ኣቦ ኣሽሓት - መምህር ፍቕረ ኣሰፋ - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast

  Рет қаралды 3,881

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Ай бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 39
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 Ай бұрын
Amazing አነ ንቡዙሐት ሰባት ካብ ሕማም ሽኮር type 2 ሙሉእ ብሙሉእ ክሐውዩ ብተግባር ፈጺመ ኢየ እሞ። ንመም ፍቅረ ኽአ ፍቃደኛ እንተኾይኖም ብነጻ አብ ትሕቲ አምላኽ ነጻ ክኾኑ ክሕግዞም ቃል ይአቱ🙏 He deserves ❤
@yishakabrham3712
@yishakabrham3712 Ай бұрын
መ/ር ፍቅረ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ፤ ምሳኻ ሐቢረ ብምስርሐይ ኹርዓት ይስምዓኒ ፍቅረ ብናይ ሐቂ ሰብ እዮ አቦ ድኻ ሩሕሩህ ፣ለዋህ፣ ሐቀኛ ፣ተአማኒ በዓል ብዙሕ ራዕይ ዘመንኻ ይባረኽ Respect
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n Ай бұрын
ትዕድልቲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር
@shewit3442
@shewit3442 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከመኻ ዝበለ የብዛሓልና❤❤
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h Ай бұрын
ገባሪ ሰናይ መ/ር ፋቕረ ኣሰፋ እውን ሰብ ድዩ .. ይዕደልዎ እምበይ ኣይቃለስዎይ ! ከምዝበልካዩ ከም ኣፋካ ይግበረልና ልዓድናይ ልህዝብናይ ሰላም ንዓለም እውን ሰላም ! ከም ልዘራኣካዩ ኢካ ትዓፅድ ኣቦ ኣሻሓት ኣቦ ኢንቨስተር ፣ ኣቦ ዶካተር ፣ ኣቦ ሳይንቲስት ኣቦ ምስ 4 ማሓውራ ዝተወለደት ላብንብሩ ላብ 2 መሓውር ልክህልዋ ዝገበርኣ ተጋዳላይ መ/ር ፋቕረ ኣሰፋ ካብ ባሕሪ ... የቐንየልና ! መ/ር ፋቕረ ኣሰፋውን ሰብ ! ቀዛሕታ የቐንየልና !!!
@nathanafwerki
@nathanafwerki Ай бұрын
ዝገሪም ጅግና ትግረዋይ መ/ፅንዓት ተምሳሌት ብሰንኪ ፅንተ ት አብ ሰደት አለና ዕድመ ጥዕናነ ይሃብካ!!
@haftomyohannes263
@haftomyohannes263 Ай бұрын
He was my sport teacher, he make our childhood glorious.
@gessesegebreslassie7703
@gessesegebreslassie7703 Ай бұрын
ንመ/ር ፍቅረ…ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Ай бұрын
ዕድመ ጢዒና ያሃብካ አቦ ብዙሕ ዝኾንካ ሐውና🙏
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Ай бұрын
Fekar, hasabi , hazani , miqanka simka misikir eyu bihaki Seb eka fetari kemsirahka yifdeyka kibri Misgana yigibeaka ze hawey kemaka libele yibzah edme mis tiena temeniyelka niberelna 🙏🌷❤🌹
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
ክቡር አቦ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድም ምስ ጥዕና ይሃብካ 🙏🕊❤️💘
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 Ай бұрын
God bless you 🙏
@simonatsbaha6976
@simonatsbaha6976 Ай бұрын
Jegna abo Fikrewa God bless you ❤❤
@samsontsegazeab3834
@samsontsegazeab3834 Ай бұрын
ፍቅረ ሃወይ እንኳዕ ሃወይ ኮንካ❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 Ай бұрын
ምህ ዕድመኻ ይባረኽ ዝሐወይ
@kirosashebir6966
@kirosashebir6966 Ай бұрын
መም/ር ብጣዕሚ ዝገርም ናይ እግዝኣበሔር ሰብ እኻ በሓቂ ፈጣሪ ዝፈትዎ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ክብር ኣለኒ ንዓኻ ኣምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!! በኪ ውን ብጣዕሚ ኣድናቅኻ እየ ንስካ ረስዕካኒ ትኾን እካ እበር ኣብ 05 ቀበሌ ናይ መጀመሪያካ ናይ ቋንቋ ት/ቤት ትኸፍት ከለካ ኣጆካ እለ ዘበራትዐካ ዝነበርኩ እየ ብትገብሮም ስራሕቲካ ብጣዕሚ ኣድናቅካ እየ ተባርከ በኪዬ ስልኪ ኻ ስለ ዘብለይ እዩ እበር ብስልኪ ተዝረክባ ደስተኛ እየ ኣነ ኣብ ኡጋንዳ ኣብስደት እየ ዘለኹ ተበፅሑካ ስልኪኻ ለአኸለይ
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 Ай бұрын
God help tigray.
@danielfekadu3507
@danielfekadu3507 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ቤኪዬ ንደቂ ኪሮሰ አለማዩ አቅርበና❤😊
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
ከምዙይ ዓይነት ሰብኣዊን ህዝባዊን ዕውት ሰናይ ተግባርን እዩ አብ ምድሪ እናሃለካ ፅድቅን ኩርዓትን ፍናንን እዩ እሞ ኩራዕን ተሓበንን መምህር !!👌✍️🤝✊💪✌️👏👏👏
@macksyou3743
@macksyou3743 Ай бұрын
ቡሩኽ ሰብ❤!!
@mulumulu3028
@mulumulu3028 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሐውና ዝተባረኽካ ሰብ ኢኻ ከማኻ ዝአመሰለ ሰብ የብዘሐላ ትግራይ ዓድና❤
@kulukhalifeyuu5126
@kulukhalifeyuu5126 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 Ай бұрын
ኣዛራርብኡስ ከም መምህር ሙሉወርቂ ይማሳሰል ሓቐይ ዶ?
@shewit3442
@shewit3442 Ай бұрын
❤️❤️❤️
@user-mc4jw7xx3r
@user-mc4jw7xx3r Ай бұрын
💖💖💖💖💖🙏🙏
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
❤❤❤❤😊😊😊
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
❤❤🎉🎉
@sojoh9j904
@sojoh9j904 Ай бұрын
❤❤❤❤Selam❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Ай бұрын
❤❤❤❤❤😍🥰🤝🤝🤝🤝🤝🤝🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 29 күн бұрын
፣wow ብጣሚ ዝገርም ሰብ እኻ ዘቅረብካልና በኪ አብይ ሰብ አነ ብጣዕሚ እዬ ውሽጠይ ነኺዑኒ ብጣዕሚ እና ነኽብረካ
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 Ай бұрын
Yaw, intai iu?
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 Ай бұрын
Chiddddd!
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 Ай бұрын
Child!
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 Ай бұрын
Yawwwwwww!
@user-yl3gx4vw7e
@user-yl3gx4vw7e Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-mf7ec9vb2m
@user-mf7ec9vb2m Ай бұрын
❤❤❤❤❤
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 3,3 М.
Василиса наняла личного массажиста 😂 #shorts
00:22
Денис Кукояка
Рет қаралды 10 МЛН
ОСКАР ИСПОРТИЛ ДЖОНИ ЖИЗНЬ 😢 @lenta_com
01:01
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
Increíble final 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 114 МЛН
ንሕና ብሰለስተ ሚልዮን ኢና ንሸጦ ዘለና....
21:39
ዋሕስ ገዛውቲ - Wahs Housing
Рет қаралды 504
ይሳቅ ኪ/ማርያም ኣብ ቀዛሕታ
27:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 1,8 М.
Do you like icecream?
0:21
dednahype
Рет қаралды 12 МЛН
Парковка ТАКСИ от клоуна!
0:22
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 3,8 МЛН
Мама хитрая😂​⁠​⁠@ladymilanapap4610
0:16
МишАня
Рет қаралды 1,4 МЛН
Normal vs Psychopath vs Rich How to heal a cut on your finger ☝️❤️‍🩹
0:19