No video

2ይ ክፋል ናይ ኣዴታት ኣብ ደብረ ሊባኖስ ምህለላን ርእይቶን ምእንቲ ሰላም ክሰፍን

  Рет қаралды 8,541

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

2 ай бұрын

Пікірлер: 92
@zaidkuhlay2106
@zaidkuhlay2106 2 ай бұрын
ርግጸኛ ኢየ ኩልና ከምዝኣ ኢልና ናብ ኣምላኽ ተተመሊስና ስደትን ስቓይን ኣብቅዑ ብሓደ ተኣኻኽብና ኣብ ሃገርና ከም ንነብር ጸሎትክኒን ብኽያትክኒን ምህልላኽን ሰሚዑ ይተዓረኸና ለዋሃት ኣዴታትና ኣሕትናን😢😢❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምለ፣ላኽ ከምቲ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ንዓና ልቦናና ይኽፈተልና😢😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Kem afka ygbero marey egziabher amlak ytarkena balu❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@gdeykidane1038
@gdeykidane1038 Ай бұрын
ኣሜን (3) ክብራት ኣዴታትና ኣምላክ ይስማኩና
@elk5824
@elk5824 2 ай бұрын
እግዚአቢሔር ንብዓትክንን ጸሎትክንን ይስማዕ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@senuberhe3045
@senuberhe3045 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ኣምላኽ ጸሎትክን ሰሚዑ ሰላሙ የውርደልና ።🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@user-ef6vn2ui9l
@user-ef6vn2ui9l 2 ай бұрын
Xolotnkn mhlelakin semiu ytearekena medhane alem amen(3)
@user-gx5ht1yu6r
@user-gx5ht1yu6r 2 ай бұрын
Amen amen amen adetateyn ahwateyn egzabhir amlak mihlelakin ykbel nay dengel marya amladntin lemanon ayflyena
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 2 ай бұрын
Amen (3) zmare melaekti yesmealna kburan adetatn ahwatnan xelotkinn mhllakinn semie egzabher amlak yterekena
@kokoKokoko-uj9wp
@kokoKokoko-uj9wp 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana adetatna xelotkn Egziabiher yqebelelkn
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ምህለላክን ይቀበለልክን ክቡራት ኣሕዋተይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Egziabher amlak xelotkn yrie adetatna eme brhaney rdie deqiqi❤❤❤✝️✝️✝️😭😭😭
@yemaneberhantsegay2269
@yemaneberhantsegay2269 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይስማዕክን፥ጸሎትክንን ምህልላኽንን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ይብጻሕ ኣደታትናን ኣኀትናን፡ ምሕረት ዘውርድ ሰላም ዘንግስ ይግበረልና!!!
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 2 ай бұрын
ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልክን ኣዴታተይን ኣሕዋተይን! ኣምላኽ ድማ ጸሎትክንን ምህለላኽንን ሰሚዑ ሰላሙ ይሃበና። ኩልኽን ኣብ እስራኤል ዘሎኽን ኣዴታት ንስዓበን።
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 2 ай бұрын
ኣሜን ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይመስገን እመብርሃን ምርኩስ ቅዱሳን ተስፋ ናይ ሓጥኣን ልመናክንን ጸሎትክንን ብክያትክንን ትስማዕግን ስለክን ኢላ በማላድነታ ትርዳና ክቡራት ኣዴታትና
@KeshiMulugeta-yh7of
@KeshiMulugeta-yh7of 2 ай бұрын
ን ሓብትና ከኣ ቃለ ሂወት የስምዓልና ብዕድመ ብጸጋ የዕቢኪ ኢየሱስ ክርስቶስ
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጾሎትክን ምህለላኽን ንብዓትክን ይቀብል ኩብራት ኣዴታትና ንሕና ውን ኣሰርክን ክንስዕብ ኣምላኽ ይሓግዘና
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምህለላክን ይቀብል እመብርሃን ትሓግዝክን ኣዴታትና
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 2 ай бұрын
Amen amen amen ahbiru
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 2 ай бұрын
Amen amen amen Kalehiwet yesmeqalna amlak xegu yebzhalkin Semaq amlak eyu zelena emo fetari bmhretu ytemtena❤❤❤❤
@yarusimon1936
@yarusimon1936 2 ай бұрын
Egziabiher Amlak mhlelakin yqebelelkin🙏🙏🙏 qnue libi kea yhabena❤❤❤
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አደይ ማርያም ትስማአኽን 🙏🙏🙏
@akberethaile2320
@akberethaile2320 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማርያም ፀለትክን ምህላላክን ትስማዕክን።
@ksanettekleab8927
@ksanettekleab8927 2 ай бұрын
❤️🙏😭❤️🙏🙏🙏mhlelakn yqebelelkn adetat
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je 2 ай бұрын
ወላድተ ኣምላክ ፆሎትክን ትቃብላ ምሕረት ተውርደልና
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቀበለልክን
@tug628
@tug628 2 ай бұрын
Amennnn amlak mhlelakin ykebelll
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብስም እታ ክብርቲ ድንግል ወላዲቱ ምህለላኽን ይስማዕ።
@hewatasgadom8257
@hewatasgadom8257 2 ай бұрын
ጾሎትኽን አደን ወድን ይስምዕዎ አምላኽ ምሕረቱ የውርደልና
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 ай бұрын
ኣትን የሕዋተይ ብሓደ ዘይትምህላ እታ ሓቀኛ ኣደ ንፊቅሪ ትዝምር ሕጂውን ምስ ሓው ከይተዓረቀ ንኣምላክ የፊቅሮየ እተ በለ ሓሳዊዩ ይብል ቃል ኣምላክ ልቢ ንበል
@user-le9md4ly5r
@user-le9md4ly5r 2 ай бұрын
Aman Amen Amen maharena kirstos
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይስማዕኽን ይአኽለኩም ይበለና ክቡራት ኣዴታትና🙏
@Asmeretafewerqi
@Asmeretafewerqi 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይስማዕክንንን።
@goggo5414
@goggo5414 2 ай бұрын
💒✝️🙏🙏🙏🙏🙏
@eyobyakob656
@eyobyakob656 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ
@user-pc8jb5oz8p
@user-pc8jb5oz8p 2 ай бұрын
Tselot kudusan ztekebele tselotken ykebeleken 🙏
@yemanetekle7602
@yemanetekle7602 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጉኡ የብዘሓልክን
@user-iz3ct8fv8m
@user-iz3ct8fv8m 2 ай бұрын
Amlak selam yewrdelna yhwatey 😭😭😭😭😭😭😭
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 2 ай бұрын
ጽቡቅ ተበግሶ እዩ እሞ እግዝኣቢሄር ይስማዕኽን ።
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 2 ай бұрын
ኣምላክ ለሙኑ እዩ ልምናክን ይስማዕክን ጸሎት ኣዴታትና ካብ ቀደሙ ተሰማዒ እዩ❤❤❤❤
@biniamzeru2533
@biniamzeru2533 Ай бұрын
Egzabher ybariki kale hiwot yesmalna za gualey.
@Tewelde-pk6ll
@Tewelde-pk6ll Ай бұрын
እግዘአቢሂር ይቀበልክን
@BibiTesfay
@BibiTesfay 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mikielemebrahtu6798
@mikielemebrahtu6798 2 ай бұрын
asess sel selam texleya aditate zehabena egziabher yemsegen xelotki tesma embrhan Dengel marima ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@silasghebrelul4138
@silasghebrelul4138 2 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ይስማዕን🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@FanusNaizghi
@FanusNaizghi 2 ай бұрын
egziabher Amlak xeletkin ysmaeki adetate
@MhretYohans
@MhretYohans 2 ай бұрын
Amlak xelotkin yqebel kuburat aditat amlak selamu ylakelna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj 2 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቀጽልኦ አጆክን ኣዴታተይ እግዚኣቢሀር ንኣክን ይርእ ካብ ቅትለት ምፋልላይ ህዉከት ባእሲ ሓሊፉ ነበረ ተባሂሉ ክሓልፍ እግዚኣቢሀር ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣከልና ሓደ ቅኑእ ዩ ዝኣክሎ ስብሃት ለእግዚኣቢሄር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
@RiatkalabKalab
@RiatkalabKalab 2 ай бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤
@helendebesay2269
@helendebesay2269 2 ай бұрын
Xelotkn lmanak ykemelelki egzabihier amlak❤❤❤❤
@yordi1683
@yordi1683 2 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@TegsteBerhane
@TegsteBerhane Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tsigeyeman7075
@tsigeyeman7075 2 ай бұрын
Amlak mihlelakin ysmae brukat
@ethopiaethopia3477
@ethopiaethopia3477 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mihretmedhane7774
@mihretmedhane7774 2 ай бұрын
mhlla adetten egzabher smeka arhweln
@silasghebrelul4138
@silasghebrelul4138 2 ай бұрын
ብኽያትክን ነቶም ዓመጽ ዝመሃዙን ዝገበሩን ይዓንቅፎም🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ኣጂኽን እግዚኣቢሔር ሰላም የውርድ🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Smreot
@Smreot 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 2 ай бұрын
ክብራት ደቂ ክብራት ኣሕዋተይን ኣዴታተይን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኽን ይኹን ኣጆኽን ጸላእትኸን ኣብ እግረኽን ክግዙኡኽን እዮም እግዚኣብሔር ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ✝️
@natsnethagos282
@natsnethagos282 2 ай бұрын
Egzabher Amlak misaken yekun❤❤❤🙏🙏🙏
@hadnetyeibyo7866
@hadnetyeibyo7866 2 ай бұрын
Ab xelotkin zekrana egzio meharena kirstos❤
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 2 ай бұрын
❤❤❤
@baarn5671
@baarn5671 2 ай бұрын
Egziabhier amlak mhlelakin fetar ysmakin
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-uu8ck1yx4l
@user-uu8ck1yx4l 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TesfalemAblelom-uj4qj
@TesfalemAblelom-uj4qj 2 ай бұрын
Ajekn dki nstyo ahwatna ab konkn alena kwegh eyou egziabhier semae eyou
@berekettaezaz1487
@berekettaezaz1487 2 ай бұрын
ድስ ዘብል ኣምላክ ጸለትክን ይስምዓክን ካብ ህኮትን ዕግርግርን ዝመጽእ ለውጥ የለን ሰላም እንተየልቱ እዩ ኩሉ ዝህሉ ኣምላክ ጾለትክን ይስምዓክን።
@hadnetyeibyo7866
@hadnetyeibyo7866 2 ай бұрын
😭😭😭😭
@kidistiokubit8948
@kidistiokubit8948 2 ай бұрын
Adema thagzkn❤❤❤❤
@taemarmelake5094
@taemarmelake5094 2 ай бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 2 ай бұрын
Selam fikiri sinitn yewrdelom Amen 🙏💕🙏
@demozdrar7933
@demozdrar7933 2 ай бұрын
Asey ezen yewatey xegu yebzhalkin mewaxio yfterelkin agoki
@kidistiokubit8948
@kidistiokubit8948 2 ай бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 2 ай бұрын
Amlak ysmaekn 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@efrataalemey9309
@efrataalemey9309 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይስማዕክን
@user-ob1ry1kc4p
@user-ob1ry1kc4p 2 ай бұрын
እዋይ በዘን ኣዴታትና እዩ ዝወግሃልና ደቂ ማርያም
@AzebBeraki
@AzebBeraki 2 ай бұрын
Ezgabhar amlake xltkean same mhrato ylaklean
@beyo510
@beyo510 2 ай бұрын
ድንግል ማርያም ትስማዓክን አሕዋት ንሕዋት ዝጠፍፍአሎ ግዜ ባህሪ ኤርትራዊ ባህርያት አይኮነንን ደቀይ ለቡሙ ጸላኢ አትዬና አሎ ስለዚ ለቡሙ ለቡሙ ሐደራ ሐደራ አስተውዑሉ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና በሉ ሐደራ
@user-xz2ix2xm5f
@user-xz2ix2xm5f 2 ай бұрын
Amlak xelotkn semieau ytearekena fkuratey
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 2 ай бұрын
አልልልልልልልልልልል
@fevenkiros528
@fevenkiros528 2 ай бұрын
🙏🙏🙏በሓቂ ጹቡቅ ትምህርቲ እዩ ኣደናን ሓፍትና ቃለሂወት የስመዓልና ህዝቢ ክርስትያን ድማ በሓቂ እዚ ኣብ ልዕልና ዝመጽእ ዘሎ ሁብብላ ምስትውዓል የድልዮ እዩ ሞ ኣብ ትሕቲ እግዚኣቢሄር ናትና መንቃሕቲ የድሊ እዩሞ ነስተብህለሉ ዞም የሕዋተይ እንዳበልኩ ካብቲ ዘለኹሞ ሽግሪን ጸበባን እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብየማነይቲ ኢዱ የጽልለልኩም 🤲🤲🤲❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@demozdrar7933
@demozdrar7933 2 ай бұрын
Agokin egzabher ydekifkin
@KeshiMulugeta-yh7of
@KeshiMulugeta-yh7of 2 ай бұрын
ክቡራት ኣደታት ከምቲ ኣብ ግዜ ኮረና መግቢ ከይበልዐ ህዝብና ኣምላክ ዝሰምዓና ሕጂ ውን ክሰምዓና ንሰቡኡትክን የሕዋትክን ኣሓትክን መግቢ ኣይትስርሓሎም ሓደራክን
@silasghebrelul4138
@silasghebrelul4138 2 ай бұрын
ኣብ ዘለናዮ ሃገር ንስዕበኩም ንስዕበክን ብክያትክን ኣብ ሰማይ ይዕረግ🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@elk5824
@elk5824 2 ай бұрын
ክቡራት የሕዋተይ ሰዓት ሰለ ዝኣኸለ ንዓድና ንኽንምለስ ኣምላ ይሕብረና ኣሎ ፡እስከ ሕሰቡ ትማሊ ብምድረበዳ ብራሻይዳ እንዳ ተቐጥቀጥካ ሞት ሪኢኻ ሓሊፍካ ብፍቅሪ እንዳ ታሓላለኻ ሕጂ ግን ክትቓተል ነቲ ጽቡቅ ዝገበረልካ ሓውኻ ረሲዕካዮ እግዚአቢሔር ኣብ ሊብኻ ይምለስካ።
@KeshiMulugeta-yh7of
@KeshiMulugeta-yh7of 2 ай бұрын
ብሩካት ኣደታትና ን ጎይታ ክሳብ መቃብር ኣብ እግሩ ዝጸንዓ ኣደታት እየን እሞ መድሃኔ ኣለም ክርስቶስ ምስ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ክረዳክን እዩ ንብዓትን ምህልላክን ይስማዓክን እግዚኣብሄር ርግጸኛ እየ ክሰምዓክን እዩ የኣክል ደም ምፍሳስ ህዝበይ መዓትና ይቅርረልና ከምቲ ሳልሳይ ወራር ቅዱሳን ኣቦታትና ተወርዋሪ ኪናት ደው ዘበሎ ፈጣሪ ሕጂ ውን ደው የብሎ ንብዓት ራሄል ዝተቀበለ ንብዓትክን ይቀበል የሕዋተይ ካብ ኣዲስ ኣባባ በኣኩም ንርበሽ ኣለና
@hanibaltesfamicael1745
@hanibaltesfamicael1745 2 ай бұрын
እዛ ዓለምና ብ ኣዴታት እንተ ትምራሕ ነራ ኩናት ዝብሃል፡ኣይመሃለዎን ነሩ። ሰብ ብሰላም ምነበረ ጾሎትክንን ምህለላኽንን ኣምላኽ ይስመዓዮ፡እዘን የሕዋተይ።
@user-ob1ry1kc4p
@user-ob1ry1kc4p 2 ай бұрын
ኣዴታተይይይ ለምንኣ ደኣ ንእመ ብርሃብ ክርህወና እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ከምዚ ጌርና እንተ ተማሂልልና ክርህወና እዩ ኣብ ሃገራ ኮለና ኮ ለሚንከን ትማሂልልክን ማይ ትምጻኣ ነርክን ሒጂ ከኣ ክትሰምዓክን እያ ኣዴታተይይይ ለምንኣ ደኣ እግዚኣቢሀር ጾለትክን ይከብለልክን።
@NatuAsli
@NatuAsli 2 ай бұрын
ቅድም ን ሰብኡትክን መዓዳ ክድሚ ምምህላልክን ብ በጋሚዶታት ገንዘብ ኣይትሃባ መቕተሊ ገንዘብ እንዳ ኣዋጻእክን ሲ ናብ ምህለላ ትመጻ ዓገብ ንፋለጥ ኢና ኮ ምሽት ምሸት ካራ ተቕብላ ንግሆ ትምህለላ ወይ ኣላጋጽ
@user-lz8mf6uy7o
@user-lz8mf6uy7o 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meheratelias3036
@meheratelias3036 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 4,5 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 63 МЛН
ኣነ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራሕ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:11:46
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 29 М.
ሓጺር ገድሊ ኣቡነ መቃርስ 1ይ ክፋል( aba mekars)
21:42
Fqri maryam app(ፍቅሪ ማርያም ኣፕ)
Рет қаралды 6 М.
ወደ ኦርቶዶክስ የሄደው ነብይ መልስ አጣ መልስ 17 August 2024
49:56
DIVINE SHOW WITH PASTOR SOFANIYAS MOLALIGN ABEGAZ
Рет қаралды 1,3 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
lisan tewahdo web TV: ስብከት ብዛዕባ ትሕትና
39:46
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 3,5 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 724 М.