ኣዴታት ትግራይ (ዘተዋህዶ) ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ፀሎትን ምህለላን

  Рет қаралды 17,353

Sibhat Media  ስብሃት ሚድያ

Sibhat Media ስብሃት ሚድያ

3 жыл бұрын

Пікірлер: 177
@user-ds4tc5dv1p
@user-ds4tc5dv1p 3 жыл бұрын
ብርግጽ ኣምላኽ መልሲ ክህብ እዩ ኣዴታተን ንብዓት ራሃል ይግበረልክን 😭😭💔
@eden5749
@eden5749 Жыл бұрын
Amen 🙏 🙏🙏
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
አሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎትክን ሰሚዑ ላሃገርና ሰላም ልህዝብና ምሕረት ይልኣከልና ወላዲት ኣምላኽ ንከልቢ ራሕርሒኪ ብወርቂ ጫማኪ ዘስተኺ ሓደራኺ ነዝውጽዕ ህዝበይ ንብዓት እዮብ ዝደበስካ ንብዓትና ሓብስልና ስደትና ኣሕጺርካ ንቃልካ ክነመስግን ፍቓድካ ይኹን ሓደራኻ ኣምላኸይ ከም በበደልና ከይኮነ ከም በዝሒ ምሕረትካ ስቅያት በቶም ዘእውዩ ይብቅዕ ኣሜን🤲💒✝️✝️✝️😭😭🤲🤲🙏🙏🙏
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ልዑል እግዛብሄር ይመስገን ካብዚ ጻዕዳ ልቡ ኣማኒ ልዑል እግዛብሄር ኣምላኩ ዝፈጠረና🙏 ጸሎት ኩሎም ቁዱሳንን ጸሎት ወለድን ኣይፈልውየና ሰላም የውርደልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይኣክል ይበለና💔😭🙏🙏 🙏ሰላም የውርደልና 🙏ጸላእትና ይጽረገልና ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ክብሪ ይሃበልና ስብሓት ቱብ እዚ ድምጺ ወለድና ዘስምዓኩምና ከብድኻ ዝበልዕ እዩ ግን ሓልዋት ህዝብና ምፍላጥ እውን ጽቡቅ እዩ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭 ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ኣኡፈለዮ ህዝብና መላእ ትግራይና 💖💖💖💔😭 🙏🙏🙏
@user-vh6kv9ti6e
@user-vh6kv9ti6e 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፆሎት አደታትና ሰሚዑ ምሕረቱ ይላአከለና ለህዝብና አሜን
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 3 жыл бұрын
😭😭😥 እህህህህ ብጸሎተንን ብምህለለአንን እግዚአብሔር ሰላሙ ይልአኸልና እግዚአብሔር ምህለላኽን ተቀቢሉ ይምሓረና ፍቁራት አደታትናን አሓትናናን ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለልና። ተስፋኳ አልቢስክናና ብምህለላኽን 💛🕊🕊🕊 እግዚአብሔር ይሀበልና ስብሐት ቲዩብ!
@gsfggfzgv2290
@gsfggfzgv2290 3 жыл бұрын
አሜን ፫ ኦ ጎይታ ፀሎትን ምህልላን አዴታትና ተቀቢልካ ምሕረት አውርደልና😥
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 3 жыл бұрын
ሓመድ ትበለዓኒ ኣደታትይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣምላክ ኣስራኤል ተዓረቀና ንብዓት ኣደታትና ረኢካ 😢😢😢😢ብንብዓት ወዲአያ ምክአል ኣብኒ ካብደይ ኣደይ ማዓረይ ሰደት ኮይነ ኣጃኪ ኣለኩ ኃልኪ ከይብለኪ 😢😢😢ድምፅኪ የስመዐኒ እቱ ኩሉ ዝካአሎ ኣምላክ 😢😢😢😢😢
@sara5880
@sara5880 3 жыл бұрын
እቲ ሰማይን ምድሪን ዝፈጠረ ሉኡል ፈጣሪ በደልና ሓዲጉ ይቅሪ ይበለና ድንግል ማሪያም ሰላምን ራህዋን ጡዑም ንፍስ ዝነፈሰሉ ብሰላም ዎፅእና ብሰላም እንምለሰሉ ዘመን የምፅእልና በደልና ሓድጉ ይምሓረና።
@user-wi8ly8qr3g
@user-wi8ly8qr3g 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🤲🙏
@samrawitiseyas5514
@samrawitiseyas5514 Жыл бұрын
ፈጣሪ ከም ሓጢኣትና ዘይኮነስ ብምሕረቱ ጠሚቱ ምሕረት ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ።ጸሎት ናይ ኣዴታትና ሰሚዑ ይተዓረቀና
@TV-vh2im
@TV-vh2im 3 жыл бұрын
አሜን ናይ አዴታትና ምህለላን ፀሎትይ አይፈለየና እግዚአብሄር ዝተመስገነ ይኹን
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o 3 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ እግዚአብሔር ኣምላክ ምህለላክን ይቀበለልን ክቡራት ኣዴታት😭😭😭😭😭😭😭
@user-vf5ln7ue8b
@user-vf5ln7ue8b 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ፆሎትክን ሰሚዑ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንዓት ራሄል ይግበረልክን ኣትን ለዎሃት ኣዴታትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@zufangebreyowhans2980
@zufangebreyowhans2980 3 жыл бұрын
ንዕብዓት ራሄል ዝሓበሰ ጎይታ ንብዓትክን ይሓብስ ፆሎተምህለላክን ይቀበለልክን አዴታተይ እፍ
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 11 ай бұрын
ፆሎትክን አይፈለየና ክቡራት አዴታትና እግዚአብሔር አምላክ ይኣክለኩም ይበለና እመብርሃን ጽንዓት ትሃብክን ክቡራት አዴታትና ንክሉ ግዜ አለዎ ፈጣን ባዕሉ የቅሩሮ አብ አምላክ ዝወደቀ አይሓፍርን ባዕሉ ፈጣሪ ንብዓትክን ሓዘንክን ይደብስክን ክቡራት ወለደይይ
@abitube7841
@abitube7841 3 жыл бұрын
ኣሜን ኩቡራት ኣደታትና ፆሎት ምህለላክን ተቀቢሉ ምሕረት የውርደልና ልዑል ፈጣሪ እስክን ዶ ትብደላ ጡሙይ መዐንገልቲ ንዝተቸገረ ራህራህቲ 😭😭😭ንብዓትክን ንብዓት ራሄል ይግበሮ ኣሜን
@user-gc4bs2tk8s
@user-gc4bs2tk8s 3 жыл бұрын
😭ኦ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንፍጡራንካ ትረድኣላ ግዜ ሕጂ ዳኣ ትኹን!!🙏🙏🙏
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Temsegen TDF 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላከ ፆሎት አደታትና ሰሚዑካ ብምሕረትካን ፍቃድካን ታዓረቀና አሜንንን
@user-cu9ld4xe8e
@user-cu9ld4xe8e 3 жыл бұрын
ጸሎትክን ሰሚዑ አምላክና ይተዓረቀና ንሳካትክን ዶ እዚ ምረከብክን ዘይኢድክን
@trhasgkiros6990
@trhasgkiros6990 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ከም ምሕረትካ ደኣ እምበር ከም በደልና ኣይኩን አሜን
@abebagebreargay178
@abebagebreargay178 Жыл бұрын
ኣ አምላኽ ፈጣራናን ከሉ ዓለም ጸሎት ምህላኪ ይበልኪን ክቡራት ኣዴታትና ይቅር በልና😭😭😭💔💔💔😭😭😭🙏✝️💒✝️🤲🙏😥💔😥☝️
@romangalkeshi5318
@romangalkeshi5318 3 жыл бұрын
ፀሎትክን ምህልላክን ሰሚዑ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና ያኣክለኩም ይበለና ኣዴታተይ ኣሕዋተይ ሓመድ ትብለዐኒ 😭
@semhaldesalegn6097
@semhaldesalegn6097 2 жыл бұрын
አምላከ እስራኤል ንእስራኤል ዘስጋ ከምዝተራድኦም ናይ ራሄል ንብዓት ሰሚዑ ናታትክን አዴታትና ንብዓትን ምህላን ሰሚዑ ድማ ምሕረቱ ይልአከልና አደዋታተይ🙏🙏🙏
@user-dp6gc7ft3t
@user-dp6gc7ft3t 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ንብዓትክንን ምህለላክንን ሪኡ ይትዓረቀና ክቡራት ኣዴታት ማርያም ጽዮን ትሓልኽብ ንብዓትክን ንብዓት ራሄል ይግበረልክን
@user-iu3fg1zr8d
@user-iu3fg1zr8d 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ፀሎትክን ብክያትክን ሰሚዑ ምሕረት ይለኣከልና
@yodaheTv
@yodaheTv 3 жыл бұрын
እግዚብሄር ልሞናኽን ይስማዕ ኣዴታትና እስኽን እንተ ለሚንክን ብርግጽ ክስምዓክንዩ ኣምላኽና ማዓትና የቅልለልና ኣምላክ😭😭
@amanuelgebreyohanes7220
@amanuelgebreyohanes7220 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይስማዕኽን ክቡራት ኣደታትት። ደበሳ ኢዮብ ዝደበሰ ኣምላኽ ናይምጽንናዕ መንፈሱ ይላኸልክን!!!
@user-mj7pu2qy1w
@user-mj7pu2qy1w 2 жыл бұрын
ጸሎተ ምህልላክን ሰሚዑ አግዚኣየአብሔር አምላኽ ምሕረቱ ይልኣከልና ክብራት ኣዴታትና ገፁ ይምለሰልና
@Elrio1314
@Elrio1314 3 жыл бұрын
አግዚኣብሄር ኣምላኽ ልመናኽን ሰሚዑ, ሰላም የውርደልና መሓሪ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና 🙏🙏
@hiwetfsha5921
@hiwetfsha5921 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎትክን ሰሚዑ ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና💔💔💔💔
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 2 жыл бұрын
Amlskey tselotikin semiu ytearekena mihretu selomun ywridelna 🙏🙏🙏🙏😭😭😭
@trhasgkiros6990
@trhasgkiros6990 3 жыл бұрын
ፀሎትክንን ምህልላክንን ንብዓትክንን ርእዩ እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣከልና ኣዴታትና
@newuaq1125
@newuaq1125 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ንብዓት አዴታትና ትቃበል እግዚአብሔር አምላክና እህህህህ ምሕረት አውረደልና 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭❤💛❤💛❤
@user-tq7oq3fq3u
@user-tq7oq3fq3u 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭ንብዓትራሄል ዝሰመዐ እግዚአብሄር ኣምላክ ንብዓትኳ ሪኡ ትርግታ ልብካ ሰሜዑ ይሓብስካ ጎይታ😭
@user-nm4fq8go3k
@user-nm4fq8go3k 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፆሎትክኒን ንብዓትኪኒን ተቐብሉ ምሕረት የውርደልና😥🙏
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg 3 жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ እስኪ መዳኃኒ ኣለም ኣቦይ ይስማዕክን ኣዴታተይ ማዓረይ ጸላኣይክን ይንባዕ ታሪክና ይቀይረልና እግዚአብሔር እመ አምላክ ምሳካትን ትኩን ልሞናክን ትስማዕዮ እታ ርህርህቲ ኣዶ
@user-yk4jc2mj5o
@user-yk4jc2mj5o 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንናይ ራሄል ፀሎት ዝስመዐ ኣምላክ ፀሎትክንን ንብዓትክን ተቀቢሉ ምሕረቱ ይለኣከልና ኣምላክ 🤲🤲🤲😭😭😭😭😭😭
@bsan8848
@bsan8848 Жыл бұрын
ምህለላክን ንባዓትክን ሰሚዑ የቀበልክን ፈጣሪ👏🤲🤲🤲😭😭😭😭😭👏🤲🤲🤲🌿🕊🕊🕊🕊🌿🤲🤲🤲
@AaAa-wx8fj
@AaAa-wx8fj 2 жыл бұрын
ፀሎት ኣዴታትን ስሚዑእግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና
@user-ts9pg4qo8i
@user-ts9pg4qo8i 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭💛❤️🤲⛪️☝️
@meryi4504
@meryi4504 2 жыл бұрын
ልዑል አግዚአብሔር ኣምላኽ ጸሎት ምህለላክን ይቀበል ኩቡራት ኣዴታትና
@hiliftigebreslasie313
@hiliftigebreslasie313 3 жыл бұрын
መድኃኒዓለም ጎይታ ምሕረቱ ይልኸልና አሜን!
@HewanYemane-tq1dj
@HewanYemane-tq1dj 2 жыл бұрын
ናይ ኣዴታትና ፆሎት ሰሚዑ ምሕረት የውርደልና
@filimon_like-you
@filimon_like-you 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጾሎት ኣደታትና ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና ለህዝብና ኣሜን
@helentesfay1716
@helentesfay1716 Жыл бұрын
አቤቱ ይቅር በለን ስለ እናት ስለ ድንግል ማሪያም ብልህ 💔💔💔😭😭😭🙏🙏🙏
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
ፆሎትኩን ይማለላአና ኩቡሪት አደታትና ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ኣምላክ ንሃገርና ንዓላምና
@user-lj4zb1zd3o
@user-lj4zb1zd3o 3 жыл бұрын
ምህላለኽን ንባዓትን ሰምዑ ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣደታተይ
@user-on8wq5uz6t
@user-on8wq5uz6t 3 жыл бұрын
ኣሜን ጽሎትን ሰሚዓ ኣምላኽ ሰላም ይወረድልና 😢💔
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ፆሎትክን ምህልላኹን ይቃበለ ኣምላክ ክብራት ኣደታትና አሜን
@eumgssan1260
@eumgssan1260 3 жыл бұрын
ቲ ልዑል እግዚአብሔር የምህለላክን ይስማዕክን ዝከበርክን ኣዴታትናን ኣሓትናን
@medhanitnetsanet8972
@medhanitnetsanet8972 2 жыл бұрын
ናነታትና ፀሎት እግዚኣብሔር ይስማእ
@hfgggyy7705
@hfgggyy7705 2 жыл бұрын
እግዘአብሔር ፆሎትክን ይሕወሰና ምሕረቱ ንሕዝብና የውርደልና
@alamkyroos4331
@alamkyroos4331 Жыл бұрын
ኦ አምላክን አቦና ፆሎት ወለድና ስመዓልና🙏🙏🙏
@yriga
@yriga 3 жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ፀሎተን ሰሚዑ ይቅር ይበለና
@Sara_de319
@Sara_de319 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸሎትክን ይቀበለልክን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏
@fr8gddztdryv664
@fr8gddztdryv664 2 жыл бұрын
እግዚአብሒር አምላኽ ምህለላና ፆሎትናን ናይ አዴታትናን አቦታትናን አሓትናን ሰሚዑ ምሕረት የአዝዘልና😭😭😭🙏🙏💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@saminguze2156
@saminguze2156 3 жыл бұрын
ምህለላኽ ይስማዕ ኣዴታትና
@hiwetmeles7601
@hiwetmeles7601 2 жыл бұрын
ኣሜንክቡራትወለዲፀሎክንይሓግዘና
@user-cy6fv2pl8p
@user-cy6fv2pl8p 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፀሎትክን ሰሚዑ ምሕረት ይልኣከልና ክቡራት ኣዴታትና
@lemlemmekonen9218
@lemlemmekonen9218 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጽሎት ኣድይታትና ኣይፈለይና
@user-by5wy6yt4n
@user-by5wy6yt4n 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ንብዓት ብክያት ፆሎት ናይ ራሄል ዝሰማዕካ ምህልላን ፆሎትን ብክያት ናይ ኣዴታትና ተቀበል ምሕረትካ ላኣከልና ይኣክለኩም በለና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-fy1xe1qr6s
@user-fy1xe1qr6s 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ፅለትክ ሰሚዑ ምሕረቱ ይላኣከልና ክብራት ኣደታተይ🤲🙏😭😭😭
@xxx-ff4kv
@xxx-ff4kv 2 жыл бұрын
እግዚኣቤሔር ፆሎት ኣዴታትና ይምሓረና
@shhdehe9674
@shhdehe9674 2 жыл бұрын
ፆሎት አዴታትና አይፈለየና ቅዱስ እግዚአብሔር ፆሎትና ሰምዕኻ ምሕረትካ ለአኸልና
@user-oi9qb5vm3c
@user-oi9qb5vm3c 2 жыл бұрын
ፀለትክን ኣብእግዛብሄር ይብፅሕ ኣደታትና
@user-nz4br8nd9u
@user-nz4br8nd9u 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ኣብ ስደት ስቃይ ኣብ ዓዲ ስቃይ 💔💔
@user-ex5dw6jj7l
@user-ex5dw6jj7l 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸሎት ወለድና የቀበለልና ይአኽሎኩም ይበለና እህ ህዘበይ ለዋህ😭😢
@hermelagebretasdk9904
@hermelagebretasdk9904 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይኣኸልና ምህለላ ኣዴታትና ሰሚዑ 💔💔💔😭😭😭😭
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Жыл бұрын
Amen Amen Amen mihilana selotina fetarina yikebelelna selam mihret yewrid 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪⛪⛪⛪💕💕
@hasawitmaletnskiekime6955
@hasawitmaletnskiekime6955 2 жыл бұрын
እግዛብሔር ፀሎትክን ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና
@azebwalday7472
@azebwalday7472 3 жыл бұрын
Medihanialem aboy n hizbika flrdika aydenguy 😭😭😭🙏🙏🙏
@gueshsolomon1712
@gueshsolomon1712 2 жыл бұрын
ጽሎትን ምህለላን ንህዝበ ነነውየ ዝሰመዐ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጽሎትክ ምህላለክንን ንብዓትክንን እግዝኣብሄር ይቀበለልክ ክብራን ኣዴታት
@avg4628
@avg4628 2 жыл бұрын
ፆሎትክን ምህልላክን ይመላለአና ኣዴታትና
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 Жыл бұрын
ኦ እግዝኣቤሄር ኣምላክ ምሕረትካ ብዙሑ ኢዩ እሞ ምሐረትካ ኣውርደልና ነዚ ውጽዕ ህዝቢ ረአ እዞም ኣብ ዝሕሸና ተቀሚጥና ብማስ ሜዳ ንዋጋኣን ንዋናጀል ዘለና ኢና ነዚ ህዝቢ መከራ ነውርደሉ ዘለና ሕጂ ክኣ ልቢ ንበል ተፋቂርካ እንበር ተፈላሊካ ዝመጽእ ሰላም የለን ሰላማዊ ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና
@chji5256
@chji5256 3 жыл бұрын
ኣምላክ ፀሎተንን ምህለልአንን ናይ ኣዴታትና ተቀቢሉ ይተዓረቀና🙌
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Жыл бұрын
አዴታትና አሕዋትና ጌታ ይስማዕክን እግዝዮ ማሐረና ክርስቶስ ጌታ ይአክል በለና ፍረድ ባዕልካ ጌታየ ሐደራ ህዝብና አድሕነልና ።
@user-mm1mk6zc9s
@user-mm1mk6zc9s 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ብፆሎትክን ይትዓረቀና ክቡራት ወለድና
@genetgenet4250
@genetgenet4250 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን😭😭😭😭
@fygghagos3208
@fygghagos3208 3 жыл бұрын
ኣምላክ ፆሎት ወለድና ሰሚዑ ምሕረት ይላኣከልና ፈጣሪ
@user-lk8ob8uw5r
@user-lk8ob8uw5r 2 жыл бұрын
ምህላለካት እግዛቢህር ይቃቦሉ 😥🥺✝️✝️✝️
@rimtedros6957
@rimtedros6957 2 жыл бұрын
ጸሎትክን ኣብ ቅድሚ እግዛብሄር ቅቡል ኮይኑ ካብዚ ዘለናዮ የድሕነና ክቡራት ኣዴታትና ጸሎታን ልማኖኣን ኣይፈለየና ናይታ ትህተ ሰማይ ልእለ ምድር ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣሜን።
@niceghgt6908
@niceghgt6908 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምህላክን ጸሎትክን ሰምዑ ነይ ራሄል ብኽያት ድሰመዐ ናአትኻትኽን ጸሎት ብኽያት ሰምዑ ምሕረቱ ይላአኸልና አዶታትና ብይዛኻትኽን ዳአነ 🙏😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m 3 жыл бұрын
አምለከ እስራኤል ጸሎት ልመና ናይ ኣዴታትና ተቀቢሉ ፍፁም ሰላምን ምሕረትን ይልኣከና። "ኦ ጎይታ መፍቅረ ሰብ ዝኾንካ ህዝብኻ ኣድሕን፤ ርስትካውን ባርኽ። " ካብ ዝነድድ ሓዊ ዘድሐንኻ ህፃናት ህዝብና'ውን ኣድሕኖ ካብ መዓተ ኩናት"
@usren7
@usren7 Жыл бұрын
እህ ኣዴታትና ሰብ ስብር ልቢ አምላክ ይስማዕክን እስከ😭😢
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p Жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ገፅካ ምለሰልና ይኣክለኩም በለና ፅሎት ቅዱሳን ዝተቀበለ ኣምላክና ፀሎትክን ይቀበለልክን
@user-ws8vo2cg3u
@user-ws8vo2cg3u 2 жыл бұрын
ንዓኽን ዶ እዙይ በተገበኣክን ነይሩ ኣደታተይ ጸሎትክን ምህላኽን ንብዓትክ ሪኡ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ገጹ ይመልሰልና ዝኒሄናዮ ጭንቅን መከራን እኸለኩም ይመለና 🙌
@romanasalem439
@romanasalem439 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምሕረቱ ይልኣከልና እግዚአቢሔር ኣምላክ ህዝበይይይ
@atakltikiflay646
@atakltikiflay646 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@tesfahiwetalem8385
@tesfahiwetalem8385 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸሎትክን ሰሚዑ ምሕረቱ ይዉርደልና ኣዴታትና።
@addaaddda5718
@addaaddda5718 Жыл бұрын
አሜን እግዚኦ ተሳሃለነ ክቡር ኣደታትንና እግዚአብሔር የቃብለልን ሰላምኽ ያብዛሓ ትግረይ
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
ብሓቂ ፀሎት ወለድና ኣይፈለየና ኣዴታትና ምህልላክን ፆሎትክንን ሰሚዑ እግዚኣቢሀር መልሲ ክህበና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
@user-wz5oe7mr6b
@user-wz5oe7mr6b 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ምህላ ኣዴታት ሰሚዑ ምሕርት ይላኸልና😢😢😢
@yfyfmfhftu892
@yfyfmfhftu892 3 жыл бұрын
አግዚአብሔር ፀሎት አደታትና ሰሚዑ ምሕረት የዉርደልና አሜን
@user-er3xn6nh4k
@user-er3xn6nh4k Жыл бұрын
አምላክ ሰላሙ ይሃበና
@Eritrean.flower
@Eritrean.flower 3 жыл бұрын
Amlak xelotkin ykebelo 🙏🙏🙏
@kidstyemariamlijh8h842
@kidstyemariamlijh8h842 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@netasntgtasrkan9405
@netasntgtasrkan9405 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምለክና ፆሎትክን ንብዓትክን ረኡ ሰለ ህፃናት ሰለ ኑፁሃን ፃዳቅንት ንኩሉ ዓለም መሬት ብመሉአ እሉ ይቅረ ይበለልና ኣዴታትና ሓጥያተና ሓዱጉ በምሕረቱ ይማሃረና ሰላሙ ፍቅርን ቅሳነት የውርደልና
@user-fi7os3lz2u
@user-fi7os3lz2u 2 жыл бұрын
ኣዴታተይ ምህልላክን ይቀበለልክን እስቲ😢 ኦ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ኣምላክ ናይዛ ሰላም ዘይሰፈነታ ዓለም ሰላም የውርደልና👏🙏
@user-yk1ku5rw7c
@user-yk1ku5rw7c 3 жыл бұрын
ኣዴታትና ፆሎት ቅዱሳን ምህልላ ቅዱስ ከም ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፆሎትክን ምህለላክን ይቀበል ንብዓትክን ንብዓት ራህየል ይግብሮ ምህላለክን ሰምዑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና😭😭😭
@fhfyyfyyyu136
@fhfyyfyyyu136 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ፆሉትክንን ልመናክንን ተቀቢሉ ምሕረት ይላኣከልና🙏🙏🙏
@mebgeb4740
@mebgeb4740 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምህለላክን ይቀበሎ ኣዴታትና።
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 жыл бұрын
Amien Amien Amien EGziE ysmae
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ኣክሱምን ዝተማህለለ ምህለላ ኣዴታት  2022
38:07
Grat Selus channel ገራህተ ሰሉስ
Рет қаралды 19 М.
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 5 МЛН
ሕዝበይ ስማዕ!
26:36
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 20 М.
ምህለላ ኣዴታት ኣብ #ኣክሱም #ጽዮን #ምህለላ
6:00
ትግራይ፡ መበቆል ስልጣነ / Think Tigray
Рет қаралды 35 М.
ልብኻ ዝትንክፍ ምህለላ ኣዴታት
16:41
Bereket Aim
Рет қаралды 6 М.