No video

Eritrea music Abraham Afewerki - Mnbar/ምንባር Official Audio Video

  Рет қаралды 8,305,157

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Eritrea music Abraham Afewerki - Mnbar/ምንባር
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Пікірлер: 1 600
@eriboy5331
@eriboy5331 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ድሕር 5 ዓመት ኣብ ኢሮፓ ኮለል ሎሚ ኣብ ፍራንሳ ናይ 10 ዓመት ሂቦምኒ ኮንግራ እስከ ቦልኒ ካብ ሎሚ ትደግምዋ ዘለኩም 21 04 2021🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fifaclubworldcuphighlits1744
@fifaclubworldcuphighlits1744 3 жыл бұрын
congra zearkey
@eritreanyouth4160
@eritreanyouth4160 2 жыл бұрын
congra ዝዓርከይ እንኳዕ ኣሐጎሰካ🎁🎁🎁🎁🎁
@semerefesum663
@semerefesum663 2 жыл бұрын
ኣድና ክንከይድ ዳ ክይትብሉ።
@amirferej146
@amirferej146 2 жыл бұрын
Congra habibi
@awetweldrufal3379
@awetweldrufal3379 2 жыл бұрын
Congratulations my dear brother from the other mother love you bro 🎹🎸🎶🎛🎸🎶🇪🇷
@ZAGRAEntertainment
@ZAGRAEntertainment 4 жыл бұрын
ዝያዳ ትማል እናሻዕ ትፍቀር ውትሩ ዘይትመውት ከም ሓድሽ ትፍጠር ኣንታ መምህር ሂወት ኣብ ተስፋ ዝነብር። መን እሞ ከይህሎ ተስፋኻ ዘይዝክር 💓💓💓💓 ፍቕሪ ኢልካ ሓሳባት ትዕንብብ ተስፋ ኢልካ ምኽርታት ትምግብ ምንባር ኢልካ ፍጡራት ትቅልብ ዓለም ኢልካ ምስጢራት ተላዝብ። 💓💓💓💓 ሓለንጊ ፍቅርካ ውትሪ ተዘካሪ ሞያታት ዕዮኻ ንኹሉ ማሃሪ ተስፋታትካ ኩሉ ሳሓቢ ንልቢ ኣንታ መምህር ሂወት ኣንታ መምህር ፍቅሪ። ♥️♥️ኣብርሸይ)♥️♥️ (ፊሊ)
@mogosaregay
@mogosaregay 9 ай бұрын
👏👏👏
@alexanderfitsum9609
@alexanderfitsum9609 3 ай бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏
@meazagaltgray9338
@meazagaltgray9338 25 күн бұрын
🥰👌
@meaditv2000
@meaditv2000 5 жыл бұрын
#0001 ምንባር ====== ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር ንኹሉ ምጅማር በብመንገድና ሂወት ንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ከይገብረካ ምጽዋት መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ንዘለካ ምፍቃር ሸውዓተ ጊዜ ወዲቕካስ ሸሞንተ ጊዜ ትትስእ ምስ እምባ ኩርባ ክትወጽእ ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ ንክውስኽ እዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለምኒ ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር ፍትሓዊትያ ዕድል ንሳዲያ ትህብ ንሳዲያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ ትባላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ ኣለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር እታ ናይ ሓባር ሞያ መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር ኣይትተሓለሊ....... ዓለም ናይ ጸዋራትያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ክገጥማ'የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን - ንቡር ሕልሚ ንቡር እዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ እኽእሎ እየ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽንቀቕ ሂወት እህንጠ ድሙቕ ጊዜ ዘይስልቹ ወቕቲ ቅድሚ ጻሓይ ምስ ደበና በርቂ ማዕዶ ዝርኤሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘለኻ ገጥ ኢልካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወትየ ዝምነ ድኽም ውዒልካ ብፍሬኻ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቕሪ እየ ዝምነ ናፊቕካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቓይ ሕማም ዝሰገሮ መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኵናት ንዝርኤ መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ ላዕሊ ጠምቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ እንታይ እዩ ምንባር ምስበልኩ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ - ክምህር ኢሉ ከምዝተፈጥረ ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ ኣብክንዲ ሂወት እምነት ምስኣፍቀረ ምምባር ንመን ክግበኦ ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ። ~~~ኮኸብ ሰነ-ጥበባዊ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ~~~
@mba3949
@mba3949 5 жыл бұрын
Thank you! 😭😭😭
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 5 жыл бұрын
Eza hanti gtmi mlieti kaset kitsrah tikiel eya. Eway lbona...
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 5 жыл бұрын
Astat 400 words with perfekt 1Initially ( Traditional and modern poem) 2.Maingoal( reption, contrast, enderim, alliteration e.t.c 3. Reflection ( comparison, metaphor, besjeling,personification,symbol, motive e.t.c I hope in Eritrea future students that they will be learned their language and how to write poem and literature from Abrham Afewerki. Believe me this is in the short time.
@user-hm5nv2wl5n
@user-hm5nv2wl5n 4 жыл бұрын
Kemu ms xhafkaya kem testemakro gerkani eu thanks more bro
@semsen2652
@semsen2652 4 жыл бұрын
Eza gtmi nska Xbuk gerka xihifkaya thank you hawey
@loveaa9214
@loveaa9214 4 жыл бұрын
ኩሉ ናይ ኣብርሃም ደርፊታት ዝፈቱ ኣብዚ like yeqsneni.
@selammebrahtom3214
@selammebrahtom3214 3 жыл бұрын
Ane aleku
@loveaa9214
@loveaa9214 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 Yehfsss abile like hbeki !!! Ab srah ab tmrti msay endakede. Ab tmrtki srahki awet ymneyelki
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
I
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 p
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 .
@zerayasefa710
@zerayasefa710 5 жыл бұрын
ተመስገን ስለ ዝብልን ደርፍኻ ስለ ዝሰምዕን ዓቅመይ ጌረ ይውዕል ኣለኹ ኣበርሸይ ተመስገን ኣምላኽ
@rmati6159
@rmati6159 4 жыл бұрын
Waw esu yu MNBAR HABIBI FORSA ❤️❤️
@zerayasefa710
@zerayasefa710 4 жыл бұрын
R Mati 😎 Brother
@sabagerensea2610
@sabagerensea2610 4 жыл бұрын
Nay behaqi xebuqi aleka habibi 😔🤘👍🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 3 жыл бұрын
አየ ህግደፍ ናይ ኢድካ አይትሳአን
@temeharithaki600
@temeharithaki600 3 жыл бұрын
@@zerayasefa710 ñm J Ooop 99999999p999999999 alllllmy h Hhhhhhhjiimmmmmmmmmmmòm M .Ĺ
@amanhadish6878
@amanhadish6878 5 жыл бұрын
ኣብርህሽ መምህር ሂወት እስኪ like ኣግርጭው ኣብልና ኣፍቀርቲ ኣብራሃም ኣፈወርቂ
@tsegaigebremichael3793
@tsegaigebremichael3793 4 жыл бұрын
ኣብርሽ ናይ ሂወተይ መምህረይ ኢኻ
@unitedsouth736
@unitedsouth736 4 жыл бұрын
King of ትግርኛ you are in our heart for ever
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 28 күн бұрын
​@unitedsouth😮736
@eagleriver2751
@eagleriver2751 5 жыл бұрын
🎶ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር..ምንባር ሓያል ሙኳን ጸዋር🎶 ኣብርሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ❤🇪🇷
@mafiamonkey5725
@mafiamonkey5725 2 жыл бұрын
*4:47 ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ጌና ተላለ ዘለኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ😢*
@iameritrean1062
@iameritrean1062 5 жыл бұрын
*ብሰም ኣብሪሂሞ ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኪድና ላይክ ንግበር ብጃኩም ሓደ ካብቲ ናይ ምባር ትብሪቲ ድሕሪ ቃል ኣምላክ ቃል ኣብሪሂሞ ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ ላይክ ይግበር ኣብቲ ደርፊ ኣነ ኣየድሊንን ኢዩ ላይክ ነታ ድርፊ ግን ሸለል ኣይንበሎ ኩላትና ደልትቲ ፍትሒ ወላ ደገፍቲ ኣብሪሂሞ ኣቦ ኩሉ ኢሪኢትራዊ ኢዩ*
@HZEntertainment3961
@HZEntertainment3961 4 жыл бұрын
Thank you so much bro, but I have it already for all of his music, stay on love bro ♥️💙♥️💙♥️💙♥️🙏♥️💙♥️🙏♥️🙏♥️👃🙏♥️♥️🙏♥️
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 жыл бұрын
Eshi zihawey behaki ebtay ke yikfe
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ኣለኻ ከምቲ ዘትተባባዓና ፍቕሩ ዝገልጸልና ንሕና ውን ምሳና ከም ዘሎ ንሕሰቦ ምሳና ዩ ካኣ ዘሎ
@merhawithabtom2068
@merhawithabtom2068 3 жыл бұрын
YESSSSSEEEE AYEKEMAENE EMEBER EWEYYYYYYYYYYY MERHAWET HABTOUME YEBEHAÆE SORRE IS KOUMENTE BEÆESSS TANESS SO MAJEY'S OK 😂😂🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😗😗😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😭😭😭😜😜😜😝😝😝😜😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💅💅💅💅💅💅💅🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓😱😱😱😱😱😱😱😱😱💔💔🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙉🙉🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👨‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👨‍🎓👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👨‍🎤🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤱🤱🤱💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🧛‍♂️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️🧖‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️🏃‍♂️🏃‍♂️🤷‍♀️🏃‍♂️🤷‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🛌🛌🛌🛌🛌🛌🕴🕴🕴🕴🗣🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳👤👥💔💔😭💔👫👫👫👫👫👫💏💏💏💑👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧😭😭🙏💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🛀🛀🛀🛀🛀👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️🗣🗣💔💔💔💔💔💔💔👣👣👣👣👣💔💔💔💔💋💋💋💋💋🕶🕶🕶🕶🕶🕶🧦🕶💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯💣💣💣💣👖👖👖👖👖👖🧤🧤🧤🧤🧤🧤🧤🗨👕🗨👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👡👡👡👡👡👡👡👡👢👢👢👢👡👢👢👠👟⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑📿📿📿📿📿📿💄💄💄💄💄😭😭😭😭😭😭😭😭🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😎😎😎😎😎😎😭😭😭😭😭😭😭🤓🤓🤓🤓✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌💔💔💔💔💔💤💤👣👣👀👀👀👀👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👅💝😭💔🕶🧤👖👖👖😭😭😭💣💣💣💣💣💣💣⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑😎😎😎👨‍🍳👩‍🍳👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🎓🧕🧕🧛‍♂️🧛‍♀️🗣🗣🗣🗣🗣🗣🏃‍♂️🚶‍♀️
@merhawithabtom2068
@merhawithabtom2068 3 жыл бұрын
BESEM NEFESHER ABERGAM ADORKE,MEWETAT TENESOU KEBÆ SEME MOU MESETOUM SETENSEOU,KETETENSEALENA,OG BELESSGOOdNaessssss,eeemesou,soumage Netoume Neberhame,etefoutowrwwwwwKoulakoumesselameselame,kolekoume,behabera,men Amen Amen Amen,agemerou,zewedane thenkewwwso magge///_||||||☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆¿¿¿¿¿♡♡♡◇◇◇◇◇◇~~~~~~~~~~~●●●●□●●□2~""$$$$$$$$$$$$$$$$$$$@@@@@@@€€€€££_€€£££@@@¥¥¥¥₩₩₩₩₩₩₩₩₩£££@@@$$$$$$$%%%%%%%%%%???????+++++++++++++++$$$%"!!!!!!!!!########
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 3 жыл бұрын
ኣብዚ ቀረባ ግዜ ተስፍ ቆሪጸ ቀኔ ኣብዚ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደርፊ ዘወር ኢለ ተስፍ ጌረ ኣለኩ ኣምላክ ይመስግን
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 3 жыл бұрын
ane wn stress gere aleku lenkine kemaka yemasleni 😩
@anbesajirsolomun1529
@anbesajirsolomun1529 3 жыл бұрын
Nay abrham derfi gigna eu desmyeka
@godschild9020
@godschild9020 2 жыл бұрын
Niaka yemasilena etiom tesfa zigorexna
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
@@godschild9020 ኣጆና ብሩኸይ። መድሃኔኣለም ምሳናዩ።
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Жыл бұрын
ሕጂ ከ ከመይ ኣለካ ክቡር ሓው?
@halefomaregawi4094
@halefomaregawi4094 Жыл бұрын
ኣብሪሞ"ስቃይን መከራን ዘሕለፈ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ"እወ ኣታ መምህር ሂወትን ፍቅርን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልበይ❤❤❤❤ሓሌ እየ ወድ ትግራይ 👌🌎🍎❤
@user-wg4zm5fy3p
@user-wg4zm5fy3p 2 жыл бұрын
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ናይ ብሓቂ ደስ ዝበለትኒ ኣበሃህላ ኣብርሸይ ኣቦ ጥበብ
@user-hd2rz7mb7b
@user-hd2rz7mb7b 5 жыл бұрын
ኣቢተይ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ እንተሎ ላይክ
@danielabreha5834
@danielabreha5834 5 жыл бұрын
ንዓኽውን ንፈትወኪ ኢና
@messikane274
@messikane274 5 жыл бұрын
Shikor l love you
@streritube1948
@streritube1948 4 жыл бұрын
ኣብርሸይ ምምህር ሂወተይ ኮታስ ፍቅሪ ዩ ንዓይ
@tsinatbrhane1356
@tsinatbrhane1356 4 жыл бұрын
@@danielabreha5834 gunuf
@samisami5687
@samisami5687 4 жыл бұрын
sestar eke
@herihero4255
@herihero4255 5 жыл бұрын
ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር እዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይክእሎ እየ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘየጽገብ ሂወት ክምነ ዱሙቅ ግዜ ዘየሰልች ወቅቲ፡፡ #ኣብረይ_ኩሉ_ኢካ ነዓይ
@user-qn1cl3wu1h
@user-qn1cl3wu1h 5 жыл бұрын
ኣንጊሀ ተንሲአ ነ ስራሕ ክግስግስ መዓልታዊ ዝቆርሶ ነገር እክለማይ ዘይኮነ ቃላትካ ዩ ምቁር ቁርሰይ ብፍላይ ❤ምንባር❤ መምህረይ ኣይሞትካን ኮ
@hennygirmawi3898
@hennygirmawi3898 Жыл бұрын
አብርሽ ትግርኛ ባልሰማ ኖሮ ይቆጨኛ ነበር። አንተ የትግርኛ ሙዚቃ ንጉስ ነህ። እኛ ተጋሩ እንወድሀለን❤❤❤
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
😂😂😂እንታይ ድኣ ኣምሓርኛ፡ ፅሑፍ
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 жыл бұрын
ምንባር'ሲ ንዓኻ ያ ትግባእ ኣብርሽ ኣቦ ሕልና ።
@halohalo4477
@halohalo4477 4 жыл бұрын
Do
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
❣🙏
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 3 жыл бұрын
@@halohalo4477 yes
@efremmahari8264
@efremmahari8264 3 жыл бұрын
የነብር ኣሎ ። ብንባር ማለት ብዙሕ እዪ ትርጉሙ ውን ኢሉ ነሩ ። ብ መንፍስ ወትሩ ኣውሽጥና ኣሎ ።
@kendrickmaurice5419
@kendrickmaurice5419 3 жыл бұрын
you all prolly dont give a shit but does someone know a way to log back into an Instagram account?? I was dumb lost the account password. I love any help you can offer me
@Samri_
@Samri_ 5 жыл бұрын
Abrshey abo fikri ኣቦ ተስፋ ኣቦ ሓልዮት ኩሉ በቃ!! እዚ ደርፍታትካ ኣብቲ ጡዑም ግዜ ኢካ ደሪፍካዮ ሕጂ ቢሂወት ተትሁሉስ ካብዚ ንላዕሊመደረፍካ ማለት እዩ'ኮ ብድሕረካ ኩሉ ተቀይሩ😭ነነባዕልና ንጫካከነሉ:ንቃተለሉ ግዜ በጺሕና!! ኣነስ ዝሞትካ ኣይ መስለንን😭💔
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ታይ'ሞ በላዕቲ ሰብ ከለው ዓለም ከመይ ኢሉ ክሓልፈላ ኣብርሽ ኣዛብእ ረኪበሞ ' ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ሳምሪ (እሰያስ ዝብሃል ጋኔን ኮፍ ኣቢልና ሰላም የለን)
@biniamberhane636
@biniamberhane636 5 жыл бұрын
Behaqi zhawey enkoa ayehalew aberhimo kesabe heji gezie
@adelabrar2828
@adelabrar2828 5 жыл бұрын
ናይ በሃኪ
@gwalteddy6858
@gwalteddy6858 4 жыл бұрын
ሳምሪ ወናኒት ሙቁር ቃንዛ 😭😭😭😭
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
.
@D_SALU
@D_SALU 3 жыл бұрын
መምህር ሂወት ኣብርሃም መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ❤️🙏🙏🙏
@temesgensemerab3380
@temesgensemerab3380 5 жыл бұрын
ቻው ጭንቐት ፈዉሰይ ረኺበ ኣብርሽ ወትሩ ሙዚቃኻ እንዳ ሰምዓና ኣብ ልብና ኣለካ
@maraya5990
@maraya5990 5 жыл бұрын
Our best and legand artist Abraham afewerki we love u ♡u are always in our heart♡🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 жыл бұрын
Like ክልምን ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኹ:የግዳስ ገለ ሰባት ንጥበብ Dr ኣብራሃም ከም ተራ ጥበብ ኣቕሊሎም ዝሪእዎ ስለዘልዉን ትርጉም ኣልቦ ናብ ካልእ ፋሕ የብልዎ ስለዘለዉን እየ:: ምንባር ብቓል ዶ/ር ኣብራሃም ነዚ ይመስል!!!! Thanks a lot to for uploaded it again because Dr Abraham's lyrics are more than medications to us and Respect to the Legend Dr Abraham Afewerki!!!!Your words are in everyone's memory and we'll never forget you... because you're such a unique person to us🇪🇷❤🎸!!!! Rest in peace Dr!!!!
@asufaeitihopia9058
@asufaeitihopia9058 3 жыл бұрын
U
@user-tx7xo6ev8w
@user-tx7xo6ev8w 2 жыл бұрын
ትግርኛ አልችልም በጣም ከምሰማቼዉ አርቲስቶች አንዱ ነዉ 🇪🇹❤️
@tesfalemgoytom
@tesfalemgoytom 2 жыл бұрын
Thank you bro
@wediadamselam9199
@wediadamselam9199 2 жыл бұрын
Thanks bro i love you teddy afro 🤣🤣
@millionabraha8605
@millionabraha8605 2 жыл бұрын
Xeže wxxwxddjp pyñnn nyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy
@forsatv3905
@forsatv3905 2 жыл бұрын
Temar
@brhanetesfamariamgebrehiwo1045
@brhanetesfamariamgebrehiwo1045 2 жыл бұрын
@@tesfalemgoytom 111
@jiddojarmon3255
@jiddojarmon3255 2 жыл бұрын
No one will never replace him , he was the king of African music, big love from Sudan 🇸🇩, listening this right now in Washington DC
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 Жыл бұрын
you are right brother abreham is art u know well about music love to my sudanse shab
@neemrodgaim
@neemrodgaim Жыл бұрын
Shukren .he is just like Mahmoud Abdul Aziz in Eritrea
@juliogct
@juliogct Жыл бұрын
Teddy Afro replaced him
@Pink-tj3ex
@Pink-tj3ex 2 жыл бұрын
"ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ"
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
Lomi Hade Memahirtey Kemzi Eluni Hade Xada Fetena Nay Makina 7 gizie Terfu Aneki Behaki Emo Nay Abreham Afewerki Zey Tiderfelu 7 gizie Wedika 8 gizie Titis Tibil Eleyo Sehak Meytu Abrihimo we miss/love you all time ❤️❤️
@debasmelesdebasmeles3956
@debasmelesdebasmeles3956 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
ኣስሒቅካኒ ወዲ ኤረይ በይነይ ክስሕቅ ጸኒሐ እዘን ጻዓዱ ኢንተሪኣአናኒ ጽሉል እቱ ክብላኒ እየን
@debasmeles9233
@debasmeles9233 5 жыл бұрын
ልክዕ ኢኻ መሊስካሉ
@muluehabteswitzerland9825
@muluehabteswitzerland9825 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ቅኑዕ መልሲ እዪ ክብረተይ ሓንቲ ግዜ ክዕወት ምኳኑ ክኣምን ኣለዎ ከም ኣብርሃም ዝበሎ ደቂ ኤረይ ንበሩለይ
@user-pn7zo6ed5i
@user-pn7zo6ed5i 5 жыл бұрын
ምንባር ንዘለካ ምፍቃር 👈 ሸውዓተ ጊዘ ወዲቃስ ሾምንተ ጊዘ ትትስ💪 ምንባር ንመን ይግብኦ ካብ ሕመቀይ ካብኡ ተማሂረ 💪ኡፍ ዓጽሚ ዝሰብር ሓያል ግጥሚ ❤
@user-vx9qv8qr1t
@user-vx9qv8qr1t 5 ай бұрын
ትግረኛ በጭራሽ አልችልም ግን በጣም ከልብ ከምወዳቸው ዘፋኞች ውስጥ እንደ አብርሃም አፈወርቄ አጥቻለሁ
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
----ከመይ ዊዒልኩም ደቂ ኤሪ----------- ሓውኩም ፉግራ እየ ሰላም ሰላም ኢልና ኢና #ኣብርሃም ኣፎርቂን #የማነ ባርያ ደርፎም ልዕሊ ዝኾነ ንሰምዖ ንስተማቅሮ 🌹 ክብረት ይሃቦም ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም 🙏🙏🙏😍 እዚ መልእኽቶም ሓሳቦም ብስነ ጥበብ ጌሮም ንወለዶታት ከም ዝሰጋገር ጌሮም እዮም 🌹ንሕና ከ መልእክቶም ሰሚዕና ኣብ ተግባር ከ ከመይ ኢና ኣፍካን ተግባርካን በብይኑ ተኾይኑ ትርጉም የብሉን ፍቅሪ ስኒት ሓድነት ምክብባር ፍልልይካ ምጽባበ ኮታስ ኩሉ ኢሎሞ እዮም እሞ ንጥቀምሉ ኣለና ዶ?? ወላ
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
wiz Fugra ይገርመካ ዩ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ And የማነ ባርያ ሰሚዕካ ቅሳነት ወይ ሰላም ዘይትቀስም እንተ ኮንካ ትርጉም የብሉን ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@@rbl.6917 ግደፍ ግደፍ ከይ ተወድኣና በዚ ዓቢ ጸ ሰብኣይ ዶ ኣምሲለያ መልሲ ሕቶይ ኣብምልሱይነት ምንባር ይኣክል
@freedomrobel2559
@freedomrobel2559 4 жыл бұрын
AFI nay mudey 🎸🎛🎹🌹
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
❣🙏
@meronking3761
@meronking3761 4 жыл бұрын
ኩል ግዘ ጽብቅ ምስ ጸሓፍካ
@user-rw2ob7pw6m
@user-rw2ob7pw6m 5 жыл бұрын
ተኸይፉና ኣሎኹም ኣብርሸይ ኣቦ ሙዙቋ
@mekelletigray3048
@mekelletigray3048 4 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ናይ ኣብርሽ ትህቲ መዝሙር እየ ዝሰምዖ ኣብ ስደት ኮይነ ተስፋ ዘስንቀኒ
@samsonestifanos4323
@samsonestifanos4323 3 жыл бұрын
Ewe xbuq aleki abi fqri eyu zdeli nieru
@Samiazmarino
@Samiazmarino 5 жыл бұрын
¶ 'ምንባር' ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጅማር በብመንገድና ሂወት ክንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ንዘለካ ምፍቃር 7 ግዜ ወዲቅካ 8 ግዜ ትትስእ ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ ንክውስክ'ዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቅሙ ክገብር ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለመኒ ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ሓያል ምኳን ጸዋር ፍትሓዊት ዲያ ዕድል ንሳ ዲያ ትህብ ዲያ ትኽልኽል ዕድልካ ከተጸብቅ ትብላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ክትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ንናይ ሓባር ሞያ መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ሓያል ምኳን ጸዋር ኣይትተሓለሊ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቅሊ ክገጥማ'የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓካ ኣብ ርሑቅ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለካ ኣዕሚቅካ ጠምት እመኖ ንሓይልካ ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእ'ዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራእይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ልሙድ ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይክእሎ'የ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ ጽቡቅ ግዜ ዘየሰልቹ ወቅቲ ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቅ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቅካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ክትጅምር ትላለ ዘለኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ ድክም ውዒልካ ኣፍሪካ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቅሪ'የ ዝምነ ናፊቅካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቃይ ሕማም ንዝሰገሮ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኲናት ንዝረኣየ መቀረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእ'ዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ
@user-dj7ue7vl9m
@user-dj7ue7vl9m 5 жыл бұрын
Woww thank you so much bro.
@user-dc9bu7qu7p
@user-dc9bu7qu7p 5 жыл бұрын
እንታይ ምንባር ምስ በልኩ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ትርጉም ኣውጁ ኣብ ሂወቱ ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምሰፍቀረ ምንባር ንመን ትግበኦ ምስ ሕዝመቀይ ካብኡ ተማሂረ
@wintaghezae6816
@wintaghezae6816 5 жыл бұрын
👍❤
@churatesfa1804
@churatesfa1804 5 жыл бұрын
Wow thanks bro
@user-vd9ub3sr5z
@user-vd9ub3sr5z 4 жыл бұрын
ሕልናስ ቆሪራ ያ // ኣነስ እዛ ማይ ቤት እዚኣ ኩሉ ግዜ ተሕስበኒ, ንመን ዩ ኣብርሽ ከምኡ ዝብሎ ዘሎ
@biniamkesete3584
@biniamkesete3584 5 жыл бұрын
Ah ate jegna nska’s ketnber nerika gn Dehn Ana eko darfeka enta sema betami eya zehgos mesay km zelka eya dema zehseb 🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@user-dc9bu7qu7p
@user-dc9bu7qu7p 5 жыл бұрын
ኣብራሃም ኣፎርቂ'ሲ ነዓይ ተስፋ ገረ ክነብር እዩ ደሪፍዎ ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎደኣኒ መግልጺ ሲኢነልካ ኣብረሃመይ ባቃ ፍቅሪ ኢኻ (ኩሉ ነገር)
@danielaraya5784
@danielaraya5784 3 жыл бұрын
Enkuae kabakum tefeterku deqi Eria 🇪🇷shikorat Hawkum kab 🇻🇳Tigray 🐅
@teklemultimikweldemichael9963
@teklemultimikweldemichael9963 5 жыл бұрын
መርሓባ ኣብርሃም ኣፈወርቂ። መሃርን መጸናንዕን፡ ሓቦ ዘስንቕ ኣቦ መምህር። ኣብ ዘለኻዮ ሰናይ ዕርፍቲ።
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
*ተስፋይ ኣብ ዝጽንቀቐኒ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ከምዚ ናይ ዝተፈላለየ ብዝዕባ ማሕበራዊ ሂወት ዝገልጽ መጽሓፍ ዘንበብኩ ውሽጠይ ዘይፈልጦ ሓይሊ ካብ ውሽጠይ ይምንጩ*
@geramekonen4393
@geramekonen4393 3 жыл бұрын
I too sir
@munaghirmay5323
@munaghirmay5323 Жыл бұрын
mi too ❤️❤️
@user-bf6jj2ed9h
@user-bf6jj2ed9h Жыл бұрын
ዚንሁዋ ሂዩኢሂ
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 8 ай бұрын
amen
@hagertv8595
@hagertv8595 5 жыл бұрын
Abriham Ariham hasikana Nabey gedif kana abzi mis belaeiti 😭😭😭 miss more ❤
@user-zi1pu4wg7i
@user-zi1pu4wg7i 5 жыл бұрын
One of the best Eritrean Singer Love you From Ethiopia.
@tesfalidetbokru
@tesfalidetbokru 4 жыл бұрын
ፊት ጩራ ወጋሕታ : አዕዋፍ ኪዝምራ : ከምትማል ከም ፅባሕ : መዓልተይ ጀሚራ : ምንባር : ንግሆ ንግሆ ምጅማር :: በብመንገድና : ህይወት ንስጉማ : በብዚጥዕመና : ንዕድልና ንገጥማ : ምንባር : ዕላማ ናይ ኃባር ። ዘይዓርፍ ጉያ : ብዙሕ ሜላ : ንናይ ኃባር ሞያ : ምንባር : ከይረብረብካ ምፅዋር ። መዓልታዊ ጉያ : ነብሲ ወከፍ : ንናይ ኃባር ሞያ : ምንባር : ንዘሎካ ምፍቃር ። ሸውዓተ ግዜ ወዲቅካስ : ሸሞንተ ግዜ ትትስእ : ኪሳብ ካብ ኩርባ ትወጽእ ። ኩሉ ዚንኪ ዘይኮነስ : እኪውስኽ እዩ ዚነብር : ዚፅዕር ዓቅሙ ዚገብር ። ካብቲ ሕማቕ ዚገጥመኒ : ኩሉ አይኮነን ዚጎድኣኒ : ዕድለይ አይተግድዕኒ ። ፍትሐዊት እያ ዕድል : ንሣ ድያ ትህብ : ንሣ ድያ ትኽልኽል : ዕድልካ ንኸተፀብቕ : ትባላኃት ዕድልካ ኪትመርሕ : ጻማ አለዎ ፃዕሪ : አትሪርካ ትሠርሕ : አቤት ትፅመሞ : ነብስካ ትገንሕ : አብ ባሕሪ ሓሳባት : ትመስይ ትወግሕ ። አይትተሓለሊ ! ዐለም ናይ ፀዋራት እያ : ናይ ሰብ ዐቅሊ : ኪገጥማ'የ በሊ : ልዕሌኣ ኃይሊ ። ሰናይ ሐሲብና : ሰናይ ኪንፅውዕ : ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ : ሽግና ንወልዕ : አብ ውሽጥና'ሎ ሐየት : ከውሒ ዜልምዕ ። ሰናይ ይምነ : ሰናይ ንዓኻ : አብ ርሑቕ አብ ቀረባ : ትነብር ዘሎኻ : አዕሚቚካ ጠምት : መርምሮ ንኃይልኻ ። ሰናይ ይምነ : ንውሉድ ወላዲ : ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ : ንነዊሕ መንገዲ : ሺሻይ ዘለዎ ራኢ : ናይ በረኸት ዓውዲ ። ሰናይ ሐሲበ : ሰናይ ይምነ : ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዚሀቀነ : ዘይሕለል መንፈስ : ብናብራ ዚተፈተነ ። አነ ገነት አይሐተትኩን : ንቡር ሕልሚ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ : ምረት ናብራስ ይኽእሎ'የ : ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ : ዘይፅገብ ህይወት ይህንጠ : ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቅቲ : ቀትሪ ፀሐይ ምስ ደበና : በርቂ ማዕዶ ዚርእየሉ ለይቲ ። ሰናይ ሐሲበ : ሰናይ ይምነ : ላዕሊ ጠሚቱ ንሸቶ ንዚሀቀነ : ዘይሕለል መንፈስ : ብናብራ ዚተፈተነ ። ሰናይ ሐሲብና : ሰናይ ንፀውዕ : ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ : ሽግና ንወልዕ : አብ ውሽጥና'ሎ ሐየት : ከውሒ ዜልምዕ ። ሰናይ ይምነ : ሰናይ ንዓኻ : አብ ርሑቕ አብ ቀረባ ትነብር ዘሎኻ : አዕሚቚካ ጠምት : መርምሮ ንኃይልኻ ። ሰናይ ይምነ : ዕሸል ንዓኻ : ህይወት ትጅምር ገና ትላለ ዘሎኻ : ደፊርካ መክት አብ ዐለም : አይትፍራኅ አጆኻ። ድሙቕ ህይወት'የ ዚምነ : ድኽም ውዒልካ : አፍሪኻ ተዕርፈሉ : ወናኒ ፍቅሪ'የ ዚምነ : ናፊቅካ ዓጊብካ ትሐድረሉ : ሥቓይ ሕማም ዚሰገሮ : መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ? ምረት ኲናት ንዚርኤ : መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ? እንታይ'ዩ ምንባር ምስበልኩ : ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ : ሎሚ ምሳና ዘየሎ : ኪምህር ኢሉ ኬምዚተፈጥረ : ትርጉም አዊጃ ህይወቱ : አብ ክንዲ ህይወት እምነት ምስ'ፍቀረ : ምንባር ንመን ትግብኦ : ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ ። ዘይጽገብ ዜማታት : አብርሃም አፈወርቂ።
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 жыл бұрын
Wedi Afer 💟💞❤💗🧡💙💜💓
@gebremedhntekeste4847
@gebremedhntekeste4847 2 жыл бұрын
Excellent
@filieri9056
@filieri9056 5 жыл бұрын
Mara zxebeya zneberku derfi eya ezia Mnbar nay bhaki 😭😭😭😭😭😭😭 We love you abrhimo rest in peace bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 best music ever
@erishkor1103
@erishkor1103 5 жыл бұрын
ኣነስ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ከለኹ ነብሰይ ምቁጹጻር ይስእን. ንብዓት😢 በዚ መጹ ዘይበልክዎ ብ ሙጉርተይ ወረር ይብለኒ. በዚ ምክንያት ምስ ሰብ ኮይነ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ኣይክእልን እየ. ኣብራሃም ነዓይ ኩሉ ነገር ኢዩ.
@solomonboy8069
@solomonboy8069 5 жыл бұрын
Eri shkor wala ane kemaka eye ab beyney tezeykoynu ms seb Never
@user-lt6sr4ek3t
@user-lt6sr4ek3t 5 жыл бұрын
Me too 😭💔 ዋላ ኣነ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ክሰምዕ ንብዓት ዮ ዝስዕረኒ ኣብርሸይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ 🙏💞
@michaelkifle7508
@michaelkifle7508 5 жыл бұрын
aykemayn habibi
@habensameul3526
@habensameul3526 5 жыл бұрын
Wela ane habibi
@tesfuweldu5578
@tesfuweldu5578 5 жыл бұрын
Me too
@filiteame3639
@filiteame3639 5 жыл бұрын
I do know, How exactly Explain Abrhimo song. Abrhimo is a singer, To Explain love and social life by singing exactly. So Abrhimo is the best singer.
@natnalgebrehiwet811
@natnalgebrehiwet811 4 жыл бұрын
ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጂማር ምንግስስተ ሰማይ የዋርስካ ።
@milliondesbele6232
@milliondesbele6232 Жыл бұрын
Whenever I hear Abraham's song, my mind almost takes me to a new world, the king of wisdom, Abraham 
@abrahamnerayo4842
@abrahamnerayo4842 4 жыл бұрын
Born for art and we are blessed to have you Legend Abraham
@shukrimohammed1015
@shukrimohammed1015 Ай бұрын
Iam from somalia 🇸🇴 and I love Abraham afewerki songs 🎵
@MulughetaTesfazgi
@MulughetaTesfazgi Ай бұрын
Eritrea love Somalia too
@Halieabtesheme-eq6tm
@Halieabtesheme-eq6tm Ай бұрын
Eritrea love too 🇪🇷
@eritreanbeautifulcountry3228
@eritreanbeautifulcountry3228 5 жыл бұрын
Tesfa thbeni derfi,sewate gzia wedika semonte gzia tesie,kabti bzuh zgetmeni kulu aykonen zgodani,😭😭😭😭😭😭 mimbar(2) hayal mukan xewar,abrhimo abo fkri.
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
ምምህር ፍላስፋ በዓቢኡ ፍቕሪ ኢኻ!
@moonlight-tf2sg
@moonlight-tf2sg 5 жыл бұрын
abrihimo ንሕና ውን ሰናይ ንምነየልካ ኣብቲ ዘለካዮ ደላይ ፍቅሪ ደላይ ሰላም ኣብርሃም ብርሃን
@elsahagos1792
@elsahagos1792 5 жыл бұрын
ኣብርሽይ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ፈጣርይ 👍💖💖💖❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 4 жыл бұрын
*ካፍቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ*
@alhasun-dm8op1lb2x
@alhasun-dm8op1lb2x 3 жыл бұрын
🌹
@dreamdoit9434
@dreamdoit9434 4 жыл бұрын
RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧 AAAAA AAA AAA AAA AAA AAAAAAAAAA AAA AAA AAA AAA i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮  ╰┳┳╯    ╰┳┳╯ 💧        💧
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
RIP ABRAHAM Afwerke 🌹🌹🌹😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomgolom8895
@habtomgolom8895 Жыл бұрын
@@user-wb2id9fx5b hpĺū
@oneday5636
@oneday5636 Жыл бұрын
What makes you to be proud?
@bilenshumbari5234
@bilenshumbari5234 Жыл бұрын
My favourite song 🎵 ❤ 💕 😍 💛
@arletaszafran9674
@arletaszafran9674 Жыл бұрын
@@oneday5636 b/c his Eritrean that why proud, so you got problem with Eritrean then fk you, Eritrean 4ever
@aronwedieri
@aronwedieri 4 жыл бұрын
Abrhimo every single day I listen to ur music and I feel like I am in college you are the teacher off life you was a golden gifted to us minbar si naka eya tegbaka nera halal
@musietekleab1411
@musietekleab1411 2 жыл бұрын
ኣይተሓለሊ ዓለም ናይ ጸዋራት ያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ልዕሊኣ ሓይሊ ኣብርሃም መምህር ተስፋ መምህር ዓቕሊ ሓፈሻዊ ንሂወት ብዕምቆት ዝዳህሰሰ ፍላስፋ ኣብ ገነቱ የንብርካ ሓላል
@Godenatattiktok
@Godenatattiktok 5 жыл бұрын
ምንባር ንጉሆ ንጉሆ ምጅማር ምንባር ዕላማ ናይሓባር ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ምምባር ሓያል ምዃን ጸዋር ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር :: ምዓልታው ጉያ ምምባር እቲ ናይ ሓባር ሞያ :: ምንባር ንመን ትግብኦ? ንዓይ ግዲ 🤩 like ሃቡኒ ኩላ አታ ግጥሚ ክጽሕፈልኩም 😂😂
@meharigebreigzabiher3499
@meharigebreigzabiher3499 2 жыл бұрын
ምንባር ንጉሆ ንግሆ ምጅማር ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር ምንባር ተፈቲንካ ምንባር ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር
@chanelazmarino738
@chanelazmarino738 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣሕሕ መምህር ናይ ሂወት ብድሌትካ ንሰብ ትመተሉ ነይሩ አንተ ዝከውን ኩሉ ሰብ መሓለፈልካ ንስካ ሂወት ብዙሓት ኢካ ኩሉ ጊዜ ዝክርታትካ ኣብ ልበይ ኣሎ፤
@saronseyoum507
@saronseyoum507 4 жыл бұрын
Every day I find myself listening to your songs and I truly meditate on it. Missing you so much Abraham!
@sirajsied4588
@sirajsied4588 Жыл бұрын
ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ኑቡር ዩ ሕልመይ ኑቡር ዩ ትጽቢተይ❤❤❤❤
@sasbde9334
@sasbde9334 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ማለት ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ፍልጠት ኣቦ መንባብሮ ኣቦ ህልው ኩነታት ለዋህ ህያዋይ ኣሕ እንታይ ሞ እዛ ዓለም ቸናዊት ሓደራ ደቂ ኤረይ ንከባበር መስል ክቡር ይተሓሎ፡ ሶ ጽቡቅ ሰናይ ትምኒት ይምነየልኩም ንዓኩም ላይክ ከኣ ንክብሩ ሰነ ጥበብኛ።
@medhaniegenzebu6945
@medhaniegenzebu6945 5 жыл бұрын
ምንባር ሓይል ምኾን ጸዋር ምንባር ንዘልካ ምፍካር ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር
@lamiastella1844
@lamiastella1844 3 жыл бұрын
ንስራሕ ክኸይድ ከለኹ ንግሆ ንግሆ ካብ ስራሕ ክምለስ ከለኹ ምሸት ምሸት ሰሰለስተ ግዜ ይሰምዓ ምዓዝ እዚ ጥራሕ ድራር ክሰርሕ ከለኹ ውን ኩሉ ግዜ ተስፋ እተስንቕ ደርፊ እያ ፣መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ?
@xtxones
@xtxones 2 жыл бұрын
Ab bota tsari tesfa 🥰✅💎
@meleymeley8215
@meleymeley8215 2 жыл бұрын
Ane ka nay Tigrinya 1st songs eya
@tesfalemgoytom
@tesfalemgoytom 2 жыл бұрын
Ane aleku kemzi natka
@frehiwettesfahanes4032
@frehiwettesfahanes4032 2 жыл бұрын
Me too guys
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 2 жыл бұрын
Me
@beylulgebrelul9624
@beylulgebrelul9624 5 жыл бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ናይቲ ኮኮብ ዝኮነ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ዘውረድካ ። እዝነይ ጡዑም ድምጺ ከስተማቅር ጀሚሩ
@omeromer2105
@omeromer2105 5 жыл бұрын
ኣብራሃም ብረዝደንቲና አንተትከወን ሃገርና ምማዕበለት ሰደት መብቀዓዐ አንታይ አሞ ዓለም ጎደሎ
@kdstihaftiaman4244
@kdstihaftiaman4244 Ай бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 2024 ናብራን ናፍቆት ስድራን ከቢድዎ ተስፋ ክገብር ዝሰምዓ ዘሎ
@medhaniemebrhatu6720
@medhaniemebrhatu6720 5 жыл бұрын
Abrihimo is legend is legend alweys MNBAR Elama nay habar
@tellcomtv8887
@tellcomtv8887 4 жыл бұрын
ኣብራሃመይ ኩሉ ግዜ ወቱሩ ኣብ ልበይ መምህር ሂወት
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 4 ай бұрын
ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር 'ዩ ትጽቢተይ ኣብሪሽ እንታይ እሞ እዛ ዓለም ጎደሎ ❤❤
@tittigualeri2151
@tittigualeri2151 2 жыл бұрын
ኣብርሽ መምህር ሂወት የቅንየልና ናይዚ ኩሉ ውርቂ ሚዛን ዘኾነ ቃላትካ። ኩሉ ግዜ ኣብ ለቢ ነፍሲ ወከፍ ኣለኻ❤❤❤❤
@zarazari5017
@zarazari5017 5 жыл бұрын
Menbar ዕላማ ናይ ሓባር ።
@hasoonsied4281
@hasoonsied4281 5 жыл бұрын
እዛ ደርፍስ ተስፋ ተስንቅ ኮይና እያ ትስምዐኒ ብፍላይ ኣብ ስደት ንነብር
@habeshatube1615
@habeshatube1615 2 жыл бұрын
I' am from ethiopia i love abrham afeworki
@oldtrafordmanunited9935
@oldtrafordmanunited9935 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ደምበር ዶ ፍትረት ናይ ሰብ ኣለዉ አዚ ኣብራሃም ዚብልዎ ኣብቲ ግጥሚ ዘሎ ትሕዝቶ ኢሞ ኣስተውዕሉሉ
@Yonah2
@Yonah2 4 жыл бұрын
Aygermekan
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 3 жыл бұрын
Zegerm eyu
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 3 жыл бұрын
ብዘለካ መንበር እየ ነይብሓቂ ዘይምኖ ደርፍ እየ ግዘ ወድቅክ ትትስእ7 ወድቅክ 8 ትትስእየ
@behonest6456
@behonest6456 3 жыл бұрын
Kkkkkkk ygermeka yu wedi erey ,amlak keybeqeqe yu ጥበብ hibwo.
@habtomfish4419
@habtomfish4419 3 жыл бұрын
Abrham is the bright of life and the teacher of life::
@Wasyhun
@Wasyhun 8 ай бұрын
Wow, I am Ethiopian... I've listened to this music more than 100 times, but it's still fresh. I don`t know how to stop listening to it...
@alekobini7357
@alekobini7357 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ አዚስ ኣብ ፋርማሲ አዩ ክዝርጋሕ ዘለዎ ያ ፈውሲ ርአሲ አዩ አዚ ደርፊታቱ ያክ
@Khaled_bass
@Khaled_bass 5 жыл бұрын
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ምንባር ሓያል ሙኻን ጸዋር። ። ። ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡርዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይኽእሎየ ሰላም በተይ ጥዕና ንብረተይ።
@kflommhretaeb6281
@kflommhretaeb6281 4 жыл бұрын
እንታይሞ ምንባር ተኸልኪልካ ኣሕሕሕሕ ንዓይ ብፉልይ እዩ ዝራኣየኒ ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ እስከ አንተልኹም ብስም ታምሸት እቲኣ ኣብ ሳዋ ዘሕደረና like ሃቡኒ
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 3 жыл бұрын
እታይ ከንገብር እም ኣብርሂም
@samharamen2584
@samharamen2584 2 ай бұрын
🥺🙏🏿❤️
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 5 жыл бұрын
The king of eritrean music RIP my lovely singer
@maroontesfazghi3513
@maroontesfazghi3513 5 жыл бұрын
Menabar elama nay habar menbar nezeleka mefkar thank you Abraham for everything ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@michalemikimiki2479
@michalemikimiki2479 2 жыл бұрын
ንኣብርሃም ዝገልጽ ቃላት የብለይን king king 👑🤴🤴👑👑👑👑👑👑👑👑
@Hanibalhawibini2356
@Hanibalhawibini2356 11 ай бұрын
ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር፦ንግሆ ንግሆ ምጅማር በመገድና ሂወት ንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር፦ ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ከይረብረብካ ምጽዓር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ንዘለካ ምፍቃር 7 ግዜ ወዲቕካስ 8 ግዜ ግን ተስእ ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ። ኩሉ ኽንኪ ዘይኮነስ ፡ ንክውሰኽ'ዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር። ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ፡ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለመኒ። ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር ፍትሓዊት ድያ ዕድል ? ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ ፡ ትበላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ (መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር)2 ኣይትተሓለሊ ፡ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ክገጥማ'የ በሊ ፡ ልዕሊኣ ሓይሊ። ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን-ንቡር ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ እኽእሎ'የ - ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ - ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቕቲ ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና - በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘልኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ- ድኽም ዉዒልካ ኣፍሪኻ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቕር'የ ዝምነ- ናፊቐካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቓይ ሕማም ንዝሰገሮ - መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኲናት ንዝረኤ - መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ እንታይ እዩ ምንባር ምስ በልኩ- ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ-ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ-ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምስ ኣፍቀረ ምንባር ንመን ትግቦኦ- ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ ሓምለ 1997
@wedihagos1533
@wedihagos1533 5 жыл бұрын
ኣብርሽ ኣቦ ጥበብ ውሉድ ባርያ 100%
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 5 жыл бұрын
Xelim Kokob Mezena Albo,Amlak Ab genetu yeqemtka.⚘⚘⚘⚘🌺🥀🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yakobsibhatu
@yakobsibhatu 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ማለት ኣቦ ብዙሓት ማለት እዪ ግጥምካን ዜማካን ኣብ ልብና ዘልኣለም ክነብር እዩ ደቂ ኤረይ ብስም ኣብረሽ like gberuley
@tfyfy7614
@tfyfy7614 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለኻ ቅድሚ ምስማዕካ ኣብ ኩሉ ኬድካ ላይክ ግበር ቅድም ♥♥♥ስለምንታይ። በለኒ ትንፋስዪ ኣብርሃም በቃ።
@user-qh2xx5tk7h
@user-qh2xx5tk7h 5 жыл бұрын
Legendary proud🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MGMAKAVELI
@MGMAKAVELI Жыл бұрын
#ምንባር ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር፦ንግሆ ንግሆ ምጅማር በመገድና ሂወት ንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር፦ ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ከይረብረብካ ምጽዓር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ንዘለካ ምፍቃር 7 ግዜ ወዲቕካስ 8 ግዜ ግን ተስእ ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ። ኩሉ ኽንኪ ዘይኮነስ ፡ንክውሰኽ'ዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር። ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ፡ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለመኒ። ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር ፍትሓዊት ድያ ዕድል ? ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ ፡ ትበላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ (መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር)2 ኣይትተሓለሊ ፡ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ክገጥማ'የ በሊ ፡ ልዕሊኣ ሓይሊ። ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን-ንቡር ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ እኽእሎ'የ - ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ - ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቕቲ ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና - በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘልኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ- ድኽም ዉዒልካ ኣፍሪኻ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቕር'የ ዝምነ- ናፊቐካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቓይ ሕማም ንዝሰገሮ - መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኲናት ንዝረኤ - መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ እንታይ እዩ ምንባር ምስ በልኩ- ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ-ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ-ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምስ ኣፍቀረ ምንባር ንመን ትግቦኦ- ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ ሓኪም እዝኒ ዶር ፥ኣብርሃም ኣፍወርቂ ሓምለ 1997
@nattyasrat2078
@nattyasrat2078 5 жыл бұрын
One who lives in all Eritreans people heart
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Kburat yehwat ab Nati eri subscribe kttehababeruna bthtna nehatekum yehwatey
@nebiattesfai7135
@nebiattesfai7135 2 жыл бұрын
2
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p Жыл бұрын
True he is eternal in our heart
@Co_equal
@Co_equal Жыл бұрын
He is always remembered in Ethiopia. I love him !
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s Ай бұрын
​@user-😅xt1hb9wq2p
@alulabirhanie8672
@alulabirhanie8672 2 жыл бұрын
The best singer of Tigrigna music of all time ever.
@bereketgoitom3370
@bereketgoitom3370 5 жыл бұрын
Ahhhhhhh abrshey drftatu kseme keleku megbi kemzeydleni tfelt do tkewn 1 hade 1 gze were beyney eye ms selka zell emmmmmmmmmmmmm
@georgedrar3963
@georgedrar3963 5 жыл бұрын
Anes kdmia atia nbaxa zkedkala ab Alba rekibeka nere kulu gize trayenia egzabher nebska ab genet yenbro Abraham abo Musik😘🙏😘
@atakltiteages-rb9ub
@atakltiteages-rb9ub Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምንባር ሓያል ሙዃን ጸዋር የድሊ ወትሩ ኣብ ልብና ኣቦ ሙዚቃ ኤርትራ ኣብርሃም ኣፈወርቂ
@MamiteyyMaylife-tq3nu
@MamiteyyMaylife-tq3nu Жыл бұрын
ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለምኒ ኣቢ king of art
@colorado2218
@colorado2218 5 жыл бұрын
አስካብ ዓለም መወዳታ kulu ሰብ ናይ አብርሃም ደርፊ ይሰምኧ ::
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 4 жыл бұрын
እሱ ሲዒሩ ክሳብ ሕጂ ክኣ ብሚልዮናት ህዝቢ ይዝከር T"ስቃይ ሕማም ዝሰገሮ መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ"❤
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 3 жыл бұрын
1998 eya tezergiha dhri yemane barya mimatu abrham tsebuk gere yfelto eye n yemane barya elu zserha ymslena neru gin nsu kinu melsi eyu mlslna nswiat eyu eluni yemane barya win sewi sele zkone eluna abrham memhir hiwet eyu neru
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 3 жыл бұрын
@@user-eq9xz2vn4x no aykoneten 1997 eya
@habtomfish4419
@habtomfish4419 3 жыл бұрын
Bro mekeret tena men ynegro"
@beayemehari4837
@beayemehari4837 2 жыл бұрын
ኣብርሃም።መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ ካብ ዝጸናናዕ፡ሓንቲ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ኣፈወሪቂ ተጸናንዓኒ።
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Yemane (barya)abrham Afeweki btami eye zefkrom nebyat abotatna eyom R.i.p 😍⚘❤💒🇪🇷
@yikealobeyene738
@yikealobeyene738 5 жыл бұрын
Superb music! Rest In Peace my hero, Abraham.
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
Wow tnx more regatino ቃላት የብለይን ነዛ ደርፊ ክገልጽ ካብ ነዊሕ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ እያ ክኣ 😘...... *ምንባር ንመን* ...... 😘
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
እንታይ ገባሪት እያ እዛ ርጋኣት ኣምሽይ ! ን 6 ዓመት ዝኣክላ ድም ዘበዐትና እንድያ ከተመስግን ደሊኻ ን ኣብሪሂሞ ኣመስግኖ
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
@@efremmeheri2691 abraham balu endu gin dagmay knsemo zgbret bala eya
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 4 жыл бұрын
will eritrea ever find like you abrishey.... rest in peace King... ah life is fuxxin short.. i love you much.... what i can say
@user-bp7uf3jr7l
@user-bp7uf3jr7l 28 күн бұрын
24/7/2024/ኣብርሃም መምህር ሂወት ።
@Wedizerit2736
@Wedizerit2736 22 күн бұрын
29/07/2024❤❤❤❤❤
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 51 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 9 МЛН
Happy birthday to you by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 10 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 12 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 6 МЛН
Eritrean Music Dawit Shilan - Kisab Lomi
8:13
ERIMusic1
Рет қаралды 2,1 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Men yfelto/መን ይፈልጦ  Official Audio Video
4:51
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 3,1 МЛН
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 1,7 МЛН
Eritrean Music - Yemane Barya - non-stop 1h songs - Legend Vol.1
58:11
FIFTYFOURVIBEZ
Рет қаралды 2,3 МЛН
Meley Ent. Eritrean Music Mesfun Tesfagergish  (Maebel)
7:35
Meley Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki -  khilewelki'ye/ክህልወልኪየ  Official Audio Video
5:48
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 4 МЛН
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 51 МЛН