No video

ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብ ነዊሕ ንዘይጸንሑ - 5 ሕክምናዊ ፍታሕ

  Рет қаралды 317,817

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #prematureejaculation ደቂ ተባዕትዮ

Пікірлер: 863
@kifleyesusalazar
@kifleyesusalazar 10 ай бұрын
ኣድኒቀኪ!!ክብርታት ኣገላልጻኺ ወይ ኣጠቃቅማ ቃላትኪ ምስ ክብርታት ሕብረተሰብ ኣዛሚድኪ ብምሉእ ትሕትና ፍልጠትኪ ምክፋልኪ፡የመስግነኪ።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
ክፍለየሱስ፡ ክብረት ይሃበለይ!
@afrocinema50
@afrocinema50 10 ай бұрын
ዶ / ሻሮን እስኪ ብዛዕባ መትሎ ዘዕብዩ ተፈጥራዊ ነገራት ተገዲስኪ ግለጽልና ። ብሕክምና ከ መፍትሒ ኣለዎ ዶ?
@TekaHaile-hu3wh
@TekaHaile-hu3wh 10 ай бұрын
​@@afrocinema50ata dongola
@afrocinema50
@afrocinema50 10 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣
@afrocinema50
@afrocinema50 10 ай бұрын
@@TekaHaile-hu3wh dongola 🤣🤣🤣
@samtg1781
@samtg1781 10 ай бұрын
ከመይ ዓይነት ወረጃ ዶክተር' ኢኺ! ኣጠቃቕማ ቋንቋ ምስ ሕብረተሰብና ኣዛሚድኪ ምቅራብኪ ሞሳ ይግበአኪ'ዩ።
@HabtomTesfazion
@HabtomTesfazion 3 ай бұрын
❤🌹
@amora5836
@amora5836 10 ай бұрын
ሓደ ሰብ ተማሂሩ ንነብሱ ኮይኑ ንህዝቡን ሃገሩን ዝኽውን ሰብ አንተ ሃልዩ ኣብነት ንስኺ ኢኺ thank you so much Dr sharon ❤❤❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
የቐንየለይ!!!
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 10 ай бұрын
@@DrSharonWoldu ብኸመይ ከረኽበክ ይኽእል ክብርቲ ዶክቶር?
@user-bt5cg6dm6z
@user-bt5cg6dm6z 10 ай бұрын
Kulatna ena ndelya hawey natey
@user-gz6zz9xg5u
@user-gz6zz9xg5u Ай бұрын
33wsrk.,, vv3f​@@DrSharonWoldu
@abrahamtsehaye5279
@abrahamtsehaye5279 10 ай бұрын
ናይ ኩሉ ሰብ ጸገማት ክቐርፍ ዝኽእል ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ብጣዕሚ ድማ ነመስግን ካብ ተኸታተልቲ ግን ብዙሕ ጉድለታት ይርኣየኒ ነዚ chanell ኣብ ምዕባይ ብዙሕ ንነጥፍ የለናን like share comment እንዳገበርና ነተባብዓያ ነዛ ሕብረተሰብ ክትሃንጽ ትኽእል ሓብትና ክብረት ይሃብኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
የቐንየለይ!!!
@Dahlak-ry8ns
@Dahlak-ry8ns 10 ай бұрын
ነቲ ኩሉ ግዜ ብፍልጠትን ብሞያን ብድፍረትን ብጽፉፉን እተቕርብዮ መቸም ቡዙሕ ሰብ እጥቀምን ቡዙሕ ፍታሕ "ውን እረክብ እኸውን እዩ ። Your presentation usually almost honest /facts with bravery with profession and with confidence well done you. ብዛዕባ ምድንጓይን ነዊሕ ምጽናሕን እንተኾይኑ ግን እቲ ናይ ጥዕናዊ ጸገማት ወይ ካልእ ጊዝያዊ እንተታት እንተዘይተሓዊስዎ። N.B:- :- Instead of stopping ,holding etc.. Naturally ነዊሕ ንምጽናሕ መዓስን ብኸመይን ንኽንደይ ጊዜ ርክብ ምስ ዝደጋገም ነዊሕ ክጽናሕ እከአል ፦ ንአብነት አብ"ቲ መጀመርያ ርክብ ቀልጢፍካ ...ክህልው እዩ አብ ካልአይ ሳልሳይ ግን ምድንጓያት ክሳብ ዕጋበት ወይ"ውን ክሳብ ድኻም እውን ክስማዕ እኽእል እዩ .. After Friction ..+Frictions. እምበር ነዊሕ ክትጸንሕ ኢልካስ ምቁራጽን ገለ ነገር ምልካይን/ብምድንዛዝ ክትድንጉይ ምግማት ሲ ነቲ ቀንዲ/ በቲ ቀንዲ አካላት መራኸቢ ዕጋበት ንምርካብ የጉድሎ እዩ it is just Friction+ እዩ ንኻልእ አካላት ብምድህሳስን ብምርአይን ዝርከብ ዕጋበት ከአ አይግድን ። ብፍላይ አብ ሓዳር ወይ ምስ መጻምድኻን ዝግበር ርክብ ሲ ናይ ጥዕና ጸገም እንተ ዘይሀልዩ ቡዙሕ ዘሻቕል አይኮነን። ካብ ግዜ ናብ ጊዜ ምቅይያራት እህሉ እዩ ። እምበር ሻሮና እታ ቀዳመይትስ ብተፈጥሮን ምስ ኩነታትን ቅልጥፍ ኢላ እያ ። ካልኤቲ ግን ቁሩብ ተተዓጋግብ እያ More frictions and perhaps it encourages more ፖዚሽንስ ... እምበር ምኽሪ ንምድነጓይ ሲ ብፍላይ ነቶም ምኩራትን ሰብ ሓዳርን ሲ ? አብ ቀዳማይን +ካልአይን ርክባት ፍልልያት/ምድንጓይ እና በዝሔ እዩ ዝኸይድ ። እምበር ደቀ "ንስትዮ ከማን እርድእኦ እፈልጥኦ ...እስምዔንን እሰማማዓሉን እየን። Well done you Dear Dr. Sharon as always for your bravery and advises with knowledge and professions ..hopefully especially this presentation with experience too ?
@sirakefrem7996
@sirakefrem7996 10 ай бұрын
መግለጺ የብለይን ! ክብርቲ ፡ ብልጽቲ ፡ ትሕቲ ፡ ብስራሕክን ናብራክን ቅሰኒ ፡
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
ኣሜን። የቐንየለይ ሲራክ!
@SimonGebremicheal
@SimonGebremicheal 10 ай бұрын
ጎበዝ ኢኺ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 6 ай бұрын
ዓጋመ ከዛብ
@Weltem-we1tq
@Weltem-we1tq 5 ай бұрын
የቐንየልና ሓፍትና ቦዚ ዝመፅእ ጭቕጭቕ መፍቱሒ ዝህብ ከምዝኾን ኣምን
@teklittukue2551
@teklittukue2551 5 ай бұрын
😂😂​@@samsonhaile5072
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 6 ай бұрын
ንፍዕቲ ዶክተር ሻሮን !
@natisonofgod5515
@natisonofgod5515 10 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን ንስለ ትህብና ብዙሕን ፍልይ ዝበለ ሃናጺ ትምህርትታን ብጣዕሚ እናኣመስገንኩ።ብዛዕባ ጸሊምን ሓፊስን ደም ኣብ ግዜ (ወርሓዊ ጽግያት)ን ከቢድ ቃንዝኡን ጠንቂን መፍትሒታትን ተትሰርሕልና ጽቡቕ ኔሩ።❤
@user-be8pq8dc7m
@user-be8pq8dc7m 10 ай бұрын
ሰላም ን ቅሳነትን ይሃብኺ ዶ ር ሻሮን ግልጽ ብዛዕባ ወሲብ ምግላጽኺ ብ ጽቡቅ ኣነ ግን ኽሐቶ ደልየ ዘለኹ ሐደ ወዲ ተባ ይ ኸሳብ ኸንደይ መዓልቲ ወይ ዓመት ኽጸን ኣለዎ
@issacamanuel1760
@issacamanuel1760 10 ай бұрын
​@@user-be8pq8dc7mab mntay yu kxenh hto anexr
@Robi-94
@Robi-94 10 ай бұрын
ብልጽቲ ኢኺ Dr. ሻሮነይ ካብ ኩሉ ኣገላልጻኺ ❤
@SolomonTeklehaimanot-tk6if
@SolomonTeklehaimanot-tk6if 17 күн бұрын
Dokterey newih edmen teanan ms mulu sedraki ymeneyelki❤❤❤❤
@zemenmenfes384
@zemenmenfes384 10 ай бұрын
ጽብቅቲ ትምህርቲ አያ ንኩሉ ወዲ ተባዕታይ ጸገም ዘለዎን ዘይብሉን!❤
@yordanosweldegergis1194
@yordanosweldegergis1194 10 ай бұрын
ከመይ ቀኒኪ ዶክተር፡ ኣይተሐዝለይ ዳኣ እንበር ግብረ ሕቡእ ኢልኪ ምዝራብኪ ብጣዕሚ ተጋጊኪ፡ መክንያቱ ካብቲ ጥቅሙ ሳዕቤኑ እዩ ዝከፌኤ፡ብመጀመርታ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ዓቢ ሐጥያት እዩ፡ ካላኣይ ድማ ሎሚ ኣብዚ ግዜዚ ጠንቂ ኣብ ስብ ሐዳር መዕነውን ምፍልላይን ኮይኑ ዘሎ ጉዳዩ፡ ብከሙኡ መንገዲ እናከዱ/ እናከዳን ስብ ኣየድልየንን እዩ እናተባህለ ናይ ውልቆም ዕጋበት እናረከቡ/ረከባ፡ ነቲ እግ/ ሔር ዝሃበና ጸጋ ገዲፉ ኣብ ኮሙ ተስዊሩ ከምዘሎ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረኪ እፈቱ፡ ካብዚ ተግባር እግዚኣቢሔር ይስውረና ኣመን ፡ መክንያቱ ከምቲ ዝበልኩኪ ኣብ ቅድሚ እ/ ሔር ፍጹም ዓቢ ሐጥያት እዩ፡ ስለዚ ኣብ ጥቃ ትኪ ዘሎ ኣይተብኪ ከምዝባሃል ፡ካብኪ ዘይጽበዩ ስለዝስማዕኩ ኣዝየ ጉህየ፡ መክንያቱ ንስኪ እቲ ኣምላክ ዝሃበኪ ሕክምናዊ ክእለትን ጥበብን እቲ ስብ ውን ኣሚኑ ስለዝካታተለኪስ ፡እዚኣ ኣርምያ በጃኪ ግን ይቅረታ ግበርለይ፡ ካብ ግብረ ሕቡእ ኢልካ ምዝራብስ ፡ exercise msrah yhaysh elka melktka mthllaf mhashe ybl,Yordanos,from England,
@filmontesfai607
@filmontesfai607 10 ай бұрын
9:22 ጽቡቕ ጌርኪ ስምዕዮ። ገልቢጥኪ ተረዲእካያ ኣለኺ
@rafis1966
@rafis1966 10 ай бұрын
ምስማዕ ፍተዊ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 10 ай бұрын
ስማዕ..እዚ ሕክምናዊ እዩ.. ብዓይኒ ፈውሲ ርኣዮ.. ካልእ ብሕልፊ ሕጂ ብዙሓት ኣወዳት ን ኣመታት sex ከይገብሩ ደቂ 40 በጺሖም... ኻብ ሓንጎሎም. Sex ወጺኡ.... Sex ክገብሩ ኣይክእሉን እዮም.. ይብሃል... ንዓይ አብ ሱድያ.. ዶክቶር ኢሉን..sex practice ግበር ዋላ አብ ወርሒ ሓደ.. ኢሉን..ዋላ ሴጋ. ስምዒትካ ከይጠፍእ ኢሉን.. አብ ወርሒ ሓደ ሴጋ ወይ.. 50 ርያል ከፍለ ናብ ናይ ገንዘብ ይኸይድ ንየረ.. ጠክሙን.. ድሓር እቅብ ኢለን ኣሕዋትና መንሰያት.. ሓትተናና.. ከም ጸወታ... ኣነ ክኣ ከም ጸወታ.. ገንዘብ ይከፍል ኢለ ዝገብራ ነግረየን.. ሽግርና ነቃልል ሓንቲ ካብአን ረኺበ... ሴጋ gf ዘይብሉ.. አብ 3 ወርሒ ሓደ ፈውሲ እዩ ሓጥያት ኣይኮነን..
@Tade_tesfie4605
@Tade_tesfie4605 10 ай бұрын
@Yordanosweldegergis1194 ጽቡቅ ገርኪ ወይ ኣሰማክያን ወት ኣተረድኣክያን ንሳ ዝበለት ጽዓዱ ከም ፈውሲ ወይ መናውሒ ኢሎም ዝኣምንሉ ነዚ ግብረ ሕቡእ እዩ።እያ ኢላ Google ቸክ ተግርክሞ ንሳ እያ ቀዳመይቲ ከም መድርጎዪ ሰሪዖሞ ዘለው እያ ኢላ ዶ/ር ሻሮን ንሳ ጊን ኣይ ተቀበለቶን።ደጊምኪ ስምዕዮ ጓል እንግላንድ ናበርኪ ክኣ ሃብና ሲንግል ተኾንኪ ብሓደ ካብ ሃለና ካብ ግብረ ሕቡእ ክንድሕን😂
@solomonzeray4027
@solomonzeray4027 10 ай бұрын
She already explained its side effect even not using the right words in Tigrigna instead make it clear with simple words because of our religion and cultural background.She is not encouraging to do so just explaining all about that, just take what is working for you. Thank you.
@alula763
@alula763 10 ай бұрын
ሰለ ሞያዊ ትምህርትኪ ብዙሕ የመስግነኪ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሃልኪ ❤🙏
@fasilneguse3395
@fasilneguse3395 13 күн бұрын
Dr ሻሮነይ አዋይ ኸትጽብቂ ሓንጎል ኣሎ ኣመላክ ነዓኺ ዝረኽበ መንግስት ሳማይ ከምዝኣተው አዩ
@user-es1vf1ro8o
@user-es1vf1ro8o 10 ай бұрын
ናዓኪ ንምግላጽ ከቢድ እዩ። ፈዉሲ ሂወትና ንኩሉ ብዘየፋላላይ ስለዝኮንኪ። ቅጭን ኢኪ❤
@THFAMILY340
@THFAMILY340 10 ай бұрын
ብቐዳምነት ክብረት ዝግብኣኪ ሰብ ኢኺ ዶክተር ሻሮን።❤ ብምቕጻል ኣብ ሓዳር ብጣዕሚ ግሉጽነት ክህልወካ ኣለዎ። እዚ ድማ ብኽልቴኻ ዝፍታሕ ኣዚዩ ቐሊል ግን ክኣ ኣብ ሓዳር ኣዚዩ ጸላዊ'ዩ። ስለ'ዚ ሓደ ኣብ ሙሉእ ዕረፍቲ ዝስምዓካ ግዜ ጾታዊ ርክብ ምምራጽ ካልኣይ ቀዳማይ ስምዒትካ ኣብ ደገ ማለት ኣብ ዝኾነ ጨርቂ ከተፍስሶን ክትቆራርጾን ኣለካ ብድሕሪ'ዚ ነዊሕ ክትጸንሕ ትኽእል ኢኻ። ወይ ድማ ቀዳመይቲ ምስ ወዳእካ ንእሽቶይ ኣዕርፍ ኣቢልካ መሊስካ ምጅማር ኣዚዩ ክሕግዝ ይኽእል'ዩ። ካልእ ዝተፈላለዩ ፖዝሽን ምቅይያርን ኣብ ሴክስ ድማ ድምጺ ናይ ብዓልቲ ቤትካ ኣገዳሲ'ዩ ሙሽ ከምዚ ስንእንእ ኣይጠፍኣኩምን'ዩ። ሕክምና ኣየድልየኪምን'ዩ በዚ እንድሕሪ ለውጢ ተሳኢኑ ሕክምና ትርኣዩ። ስፖርት ግን ልዕሊ ኹሉ ኣገዳሲ'ዩ!!!
@soloshellela1546
@soloshellela1546 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንመስግን ስለቲ ከይትሓለልኪ ትህብና ሃናጺ ፎዋሲ ሓሳባት ዶክተረይ ሽኮር 🎉❤❤❤
@berhanetesfay7756
@berhanetesfay7756 5 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን እንቓዕ ውልድና ኮንኪ እታ ብርኽቲ ሃገርና ነዓኣ ዝመስላ እያ ትወልድ እግዛብሔር መመሊሱ ሞጎሱን ጸጉን የብዘሐልኪ
@aynfalaleeritrea7204
@aynfalaleeritrea7204 10 ай бұрын
ክብርቲ ዲ/ ሳሮን፡ ብርእሰ ተኣማንነትን ፍሕሹው ኣቀራርባን ኢኺ ትምህሪ፡ ቀጽልዪ ንፍዕቲ ጓል ኤረይ❤
@user-fq2sz4ur8s
@user-fq2sz4ur8s 10 ай бұрын
ኣነስ ከምዚኦም በላሕቲ ኤርትራውያን , ኣብ ደገ / ስደት / ኮይኖም ን ዓዲ ጋና ከገልግሉ ከለዉ, ይበኪ ሕንቕንቕ ይብል, ከምዚኦም በላሕቲ ሰባት ክት ከስር ዝገበረካ ሕጊ ጫካ ከኣ ብ ልብኻ ትጸልኦ,, ዶተረ ክብረት ይሃብ,, i hoppe one day to see u and tge same that with great IQ Eritrean to see in the developed eritrea ❤❤
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g Ай бұрын
አቲ ንስክስ ፍልይቲ ኢኺ ከማኹስ ይብዙሁ ይብዘሃ ዶግተር የቀንይልና ኽብረት ይሃበና አምላኽ ምሳኺ ይኹን ብርኪቲ ውላድ ኤሬትራዊ ዋእሮ 🙏🙏🙏
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 9 ай бұрын
ብራዋ ዶክተር ሻረን። ዕለትኪ ትናሕ። መዋእል ናይ ማቱሳላ ይግበረልኪ። ፍልጠትኪ የሰስኖ። ኤለትረያ ዓዲ ጀጋኑ ወ!!! ደቂ ቐይሕ ባሕሪ ዓሳታትና እንዳጎመድና ኸ እንታይ ከይንኸውን በሊ!! ጥራሕ ካብ ዞም ሓሳዳት ጎረቤት ንሓልዋ እምበር ህዝቢ ኤለትረያ ጎንፊ የብሉን ትረኺዮ! ፍጥር ክብል ስሉጥ ህዝቢ እዩ። ኣይ ሓንቲ ፋሚልያ ዓሰርተው ሓደ ዓሰርተው ክልተ እንድያ ሓሰኽሰኽ ትብል። ኣባይ የብሉን እዚ ቡሩኽ ሙእዙዝ ህዝቢ ‘ዚ። 🇪🇷👍🏿🇪🇷
@user-vy9xf9vn6j
@user-vy9xf9vn6j 2 күн бұрын
ምቅልልቲ ን ፈላጥን ስነ ስነ ስርዓት ዘለኪ ❤እኪ ::
@solomonabraha756
@solomonabraha756 10 ай бұрын
ናይ 'ዚ ዘለናዮ እዋን/ዘመን ብልፅቲ መምህር፣ ሰብኣውነት ዝተላበሰት ፣ መፍትሒ ፀገም ንዘጋጠሞም ሰባት ኢኪ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ።
@kibromkahsay2197
@kibromkahsay2197 4 ай бұрын
I have no words to thank you .simply 10Q for your best expression
@user-tg6ky1ky9x
@user-tg6ky1ky9x 10 ай бұрын
Iam apprecait for you doktor Saron becounty we love you all the eritrean people.
@joniboy7965
@joniboy7965 10 ай бұрын
ካብ መድሃኒት ወሲድካ ኣብ ዘይተደለየ ሕማም ምእታው ፡ ነዚ ግዜ እዚ እትፍውስ ጠቃሚት ትምህርቲ ረኪብና ። ሻሮነይ ብጣዕሚ ነመስግን ።
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 10 ай бұрын
መቀረት❤ ኣብየት ኣነስ ክፈትወኪ ኩሉ ነገርኪ100
@user-ou8el9rx4c
@user-ou8el9rx4c 10 ай бұрын
ናይበሓቒ ጠቓሚ ምኽሪዩ ኣነ ሓንቲ ኽሓተኺ ብምትንኻፍ ቐኒዑ ከየፍሰሰ ዝለምስ ሞትሎኸ እንታይ ይኸውን ጸገሙ
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 3 ай бұрын
ዶክተረይ አዚና ኢና ነመስግን።
@abdusalamomer5463
@abdusalamomer5463 10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ሰለ ኢቲ ልግስኺ ጠቃሚ ምኽርኺ ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ፈጣሪ
@WediNega
@WediNega 10 ай бұрын
ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣ ብልጽቲ ዶ/ር ስለቲ ኩሉ ጌዜ ትህብና ትምህርቲ ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮር🌹🌹🌹
@abibabraham3614
@abibabraham3614 10 ай бұрын
ኩሉ ንክትገልጽዮ ትጥቀሙሎም ቃላት ትህብና ትምህርቲ የድንቐኪ የቐንየልና ዶክቶር ሻሮን
@user-cs1hb6om3d
@user-cs1hb6om3d 10 ай бұрын
ዶክተረይ ጽቡቅ ምክሪ 1 ግብረ ሕቡእ ምግባር ቅድሚ ርክብ ትብል ውጺኢታዊ አይኮነን ሰበይትካ ከላ ግብረ ሕቡእ ምግባር ጭንቀት ኢዩ። አብ ሞንጎ ርክብ ዕረፍቲ ምግባር ንዝተወሰነ ካሊኢት ውጺኢታዊ መፍቲሒ ቀሊል ከአ ኢዩ። ንምቅናዕ ሓጋዚ ዝኮነ ከአ ቡንን በርበረን ኢዩ ይባሃል ከመይ ኢየ ሻሮነይ💙💙💙💙💙
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 10 ай бұрын
Kab temekurey. Alkohol kurub ste. Mara eyu zedenguyeka.
@Dawitsiele
@Dawitsiele 10 ай бұрын
ልክዕ እዛ ግብረ ሕቡእ ኣዝያ ሓደገኛ ከላ ከም መፍትሒ ተጠቀሙላ ምባል ጌጋ እያ።ሰበይትኻ ከላ ነቲ ጭንቀትን፣ጽለኣት ነብሲ ጌርካ ናብ ሰበይትኻ ምቕራብ ዘፈንፍን እዩ።ሰበይትኻ ከላ ሞ ግብረ ሕቡእ ፍጹም ኣይትሓስቦን ኢኻ😂
@Henokghrimay
@Henokghrimay 10 ай бұрын
ብዛዕባ ግብረ ሕቡእ ጸጋማት ኣምጽእልና ኣብ ቀጻሊ
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 10 ай бұрын
Ezia dea xelot mexhaf qdus mnbab yu fewsa gnay welfi ya iloma wela neti nbur ika txelo yblu nierom haha
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 4 ай бұрын
I am proud you D/r I am missing you good job
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 10 ай бұрын
Dr. ሻሮን ኣዚኺ ምቕልልትን ሓጋዚት ህዝባ እትገብርዮ ሓገዝ ቐሊል ይመስል ይኸውን ግን ኣዝዩ ዓቢ ቑምነገር እዩ 👍🏾👍🏾ኣነ ወዲ ሓምሳ ዓመት ኢየ እዚ ክትብልዮ ዝወዓልኪ ክሳብ ሕጂ ኣየጋጠመንን ስፖርት ምዝውታር ዉን ፍታሕ ከይኮነ ኣይተርፍን ምኽንያቱ ስፖርት ንኣእምሮና እፎይታ ይህብ ንደምና ብጽቡቕ ናብ ዘድልዮ ቦታታት ክመሓላለፍ ስለዝሕግዝ እዩ መስለኒ.
@EndriasAbraha
@EndriasAbraha 29 күн бұрын
ትምህትኺ ብጣዕሚ ጠቃሚ እየ። ኣገላልፃኺ ድማ ተመራፂ ወይ ምስ ሕ/ሰብ ክብሪ ዝህብ እዩ። ቀፅልሉ። ኣመስጊነኪ ኣለኹ።❤❤❤❤❤❤❤ 10:19
@beletseasgedom1132
@beletseasgedom1132 8 ай бұрын
ስለ,ቲ ዘይምኖ ኦክስጅን ትምህርትክን,ምቅሉል ኣቃራርባክን ነመስግን D/r Sharon🙏🎊
@f2hr4z
@f2hr4z 9 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ሻሮን፡ እዘን ኣንስትናስ ምጥባብ ነዚ ንብረት ከምቲ ዝድለ ኣይደፍሮኦን ኢየን፡ ጉደኣት ኣለዎ ዱ
@dargieabadi7248
@dargieabadi7248 9 күн бұрын
Good job Dr.
@gebremeskelmehari1062
@gebremeskelmehari1062 3 ай бұрын
ዋው ኣገላልፃ ይበል የብል።
@dudumanzexgab7765
@dudumanzexgab7765 10 ай бұрын
ኣብዚ ኣሎ ክብርታቱ ሕብረተሰባዊ ባህሉ ዝሓለወ ምክርን ማዕዳን ፡ ክብርቲ ደኩተር ናይ ብሓቂ መንእሰያትና ክመሃርሉ ዝግባእ ዘዕባ እዩ፡ ክንደይ ናይ ሓዳር ቅልውላው ዘለዎም ኣለው ብሰበብ ከምዚታት፡ ኣብዚ ሶሻል ሚድያ ኣንደበተ ቢስ ደኳትር ብዙሕ ሪኢና ኢና ከም ናትኪ ውሕሉል ኣቀራርባ ግን ፍፁም ኣይረኣኩን።ቀፅልዮ ደኩተር❤
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 10 ай бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ዶክተር ሻሮን። ብጣዕሚ ዝድነቕ ኣገላልጻ ዘሎዎ ትምህርቲ፡ ብፍላይ ከኣ ብባህሊናን ልምድናን ጌርኪ ብምምላስኪ❤❤❤❤❤❤❤❤!! ፍጹም መግለጺ ሲነሉ፡ ክብርቲ ተፈታዊት ሓፍተይ!! ከማኺ ዝበሉ ወይ ዝበላ እንተዝበዝሑ ክንደይ ሰናይ ነይሩ። በሊ ክብረት ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ናይ ስራሕ ኣሳልጦን ይሃብኪ!! ከሙኡውን ኣብ ሓዳርኪ ሰላምን ቅሳነትን ይምነ። ቀጽልዮ።ብሩኽ ለይቲ።
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።ብሓቂ ብሉጽን ጽፉፉን ኣገላልጻ ምስቲ፡ብሉጽ ሕብረተ ሰብናን ባህልናን ዝኸይድ ቃላት ን ኣገላልጻን
@user-bl6rj5sq8g
@user-bl6rj5sq8g Күн бұрын
Thank you sister
@yonasyosief3225
@yonasyosief3225 10 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ። ዶቶሬሳ ሻሮን ክብረት ይሃብኪይ
@SelamDawit-y1c
@SelamDawit-y1c 12 күн бұрын
Thanks Doctorye❤❤❤
@if8f811
@if8f811 10 ай бұрын
ክፈትወኪ ፅርይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤️❤️❤️
@andayweldab8386
@andayweldab8386 3 ай бұрын
ከማኽስ ይብዙሑን ይዓንብቡን ክብርቲ ሓብቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤❤
@mikiyashailay5878
@mikiyashailay5878 5 ай бұрын
Long live dear docter❤
@eritreakidanemamaanseba9005
@eritreakidanemamaanseba9005 8 ай бұрын
ጎቦዝ ሓብተይ ጸገማት ሲ ብዙሕ ዩ ዘለና ኣምላክ እንተ ሓጊዙና ክንፍትኖ ኢና ❤❤❤❤❤ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ በሊ
@tesfiewedi5788
@tesfiewedi5788 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኪ ኩሉ ኣቀራርብቅኺ ብፍላይ ድማ እቲ ብጽሑፍ ዘቕረብክዮ ንፍዕቲ መኽንያቱ ብዙያት መንፈሳውያን ዓበይቲ ከም ዝከታተሉኺ ኣብ ግምት ኣእቲኺ ምዝራብኪ ንፍዕቲ ቀጽልዮ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
ኣሜን! ኣዝዬ የመስግን
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 10 ай бұрын
ዶክተረ ሽኮር❤❤ nice clarification በቃ ኩሉ ሲ ብስነ ስርዓት ልዕሊ ኩሉ ክረዲት ዝግብኣ ኮንጆ🎉🎉🎉
@Seray369
@Seray369 10 ай бұрын
Thank you sis neshtey hasabki ketemakrni delye neyre kdmhji newuh yxenh neyre ere hade gzea gezas denguka elen ybeasani neyren hji gn krub keltife gn eza msay zela hji mexamdtey gn malet Position ktkeyayer aytedeln eya bzjemerkyo eya ktewyde tedeli bkemu do do ykewunele yhasb ane tesfa ygebr neshtey hasab ktbhbni sis
@maku1437
@maku1437 9 ай бұрын
ብታእሚ ብልጽቲ መምህር ኣቀራርባኪ ፈተዮ። ኣታ መንእሰይ ንስካ ግን ፈረስ ከም ትጋልብ እየ ዝኣምን ኣብ ፈታሪካ ኣሚንካ ቀጽል ዘይ ኣመነ ኣይፍተንን እይ።
@HabenShmendi
@HabenShmendi 28 күн бұрын
Thanks 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 10 ай бұрын
ዶክተረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ሰብ ንክትሰምዖ ደስ ዘብል ቃላት ጌርኪ ምግላጽኪ ዉን ብጣዕሚ ኢና ሕጉሳት። ❤❤❤❤❤
@Speacefull
@Speacefull 10 ай бұрын
✅✅✅
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 10 ай бұрын
Thank you D.sharon ከም ወትሩ በዚ ዝጽገሙ ውን ስለ ዘለው ጽቡቕ ኣስተምህሮ ልዕሊ ኩሉ ሞያዊ ዘሓወሶ ኣስተምህሮ ስለ ዝኾነ ቀጽልዮ❤
@zegola7325
@zegola7325 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሓብኺ ❤❤❤
@LunaYacob-rd3bf
@LunaYacob-rd3bf 10 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ሕጂ ግን ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ መርፍእ ናይ 3 ወርሒ ወሲደ ኣለኹ ብድሕሪኡ'ውን ኣብ ቅልጽምካ ዝኣቱ ናይ ሰለስተ ዓመት ክወስድ መደብ ኣለኒ፡ሕቶይ ልክዕ ኣብታ ሰለስተ ወርሒ ናይታ መርፍእ ድየ ከእትዎ ወላስ ክጸንሖ ዘለኒ ግዜ ኣሎ እዩ፧ እቲ ከ ኣብ ክንደይ ግዜ እዩ ስርሑ ዝጅምር ማለት ቀጥታ ድዩ ወላ ከመይ ምስኡ ኣተሓሒዝክን ኣስፍሕ ኣቢልኪ ኣረድእና በጃኺ ዶክተር! Thank you❤ ❤❤❤
@gebrehiwotmehari3850
@gebrehiwotmehari3850 9 ай бұрын
ክትሽርምጢ ዲኺ ደሊኺ
@ayoopxom4377
@ayoopxom4377 10 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ብቲ ዘለዋ ንህዝባ ተወፋይነትን ኣንደበት ዝተመልኦ ትምህርታን ብተወሳኪ ብጣዕሚ በላሕን ንፍዕትን እያ ዶክተር እያ እቲ ዘለዋ#ሳብስክራይብ ግን ብጣዕሚ እዩ ውሕድ ብያንስ ልዕሊ 300k እዩ ዝግበኣ ኔሩ ብዙሕ ሰብ ድማ ምተገልገለ ኔሩ ቀፂለ ድማ በዝሒ ትፃሓፈኪ ትከውን እያ ብዛዕባ ዙዕታ ገለ በልና ኢኪ ክብርቲ ሓፍቲ የቀንየለይ
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 10 ай бұрын
አምበሲት ከማኺ ይብዝሐ ምቅርቲ ጓለይ❤❤❤
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 10 ай бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ንሕብረተሰብና ኣብ ግምት ዘአተወ ቀጽልዮ፡ኩሉ እትዝርግሕልና ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ
@user-ky5pg7hu7p
@user-ky5pg7hu7p 8 ай бұрын
Selam selam haftey natey sile ti mikriki thanks kibleki yideli gin fekadiniya inte konki ane biwishti kirekbeki medeleku natki hagaz deliye sorry gin bisenay yekreta ❤❤❤❤❤❤❤
@MarhawiHagas-sk9ns
@MarhawiHagas-sk9ns 3 ай бұрын
የቐንየለና ዶግተር ርሻን🎉
@teametewelde4379
@teametewelde4379 10 ай бұрын
ናይ ቡሉጻት ብልጽቲ ዶክተር ሳሮን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዮ
@Ddedetele
@Ddedetele Ай бұрын
Very appreciate you, D. Sharon Thank you so much, God bless you ❤️ keep it up 💯 ❤😊💯
@user-wi8xb8bm6t
@user-wi8xb8bm6t 10 ай бұрын
ሻሮን ሓፍተይ ተበልኩኪ ይሓይሽ ስለምንተይ ምክርኪ ናይ ሞያውያን ጥራሕ ዘይኮነ ናይ የሕዋት ከላይ ስለ ዝኮነ ሳሮን ኣብ ኣዲስ ስነይ የእሲረዮ ኣለኩ እሞ ሕፈሻዊ ኣስተምሀሮ ተትህብና ቅድምን ድሕርን ምእሳር ጽቡቅ ኔሩ የመስግነኪ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 10 ай бұрын
ኣዝዩ ኣድላይ ትምህርቲ.. ተክክምቅን.. Dr.. ከማኺ ይብዛሕ..
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 10 ай бұрын
ዶክተረይ ትንፋስና ንዉሽጢ ሓቢእና ድኣ ሕጽረት ትንፋስ ጌርና ዕልዉ ከይንብል ባ! ኣቅሪበ እየ። የቀኔልና ስለ ተገዳስነትኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
ክክክክክክ
@henokfrezgi3074
@henokfrezgi3074 10 ай бұрын
ሰላም ጹቡቅ መግለጺ ብዘይ ቀልዓለም። ሕቶ ምስ ቡዙሓት ሰባት ተኻቲዕና ምኽንሻብ ከ ን ወዲ ማለተይ እየ ተረፍ እንተ ደኣ ኣለዎ ይቅልጥፍ እዩ ዝብሃል ሓቂ ድዩ ወይ ብጹሑፍ ክትምልስልና ብትሕትና ንሓትት ሽም ግን ንዓኺ ጥራሕ ማለት ጉሩብ ኮይንኩም ዝሓተትኩም ክትብልና።ኣምላክ ኣብ ስራሕኪ የእምሮኺ ይኽፈት ምስ ሰላምታ።
@user-tu5wc8rr3s
@user-tu5wc8rr3s 2 ай бұрын
Bitaemi xubuk sine hasab fetari xegue yebzahlki ❤❤❤
@bieteybarkgoitay8058
@bieteybarkgoitay8058 10 ай бұрын
ኣዝዩ ምቅሉልን ዉሕሉልን ቃላት ኢኪ ትጥቀሚ ንኡድን መሳጥን ስራሕኪ የመስግን ሰላምኪ ይብዛሕ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ ኣምላክ ናብራኺ ጥዕናኪ ስራሕኪ ይባርክ❤
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 2 ай бұрын
ቀፅልሉ.ንፈዕቲ.ጓል.ኣንሰተይቲ.ሐኪም.የቀንየልና።❤❤❤
@user-tv6ok3qr7v
@user-tv6ok3qr7v 9 ай бұрын
Thanks haftey natey reksi Nay xki enteliwo ke etay kgebr alewo
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 10 ай бұрын
dr.shron. ንሳላሳይ ጊዜ ይሐተኪ አለኩ በዴኪ ኢለኪ ከይትሐልፊኒ መልስለይ አጨኒቁኒ አሎ😢 ድሕሪ ኽታበት ቫኽሲን ናይ ኮሮና፣3'time ምውሳደይ አብ ፊረ ነብሰይ ጥረ ነገር ወጺኒ አብ ጾታዊ ርኽብ ከአ ምስ አፊሰስኩ መትሎይ ቀልጢፊ ሹዑ ንሹዑ ይምተኒ አሎም ካብ ምንታይዩ መልስኪ ፋታሕ እዩ ንዓይ❤❤❤❤
@elu1298
@elu1298 10 ай бұрын
Ezi Hawey, Nab Doktor abzelekayo Mikad kedlyeka eyu Nay gidin, Tire aloni tibil aloka bxuhuf Emo Dr Sharon intay eya kithgzeka kulu Neger bgziu Check migbar zmesluwo yelen.
@abadihaile9393
@abadihaile9393 10 ай бұрын
ስለ ሞያዊ ትምህርትኺ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ ብርዕኺ ይሰስን ቀጽልዮ❤❤❤።
@kibromabrehaley4920
@kibromabrehaley4920 10 ай бұрын
ያ ከሊና ዶግተር ኣብይ ከ ረኪብና ሓራሙ ኩለን ለዝብያን ኮይነን
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 10 ай бұрын
የቀንየልና doctore ሳሮን ምቅርቲ
@berhanetesfaye8773
@berhanetesfaye8773 10 ай бұрын
ብዙሕ ትምሕርቲ ትብና አልኪሞ እግዝአብሄር እድመን ጥዕናን ወሲኩ ይሃብኪ
@mutdclass9248
@mutdclass9248 Ай бұрын
Btami nifieti kabzen nayy giezena awald zelewa 2te chafat❤ kexiluyo
@Heni29hsd
@Heni29hsd 5 ай бұрын
ዋው ኣድኒቀኪ ብጠኣሚ ጽቡቅ መግለጺ ቀጽልዮ❤❤❤
@user-zt8yf6tg3o
@user-zt8yf6tg3o 10 ай бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ዝገርም አገላልፃኺ የቀንየልና❤
@yfg5183
@yfg5183 9 ай бұрын
አእግርካ እንከድካ ዝጋጨ እንታይ ዓይነት እስቦርት እንጥቀም እዩ ናብንውር ዝምለስብልስ ከይታሕልፍኒ🙏🙏🙏💞ወይካዓ ለሽን እንተልዩ
@helugalerey9557
@helugalerey9557 10 ай бұрын
በጃኪ ዝሓፍተይ ብዛዕባ omoroydo 😢 ንገርኒ ብጣዕሚ ኣሳቂኒ መልስለይ በጃኪ፡ተገዲስኪ ሻሮነይ ተባረኪ ❤
@EndriasAbraha
@EndriasAbraha 29 күн бұрын
❤❤❤ብጣዕሚ ወረጃ ኢኺ!
@fikadumokonen7030
@fikadumokonen7030 5 ай бұрын
You are smart thank you so much Dr sharon❤❤
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 10 ай бұрын
ኣዝዩ ጽቢቕን ኣገዳስን ምኽሪ ኢዩ፡ ዶር. የቐንየልና፡ ሰብና ከምዚታት ጌሩ ዘረዶኦ ይደሊ ኢዩ፡ ብሕፍረት ዝኣክል ኩሉ ብጎነጽ ስለ እንገብሮ ተስፋ ንገብር ጃብ ሕጂ ንንየው በዚ ምኽሪ ብዙሕ ሰብ ተማሂሩ ኣንስቶም ከሐጉሱ😊❤
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 10 ай бұрын
Thanks DR Saron
@dani133boy
@dani133boy 3 ай бұрын
የቀንየልና ብጣዕሚ አገዳሲ ጉዳይ እዩ
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 10 ай бұрын
Exercise and diet will do the work
@ghebrehiwetteklay5485
@ghebrehiwetteklay5485 10 ай бұрын
Dr.sharon ሕቶ ካብ ሚንታይ ድነቀለ አዩ መትሎ አንዳ ነኣሰ ዲከይድ ሓበረታኪ አጽበ❤
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 10 ай бұрын
❤❤ nay bhaki docter sharon kbri yhabki xbuk agelalxa ms kbrin hbretesebnan zkeyd senay kexlyo
@user-tb1lt3ek4s
@user-tb1lt3ek4s 4 ай бұрын
Anes Denegl Aleku kesab hji Saroney haftey ❤❤❤❤❤18gen edmey
@kij435
@kij435 10 ай бұрын
ሓፋር ዶክተር😂 ጽብቅቲ ትምህርቲ ነምህረይ ❤❤❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 10 ай бұрын
ብከመይ
@joegr5323
@joegr5323 10 ай бұрын
ውርዝይቲ እምበር ሓፋር ኣይኮነትን ንትገብሮ ጽፉፍ ኣመሃህራ ክንዲ ምንኣድ ድዩ! ብዝኮነ ናይ ዮርዳኖስ ዝለመድካ ኢካ ፍሉጥ ኪድ ደጋግሞ ናታ 😂
@God-db9vp
@God-db9vp 10 ай бұрын
ወረጃ እምበር ሓፋር ኣይኮነትን፡ ስድታት ረሳሕ ዝዛረቡ ድዮም ዘትሓፋራት ብኣኻ፡ ንሶም በዓለገታት እዮም ዝበሃሉ።
@eritreabelay6350
@eritreabelay6350 7 ай бұрын
Thenk you Dr shkor amlak msaki ykun ❤❤❤🙏
@loveislife9009
@loveislife9009 10 ай бұрын
Thaks doctor sharon bnxur agelalxa ❤❤❤
@GA-ub6xi
@GA-ub6xi 10 ай бұрын
Seleti kulu tmhrti thbna nemesgneki doc 🙏🙏🙏 🌹🌹🌹 💞💞💞 💞💞💞💞 👑👑👑 🌸🌸👑👑
@RussonHayelom
@RussonHayelom 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Danke 🙏 🎉🎉
ዘይልሙድ ዓይነት ወሲብ፥ ሳዕቤን ኣለዎዶ?
12:49
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 60 МЛН
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 97 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 29 МЛН
А ВЫ УМЕЕТЕ ПЛАВАТЬ?? #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,2 МЛН
5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት
18:33
መሪጽካ ክትወልድ ይከኣል ዶ? #ዶክተርሻሮን
8:11
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 60 МЛН