🛑 ኣብረሃም-ወዲ ዘብረኣብሩኽ ብዘይፈልጣ ጓል ፕራንኽ ተጌሩ / ክስዕማ ኣገዲዳቶ # በዓል ሓዳር እየ 😂😂#

  Рет қаралды 133,706

Zufan Entertainment

Zufan Entertainment

Ай бұрын

Пікірлер: 768
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ኣብርሸይ የኔ ማር😢ሳፕራይዚ ይገበር ትብሉ ላይክ ንኣብርሸይ👍❤
@ghhfh8432
@ghhfh8432 Ай бұрын
😊
@user-gd5sc5xl3f
@user-gd5sc5xl3f 28 күн бұрын
​@@ghhfh8432 የ😅
@Monliaz
@Monliaz 27 күн бұрын
❤❤❤❤😢
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
ኣብርሽይ የዋህ ❤ንኣብርሽ ትፈቱ ላይክ በሉኒ✌
@Dave_mekelle
@Dave_mekelle 28 күн бұрын
Ata rgum hideg edo way ab kulu dika like habuni tblena way hilkus 😂 bzkon ymocheyka
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Ай бұрын
ኣብርሃም ሳብራይዝ ይገበር ትብሉ እስ👍 ግጨዉና
@user-on9no6cw2o
@user-on9no6cw2o 28 күн бұрын
😆💞💘
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l Ай бұрын
ናይ ኣብራሃም ኣድነቅቲ ሳብስክራይፕ ሓጉዙኒ
@nurddinelaj
@nurddinelaj Ай бұрын
ሰለ ቅንዕና ኣብርሽ ሳብስክራይፕ ገረ ኣለኩ
@safsaf715
@safsaf715 Ай бұрын
ገይረ ኣለኩ ❤❤
@user-qz6kq7in2p
@user-qz6kq7in2p Ай бұрын
Agokume tagaruway
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 23 күн бұрын
ገይረ ኣለኩ Tdfይ😘💗♥️
@KsanetMebrahtu-gt1ry
@KsanetMebrahtu-gt1ry 17 күн бұрын
ገይረ ኣለኩ❤❤❤💖💖💖
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
ጌታይ መዓረይ ከም ኣብርሽዋይ ዝበለ ታኣማኒ ስብይ ፍጠረለይ🙏❤❤
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u Ай бұрын
አድጊ አእትዊ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
@@user-fh4in7bt5u ረሳሕ 😤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ይፍጠረልኪ ማዓረይ❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
@@user-qv5qn9pi9w ኣሜን ወለላይ🙏❤❤❤
@fthawighebremeskel6490
@fthawighebremeskel6490 Ай бұрын
Aye tekale gzie , sebe nabe tefer ketbexhe tmeramere , gele sebe kea ab segawi smete atya tesaqe. Hanti kemkrki mejemrya self confidence kehlewki ymdeki.
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Ай бұрын
ኣታ ከምዚ ዓይነት ፈታኒ ነገር ኣይትስርሑ እባእ ኣብርሃም ኣቤት ትሕትና ፅሩይ❤
@wedikirosvisibleallyoutubc8590
@wedikirosvisibleallyoutubc8590 Ай бұрын
ይይይ ኣብራሃም ትክክለኛ ጅግና ወዲህዝቢ እዩኮ ዋይ ትዕግስቲ ልቦና ኩሉ ዓዲልዎ ፈጣሪ🙏🙏
@askalgr
@askalgr Ай бұрын
ዋው ኣብርሃም ትዕግስቲ ወዲ ማለት ከምዚ እዩ👍👍👍
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ኣብርሸይ ወለላይ ኣነ ኻብ ስደት መልሲ ኽረኽበካ እየ ልክዕ ከም ንእሽተይ ሓወይ መሲልካ ኢኻ ትራኣየኒ ክፈትወካ❤❤❤❤
@KsanetMebrahtu-gt1ry
@KsanetMebrahtu-gt1ry 17 күн бұрын
ኣብርሸይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
@Negitube9077
@Negitube9077 Ай бұрын
ንአብርሃም ሳፕራይዝ ይገበር ትብሉ ሌይክ ግበሩ 💚ደሞ እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ❤💚
@titisabawit3510
@titisabawit3510 Ай бұрын
ዙ ኣብራሃም ክልብም❤ግን የዋህ ገፅ ኣለዎ የሕዝነካ❤😢 ኣብርሃም ኣይተናድዱ🙏
@anwartkl559
@anwartkl559 Ай бұрын
ይገርም መዓር ክንድዚ እዩ የዋህ😢❤
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc Ай бұрын
ኣብሩሽ ዝተመርዓየት ዝተዓደለት ዝተመረቀት እያ ማዓረይ ❤❤❤
@Yaredtube23
@Yaredtube23 Ай бұрын
ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ብዓል ፋሽጋ ይግበረልኹም በዚ ኣጋጣሚ 1000 ኣምልኡኒ ደቂ ዓደይ ሓብርና ንዕበ❤
@AlAnan-fz2vm
@AlAnan-fz2vm Ай бұрын
@mairyleb9245
@mairyleb9245 Ай бұрын
ብእውነት አብርሃመይ መዓርይ ለባም መስተወዕሊ እሙን አድናቂቱ እየ እውነት 🥰🥰🥰💖💖
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t Ай бұрын
ውይ በስመአብ አረ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትስርሑ ብጣዕሚ ፈታኒ እዩ😢 አብርሸይ ግን ለባም ተዕግስተኛ❤
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 Ай бұрын
ኣብረሃም ግና " እቲ ንስኻ ዝሓሰብካዮ ኣብረሃም እዩ ኾይኑ ጸኒሑ 🙏
@user-sp2jj8yh7p
@user-sp2jj8yh7p Ай бұрын
ኣብሩሽ ጌጋ የብሉን ንከይትባኣሱ ዮ ፀጉረይ ናነገፈትኒ ዝበለካ❤😢ኣብሩሽ ሓወይ ይመስለኒ❤❤❤
@hannahanna8794
@hannahanna8794 Ай бұрын
አቤት ትዕግሥት አብራሃም እግዚአብሔር ይባርክካ መዓረይ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ኣብራሃመይ ኣነስ ታይ ከምዝኮንኩ ማራ የሕዝነኒ😢 ኣና ኣጆካ. ሳብራይዝ ሃብዎ❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
እሺ❤
@sebeytiwedibabu
@sebeytiwedibabu Ай бұрын
ዉይ ኣብርሃመይ ለባም ብምክንያትየኮ ዝፈትወካ ምዓረይ😢❤
@user-xg2ke1ji4s
@user-xg2ke1ji4s Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብርሸይ ለባም ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ🙏🥰
@oneday1472
@oneday1472 Ай бұрын
ብሓቂ ካብ ኣብርሽ ብዙሕ ንመሂረ ፡ 1)እምነት እሙን ምኻን 2) ለዋሕነት ትሕትና ኣኽብሮት 3) መስዋእቲ ኣብ ክንዲ ሰቲ ዓርኩ ኣመኽንይላ ከም ኡ ውን ምስ ሃረማ ደንጊጽላ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዘለዎ ኣኽብሮት ኮታስ ብዙሕ ዩ፡ዕድመን ጥዕናን የሕብካ ዘሓወይ❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Ай бұрын
ዋውው ኣብሩሸይ ማዓረይ የኔ ማርር ኣቤየት ትዕግሰትን ትሕቲናን💋💋 እፍ ብዠኮነ ሓደ ነገር ገይረካ ክሓሰለይ ዋይ 😥😥🥀🥀❤
@AlAnan-fz2vm
@AlAnan-fz2vm Ай бұрын
@alemfivetube
@alemfivetube Ай бұрын
ኣብራሃም ናይ ብሓቂ ባዓል መትከል ከምዙይ ዓይነት personal ዝኾነ ፕራንክ ተቐባልነት የብሉን: ብስብእነቱ ክትፈታተኖ ኣይግበአካን
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
ኣብራሃም ዕደሙ ያሃብካ ወድኖዋ❤😘🙏
@e.tsegay8172
@e.tsegay8172 Ай бұрын
ነዓይ ከምኣ ይገብሩኒ ኣለዉ ንኽልቲኦም ገጾም መበላሸኽዎም ነይረ፡ ከምዚ ዓይነት ጸወታ ኣሎ😢
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne Ай бұрын
ሰክት ደንቆሮ ፕራንክ አንድዩ ነርማል ነገር ፋራ መከራ
@samidk788
@samidk788 22 күн бұрын
​​@@ali-yx5nekemzi fetene hemaq u
@jvh580
@jvh580 Ай бұрын
ማርያምን ብጣዕሚ የሐዚኑኒ ኣብርሃም ለባም ስብ❤❤❤❤❤❤
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Ай бұрын
ኣብርሽ ኣጆኻ ነርማል እዩ ኣይትሕረቅ 🥰🥰 ዓዉቸ ግን ከይፈቀደልካ ክትዝርግሖ ኣይመነበረካን 😢
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw Ай бұрын
ኣይ ነርማል ኮእዩ ንግዚኡ ዩ በይ
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ፉሉጥ ታይ ከ ክብሎ እዩ እቲ ሓቂ ከምዚ ግን የጋጥም ዶ 😂 ኣየውርድ ሓዱጉየ ለባም❤
@mmn7636
@mmn7636 Ай бұрын
ዋይ ንሰኻ ኮ ገዲድካዮ ካብ ታ ጋል😢 ኣብርሸይ ማዓረይ ከብደይ በሊዕካኒ😢❤❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብራሃም ለባም ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
@danat-Tube242 ሰላም ማዓረይ እንኩዓ ኣብፀሐና ናብ ብርሃነ ትንሳኤ🙏❤❤ እሽኒ ወለላይ ፀኒሕኪ መልስለይ ኢኪ❤❤❤
@farahfarah4105
@farahfarah4105 Ай бұрын
ኣብርሃም ደስ ክብል ሩጉዕ❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ደስ ኣይብልን ብኻሊእ እንተዝኸውን ሓቁ እዩ ሓዱጉ ሀዚስ ኣፎቂዱልኳ ድዩ? ኸ
@user-cz1pk3jw2p
@user-cz1pk3jw2p Ай бұрын
ዘየኮሪ ማዓዝ ገይርካ ዓውጮ ግን ከምዙይ ዓይነት B.k ኣይትግበሩ አደብ ዘለዎ ተትገብሩ ፅቡቅ❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 Ай бұрын
ኣብርሽ ናይ ባሓቂ እሙን ሰብ እዩ
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 Ай бұрын
ፕራንክ ብኸም እዙይ ኣይኮነን ፡ ግን ከኣ እንዳፈለጥካ ኢኻ ጌርካዮ ፡ ኣብረሃም ግና " ኣብ ቅድሚ ዝኾነ ሰብ ድልዱል ተኣማንነቱ ኣረጋጊጹዎ እዩ 🙏
@user-wm1li3jq9g
@user-wm1li3jq9g 14 күн бұрын
ዓብዪ ትዕግስቲ አምህርኻና አብርሃም ጀግና
@AbebaAsefa-hf2ei
@AbebaAsefa-hf2ei Ай бұрын
ኣብርሸይ ሓላል ታይ ገበረኩም ደቀይ ክንዲ ዝለወሀ ድዩ😢😢 ኣጆካ ኣብርሸይ ለባም መስተዉዓሊ ኢካ ዝሓወይ
@user-tj4jy4eb2i
@user-tj4jy4eb2i 2 күн бұрын
ኣብርሃም ትዕግስቲ ይበል ስነ ስርዓት ❤❤❤❤❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Ай бұрын
አብርሽየይ የኔ አባተሰ አቤት ትእግስት እግዝአብሔር ልቦናካ አይለውጠልካ በእውነት
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d Ай бұрын
ኣብሩሽ እሙን ዋውውውውው❤❤❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 Ай бұрын
ደቂ አነስትዮ ነማን ድዩ ከምዚ ትኮና አለክን በጠዕሚ ከበደይ በለዑኒ አሕዚኑኒ አብርሽ የዋህ ሓቀኛ እዩ መዓረይ ብዝኮነ ክብርና አነውርድ አይነዋርድ ደቂአነስትዮ😢
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ዋው ኣብርሽ ብጣዕሚ ተኣማኒ ንኩሉ ኣጆካ እንካዕ ፖስት ተባሃለ ግዲ የብልካን ብሉጽ ኢካ👍🙏
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v Ай бұрын
ኣብርሃም ጅግና👍👍
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j Ай бұрын
ኣብርሃም መዓረይ ከም ኣብሽዋይ ዝበለ ታኣማኒ ስብይ ፍጠረለይ😢😢😢❤❤❤❤❤😂😂😂❤
@harohonestly753
@harohonestly753 Ай бұрын
I'm from eritrean but I love all Gera emun comedian ❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ኣብርሸይ ለባምን ለዋህን ማርያምን ከመይ ድየ ኣድኒቀዮ ኣቤት ትዕግስቲ❤❤❤
@TitiAmanual
@TitiAmanual Ай бұрын
ፈተና ያ ዚኣማ ሓሊፍዋ እንበሪ😊ኣብርሽ❤
@user-ee5ie3yv5w
@user-ee5ie3yv5w Ай бұрын
ምሰ ታዓረቀኩሙ ንገሩና ኢኩሙ😂😂😂😊😊
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w Ай бұрын
Omg 😲 😱 ኣብሩሸይ ለባመይ እሙን ሰብ ❤❤❤❤❤❤ ዳሓን ይራጋጋዕ ሞ ኖርማል እዩ
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 Ай бұрын
አብርሸይ ምሰኪ የዋህ ለቦም ትዕግሰትየ❤
@nigstii
@nigstii Ай бұрын
ኣብርሸይ የዋህ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ❤
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 Ай бұрын
ዋዉዉዉ ኣብሩሽ ኽብሪ ጋል ኣንእስተይቲ❤
@user-mb9qn5nk9v
@user-mb9qn5nk9v Ай бұрын
ናይብሓቂ ኣብራሃም ለባም ዓቢ ሰብ❤❤
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 25 күн бұрын
Abrhsh lebam mestewali edmen tsenan yhabka fetsari❤❤❤❤😢
@Titi_Agamawit
@Titi_Agamawit Ай бұрын
ገለ ሳፕራይዝ ጌርኩም ከምዝስቅ ከም ዝሕጎስ ግበርዎ ኣብርሽ ለባም ዓብይ ሰብ እሙን ማርያምን ከሕዝነካ መዓት😢
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h Ай бұрын
ዋው ኣብራህም ዓቢ ሰብ ኣድኒቀካ🥰 ኣብ ሰብ ዘለካ ክብሪ መግለጺ የብለይ ቀጽለሉ ♥️
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e Ай бұрын
ለዘይ ደዩ ሰልሰይ ማዓሉቱ ላተዘርገሐ ለቀነየ ወይ ጉድ😂አር አቡርሻ አውዳአመት ምኩራይ አይፍቀድን
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Ай бұрын
አብርህሽ የዋህ❤
@MssMedina
@MssMedina Ай бұрын
ኣብርሽ ጎበዝ ለባም መስተውዓሊ ብሓቂ ❤
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 17 күн бұрын
ኣሕዋት፡ ዝስራሕ ተሳኢኑ ድዩ ከምዚ ጌርኩም ብስምዒት ሰብ ትጻወቱ!? ሓድጉ ኣዝዩ እሙንን ቅኑዕን ሰብ እዩ፡ እንተዀነ ግን ኣመና ፈቲንኩሞ። Proud of you Hadgu ❤👍👌.
@ruftalbey8635
@ruftalbey8635 Ай бұрын
ኣብርሃም ንፉዕ ብጣዕሚ ጎበዝ❤
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u Ай бұрын
ኣብርሃም ነዋህ❤😂😂😂😂😂❤❤❤🎉
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Ай бұрын
ኣብየት ትሕትና ኣብራሃም❤❤❤
@genetkahsay4602
@genetkahsay4602 Ай бұрын
አብርሸ የኔ ማር የዊሃ ስብ ክብር ናይጓል ዘለካ ዉዪ ፈጣሪ የክቢሪካ ማዓረይ❤❤❤❤
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 Ай бұрын
ዋውውው ኣብራሃም ለባም ኢካ ብሓቂ❤❤
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 Ай бұрын
አብርሺ ያዓክ 👌👌👌❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ዉይ ኣብርሃመይ ተረጋጋእ 🥺♥️
@funfirst2266
@funfirst2266 Ай бұрын
i appreciate abrish's calmness the girl is genius .
@user-wl3to3yj7l
@user-wl3to3yj7l Ай бұрын
ኣብርሽይ የኔ የዋህ❤
@user-wl3to3yj7l
@user-wl3to3yj7l Ай бұрын
@danat-Tube242 እሺ ማዓረይ
@MmN-vi1yy
@MmN-vi1yy Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@Dolar1219
@Dolar1219 Ай бұрын
አብርሃም መዓረይይይ 😊ዝያዳ ኩሎም ዓቃል ጎበዝ
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f Ай бұрын
ውይ ኣብርሽ ኣሕዚኑኒ😢😢😢😢 ብጣዕሚ ለባም እዩ❤❤❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብርሸይ ለባም ሰብ እኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
@user-kq2jm7lu5r
@user-kq2jm7lu5r Ай бұрын
ኣብርሸይ ለባም ዓቅላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣር ኣብርሸይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@jamalgaberut1654
@jamalgaberut1654 Ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ኣብርሽ ከምዙይ ዝበለ ፀወታዶ ገለዶ ዝበሃል ሓደ ግደፍዎ
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 Ай бұрын
አነ ዘየተረደአኒ እንተሀለው እንታይ እዩ ፕራንክ ዝበሃል ደስ ዘይብል ፅዋታ ካሊእ ዘምህር ነገር የለን ድዩ ኩሉኹም ሐደ አይነት ፋሽን ገይርክምዋ ፕራንክ ዝባሃል ትግርኛ የለን እና በጃኹም ካምዚይ ዓየነት ፅዋታ ግደፍዎ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ሰደታት ታይ እዪ ከምዚ ኘኘራንክ ፍራ ዲካ ኣታ ዓዎት. ታይ ገበረኩም. ኣብራሃመይ መዓረይ. ❤❤❤❤ለባም ሰብ❤❤❤
@user-bj1oq2dr4q
@user-bj1oq2dr4q Ай бұрын
ዊይ ኣብርህሸይ የሕዚኑኒ በጃኩም ግደፍዎ🥺❤❤❤❤😍😍
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Ай бұрын
ዓዊታ ብስራተይ 😂😂አይትማሓሩ😂😂ሓድጋትየ ለዋህ ታአማኒ ❤
@user-nq5xx7iv9h
@user-nq5xx7iv9h Ай бұрын
ብስፓራይዝ ይመለሰና ኣብርሽ❤❤❤
@user-ug9rl3fo1t
@user-ug9rl3fo1t Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ማሻኣላህ
@hhdhd7109
@hhdhd7109 25 күн бұрын
አብርሽዋይ ብጣዕሚ ኡሙን ሰብ ኢካ
@atranos2198
@atranos2198 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብርሃም ኢዩ። ዓሻ ነገር። ንምንታይ ኢዩኸ ዝፍክር ክቐትለካ ዲዩ ዘስምዕ። ከምዚ ክርቢት ዝኾኑ ሰባት ጸላእኩ። ክሳብ ከምዚ ዝኸይድ ቁጠዐ ግን ። ብፍላይ ምስ ስነጥበባዊ ኣይከይድን ኢዩ። ተማሃረላ። ትዕግስቲ የድልየካ ኣሎ። ነዚ ክትጻወር ዘይትኽእል እንተኾይንካ ዲኣ። የለኻን። ተዋስእይ ኩሉ ግዜ ንኹሉ ድሉው ክኸውን ኣለዎ። ኬፍ የብልካን።j🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EdanGrmay
@EdanGrmay 23 күн бұрын
ትባንደራከ ታይ ገባሪ እዩ 😂😂😂
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Ай бұрын
አብርሸይይ ዕድመ ይሃብካ አብየት ትዕግስቲ ❤❤❤❤
@hailee1036
@hailee1036 Ай бұрын
Thank you Abraham ❤️❤️❤️👏✌🏽👋
@AwetWediyaye-lt9qe
@AwetWediyaye-lt9qe 29 күн бұрын
አብሩሽ ብጣዕሚ ቅኑዕ ሰብ ኢካ ❤ ከማካ የብዘሐልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 Ай бұрын
መዓረይ ኣብርሁሸ ምስኪን❤
@AsmeTDF
@AsmeTDF Ай бұрын
Big Respect 🙏🙏🙏 Abrush.
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Ай бұрын
ዋው ኣብርህሽየ ለባም ፅሩይ ❤❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
ናይ አብራሃም አድነቅቲ 👍ዎቂጥኩም ሕለፉ❤❤❤❤
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk Ай бұрын
አብርህሽይ መስክን
@user-yz5fz7to4c
@user-yz5fz7to4c 25 күн бұрын
ያምራል ምርጥ አስተማሪ
@ppooppoow6216
@ppooppoow6216 Ай бұрын
ኣብርሽይ የነ ማር ለባም ስብ❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
እዋይ አብርህሸይ አረ ብጣዕሚ አሕዝኑኒእዋይ ሓቁ እዩ😢❤
@russomghirmay5062
@russomghirmay5062 Ай бұрын
Video kaytizrgiho endabeleka da silemntay bzey fkad natu zerkihkayo?
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ኣብርሸይ ፈትዩዋ ነይሩ ይኸውን❤
@user-kr2ee8pg9u
@user-kr2ee8pg9u 29 күн бұрын
ውይ ማዓረይ❤
@user-hj1gp9ex5p
@user-hj1gp9ex5p Ай бұрын
አብርሸይ የዋህ❤
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Ай бұрын
ዊ ማዓረይ ታይ ኮይኑ ግን ኮሩዩ
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Ай бұрын
ከም ዝተዓረቅኩም ኣምፀአልና ዓወተይ ደሞ ከይትደግሙ ካብ ከዚ ከምዙይ ዓይነት ፕራንክ
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Ай бұрын
@danat-Tube242 ጌረልኪ
🍟Best French Fries Homemade #cooking #shorts
00:42
BANKII
Рет қаралды 54 МЛН
When Jax'S Love For Pomni Is Prevented By Pomni'S Door 😂️
00:26
1❤️#thankyou #shorts
00:21
あみか部
Рет қаралды 64 МЛН
ወርቂ ዓይነይ😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
3:04
ሽኮር ሜድያ
Рет қаралды 9 М.
ኮረናን ጥቓዓት ደቂ ኣንስትዮን ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ (ክሳብ መዓዝ ) ክፋል 1
20:12
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
0:56
Stocat
Рет қаралды 20 МЛН
Mr. Krabs's Regret #spongebobexe #shorts
0:11
ANA Craft
Рет қаралды 33 МЛН
Озвучка @patrickzeinali  Тюремная еда  Часть 2 @ChefRush
0:52
BigXep. Канал озвучки
Рет қаралды 2,4 МЛН
ПРОВЕРИЛ НА ПРОЧНОСТЬ (@novayaeracom - Instagram)
0:16
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 4,4 МЛН
Как переплыть, чтобы никто НЕ ВЛЮБИЛСЯ ?
0:42
ЛогикЛаб
Рет қаралды 4,3 МЛН
Разрезанный Человек 🤯
0:31
MovieLuvsky
Рет қаралды 1,4 МЛН