Рет қаралды 862
#eritrean #tigray #ethiopia
#masculinity #psychology #men
#Videos #Vlogs #Shorts #Podcast
#tigrignamusic #eritreanbestguayla #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanmusic #eritreanews #ethiopia #eritreaninterview #danialteklehaymanot #wintamekonen #lultedros #merebestifanos
#adiamsibhatu
#nahommeste
#nahomyewuhans
#tomasaber
#rigattekle
#doctor #EritreaDemandsChange #EritreanSpring #FreeOurVoicesEritrea
#wisdom #eritrea #nashville
#wisdom #comedy #nashville
@wisdomismyname
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ። ዓወት ንሚዛናዊት ኤርትራ VICTORY to WISDOM PEOPLE PARTY an Opposition Political Party against ህ ግ ደ ፍ
ህ ግ ደ ፍ ማለት ዘይፍትሓውን ዘይዲምክራሳዉን ና ውልቀ መለክነት ፖለቲካዊት ውድብ ማለት እዩ። ናይ ህ ግ ደ ፍ ግዝያዊ ፕረዝደንት ኣቶ ኢሳያስ ኣፍርቂ እዩ።
ሚዛናዊት ኤርትራ (WISDOM PEOPLE PARTY) ማለት ድማ ፍትሓዊትን ዲሞክራሳዊትን ናይ ዲሞክራንስ ፍትሕን ፖለቲካዊት ውድብ ማለት እዩ። ናይ ሚዛናዊት ኤርትራ ፕረዝደንት ኣቶ ዘር ኢት ተክላይ እዩ።
ኣብ ፕረዝድንታዊ ምርጫ ኤርትራ ዝካየድውድ ድር ኣብ ሞንጎ ግዝያዊ ፕረዝደንት ኣቶ ኢሳያስ ኣፍርቂን ፥ ኣብ ሞንጎ ፕረዝደንት ናይ ሚዛናዊት ኤርትራ (WISDOM PEOPLE PARTY) ኣቶ ዘር ኢት ተክላይን ፥ ኣብ ሞንጎ ካልኦት ንፕረዝደንት ኤርትራ ክወዳድ ሩ ዝደልዩ ኤርትራውያን ዝግበር ፕረዝድንታዊ ምርጫ ኤርትራ ወሳኒ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
ክሳብ 300,000 ኣባላት ዝለዋ WISDOM PEOPLE PARTY ሚዛናዊት ኤርትራ ን ህ ግ ደ ፍ Party ክም ትስዕርን ብምርጫ ህዝቢ ኤርትራ ግዝያዊ ፕረዝድንት ኢሳያስ ብሰላማዊ መንገዲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ስልጣኑ ኣልጊሱ ሚዛናዊት ኤርትራ WISDOM PEOPLE PARTY ዝትከአ ሓድሽ ፕረዝድንት ኤርትራ ኣቶ ዘርኢት ተክላይ ክምዝምረጵ ሓያሎ ናይ ፖለቲካ ተማራመርቲ ተነብዮም ኣለዉ።
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ። ዓወት ንሚዛናዊት ኤርትራ VICTORY to WISDOM PEOPLE PARTY an Opposition Political Party against ህ ግ ደ ፍ