No video

"ኣውራጃ ብጉልባብ ሃገርይ ፖሎቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት " 3ይ ክፋል ሳላ ኢሳያስ ኢያ ተዋህዶ

  Рет қаралды 7,124

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Күн бұрын

"ኣውራጃ ብጉልባብ ሃገርይ ፖሎቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት "
3ይ ክፋል
ሳላ ኢሳያስ ኢያ ተዋህዶ

Пікірлер: 39
@user-ft1xf9st2c
@user-ft1xf9st2c Ай бұрын
ኣቦና ኩሉ ትምህርትኩም ኣጋላልጻኩም ከምዘለዎ ሓቂ ስለ ተምጽኡ ብጣዕሚ ካብ ዘድንቀኩም እየ ጸግኡ የብዛሓልኩም ሓንቲ ሪኢቶ ግን ኣላትኒ ኣብዚ ካናት ልኽዕ ከምቲ ህግደፍ ዝገብርዎ ባንዴራ እቶም ካናት ክሕዙ ጀሚሮም ካፍቲ ምስኦም ዘሎ መስቀል መዓርግ ዲዩ ባንዴራ ዝበልጽ ኮይኑ እንዳተሰመዖም ኣነ ኣይተረዳንን ግን እሞ ንህግደፍ ኣብ ቤተ ክርስትያን ባንዴራ ኩሉ ስለ ዝሓዋውስዎ ኢና ዓገብ ንብል እቶም ካናትሲ ቁሩብ ክጥንቀቁ መልእክቲ ተተማሓላልፍ ጽቡቅ ነይሩ ባሃሊ እየ ናይ ውልቂ ሓሳብ እዩ።
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
እግዚአቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦ ሓቒን ውጹዓትን ከምቲ እግዚአቢሀር ዝደልዮ 🙏🙏🙏🙏🙏
@rahelmaosho7804
@rahelmaosho7804 Ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana aboy qeshi 🙏🙏🙏
@mai-maele29
@mai-maele29 Ай бұрын
በሓቂ ጽቡቅቅን ጽፉፍን ኣቀራርባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ንዖኦም ከኣ ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም እንታይ ይበሃል ኮይኑ
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
ቀሺ ዓባይ ትግራይ ።
@wedishire2620
@wedishire2620 Ай бұрын
መደናገሪ ቀሹ ሓጥያት ተኹላ
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ማርቖስ!!!
@HIWETA-yx2zo
@HIWETA-yx2zo Ай бұрын
አያ፡ቅሺ፡ማርቆስ፡በሎው፡ቤላገዲፍካ፡ማዕርግካጽድቅን፡ሐጥያትን፡ምሀርን፡ስበኸን፡ጥቕስታትን፡ካብ፡ቕዱስ፡መጽሐፍእንዳ፡ገለጽካስብኽ፡ጽባሕ፡ኺሉ፡ሐሊፊበቢ፡ሐደ፡፡ኽንሕተች ኽንብ
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher Ай бұрын
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Ай бұрын
ይገርም ኢዩ እንታይ ዓይነት ሰባት ኢዮም እቲ መጽሓፍ ብሽምደዳ እንበር ኣይተረድእዎን ክንብል ዶ ንኽእል የሕዝን. ኩሉ ክንጽር ኣለዎ ነዞም ጎሓላሉ ሱሱዓት.
@user-ft1xf9st2c
@user-ft1xf9st2c Ай бұрын
ቀጽልዎ ሰብ ኻብ ሓቂ ክንደይ ግዜ ካሃድም ሳሕቲ እዝኖም ኣሳሒዎም ክሰምዕዎ እዮም እምበር ናትኩም መራር እያ ኣቦና።
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher Ай бұрын
Selam aba qeshi
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 Ай бұрын
ኣንታ በጃኻ እባ ቁሩብ እዛ ነብስኻ ፍርሃላ ንሰማዒ ባህ ዘብል ቅዱስ ቃል ዘይትምህር
@Liverpoolawi-i8e
@Liverpoolawi-i8e Ай бұрын
Edmen tenan yehakum abona💙
@MussieAtoshm
@MussieAtoshm Ай бұрын
Dyablos😂😂😂foeeeee
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 Ай бұрын
Aboy keshi enkae bselam mexaekum. amlak nay agolgulot zebenkum ybarek
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
ሓሳዊ ሰብ ኣሎ እንድዩ ከምዚ ሰብ ግን ሓሳዊ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ እዩ ነገሩ ናይ መንዳኣ ክትወስድ ናይ እቶም ኣዛብእ ቀትሪ እምበር እቲ መንነትካ ትግራዋይ ከኣ ኩርዓሉ ብዛዕባ ኤርትራ ኣይትዛረብ ዋናታታ ኣለውዋ ።
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 Ай бұрын
ክርስትያን ንስኻ ትፈልጦ ንጎይታናን መድሃኒናን እየሱስ ምምሳል እዩ መስቀል ምስካም ንመከራ ርእስኻ ምድላው እንተንስኻ እሞ ጽልኢ ምዝራእ እዩ ሰብ ዝዘርአ እዩ ዝዓጽድ እሞ ኩልና ነስተውዕል
@elsatewolde3652
@elsatewolde3652 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ፍቕሪ እዩ። መዝሙረ ዳዊት ንዘንብቦ ካብ መዓር ይጥዕም። ካድረ/ወያነ/"ቀሺ ሓጥያት" ማርቆስ ትተፍኦ ናይ ተመን መርዚ ግን ሰብ የዋድእ። በጃኻ ተናሳሕ። ዶላር ወያነ ግዝያዊ እዩ፣ ሰማያዊ ቤት ኣቦና ግን ዘልኣለማዊ እዩ። ዘልኣለማዊ ቤት ምረጽ። ወይ ዶግዓ ተንቤን ደይብካ ብቃልዕ ተዃሻሕ
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 Ай бұрын
✝️🙏🙏🙏✅✅✅💙💙💙
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
ሰይጣን ተስኤንኩሞ አብ ቆቡዕ ማርቆስ ክትረኽብዎ እኹም
@meseretsolomun654
@meseretsolomun654 Ай бұрын
ሓቂ ኣማን በኣማን
@zerauasgedom7612
@zerauasgedom7612 Ай бұрын
Ab Canada emo eti kdmi hji ztekeskayo Fili on zbehal hawikuwa alo leuk nayti sraet
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 Ай бұрын
Abet ehhmm egzio mharne kirstos
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@asromtekie9934
@asromtekie9934 Ай бұрын
Diablos kab wengal poletica msbak zkerbom
@Micheale-zc3vr
@Micheale-zc3vr Ай бұрын
Semeyawi mesqel hizka semeyawi qal ente tsebik neaka mihasheka
@tedrosberhane6668
@tedrosberhane6668 Ай бұрын
ቀሺ ማርቆስ ካህን ወይን ዘእወኻ እንተ እወኻ ሰማዒ-ብልካን። ዕሱቡነትካ ድሕሪ ጎይቶትካ ስለ ዝተጋህደ ንኹሉ ብሩህ ኰዬኑሎ። ሕጂ ዓጀውጀው ኢልካ ተፍርዮ ነገር የብልኻን። ቴድሮስ
@MussieAtoshm
@MussieAtoshm Ай бұрын
🤮🤮🤮🤮
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 Ай бұрын
እዛ ቅድስቲ እምነት ተዋህዶ ብሓቅን ጽድቅን ዝኸይድ ሰብ ስኢና ኣዝዪ ዘሕዝን😢
@zenabzemo
@zenabzemo Ай бұрын
Egziabhare ymesgen neakatkum zehabena qale hiwet yesnaalna egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna hali n hzbi tigray yehabelna
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 Ай бұрын
Keshi dika walas poletikena iti meskel kidus iyu aytihazo sirh nai sheitan inatezarebka zigerim iyu nai zemena akshishti
@user-ez9ym1wk5w
@user-ez9ym1wk5w Ай бұрын
ezy amaneuil bgulbab haimanot ab betekirstian Zserh cadre ember mergeta Iykonen .
@kusu03.06
@kusu03.06 Ай бұрын
❤😊
@medhntekle4781
@medhntekle4781 Ай бұрын
😊😊 እም ኣምልኽ ብተዛወሪ ብርአትን ድዮዩ ብሰበብ ኣምልኽ ክጣበቕ ኮሎ ኣብሉኒ
@tesfaymesghena3590
@tesfaymesghena3590 Ай бұрын
Azan mendelhakki
@MussieAtoshm
@MussieAtoshm Ай бұрын
Bad 👎 person
@lovetruly6111
@lovetruly6111 Ай бұрын
Sik elka simae kebdika do koritsika
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher Ай бұрын
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 55 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 16 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 3,7 МЛН
ቊ.3 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስምስ ቆሞስ ኣባ ኪሮስ
58:18
ለጀኔራል አዛዡ የተሰጠ መልስ !!
42:55
Melat tube ሜላት ቱዩብ
Рет қаралды 6 М.
ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ  josias denden
18:39
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 67 М.
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 55 МЛН