Рет қаралды 25,890
ኣብዚ ልዕሊ ዕስራ ዓመት ናይ ስራሕ ጉዕዞይ፣ ኣብ ዝተፈላልየ ሃገራት፣ ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሰሪሐ ኣለኹ። ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ከኣ ናተይ ትካል ከፊተ ሂወተይ ብሓጎስ፣ ብዕግበት ይመስርሕ ኣለኹ። ኣብ ገሊኡ ዝተዓወትኩሉ ብዙሕ ኣሎ፣ ኣብ ገሊኡ ከኣ ዘይተዓወትኩሉ ግን ዝተመሃርኩሉ ብዙሕ ነገራት ኣሎ።
ዝተዓወትኩሉ ይኹን ዘይተዓወትኩሉ "ኩሉ ንዕቤት'ዩ" ኢላ ይኣምን። ኣብዚ ናይ ሎሚ ቪድዮ ከኣ ናተይ ጉዕዞ ኣሕጺር ኣቢለ ኣብ 6 ነጥብታት ጸሚቘ ኣቅረበዮ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።