ኣደ 7 ስውኣት - ኣደይ ሂወት ተኽለማርያም | Mother of 7 Eritrean martyrs - ERi-TV,

  Рет қаралды 107,531

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

2 жыл бұрын

ኣደይ ሂወት ዘገብረኦ ሰፊሕ ዕላል ምስ ማና ኺዳነ ኣብ ዩቱበ ተኸታተሉ፡
1ይ ክፋል = • ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡...
2ይ ክፋል = • ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡...
ኣደ 7 ስውኣት - ኣደይ ሂወት ተኽለማርያም | Mother of 7 Eritrean martyrs - ERi-TV, #eritrea

Пікірлер: 496
@segeneritrea8781
@segeneritrea8781 2 жыл бұрын
ከም ኤርትራዊት ጅግና ኣደ የላን ኣብ ዓለም፡ ኣደይ ህወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ኣደ።ቅሰኒ
@user-xk1ov4tn8j
@user-xk1ov4tn8j 2 жыл бұрын
ዓደይ ዓዲ ንፋስ ዓዲ ጀጋኑ ስለ ኩሉ ነገር ነመስገን ኣብ 7 ዓመተይ እታ ዘዕበየትኒ ዓዲ ሰብኡት ዓደይ ምዓረይ ዘርኣኹምኒ ክብርን ምስጋናን ይስውኣትና 🇪🇷😭😭
@taz3739
@taz3739 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ክብሪ ይሃብክን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
@tewoldegebreslassie3610
@tewoldegebreslassie3610 2 жыл бұрын
ትእምርቲ ጽንዓት ኣዴታት ኤርትራ ኢኽን እሞ ክብሪ ይሰማዕክን ኣዴና። ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብክን ፈጣሪ
@yonastekle5295
@yonastekle5295 2 жыл бұрын
ክብሪን ምስጋናን ንኤርትራዊት ኣደ ይኹን :ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriiistars3089
@eriiistars3089 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዘለኣለም ንጀጋኑ ሰማእታትና 🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጹዋትና
@erigirl9358
@erigirl9358 2 жыл бұрын
ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን ኣደይ መዓረይ. ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷❤️
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 2 жыл бұрын
ኩሉኹም ኣብዚ ታሪኽ ምስናት ዝተሳተፍኩም የቐንየለይ🙏🏽🇪🇷 ኣደይ ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ🙏🏽❤️🇪🇷
@BshaEntertainment
@BshaEntertainment 2 жыл бұрын
ገዛና ኢዮም ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኻዊ ኢዩ
@tezfayzewde
@tezfayzewde 2 жыл бұрын
እግዝኦ ዕቀባ ለሃገሪትነ ኤርትራ እግዝኦ ኣዕርፍ ነፍሰ ኣግብርቲከ ወአማቲከ ኩሎም ሰማዕታት ኤርትራ ኣሜን ። 20 ሰነ መዓልቲ ስዉኣት፡ ንሰማእታትና ብሓባር ብዝለዓለ ኽብረት እንዝክራ ዕለት እያ። ብርሃን ናጽነት ንኽንርኢ፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ግቡእ ክብራ ንኸተረጋግጽ፡ ብኤርትራዊ መንነትና ንኽንኰርዕን ሰንደቕ ዕላማና ብሓበን ንኸተንበልብልን ዝበቓዕና ጀጋኑ ደቃ ምእንታና በጃ ስለ ዝኾኑ እዩ።
@charliemy1072
@charliemy1072 2 жыл бұрын
ኣየ ሃቦ ኣየ ጅግንነት ኣየ ተጸዋርነት፥፥ ኣደይ ሂወት ደበስ ኢዮብ ይሃብክን ዝተርፉ ክንዲ 1000 ይግበረልክን ንበራ ክበራ ዘላኣለማዊ ክብሪ ንሰማአታትና
@nebiatberhe160
@nebiatberhe160 2 жыл бұрын
እዋይ ጺንዕት ዘሎዋን ወላዲት ክብርን ሞጎስን ይሰማዕክን ኣድ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 жыл бұрын
እዋይ ጽንዓትን ንቕሐትን ናይ ኣደይ ሂወት!! ዘገርም እዩ። ብሐቂ መስዋእቲ ክቡርን መሪርን እዩ። ዘለዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!! ልዑል ምስጋና ንስንኩላትና!! 🙏🇪🇷🌷🇪🇷❤️🇪🇷
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 2 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ
@flameshockey7688
@flameshockey7688 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 жыл бұрын
ኣቤት ጽንዓትን ተጻዋርነትን ዝገርም ኢዩ። እወ ዋጋ ናጽነት ርዝነቱ መዕቀኒ ኣልቦ ኢዩ።ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ይዘከሩ።
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
አደ ጅግና አደ ምእንትዛ ሃገር ጽንዕቲ አደይ ሂወይ, በላ እታ ዘላትክን ዕድመ አምላኽ ጥዕና ይሃብክን አደይ ሂወይ ,በሐቂ ገሪምኒ ጽንዕቲ አደ ንቕሕቲ አደ ሐቦኛ አደ, እምበር 7 ደቀን ተሰዊኦም በቲ ሙሉእ ልበን እቲ ሐቦኤን መሊሰን ነቲ ዘሎ ትውልዲ ከዘንትዋ ብጣዕሚ ተሐቢነ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደይ ሂይወት።"ብሐቂ ማኦ" አደ ሶውራ።🇪🇷♥
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
🙏🙏🦁💐ጅግና ኣደ----- ጀጋኑ ዘፍረከ 🦁ክብርን ምስጋናን ይግበኣኪ 🙏🇪🇷💪🦁💐ኣደ ኩሉ ሙሩጻት ጀጋኑ ዘፍረኪ 🦁💐🇪🇷🇪🇷ጽንዕቲ ወላዲት 💐♥️🇪🇷😍🥰🙏💚♥️💛💙🌹
@user-mk5ne9wp9i
@user-mk5ne9wp9i 2 жыл бұрын
ክብሪን መጎሰን ንስውኣትና፡ቅሳነንትን ጥዕናን ኣደይ ሂወት፡ ብሓቂ ኣብነት ኣዴታት ኤረትራ ነፍሲ ወከፍ ኣደ ኤርትራዊ መጽሓፍ ያ ዘይተነበት ነንብባ ኣለናልኪ ያ ትፈቱ ረዚን ታሪኽ ኣለዋ ብፍላይ ኣደ ስዉእ ትጽዉዕ።ክበሩለይ ንበሩለይ ህዝበይ ዕድመን ጥዕናን ንስድራቤትና።
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 жыл бұрын
ሰማኣእታትና ብግብሪ ይደበሱ 🇪🇷❤🇪🇷 ንዘለኣለም ድማ ብኽብሪ ይዘከሩ💐🌹❤ ወትሩ ዓውት ንሓፋሽ✊🇪🇷❤
@fethiteklai4794
@fethiteklai4794 2 жыл бұрын
What a mother you are adey Hiwet, ade Eritrea ade hager ade sidra ade moral ade kebret ade xinat ade jeganu ade tarik ade sematat ade 9 biherat. I am so proud of her::
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 жыл бұрын
Absolutely 💯 glory to our martyrs may they're souls rest in peace 🙏 🕊
@amanuel3396
@amanuel3396 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰምኣታት ኤርትራ። ንዘልኣለም ብጀጋኑ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብርያ። ኣደይ ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን። ጋዘጠኛ ኤፍሬም ግደ ምስ መሳርሕትኻ ብትገብርዎ ዘለኹም ዘሐብን' ዩ። ኣበርቲዕኩም ክትሰርሑ ድማ ይላቦ
@betubetu2521
@betubetu2521 2 жыл бұрын
መሪር ታሪክ ! ዘሕዝን ወዲ ሰዉእ ክስዋእ ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና. ሰማያዊንጉስ ሰላምካ አዉርደልና ሃገርና ባርክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritree9794
@eritree9794 2 жыл бұрын
አደይ ህይወት ዋዕሮ ሃገር ከምሽመን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን ንፍጡር ሞት አይተርፎንዩ'ሞ ታሪኽ ዝሰረሑ ጀጋኑ ወሊድክን ኩሉ ኤርትራውን ኤርትራዊትን ውላድክን'ዩ ። ዘልዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉአትና 🌹🙏 ✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌
@tsep5647
@tsep5647 2 жыл бұрын
What amazing and inspirational story of strong, committed, and dedicated Eritrean mother. She has unimaginable strength and grace that shows in her face, while telling her experience during the struggle for freedom. I Salute, and thank her for her sucrifaction for our independence. AWET NEHAFASH AND HGDEF. 🙏👍🇪🇷🙏👍🇪🇷🇪🇷❤🙏
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 жыл бұрын
እዋይይይይይ ታሪኽ ዓደይይይ ኣዘንትኻ ዘይ ውዳእ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🌹🌹🇪🇷🇪🇷😍😍ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲት 🌹🌹🇪🇷🇪🇷😍😍
@jossijossi7972
@jossijossi7972 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷♥️🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Zelalemawi zkri magosen nesmatetena awet nahfahs 🇪🇷🕯❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷🕌🙏💒🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷🕯❤️🇪🇷
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ክብርን ሞጎስን ንሰምአታትና ወትሩ አብ ልብና ህያው ኢዮም ።🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
@biniamtekleweyni1570
@biniamtekleweyni1570 2 жыл бұрын
ጅግና ኣደ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ኣደ ጅግና ኣደ ኣደ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🙏. 🙏
@samharamen6278
@samharamen6278 2 жыл бұрын
እዘን ናይ ሕጅ ወለዶ ካብዚ ተማሓራ ኣዴታትና ረኣየኣን በጃ ኤርትራ 🇪🇷😥🕯️ሞባእ ውላድ እየን በጃ ሃገር 🇪🇷 ዘወፍያ አብዚ Europa, USA . ዘለኽን እስከ እዚ እዩ ታሪኽና 🇪🇷 ኣደ ጀጋኑ ኣደይ ሂወት🙏🏾🤲🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🕯️😥🕯️🇪🇷🕯️😥🕯️🇪🇷🕯️😥🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓፍተይ ናተይ ጅግና ወዓሮ ጋል ኤረይ❤❤🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 2 жыл бұрын
ኣደይ መዓረይ መግለጺ ስኢነልክን፡ ጅግና ሓርበኛ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 2 жыл бұрын
ክብርቲ ጅግና ኣዴና ሂወት ❤️ሂወት ናይ ኤርትራ 💎ጀጋኑ ደቂ ሓረስቶት👑ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🙏🏿
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 2 жыл бұрын
Our HERO mather the seven HEROES brothers are always in our heart!!!!🇪🇷✌🇪🇷✌
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 2 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና !🇪🇷🙏። ኣደ ጀጋኑ ኢኺ'ሞ ክብረት ይግባኣኪ ማማዬ ❤❤🇪🇷🙏💪።
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 2 жыл бұрын
OMG adey Hiwet jegna Egziabiher edmen t'enan yhabkn ade jeganu, niberalna.
@flosimon1727
@flosimon1727 2 жыл бұрын
Amazing family, you’re Eritrean HERO like your children . We love you and respect you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@agatami22media
@agatami22media 2 жыл бұрын
ኣደይ ሂወት ኣደ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ብር ክትብላ ተሓጎሳ ኣደ ዝናፈቀ ኣግርጩው። ሳብስክራይ ግበሩለይ ደቂ ኤረይ።
@wegahtekle2948
@wegahtekle2948 2 жыл бұрын
ኣደ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ንዓኽን 🥰🇪🇷🥲
@Erilove-fe1bo
@Erilove-fe1bo 2 жыл бұрын
እዋይ ከም አደ ኤርትራዊ ሲ አብ ዓለም የለን። ተዓጢቀን ዘዕጥቃ፣ሐቦኛታት፤ ዓቃላት፤ ጽኑዓት፣ መን ከማክን ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን።🇪🇷😇🇪🇷👏👏👏
@betelihem823
@betelihem823 2 жыл бұрын
እግዛብሔር ኢዱ ኣምቢሩለን ክብርቲ ወላዲት።ብሓቂ 7ውሉዳትስ ክሱዉኡ ቀሊል ኣይኮነን።ሓደ ኣስዊኤን ብዙሓት ኣዴታት ምካሉ ሲነን ዓይነን ዝዓውራ ኣዲኤን ትቁጽረን።ኣደይ ሂወት ክሳብ ዘለከን ሙሉእ ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ።ስውኣትና ከኣ ብሓበን ይደበሱ።ኣምላክና ያኣክለኩም በለና።
@Denden-gu2mr
@Denden-gu2mr 2 жыл бұрын
ብደም ሰማእታት እትበርህ ቀንዴል ናጽነት ንዘንት ዕለት ክትበርህ ትነብር ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪን ክብርን ን ሰማእታትና ዓወት ን ሃፋሽ 🇪🇷
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
አየ ጽንዓትወ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ክንብል ከለናኮ ብምኽንያትዩ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@natnaelmikael9803
@natnaelmikael9803 2 жыл бұрын
ኣደይይይይይ ባባየይይ በካ ምክኣል ሲእነ አንታይ አየ አሞ ክብል ኣጂኩም ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና በጃ ዝኮነ ኣቦታተይ ክብሪ ይኩን ኣደይይይ ኣምላክ እድመን ትእናን ያሃብኪ ወላ ባባየይ
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 жыл бұрын
አደይ ሂወት ጂግና ጥዕምቲ ታሪክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@redseaeritrea6232
@redseaeritrea6232 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Proud our Eritrean Mother's🇪🇷🇪🇷🇪🇷. We paid a lot for our independence.
@user-jm5ro8wv3j
@user-jm5ro8wv3j 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ጀጋኑና ቅሰኑልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️💪
@sico5275
@sico5275 2 жыл бұрын
Thank you adey Hewet for giving us your children for our beloved country 🇪🇷🇪🇷.
@ghenetaraia5220
@ghenetaraia5220 2 жыл бұрын
Amazing story Mama Hewit Hero given ask your children for Beloved country ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽💪😻
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix 2 жыл бұрын
Keberet zekeren ne jeganu sewatna kulu geze Ab lebena Awet nehafash ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻
@user-hs2ol4sd2u
@user-hs2ol4sd2u 2 жыл бұрын
ክብርቲ ኣደ ባዓልቲ ሓቦ ንበርልና ክበርልና ኣብነታዊት ኣደ ጂግና እድመን ጥዕናንን ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሱዋኣቲና
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 2 жыл бұрын
Oh God remember and protect my beloved nation Eritrea 🇪🇷 🙏
@haniokubamicheal8537
@haniokubamicheal8537 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና, ኣደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪን,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ገዛ ጀጋኑ አደይ ህይወት ዕድመን ጥዕናን ይሀብከን
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 2 жыл бұрын
ሰላም አሪትራውያን፣ኖን ሂወት ዘሎዎ ሰብሲ አቲ አምንን ሐመድን ዊን ይዋጋአ አዩ፣አዘን ኣደ አዚኣኤን ሚስ ተን ኩለን ጂግና ኣደ ጀጋኑ አየን፣ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና፣ ዐወት ንሐፋሽ።
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 2 жыл бұрын
God bless you and Eritrea!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yogo5140
@yogo5140 2 жыл бұрын
ኣደየይ መዓረየይ ናይ ሙሉእ ኤርትራ ኣደ ኢክን.... ንዘልኣለም ክብርቲ ኢክን ምስ ደቅክን.🇪🇷❤️
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 2 жыл бұрын
Zelialemawi zkri nswatna 🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ade jeganu
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 жыл бұрын
እሰይ ዋእሮ ጽብክተይ !!! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ኣደይ❤️ እደ ኩልና ዝክሪ ን ምስጋናን ን ጀጋኑና ደኪ ኤረይ ማዓረይ ኢዚኩሉ ጅግንነት ናና ከይበሉ ንዓና ዝበሉ ጀጋኑና በሉ ምእካብ ናህና ኢዩ !!! 🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 2 жыл бұрын
Glory to our martyr, you really hero, thanks for you great history 🇪🇷❤
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 2 жыл бұрын
Adey hiwet,adey jeganu,you and your family pay heavy price for Eritrea and Eritrean people,I’m feel very sad at the same I feel proud of you ,the courage you show,heroes family will not be forgotten for ever ,we are going to continue your family and our martyrs legacy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯💪🏾💪🏾💪🏾🌹❤️
@meshave4172
@meshave4172 2 жыл бұрын
ገለን ንክብረቴኪ ሃልሃልታ ትሳገር፤ ገለን ንጥቕማ ብ ዋጋኺ ትቓመር። Awet n hafash🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና 🕯
@tekletsegay551
@tekletsegay551 2 жыл бұрын
Sela weladki kuriena neneber alena.kibrti weladit. Suwuetna wetru ab libna. 🇪🇷 🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 2 жыл бұрын
Thank you our mother you very brave & educater we love you ❤️ 🇪🇷🇪🇷🎉awetnihafash
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 жыл бұрын
ኽብር ሞጎስ ጀጋኑና ሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷🌸
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
ኤርትራዊት ማህጸን ትባረክ ረዚን ታሪክ እዩ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና
@rozighidey1128
@rozighidey1128 2 жыл бұрын
Eway hzbi Eritrea s kxene 🕯🕯🕯🕯🕯💯💯🇪🇷 fliti ade bhaki
@ME-gl5qi
@ME-gl5qi 2 жыл бұрын
Am proud to be Eritrian.Adei Hiwot❤❤❤❤🇪🇷 God blessss you with your family.thank you very much.
@ninilove4964
@ninilove4964 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝገርም ኢዩ ኣዝየን ሓቦኛን መምህርን ኣደ
@shewitghirmay8039
@shewitghirmay8039 2 жыл бұрын
😭😭😭 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ❤❤❤❤❤❤❤🙏
@kidane1289
@kidane1289 2 жыл бұрын
Halal ade fetary Akeley abinetawit ade siwuatina nzele alem yzekeru🇪🇷❤❤❤
@medaestif5671
@medaestif5671 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስ ንስውኣትና🇪🇷🕯🕯🕯
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
ኣደይ ሓላለይ ንቅሓትክን ጽንዓትክን ዘገርም እዩ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይምነየልክን ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ።
@rahwaberhe2748
@rahwaberhe2748 2 жыл бұрын
Nay bhaqi jigna adey hiwet edmen tienan yhabki kbrti ade 🙏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡ ዓወት ን ሓፋሽ
@titirezene9592
@titirezene9592 2 жыл бұрын
Zelamemawi zekri neseweatna adey medey mearey 😭😭🙏🏻🇪🇷
@jossytm6814
@jossytm6814 2 жыл бұрын
All Glory to OUR MARTYRS. RIP 🇪🇷🙏🏼
@meharikahsu2923
@meharikahsu2923 2 жыл бұрын
Ade jeganu eritreawit ade Zealalmawi zekiren Nsamatatena 🕯⚘🕯⚘🕯⚘🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitghebrehiwet58
@senaitghebrehiwet58 2 жыл бұрын
ጀግናን ኣደ ጀጋኑን ኣደ። ገሪሙኒ እቲ ህዝና ዘሕለፎ ሸግርን መከራን መስዋእትንሲ መቁጸሪ ዘይብሉ። እቲ ኹሉ ዝተኸፍለ ዋጋ። እቲ ጸንዓት ናይ ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሀዝብናን ሃገርናን ይሓልወልና። ናይ ሰላምን ዕረፍትን ዘበን የምጽኣልና። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@zufantewelde892
@zufantewelde892 2 жыл бұрын
You are hero mother 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 more healthy life for you mother!
@bnbettytube
@bnbettytube 2 жыл бұрын
ዘላለማዊ ዝኸሪ ንሰማእታትና 🕯 ንእግዚአብሔርን መንግስተ ሰማይ የእትዎም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 жыл бұрын
ኣየ ጽንዓት ኣደይ ሂወት መኣዲ ዉላድካ ኣሰዉእካ እሞ ከኣ ኣብዚ ዕድመ እዚ ክንድዚ ክእለት እግዝኣብሄር ኣምላኽ እቶም ዝተረፉ ክንዲ ሽሕ ይግበረልክን ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና
@EriTVEritreaOfficial
@EriTVEritreaOfficial 2 жыл бұрын
ኣደይ ሂወት ዝገብረኦ ሰፊሕ ዕላል ምስ ማና ኺዳነ ኣብ ዩቱበ ተኸታተሉ፡ 1ይ ክፋል = kzfaq.info/get/bejne/nM9kiduVq5ipf30.html 2ይ ክፋል = kzfaq.info/get/bejne/gcClfdmm1qizops.html
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዓ ወላዲት በቲ ሓደ ከኣ ብደቃ ተቃሊሶም ሃገር ዘረከብና ብጣዕሚ ናይ በሓቂ ኣደ ብልጻት ጀጋኑ እያ ነዚአን ሪኢኩም ከማን ኣይ ትሓስቡን ብጀጋንናን ብስዋትናን ትዋራዘዩን ስውኣትን ተጋደልትን ትጸርፊ ኣምላክ መቅጻዕቲ የውርደልኩም። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ስውኣትና 🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷🇪🇷❤️💪🏿
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
አደ ጀጋና አዴና መግለጺ የብለይን ዝተረፉ ዘርእኺ ይባረኹ : አቤት ጽንዓት ኤርትራውያን አዴታትና ብርሃ እዛ ሃገር ብጉልበትክን ብፍረ ማህጸንክንን ደሚቓ ትነብር አላ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይብኽን ፈጣሪ 🙏🙏🙏እምበ እዝስ ማንም ኣይጸሮን ኢዩ😢😢😢 ጅግና ወላዲት ጀጋኑ ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsayohannes4693
@elsayohannes4693 2 жыл бұрын
MOTHER 👩 OF HEROES. ERITREA 🇪🇷IS ALWAYS PROUD OF ERITREAN HEROES. GOD BLESS ERITREA AMEN. 🇪🇷
@selehaile3895
@selehaile3895 2 жыл бұрын
ስውአተይ! እቲ ትማሊ ~ ብግብሪ ዝመሓልኩሉ፥ ምእንቲ ናጽነት ~ ሂይወት ዝኸፈልክሉ ! ሎሚ ውን ~ ምእንቲ ሉኡላውነተይ፥ ንሰላም ደጊመ ~ ሂበ ሂይወተይ ! ብመስዋእቲ ~ ኣቦይ አደይ፥ ብመስዋእቲ ~ ሓወይ ሓፍተይ፥ ብመስዋእቲ ~ ብጻይ መጋድልተይ፥ ብመስዋእቲ ~ የዕሩኽ መማህርተይ፥ ኣይተዛነኹን ~ ኣለኹ ኣብ ማሕላይ። ትማሊ ~ ጽዋእ መከራ ~ ጨሊጠ፥ ንዘይክአል ~ ከም ዝከአል ~ ለዊጠ፥ ንዘይምባር ~ በጃ'የ መሪጸ ! ካብ ተንበርኪኽካ ~ ብልማኖ ሞት፥ ጽንዓት ይሓይሽ ~ ክሳብ ሓቂ ~ ዓወት፥ ኢለ'የ ተጸሚመ ~ ንዓመታት! ስውአተይ! ኣብ ዕላማይ ' የ ዘለኹ፥ ብርእሰ ተአማንነት ~ ንኹሉ፥ ንዘልአለም ~ ክበሩ ~ ቅሰኑ ! ግን ! ንመቓብርኩም ~ እንተ መጸ~ ዘየቕስን፥ ንሪም ክትንክይ ~ ብሑጋ ~ ዝብል ኒን ! ኣለኹ ሒዘ ~ ሓያል ጸዓት፥ ጽንዓት ~ ብጽንዓት ~ ብምምካት ! ደሓን ግና ~ ኣለልየዮም ' የ ~ ተመወልቲ፥ ብላይ ክዳን ዝለበሱ ~ ናይ ጠለምቲ ! እቶም ጉራማይለ ~ ስሱዓት ዕሱባት፥ ኢለዮም ! ታሪኽ ኣይኮነን ~ ንንግዲ ንመኽሰባት ! ብዓልየት ሃይማኖት ~ ሽመት ዝምነ፥ ብጎዶቦ ኣውራጃ ~ ሽም ዝሕረ ! እከለ'ባ ወዲ እከለ ~ ኢሉ ዝጎዛዚ፥ ይብሎ ድማ•••! ናይ ስውአተይ ለበዋ ~ ኣይኮነን እዚ ! ትማሊ! መኺርና ~ሚሒልና ~ ንኸይንፈላለ፥ ሎሚ ውን! ኣለና ንመኻኸር ~ ንምሕል ~ ንኸይንፈላለ ! ነቲ ሓድነት ~ ጥሙር ~ ኒሕ ብኒሕ፥ የለን! ንጽኑዕ ቅናት ~ ዝፈትሕ! እንተ'ቶም ! ንናጽነትና ዝምነዩ ~ ሲኦል ቃልቃል፥ እናተገደዱ ~ ብቑንጣሮ ~ ኩላሶ ምቃል፥ 'ታ ዝረኽብዋ•••! ምንድልሃጽ 'ያ ~ ንሃው ዝበለ ቖልቛል ! ስውአተይ ! አለኹ ምሳኹም፥ ስጉመይ ~ አሚነ 'የ ንዓኹም ! ንፋስ መንጠሊና ~ እንተ መጸና፥ ወቕዒ ሃሱሳት ~ እንተ ፈተነና ! ንብሎም ድማ•••! መሕለሚ ቦታ ~ ምረጹ፥ ለባም ዘመና ~ ለዊጡ 'ዩ ገጹ ! ብምጽማም ~ ጽንዓት ዝፈጠረ፥ ብጽንዓት ~ ሓድነት ዘትረረ፥ ወትሩ ~ ሕድሪ ስውአት ~ ዝዘከረ፥ ሞሳን ጻማን ~ ኣለዎ ኣብዚ ግዜ ! በሉ ! ድሕሪ ደጊም ፥ በብውልቂ ~ ነፍሲ ወከፍና፥ ወትሩ ንዘክሮም ~ ብልብና፥ ስውአተይ ~ እናበልና! ስለዚ ••••! ብልጽግቲ ምዕብልቲ - ኤርትራ ክትህልወና ፥ ብዕዮ ሰራሕ - ይደበሱ ስውእትና
@natnaelnega6657
@natnaelnega6657 2 жыл бұрын
ብርዕካ ይሰስን ሓወይ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
እዛ ሓርበኛታት ኩቡር ረዚን ዋጋ ዘከፈሉላ ሃገረ ለባማት ሓኮተ ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ እልፊ ሎቃምጽ ምስጢራውያን ዑሱብት ኮራኩር ባዕዳውያን ጎሓላሉ፡ ካልኣይቲ ተሕዝን ከም ባዞ ሶማልያ ቀይሮም ክጎዛዝዩዋ፡ ወግሐጸብሐ ምጉምብሖም ኣዝዩ ዘሕርቅ ኢዩ😠 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝❤🇪🇷🐫⚖✌🏽💐🕊
@bettysolo3226
@bettysolo3226 2 жыл бұрын
Adey Hiwet I 'm speechless zegerm nekhat jigna euen, edmen teenan yemneyelken. Kebren mogosen ne Sweatna!!
@moolonn4385
@moolonn4385 2 жыл бұрын
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯
@Eritreaforever64
@Eritreaforever64 2 жыл бұрын
መን ከም ኤርትራዊት አደ💪🏽.ሙሉእ ጥዕና ይሀብክን ኪብርቲ አደ ሂወት. ክብርን ሞግስን ንሰመእታትና ወትሩ አብ ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@lellya2186
@lellya2186 2 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና! ሓበን ንወልዲ ጀጋኑ ኣደን ኣቦን❤🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷💪
@bsratkeshi3591
@bsratkeshi3591 2 жыл бұрын
እዛአደ እዝአ ጀነራል እካ ክውሐዳ ጅግና ዕጥቅቲ በዓልቲ ስረ
@reasmara4352
@reasmara4352 2 жыл бұрын
አይካአልኩን እግዚአብሔር ሃገርና ኤርትራ ይሓልወልና 🙏🙏🙏
@henokgebree
@henokgebree 2 жыл бұрын
Glory to all Eritrean Martyrs and their families because of you we all proud and remember you with respect ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@senaittekle3058
@senaittekle3058 2 жыл бұрын
What a strong mother. Proud of her. God bless her and her family 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 2 жыл бұрын
Eritrean mothers are unique.God bless your family.our Heroes are always in our heart.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hawitedi9810
@hawitedi9810 2 жыл бұрын
"ኣደይ ኤርትራ፡ኣደቶም ሃገረ-ኤርትራ ዝተኸሉ፡ ሰብ ቅያ መትከላዉያን፧ሃገራዉያን። ፍልይቲ እዛ ዓለምና፡ኮታ ኣዚና ተሓበንና!" ሰማእታትና ህያዉያን እዬም፡ ንሕናክኣ ተሓበንና።" 🕯️🇪🇷 PS: ምጭዉቲ ኣደ ሃገረ-ኤርትራ!! ❤️🇪🇷
@graceofgod5187
@graceofgod5187 2 жыл бұрын
This is my Eritrean hero's so amazing history and how much they piad for their beautiful country Eritrea. That's why I'm alway happy to be Eritrea 🇪🇷 and proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️
@JohnJohn-ct1fd
@JohnJohn-ct1fd 2 жыл бұрын
ኣደ ጀጋኑ ኤርትራዊት ኣደ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ። ዘልአለማዊ ዝክሪ ክብርን ጀጋኑ ሰማእታትና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 74 М.
Must-have gadget for every toilet! 🤩 #gadget
00:27
GiGaZoom
Рет қаралды 12 МЛН
The child was abused by the clown#Short #Officer Rabbit #angel
00:55
兔子警官
Рет қаралды 21 МЛН
ኣዴና ዘይነብ | Veteran fighter and mother Zeyneb Yassin - ERi-TV
7:28
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 25 М.
Eritrean martyrs day in gävle 20 06 24
20:35
samuel kifle
Рет қаралды 2,4 М.
20 June Eritreans martyrs day - ግፍዒ ዓዲ ትኹል 20 ሰነ
19:27
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 17 М.
ኤርትራ Eritrean Music Interview with Fetsum Yohanes - Merhaba 91 - Eritrea TV
8:27
Eritrean News by Eri-TV Live Television
Рет қаралды 157 М.
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
0:17
OKUNJATA
Рет қаралды 12 МЛН
Love Challenge With Mellstroy And Mrbeast
0:19
BigSchool
Рет қаралды 4,2 МЛН
When You Get Ran Over By A Car...
0:15
Jojo Sim
Рет қаралды 8 МЛН
37.First Day as a Zombie💀
0:32
Limekey0
Рет қаралды 34 МЛН
Парковка ТАКСИ от клоуна!
0:22
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 2,9 МЛН
When You Get Ran Over By A Car...
0:15
Jojo Sim
Рет қаралды 8 МЛН