"ኣቦታትና ኤርትራ ሃገር ክትከውን ዋጋ ከፊሎም 'ዮም" ቃለ መሕትት ምስ ሰሎሞን ተስፋይ _Interview With_Solomon Tesfay

  Рет қаралды 112,760

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

2 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
Eritrean_Move
#Eritrean_Tigrigna_Music
Tigrign_Music
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
#Eritrean_Interviews
#Ethiopian_Tigrigna_Music
#Etritrean_Music
#ethio_360
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Hagazi_Professor_Abrha_Teklu
#BraKhe_Show_Tigri

Пікірлер: 1 700
@bereketab70
@bereketab70 2 ай бұрын
ብሓቂ ግና ተጋሩ ጀጋኑ ዲና!? ነብስና ብጥልቀት እስቲ እንፈትሽ ኣዕሙቕ ኣቢልና ንሕሰበሉ ፤ ጅግንንነት ልምንታይ? ጅግንንነት ካበይ ክሻበይ? ብመሰረቱ ጅግንንነት ኸ ታይ ማለት እዩ? ልሙሟት ስለለይፈራሕናስ ጅግንንነት ድዩ? ጅግንንነት ታይ እዩ መግለጺኡ እባ? ....ብዙሓት ሕቶታት ካብ ሓንጐለይ ይፍልቕለቑ ግቡእ መልሲ ግና የግነኹሎሚ ምኽንያቱ ጀጋኑ ተነይርና ወይ ለ ተኾይንንና ሲ ስለምንታይ ማ ክሻብ ሎሚ ዓዲ የብልና፣ ፖለቲካዊ ቁመና የብልና፣ቑጠባዊ ቁመና የብልና፣ ኣብ 21ክ/ዘመን ኣብ ዓለም ብሕታውያን ብጥምየት እንሞት፣ ወዘተርፈ
@wedikeshi5191
@wedikeshi5191 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ሕቶ? ያላ መልስ ሓወይ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@neverforget7472
@neverforget7472 2 ай бұрын
​@@Pasttest543😂😂😂ድስቲ ኻሕ ኢሉ ሻዕውያ መጽ ኢሉ 2000 ሀዲሙ 2 በቲ ገደል ጸዲፎም ሞይቶም ሻዕውያ ፊት ተሪኻ ሞ ኩሎም ድሮን ምስ ሀደምኩም ለለ።
@medrekrussom7192
@medrekrussom7192 2 ай бұрын
Wel algeres keytekebelka hager ketkewen keythaseb
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 ай бұрын
ጽቡቕ ሕቶ።
@Dermas2024
@Dermas2024 2 ай бұрын
“ኣቦታትና ንኤርትራ ዋጋ ከፊሎም፡ ህዝቢ ኤርትራ ግን ንትግራይ ምንም ኣይገበረላን” ይኣይ በለ ወዮ ከዳዕ መሃይም። ንወያነ ካብ እግሪ ምትካላ ጀሚሩ ክሳብ ብታንክታት ኣሰንዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ናይ ሰልጣን ኾረሻ ንዝሰቐለ ህዝቢ ኤርትራ ንትግራይ ‘ምንም’ ኣይገበረላን ምባልሲ ካብ ጭው ዝበል ዕሽነትን ክሕደት ሓሊፉ ካልእ መግለጺ የብሉን። እቲ ካብ ኩሉ ዝገርም ኣብ ኤርትራ ዓብዩ በሊዑን ተማሂሩን ክንድሰብ ኮይኑን ከብቕዕ ንህዝቢ ኤርትራ ስጋብ ከንድዚ ዝኣክል ክቱር ጽልኢን ንዕቀትን ምህላዉ እዩ። ሕሉፍ ሓሊፉ “ኣሰመራ እንተዘይ ኣተኹ” ብእትብል ደርፉ ብዝነዝሖ መርዚ ካብ ዝረኸቦ ገብረ-መልሲ ኣብ ከንዲ ዝምሃርን ዝጥዓስን ‘እንቋዕ ጥራይ ሽም ረኽብኩላ እምበር ካልእሲ ኣይግድሰንን’ዩ በለ ወዮ ኣብዲ! ይኣይ ክልተ ዓመት ኣብዘይመልአ ጊዘ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ትግራይ ኣደዳ ሞት መቁሰልትን ሰደትን ምዃኑ ዕጅብ ከይበሎ! ግን ዓሻ ሰብ ልክዕ ከም ሓሸማ ዝብላዕ እንተረኺቡ ካልእ ኣይጉዳዩን ከምዝኾነ ገጹ ድኣ ይርሓቕ ኣምበር ኣብ ገጹ ይንበብ ኣሎ። ከም ብዓል እዚኣቶም ከለው ህዝቢ ሰላም ክርክብ ማለት ዘበትዩ።
@aidavuignier4522
@aidavuignier4522 2 ай бұрын
❤❤❤
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ከ ነይሩ ዶ ትብሎ ኩሉ ነብሶም ሓሶት
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
HAKIKA DIKA? ENTAY TIBIL WEDEY, ABEY NERKA? KINDEY TEGADELTI KEYDOM NI ETHIOPIA?, MES MEN KE YWAGIU NEROM?, NIMINTAY KEYDOM?, WEYANE KE ENTAY YGEBRU NEROM?, DEKISOM DIYOM NEROM?, MEN LEMINIKUM KE KEYDKUM? AB MINTAYKUM HANGIRKUMOM? AB KISADKUM WELAS HALIMKUM? BIMINTAY BEYENAY GEYROM KEYDOM? MEAS KE TEMELISOM? ABYENAY WENBER KOF ABILKUMOM? ABEYENAY GEZA KE AETIKUMOM? BARYA DEA KIGIZAE EYU ZINEBIR EMBER ENTAY DEA KIGEBIR? LIMDI ENDIYU KOINUKUM ETI SEB MISISYA............... BARYA WAHID, DONKOR, HUTSUB RIESI HGDF.
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
ወያነ ክሳብ ስልጣን ዝሕዙ ወላሓንቲ ታንክ ከምዘይነበረቶም ትፈልጥ ዶ??
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
@@rigat-cm3fb ezen kulen nay dergi zinebera ke, eway dinqurina, ata mis men ena zelena
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 2 ай бұрын
Please leave as alone we had enough with you people.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያን ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽም እዩ ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ዝኽንኩም ብትግራውነትኩ, ካልእ መንነት ዘለኩም በትይ መንነትኩም
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 2 ай бұрын
አነ ጃፖናዊ ሱዳናዊ ኩይባዊ...እየ ክብል ይኽእል ንስኻ ድማ ብዛዕባኻ ከምድሌትካ ትብል ሓደ ሓደ ተጋሩ ግን ካብ ሰብ ንታሕቲ ኢና (inferiority complex) ኢልኩም ስለትሳቐዩ ዘይኮንኩሞ ክትኮኑ ዘይናትኩም ትደልዩ ካብኩሉ ዝገርመኒ ከም እንጀራ ሰተታ አዕቲኹም ድዩ ራስ ዳሽን ዝበሃል ጎቦ ናይ ትግራይ እዩ ዝበልኩሞ ሕማምኩም አብ ናይ ካሊእ ሰብ ጉዳይ አቲኹም ትዛረቡ ክትፍወሱ ናይ አዕምሮ ሓኪም የድልየኩም እንበር ኤርትራ ጣልያን የውጸኣላ አየውጸኣላ እንታይ ገደሰካ ትግራይ ዝብል ሽም አብቲ ደርጊ ቅድሚ ምምጽኡ ብኢ/አቆጻጽራ ከባቢ 1965 ዓ.ም እዩ ተዋሂብኩም እምበር ቅድሚኡ ምኒሊክ ዘውጻኣልኩም ሽም ትግሬ ዝብል እዩ ነይሩ ተኣኪብኩም ኲዕንቲ ከም ጨጨራ ክትኣርዩ ምስ ረኣይኹም መበቆልኩም ዘይፍለጥ ንምኒሊክ "እነዚህ ምንድናቸው?" ኢሎም ምስ ሓተትዎ "ተውዋቸው እነዚህ ከተእግሬ በታች ናቸው" አብ ትህቲ እግር እዮም ኢሎም ምስ መለሱሎም እዛ ተእግሬ ተእግሬ ተእግሬ ...ትብል ክትደጋገም ምጽናሓ ድህሪ ጊዜ ትግሬ ተባሂልኩም ቅድሚኡ ትግራይ ዝብል ሽም ዝተጽሓፈ አብ ዝኾነ ይኹን ጭብጢ ክተምጽኡ አይትክእሉን ብዛዕባ ናትካትኩም ታሪኽ ዘይትፈልጡ ብዛዕባ ካሊእ ክትዛረቡ ክትሓፍሩ ይግባእ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 2 ай бұрын
@@Pasttest543 You guys have some sort of disorder or jealousy when it comes to Eritrea and Eritreans. It is better if you TIGRAWAY accept that you are A part of Ethiopia 🇪🇹. Leave us alone . Think twice before you make any kind ok mistakes.
@eritreashikor1991
@eritreashikor1991 2 ай бұрын
@@Pasttest543Ethiopia is a Greek name 😂
@heavent883
@heavent883 2 ай бұрын
@@Pasttest543 gouhf ethopiawe rhke esk
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 2 ай бұрын
This is one of many reasons why the Eritrean government needs a secure border and the people of Eritrea 🇪🇷 has to be protected from all forms of crimes .
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 2 ай бұрын
There is no Eritrean government rather dictator.. Both nations need to remove dictator and establish democracy and justice for all❤
@befairbalance7507
@befairbalance7507 2 ай бұрын
​@@onelovehumanityfirst4072well said and Well explained, those denakurt RUKUSAN DUKUMAN AREMENIA guge mangug Shabia anim.als they don't get
@avielavi990
@avielavi990 2 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 already under curfew 🤣no need another protect
@asmarakeren9333
@asmarakeren9333 2 ай бұрын
ኤርትራውያን ሃገር ንሙኻን ተቃሊስና ኢድ ዝሓወሰ ተሎ ከኣ ኤርትራዊ ዜግነት ያ ሃገር ምሻጥ ኣይኮነን እሞ ኣብድላይካን ምርጫካን ትነብር ኣለኻ ኣስመራ እንታይ ክትገብር ኢኻ ክትእቱ ኤርትራ ድኣ ቅድም ኤርትራዊ ትከውን ንኤርትራ ክኣ መስዋእቲ ትከፍል ኤርትራ ከተፍርስ ተመጺኻ ግን ሰብ ክጸንሓካዩ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
👍👍👍🇪🇷💪👈
@mahiadhanom9716
@mahiadhanom9716 2 ай бұрын
BebMidea mexiom mefekar nay tegaru meleleyom iyu kondafat nementay nab asmara zeyateka 😂😂😂
@amenblessed8388
@amenblessed8388 2 ай бұрын
Ertrea wezaikum eya. Hasawi leba
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 2 ай бұрын
Oy niu Ms hasho entay akmi alewo eyu emo ezi waty belo bafu ember akmu mfkar eya that’s it
@songohan7170
@songohan7170 2 ай бұрын
ተላላኪው አሽባሪው ትግራይ ወያኔ አምሮ አላቸው ግራ እና ቀኝ እላይ እና ታችን ማስተዋል ማየት የተሳናቸው ድንጋይ እራስ የሗኑ እኩይ ነውረኞች ለመስማት የሚዘገንኑ ግእዟውች ስብስብ ናቸው ::እነሱ ጋራ ነውርኝነት በዕፍ ማራት እንደ ቁም ነገር ነው የሚወስደው ለዚ ነው አንዱ ከ አንዱ የማይሻለው ምንድነው ያልከው ብሏ የሚሞገተው የሚንቀው የለም ግም ለግም አብረህ ዕዝግም ስለሗነ👈🏽💊⛏🦠❌
@amanuueltuku8804
@amanuueltuku8804 2 ай бұрын
ትግራይኩም ሒዝኩም ሱቅ በሉ ፤፤ 1:27:02 ነዛ ሃገር ኤርትራ ዘይትገድፎዋ
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 2 ай бұрын
ንስኻ እንታይ ትገብር ኣለኻ ኣብዛ ቻነል, ኣብቲ ናይ ኤርትራውያን ቻነል ዘይትከይድ??
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
NISUM MISGEDEFKUMOM EYOM ZIGEDFIKUM, ABEY DO ZEKIROMUKUM NEYROM EYOM, NISIKUM ENDAALKUM BI QINE HIRRRRR ELKUM WEFIRKUM DIMA AENIKUM, TSIBA EMO ENDIE :)
@heavent883
@heavent883 2 ай бұрын
@@user-ju9lm9ps3e etdhom nay Eritrea zezarbe zlo men du
@fisehaTDF
@fisehaTDF 2 ай бұрын
ብዙሕ ዕዳ ኣለኩም እትኸፍሉዎ።
@heavent883
@heavent883 2 ай бұрын
@@fisehaTDF gouhf eska wen eda be 1998 zgbrekayo eda alka ketkflo eka
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 2 ай бұрын
ነብሰ ምትሓት ስቅያት ሕሱም እዩ ክንፍውሰኩም ዓቅሚ የብላናን ብምንታይ ኢና ምሳኹም ሓደ ቅዋንቅዋዋኹም እንተኾነ ጉራማይለ ናይ ኣብስንያ ትግርኛ ናዓና ኣይርደኣናን እዩ ኣካል ኣብስንያ ኢኹም ናቦኦም ጠምቱ ወግሐ ጸብሐ ኣይተልዑሉና
@kewaniequbay5587
@kewaniequbay5587 Ай бұрын
ቋንቋኹም ጣልያንን ዓረብን ዝበዝሖ ቁንጣር ትግርኛ ዝተሓውሶ፡እዙይ ትግርኛ ክኸውን ዓብይ ፀገም ዩ
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Way way ​Antayo hasas tintay malet iyu huzuy muzuy labzuy malet kkk kkk @@kewaniequbay5587
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Way way antyo hasas intay malet iyu huzuy labzuy gzai mzai malet kkk kkk
@helenukbe4886
@helenukbe4886 2 ай бұрын
ትግራይ ክልል ኢትዬጽያ እያ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ትግራይ ሀገር እያ በቃ,ተሐነቅ ክክክ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
wedi ftuhet sre teberaber deqiska aleka 😂😂😂😂
@LB-lt8cg
@LB-lt8cg 2 ай бұрын
100% ሓቂ
@LB-lt8cg
@LB-lt8cg 2 ай бұрын
@@Pasttest543 ሕልሚ እዋይ ሕልሚ ክልል1
@danial-mahari
@danial-mahari 2 ай бұрын
​@@Pasttest543😅😅
@sgjbvcghf
@sgjbvcghf 2 ай бұрын
Eway eza wedi kulu elala hasot.
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 ай бұрын
ንስካ ትገድድ ነዚ ፋራ ትክታተል እንታይ ክትመሀር ኢካ ካብዚ ገልጣም😂
@awotabera637
@awotabera637 2 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 meakor tiliyan lehasi, teweger kemobotatka
@sgjbvcghf
@sgjbvcghf 2 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 ygermeka yu gn hji ke entay ybel elka tsemo mo nay abotatu kayterfo klu gze hasot .
@fetwimelake1513
@fetwimelake1513 2 ай бұрын
Kulu yhsu yhsu emo aykemem zin
@Numbers_May24
@Numbers_May24 2 ай бұрын
Antum sebat Eritrawi - Tigringa Speaker Tirah dyou zimeslekum? Saho , Afar, Tigre, Bilen , Hadendewa, Nara , Rashaida zibahalu biherat ( non tigrnga speakers) alewu ab Eritra -- kuloun demirka dima liEli 50% nay hizbi Eritra eyoum ... silezi "zineqehe Eritrawi Tigraway eye yibil zibelakyou gega eyou. Eritrawi Eritrawi eyou ...Tigringa tezarabi Tigraway eyou inte ilka ...Wuhudat semiE aleku kemu kiblu ...natey imnet wela kab Agame nab Eritra mexiou ni Eritra akbiru liEli kalout hager ziserAn bi higi hager zeginet tewahabou Eritrawi Eyou...Eritrawi koynu Tigraway eye zibil gin KidAt ni hizbi Eritra eyou . By the way I follow your show & commend for presenting variety of ideologies.
@tekleberhanhailu1299
@tekleberhanhailu1299 2 ай бұрын
እዙይ ሓቂ እዩ ኤርትራዊ ማለት እቱ ትግርኛ ዝዛረም ጥራይ ዝመስለና ትግራወት ኣለናሞ እዙይ ስሕተት እዩ support you 100%
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 ай бұрын
ቆማል ዓጋመ ኣቦታትካ ሕተቶም መዋእሎም ኣብ ኤርትራ ተዓንጊሎም እዮም ነዓካ ወሊዶምካ ህ/ግ ምስ መራሕትካ ኣይወዳደሩን እዮም ብዙሕ ምበልናኩም ግን ሓንቲ ኣብነት ክበካ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ካብ መጀመርያ ደጀን የብሎም ቤት ጽሕፈት ኣይነቦሮም ግን ናይ ነፍስ ወከፍ ስዉእ ኣብ መዝገብ ኣስፊሮም ንስድራ ቤት ብጉቡእ ዘርደአ ውድብ እዩ ሓንቲ ጓንዴ ሒዞም ፒሮን ወረቀትን ከማን ብጉቡእ ኣብ ዘይረክብሉ ሰዓት ከምዚ ምግባሮም ክድነቁ ይግቦኦም ኣብቶም ናትካ ንምጻእ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ሳላ ህ/ግ ውድብ መስሪቶም እሞ ኣብ ዝሓሸ ጊዜ ወጺኦም ናይ ሓደ ስዉእ መዝጊቦም ኣይኣተዉን ዘይመጸ ቅበጽዎም ዝበለ ውድብ እዩ ዘለካ ጸማማት
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 ай бұрын
ቖናጭ ተካን ሰራቒ ቴኖ መንነት አልቦ ተረፍ መረፍ ደርጊ 👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 ай бұрын
@@mizaanberhane4002 ንዕባ ብስምኪ ኣይትጸውዕና ቁንጭን ትኳንን ኣበይዩ መበቆልኩም እንተትብልዮም ብርግጽ ትግራይ ምበሉኪ ደጋል
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
Nay bhaki kubur hawy​@@simongrmay9975
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 Ай бұрын
Welelay hawey, Wedey Remay. # Tigray❤. We survived b/c of your inspiration❤❤❤❤❤Tigray ajoki❤👍☮️😍
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 2 ай бұрын
ደቂ ማይ ጠላሚት ስንቆም ጉራ💀💀💀🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 2 ай бұрын
ኪድ ኣታ ረሳሕ ሰራቒ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@user-hm5nv2wl5n
@user-hm5nv2wl5n 2 ай бұрын
ኣብ 7 ተመቀል ኣገባብ ዘይትገብረሉ ሓሶትካ ከ ወደይ 😂😂😂😂😂
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 2 ай бұрын
መን ጠላም ምኾኑ ባዕሉኹምን ትፈልጡ ትግራዋይ አይኾነን ምስ ፈደራል ኾይኑ ህዝቡ ዘጥፈኤ ህዝቡ ማለት ድማ ህዝቢ ትግራይ እዩ ታሪኽ እናሸፈንካ ኢትዮጵያ ኾንካ ሃገር ክትመርሕ እሞ ክንደይ የሕዋትካ በዚኦም አይንግዛእን ኢሉ መስዋእቲ ዝከፈለ ንሐደ ሰብ አገልጋሊ ክትከውን ሃገርካ ሕዝብካን ክትከድዕ ዕሱብ ሙኾን ዘከትሎ ሳዕቤኑ እዚ ንርእዮ ዘለና በዚ ሕጅውን ብዙሕ አሎ ዝረኤይ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 2 ай бұрын
​@@user-hm5nv2wl5n hasotn srkn ab tigray bahli eyu bhji n 100 amet kkxl eyu kkkkk
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 ай бұрын
ግደፊ እንዶ መድህን ብዓልዚ ወዲ መርገም እንበር ፍታሕ ኣየምጽሉን ንህዝቢ ትግራይ። ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኢዩ ኣይትተማኽፍዎ በቃ እዚ 2 ህዝቢ ሰላም እደሊ ኣሎ ተኸባቢሩ ክነብር።
@avielavi990
@avielavi990 2 ай бұрын
Great musician 💯and congratulations for new baby God bless you and your family
@user-in7yn6ee4f
@user-in7yn6ee4f 2 ай бұрын
ሉጋም ዘይብሉ መልሓስኩም። ዝሰራሕኩሞ ዘይኮነስ ዝሓለምኩሞ እትዛረቡ። ሃገር ኮነ ሃገራዊ መኒነት ዘይብልኩም እንትርፎ ክልል። ሙሩኻት ወነንቲ ሰፈር ካራ። እታ ቃንቃ ኣዴኹም እኮ ዘይዓቀብኩም ይትረፍ መንነት ክትምህሩ። ጽልሙታት ኣእምሮ፥ ራኢ ዘይብልኩም። ሕነኹ፤ ነብስኹም ፈትፉ።
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 2 ай бұрын
Znekhe ertrawi zeykone zdonkere ertrawi eyu tigraway eye zbl mknyatu amexaxia hageru sle seyfelt hmak shlet ertrawi sheyati mennet I kea yeblnan nhna
@melahiwet9752
@melahiwet9752 2 ай бұрын
ኮሙኡ ኢና ንገብር፡ ብድሕሪት ኣለው እንዳ በልኩሙና ብቕድሚት፡ ከምዚ መንፈስ ምሽ ኣለካ!🇪🇷 ሃደምቲ!
@user-sv7qs2fj6f
@user-sv7qs2fj6f 2 ай бұрын
ክሊ ድቓላ ምስ ሰራዊት ተዋጋእክ ካይመስለኪ ምስ ስብል ምውጋእ ጅግንነት ኣይኮነን ሰረቅቲ ቆማላት
@melahiwet9752
@melahiwet9752 2 ай бұрын
@@user-sv7qs2fj6f 😂😂😂😂😂😂😂😂 ቆማል ባዕልኻ፡ ሃደምቲ!
@user-wx5wy2ry3u
@user-wx5wy2ry3u 2 ай бұрын
ባይ 😂😂😂 ንርእስካ ብጥይት ኢንዳ ተሳሓትካ ወጺካስ 😂😂😂😂😂
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@ermias4014
@ermias4014 2 ай бұрын
​@Pasttest543, please, you made me vomit. I would rather kill myself than being komal tigray. AWOT NEHAFASH 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ፡ እዞም ሻዕቢያ ከመይ ጌሮም ኢዮም ነዚ መሬት ትግራይ ከም አጻብዕቲ ኢዶም ዝፈልጥዎ ኔሮም ።
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 ай бұрын
Shabiya endiom
@adyamaman528
@adyamaman528 2 ай бұрын
ስለያ
@benkal8062
@benkal8062 2 ай бұрын
እሞ ሻዕብያ ኣይፈለጥካዮምን ኣለኻ
@yosberaki340
@yosberaki340 2 ай бұрын
ሻዕብያ ዶብ ኣልቦ ንትግራይ ኣኮነን ንመላእ ኢትዮጵያ ን ካልኦት ግረባብትና ሓውሲ ጎሬቤት ሃገራት ውን ከም ኣጻብዕቲ ኢዱ ኢዩ ዝፈልጠን ስለምንታይሲ ጠመትኡ ንነዊሕ ጠመተ ዝኣመተ ሓያል ውድብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ን ተቃላሳይ ውድብ ኢዩ።
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 2 ай бұрын
ዓዶም እንድዩ አዝማዱ ንኢሰያስ ይሕብርዎም ኔሮም
@yonathannegase
@yonathannegase 2 ай бұрын
ኣብዚ ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ ክልተ ነገር ይበርሃልካ። ቀዳማይ እቶም ቃለ መጠይቕ ዝገበሩ ኩሎም ከይተፈለጦም ይኹን ብፍላጥ እቲ ሓቂ በጨቕ ይብሎም። ንኣብነት እዚ ተጠያቒ በቲ ሓደ ወገን ጀጋኑ ኢና ይብል በቲ ሓደ ወገን በዚ ሃዲምና በቲ ሓደ ወገን ከኣ ኣምሊጥና ይብል። ዘረብኡ ናይ ምህዳም ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ጥራይ እዩ። ኣብዚኣ ኣትኪልና ኣይብልን። ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰብ ኣህሊቕካ ተዓዊትና ይብል። እቶም መራሕቲ ግን ክልእ ይዛረቡ። ካልእይ እቲ ዘገርምን ዘሕፍርን ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ዝቃላዕ ሓሶት እዩ። እዚ ሰብ እዚ ካብ ሕሉፍ ዘይመሃር ምዃኑ ብግልጺ ይበርሃልካ። ቅድሚኡ ዝነበሩ ሕጂ ሻዕብያ ዘለዎ የብሉን። ስንና እንመወጽና ኣስመራ ክንኣቱ ይብሉ ኔሮም። እቶም ከምዚ ዝብሉ ኣብ ውግእ ኣይኣትዉን እዮም። ወዲ ተካሊት ጥራይ እዩ ዝስሕና። እዚ ኸኣ ኣብ ክንዲ ዝግ ኢሉ ዝሓስብ ኣይሰምዕን ኢሉ ይደርፍ። ዶብ ትግራይ ዘይሰገረ እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ እናሃደመ ብደርፉ ይሕሱ። እታ ጋዘጠኛ ውን ካብ ኩሎም ዝገደደት ናይቶም ዘስርሕዋ ኣጀንዳ ሒዛ ጥራይ ትሓትት ሓንቲ ድኽምቲ ጋዜጠኛ እያ። ብሰንኪ መሪሕነት ጃንዳ ማለሊት ውግእ ተጀሚሩ ብዙሕ ዕድላት ጠፊኡ ኣብ መውዳእታ ውን ስምምዕ ፕሪቶርያ ተፈሪሙ ከብቅዕ ወለቕ ዘለቕ ትብል ዘላ እዛ ጃንዳ ኸላ ኣብ ክንዲ investigativ journalist ትኸውን ናይ ጃንዳ ኣጋር ኮይና ሓሶት ትውስኽ። Shame on you.
@lulaaraya1548
@lulaaraya1548 2 ай бұрын
ata neshtey eba hferu hde seay kem resah koborta ab testi aetyu enaregetsekums 60 amet gerua ms tigreway ktwedader ms 7 hagerat eya getima tigray zgerm eta gazetegna kndi rba ewn abta hager tbla eritria kemzeyblka eyu enqu wqa zeynfeltekum aykonna TILRAN HANITSU ZHABEKUM tefrsu deferti serekti sebat konkum tzarebu ageb
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 ай бұрын
ኣብ ዘይኣእትወካ ሃለዉለዉ ኣብዚሕኻ ናይ ባዕልኻ ዘይትገብር። Investigate ገለ ኸዓ ትብል investigate ክግበር ዘለዎ እቲ ኣብ ትግራይ ገበን ዝፈጸመ መንግስቲ ሻዕብያ እዩ። ንባዕልካ contradict ትገብር ኣለኻ።
@songohan7170
@songohan7170 2 ай бұрын
@@kbromafe-ht4yv ተላላኪው አሽባሪው ትግራይ ወያኔ አምሮ አላቸው ግራ እና ቀኝ እላይ እና ታችን ማስተዋል ማየት የተሳናቸው ድንጋይ እራስ የሗኑ እኩይ ነውረኞች ለመስማት የሚዘገንኑ ግእዟውች ስብስብ ናቸው ::እነሱ ጋራ ነውርኝነት በዕፍ ማራት እንደ ቁም ነገር ነው የሚወስደው ለዚ ነው አንዱ ከ አንዱ የማይሻለው ምንድነው ያልከው ብሏ የሚሞገተው የሚንቀው የለም ግም ለግም አብረህ ዕዝግም ስለሗነ👈🏽💊⛏🦠❌
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 2 ай бұрын
ሰሌ ሓቂ ስለዝተዛረብኩ ነዞም ኣኻልብ ኣራዊት ዉሕ ዉሕ ክብሉ ገይርካዮም።ተገፊፈን ብድሕሪት እናተሓለዋ ድፋዕ ተኸዊለን ዝትኩሳ ዝነበራ ኣዛብእ ዕረ ይጥዕመን ኣሎ።
@user-sr9zl7wn2l
@user-sr9zl7wn2l 2 ай бұрын
ኣታ ዓካስ፥ ካብ መዕስ እዩ ትግራዎት፥ ንኤርትራ ሓገር ኽትክውን ሓጊዞማ፥? እዋይ ምሕላም ክትፈትዉ ኻብ ጥንቲ ታሪኽ፥ ትግራይ ኣንጻር ኤርትራ ፥ ቅንኢ ኣለኹም፣ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሕጂ ፈሊጥኹም እዩ፥ ምሳኹም፥ ዓዓድኻ ሕዝኻ ምክክብብራ እንተዘይኾዩኑ ኻኣ፠፠፠፠.?
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y 2 ай бұрын
ኣቱም ካሕዳማት ሰረቅቲ ኻሊእ ይቅረ ንኽትግንፀሉ መንዲዩ ፈቂድልኹም
@asmera998
@asmera998 2 ай бұрын
@@user-dk4ww6yc3yቆዳር ብስሬና
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 29 күн бұрын
​@@asmera998tray Ilka kubur haww
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 ай бұрын
ይበል ፅቡቅ መደብ ሶል ሓደ ክንዲ አሻሓት ❤💛❤💛
@SurafelGebremedhin-up3hu
@SurafelGebremedhin-up3hu 2 ай бұрын
ደስዝብል ጥያቅየ ኢያ ናህና ከፍቲ እውን ይኸዳ ነይረን እየን የስታውስ እየ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
eritra 🇪🇷💪n'eritrawiyan 🇪🇷💪 b'eritrawyan 🇪🇷💪 ms 9️⃣👈 bhera
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
ሃየ 1ን9ን መንይቡሉኻ ሰክት ጀልፋፍ
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
ane gal hegere eritra 🇪🇷💪👈
@tsegafekere3739
@tsegafekere3739 2 ай бұрын
Then get out of tigray
@befairbalance7507
@befairbalance7507 2 ай бұрын
Shabia denakurt mhyme what the he.ll you are doing here go to your level the land of mhyme Shabia media
@STARTV-ig5cc
@STARTV-ig5cc Ай бұрын
Jelfaf selam u zadlyena nana
@mulubrhanafewerki6683
@mulubrhanafewerki6683 2 ай бұрын
Eritrea dea kitlimen ika metsika ember ata fara komal
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 2 ай бұрын
ኣስመራ እንተደይ ኣትየ ኣይሰምዕን እየ ሕጂ ኸ ምስ ተጸፋዕካ ሰሚዕካ ዶ 🐒🐒😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬
@equarenderta7521
@equarenderta7521 2 ай бұрын
አንታ ላሕኻት ወዲ ኣረጊት ። ሐዚውን ተዘይ ኣተና ክትሪአና ኢኻ ። ዓስዓስ ጨናዊ ።
@JohnAsmara7410
@JohnAsmara7410 2 ай бұрын
ጌና ክነስምዖም ኢና ነዞም ረፋዓት ዓጋመ
@mahiadhanom9716
@mahiadhanom9716 2 ай бұрын
Ayeeeee jahera 😂😂😂😂
@b1b2f3b4k-df4sy
@b1b2f3b4k-df4sy 2 ай бұрын
ተሓዛዚልኩም ኣትይኹ ኣብ መሬትና ብላሽ ሞት ሞይትኹም። ፊት ንፊት እንተተራኺብና ዛ በትርና ትፈልጥዋ ኢኹም።
@neverforget7472
@neverforget7472 2 ай бұрын
​@@equarenderta7521😂😂😂😂😂😂😂😂😂ምእታው ትአቱ ምውጻአ ግን የላን ኩርማጂ ሻዕውያ ለለ መራር እያ፡
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ሞንጎ ኸልቲኡ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ክኸውን ናይ ሰላም ነገር ክንሰርሕ አለና
@legessenegusse5569
@legessenegusse5569 Ай бұрын
Thank u nro u voice sems like fawit shilan we ate one people thsnks
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 2 ай бұрын
ክክክክክክክክክ ንባዕልኩም ሃገር ክትኮን ዘይካኣልኩ'ሲ ኣቦታትንና ኤርትራ ሃገር ክትከውን ዋጋ ከፊሎም ከኣ ይብል ክትዕለም እያ ትመጽ ኔራ ሕውሓት ባእ ስቅ ኢልኩም ኣይትሓስዉ ሓሰውቲ።
@Gochu1132
@Gochu1132 2 ай бұрын
Bamiche enedalehu korche mejemereta tigrinya bdenbi temhar.
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
👔🥾🩴👞👢👕👚🥿 Abiy Ahmed servant.
@zowdi810
@zowdi810 2 ай бұрын
Yes you are right they are laiy and hasawe wow 😢hasadat
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
👏🏼👏🏼👏🏼👍👍👍💃👉🇪🇷💪
@user-qc5px2vh8k
@user-qc5px2vh8k 2 ай бұрын
Gerimni😂😂😂
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 2 ай бұрын
ሰሪካ ፈቲህካ ኣስሚራ ከይ ኣተካ
@Gochu1132
@Gochu1132 2 ай бұрын
Drebai Asmera tenber temsel iytahasu .
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 2 ай бұрын
😂ንሕና ስሪኦም ኣፍቲሕናዮም ሕጂ ካኣ እታ ኮስትምኦም ኣምሓሩ የፍትሕዎም ኣለዉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 2 ай бұрын
ከይመስለካ ኣታ ባርያ ትሕቲ ሰብ tdf ነዓኹም ከየፅነተ ዕጥቁ ፈቲሑ ኣይፈልጥን ታሪኽ ይመስክር ዓጋመ ኩልግዜ ጅግና እዩ ክሳድካ ረጊፁ ከኣ ይገዝአካ ድማ ኣሎ
@neverforget7472
@neverforget7472 2 ай бұрын
​@@mohdnoora5601ድስቲ ኻሕ ኢሉ ሻዕውያ መጽ ኢሉ 2000 ሀዲሙ 2 በቲ ገደል ጸዲፎም ሞይቶም ሻዕውያ ፊት ተሪኻ ሞ ኩሎም ድሮን ምስ ሀደምኩም ለለ።
@lion4as520
@lion4as520 2 ай бұрын
​@@mohdnoora5601Kondafati lemani hizbi Agame adetatkum yibekiya alewaa kunti sineni niska tifikiri alokaa abi hilim kitnebra ekini Zeri mergem ni 50amet melisnakin ena EPLF power shaking the world 🌎🌍🌎
@wegih9725
@wegih9725 2 ай бұрын
ኤርትራ ምአላዕልትኹም ኣይኮነትን ምስ ባዓል ሩስያ ዎክ ትገብር ኣላ። ካብ ክልል ምስወጻእኩም ተርክብሉ።
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 2 ай бұрын
ክክክ ታሞ ትርጉም ኣለዎ ዓለም ሙሉእ ካባኩም ይምሓሮ መብራህቲ ዘይብሉ ዓዲ ህዝቢ ናተሳቀየ ምስ ሃፋትም ፈጨጭ🙈
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
ባርያ ስ ባርያዶ😂😂 ዎክ ትገብር ኣላ እሽ ካልእከ 😮😮
@Tecl8855
@Tecl8855 2 ай бұрын
እሞ የለን ኣይንግደሰልኩም ኢና ብ ሓይሊ ተገደሱልና ኣይትበሉ ዓሪፍኩም ረዲኤት ተጸበዩ ናትና ኣይምልክተኩምን ንጥመ ንጸልምት ኣይጉዳይኩምን ዩ ዝጠመይ ሕዝብ ተልኩም ንህዝቡኹም ግበርሉ ያላ ናይ ሽግርኩም ምፍታሕ ግበሩ. ..ፖሎቲካኹም ምስ ኤርትራ ተዘይ ኣጋጪኽሞ ኣይኮነልኩምን ዩ. .ደርጃኹም ኣሉሹ ንስኹም ምስ ኣመሪካ ዩ ኣታሓሳስባኹም ንሕና ካ ኣፍሪቃውያን ኢና ውጹዓት ግን ካ ሑቡናት. ..
@Adha1991
@Adha1991 2 ай бұрын
ጦስጣስ ኤርትራ ዘይብላ ዝሰምዓኩም ከምዘየለ ትፈልጡ ኢኹም ደቂ " ማይ ጠላሚት ስንቆም ጉራ " ።
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ትግራዋይ ፡ ክሕሱን ክሰርቅን ፡ ክሕስድን ክኽድምን ፣ ክፍክርን ክጀሀርን ፣ ጸሓይ ዝዓረቦ ድኹም ፍጥረት ኢዩ ።
@hayathakoos5094
@hayathakoos5094 2 ай бұрын
😂ባርያ
@mederey8270
@mederey8270 2 ай бұрын
@@hayathakoos5094 😀 GoboWeriez is right. You don't know about Tigraway ahahah
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
Worry About Your Fake And Failed Eritrea!
@miliondawit1038
@miliondawit1038 2 ай бұрын
Lebi tegray teweyway 😂😂😂
@solyanaaraya8142
@solyanaaraya8142 2 ай бұрын
ዘመን ሓሊፉ ዘመን እንትትካእ እታ ትግራይ ዓደይ ሕላገቶም ዘይዛነፍ ተለላ ያሬዳዊ መስርዕ ከይዛሪ ትዉፊት ዝያሜኦም ገና ዘይተበርበረ ሕኹር ምዓት ዓቅሚ ዘፍረየት ትግራይ ዓደይ ሰብ አለዎ ኣብ ታሪኩን መንነቱን ዘይዋገ ትርኑዕ ዘያሚ ሰሎሙን ከም ሽሙ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ እግዝኣብሔር ብዝዓደሎ ልስሉስ ቃና ኣብ ዕሸል ዕድሚኦ ብዙሕ ሰሪሑ ብዙሕ ድማ ንፅበ ።ብእምቢ ኣይሰምዕን እየ ናይ ሻዕብያን ናይ ኣብይ ሰራዊት ሞራላዊ ዓቅሞም ንቁልቁል ዝኖቆተ ስራሕ እዩ ኣብ ኣውሮፓ እንነብር ተጋሩ ተሓቢናሉ ኢና ።ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንሰሎሙን ንመድህን ሓፍተይ እውን
@NigistiFerede
@NigistiFerede 2 ай бұрын
Thank you Medhin for having artist Solomon Tesfay who is really hero and we loved the conversation. He has come through different challenges and suffering in both Eritrea and Ethiopia. Definitely, the song 'Ayseminiye' is still best. All these terrible atrocities would have never been committed if Eritrea fascist army wouldn't have joined and led the war against Tigray. The invasion, killing and atrocities were committed by Ethiopian armies, Eritrean fascist armies and Amhara Fano Fascist and Amhara paramilitary and have committed genocide, rape and untold damages and destroyed the livelihood of the people. So, who else to be the gravest enemy of Tigray and Tigreans who, Eritrea army jointly enemies of Tigray had destroyed Tigray in general. We will never forget what has happened in Tigray and is a matter of time. 'Time is the best arbiter'. God bless Tigray
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 2 ай бұрын
Love solo Raw and unapologetic, Tigraway !!!! አምበሳ!!!!
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 ай бұрын
አየ ተጋሩ ካብ መራሕትኩም ጀሚርካ ብላሽ ገጽኩም ትርሐቅ
@teklele8442
@teklele8442 2 ай бұрын
ረሰሐት ሻእብያ
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 2 ай бұрын
ገፅኩም እባ ትከወል ደቅታ መራት ዙዑጋት
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
DONQORO AYTEHAZON EYU.
@zowdi810
@zowdi810 2 ай бұрын
You are right 🇪🇷 yes they are laiy and jalas people for ertera people 😂😂
@meserettekle468
@meserettekle468 2 ай бұрын
Getseka eba kiwul bel at resah leman
@buonavita4175
@buonavita4175 2 ай бұрын
We lost over one million most beautiful handsome brothers and sisters most brave smart waiting for their golden life to live in peace in their own c country in their own place of Tigray but we lost them because of you very sad 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
We Only Lost 50 ,000 Soldiers in the war! All TDF Warriors Are Not Even More Than 300,000. Get Your Facts Right> Idiot Shabia!
@NawaNawa-mr1yb
@NawaNawa-mr1yb 2 ай бұрын
84 መዓልቲ ኣብ ደፍዕ ግሪምው ኣብ ደፍዓት ናቅፍ 10ዓመት ስሚዒካ ስልደይትፍልጵ ኢዩ
@hagerawi5745
@hagerawi5745 2 ай бұрын
Keep up our hero and thank you Medhn
@FikaduMare-my4ey
@FikaduMare-my4ey 2 ай бұрын
እቲ ሓሶትን ጥልመትን ናይ ኣቦኩም ስለዝኮነ ኣይገርመናን እዩ። ምክንያቱስ መለልይ ባህልኩም ጥልመት ከምዚ ናትካ ካብ ኣብ ዓድካ ዘሕለፍካዮስ ኣብ ኤርትራ በሊዕካ ዝዓበካሉ ግዜ ይነውሕ ግን ወዲ ጠላሚት ስለ ዝኮንካ ተመሊስካ ምውጋእካ ኣይገርመናን እዩ። ካልእ ሓሶትካ እንታ ሓሶት ሓሲካ ከምዝመጻካ ካብ ዓድካ ክትመጽእ ከለካ ከመይ ጌርካ ክትነግር መቃብር ልቢ ስለዘለኩም ነቲ ሓቂ ቀቢርኩም ዘየለ ኢኩም ትሕስዉ እምበር ንፈልጠካ ኢና። ጃህራ ጉራ እዚ ኩሉ ናትኩም እዩ፡ ካልእ እቲ ንህዝቢ ኤርትራስ ናጽነቶም ክረክቡስ ዋጋ ከፊልና ኢና ዝበልካዮ ኣይትሓሱ ከምኡ ዝበለ ታሪክ የለን ፡ ወዩ ደኣ ሕጂውን ናብ ኩዕንቱኩም ባህልኩም ተመሊስኩም እምበር ንመሰልኩም ኢና ንሕና ስጋብ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ የእቲና ስልጣን ዘትሓዝናዮም ንኣቦታትካ ፡ ሓደ ወያናይ ኣብ ኣስመራ ምሕራር ኣይትርእን ኔረ እንተበለካውን ሓስዊ በሎ ነገሩ ስለዝበሉኩም እዮም ከምኡ ክትደጋግሙ ትውዕሉ። እቲ ካልእ ግን ንሕና ዲሞክራሲ ኣለና ህዝቢ ኤርትራ ግን ክዛረብ ኣይክእልን እዩ፡ ክትብል ከለካ ዲሞክራሲ ስለዘሎ እዩ ኣብ ትግራይ ሃንግ ዘሎ ምቅታል ዘሎ ኣዋልድ ተመኒኩም ቆልዓ ና ክልተ ዓመት ህጻን ትድፈር ኣወዳት ዝድፈሩ ኣብ ዩኒፈርስቲ መቀለ ልዕሊ 800 ደቂ ኣንስትዮ ደቂልኩምለን ዘለኩም፡ ኣዴታት ኩዕንቲ ዝበልዓ ዘለዋ፡ እስካ እንታይ ትመስል ኔርካ ሕጂ እንታይ ይመስል ኣለካ ገንዘብ ሰሪቃዶ ኣይነበርካ ሒጂ እንታይ ረኪብካ ኣንታ ሃንጊ። እምበርዶ መሕፈሪ ኣለኩም እዩ ወረ እንታይ ዓይነት ፍጥረት እዩ ዘለኩም ? ኣብ ትግራይ ኣቲና እንተ ኣረምናኩም ጆነሳይድ ተገሪና ትብሉ ፡ንስካትኩም ግን ኤርትራ ኣቲካ ኣስመራ ክኣትውየ ኣይትሓዙኒ እንዳበልካ እምቢ እምቢ ኣይሰምዕንየ ክትብል ከለካ ዝሓዘካ ዘይብልካ ብመልሓስካ እንተፈከርካ እሞ እንታይ ዋጋ ኣለዎ መስለካ። ንሕና ከሙ ኣይንገብርን ኢና ትብልሲ ዘይሰማዕካ ዲካ ኮንኳ ምኳን እንታይ ትሰምዕ ኮንኳ ምስተጨልጎምኩም ኢኩም ትሰምዑ እምበር ። እንተኮነ ግን ሓዝ ክነግረካ እስኩም ዝገበርኩሞ ኣብ 1998 -200 ኣመተ ምህረት ፈረጂ ፡ መጀመሪ ሰለስተ ወራራት ብምክፋትኩም ፡ ዋላኳ እዞም ብድቁሶም ዝሓረድኩሞም ፈደራል ሰራዊት ኣምሓራን ኦሮሞን ብጅምላ ከም ከብቲ እንዳ ሰደዱ ብረትና ስጋብ ሓዊ መሲሉ ዝረስን ዝጋብ ንርብርብ ምቅታል ክትመጹን እንተጸፋዕናዮም ግን ብሓይሊ ዓለም ሓሳዊት ጸቅጢ ስለዝተገብረ በዓል ኣመሪካ ሱቅ ኢልኩም ዘይትቅጥቀጥሉ ማለት እዩ ካብ ባድመ ብፍቃድና ኣዝሊቅና ስጋብ ባረንቱ ከኣ በጺሖም ኣብዓለም ዘይተገብረ ዝገበረት ወያኔ ንብረት ህዝቢ ሰሪቃ ዝከደት ፡ኣንስቲ ዝደፈረት፡ ምስ ዓጽሚ ሰማእቲ ዝተባእሰት ጻንዱቅ የዕጽምቲ ስውኣት ዝወሰደት ሓወልቲ ሰማእቲ ዘፍረሰት ሓወልቲ ቅርሲ ዝሰበረት ከምዚኣ ውድብ ተራእያ ኣይትፈልጥን ፡ እጂ ኢድኩም እዩ በጺሑኩም ፡እንተኮነስ በጃኩም ተዓሚጽና ተደፊርና ኣይትመሉ ሰራዊት ኤርትራ ብድሲፒሊን እዩ ሰልጢኑ ደሓር ፈንፈንቲ ኢና በጃኩም ኣብ ሰበይቲ ዝከይድ እንተኮይኑ እቲ ዘጓዩዩኩም ዝነበሩ ግዜ ኣይምረከቡን ኔሮም።ንሕና ንኣምነሉ ኣጽዋር መታኮሲኩም ኢና ማሪክና መንጢልና ሚሳይላትኩም ዝወሰድና እምበር ማንካ ፋርኬታ ኣይትፈልጥዎን ኢኩም እቲ መራት ድስትኩም ከኣ ኣየድሌናን እዩ። ንሕና ግን ዝተቀብረ ብረት ቦንባ ጠያይን ሸጓጉጥ ዶሽካ ኣርባ ጉረሽ ኢና ወሲድናልኩም ።ብሕጂ ከኣ እንኳይዶ ንስካትኩም ሓመማ ትግራይ እኳ ኣይኣቱን እዩ፡ ሸለልውን ኣይንብሎን ጹቡቅ ጌርና ኢና ተፋሊጥና ሕጂስ፡ ነገር ግን ጸማማት ምኳንኩምሲ ኣፍሊጥኩም ለካ ባህርያትኩም ኮይንኩም እዩ። ኣቤት ኣንጣጢዕ ይዘርእ ኣለኩ እዩ ነገሩ። ምሕረት የውርደልኩም ንክንሰምዑ በትሪ ሻዕቢያ ግን የስምዕ እዩ።
@user-ls8kt1fo9n
@user-ls8kt1fo9n 2 ай бұрын
ኤርትራውያን ተካሽሖም naxnet ኣግንዮም ኣንሕና ተካሺህና አንታይ ኣግንና ኣታዮ ሃሳስ
@wudasewoldemariam6451
@wudasewoldemariam6451 2 ай бұрын
Tigray ki a hasowti afriya
@ambessaab8522
@ambessaab8522 2 ай бұрын
ናይብሓቂ ዉድእ መደብ
@Dngleywahsey6179
@Dngleywahsey6179 2 ай бұрын
Ane zgermeni telo Eritrea 🇪🇷 keyelialkum feximkum ekum zytkesnu kulu negerkum n Eritrea ekum texegiewo gegatatkum zymieman Gena waga kekiflekum eyu bejakim Eritrea fetikum xeliekum alem zfelta Hager eya the state of Eritrea 🇪🇷 zbehal mengsti alewo
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 2 ай бұрын
Eza kofkoaf gazetina xeli nay eritrea alewa tonkolona mkan wejhata yngreka lokmax
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 2 ай бұрын
Selye hawna 💙💙💙💙
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 2 ай бұрын
Aye tegaro denakor banderakom derbikom axliatkom beka 💊🦎🤑😂😂😂😂😂😂😂😂
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 2 ай бұрын
@@naduabaaba9585 Ewe tegaru ena hrrr do elka🤣🤣🤣🤣
@hanahmebrahtu5322
@hanahmebrahtu5322 2 ай бұрын
Selmon hawey dejat tesfy do tefetome I know him with sanjeloto. I proud of you.
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 2 ай бұрын
ሓቅካ ሰሌ ሓወይ እንኳዕ እሞ ዓለም ገረሞ ኣንቱም ጀጋኑ❤❤
@yemanemehari7028
@yemanemehari7028 2 ай бұрын
Anta kondaf resah melhaska ktkures aleka😅
@searegebrekidan
@searegebrekidan 2 ай бұрын
ኤርትራዊ ሃገር ዝገበረ ብቅልጹሙ እንበር ብትካቦ ህወሓት ኣይኮነን ህወሓት ብእንግደዐ ሻዕብያ እያ ኣዲስ ኣትያ
@sesawha9301
@sesawha9301 2 ай бұрын
Sergebrekidan, ብትመርዛምን እሾኽን ሀንደበትካ እምባኣር ከፊትካዮ😢
@peacelove1806
@peacelove1806 2 ай бұрын
ኪድ ጀልፋፍ ኣስላማይ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
If It Weren't For Tigrai You Guys Would still be IN Sudan deserts fighting For Hagere ERitrea> Idiots!
@user-hl5ii1rj7g
@user-hl5ii1rj7g Ай бұрын
ሰልየ መዲሓንት ደቅ ጥልያን ❤❤❤❤❤ኒበረልና
@MikiM-md1rr
@MikiM-md1rr Ай бұрын
ሰልየ አንታ ጅግና ቶጋሩ ጅግንነት ምሳና እያ ሞቦቆላ ያዓክ❤❤❤
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 2 ай бұрын
😁😁😁😁😁😁😁😁ትግራዋይ ሲ ንነብሱ ዘይተቓለሰስ ንኤርትራ ተቓሊስላ 😬😬😬😬😬 😬😬 እዋይ መሕፈሪ ዘይብሎም 🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒
@kibromyohannes2284
@kibromyohannes2284 2 ай бұрын
ደርጋፍ ዓጋመ ፡ ሰላም ስለምንታይ ኢኹም ዘይትፈትው፡ ሰላም ግበሩ እምቧዕ
@matimahtem4848
@matimahtem4848 2 ай бұрын
ደንቆሮ ስለዝኾንካ አይርደአካን እምበር። ካብ አፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ናይ ሰላም አኽባሪ ነይርና። ካብ ዓለም መበል ሳልሳይ ነይርና። ጎግል ግበር ተዘይአሚንካ።
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
DINQURINA ABEY HAGER TIRIKEB MELISELEY, HAMAM SIDETENGA.
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 2 ай бұрын
ጥልያን ዘግፋሐካ ገፊሕ ሃዳሚ
@mahiadhanom9716
@mahiadhanom9716 2 ай бұрын
​@@genygen5351ab Tigeray😂😂😂😂😂
@neverforget7472
@neverforget7472 2 ай бұрын
😂😂😂😂selam inte girom USAID airkbun eyoum umba 😂😂😂😂
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 ай бұрын
So you went to Eritrea looking for better opportunity and despite their limited resources, Eritrea provided you the chance to grow exploring your interests and turn around did exactly what your for fathers did. ጠላማት Yes, both EPLF and EPRDF did help each other but EPLF turn around and came after Eritrea 🇪🇷 bringing all its resources supported by international partners sanctioning Eritrea. Tegaru, one more time Eritrea has 9 Ethnic groups. Tigringa is 1/9 and they are one with the others. Those loud few Tigringa activists are mixed with Tegaru and have identity issues. Eritrea is here to stay!, got it?
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
From Concept To Creation Eritrea Is A creation Of Italian Colonizers!
@meserettekle468
@meserettekle468 2 ай бұрын
Seley jigna ketselelu ntom hgdef himam kuremti konkayom eka emo kebri yahbka amlak kani edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤
@mahiadhanom9716
@mahiadhanom9716 2 ай бұрын
Ewe hasot serki hesedena kulu natekum indiyu hasad gorebet ayhab hejiwen nay eritrea derfi indiyu zederef zelo Fetuhat sere😂😂😂
@yosberaki340
@yosberaki340 2 ай бұрын
ኣስመራ እንተ ዘይኣተኹ ኣይትግራዋይን ኢየ ኢልካ ነሕዋትካ መንእሰያት ኣህልቃ ኣብ ክንዲ ኣስመራ ትሕቲ መሬት ኣስፊርካዮም ዝተረፉ ድማ ኣደዳ ስንክልና ጌርካዮም ይውኣዮ ኣደ ትግራይ ትረኽቦ። ከምቲ ኣቦታትካ ዝኸፈሌዎ መስዋእቲ ፤ ጀጋኑ ኤርትራውያን ድማ ክሳብ ኣራት ኪሎ መስዋእቲ ኩፊሎም ነኣቦታትካ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦሞ እንታይ እሞ ንዚ ህግ ብኽሕደት ተፈዲዩ። ሕጂ ድማ ፈራዕ ፈራዕ ኣብ ጥሙይ ከብድኹም ኣደብ ግበሩ እንጀራ ረድኤት መጻኒሒ እምበር ኣይንሓዋሩን፤ ህግ ዓጋስን ዓቃልን ውድብ ኢዩ እንተተወዲእዎ ግን ኩሉ ክፍጽም ዝእግሞ የለን ሞ ንሰላም ዘምሩ።
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 2 ай бұрын
Yes 🇪🇷❤😍👍💪💪💪💪
@neverforget7472
@neverforget7472 2 ай бұрын
😂😂አብ መጨረሻ እዝ ሐናቂ ደሮህ😂 ቲኽ ቶኽ 😂ለምና ንሐግዞም እብል አሎ ዘይሮም ዘይሮም ቆማላት ዓጋመ አብምልማን እያ ። 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏☪️✝️❤️⛪️🕌💯💯👌👌
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 2 ай бұрын
ኣይስሚዕንየ ኣንዳበልካ ህዝቢ ትግራይ ኣጽንትካዮ ኢካ። እሞ ሕጂ ከ ጉንዲ እዝንኻ ምስተጸፋዕኻ ከ ስሚዕኻ ዶ። ቦጅባጅ ሃዳሚ ዱሁል።
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 2 ай бұрын
ከምዚ ባዕልኻ ዝበልካዮ ሓደ ፋሉል ቆልዓ ኢኻ ኔርካ ኣብ 11 ዓመቱ ካብ ገዝኡ ዝኾብለለ። ደንቆሮ፤ኪድ ተማሃር ሓቂ ክትፈልጥ
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Tigraway Teawatay eka ab godnika alena nhna hizbi eritrea 👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷👍👍👍👍👍👍🌷🌷🌷👍👍👍
@romantafere275
@romantafere275 2 ай бұрын
ሰሌ ጀግና ለስራሓኻ አሳልጦ ይምነየልካ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና የሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreanalgebra7704
@eritreanalgebra7704 2 ай бұрын
Kab asmera diu zi interview?😂😂😂😂😂😂
@genetmelkam435
@genetmelkam435 2 ай бұрын
Fetari abey edemen teanane yehabeka neaki ewen gazetegna Medehen 🙏🙏🙏❤️🌷🌸🌺🌷🌸🌺🌷🌸💪💪💪
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 2 ай бұрын
ሰላም መድህን አነስ ከማኪ ናይ ብትአእግስቲ ምስማእ ክእለት ዘለዎ ሰብ ደሎ ይከውን ? ምናልቡት ካምስማእ ዘመፀ ደይከውን፡ ከምዚይ፡መስተውአሊት ጋል ተፀሚቃ ዝወፀወት? አነ ካባኪ ፀጥ እልካ ምስማእ እንዳተምሀርኩ እየ። የቀንየከይ፡ መዲ፡መንፈሳዊት፡ ሀፉተይ ፡ካብ፡ Virginia ❤❤
@BhflhkkCjgjkui
@BhflhkkCjgjkui 2 ай бұрын
Sol Jgna King of king❤❤❤
@AbreheRezene
@AbreheRezene 2 ай бұрын
ዋጋ ዝኸፍለላ ኣይሰኣነትን ኤርትራ ኪዱ ሰብ እንተኾንኩም ሃገርኩም ስርሑ
@SisMebrahtu
@SisMebrahtu Ай бұрын
ሰነ ❤❤❤❤❤❤❤ ሓወይይ❤❤❤❤❤
@mhretabbrhane4458
@mhretabbrhane4458 2 ай бұрын
ገጽኻ፡ይርሓቅ ኣስመራ ካብ ድንቅርና ኣውጻትካስ ኣስመራ ኢንተዘይ ኣትየ ኣይትግርዋይን አየ ኢልካ ትፍክር ኣብ ምፍካር ሓልፍኩም ትገብርዎ ዓቅሚይ የብልኩምን ገና ኤርትራዊይ ኣይፈለጥኩሞን
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 2 ай бұрын
Medhin Can you interview Mulugata (Malud)?
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 29 күн бұрын
ጅግና ዝሓፍተይ
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 2 ай бұрын
መድህን ዋዕሮ፥ ሰሌ ጅግና።
@Eritrea-dg8qj
@Eritrea-dg8qj 2 ай бұрын
ሽሕ ግዜ ዩኩን ሕያዋይ ከይትኣምን ትግራዋይ። ኣብ ኣለም ከም ቲግራዋይ ዝሑሱ ፊጥረት የለን።
@user-wx5wy2ry3u
@user-wx5wy2ry3u 2 ай бұрын
ኢንታይ ኢዩ ሓስዩ ግን
@Kemkemey
@Kemkemey 2 ай бұрын
ክብርቲ ሓብቲ "ዝነቅሔ ኤርትራዊ ትግራዋይ ምኳኑ ይፈልጥ ዩ " ትብል ዘላ እንተተውጽእያ ጽቡቅ ነይሩ። ንዙሓት ብሄራት ተናድዶም ስለ ዝኮነት -ve ስምዒት ያ ትፈጥር።ኣድላይነት ውን ዘለዋ ኣይመስለንን
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 ай бұрын
ባዕሎም ኤርትራውያን ዶከምኡ ይብሉ የለዉን።
@miliondawit1038
@miliondawit1038 2 ай бұрын
Etom tegaru eyom komu ilom etom eritrawyan mesilom ab eritrea znebru kdem
@shamokubazgi2042
@shamokubazgi2042 2 ай бұрын
Say thankyou for SHEABYA thay raised you wonderfully
@russomlionmidarussom2546
@russomlionmidarussom2546 2 ай бұрын
ኣነሲ ዝገርመኒ ትግራዋይ ሲ እዚ ንፈልጦ ትግራዋይ ኣብምንታይ ዓውደውግእ ኢዮ ጅግንነቱ እስከ ሓንቲ ኣብ ከምዚ ውግእ ዓጠምጠም ኣቢሉስ ሲዒሩ ወጺኡ እስከ በሉኒ
@user-ul3cu2st6d
@user-ul3cu2st6d 2 ай бұрын
ክባድመ ክርትምትም ኣቢሉ ኣውፂኡኳ ኔሩ ድሕሪ 20 ዓመት ንባድመ ገፅካ ከምዘይትሸይን ጌሩኳ ምስ ኣብዩ ተደጊፍካ ኣቲኻ ኣለኻ እዚ ካዓ ንእሽተይ ጌዘ ተፀበ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ዓቀይቶት ትግራይን ፡ ሓሳድ ወያኔን ፡ አብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘብጽሕዎ በደልን ክሕደትን ፡ ወሎዶታት ትግራይ ክኸፍሎ ክነብር ኢዩ ።
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
Kab dergi adhinoma ember ni shaebiya anta halay. Ab tigray zigebereto shaebiya miskinay hizbi ertrea kikeflo kinebir maletka diyu? BRAIN WASHED BY SHAEBIYA. Halayat meas eyom zilibimu???? kemaka aynet!
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 2 ай бұрын
Kid wedi diqala taliyan donqoro menedeka bedluka
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 2 ай бұрын
ተረፍ ጥልያን
@yonaszewdu9130
@yonaszewdu9130 2 ай бұрын
make sure you also to pay the heavy price for the crime you committed in Tigray as well.
@belalilula6909
@belalilula6909 2 ай бұрын
teref dron wedi ftuhet sre😂😂​@@ElyasElyas-pb1th
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 2 ай бұрын
Seliye Yahoo ❤❤❤, I like your voice ❤❤,
@gueshhadush3119
@gueshhadush3119 2 ай бұрын
sele jegnaaaaa keep it up
@kerkebedeley
@kerkebedeley 2 ай бұрын
ቀባፅን ነቃፅን ትግራዋይ ❤
@eritreanalgebra7704
@eritreanalgebra7704 2 ай бұрын
Ab asmera diu zi interview 😂😂😂😂😂
@bellaeritreanclub3276
@bellaeritreanclub3276 2 ай бұрын
ኣነስ ነዛ መድህ ድንግልንአ ኤርትራዊ አዩ ግዲ.... ኣቢልዋ
@tsegu6068
@tsegu6068 2 ай бұрын
Ab Sawa keykewen 😂😂😂😂
@KokoroChoctaw-kg8xc
@KokoroChoctaw-kg8xc 2 ай бұрын
ኣይ ኤርትራዊ ደኣ እንታይ ድንግልና ክወስድ ፡ ኢሰያስ ቀደም ድንግልናኹም ዝወሰዶ 😂😂😂
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
​@@KokoroChoctaw-kg8xc Men'net albo Ethiopia dika tigray, vodkachew Ethiopia yibil debrix tigray yibleka men'net albo Agame
@KokoroChoctaw-kg8xc
@KokoroChoctaw-kg8xc 2 ай бұрын
@@alganeshkelati9124 ኤርትራ ክትግዛእ ጥራይ እያ እትኽእል።እቲ ታሪኽ ውን ንሱ እዩ ።ሕጅ'ውን ብትግራዋይ ኢሰያስ ኣፍወቂ ኣብርሃ ሓጎስ ትግዛእ ከምዘለኻ ኣይትረስዕ 😂😂😂
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
@@KokoroChoctaw-kg8xc emo tsbuk n kulom Eritrawyan kemziblu qeyrnayom
@user-hx5yy8lw1o
@user-hx5yy8lw1o Ай бұрын
Sahesahe xelei aitebezehe weyale agame
@LoveLifeWithTsegay
@LoveLifeWithTsegay 2 ай бұрын
Sele the legend guy❤🎉
@selam7863
@selam7863 2 ай бұрын
አስሚዖምካ ጽብቅ ጌርም ሰብ ስረ ዋርሳይ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 ай бұрын
Meskin resa yehwtka aytrayo nabey keblo demakelb koynom terfom tefker aleka ab sedat seferka mehayem
@selam7863
@selam7863 2 ай бұрын
@@abrnyiosasfha7698 አየ ተጋሩ ውርደት ዝክብረቶም😅
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 2 ай бұрын
ዋርሳይ ዘይኮኑስ ከምቲ ኣብርሽ ንመንደላይ ዝጽዉዖም "እነ ሚጢጢ ቹቹ ዑንዱ" ንኣስመራ ምእታው ከልኪሎሞ !10 ዓመት ህዝቢ ኤርትራ ብነጻ ኣምሂሩካ ኣብሊዑ ኣስቲዩ ነጻ ዓራት ዝሃበካ ንስኻ ወዲ ማይ ጠላሚት ኢኻ!ሰብ ኣላማጣ ግን 22 ሽሕ ዝመንዙዑኻ፡ኣላማጣ እንተዘይ ኣቲየ ኣይትግራዋይን ክትብል ምሓሸ ካብ ነስመራ ክትብል!❤️🇪🇷❤️
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 2 ай бұрын
How about when your daddy DIA made you run away all over the world 😂 halay
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🦁
@rufaelgebretinsae2064
@rufaelgebretinsae2064 2 ай бұрын
ሃገር እንድያ ነራ ዝኮነ ኤርትራዊ ክጋደል ኮሎ ካብ ጎቦጣ ናጻ ከውጽኣ ኢሉ ኢዩ ዝጋደል ነሩ እንበር ካብ ኢቶጵያ ክንጸል ኢሉ ኣይኮነን ዝጋደል ነሩ ትጋሩ ግን ሒጂ ውን ኣደብ ግበሩ
@Woldat772
@Woldat772 2 ай бұрын
Ezi komal agame ayhafr dyu ke, n Eritrea waga kefilna kibl, Shaebya nweyane addis kemzeetewa kihdwo. Tigraway do yiemen. Beal kutsri 50 egri gemel dma amenzra ararya temtsiom nezom werebelatat.
@gideygebregzabher5269
@gideygebregzabher5269 2 ай бұрын
Sele Lebam ❤
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 2 ай бұрын
ሰሌ ናይ ብሓቂ ህዱእ ተባዕ ኣገላልጻ፡ሰንዶ
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 2 ай бұрын
ንበረልና ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣርቲስት ተጋዳላይ ሰሎሞን ተስፋይ❤❤❤❤❤
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 ай бұрын
Eziy Dia Entay JIGNA Negram Mehaym Susue Hizby Tigray Ab Neger Kietu Biafu Yiderf Menieseyat Hiwetom Yisenu so he is not JIGNA he Just trying to create poison things between those two people Leba Lekbat Enjerana Zibelia Meretina Ziregetsu Tegaru Kiany Emo KAHDAMAT Eyom Meretina Gezana Nay Miwras Bahgy EYU Zelewom KAHDAM MEHAYM
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 2 ай бұрын
ኣንታ ጻሕጻሕ፡ ሃዳሚ፡መንድዩ ከም ግሔ ኣብ ጎዳጉድ ዘህደመካ፡፡ምስ ቤተሰብካ ክትልምን ኤርትራውያን ዝተኾብልካ ጌርካ ኢካ ዓጸቦ ትግራይ ሓሊፍካዮ።
@YGdud-is4gu
@YGdud-is4gu 2 ай бұрын
ኣብዚ ዘለዉ ወካሩ ስዱዳት ከሳራ ህዝቢ ባህ ዝብሎም ተጻረፍቲ ህግደፍ ከም ሰብ ኣይትርኣይወም ዝኣንሰሱ እዮም 🙏🙏🙏
@goitomhalemchl7151
@goitomhalemchl7151 2 ай бұрын
ሰለይሙን ጅግና ክብሪ ናዓኩም ውድቀት ንሰላም ዘይደልዩ
@peaceforever8115
@peaceforever8115 Ай бұрын
ሰላም ዘይደሊ የለን ጅግና ኣይትበሎ ሻዕብያ መጺኦም ሃዲምና ይብለካ ኣሎ ፡መንነት ናይ ሰብ እንዳዘንጠለሲ ውድቀት ሰላም ንዘይደልዩ ትብል ኣለካ ካብዚ ንላዕሊ ኩናት ምእዋጅ ኣሎ ድዩ ልእላውነትን ክብሪ ሰብን ምድፋር
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 2 ай бұрын
ሕጂ ተረዲእና ለካ ኣስመራ እንተደይ ኣትየ ኣይትግራዋይን ዝበልካስ ከምቲ ቖልዓ ኮለኻ ብመረብ ስቕ ኢልካ ዝሰገርካዮ ከላሽን ሒዝካ ዝእቶ መሲልካ ??? 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁 ኣየ ነገር ውኢግ ዓጋመ 🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒🐒
@DJ-dt5de
@DJ-dt5de 2 ай бұрын
Solomon jeginna Mott nitselatika korafih higidefawiyan
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Intay imo kiniblokum izi kulu hasot. Amlak kulu sile zirie bealu siru yiserhu alo. 🙏🙏🙏🙏
@teklele8442
@teklele8442 2 ай бұрын
ጀግና ሐወና መን ከማካ ጀግና ኢካ❤❤❤❤❤❤
@king-pk7or
@king-pk7or 2 ай бұрын
ከምዚ ሰብ ሐሳዊ ሪኤ አይፈልጥን እየ ዓጋመ ስ ክትዕለም እያ መጺአ ነይራ ሕሉፋ ሐሊፎሞ ባጽዕ ክሳብ አስመራ ተጋሩ ኢና ተቆጻጺርናያ ኢለሙና እዮም ኩሉ ታሪኩም ፈሊጥናዮ ኢና ሳላ ሽዓብያ ሰብ ኮንኩም
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 2 ай бұрын
ደስ ኣይብልን እዩ እዚ።ቃለ መጠይቅ ሓሳት በዚሕዎ፡ብፍላይ ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ኣተሓሒዙ ዝተዛረቦ።ከመይ sense ይህበኪ ኔሩ ንዓኺ እንድዒ።ኣብዚ ስሓት ምሕሳው እንታዩ ጥቅሙ ዘይርዳኣኒ።
@axumguy9803
@axumguy9803 Ай бұрын
Embe I semenye
@ST-ru1fz
@ST-ru1fz 2 ай бұрын
The kid is a lair... he makes stuff up... he likes to make himself as a giant when he is pinny minny. What happen to his " If don't make it to Asmara, I am not a Tigrayan"?
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ኪዱ ሐሰውትይ ኤርትራውያን ምስ ሸውዓተ(7) ሀገራት መፅይኹም ተዋጊኹም ሲ ትጉረኑ ,ትገርሙ ሕዝብይ...ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበኩም ናይ ባርያ ሽም እዩ, ብመንነትኩም ኩርዑ ተጋሩ ኢኹም
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 2 ай бұрын
​@@Pasttest543qomal wahid
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 2 ай бұрын
​@@Pasttest543 himam nebski yexawetelki alo
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 ай бұрын
ሰሌ ሓዉና ብጣዕሚ ንፈትወካ ከምኡዉን መድህን👍❤️🩵❤️🩵🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@media5781
@media5781 2 ай бұрын
Ata hasawi enjera eritrea belieika ttelm
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
Ajoka bertiea kexlo ab godnika Tigraway Teawatay eka ab godnika 👍👍🌷🌷🌷👍👍👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
New Gadgets! Bycycle 4.0 🚲 #shorts
00:14
BongBee Family
Рет қаралды 9 МЛН
어른의 힘으로만 할 수 있는 버블티 마시는법
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 9 МЛН
UFC 302 : Махачев VS Порье
02:54
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 929 М.
New Gadgets! Bycycle 4.0 🚲 #shorts
00:14
BongBee Family
Рет қаралды 9 МЛН