2ይ ክፋል ዛዕባ መስፊን ሓጎስ ኣብ ጉዳይ መንካዕ ብ ኣቶ መኮነን

  Рет қаралды 115,020

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Жыл бұрын

ዛዕባ መስፊን ሓጎስ ኣብ ጉዳይ መንካዕ

Пікірлер: 425
@messiah5463
@messiah5463 Жыл бұрын
ሰልጠነ ናይ ጋዜጠኝነት ምህሮ የድልየካ ኣሎ
@jerusalemgebreyesus4758
@jerusalemgebreyesus4758 9 ай бұрын
ሲሪያ ኣዲስ ማለት ቢ ዓረብ ሓይሊ ኣዲስ ማለት አዩ።(ሓይሊ ሲርያ?፡ ኣይኮነን ዚበሃል።ሚስ ዪቕረታ።
@samihab5169
@samihab5169 Жыл бұрын
ሰልጠነ ንስኻ ኣብ መንጎ አንዳ ኣተኻ ነቲ ዋሕዚ አላል ትኮልፎ ኣለኻ, ታሪኽ ክንገረካ ኮሎ ሱቅ አልካ ስማዕ ደሓር ንስኻ ሕርኽርኽ ዝበለካ ኣብ ወረቀት ፀሓፎ ደሓር ኣብ ፍርቂ ወይ መወዳአታ ትሓቶ 2ይ ኩሉ ሰብ ከምናትካ ርደኢት ክህልዎ ኣይትድለ 3ይ ንስኻ ንባአልካ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ንሰብ ከምዚ አዩ አልካ ኣይትካታዕ ምኽንያቱ ንስኻ ውን ብዕላል አኻ ትፈልጦ ምኽንያቱ ንክልተኹም ጭብቲ የብልኩምን. ስለዚ ክሳብ ጭብቲ ትረኽብሉ ረርዴትኩም ሒዝኩም...?
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
ጽቡቕ ምኽሪ
@oceanwhale6414
@oceanwhale6414 Жыл бұрын
bravo
@user-pd4gy5bl2t
@user-pd4gy5bl2t Жыл бұрын
Ja.hagzena bejaka seltene ab mongo azarbo aytklefo Azarbo akli gber
@batsebabere4386
@batsebabere4386 Жыл бұрын
ሰልጠን ብጣዕሞ ስነ ስርዓት ዝጎደላክ ሰብ፡ኢካ ብዙሕ ግዜ ይደጋገም ኣሎ ጌታትካ ኣብ ሰባት እዚ፡ናብ ገዛ ዓድምካ ንዝተፈላለዩ ሰባት ብክብሪ ኣይትዝረቦሙን፡ኢና፡በዓል፡ፍናን ተሐዝን፡ኢካ
@yibrah7446
@yibrah7446 Жыл бұрын
ምስ'ቲ ቡዙሕ ጽቡቕካን ቃልስኻን፡ ናይ ውልቅኻ ስነ-ሓሳብን እምነትን እንታይ ብዘየገድስ ምስ ዝትንከፍ ትቑጣዕ ኣለኻ። እዚ ሚድያ እዩ። ኣብ ሞንጎ እንዳ ኣተኻ ነቲ ታሪኽ ተዛናብዕ ኣከኻ። ናይ ሰባት ሓሳባት ኣብ ክንድዚ ዝኣክል ናይ ትረኻ መደብ ናይ ተራ ዕላል ትቕይሮ ኣለኻ። እዚኣ ተኣረመላ።
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 Жыл бұрын
As a journalist, give them a chance to finish their story. Don't interrupt with your own story.
@user-mb5lg4hs8b
@user-mb5lg4hs8b Жыл бұрын
ኣነስ ሰልጠነ ግርም ኢዩ ዝብለን፡ናትካ ፡ንሕናን ብትግራይሲ ብላህጃ ሓደኢና ትብል፡ንሞኬ በስመራ ዲካ ትዕቅኖ ፡ኢልካዮ፡ንስካ ከ እታ ኤርትራ፡በቶም ኣብ፡ዶብ ዘለው ዲካ ትዕቅኖ፡ብሓይሊ እመን ሓደ ኢዩ ላህጃና ክትብል ፡ኣብ ትግራይ ዝቅመጥ ፡ህዝቢ ንባዕሉ() ራያ)እዞም ኣብ ባዓል ዓዲ ግራት ዘለውን ከማን ብላህጃ ሓደ ኣኮኑን፡በጃኻ ናዓይ ስምዑኒ ጥራይ ኣትበል እስካ ስልጣን ፡ተትሕዝ ፡ካብዞም ዝቀትሉ ዘለዉ ምከፋኻና ።ኣቡኡ ደኣ ኣትበጽሕን ኢካ እበር።
@00DK657
@00DK657 Жыл бұрын
ስማዕ ሰልጠነ፥ ሞያዊ ስነ ምግባር ይጎድለካ ኣሎ። ንስካ ትደልዮ ወይ ደስ ዝብለካ ሓሳብ ክዝረብ ትደሊ፥ ናይ ታሪክ ኣዘንተውቲ ክትዕድም ከለካ፥ ንሳቶም ዝወዓልዎን ዝረአይዎን ክዛረቡ ከለው፥ ክትሰምዖምን ክትርድኦምን ኣይትደልን። እቲ ንስካ ክትሰምዖ እቲደሊ ነገር ክዛረቡልካ ትደፋፍኦም፥ ንአብነት ታሪክ እድሪስ ዓዋተ እንዳ ነገሩካ ከለው፥ ሽፍታ ኢዩ ኢልካ ብሽፍታ ክድመደመልካን ክረርግገጽልካን ትደፋፍእ፥ ጌጋ!! አቶ መኮነን እቲ ዝፈልጦ ካብ ተመኩርኡ ኢዪ ዘካፍለካ ዘሎ። ብዝኮነ፥ ሞያ ጋዜጠንነት ይጎደካ ኢዩ። ጉድለካ ኣሚንካ ከተመሓይሾ ይላበወካ። Be mature, sage and intelligent.... and critical thinker.
@advancedcomputersolution2147
@advancedcomputersolution2147 Жыл бұрын
Thank you.
@efremkibrab2591
@efremkibrab2591 Жыл бұрын
Selam t&t btaemi des zebil tezaribka a tehatita bado tegele yeblun
@fz8520
@fz8520 Жыл бұрын
T and T, Injera Ezghi bilaE...you aptly said that all men.
@yonnie5293
@yonnie5293 Жыл бұрын
Thank you
@bereketweldesellise2640
@bereketweldesellise2640 Жыл бұрын
Seltene denkoro
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Жыл бұрын
what a disgusting history of our beloved people of Eritrea 🇪🇷... how could people who have committed such crimes would be expected to govern in a civilized manner..no wonder we are going through hell on earth...these are monsters who are used to eating humans...
@letinak4559
@letinak4559 Жыл бұрын
እግዚኦ..... እግዚኦ..... ናይ ጎዘሞ ሰሚእዒና ሰክኪሕና ነርና: ናይ ሎሚ ገደደ ሰብ ኣብ ፈርኖ ይጥበስ ነሩ ::
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ካሊእ ኣሎ
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 Жыл бұрын
Seltene show, pls don't interrupt when the guest comes to your show. You shouldn't give your idea and u should be questioner and listener Only. Do not say "HIRAY, EWE, EIE, and Reapet why they say. Learn from Fanus show.
@aynealem6220
@aynealem6220 Жыл бұрын
ሰልጠነ ንሰነድ ዝኸውን ክትሓትት ብቑቕ ኣይኮንካን. ታሪኽ ኣይትጸይቅ ዓቕሚ ዘለዎን ታሪኽ ዝፈልጥን ሓታቲ ርኸበሉ. ወርቂ ዝኾነ ታሪኽ በኣኻ ታሪኽ እንታይካ ዘይኮነ ይጽየቅ ኣሎ. ሓላፍነት ተቐበል ጌጋ ኢዩ ታሪኽ ናይ ቆነንቲ ዕላል ክትገብሮ.
@biniamtesfameskel5271
@biniamtesfameskel5271 Жыл бұрын
ሰልጠነስ ሜንታል ኢኻ : ስነ-ስርዓት ይጎድለካ ኣብ ኣዘራርባኻ ::
@crownofglory777
@crownofglory777 Жыл бұрын
ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ኣቦዚ (ሰበኣይዚ) ገይሩ ንዝፈልጦ ኩሉ ሓቅታት ብቅኑዕና ዝተዛረበ ወይ መግለጺ ዝሃበ ሰብ ሪአ ኣይፈልጥን:: ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ : ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ::
@pelarbackenmottagning544
@pelarbackenmottagning544 Жыл бұрын
Thank you so much 🙏🌹🌹
@desberhe9594
@desberhe9594 Жыл бұрын
ቃለ መሕትት ዝግበረሉ ዘሎ ውልቀ ሰብ "ቅድሙን ድሕሩን ንኸውን አለና" ዝብል ዘሎ ተፈታዊ ሸው ግድለት አገባን ቃለ መሕትት ከም ዘለካን ቅደም ተኸተል ምግላጥ አገዳሲ ምኻኑ ምሂሩካ ስለ ዘሎ አብ መጻኢ ጉድለትካ ኤርምካ አብ መኣዲ ቅረብ::
@efremtecle4234
@efremtecle4234 Жыл бұрын
ሓደ ሓደ ግዜስ ዘይትፈልጦ ኣይፈልጦን ምባል ጽቡቅ ይመስለኒ:: መስፍን ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጭቡጥ ነገር እምበር ዘይትፈልጦ እንታይ ዘዛርብ ኣለካ:: ኣብታ ዝገበራ ቃለ ምሕተት ንጹራት እዩ ተዛሪቡ:: ወዲ 19 ከምዝተሰለፈ: ኣብ 5ይየስርዕ ከምዝነበረ: ናብ ቻይና ንቤ/ ት ከም ዝኸደ: ምስኡ ዝኸዱ ከም ዘይተመልሱ: ንሱ ግና ክቃለስ ከም ዝተመልሰ: ኣብ ሱዳን ምስ በጽሐ ግና ሜዳ ኤርትራ ጽቡቕ ከምዘይነበረ ምስ ነገሩኒ ንሜዳ ኣይኣተኹን ኢሉ:: ኣብ ሱዳን ተሪፉ ብድሕሪኡ ብመገዲ የመን ናብ ኤርትራ ኣትዮም:: ብዛዕባ መም ወልዳይ ካሕሳይ ዝበሎ ግን: መም ወልዳይ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ምስ በሉና ናይ ተስፋ ምቁራጽ ተሰሚዑና ይብል:: ካልእ ኣብቲ እዋን ብሓላፍነት ዝነበሮ ግዜ ኣይመስለንን:: ብግምትን ባዕላዊ ትንታነን ታሪኽ ኣይስራሕን እዩ:: ኣብ ህዝባዊ ሓይልታትን ህግን ዝነበሮ ተራን ምዝራብ እዩ ሩጡብ ዝገብሮ:
@user-rl1ox4nx6n
@user-rl1ox4nx6n Жыл бұрын
nezi sebaay btaemi ashegirkayo.
@letinak4559
@letinak4559 Жыл бұрын
እዚ ኩሉ ወዲ እዛ ሃገር ክሕረድ ኢሰያስ ኣትዩ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Жыл бұрын
ዓቢ ክብሪ ነቦና ኣቶ መኮነን። Thank you so much to u, too Seltene hawna
@stevebeyene7834
@stevebeyene7834 Жыл бұрын
መኮነ ን የቀንየልነና ብዛፀባ ፍሰሀዬ ተኸለ ጎደይቲገለ በለና።
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM 3 ай бұрын
Eway Eza resah wdib tarika tarika aygbero
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Жыл бұрын
It is good to know thank you
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ትሕዉቆ ኣለካ ይዝመት የዘሚቱ. ጅግናይ ሓንቲ ዓደ ሲፈ ብላካ ትሰፍያ መዛዘሚ ብቆርበትያ ተዛዝማ ቃልሲ ኣቢ ምዛዝማዩ ድውሰን. ከምዛ ናዩ ርፈሮንዶምና ዘዝመትና ድሌትና ብሕጊ ዛዝምናቶ አንበር አቶ አስያስ ኣፎርቂ ምሓወሰና ሕጂ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሓደ ህዝብና አልካ ሚስ ኢትዮጵያ ምሓውሰካ ተኮልፍና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🇺🇸🩵🩵💜🩵🇺🇸🇺🇸💙🌹🌹💙💜🩵💙💙🌹💙💜🇺🇸🇺🇸💙🌹💙💜💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸💙💙💙💜💜🇺🇸🇺🇸💙🌹💜🩵💜💜🩵🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🌹💙💙🩵💙💙💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙💙💜💜🩵🩵🩵💙🌹💙🌹💙🌹💙💙🌹💜💜💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸💙💙🌹💙💙🌹💜🩵🇺🇸🇺🇸🌹🌹🌹🌹💜💜💜🩵🩵🩵🩵🇺🇸🩵💜🩵💜🩵🇺🇸🌹🌹🌹💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ሰላም ቴፎ ምስ ኣያና እንቋዕ ናትና ኸንኩም : ናትና ነገር እንደሓደርካ ማዕንጣኻ ዝበትኽ ናይ ኤርትራ ገድሊን ገደልን ❤🎉🎉
@nigistisoloda65
@nigistisoloda65 Жыл бұрын
ኣንታ ፈጣሪየኩሉ ኣለም እንታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና???? ኩፋኣት ግብሪ ናይ ኢድኩም ያሃብኩም ፈጣሪ....
@amanueltsadu7696
@amanueltsadu7696 5 ай бұрын
U the one seltene. Brave
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 Жыл бұрын
I never hear interviewer like this one specially about Idris Awate.( All of us have some negative backgrounds )
@fesehawold238
@fesehawold238 Жыл бұрын
I agree with Meconen. Mesfin Hagos is not a hero. I get enraged every time ERISAT calls ex-fighters like Mesfin Hagos "ARKANAT."
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Жыл бұрын
no way..maybe we call him a hero for killing innocent people who committed no crimes what so ever...
@dehabamine2322
@dehabamine2322 4 ай бұрын
If you are weyane spy or andinetawi then you don't want appreciate Eritrean heros. Mesfin Hagos is one of the biggest heroes on Earth. May gerka wihato.
@yonnie5293
@yonnie5293 Жыл бұрын
Every country have history It’s more what we do now is important!!
@wediadi6788
@wediadi6788 Жыл бұрын
25:00 ኣብዚኣ ኣስተብህሉ፣ እቲ ተንኮለኛ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ነዚ ቅትለት ናይቶም 150 ዝኾኑ ደቂ ከበሳ ወይ ክርስትያን፣ ካብ ጀብሃ ንፍምፍላይ ዘዳለዎ ስራሕ ኢዩ። እቲ ዕላማ ከኣ፣ ጀብሃ ቀታሊት ሓራዲት ኢያ፣ ንክርስትያን ትቐትል ጅሃዳዊት ኢያ ኢሉ ከሲሱ፣ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ንምንጻልን፣ ብኣንጻሩ ከኣ፣ ድጋፍ ናይ ከበሳ ክርስትያን ንምርካብ ኢሉ ዝኣለሞ ተንኮል ኢዩ። ልክዕ ከኣ፣ ድሕሪ ሞት ናይዞም ተጋደልቲ፣ ነቲ ጉዳይ ክሳብ ዝኣኽሎ መዝሚዙ፣ ንጀብሃ ኣጸሊሙ፣ ካብ ጀብሃ ተፈልዩ፣ ኣብቲ ናብ ህዝቢ ዝበተኖ ንሕናን ዕላማናን ዝብል ሰነድ ውን ነዚ ጉዳይ ቅትለት፣ ከም ቀንዲ መፍለይኡ ካብ ጀብሃ ገይሩ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ጎስጊሱሉ። ከምቲ ዝሓሰቦ ከኣ እቲ መደብ ሰሪሑሉ፣ ብዙሓት ደ ቂ ከበሳ ናብታ ሓዳሽ ዝተመስረተት ውድቡ ክዓስል ጀሚሩ፣ ጀብሃ ከኣ፣ እና ተዳኸመት መጺኣ። ንኤርትርውያን እዝግሄር ሰብ ኢሉ ሰይጣን ኢዩ ሰዲዱልና ነዚ ኢሳያስ ዝበሃል፣ ካብ መጀመርታ ብተንኮልን ክፍኣትን ተዓጢቑ፣ ነቲ ክሃርሞ ዝደሊ ዕላማ ኣብ ዝተናውሐ እዋን ክወቅዕ ዘይሕለል ጻዕሪ ዘካይድ፣ ምናልባት ኣብ ታሪኽ ናይ ዓለም ካብ ዝተራእዩ ኣዝዮም ክፍኣትን ተንኮለኛታትን ሰባት ኢዩ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
WEDI ADI ፡ እዚ ምስሉይ ዝኾነ ዘረባኻ ብትሪ እየ ዝነጽጎ እትምንታይ ናይ ሱሳታት ጀብሃ ብሰብ " ጃሱስ " በዙሓት ክርስትያን ደቂ ከበሳ ኣህሊቃ እያ ። ኣብዘይተፈልጦ ኣይትዘባርቅ ምስሉይ !!
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Жыл бұрын
Mesfun hagos ms eseyas koynu seb ktfe zxenhe eyu
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@tesfutekle8928 ርእይቶ ኣብ ምሃብ ሚዛናዊ ኩን ! መስፍን ሓጎስ ዘበርከቶ ከኣ ኣይትዘንግዕ!!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
ኣቶ መኮንን ግዳይ ናይ ሰውራ ኮይኑ ኣብ ክልቲአን ውድባት ማለት ጀብሃን ሻዕብየ ዝወረዶ ግፍዒ ገሊጹ ኣኸለ ። እቲ ካልእ ዝተዛረቦ ግን ገሊኡ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ገሊኡ ጠገለ ዘይብሉ ዝተጋነነ ኣብ ቅርሕንቲ ዝተመርኮሰን ዝተዘባረቀን ፋይዳ ዘይብሉን እዩ ።
@tsegaighebru9642
@tsegaighebru9642 Жыл бұрын
❤❤❤ thanks seltene And mekonen
@abdoalqatari
@abdoalqatari Жыл бұрын
ወይጉድ ወይጉድ ወይጉድ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ኣብዚ ቃለ መሕትት ካብ ዝበርሀ ገለ ፥እቶም ታሪኽ ዘይብርሃልኩም ወይ ክትፈልጡ ዘይትደልዩ ሎሚ 'ኸ በሪህልኩም ዶ፧ ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ኣብ ጀብሃ መሪሕነት ዝነበሩን ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ዘቐመጦምን ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ገሊኦም ኣብ ከባቢ ባጽዕን ሕርጊጎን ኣብ ቆላ መታሕትን ባሮት ዝነበሩ እዮም። ከም በዓል ዒማሮ ፣ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ፣ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ባሮት ናይ ሃብታማት ነጋዶ ኣብ ባጽዕን ሕርጊጎን ዝነበሩ ቤተሰብ እተወልዱ እዮም። ዒማሮን ሮሞዳንን ሰሚዕኩሞ ኣለኹም ናይ እንዳ ሓሰበላ ባሮት ካብ ዝነበሩ ንሜካ ዝኸዱ ናጀርያውያን ኦሮሞ ባሮት እዮም ተወሊዶም። ገሊኦም ባሮት ናይ እንዳ ኬክያ ዝነበሩ እዮም። ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ካብ ናይ የጁ ኦሮሞ ናይ ወሎ ኣብ ምጽዋዕ ንባርነት ዓረብ ክሽየጡ ካብ ዝመጹ እዩ ተወሊዱ። በዓል ቀይሲ ፣ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ካብ ናይ የመን ጀበሊ ኣብ ወደብ ረፋዓት ዝነበሩ እተወልዱ እዮም። በዓል እንዳ ኬክያን እንዳ ማሕሙድ ሸሪፎ ፣ ካሪካረ ደቀባት ኤርትራ እዮም።
@wegahtaandom8615
@wegahtaandom8615 Жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ነዚ ኣቦ ከተምጻልና ጽቡቕ ኔሩ"ሰብ ካብ ታሪኽ ተማሂሩ ዩ"ሓድሽ መገዲ ዝሰርዕ"ስለዚ ብሃንቀውታ ንጽበየካ ኣለና"!
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 3 ай бұрын
الرجل شهادتو كل شفافيه الصحيحه لك تحية وتقدير والاحترام ❤
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
መኮነን ዓ/ምካኤል ብሓቂ ተባዕ ተቃላሳይ ኣቦ ኢኻ ክትሕበን ይግባኣካ 💪❤️ ኩሉ ዝበልካዮ ቅድሚ ሕጂ ካልኦት ብዛዕባ ኢሰያስን መስፍን ሓጎስን ካብ ዝገለጹልና ብዝበለጸ ገሊጽካዮ ኣኸለ ። እዚ ተኹላ መስፍን ማዓልቱ ይጸበ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ብዛዓባ ተክኣኤ ቀሺ ኣድንፋስ የኣልለና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸💙💙💙💙🩵💙💙💜🩵🇺🇸🌹💙💙🌹💜💜🩵💙💙🌹💜💜🩵🩵🇺🇸💙🌹.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ሓደ መንግስቲ ሚስ ወያነ 02/1991 አቶ አሰያስ አልና በለ አቶ መስፉን ሓግስ ድሕሪ 32ዓመት ነግርና. 💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙💙🌹🌹💙💙🇺🇸🇺🇸🌹💙💙💙💙🇺🇸🇺🇸🇺🇸💜🇺🇸🇺🇸🇺🇸💙💙💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙🌹🌹🌹💙🩵🩵
@rafihabte7310
@rafihabte7310 Жыл бұрын
Anta seltene tarik yu znegreka zelo respect gerka hteto zntl zntl ayteblo
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 Жыл бұрын
Bejaka mddgam aytfto
@mizlalpaulos2673
@mizlalpaulos2673 Жыл бұрын
ሕሻል አብ አስመራ አይነበረን ስጋብ መጨረሻ አብ ከሰላ እዬ ነይሩ ሪግጸኛ ኮይነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ
@marcusweldemichael1087
@marcusweldemichael1087 Жыл бұрын
ሽፍታ ሰብ ኣይቀትልን ኢዩ ገንዘብ ጥራይ ኢዩ ዝደሊ
@fremomosaghi3820
@fremomosaghi3820 Жыл бұрын
ስልጠነ መድብካን ኩሉ ሃቅነካን ሃግራዊ ዕላማካን ጹቡቅ ክንሱ፡ ኣብቲ ትግብሮ ዕላላት ግን ነቶም ኣክቢሮም ዝምጹካ ውን ሓሳባቶም እዚ ዝብልዎ ነቲ ዝንብርዎ ግዜን ሃዋህውን ዝውክል ውን ሰለ ዝከነ በዚ ናይ ሕጂ ስሚዒታት ተደሪካ ኣይትውጣሮም፡ ንኣብነት ብዛዕባ እታ ናይ ትግራይ ቃንቃ/ላህጃ ዝብልካ ኣቶ ሞኮኖን ሓደ ነቲ ዝንብሮ ዕድመን ግዜ ኣብ ግምት የእቲካ ሚዛማዊ ክትክውን ድኣ ፈትን እምብር ብግዲ ነቲ ናትካ እዋናዊ ርድኢት ብሓይሊ ክትጽዕኖም ኣይትፈትን።።።።
@kdwb4752
@kdwb4752 Жыл бұрын
Mst seltene neyaka aytidafer hasabu plz yuglex!
@adamismail9137
@adamismail9137 Жыл бұрын
Mokonen Always my favorite person
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ኣብታ ዝኣረፋ ተቕብሩ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
@amanuelhailu9378
@amanuelhailu9378 Жыл бұрын
ስማዕ ሰልጠነ ብዘይትፈልጦ ነገር አይትዛረብ ዓዋተ ሰብ አይቀተለን
@yonasgede7258
@yonasgede7258 Жыл бұрын
Selten, why don't you invite Mesfin hagos for un interview. On many interviews and book he has never answered any questions of such histories.
@SurprisedCaterpillar-df5sg
@SurprisedCaterpillar-df5sg 5 ай бұрын
Mesfen hagos he is not cheap he doesn't come to this kind of show
@user-rl1ox4nx6n
@user-rl1ox4nx6n Жыл бұрын
ሰልጠነ ብዙሕ ግዜ ተኸታቲለካ። ሓቂ ይሓይሽ ብዘሕ ጠቓሚ ሓበሬታ ተምጽእ ኢኻ። ግን ሓደ ነገር ዝገርመኒ ንቓልሲ ንናጽነት ዝተገብረ ገድሊ ንምንሻው ብመደብ ትሰርሓሉ ዘለኻ ይመስለኒ። ስለምንታይ ግን? ሜዳ ኤርትራ ክንደይ ጅግና ኤርትራዊ ዘፍረየን ዋጋ ዝኸፈልሉን እዩ። ኢሰይያስ ስለዘበላሸወ ንኹሉ ንጽህ ተጋዳላይ ሽፍታ ኢልካ ምጽዋዕ ቅኑዕ ኣይኮነን። ጌጋ ሰልጠነ። ካልእ ንጀጋኑ ኤርትራውያን እንዳኣናሸኻ ንናይ ወያነ ግን ክትንእድ ክሰምዓካ ከለኹ እንታይ እቲ ዕላማ ዝብል ሕቶ ክመጽእ ግድን እዩ። ሚዛናዊ እንተትኸውን ኣይመሓሸን? ማለት ኣብ ሜዳ ትግራይ ጀጋኑ ኔሮም ኢልካ እንተ ኣሚንካሉ ልክዕ ከምኡ ኣብ ሜዳ ኤርትራውን ጀጋኑ ኔሮምዮም። ብኡ መጠን ድማ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ክፉኣት ሰባታ ከምዝነበሩ ከምኡ ድማ ኣብ ሜዳ ትግራይውን ኔሮም ዮም። ስለዚ ሚዛናዊ ምዃን ምሓሸ መስለኒ። ዝያዳ ኣድማዒ ስራሕ ምሰራሕካ ይመስለኒ።
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Жыл бұрын
Hi Seltene thank you for the good information but what happened with Tewelde Eyob could you please ask the guy. Thank you keep going we love you. God be with you
@teweldehaile4016
@teweldehaile4016 Жыл бұрын
ኣንታ ትፈልጦ ጥራይ ወይ ዝነበርካዮ እንተ ተዛረብካ ይሕሸካ ታሪኽ ኣይ ተባላሹ
@yosiefasgedom7029
@yosiefasgedom7029 Жыл бұрын
There was no fighter by the name Tareke mihreteab from Adi hizbay. May be from other villages
@brhanehabtemichael306
@brhanehabtemichael306 Жыл бұрын
ade welida timken dgsa welida eya nshaebaya ayamnela njebha ayamnela tebaetay 1000 amet nber
@got.2591
@got.2591 Жыл бұрын
Lebam seb ayu abzi kqerb zgbo azi sebay haqega ayu hasabu xubuq geru kgelx aytklofo
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ደቂ ዓዱ ይፍረድዎ አስቃቂ ንዱሩ ዓ ሃይለ ፍሮዶ አን ክዓ ኒ አቶ መስፉን ሓጎስ ቁዋም ምስተግበርና ዋላ ይሙት ይሃሉ ነፈርዶም ታርኽ ይነግረናል ኣይትሓውኮ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@Momy466
@Momy466 Жыл бұрын
ሰልጠነ ባዕልኻ ብሂትካዮ አኮ አቲ ዕላል
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 ай бұрын
ሰብ ኣይከተለን አንተልካ. ወድዓወተ ሰብ ኣይቀተለን አልካ ኣቡ ኤስቶ..
@samsonberhane1925
@samsonberhane1925 Жыл бұрын
What about Sibhat Efrem
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 Жыл бұрын
He was your friend that’s why you have hard time … A thief is a thief there's nothing to discuss ::
@asefawgoniche7574
@asefawgoniche7574 Жыл бұрын
What's his qualifications pls I want to know he is interesting and historical person
@misganahadis4390
@misganahadis4390 Жыл бұрын
Welcome ❤🎉🎉
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Жыл бұрын
Temherti halikum ab 21 keflezemen ke Esayase heredu eiluni eu eilkum endikum Tigrawaye haridkumo. Selate Aboyzgei!💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@peaceforall
@peaceforall Жыл бұрын
Props to your courage and humble heart to narrate this evil history done to you and your comrades . There is a saying " no matter how long the night, tomorrow will come". Hence , justice will prevail at the end !!
@nayizgifaharey1981
@nayizgifaharey1981 Жыл бұрын
Seltane bejak 3 Part amxalne
@mengestabhaile4887
@mengestabhaile4887 Жыл бұрын
Seltene gen nmentay eka bezaba tegarue zkone nekefeta zeytfotue,malet ntegarue betami tkelakelelom,malet thlekelom eka.
@solomonmsghna1602
@solomonmsghna1602 Жыл бұрын
Ohh my God 💔
@resomoscar6112
@resomoscar6112 Жыл бұрын
ክንደይ ሙሁራት ኣጥፊእካስ ንኢሰያስ ሒዝካ ይእቶ እዋይ ግምጥልሽ
@hiabukifle4638
@hiabukifle4638 Жыл бұрын
Aware was not out law.He was defending his community caws around Alene from the Tigray outlaws
@resomoscar6112
@resomoscar6112 Жыл бұрын
Wey gud zeytenegre ember zeytegebre yellen abza hager😮
@aradom344
@aradom344 Жыл бұрын
Please ask Mokonen if he know Dawit Ghebrat wedi Peradizo. He join them from Addis uni but disappeared.
@asmaraeritrea7702
@asmaraeritrea7702 Жыл бұрын
hi...haile gebrat his brother was my class mate...from grade 2 to grade 8...Aradom? Were you...?
@muluemeles7487
@muluemeles7487 Жыл бұрын
ሐምድ ዓወተ ከንደይ ዓመተ ጊሩ አሊካ ሕቶ አሰከ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
አሞ ሓዲስ ተምሓሮዮም 270 ተረሺኖም 1967. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.150ጎዳይ ሰሎሙን ወልደማርያም. አዚ ጉዳይ ኣብ ጅብሓዩ.
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 Жыл бұрын
ካብ ኣላ ረሲኡ ወሲዶም ኣይተቅብረንውን ይበሃል ኢዩሞ ረሲኡ ዝወሰዶ ወን መስፉን ሃጎስ ኢዩ ይበሃል አሞዝፋልጦ አተለዎ ህተቶ
@efremyohannes4536
@efremyohannes4536 Жыл бұрын
Most of today's topic was second hand telling, he did not witness it.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 ай бұрын
ኣይግረምካ ካብጎዳይፍ ኩሉ ኣድኣጋመይብልካ አንታክትብሎምካ አዞም ኪኖ ኣተክኩዛን.
@endertawitgual70
@endertawitgual70 Жыл бұрын
What a beautiful depressing story! I feel sad,angry,lost and just wanna throw up! Ahhhhhh.......😭😭😭
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ኣብዚ ቃለ መሕትት ካብ ዝበርሀ ገለ ፥እቶም ታሪኽ ዘይብርሃልኩም ወይ ክትፈልጡ ዘይትደልዩ ሎሚ 'ኸ በሪህልኩም ዶ፧ ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ኣብ ጀብሃ መሪሕነት ዝነበሩን ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ዘቐመጦምን ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ገሊኦም ኣብ ከባቢ ባጽዕን ሕርጊጎን ኣብ ቆላ መታሕትን ባሮት ዝነበሩ እዮም። ከም በዓል ዒማሮ ፣ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ፣ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ባሮት ናይ ሃብታማት ነጋዶ ኣብ ባጽዕን ሕርጊጎን ዝነበሩ ቤተሰብ እተወልዱ እዮም። ዒማሮን ሮሞዳንን ሰሚዕኩሞ ኣለኹም ናይ እንዳ ሓሰበላ ባሮት ካብ ዝነበሩ ንሜካ ዝኸዱ ናጀርያውያን ኦሮሞ ባሮት እዮም ተወሊዶም። ገሊኦም ባሮት ናይ እንዳ ኬክያ ዝነበሩ እዮም። ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ካብ ናይ የጁ ኦሮሞ ናይ ወሎ ኣብ ምጽዋዕ ንባርነት ዓረብ ክሽየጡ ካብ ዝመጹ እዩ ተወሊዱ። በዓል ቀይሲ ፣ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ካብ ናይ የመን ጀበሊ ኣብ ወደብ ረፋዓት ዝነበሩ እተወልዱ እዮም። በዓል እንዳ ኬክያን እንዳ ማሕሙድ ሸሪፎ ፣ ካሪካረ ደቀባት ኤርትራ እዮም።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
@@zegdagmawi275 እዚ ሕማምና ኣይኮነን ካብ ዝተወለዱ ይወለዱ ኤርትራውያን ኢሎም ተቃሊሶም ብረሳሕ ምሕደራ ህግደፍ ኣብ ገበን እንተ ኣትዮም ብስረሖም ዝምዘኑ እምበር ብመቦቆሎም ኣይኮኑን ። ንርእስኻ መን ፈሊጠጡካ ኩሉ መቦቆል ወዲሰብ ካብትን ካብዚን ዝተሓዋወሰ እዩ። እዚ ኢሰያስ ንኸይንተኣማመን ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ውድቀት ዝጥቀመሉ ሜላ እዩ ንቃሕ ውጻእ ካብ ድንቁርና ።
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Жыл бұрын
I feel the same for they didn't go to meda to literate Eritreans but to find means to eliminate those pure heart Eritreans who knew nothing but true intentions..they slaughtered so many precious lives...it's the most disgusting thing I have heard in my life...the Eritreans struggle wasn't worth it at all considering what we are still going through...
@judi6402
@judi6402 4 ай бұрын
Respekt geber seltene
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ዓያ መኾኑን ኩሉ ሓቁይ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@yonastsegay3381
@yonastsegay3381 Жыл бұрын
no one saw awate and dinasorce on real eyes except .
@nazrawi21
@nazrawi21 Жыл бұрын
Selitene hawey kemziom iyom zedliyiwo zelewu izi tsemam hizibi n ketalti sebat zemiliku
@WediNega
@WediNega Жыл бұрын
ኣየ ዛንታ እዛ ሃገር ብኸምዚ ቅዝፈትን ማሕረድትን ንጹሃን ተቃለስቲ እያ ተመስሪታ ዓሕ ኣያታትና ብጥይት ብጾቶም ድኣንበር ብትይት ጸላእቲ ናይ ደርግ ከምዘይ ተሰውኡ ነጺሩልና ኣሎ።ኣብ ብዙሕ ሚድያታት ሰሚዐካ ኣለኹ ኣያና መኮነን ዛንታ ሻዕብያ ምሕራድን ንቡጾቶም ምቅታልን ምኻኑ ተረዲእና ኣለና።የቀንየልና ተፈታዊ ስለቲ ብተደጋጋሚ ከይተሓለልካ ኣጋይሽ እተምጽኣልና ዘለኻ ግን ተፈታዊ ሓወይ ኣይተስግል ከዕልለካ ከሎ ኣብ ገለ ገለ ነቲ ዝነገረካ ኣስማት ወይ መዝግቦም ወይ ኣስተውዕል ካልኣይ ክደግመልካ ትሓቶ ኣለኻ ምሉእ ኣድህቦኻ ናብ ገሻኻ ግበሮ ምስ እናይ ይቅረታ👍👍👍
@user-bx5ph3nt3v
@user-bx5ph3nt3v Жыл бұрын
Ewayy gud eiyu
@lidyadawit822
@lidyadawit822 Жыл бұрын
Ata hawawiskumlna ako btami hmak tarik
@danielteame4033
@danielteame4033 Жыл бұрын
ATA seltene entay eka seb neseka tedleyo teray kezareb tedelyo ezom sebay kea abie euom qerub kebret habom ata endablka I tezarebom newri eu
@rezeneteweldebrhan2582
@rezeneteweldebrhan2582 Жыл бұрын
Seltane respakt
@SaimonMelake-dz4gt
@SaimonMelake-dz4gt 4 ай бұрын
Soli sebay king of
@seltenebrhane4308
@seltenebrhane4308 Жыл бұрын
M/m Tesfu. Zewde
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Жыл бұрын
He is very funny man
@sai-show4441
@sai-show4441 5 ай бұрын
This man is mad
@aradom344
@aradom344 Жыл бұрын
These are gangs. They didn't fight for eritrean liberation. Very sad how many innocent were excuted.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
Some were gangs or mafia that Issaias saw in a mafia movie in Asmara. The rest were born from Yemeni coolie Jebelis or from enslaved parents in Massawa.
@michaelokbagabir1956
@michaelokbagabir1956 Жыл бұрын
Kedae
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ዓንደብርሃን ካልኦት ከምኦም ዝኣመሰሉን የደናግሩ እዮም ዘለው እምበር ኣንጻር ኢሰያስ ኣይኮኑን።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ሕጂ ግርም ጅብሃ ከምጀው ክትሓቕቕያ ዝበለላያ.1967 ኣብሉዩ 1969 ሓዲስ ተምሓሮት ዮም. ኣቢ 1970 ወጉኤ ነንሕድሕድ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ብላዐ ተባላኣ. ከትል ሓቢር ወዶቦይኣ ጋብር. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ሕጂ ግርም ኣብስላ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሕጂ 15 በትሕና ልና ሕጅ ጉርም. 💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🇺🇸🩵🇺🇸💙🌹🌹💙💜🩵🇺🇸💙🌹🌹💜🇺🇸💙🌹💙💜🇺🇸💙🌹. ሕጂ ተኮኩፍና ኣይከሰርናን ሓደ ህዝቢ ሚስ ኢትዮጵያ ተኮሎፍና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ተምሃሮ ሓዲስ 270.
@user-jn6fs2nm9l
@user-jn6fs2nm9l Жыл бұрын
ወዲ ጀርጆ ከም ዝበሎ 1974 እተርቪው ገሩ ነሩ ከምዝበሎ ብጥይት ከምዝተወቅዔ ሓብሩ ነሩ ስለዚ አይዋቅን ዶ
@Maharireda84
@Maharireda84 Жыл бұрын
Selam seltene ab htoka beynu alo mis meleselka zterefe kiberh zgbo htetelna pls
@tedrosmengstab8599
@tedrosmengstab8599 Жыл бұрын
Way shgr
@mebrahtomogbazghyzigta2843
@mebrahtomogbazghyzigta2843 Жыл бұрын
Selam dear Seltene,I would have told so many things about my stand (fight in suport of the democratic movement of 1973 since 1974 but this is not my case now).though I realy strongly put in question what your guest is saying to the role of Adhanom in that dark event. We now very much what the true role of Adhanom was. My second and very important question by now is the cruel and unspeakable murder of the bright and revolutionary fighter Meles Gebremariam.So please ask your guest abut this dreadful murder of that noble intellectaul who is the son of the legendery colonel Gebremariam.For your information:Meles was a true patriot and was one of the famous students of the universty of Addis and very importantly he joined the so called PLF among othere with Petros Solomn through Somalia.
@tesfaiale6735
@tesfaiale6735 Жыл бұрын
ሰልጠነ ትረቅቅ ኣለኻ ኩሉ ከማኻ ክኸን ኣይትድለ ዝተፈልየ ርእይቶ ተቀበል
@habtemedhanie4257
@habtemedhanie4257 Жыл бұрын
Intay interview dyu Wales koyeka..Hasewti
@amanuelhailu9378
@amanuelhailu9378 Жыл бұрын
ካም ሓታቲ ነቲ መልሲ ድኣ ካብት ዝሕተት ሰብ ጽን ኢልካ ምስማዕ አዘውትር አይትኩለፎም
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 9 ай бұрын
ሰልጠነ ስማዕ ከትዋህልል ፈትን ንዓዋተ መርሚርካ ፍለጥ
@1961khalil1
@1961khalil1 Жыл бұрын
ወዱ ዶክቶር ከራር ዓዋተ ኣብ ሽወደን ይነብር ኣሎ። ስለዚ ዓዋተ ህያው ሰብ እዪ
@temesghntewelde1883
@temesghntewelde1883 Жыл бұрын
I thought the gest contradicted him self about the history of Eritrea
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 76 МЛН
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 8 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 122 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ 4_5
54:43
Voice of beserat
Рет қаралды 32 М.
ስብከት በዓለ ኪዳነ ምሕረት "ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ"2022
28:16
МИША ПЛИТОЧНИК
0:19
KINO KAIF
Рет қаралды 10 МЛН
He understood the assignment 💯 slide with caution x2
0:20
Carlwinz_Official
Рет қаралды 13 МЛН
Grandma Cat - the Hot Dog Eating Champion #gaming #food #challenge  #cartoon
0:15
Super Emotional Stories
Рет қаралды 7 МЛН
Лайфхак с лейкой 🚿
0:37
Сан Тан
Рет қаралды 3,3 МЛН
tom and Jerry 😱🆕 #trending
0:23
Nemi Shorts
Рет қаралды 19 МЛН
القطة الشجاعة 😭😭🐱 #shorts
0:35
7amoda Gaming
Рет қаралды 37 МЛН