarahiwet1
@zarahiwet1 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢየ ሓዚነ፡ ጥበብ ይብራህ ብመሰንጀር ጽሒፈልካ ኣሎኹ፡ ተተመሊስካኒ ዓቕመይ ዝፈቕዶ ክሕግዝ ኢየ፡ ነዚኦም ውን ፡ ክንቅጽሎ ኢና ኣይንርብርብን ጽንተት ትግርኛ ፡ ንዝምነዩ ከነሕፍር ለይትን ቀትርን ሰሪሕና ክንሕግዝ ኢና❤❤❤❤ በጃኹም ነዚ ጥምየት እዚ ክብዳሕ ንምዓልቲ 10 ሳንቲም ነቐምጥ
@user-li6ux7dw9p
@user-li6ux7dw9p 6 ай бұрын
❤🙏
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Tigray halifla maebila hegi zelewa do ena belu eznina yexmuna aynberum.nezi hemaq lemdin eminent keali zeykeale merhinet tplf meles chenawi zmerahieu dea entay kexbeq.democrasiawit tigray ezia ya
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Shaebya mexiomna yom gen welahade aygberun neana zbedelena ab weshti na zelo EU kkk
@user-nr4pw7zo8d
@user-nr4pw7zo8d 6 ай бұрын
መከላከሊ ነብሲ (ብረት) ክወሃበኩም ኣለዎ። እቲ ሰብ ክሳብ ዝነቅሕ ፡ እንተዘይ ኮይኑ ከጥፍኡኩም ይክእሉ ዮ፡ ዱሑራት ኮይኖም እምበር ፡ እንታይ ኮይኖም ሕነ ኣቦኦም ዘፈድዩ ሰብ ክበልዑ ሰለዘክእሉ እምበር *ዩ እቲ መልሲ
@Truthful79
@Truthful79 5 ай бұрын
በጃኹም humanity ይሃልኹም...እንታይ ዝገበሩ ህዝቢ እዮም... Police... መምህር... መራሕቲ ሃይማኖት ምስ ህዝቢ ሓቢሮም ከምዚ ሰባት ክብድሉ ሕማቕ ናይ ሕማቕ
@liyu_Tube12
@liyu_Tube12 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ዝፈጠራ ትንፋስ በዲቂ ሰበት ከምዚ ክግረፍ ከቢድ ዩ😢አምላክ ይርዳእኩም ❤
@azeb52
@azeb52 6 ай бұрын
😢ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኩላትና ደቂ አዳም ኢና ድሕር ኣበሃህላ እዩ ጸላኢኹም ይሳቀቅ😢
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 6 ай бұрын
ኣይካኣልኩን😭😭😭😭😭😭ብኣርአያ ስላሴ ዝተፈጠረ ሰብ ስ ክንድዙይ ጭካነ😭😭😭😭😭😭ኣምላክ ብሰብስ ተበዲሎም ዋ ባዕልካ ረአዮም😭😭😭😭😭😭ድንግል ማርያም ኣደይ😭😭ህዝቢ ሓደራ
@ranirani3899
@ranirani3899 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭 ልብኻ ይሰብር ብገዛ ዓዶም ክንዱዙይ ሠከራ
@user-dc1yi4bj2q
@user-dc1yi4bj2q 6 ай бұрын
ኣባይኩም ኩቡራት ኣቦታተይ ❤ ኡግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዚ ዘለኹሞ ጽገማት ይርኣየልኩም ፡ ኡዚ ነገር ግን ወላ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ጽገማት ኡዩ ህዝቢ ኤርትራ / ኢትዮጲያ ዘለና ባህሪ ሓደ ዓይነት ❤ ኣብ ክንዲ ጾምን ጸሎትን ኣብ ክንዲ ሕክምናን ማይጨሎትን ንኸይድ ንፍወስ ኣብ ሃይማኖትና ናኣምን ኣብ ጥንቖላን ኣጋንንትን ኣሚንና ንኸይድ ጎደሎ ኡምነት ዘለና ህዝቢ ኢዩ ፡።😢
@rahelalula551
@rahelalula551 5 ай бұрын
Abe eritrea eko Buda seb keseto hizeni telka neti seb komeau zebel eiyom zeaserwo 🇪🇷 🇪🇷 seb aytwenjel yebeluka seb ketilka emo nehelfet eika tesere selzi amlke yehalwom behaki yedengtsuka aziyom yeheseyu alew
@user-dc1yi4bj2q
@user-dc1yi4bj2q 5 ай бұрын
@@rahelalula551 ኡወ ጽቡቅ ኣለኺ ንሱ ደኣ ኣብ ኤርትራ ሕጊ ስለ ዘይኣምነሉ ይከሱ ኡዮም ኣነ ዝብል ዘለኹ ግን ኡቲ ናብራና ሓደ ሰብ ኡንድሕር ቡዳ ተባሂሉ ይፍራሕ ኡዩ ኣብ ዓዲ ውን ይንጸል ኡዩ ሰብ ሓሚሙ ኣብ ክንዲ ማይጨሉት ናብ ጥንቆላ ይኸዱ ኔሮም ፍላጥ ኡንዳ በሉ
@zufanbayray899
@zufanbayray899 6 ай бұрын
ኣጆኩም ቡዳ መንፈሰ እምበር ቡዳ ሰብ የለን ብዝትካአለኩም ፆሎት ተትገብሩ ይብል ህዝብና ገና የነቀሐይ ዘሎ ብተለይ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ🙏😢
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 5 ай бұрын
😢 ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ሰብ ብምኳነይ ፀሊአ ከምዚ ዘኣምሰለ ነውራምነት ኣይረአኹን::
@FrehiwotGcherkos
@FrehiwotGcherkos 6 ай бұрын
ትልቁ ችግር የሀይማኖት አባቶች ነ ን ባዬች ላይ ነዉ ያለዉ በክርስቶስ አምሳል የተሰራዉን ሰዉ ሰዉ በላ ብለዉ ሲሉ ሀይ ባይ መጥፋቱ ያሳዝናል የነቃ ከምለዉ ኽዝብ እንዲህ አይነቱን መስማት ያሳዝናል እነዚኽ ምስኪን ሰለባዎች ባፍጣኝ ፍትኽ እንዲያገኙ ሁሉም የበኩሉን መወጣት አለበት
@mdlentmt
@mdlentmt 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mdlentmt
@mdlentmt 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mdlentmt
@mdlentmt 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mdlentmt
@mdlentmt 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mdlentmt
@mdlentmt 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rishane9576
@rishane9576 6 ай бұрын
ኣጆኩም ሰብ ንሰብ ኣይበልዕን እዩ እሞ ጸሎት ምግባር ጥራይ እዩ መፍትሒ ኣጆኩም
@chelsetheblue1991
@chelsetheblue1991 6 ай бұрын
ሰብ ዝበልዑ ማ ተዝኮኑ ሰብ መክበሮም ኔሩ ከደብተራ ዝከፍእ ስራሕ የለን ዘግልሎ የለን እዚኦም ግን ጥበበኛታት ኢዬም ሰለሙን ባዕሉ ጥበበኛ ኢዩ ኔሩ ፍልጠት ኢዩ ጥበብ ዘይብሉ ሕብረተ ሰብ ከመይ ኢሉ ክምዕብል ይክእል ዓለም ዝዓበየት ብጥበበኛታት ኢየን ዓብየን እዚከኣ ናይ ውጢ ሴራዩ ምኽንያቱ ከይንዓቢ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 6 ай бұрын
ንገረለይባ
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
ንደብተራ ደኣ ኡፍ ኡፍ ይብልዎ እንበር መሕፈርቲ።
@kingjo7100
@kingjo7100 5 ай бұрын
​@@hermonmlash8823 ጭቃ ንስካ ከ ታዋይ ዲካ?🤨
@kubromyacob2948
@kubromyacob2948 5 ай бұрын
ካብ ዓዶምውን ኣይምወጹን ዓቅሚ እንትዝህልዎም፣ ፈጣሪ ወጽዐኦም ይርኣየሎም መሳኺን
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 5 ай бұрын
ናይ በሓቂ ሰብ ዝበልዑ ነይሮም እንተዝብሩ ምኸበሩ ምኽንያቱ ደብተራ ሰብ እንዳበልዑ ዝቀርቦም የለን እዚኦም ግን ንጽሃትዮም
@berheghilem7135
@berheghilem7135 5 ай бұрын
😢😢 ብታዕሚ ዘሕዝን በሓቂ ድሕረት ኣንቱም ሰባት ሰብ ዝበልዑ ነሮም ኢንትዝኮኑ ሲ ነዞም ዘሳቅይዎም ዘልው ሰባት ካብ ገጽ መርይት ዝየጥፍኢዎም
@TEKLERISHAN-bu4vc
@TEKLERISHAN-bu4vc 5 ай бұрын
ትክክል
@user-rs3uk4om5n
@user-rs3uk4om5n 5 ай бұрын
Blxti logic
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 5 ай бұрын
ይገርምዩ ኣነ ውን ከምኡየ ዝብል ዘለኹ
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን 😢😢😢😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ባዕሉ ይሓግዙኩም 🙏
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 6 ай бұрын
ኣይይይይ ምስክን ከብደይ በልዓቲኒ ምስክን ሓፍተይ ኣጁኪ እስኪ ጥዑይ መንግስቲ ይፍጠረልና እምበር ድሑር ዝኮነ ህዝብ
@teklayteferi7238
@teklayteferi7238 5 ай бұрын
ሕማቅ ረኺብኩም ዞም ኣሕዋተይ። እግዚኣብሂር ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
@rishansolomon9726
@rishansolomon9726 5 ай бұрын
እቲ ሽሻይ ገብረዝጊ ዝበሃል ይፈልጦ እየ 😢😢😢😢
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 6 ай бұрын
😢😢😢😢ቀሺ ኪዳኑ ናብ ሕጊ ክቃርብ ኣለዎ እዞም ሰባት ፍትሒ ክረክቡ ኣለዎም
@merhawitembaye7473
@merhawitembaye7473 6 ай бұрын
Ere kitefeu alewom
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ቡዳይ ጠቢብይ ክጠፍእ ኣሎዎ ኣቱም በላዕቲ ሰብ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 5 ай бұрын
@@LoveLove-zx8fl ወዲ ጠንቋሊት ንስካ ኢካ ክትጠፍእ ክንደኦም ባዕካክ ረሳሕ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 5 ай бұрын
@@merhawitembaye7473 ቅድሞኦም ንስኪ ክትጠፍኢ ኢኪ ናቶም ብሩር .ወርቂ.ኩሉ ንታቶም ዝሰርሕዎ እንተጠቀምኪ ንኣቶም ትፀርፊ ድሕርቲ ድሕሪት የትርፍኪ መደሃኒ ኣለም
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 6 ай бұрын
ዋይ ድሑር ኣታሓሳስባ ኣሕዋተይ ስነ ልቦናዊ በሰላ ኣጀኩም ኡዙይ ከምዙይ ኢሉ ዝሓስብ ሕብረተሰብ ጠመተ ክግበረሉ ኣለዎ ከም ሃገሮም ነፅነት ሃብዎም ኩሉና ደቂ ስላሴ ኢና እና እዙይ በላዒ ሰብ እዩ ክንደይ ዓመት ተሰቂቆም ሓመድ ትብለዐኒ አረ ፍትሒ ንብዱላት ወለድና ኣሕዋትና 😢😢😢
@redaetewelemedhn7186
@redaetewelemedhn7186 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን።አይዞኹም ኣሕዋተይ መዓረይ ጀጋኑ ኢኹም እዞም ዘሳድድኹም ዘለኹም ደናቁር ሰባት ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም።
@kingjo7100
@kingjo7100 5 ай бұрын
ቀንዲ ፍልፍል ፀገሞም እቲ ቀጣፊ ብሽም ቅሽነት ዝሽቅጥ ዘሎ ቀሺ ኪዳኑ እየ በሃሊ እዩ!
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
@@kingjo7100 እስኻ መን ኢኻ ተሓላቂ ቡዳ ቀሺ ኪዳኑ ክንደይ ኣሕዋትና ዝፈወሱልና ኣቦና እዮም ረሳሕ ኣፍካ ተሓፀብ ቅድም ንዖም ክትወቅስ ብራርያ
@jerrymeberhatu1637
@jerrymeberhatu1637 5 ай бұрын
​@@LoveLove-zx8flብጣዕሚ ልገርም ኸሲ እዞም ተበሊዕና ኢሎም ዘሸማቅቅዎም እኮ ኣይኾነይ ክብልዑስ ክትሪኦም ዘፀግሙ ረሳሓትን ኣብ ብኩሉ ናይ ናብራ ደረጃ ትሕቲኦም ዝነብሩ እዮም።ናይሰብ ክብሪ ዘይርደኦም ብናይ እግዛብሄር ሓይሊ ዘይኮነስ ብናይ ፈላጣት ኢና ዝብሉ ጠንቆልቲ ህይወቶም ዝተሓፀረ ካሕዳማት እኮ እዮም ። ኣይኮነይ ንሰብ ክበልዑ ዝተበሊዐ ዝብል ሰብ ኹሉ ብናቶም ሃፍትን እኽልን ተለቂሑ እናወሰደ ካብ ችግሩ ዝላቀቅ ህዝቢ እዩ ካብኡኮ ለለስኻ ዝካብ ኻሊእ ዓዲ ተፈናቂሉ ለሎ ህዝቢ ትሓዝን ትኾን ኢኻ ኣብ ዓድኻ መፈናቀሊ ህዝቢ ሓቂፍኻ የሕዝን🤔
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
@@jerrymeberhatu1637 ከምኡ ተትኾን ዳሕና ነይሩ ግን ናጭካነ ፀግዒ ተምሀሮ መናእሰይ ዓዲ ዉዒል ይገብርዎም ፍቓዶ መንጨሎት ክንከራተቱ ኣዴታት ሓራሳት ህፃዉንቲ ቆልዑ እዮም ዝበልዑ ኣብዚ መፅዮም ናኣዞ ንብዓት ይነብዕሎዉ ተበደልቲ ልምምሳል ከምዚ ክብለኪ ተለኹ ግን ኩሎም ማዕረ ማለተይ የኾነይ ጠቢብቲ ምንም ለይገብሩ ፈሪሃ እግዛብሄር ለለዎም ለ እኒኤዉ እዮም ዞም ዉልቀ ሰባት ተበደልቲ ህዝቢ ወጀራት ጌገኛ ዝኾነሉ ብምንታይ መለኽዒ እዩ ሕጊ ኮ እኒኦ ንቀሺ ኪዳኑ ንምፅላም ዝተገበረ ፕሮፖጋንዳ እዩ ዚ
@jerrymeberhatu1637
@jerrymeberhatu1637 5 ай бұрын
@@LoveLove-zx8fl መጀመርታ ኣበየናይ ናይ ሃይማኖት መፅሓፍ እዩ ሰብ ንሰብ ይበልዕ እዩ ልብል?እስቲ ዚኣ መልሰለይ .... ኣብ መሬት ለየለ ሓቂ ሒዝኩም እግዛብሄር ንዝፈጠሮ ሰብ ናይ ሰይጣን ስራሕመሸፈኒ ገይርኹም ንዝፈጠረኩም ፈጣሪ እናሕዘንኹም ንሰይጣን ናሐጎስኹም ትነብሩ ስኻቱም ኢኹም ቡዳታት።ጠበብቲ ትብልዎም ከለኹም ዝፀረፍኩሞምም ተመሲልኩም ተጋጊኹም ኢኹም ብስሞም ኢኹም ፀዊዕኽምዎም ምኽንያቱ ናይ ኹሉ ስራሕቲኹም መካየዲ ናዮም ውፅኢት ስለ ልኾነ ጥበቦም ንዐኦም ጥራሕ ዝተውሃበ ናይ ፈጣሪ ፀጋ እዩ።
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 5 ай бұрын
ፈጣሪ አቦይ ባዓልካ ካብዚ ጭንቀት እዚ አናግፎም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 አጀኩም ዶሞ😢😢😢 ቀሹ ኪዳኑ ግን ናብ ሕጊ ይቅረብ😢 ተስፋ ይገብር TeTibe Ybra ናብ ዝምለክቶ አካል ከምተቅርቦ😢😢😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ብጣዕሚ መዓንጣኻ ዘሕርር ዝፍፀም ዘሎ ርኹስ ኣተሓሳስባን ስራሕን ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠሩ ሰባት እሞ ከዓ ኣሕዋትና ተጋሩ ከለዉ ክንድዚ ዘኣክል ግፍዕን ጨፍጫፍን ክፍፀም 😢😢😢😢😢
@wegahtaabraha2413
@wegahtaabraha2413 6 ай бұрын
ዋይ ግፍዕይ ሓቂ እንዶ እግዛብሄርስ ክቐፅዐና 😢😢
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
😢አባ ሰላማ ካባኩም እዩ ተስፋ ❤ስለ መድሃነአለም አቦና 🕊😇😭🌻🕊✝️⛪️👑☔️🙏🏼
@meronbisrat4594
@meronbisrat4594 6 ай бұрын
Amlak Lbona yehabom
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 6 ай бұрын
ንሱ ንባዕሉ እቲ ዝኸፍአ ጠንቋሊ እዩ.ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ,እዚ ናይ ኣምሓራ ተዋህዶ ድበሃል እምነት ክጉሑፋ ኣለዎ.ነዚ ተዋህዶ ዝበሃል ሰዓብቱን ከይጠፍኡ ሰላም የለን.
@AXUM13
@AXUM13 5 ай бұрын
@@kflezionzerazion3369 እሞ ዓዲ ኣማሓራ ዘይትከይድ ዋይ እቶም ጠበብቲ ዝባሃሉ ኣቡኡ ዓዶም ስለ ዝኮነ ድዩ😂🤭
@kingjo7100
@kingjo7100 5 ай бұрын
​@@kflezionzerazion3369ኣታ መኒካ🤨 እቲ ኩቡር እምነት ዘይኮንካስ እቶም በቲ እምነት ዝሽቅጡ እዮም ክዉገዱ ዘለዎም ከም በዓል ብሽም ቀሽነት ዝሽቅጥ ዘሎ ቀሺ ኪዳኑ ዝበሃል! እንበር ኣባ ሳላማ ማ ከም መራሒ ሃይማኖት መጠን ብዘይዕረፍቲ ህዝቦም ክሕግዙ..ከፅናዕኑዑን ክመክሩን እዮም ዝዉዕሉ ዘለዉ!! ትዚረቦ ፍለጥ ?
@user-ru1ju4re6s
@user-ru1ju4re6s 5 ай бұрын
አባሰላማ ዝብሃል ናይ ሕሾትን ናይሕሸክርናን እምነት እዩ ታይከ እብሃል እምነት ኦርቶዶክሰ ኢትዮጵያ ፅልኡ ካብዞም ናይተጋሩ ውርጭለታት መራሕቲ እምነት ኢና ዝብሉ ጠበብትን ቡዳታትን ጠንቆልትን ዝከፈእ የለን ሰላምንኩሉወዲሰብ
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 6 ай бұрын
ጻላኢ ንከይንምዕብል ንጠበበኛ ክጠፍኡ ዘታኣተው ክፍኣት ኢዩ ንቅሑ ሰብ ንሰበ ክፍርሕ ኣይግብኣ ብፍላይ ፈጣሪ ዛኣመንካ ቀጽልዎ ኣጆኩም
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 6 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ😢😭 ትግራይ ኣቲ ደንቆሮ ህዝብኺ እናሳደድኺ ትነብሪ ከመይ እሉ ኸ ክሓለፈልኺ ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኹሉ ክሓልፍ እዩ ኸዚ ኹሉ ሰብ እናበርሀሉ እዩ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 6 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ሓዚነ ኡፍ ወሸጠይ ነኺኦምኒ እቶም ወለዲ ሓመድ ትበለዓኒ ዞም ዓዲ መጭካኖም💔🥺
@salamsalam1464
@salamsalam1464 6 ай бұрын
​@@Tigraweyti231ብሓቂ😢😢😢
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 5 ай бұрын
Wela ab Eritrea bkemzi meat eyom tegfiem
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 5 ай бұрын
@@torafirstinmylifetewahdo9441 ክትቃወምዎ ኣለኩም እዚ ድሑር ኣበሃህላ ክሓልፈልና እንተኾይኑ እደ ጥበበኛታት ብፅቡቅ ክንሕዞም ከለና እዩ ተዘይኮይኑ ከርተት ቀፃሊ እዩ
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ኣቲ ረሳሕ ዓሌት ቡዳ በላዒት ሰብ ኣፍኪ ኣይትኽፈቲይ
@user-tk2hr7vt4w
@user-tk2hr7vt4w 5 ай бұрын
ከምዙ ዓይነት ሐመቅ ስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ብሐጊ ክሕተት አለዎ።
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 6 ай бұрын
ናዓወት አበራ። ሥልኪ ቁፅራባ ፀሐፉለይ በጃኹም
@eriloveerilove1628
@eriloveerilove1628 5 ай бұрын
Selam kemey tele terekibka niay win arakibeni eka kemzi aynet tsegemat ab buzhat sebat yirie u Kihgzom ye ziakimey nayta kolia telle sdedeley
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Phone 📞 number please
@danielabay4764
@danielabay4764 5 ай бұрын
Niay keman Silka sdedeley
@danielabay4764
@danielabay4764 5 ай бұрын
Abebaseyum niay ewun sdedeley
@user-rd7my8zx4f
@user-rd7my8zx4f 6 ай бұрын
እግዚኦ ካብዚ ይማሓረና እዋይ አሕዋተይ አታ ድሚፂ ኩኑዎኩም አሕዋትና ፀገም ረክቦም😢😢😢😢😢😢😢
@otcanful
@otcanful 6 ай бұрын
እዚ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን 😢.
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 6 ай бұрын
I NEVER SEEN SUCH KINDS OF PEOPLE VERY OFTEN BACK WARD SOCIETY LIVING IN THE WORLD PLEASE WAYANS COULD YOU OPEN SCHOOLS ON THIS ERIAS TEACHING PROGRAM THAT WOULD CHANGE THEM BIHAVER TO NORMAL SOCIETY
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 6 ай бұрын
እዚ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኽውዕል ብትሕትና ነቅርብ😢😢😢
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
😂😂
@user-hv2yd7jd3x
@user-hv2yd7jd3x 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@rahwara2651
@rahwara2651 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ለካ ናኢድና ዩ ዝህበና ዘሎ ሕጂ ሓጥያትና እናፈለጥና ኢና ካብ ኣቦታትሃይማኖት መንግስቲ ቃለ እግዚኣብሄር ይርድኦ ኾይኑ ረኺብናዮ ይገርም
@AlburhanDekel-hw4db
@AlburhanDekel-hw4db 6 ай бұрын
እወ፣ሓቅሓ፣ አብ ሕሉፍ ታሪኽ ከምዝብሃል ካብ ዘመነ ካሌብ ጀሚሩ ብዙሓት ኢደጥበበኛታት አብ ትግራይ ተቐቲሎም፣ደሞም ፈሲሱ ተሳቕዮም፣ክሳብ የመን ተሰዲዶም፣ ተመዛቢሎም፣ ተሸቑሪሮም፣ትሕቲ ወደሰብ ክነብሩ መንታን ብዙሓት አፀያፊ ሽም ተዋሂቡዎም፣ አብዘይ ተግባሮም ክስመዩን ፣ አብ ደብሪ ደማ ከይቕድሱ ተገይሩ፣ ወዘተ ንህዝቢ አስተምህሮ እናሃቡ፣ ዓዲብዓዳትግራይ ተረጊማ እያ ይብሃል። እዙይ ተንኮል ፈሓሲት ደማ ግብፂ ቀሳውስቲ እናልአኸት፣ ርእሲ ደለዎ ህዝቢ እንተሃልዮም ንግብፂ ካብ ሩባ ዓባይ ምግዳብ፣ካሊእ ስልጣነ ውን ከማን ስለዘስገኦም እስራኤል፣ኢደጥበበኛታት፣ወዘተ ክጠፍኡ፣ ክፅላኡን አለዎም ብምባል እዩ ቲ ተንኮል ተፋሒሱ አብዙይ ዘብፀሐና። እዚ ሕዚቢ ዚ አብ መላእ ትግራይ አሎ፣ እሞ ኻዓ ንትግራይ ብመዓረን ብብሉፅ ተግባር ምስኩሉ በዘይፍርሒ ይሙት፣ይስዋእ፣ይምክት😢😢😢። ወያነ ደማ እዚ ባህሊ ካብ ምጥፋእ ብዝበአሰ መገዲ የግድዳቶ። ተንኮልን ድሕረት ዝተላበሶ ውሽጣዊ ዓሌታዊ ጉጅለ በዚሑ፣ ህዝብ ትግራይ መሊሶም አብ ድከት፣መከራን፣ፀበባን ድሕረትን መሪሖሞ። ጉድ ጉድ ምድሪ እዩ ዘብለ ....😢😢😢
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
​@@AlburhanDekel-hw4dbዝበልካዮ ጽቡቅ እንድዩ ናይ ግብጺ ግን ተጋጊኻ ወይ ከኣ ማድረካ ሃበና እንበር ብግብጺ ኣይኮነን መጽዩ እዚ ድሑር እምነት ንባዕሎም እቶም ግብጺ ክርስትያን ኣብ መከራ እዮም ኔሮም በቶም ኣኽረርቲ ኣስላም ደቂ ዓዶም።
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 6 ай бұрын
ንዘይትፈልጦ ,መፅሓፍ ዘየንበብካ ብመሰለካማ ንቶም ግብፂ ብተንኮል ዝተፈሓሱ ኣይገብሩን ኢልካ ኣይትዛረብ . ኣንብብ
@God-db9vp
@God-db9vp 6 ай бұрын
@@Mar-ov3dc እስከ ካብቲ ዘንበብክዮ ንገርኒ፧ ኣበይ መጽሓፍ እዩ ዘሎ ናይ ግብጺ ተንኮል ዝነግር።
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 6 ай бұрын
መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ ዓቢዩ ብኣምላኽዩ ዝወግሕ ወጋሕታ ይፍጠረልኩም ♥️😭😭
@mghsw3508
@mghsw3508 6 ай бұрын
በስማኣም ኣምላኬ ታይ ዓነት ደናቁር ዓዲ እዮም ካብ ከምዚ ማሓረና ኣምላክ ንፅህናኩም ይረአየልኩም😢😢😢😢😢💔💔💔💔
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb 6 ай бұрын
ይገርም እዩ 🥺ኣባና ከባብ እውን ኣለው እዮም ግን ብፍቕር እና ንነብር ወላ ሰብ በለዖም ተተባህሎም ነውር እዩ ኣብ ገበሮም ኣይዝረውይ🥺🥺🥺🥺
@user-st3xc4rt5c
@user-st3xc4rt5c 6 ай бұрын
መሕዘኒ እዩ ብጣዕሚ ዛትግራይና ከመይ እያ ዘላ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@qanb773
@qanb773 6 ай бұрын
ደፍተራን ቀሽን ብድግምትን ብመተትን ሰብ እናወድእዎስ ነዚኦም ተጣቢቦም ዝሰርሑ ሰሪሕና ክንበልዕ ኢና ዝበሉስ እዚ ኹሉ መከራ ክወርዶም መሕዘኒ እዩ💔😭
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 6 ай бұрын
N deftera entay elom kzarebu kemey Dina nhadim😢
@12weyni
@12weyni 5 ай бұрын
እወ ልክዕ ደፍተራነቱ ከይቃላሕ ነዞም ንፁሃት ሰሪሖም ዝበልዑን ሕብርተሰብ ዘገልጉልጕልን መከራ የብፀሐሎምን የሳቅዮምን ነቢሩ ግን እግዚአብሔር ፍሪዲ ክህቦ እዩ😢😢😢
@mtesfay161
@mtesfay161 5 ай бұрын
😢😢😢ኣታ ከምዚከ ኣሎ ድዩ ኣብዚ ሎሚ። ብጣዕሚ ኣሕዛኒ ታሪኽ። ኣታ እዞም ስድራ እንታይ ዝበለ ሽግርዩ ገጢምዎም። ነቲ ቀሺ ክኣስርዎ ኣለዎም ።ናይ ታ ጓል ብፍላይ መግለጺ ዘሕዝን
@Pamela-cb6gl
@Pamela-cb6gl 6 ай бұрын
ለባማትን ፅቡቃትን ብዙሓትን ስድራ ስለዝኾኑ። መናጦን ቀናኣትን ከጥፍእዎም ተላዒሎም። ፍትሒ ንዞም ፅቡቃትን ፃዕራማትን ስድራ !!!!!! Kudos to this media 👍👏 ኣረመኔ ኪዳኑ ይሰቀል።
@nebaitmebrahatom7392
@nebaitmebrahatom7392 5 ай бұрын
Yehzn awatey mearey amlak msakum ykun
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 6 ай бұрын
እዝጉዮ ማሐሠረን እግዝያብሔር መዋፅእት ይፍጠረሎም😢😢😢
@SamiBest-xd4wx
@SamiBest-xd4wx 6 ай бұрын
መሐዘኒ እዚ ለይባ ቀሺ አካል ድሕረት
@TheCritic101
@TheCritic101 6 ай бұрын
ቀሺ ኪዳኑ ናብ ሕጊ ይቅረብ!
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 6 ай бұрын
Eaze shyatan Regum Kedanu keketale alawo
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
@@gideyhaila5302 ቡዳ ዓገርገር ኣበይ ክትበፅሕ
@Majestic202
@Majestic202 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን!
@melonaelisho627
@melonaelisho627 6 ай бұрын
እዚ ዽሑርን መሕፈርን ተግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ክትሰምዖ ብጣዕሚ ይገርመካ። ተጋሩ እዚ ድሕረት ክፋል ሕመቕ ታሪኽና ምዃኑ ምርኣይ የሐፍር።
@SomeOne-yo3lb
@SomeOne-yo3lb 6 ай бұрын
አምላክ ዓይነ ልቦና ሃበና የሐዝን ድሑር ባህልና ብሱሩከ ከብ ምንቲይ አዩ መፅአና
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 6 ай бұрын
ሃቄ እዩ ጅኤግና ሃፍትና በርትኡ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yafetdaniel8251
@yafetdaniel8251 5 ай бұрын
Seb zibelie seb yelen 100% denakur tegaru 😊
@merrymerry9926
@merrymerry9926 6 ай бұрын
ኣጆኩም ኣሕዋተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 😢😢😢😢
@aerenum2672
@aerenum2672 5 ай бұрын
ሽኮረይ ዓርሰ እምነታ ደስ ክብለካ አጆኪ ክሓልፍ እዪ።
@EisakoE-sq7ox
@EisakoE-sq7ox 5 ай бұрын
እዛ ጓል ዘመደይ እያ ሽማ ዓወት ትባሃል ዕድል ኣግንያ ካብቲ ለጋጠማን ትፈልጦን ግፍዕን ፍፃመን ትምስክርላ ፡እምበር ካልእ ዝገደደ ኣሎ ኣብ ልዕሊኦም ዝተገበረ ሕማቕ ፍፃመ
@natnaelgebregergs
@natnaelgebregergs 5 ай бұрын
Telephona tehabereni please
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 6 ай бұрын
እግዚኦ ቃላት ሲኢነ ናይ ደገ ፃሊኢ ከቢቡካስ ናይ ባዕልካ ከኣ ይከቡካ ኣብቲ መወዳእታስ ገራሚ ገራሚ በሰመአብ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 6 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ሓመድ ትብልዐኒ ከሕዝኑካ 😢😢😢😢😢😢 ድሑር ኣበሃህላ ፎእእእእ
@user-tz9xd7uc3t
@user-tz9xd7uc3t 6 ай бұрын
እዚ መደብ እዚ ብጣዕሚ ወሳኒ እዩ ንትንሳኤ ትግራይ ዘበስር እየ ። ጥበብ ይብራህ ፅግኡን ጥበቡን እግዚኣብሔር የብዝሐልካ ቀፅለሉ ።
@ewnetuytayal3079
@ewnetuytayal3079 6 ай бұрын
መሕዘኒ ንቀሺ ኪዳኑ ዝዳኒ ሕጊን መንግስቲን ተሳኢኑ። አየ ትግራይ።
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ቀሺ ኪዳኑ ኣብ ገዳም ኮይኖም ህዝቦም የድሕኑ ኣለዉ ኣታ ድርባይ ቡዳ ስለ ዝኮንካ ድያ ተሰሚዓትካ
@EisakoE-sq7ox
@EisakoE-sq7ox 5 ай бұрын
@@LoveLove-zx8fl ንስኻ ሓደ ካብቶም ዓመፅቲ ብዘይተረጋገፀ ንፁሃት ሰባት ዘሳድዱ ዲኻ ወይሲ ኣተባባዒ ኢኻ ትፈልጦ ነገር ዘይብልካ ኣይተላኽዕ ፡ ፅባሕ ንግሆ ተሓታቲ ከይትኸውን ኣፍካ ምሓዝ ቀሊልዩ ብሕዪኡ፡ ጠበብቲ ቡዳታት ኣይኮኑን መስጥኦም ከይወርደካ፡ ቀሺ ኪዳኑ ብሕጊ ተተዳየነ ታይ እዩ ትፀገምካ ሓቅነት ተልይዎ ዝትንክፎ የለን ይመርመር ይጠየቕ ዘጥፍኦም ጥፍኣት ክፍረዶ እዩ ታይ እዩ ጸገምካ ኣፍ ኣፍ እንዳዞርካ ትከላኸል ዘለኻ
@user-ct6yv4rx8n
@user-ct6yv4rx8n 6 ай бұрын
ዋይ ታይ ማዓቱዩ ደቀይ ሕልና ዘይብሎም ሰባት እዮም።
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 5 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ኣጆኩም ዞም ይሕዋተይ ጸላኢኩም ከምዚ ይኩን ድሑር ኣብሃህላ ገርካ ሰባት ምስቃይ ዓገብ
@meronabay5782
@meronabay5782 5 ай бұрын
😭 brakes my heart Jesus come soon we need you 🙏🙏🙏
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 6 ай бұрын
ዋይ በሰመኣበ ህዝበይ በጃኹም መራሕቲ ሃይማኖት ፍታሕ ሃብዎም 😭🥺እንታይ ዓይነት ዱንቁርና እዩ 😭 ዋላ ናበረኻ ሰደዱና ኣቦይ ጸላኢኻ በረኻ ይሰፈር ኣምላኽ ፍርዲ ኣለዎ ሓንቲ ማዓልቲ ፈትሒ በፈጣሪ ክተረኽበዎ ኢኹም ።😢
@yalemenbay9402
@yalemenbay9402 6 ай бұрын
ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን😢😢😢😢
@user-bo1dx4qi3r
@user-bo1dx4qi3r 6 ай бұрын
ብጣዓሚ የሕዝን🥺😥😥
@fasryeft6580
@fasryeft6580 5 ай бұрын
ብጣዓሚ የሐዝን😥
@user-oj1xt3hf9t
@user-oj1xt3hf9t 5 ай бұрын
ሰላም ድያቆን ይብራህ ሓወይ በጃኻ ሓደራኻ ናይዛ ንእሽቶይ ቆልዓ ዓወት ኣበራ ይብሃል ዝበለት ተገዲስካ ቴሌፎና ስደደለይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ኣነ ኤረትራዊ ሓውኹም እየ ኣብ ሃገርና ውን ከምዚ ኣሎ ግን ብመንግስቲ ተቀባልነት ስለ ዘይብሉ ወላሓደ ዝትንክፎም ሰብ የለን ከም መውስቦ ጥራይ እኻ ምስኦም ክትዋሰብ ዘይትኽእል እዚ ድማ ዝነበረ እዩ ካብ ጥንቲ ሓጋዳይ ኣንጠረኛ ዋጣ ባርያ ጠንቃላይ ወዘት እናበሉ እዮም ዝጽየንዎም እምበር ብኣካለ ስጋ ግን ዝትንክፎም ሰብ የለን እዛ ዓወት ኣበራ ድማ ካብ ቃላታ ብዙሕ ተሰሚዑኒ ብልበይ ነቢዐ (((ኣይተማሃርኩን))) ምስ በለት ድማ ከምኡ ውን እቲ እንኮ ጠዋሪ ስድራቤታ ኣብኣ ብኸምኡ ምጥፍኡ ኣሕዋታ ውን ካብ ኣፋ ከም ዝስማዕናዮ ኣይተማሃሩን እቲ ዘሕዝን ድማ እቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ነዚ ከጥፍኦ ዘይምኽኣሉ ኣነ ብልቢ ተሰሚዑኒ ሰብ ንሰብ ክበልዕ እንተ ዝኽእል ኣብዚ ምድሪ ኣይምሃለናንን ግን ሓደራ ኣድራሽኣ ድለየለይ ዓቅመይ ክሕግዛ እየ እዚ ንኽጠፍእ ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ሕዝቢ ንስርሓሉ በጃኹም እሞ ክኣ ኣብዚ ምዕቡል ግዜ ከምዚ ክንርኢ ።ሓውኹም ኤረትራዊ ካብ ሃገረ ጀርመን እግዚኣብሄር ስደትና ይሕጽረልና
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
👍✅ me to bravo
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 5 ай бұрын
አምላክ ምስቶም ትፈትዎም ስድራካ የራክብካ ዝሓወይ እና አድራሻ ንታሓበበረካ ኢና 🙏😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Matiwes
@Matiwes 5 ай бұрын
ዋላ ናዓይ ስደደለይ pleas
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 6 ай бұрын
😢😢😢😢አባ ሰላም ካባኩም እዩ ተሰፋ ❤💔ሰለ መድሃነአለም አቦና😢😢😢😢🖤🖤💔💔💔😭😭😭
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 6 ай бұрын
ኦ መድሃኔ ዓለም ኣቦይ ፡ ፍትሒ ነዞም ስድራቤት ።
@user-hv1ux8tt2q
@user-hv1ux8tt2q 5 ай бұрын
ኣብ ዓድና ብተለምዶ ጠበብቲ ናተብሃሉ ልፀንሑ ሰባት ኣለው ግን ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ግን ኣይግፍዑይ እኳ ድኣስ ገለ ኢልና ከይንፀርፎም እሞ ከይንእሰር ንፈርሕ ነይርና ግን ምስ ጥዑይ ኣይዋሰቡይ🤔😥
@solomonhaileselasenebromne297
@solomonhaileselasenebromne297 6 ай бұрын
አነ ዘይተርደአኒ ነገር እንዮ ምሕረት የዉርደ ሰለምንታይ እዩ አዚ ኩሉ ግፊዒ ልምንታይ እዩ 😢😢
@senyetkonjo5537
@senyetkonjo5537 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢😢😢😢
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዙኑኳ
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 6 ай бұрын
መንግሰቲ አይነበረን በሉና ዋይ የሕዋተይ እግዚአብሔር የፅንዕኩም
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 ай бұрын
መንግስቲ እማ ነይሩ እዩ እቲ ህዝቢ ብጣዕሚ ድሑር እዩ ተኣሲሩን ተቀፂዑን ኣይሰምዕን ክንደይ ጉድ ኣሎ ዋላ ኣብ በረኻ ኣብቲ ቃልሲ ውን
@user-zj9th3mw7w
@user-zj9th3mw7w 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብቅልጡፍ ክጠፍእ ኣለዎ ዘባህላ እዙይ😭😭😭
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 6 ай бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን💔 እዙይ ናብ መንበረ ሰላማ ቀሪቡ ብደንቢ ክስረሐሉ ኣለዎ ቱህዝቢ ክስበክ ኣለዎ ናትና ብከባቢና ብጣዕሚ ኢና ነክብሮም ግን ብዘይምፍላጥ መውስቦ ኣይንዋሰውይ ዞምሽዋውያን ብስጋን ብነብስን ኣጥፊኦምና እዮም ከዚ ግን መንበረ ሰላማ ናብ ቦትኡ ካብ ተመለሰ እቲ ናይ ጥንቲ ዘይተመረዘ ሃይማኖትና ክንምለስ ተስፋ ንገብር
@fili9331
@fili9331 5 ай бұрын
በስማኣም ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ብጣዓሚዩ ዝሐዝን😢😢
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን እንታይ ዓይነት ህዝቢ እዩ ዋይ 😢😢
@GebreabYemane-uj4gn
@GebreabYemane-uj4gn 5 ай бұрын
ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@gelila.qelati
@gelila.qelati 5 ай бұрын
😭😭የሕዝን
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 6 ай бұрын
ሓፊርና ሞይትና ኣታ ዛትግራይ ክንደይ ጉድ እዩ እንየዋ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 6 ай бұрын
Tikikle
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😭😭😭
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 5 ай бұрын
💔😢shameful it is very sad they need justice
@ahmedhussen9085
@ahmedhussen9085 5 ай бұрын
በይዛኹም ናዚ መጀመሪያ ዲቲናገረ አድራሻኡ ለለኩም ናዚ ሓዉ ልሞቶ ዓቢይ ሓዉ ልሞተ ስ ቑ ሼር ግበሩልና Please
@zeadzed2947
@zeadzed2947 6 ай бұрын
ሓውና መምህር ንትብዓትካ ነመስግን🙏 መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ እዚ ኹሉ ግፍዕታት ጠጠው ክብል ብቕልጡፍ ተዘይሰሪሖም፣ መእመናት ተዘይሃኒፆም... እዛ ቤተክርስትያን ጥርሓ ክተርፍ እያ። ሰብ ኣብ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ዘለዎ እምነትን ክብርን ካብ ማዓልቲ ናብ መዓልቲ እናንቆልቆለ ይኸድ ኣሎ። ዘመነ ቴክኖሎጂ ስለዝኾነ እቲ ሕማቕ ኩሉ እናተጋለፀ ክኸድ ናይ ግድን እዩ። ናይታ ቤተክርስትያን ፅቡቕ እናጎልሀ እንተዘይከይዱ፣ ሰብ እናረሓቓ ክኸድ ተፈጥሮኣዊ እዩ። ነዙይ ንምዕራይ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ከዓ መራሕቲ ሃይማኖት እዮም። ተንኣሰ ናብዞም ሂወቶም ሙሉእ ኣብ ስቅያት ዚኒሀዉ ከይዶም ኣይዘኹም ክብልዎም ይግባእ። መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ በይዛኹም በይዛኹም ኣሰር ክርስቶስ ተኸቲልኩም መእመንኩም ኣድሕኑ።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 6 ай бұрын
How is this allowed in this day and age? I want to say to the bravest girl, don't give up you are so brave and smart, you will overcome.
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 6 ай бұрын
ትክክል እወ እዚ ዱሑር ባህሊ ዚ ከተርፍ አለዎ ሰይጣን ብጠንቓሎ ገሩ ዘዋደዶ እዩ። ብሐቂ ጥበብ ይብራህ አገልግሎት ዘበንካ ይባክ 🙏💒🤲
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 ай бұрын
እዋይ አሕዋተይ ማዓረይ, ብድሑር ባሕሊን እምነትን ተሳቒኹም አጆኹምኒ ጽቡቓተይ, ግፍዔኛታት ናብ ሕጊ ክቀርቢ አለዎም.ብጣዕሚ የሔዝን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አጆኹም ንመን ክገፍሖ ኢኹም ካብ ዓድኹምን ሕብረትሰብኩም ትፍለዩ, እቶም ድሑራትን ስንኩላትን ሰሪሖም ክበልዑ ዘይኽሉ ጫካናትን ግፍዔኛታትን ጽላእቲ ህዝቢ ናብ ሕጊ ቀሪቦም ፍርዶም ክቕበሉ አለዎም.አጆኹም አብ ጎንኹም አለና.እዞም ናይ ማሕበረ ቁርሱሳን ሽርሒ ኢዩ.
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 ай бұрын
I'm sorry to hear this. It's painful. We are very backward society. Our religion has played a great role for that backwardness. This has got to change, and now!
@ranirani3899
@ranirani3899 6 ай бұрын
Right መዓረይ
@musaomar7058
@musaomar7058 5 ай бұрын
Gena gena merahti haymanot Orthodox Church nay Habasha ab wishti hizbitat zfeterun b zeftrun duhurin felalayin shigir , Waga kekfelena iyu 44
@Bahgi_
@Bahgi_ 5 ай бұрын
@@musaomar7058: ሃይማኖታት ኩሎም - ኦሮቶዶክስ በሎ ኣስላም፤ ጼንጤ በሎ ካቶሊክ - ኩሎም ናይ ድሑራት እዮም።
@mghsw3508
@mghsw3508 6 ай бұрын
ፃላኢኩም ስቃይ ይኩን ናብርኡ😢😢😢😢😢
@user-ld4ig9zz6j
@user-ld4ig9zz6j 6 ай бұрын
ብስመአብ ታይ ዓይነት ሰባትዮም አምላኽ ብምሕረቱ ይልአኸልና ብከባቢና አሎዉ ከምኡ ብልምዲ ጠበብቲ ዝብሃሉ ግን ብጣዕሚ ኢና እንካባበር እንፈትዎም ምንፃል ዝባሃል የለን ተመስገን😢😢
@user-vk1jr9ju1k
@user-vk1jr9ju1k 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ኣይዘኩም አሕዋተይ😢😢
@user-en6jb2mb3j
@user-en6jb2mb3j 6 ай бұрын
ኣይዞኩም የሕዝን እዩጥራሕ እስካትም ንፅሃት ኩኑ😢😢😢😢
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 6 ай бұрын
ኣድራሻኣ ናይዛ ቆላዓ ስደደልና በጃኩም ነጸናናዓ ኣብ ሪኢሲ ምዉሓድናስ እዚ ዶ ካኣ ጀሚሮም ኣድራሻኣ ግን ስደድሉና በላሕ ናሃለወት ብሰንክ ስሑር ባህሊ ኣብ ሕማቅ ክትወድቅ የብላን
@fygji9843
@fygji9843 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ያሕዝን እግዚኣብሄር ኣምላክ ባዕሉ ያሓሉኹም
@ranirani3899
@ranirani3899 6 ай бұрын
የቀንየንየልና መምህረይ ለባመይይይይ ጥበብ ይብራህ ብጣዕሚሚሚሚ ዓብዪ ትምህርቲ እዩ አምላኽ ሞገስ የሃብካ አብዙይ አብ አሜሪካ ዝነብሩ ተጋሩም ከምዙይ ዓይነት ረሳሕ አታሐሳስባ አለዎም መሃሮም እስኪ
@Samriye10-10
@Samriye10-10 6 ай бұрын
በጃኩም ስልኮም እንዶ ተሓባበሩና ብከመይ ክንረክቦም
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 6 ай бұрын
Btaemi zehzin dhur atehasasba zelewom hibreteseb kitrie ab lili nxuhat sebat zfxumuwo zelewu tfat bhgi kihtetun adlay sgumti kiwusedelomn eu lebeway
@Samriye10-10
@Samriye10-10 6 ай бұрын
@@bahtaleake5969 ብጣዕሚ እምበር ሞያ ጥበብ ከመይ ገይሩ ምስ ምብላዕ ይትኣሳሰር ንሶም ብዝሰርሕዎ ማሕረሻን ከርፈስን ማዕፂድን ሓሪስና ኣደፋሪስና ከብድና እናመላእና ንሶም ሸሚኖም ዝሰርሕዎ ጥበባት እናማዕረግና እናተከደንና ንሶም ዝሰርሕዎ ወርቅታትን ብሩራትን እናግየፅና ፣ ዝሰርሕዎ ሞጎጎ እንጀራና ይኩን ሕምባሻና እናጋገርና ፣ብዝሰርሕዎ ጀበና ቡና እናሰተና ፣ ብዝሰርሕዎ ፃሕሊ ፀብሕና ኣፍሊሕና እናተዓንገልና እሺ ብዝማዕበላ ሃገራትማ ሽልማት ይግብኦም ነይሩ ዓድና ግን ንመርሸንቲ ንመቁሰልቲ ገይርና መንበሪ ኣስኢንናዮም። ኩሉ ወዲ ሰብ ደቂ ኣዳምን ሂዋንን ደቂ ትሸዓንተ ወርሒዶ ኣይኮናን ብኣምሳል ስላሴ ዝተፈጠረ ፍጡርስ ባዕሉ ከም ድሌቱ ክከውን ይክእል ድዩ አረ ግደፉ ብብሄር ተዋዲእናስ ለለ ብዘርኢ ከይንጣፋእ አረ ተመስገን ኢልና ሓድነትና ኣስጢምና ንንበር ብስሩከ ክንደይ ፈጣሪ እዮም ዘለው ??
@MuluGermay
@MuluGermay 6 ай бұрын
ሰብ ንሰብ ክብልዕ አይሪአናን ግን ፅምም ኢልኩም ግብ ዘይተብልዎም ንቀሺ ኪዳና አጆኩም ርእስኩም አይተድንኑ መንግስቲ እኮ ዘሎ አይመስለንን ፈጣሪ ምሕረት ይልአከልና
@BerhanuAraya
@BerhanuAraya 5 ай бұрын
ባዕልኻ እኮ ተጋጊኻ
@efremdawit-pk2bp
@efremdawit-pk2bp 5 ай бұрын
ሰብ ዝበልዑ እንተኮይኖም ነቲ ክቀትሎም ዝመጸ ኣቀዲሞም ምወድእዎም ኔሮም ነዚ ድሑር ባሃሊ ክጠፍእ ኣለዎ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ግዜ ኣሎዎ
@user-zx9ks7bs6m
@user-zx9ks7bs6m 5 ай бұрын
እዊይ በስምኣብ ኣምላክ ይሓግዝኩም ከምዝይ ውን ኣሎድዩ😢😢😢😢እዝግኦ😢
@tsehayeabay2982
@tsehayeabay2982 6 ай бұрын
ድሕረትን ድንቁርናን ተሸኪምካ ዕብየት ኣይመፅእን።ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ከምዚ ዓይነት ድንቁርንን ድሕረትን ምሕሰብ ብጣዕሚ የሕዝን።
@mam556
@mam556 6 ай бұрын
😮😮ዱንቁርና ኣይኮነን በቴሰብ ዝሞቱና ኣለና ኣነ ቀትለዮ እሎም ይላፋለፉ እዮም😢😢
@tsehayeabay2982
@tsehayeabay2982 6 ай бұрын
@@mam556 ፅዕዳ ሓሶት ኢዩ።ሰብ ንሰብ ኣይበልዕን።ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ድሕረት ምህላው ኣዝዩ የሕዝን።
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 6 ай бұрын
​@@mam556ግን ክትፅልየሎም እምበይ ክተርሕቖም የብልኻይ ርኹስ መንፈስ እዩ ሃምኡ ልገብር😢
@gsgs2241
@gsgs2241 6 ай бұрын
​@@mekalihtigray8627ሕጅ ኣነ ንኡሸይተይ ሓፍተይ ከይሓመመት ብሃንደበት ከብ ዝዓለም ተፍልያ ድሕሪ ቅሩብ ግዜ ጋል ሓፍተይ ትሓሚም እሞ ኣጋጣሚ ናይ ኢደስብ ዕጠንዎ ይብሉና ጎሮበት ምስተዓጠነት ኡይ እናበለት ዋይ ኣነ ከምዚ ሓንቲ ሓፍታ ክገብራ ሓስበ ነይረ እሉ ይላፋለፍ ብከምዚ እዩ ስብ ዝፀልኦም ዘሎ ሐዚ ኣነ ውን ክረክቦ ከለኩ ነቲ ሰብ ሕማቅ ይሓስብ ፅንሐ ክዓ ብኣምላክ ፍቃድ እዩ ዝከውን እብር ተዘይፈቅድዎ ክትድሕን ነይራ ከምዛ ጋል ሓፍተይ ይብል እብር ኣለዉ እዮም ሕማቅ ዝገብሩ ግን ክሎም ግን ኣይከኑን😢😢😢😢
@rahwara2651
@rahwara2651 6 ай бұрын
እዙይ መንግስቲ እናወገዞ መፂንኡ ዩ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ግን ችግር ኣለዎም መፅሓፍ ቕዱስ ኣይፈልጡን ቃለ እግዚኣብሄር ንባዕሎም ዘይተማሃሩ ንህዝቢ ኣያምህሩ እቱ ዓብዪ ችግር ሃይማኖት ዩ መንበረ ሰለማ ክውግዙ ይግባእ ጌጋ ዩ ሰብ ንሰብ ኣይብልዕን ስለ ዘይንፅሊ ዩ ተረደኡ ኣቦታት ንሕና እግዚኣብሄር ይመስገን ሳላ ሚዲያ ተማሂርና ኢና ክርስትያን እንድሕር ዘይፅሊ ርኹስ መንፈስ ይኣቶ ሞ እቱ ኣብ ውሽጥና ዝኣተዎ መንፈስ ቡዳ መንፈስ ይባሃል ንኹሉ ዘይፅሊ ዩ ዝምልከት ልውልቀ ኣይኾነን በጃኹም ተረድኡ
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h 6 ай бұрын
👍
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 6 ай бұрын
Ajokum fetari 🙏 yebxhalkum zom yehwat 😭
@raheltechane2605
@raheltechane2605 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን!! ኣታ ተይዓይነት እምነትን ዱንቁርና እዩ😞
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ኣብ ባይታ ዘላ ትግራይ እዚኣ እያ። እታ ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዝነበራ ትግራይ ናይ ኣረማውያን ድሑር ባህሊ እምነትይ ኣታኣታቲዎ ናይ ድክነትይ ናይ ጦርነቲይ ማእከል ኮይና ።
@user-ke7vw4ld7w
@user-ke7vw4ld7w 6 ай бұрын
ቀሺ ኪዳዩ ዝበሃል አብ ሕጊ ቀሪቡ ክሕተት አለዎ። መሕፈሪ
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን 😢😢
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 103 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 28 МЛН