"ኣብ ገዳም ደብረ ዳሞ 'ታይ 'ዩ ዝስራሕ ዘሎ?" ፃንሒት መ/ር ኣባ ብርሃነ መስቀል ካብ ገዳም ደብረ ዳሞ ኣሰናዳኢ መ/ጥበባት ይብራህ ካሳ

  Рет қаралды 5,455

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

3 ай бұрын

Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Пікірлер: 51
@user-qq8ot1qi7c
@user-qq8ot1qi7c 3 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ ካሳ አጆካ በርትዕ እ/ሄር ምሳኻ ይኹን ።
@rosahaile445
@rosahaile445 3 ай бұрын
Amen ❤❤❤
@abebaviard60
@abebaviard60 3 ай бұрын
ትግራይ አደይ ለምልምለይ ❤❤❤❤
@user-oc3xp2ix2w
@user-oc3xp2ix2w 3 ай бұрын
እሞ ኣቦታትና ቤተ ክርስትያን ንኪሰርሑ ብሱባኤ ንእግዚአብሔር ሓትቶም እንተኾይኖም ፅቡቕ እዩ እንተዘይሓትቶም ግን ከም ኣነ ንእግዚአብሔር ምሕታት ፅቡቕ ነይሩ ይብል🙏🙏🙏
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 3 ай бұрын
❤❤💛💛
@user-jw7de5pd9m
@user-jw7de5pd9m 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 3 ай бұрын
❤አብዚ ስፍራ ከንሳትፍ ኩላትና ድቂ ተዋህዱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን❤
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 3 ай бұрын
ብሓቂ ውርዴት ኤዩ ሊፍቲ እንድሕሪ ተሰሪሑ ኣብ ቅዱስ ስፍራ😢😢😢😢😢 ሓቂ እንተኾይኑ ብፍጥነት ክፈርስ ኣለዎ እቱይ ሊፍት😢😢😢 ልዑል ኣምላኽና ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ቃልኪዳን ዝኣተወሎም ንፁህ ዝኾነ ብታ ገመድ ይደይብ ተባዕታይ ጥራሕ እዩ ተባሂሉ ሕጂ ግን ብድፍረት ናይ ኣምላኽ ሕጊ ተፍርሱ ኣለኹም ኣቡነ ኣረጋዊ ዘይፈቐዶ ኣይትግበሩ እግዝዮ እረ በጃኹም እግዝዮ ንበል ሰለልቲ ፀላእቲ በዚሖም ዋይ ትግራይ ዓደይ ሓሳዲኺ🎉 በዚሑ ኣምላኽ የድሕንኪ😢😢😢😢😢 ሊፍት እንድሕር ዘይኮይኑ ግና ግደፍዎም ማቴርያል ንመቐበሊ ጊዚያው ንመስርሒ ክጥቀሙሉ እንተኾይኑ ግና ፀገም ዘለዎ ኣይመስለንን ስራሖም ምስወድኡ ከፍርስዎ ይኽእሉ እዮም። ኣይትሓስዱ ሰፊሕ ቤተክርስትያን ክሰርሑ እንተደልዮም ይስርሑ ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና ኣይትሓስድዎም ፈጣሪ ፍርሑ
@lemlemgebremariam9484
@lemlemgebremariam9484 3 ай бұрын
ሰላም ኹቡር ሓውና ዲያቆን ይብራህ ቃለሂወት የስምውዕልና ኣሜን አሜን💝🙏 ኣሜንንን🙏🙏🙏 👏👏👏 ❤❤
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 3 ай бұрын
🙏🤲🙏🤲🙏❤️❤️❤️
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም የሕድረልና አቦና
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 3 ай бұрын
ጽቡቕ ትሕዝቶ ተጋሩ ኣሕዋተይ እወ ኩሉ ነገር እቲ ጥንታዊ ገዳማት ከይተንከፋካ ፍታሕ ምንዳይ ጽቡቕ ኢዩ'ሞ !! ኣነ ከም ኤርትራዊ እታ ምድሪ ምስ ወግሐት ቐዳመይቲ ጉዕዞይ ዙረት ጥንታውያን ገዳማት ኢዩ'ሞ ኣምላኽ ኣቦይ ያኣኽለኩም ይበለና 🎉
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዓድና ሓደራ😢
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራት አቦና መምህርና መጋቤ ጥበባት ይብራህ 🎉እንኳዕ ብስላም መፃእኩም አሜን ብሓቁ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💒💒💒
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 3 ай бұрын
ኣይትሓስዱ ሰፊሕ ቤተክርስትያን ክሰርሑ እንተደልዮም ይስርሑ ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና ኣይትሓስድዎም ፈጣሪ ፍርሑ
@ementseyon652
@ementseyon652 3 ай бұрын
ቃለህይወት የየስመዐልና ሓውና መ/ር ኣብኣግና ባህሊ ቱሪዝም ዝበሃል ዝምልከቶ ስራሕ ጥራይ እንተዝሰርሕ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@tigray447
@tigray447 3 ай бұрын
Amen, amen, amen .
@user-sj5ce3pl1s
@user-sj5ce3pl1s 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 3 ай бұрын
Tgray ❤🙏
@adwsdas25
@adwsdas25 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲
@zenimoges2834
@zenimoges2834 3 ай бұрын
ሰብ እንዳጠመየ ቤተክርስቲያን ምህናጽስ ዓገብ እዩ። ህንጻ'ኮ ንሰብ ጥቕሚ እዩ ዝስራሕ ፡ ህጻናት አዶታት ብጥምየት ይሞቱ ከንሕና እምኒ ገዛ ንሀንጽ? ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ከድሕን'ዩ ተሰቒሉ'ሞ ነቲ ሓሳብ ክርስቶስ ክንሠርሕ ባዕሉ ይሓግዘና። በጀኻ ወንጌል ክርስቶስ አምህረና
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 3 ай бұрын
Aweni argawe diber damo Ezgbeher amelk aboy hadir🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 3 ай бұрын
God help tigray.
@sesenberhe4440
@sesenberhe4440 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-iy2gu2nj8z
@user-iy2gu2nj8z 3 ай бұрын
Beseru lleft aydeleyon entekestle abe egru keserahe eyu zelewo tsenat ke tegirewo deyu
@-thebrons9king213
@-thebrons9king213 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
Edmen tienan yhabkum Fetari
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 3 ай бұрын
🙏🙏🤍🤍🙏🙏🤍🤍😘
@berihuteka8438
@berihuteka8438 3 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ ኣቀዲመ የመስግን ግን ናይ ኣቦናን ናይ ባህልን ቱሪዝምን ዘረባ ይፈላለ ኣሎ, ባህልን ቱሪዝምን ሊፍት ከም ዝስራሕ ዘሎ አሚኑስ ከበድቲ ንብረት ምስ ኣደየብና ክንድብርዮ ዝብል ስምምዕነት በፂሕና ዩ ዝብል ኣቦና ግን ሊፍት ኣይሰራሕናን ይብሉ ኣለው ከመይ ከመይ ዩ ዝከውን ዘሎ እስቲ ባህልን ቱሪዝምን ሕተቱልና ምስ ይቅርታ ሓውና !!
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 ай бұрын
Tourism zibehal yelen bizey haymanot tourism nay kontu mezemowin meshermotin eyu.
@mezekregetachew4340
@mezekregetachew4340 3 ай бұрын
ጌጋይ ይክለአለይ ባዕሉ ቶም አብኡ ዘለወ አቦታት ገንዘብ በጣዕሚ እዮም ዝፈትወ ኩልጊዜ አብርእሰይ ዝመላለስ
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 3 ай бұрын
Priests or monks in the monastery they don’t seem to understand the value of debre damo gedam & the politics arround it.
@user-hc4ss4zr1v
@user-hc4ss4zr1v 3 ай бұрын
ዝጠየቀ የለን ሀህሾት ተግባርኬ ግደፍዎም አቦታትና አይተሳቅይዎም በፅልዒ በጥላቻ መርዚ አይምሮኹም ዝተበላሸወ
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 3 ай бұрын
መንበረ ስላማ ዘወስኖ ክመይ ክኾን ይኽእል ብደብ ክረኤይ ኣለዎ
@john7630
@john7630 3 ай бұрын
Who is the engineer of church ????????????
@user-co4qv6nj7l
@user-co4qv6nj7l 3 ай бұрын
ሕቶ እንተኾይኑ ? ህዝቢ የዕሽዉን የሳቕዩን ኣለዉ:: እግዚኣብሄር ኣብ ሜዳ የሎን ኣብ ኮረብታ እምበር ዝብል ሓንኳል ትምህርቱኹም ትስፋሕፍሑ ኣለኹም::
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 3 ай бұрын
ናይ ኣይተ ትርዝም እዩ ካልአይ ብመንበረ ስላማ ከ እፍልጦ ክረክብ እለው ካብዝሓለፈ ክንመሓር
@user-dx5en2dj2k
@user-dx5en2dj2k 3 ай бұрын
መንበረ አቡነ ተክለሃይማኖት ክፈልጥ እኔዎ ሐደ ሲኖዶስ ደኾነይ ዝግባእ አብ ሐደ ሃገር።
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 3 ай бұрын
ክልተ ዘረባ
@user-jn4su5tr4b
@user-jn4su5tr4b 3 ай бұрын
Mebtkum eko EU .Des ybl.
@lilltedla669
@lilltedla669 3 ай бұрын
Aren't you supposed to feed the hungry people in our country instead of building a road the human being life is way First supposed to be what would God say Aurora building or human life saving think about it if you got the money feed the other people they are hungry
@john7630
@john7630 3 ай бұрын
The water going up ?????????😂😂😂
@user-qd5tc2iv4v
@user-qd5tc2iv4v 3 ай бұрын
ኣይ ጥበብ ይብራህ ኣነ አየዳኛ መን ቢልኩም አዩ ማለትካ ድዩ ወይስ ኣብ ደብረዳሞ ቤተክርስትያን ኣትስርሑን ዲኻ ዝትብል ዝለኻ ምንማለትካ አዩ
@gdushsgsushs4212
@gdushsgsushs4212 3 ай бұрын
❤❤❤
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 22 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
"ኣብ ማጨው ታሪኽ ተደጊሙ" መደብ ትንሳኤ
59:40
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47