ኣልማዘይ (Almazey) - ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ቃልሲ ዝተመስረተ ሓዱሽ ተዋስኦ(ድራማ) ትግርኛ - New Tigrigna Drama based on true story

  Рет қаралды 127,929

BANA ENTERTAINMENT

BANA ENTERTAINMENT

2 жыл бұрын

‪@BANA_ENTERTAINMENT‬
Copyright violation (reproduction, reupload, and edit) of this content is strictly prohibited and will result in immediate copyright strike claim.
#SUBSCRIBE BANA INFOTAINMENT for more contents.
/ @bana_entertainment

Пікірлер: 1 400
@eerey9626
@eerey9626 2 жыл бұрын
ነዛ ኮሜንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልካ🙏
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ✝️🤲❤️
@user-tc7bo1hy7s
@user-tc7bo1hy7s 2 жыл бұрын
Ameen ameen ameen 👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@saraali8994
@saraali8994 2 жыл бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
@user-jr1uh3cm4w
@user-jr1uh3cm4w 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን 🙏🙏🙏
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏🙏
@user-rs1bt2ox4e
@user-rs1bt2ox4e 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገላፂት ናይዚ ኩነታት እያ እዛ ፊልሚ እና ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ሚድያታት ነተባብዕ♥️💛
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 2 жыл бұрын
ትክክል👍👍
@berhantesfaye277
@berhantesfaye277 2 жыл бұрын
እወ ሓቅኺ ናይና ሚድያታት ናዕቢይ ኣሕዋተይ
@Melina-nd9ji
@Melina-nd9ji 2 жыл бұрын
ትክክል
@user-lj9yh7fd6y
@user-lj9yh7fd6y 2 жыл бұрын
እሺኒ መዓረይ ትክክል እዩ
@Hareg675
@Hareg675 2 жыл бұрын
እወ ኣበዮ እሞ ኣብ ናይ እማትና ብፍላይ ካብ ክሳዶም ንላዕሊ ንዝሕጉዙና ሁዱድ ኢና ንብል እሞ ናብ ልብና ንመለስ ዘይናትካ ኣይናትካን
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ'ዩ ደቂ ትግራይ ላይክን ሼርን ንግበር ነተባባዕዮም ነዞም የሕዋትና
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ባሓቂ ደስ እናበለና
@sharahira6088
@sharahira6088 2 жыл бұрын
ነዛ ኮሜንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ተሓልካ🙏🙏🙏
@smera-jw4cz
@smera-jw4cz Ай бұрын
Amen amen amen amen
@danielabrahacr7171
@danielabrahacr7171 2 жыл бұрын
ካብ ባሕሪ ብጭልፋ😭🙏🏽ቀፅልሉ::
@hipo5285
@hipo5285 2 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ተዋስኦ ክትደግሙ ተስፋ ንገብር ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ መሃራይ👍
@user-nf9mi1ld7j
@user-nf9mi1ld7j 2 жыл бұрын
Weoo
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ባሓቂ
@tdfhaile3967
@tdfhaile3967 2 жыл бұрын
ብትግራዋይነቱ ዝኮርዕ #like ☝️We never forget this pain
@user-jb5tv6xi1e
@user-jb5tv6xi1e 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ሰራሕ ሃይሉሸይ ቀፅለሉ ናይ ብሓቂ ነዚ ኩነታት ትገልፅ አያ ተጋሩዋይ ሚድያና ነዕቢ🙏❤💛
@kndahaftitesfay9066
@kndahaftitesfay9066 2 жыл бұрын
💓💓💓💓
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 жыл бұрын
💝💝💝💝💊💋
@hvhcjjvhuvufuft1231
@hvhcjjvhuvufuft1231 2 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ እዚ ደራፊ ሽሙ ንገሩኒ😘😘😘
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
😭😭😭ንብዓቱ ምቁፅፃር ዝኣበዮ ከምዚ ከማይ ዶ ኣሎ። ተጋሩዋኒ። 😭😭
@azebnegash3459
@azebnegash3459 2 жыл бұрын
ane aleku 😭😭
@Hhh-qy7gp
@Hhh-qy7gp 2 жыл бұрын
@@azebnegash3459 ኣነ ኣለኩ ኣሕሕሕ ዋይ ህዝበይ ሓላል
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 2 жыл бұрын
ክልና😭😭😭😭😭
@user-hp8hl1pl5i
@user-hp8hl1pl5i 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭💔
@user-uw5qx1jj3e
@user-uw5qx1jj3e 2 жыл бұрын
😭😭😭💔💪💊😘
@user-rs3qf1vs5k
@user-rs3qf1vs5k 2 жыл бұрын
ውሽጠይ ነብዑ ዋይ ህዝበይ😪😪😪ግን ካኣ ትግራይ ብደቃ ኮርዓ ሙሉእ ደስታ ይግበረልና ኣጆኽን እዘንኣሕዋተይ ኣጆና
@awethadish6643
@awethadish6643 2 жыл бұрын
O.m.g 😭 እዚ ደኣ ነዚ ሕጂ ዘሎ ሓቀኛ ሂወት ትግልጽ ያ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ኣምላክ ሰላም የውርደልካ 🥰🥰🥰
@user-mn2fn5ou5l
@user-mn2fn5ou5l 2 жыл бұрын
ብሓቂ ነዚ ሐዚ ዘሎ ዝገልፅ እዩ👍ከምዝከማይ ዝነበዐ ይህል ዶ እህህህ😢😢እዚ ኣይኮነን ኢድኪ ትግራይ ዓደይ
@user-js9nf4uf9y
@user-js9nf4uf9y 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ😢😢
@user-wi5ot6kt5d
@user-wi5ot6kt5d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ከብደይ ተገማጢልኒ💔💔💔😥😥
@hewanmeles2021
@hewanmeles2021 2 жыл бұрын
ብልፅቲ ብሓቂ ገላፂት ዘለናዪ ኩነታት ሃየ ተጋሩዋይ ነተባበዐዪም ✊💊💔
@mohammedismailzabiulla2018
@mohammedismailzabiulla2018 2 жыл бұрын
😭😭😭😭
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ትግራይ ትስዕር ኣጀኩም ዓወትና ቀሪቡ እዩ ተጋሩ ኣበይ ኣለና ላይክ ሸር ኣይንረስዕ እቲ ኣብ ችግር ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ድምፂ ወለድና የስመዐልና አሜን #ሰብስክራይብ ቦልኒ ደቂ ትግራይ ዓደይ የቀንየለይ
@sositami4037
@sositami4037 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍ አይዛችሁ ሁሉም ያልፋል ወንድማችሁ ከኦሮሞ ነኝ
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 2 жыл бұрын
እሺ የኔ እህት💔💔😢😢
@user-qe6mf1ie9e
@user-qe6mf1ie9e 2 жыл бұрын
እሺ ወንድሜ 💔😥
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
እሺ ወንድሜ ❤️
@gshshshhshshshs4629
@gshshshhshshshs4629 2 жыл бұрын
Ashi wendem ❤❤❤❤
@user-hx6me4tk1z
@user-hx6me4tk1z 2 жыл бұрын
እሺ ወንድሜ አላህ የጃቸው ያገኛሉ ያረብብሰሰ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭🌳🌳🌳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💚❤💚❤🇻🇳💛❤💛🌳
@abeltrhas4446
@abeltrhas4446 2 жыл бұрын
ኣጆና ተጋሩዋኒ ክወግሐልና እዩ ከም ኣልማዝ ብጣዕሚ ወፅዓ ተጋሩ ዝገልፅ ድራማ ቀፅልሉ
@user-in7ch3gp4y
@user-in7ch3gp4y 2 жыл бұрын
ክትቅፅል ኣለዋ ትብሉ ብንብዓት ወዲኤያ ዋይ ህዝበይ ዝረከብካዮ ኣሕሕሕሕ 💔
@user-km5sh7fx5u
@user-km5sh7fx5u 2 жыл бұрын
ሐመድ የብልዐኒ እዚ ዶ መትፈደካ ሓላል ህዝበይ 😥😥😥
@user-fb9ss3bv8b
@user-fb9ss3bv8b 2 жыл бұрын
ፀላኢኪ ሓመድ ይብላዕ ክብረይ
@bgbg3293
@bgbg3293 2 жыл бұрын
ተጋሩ ዕድለኛታት ኢና ጅግንነትና ጥራሕ ዘይኮነስ እግዚአብሔር 'ውን የፈትወና እዩ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ እዩ ደጋጊሙ ዝፍትኖ ግን ከኣ ድሕሪ ፈተና ዘሎ ራህዋ ዘለኣለማዊ እዩ ንምንታይ ተፈተና ዘይኮነስ ንፈተና እንኳዕ ሓለፍናዮ እዩ ዝበሃል ።ትግራይ ትስዕር ስዕራ እያ ድማ ኣብ በብዘለናዮ ማርያም ተሓልወና
@rayafkir8079
@rayafkir8079 2 жыл бұрын
ተከታታሊ ግበርዎ 🙏 አብ ልዕሊ ህዝብና ልበፀሐ በደል ካብ ውልድ ወለዶ ክመሓላለፍ አለዎ ትግራይ ትስዕር✊💊
@gg-rl2ws
@gg-rl2ws 2 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ከምዚኣ ዘንብዓትኒ የላን ህዝብና ክንደይ ዘይበሃል እዩ ወሪድዎ ማራ ከብድካ ትበልዕ 💔💔💔💔 መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ ሃይሉሽ ሓወይ ከዓ ጽቡቅ ስራሕ በርትዕ❤️💛❤️
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 2 жыл бұрын
ኩሉ ድሕርኪ እዩ ትግራይ ዝዓደይ ቅንዕ በሊ አለማዘይ እው ዓወት አሎ 💛❤💪
@eradaerada914
@eradaerada914 2 жыл бұрын
ቅንዕ በሊ ትግራይ ዝዓደይ ዓወት አሎ
@ngstihayle8420
@ngstihayle8420 2 жыл бұрын
ኩሉ ድሕረኪ አዩ ትግራይ ዝዓደይ ቅንዕ በሊ አለማዘይ አው ዓወት አሎ❤❤❤
@user-bl7ts6cv5b
@user-bl7ts6cv5b 2 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ደቅ ዓደይ ማዓረይ♥️💞💞
@tsegakahse7732
@tsegakahse7732 2 жыл бұрын
ኣብፍቲ ኩነታት ዝነባዕክዎ ንብዓት ኣብዛ ፊልም ደጊመዮ በጃኹም ተኸታታሊት ግበሩልና ተጋሩዋይ ንሃገርናን ንህዝብናን ሰላምን ዕረፍትን ይሃበልና ኣጆና በጃኹም ግን ቀፅሉዎ ከይትጠልሙና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪🇻🇳❤❤❤🙏🙏🙏
@Mmmm-pu2oq
@Mmmm-pu2oq 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ እያ ኣብዚ ፀበባ እዚ ኮንኩም ብምስራሕኩም ኣዝየ የድንቀኩም ተጋሩዋይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒
@user-qe6mf1ie9e
@user-qe6mf1ie9e 2 жыл бұрын
ኣይይይይይይ ናይ ብሓቂ ገሊፃታ እቱ ዝሎ ኩነታት መን ኣሎ ከማይ ምቁፅፃር ዝኣበዮ ንብዓቱ😭😭😭😭😭💔😭💊💊💊💪💪💪👈💔❤
@user-dk8zc8sl6s
@user-dk8zc8sl6s 2 жыл бұрын
ብሓቂ 😍🇻🇳💔💪👈🙏
@user-nf9mi1ld7j
@user-nf9mi1ld7j 2 жыл бұрын
ብትክክል
@fudjdrfdg1795
@fudjdrfdg1795 2 жыл бұрын
ብሓቂ 💞
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 2 жыл бұрын
❤❤👌
@uftdwr2095
@uftdwr2095 2 жыл бұрын
ኣሰይ እዘም ተጋሩዋይስ ክንደይ ይጥንክሩ😍😍😍😍😍😍
@khanlove8175
@khanlove8175 2 жыл бұрын
💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝🙏💝💝💝💝💝💝💝💝💊💊💊
@user-tv6xq2jh4b
@user-tv6xq2jh4b 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ብሓቂ ናይ ቲ ዘመን ሓቀኛ ታሪክ እዩ ንብዓተይ ወዲኤ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝበለት ስራሕ እያ ኣጆኹም ቀፅሉሉ ደቂ ሃገር ትግራይ
@selugirl1896
@selugirl1896 2 жыл бұрын
አልማዜ ከማኪ ብርሀን ይገበረልና አምላክ
@mariwerede9945
@mariwerede9945 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ምስቲ ይወርድ ዘሎ ግፍዕታት ትገልፅ እያ እና ቀፅሉሉ ኣጆኹም ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊💛❤💛❤💛❤💛
@lilawit
@lilawit 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ገላፂት ናይዚ ዘሎ ካነታት እያ ቀፅልላ😢😢😢😍😍😍
@user-yv3wu4lh7z
@user-yv3wu4lh7z 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ገላፂት ያ ከምዚታት መምሃሪ ክበዝሑ አለዎም አጀኩም በርትዑ 🙏ብብክያት ወዲኤያ እፍ💔😢
@meronseyum4342
@meronseyum4342 2 жыл бұрын
እዚ እዩ ዝሓቂ ተረድእዎ እንበዓል..... ትግራይ ትስዕር💪💪💪💪
@fhdjgkch368
@fhdjgkch368 2 жыл бұрын
ኣጆና ክሓልፍ እዩ 💊🙏
@Samira-mw1hk
@Samira-mw1hk 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቅ ንፉዓት ብጣዕም ኢየ ነብዐ 😭😭😥😥😥😥😥😥😥😥
@hanan9064
@hanan9064 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንሰማኣታትና🙏🙏ተጋርዎይ ኣተባብዕዎም ናይ ሕድሕድ ተጋሩ ታርክ እዩ ኣብ ታሪክ ይቀመጥ
@user-hr8hh4lg4d
@user-hr8hh4lg4d 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ኣጆና መወዳእትኡ ብርሃን ይግበረልና ኣምላክ👏 ትግራይ ትስዕር ሲዒራ እያ እውን💊😘
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ😭😭😭ብሓቂ ገላፂት ድራማ እያ ቀፅልወ ትግራይና ካዓ ትዕወት
@adu141
@adu141 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ሓቀኛ ታሪክ እዩ ተጋሩዋይ ኣይይ ዞም ኣረሜናት ባ በዲሎምና 💔😭
@tititsegay3467
@tititsegay3467 2 жыл бұрын
Omg ገብዙ ኣብ ህዝብና ዝበፅሐ በደል ብዝግባእ ክስነድ ኣለዎ ኣጆና ድማ ንሓርን✊✊✊✊
@user-hp1jd9he9x
@user-hp1jd9he9x 2 жыл бұрын
ኣጆና ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት ንሓርን ትግራይ ትስዕር♥💛♥💊😭✊
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 2 жыл бұрын
ንፉዓት 👍💐💐እት ዝተፈፀመ ጉዳት አውፅእዎ እዞም ግፍአተኛታት ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ናይብሀቂ አብክያትኒ 😭😭😭እዛ ተዋስኦ
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g 2 жыл бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ኣታ ሓላል ህዝበይ ክንደይ ስቃይን መከራን ግፍዕን ድኻ አሕሊፍኻ 😭
@user-kf3zk6hb2y
@user-kf3zk6hb2y 2 жыл бұрын
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ትግርኛና ይዓምብብ❤❤ ኣጀና💪💪💪💪
@jge7tye640
@jge7tye640 2 жыл бұрын
ውሽጥኻ ትትንክፍ ፊልሚ ኣጆና ተጋሩዋይ ክርሁው እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ😭💔👏
@user-lz1hr6pn6d
@user-lz1hr6pn6d 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፅብቅ ሰራሕ እዩ ናይ ብዕልና ምድያታት ንዓባ ኣሕዋተይ
@azutigraweyt3791
@azutigraweyt3791 2 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ኣይንሕመቅ ንናይ ባዕልና ገዛን ተዋሰእቲን ነተባብዐዮም ነዕብዮም💊🇻🇳 ቀፅልሉ እዞም ጀጋኑ ኣሕዋትና ተጋሩዋኒ ብዘለናዮ ሰላምን ራህዋን ይሃበና ድምፂ ንፈትዎም ስድራና ድማ የስምዐና ኣጆኺ ትግራይ ዓደይ😢🇻🇳😢💊💊🇻🇳🇻🇳
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 жыл бұрын
ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን ኣሜን 3+⛪️💖🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻እዋይ ክንደይ ግፍዒ ድዩ ሓሊፉ እዚ ለዋህ ህዝብና💔😭☝️ እወ ዕላማ ጸለምቲ ኣራዊት ጸላእትና ንሓዋሩ ንኸይንልዓል እዩ ግን ንሶም እዮም ክውድቁ ብሰማይን ምድርን ☝️☝️☝️እምበር ህዝቢ ትግራይስ ወይከ ብሓይሊ ልዑል እግዛብሄርን ኩቡራት ጀጋኑ ደቃን ኣይክትወድቅን መመሊሳ ድኣ ትደምቅ ከም ወርቂ ልዑል እግዛብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ቁዱስ ሓቀኛ ፍርዱ 💖🙏🏻ትግራይ ትስዕር ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🤲🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻ገና እውን ኣራዊት ጸላእትና ናይ ኢዶም ክኽፈሉ ንዘላለሞም ክነብሩ እዮም ☝️☝️☝️☝️☝️
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 жыл бұрын
😭😭😭ዋይ ህዝብይ እመቤታችን ድንግል ማርያም ፅዮን ፅናዓት ትሃብካ ቀፅልሉ ብጅኩም ኣሕዋተይ
@user-us9wt1kn9h
@user-us9wt1kn9h 2 жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፁሩያተይ ❤️💛👏
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ
@ramausu7405
@ramausu7405 2 жыл бұрын
እዉይ ብንብዓት ወዲአያ😭😭😭 ናይ ትግራይ ከነታት ዝገልፅ ቀፅልልሉ ኣጆኩም ተጋርዋይ✊✊💪💪💪💪
@tdfhaile3967
@tdfhaile3967 2 жыл бұрын
I don't have words to Express this. Made me cry😥
@ftoon8781
@ftoon8781 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭ዋይይ እነስ ኒባዓተይ ምቅፂፃር ስእነዮ ከሙዚ ከሚይ ዶ ይህሉዉ ተጋር እሓዋተይ ትግርይ ዓደይ እጅኺካሓሊፍ እዩ💊💊
@finfinie
@finfinie 2 жыл бұрын
😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😤
@genilove4177
@genilove4177 2 жыл бұрын
ናይዚ ዘሎ ኩነታት ገላፂት ሓቀኛ ታሪክ እያ ቀፅላሉ❤️💛
@user-uq4yf2in1f
@user-uq4yf2in1f 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ተጋሩዋኒ💊💊💊💊💊💓💓💝💝💝💝💖💖💖💖
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 2 жыл бұрын
ኣሕሕ እንታይሞ ክንብሎ ቃላት ሲእናሉስ ስቅ መሪፅና ኣጆኺ ኣጆና ኣብ ጎንኽን ኣለና ጥራሕ ዘይኮነስ ሕማምክን ሕማምና ቃንዛክን ቃንዛና እዩ ሓቢርና ድማ ክንሰግሮ እና ናብታ ንምህጋ ፍጽምቲ ብርሃን ሃገርና ትግራይ ድማ ክንበጽሕ እና ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ትግራይ ሲዒራ መሊኣ ውን ክትስርዕ እያ💛❤
@fhcjkg2275
@fhcjkg2275 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብከምዙይ ክትመጹና ንጽበ ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ዓድና ዞም በረካ ዘለው ኣሕዋትና ብሰላም ይምለሶም ህዝብና ፈጣሪ ይሓልወልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@kahnkhan4451
@kahnkhan4451 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@hilina5629
@hilina5629 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ተጋሩዋኒ ኣይትተሃመሉ በርትዕኹም ቀፂልሉ❤️🙏❤️
@user-cx1oz6ok7q
@user-cx1oz6ok7q 2 жыл бұрын
ዋይ ንከዳዓት እዩ ተደሪፉ እንበር ንተጋሩ ኣይትትሃበሉ ንተጋሩ ኣይገልፅይ
@llilieleordos3647
@llilieleordos3647 2 жыл бұрын
ከዛ ፈልሚ ዚኣ ዘንበዐትኒ የላን ትግራይ ዓደይ 💔😭😭😭😭😭💊
@user-gc3os5tc4h
@user-gc3os5tc4h 2 жыл бұрын
ናይብሓቂ ገላፅት ናይዝ ኩነታት እያ ኣልማዘይ ከም ናትኪ ብራሃን ይግበረልና ❤️❤️❤️💛💛💛
@kahsamebrahtom2907
@kahsamebrahtom2907 2 жыл бұрын
ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ማዓረይ እዚ ዛንታ ናይ ብዙሓት ኣወልድና እዩ ኮ ናይ ሓደ ክልተ ኣይኮነን 😢 በኪኪ ኣብኪክና ማዓረይ 😢 ኣወዳትና ክዓ ከምዚ ናበልኩም ኣተባብዑልና ዞም ኣሓተይ፡፡ ካብ ወረደስ ኣነስ በዚ ነገር ኩሉ ግዜ ድየ ዝሓሰብ ተዝደፈራ ኣሕዋትና ብፍሉይ ክንክን ክገበረለን(ዘተባብዕ ትምህርቲ…) ነዐን ዝኮነ ናይ ብደዐ ቃላት ማንም ሰብ ከይዛረብ እኳ ዳኣስ ብፍሉይ ክከብራ ከም ዘለወን እየ ዝደሊ፡፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኮሙኡ ከምዝጅመር ድማ ይኣምን ፡፡ኣጀና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🙏
@user-gq2gl2xf6v
@user-gq2gl2xf6v 2 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መጻኹም ተጋሩዋይ ብሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ቀጰሉሉ ✊️💊💊💝💝💝💝
@dxbffb5828
@dxbffb5828 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዘንባዕ ኣሎ ዶ 😥😥😭😭💔💔ትግራዋይ ማለት እኮ ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ዓደይ ሰለመኪ የመለሱ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ደቂ ዓደይ ሸኮራት
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 2 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ብተደጋጋሚ ክትሰርሕዎ ተስፋለኒ ብጣዕሚ ሰሪሕኽምው ትዝተፈፀመ ግፍዒ ማንም ክርስዖ ኣይኽእልን ኣጆኽን ኣሕዋትና ን ኣዴታትናን
@user-kx5jt3jx7i
@user-kx5jt3jx7i 2 жыл бұрын
ቀጽልዎ በይዛኹም ትግራይ ትዓወት ንብዓት ህዝብና ክሕብስዎ እዮም ጀጋኑና
@meserettigraweyt7541
@meserettigraweyt7541 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ❤️🙏
@user-kn5it6zs9f
@user-kn5it6zs9f 2 жыл бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኩም ተጋሩዋኒ😘♥️💔
@mida3740
@mida3740 2 жыл бұрын
😢😢😢ካላኣይ ክፋል ከተቅርቡልና ተስፋ ንገብር😢😢ፅናዓት ትግረዋይነት
@asugaltigray1659
@asugaltigray1659 2 жыл бұрын
ኣይካኣልኩን ኣነስ ብንባዓት እየ ወዲአያ😭😭😭😭🖤 በጃኩም ባ ተካታታሊት ግበርዎ ፕሊስ😭💔🖤✍️
@Merihabeshawit12
@Merihabeshawit12 2 жыл бұрын
ፅሩያ ዓለም ተጋሩዋይ ናይና💊👊
@netsanethadush220
@netsanethadush220 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልዎ ተጋሩዋይ ኣጆኩም ኣጆና ክዓ ዘይሕለፍ የለን ክንሓልፎ ኢና ሐዝውን ትግራይና ትዕወት ብራሃፅ ደቃ 💊💪
@fraonesamer8282
@fraonesamer8282 2 жыл бұрын
እንካዐ ዳሕና መፀኣኩም ተጋሩዋይይ❤💛❤💛❤💊💊💊💊💊
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 жыл бұрын
ቀፅልሉ ተስፋ ዘስንቅ ሓቦን ሕራነን ዘለዎ ስራሕ እዩ ደቂእታ ኩሉ ዝብህጋ ሃገረ ትግራይ ሰስኑለይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@salamameen2203
@salamameen2203 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው ብጣዒሚ ቡሉፅ ፅቡቕ ኡዩ ንህሉው ኩኖታት ዝገልፅ ተጋሩዋኒ ናባዕሊና ሚዲያታት ንዕቢ ናታባባዓዮም ኣጆኹም ዝይሓልፍ ነግር የለን ኣምላክ ምሳኹም ዩኹን ህዝበይ ፅንዓት ያሃቡኹም 😭😭😭😭😭
@kibreabgebremdhin4945
@kibreabgebremdhin4945 2 жыл бұрын
ብድግ በሊ ኣልማዘይ ያዒስ ዘብል ስርሒት እዩ። ኩሉ ሕማቕ ዘበለ ምርኣዩ ዘሰክፍ ፊልምታት ኣብ ልዕሊ ህዝብና በፂሑ እዩ።ድሕሪ ደጊም ከምዚ ተጀሚሩ ዘኒሀ ሓፃርን ገላፅን ዝኾነ ሓቃዊ ተዋስኦ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝበፀሐ በደል እቲ ድርሰታት ኩሉ በቶም ግፍዐኛታት ተደሪሱ ኣብ ተግባር ስለዝዋዓለ ድሕሪ ሕጂ ዘድሉዩና ጎበዛት ደረስቲ ዘይኮነስ ጎቦዛት ተዋሳእቲ እዩ ዘድሊ። ነዚ ዘቕረብኩልና ኣሕዋት ድማ ሉዑል ምስጋናን ኣኽብሮትን ከቕርበለረኩም ይፈቱ። እወ ኣጆኺ ብድግ በሊ ኣልማዘይ ከምቲ ቅድሚ ወረርቲ ዝነበርክዮ እነረተይኮነስ ብዝበለፀ እውን ክትደምቅን ክትብርኽን ኢኺ።
@user-gw1yk2iq6t
@user-gw1yk2iq6t 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ተካታታሊት ግበርዋ
@destugaltigray4238
@destugaltigray4238 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤❤
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 2 жыл бұрын
ዋይይ ህዝበይይ ዝረከብካዮ ትክክለኛ ታሪክ ኣይዞና ንሳቶም ይሕፈሩ እምበር ኣንሕና ክንሓፍር የብልናንየሐርነና እምበር ኣየንብርክከናን ትግራይ ትስዕር ብጀጋኑ ደቃ
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደሰዘብል ሰራሕ ደቂ ሓላል መሬት ሃይሉሸይ ሓወይ ክኣ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ እዩ ቀፅሎ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-dl9ue8co3g
@user-dl9ue8co3g 2 жыл бұрын
ውዋ ብጣዕሚ ደሰበሃለይ ውዋብጣዕሚደሰበሃለይደቀይትግራይውለሉትግራይትሰዕቅ ይ ትግራይ ውለሉ ትግራይ ትሰዕራ
@user-nr5lo5oc2f
@user-nr5lo5oc2f 2 жыл бұрын
አዝይ ጥራሕ አውን ኣይኮነን ወጽዓና ናይ ቡዙሕ ቡዙሕ አዩ ተስፋ ንገበር ብሰፊሕ ክትምለሱልና የቀንየልና ደሞ ኣጆና 💔💔
@user-sc1gf2gl3w
@user-sc1gf2gl3w 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ገላፂት ነዛ ኮሜ ተንብብ ዘለካ ድምፂ ስድራኩሙንን ዓወት ህዝብኩምን የስምዕኩም የስመዐና
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ናይ ሕማመይ በጣዕሚ ደስስስ ባሃሊት ድራማ እያ ቀጽልሉ ደቂ ዓበይ ሃገረ ትግራይ❤❤❤❤❤
@user-xo4ey8dp7w
@user-xo4ey8dp7w 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትግራይ ትዕወት❤😥😥😥😥
@KhanKhan-on7yy
@KhanKhan-on7yy 2 жыл бұрын
Wowwwwww መግለፂ የብለይን በርትዑ
@user-cv7sl5mg5x
@user-cv7sl5mg5x 2 жыл бұрын
በጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣሕዋትይ ከመዚይ ዓይነት ቀፀሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ንተባዕባዓዮሞ❤💛✊
@user-jt3ow3qd1s
@user-jt3ow3qd1s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ናይዚ ዘለናዮ ግዜ ዘማለአት እያ ናብሓቂ ብልፅቲ እያ
@sweethluf4155
@sweethluf4155 2 жыл бұрын
ዛድራማ ተኸታታልት ክትኾን ተስፉ ይገብር❤️😭
@AaaaBbbb-gf4jr
@AaaaBbbb-gf4jr 2 жыл бұрын
አጂኩም ተጋሩውይ ኩሉ ክሓልፍ እዮ
@SalamSalam-nu3hj
@SalamSalam-nu3hj 2 жыл бұрын
I can't stop crying it's so pine full 💔💔💔💔💔💔💔 ajoki Tgray adey 💊💊💊💊 khalf eyu
@samritube6505
@samritube6505 2 жыл бұрын
ብሓቂ ናይ'ዙ ግፍዕታት እልትገልፅ ሓቀኛ ታሪክ ኣጆኩም ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ💛❤✊
@user-nm9cr8kc4q
@user-nm9cr8kc4q 2 жыл бұрын
ምቁራተይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ቀፅልዋ ድማ ፈጣሪ ኣቦይ ሰላም ምሕረት የውርደልካ ህዝበይ ረካቢ ሕሰም ረካቢ መከራ
@user-bb9ix8nd6n
@user-bb9ix8nd6n 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ማሃርቲ ድራማ እያ ተጋሩዋኒ💊😥♥ ኣጆና ክወግሕ ዩ 🙏
@greattigray5290
@greattigray5290 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ኣጆኪ ክሓልፍ እዩ ደቅኪ ንስሕቀሉ ቀረባ እዩ ኣነስ ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ 😪😪
@mlatt7639
@mlatt7639 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓዚነ ልበይ ተቃፂለ ኣነስ ዓቅሚያ ተዝህልወኒ ኣሕሕሕ😭😭💔💔💔💔💔💔
@mashomm4963
@mashomm4963 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ህዝበይ እወ ክወግሕ እዪ ህዝይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይኩን ምሰ ህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትዕወት❤❤❤❤❤❤⛪⛪⛪☝💊💊💊💊💊💊💊💊👈👉🇪🇹👹🇪🇹👹👽🇬🇳👽👹🇪🇷👹🇬🇳👹🇪🇹👹👈☝
@kflomkflom2193
@kflomkflom2193 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጀኹም ደቅ ሓላል መሬት 💊
@hadeghesamuel8437
@hadeghesamuel8437 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልሉ ክስነድ ኣለዎ እዚ ዝወረደ ግፍዒ
@mammam2851
@mammam2851 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ ኩነትት ዝገልፅ ኣጅኩም እዚ እዉን ክወግሕ እዩ
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 2 жыл бұрын
😥😥 እህህህ እግዚአብሔር ይፍረዶም ዝገበርዎ ግፍዒ አብ ልዕሊ ትግራይ በርትዑ በርትዑ !!!
ማዕተበይ - ሓድሽ ሃገረሰባዊ ትግርኛ ፊልም - New Tigrigna Movie
44:50
ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Рет қаралды 214 М.
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 194 МЛН
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 11 МЛН
ፍቅርን ማሕበራዊ ሂወትን እተዘንቱ ሓቀኛ ዛንታ
50:53
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 10 М.
ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሕ ተፀበዩኒ! ቲክቶኸር ኤሞን ፌክ
30:27
HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ
Рет қаралды 11 М.
ኣየ ባባ ዘርእስታ መስሐቂት ድራማ
19:13
Zufan Entertainment
Рет қаралды 93 М.
头还可以刷卡买东西的吗?#海贼王#路飞
0:26
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 21 МЛН
Neden yüzünü saklıyor
0:19
H. DANIŞIK
Рет қаралды 35 МЛН
Хитрая ГОРНИЧНАЯ вернула ДОМ матери 😱 #shorts
0:57
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 2,5 МЛН
как пройти скулбоя за 36 секунд?
0:22
Holy Baam
Рет қаралды 810 М.