No video

Adulis Natna - ብዙሕ ኣሎ | Buzuh Alo- Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) - New Eritrean Tigrigna Music 2021

  Рет қаралды 5,127,778

Adulis Natna

Adulis Natna

2 жыл бұрын

Adulis Natna - ብዙሕ ኣሎ - መድሃኔ ገብረመድህን - Buzuh Alo - by Medhanie G/Medhin (Niusey) - New Eritrean Tigrigna Music 2021
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Adulis Natna. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2021. All Rights Reserved.
#eritreanmusic #newtigrignamusic #MedaNiusey #BuzuhAlo #ብዙሕኣሎ #Enabelkni

Пікірлер: 2 300
@adulisnatna2923
@adulisnatna2923 2 жыл бұрын
ኣብዚ ዘመን ንዓይ ንዓየ ዝብሃለሉ ዘሎ ወቕቲ፡ ድምጺ ናይ ድምጾም ከስምዑ ዘይከኣሉ ክኸውን'የ ብምባል፡ ብኹሉ ዓቕሙ ዝፈቕዶ ተተስፍዩ ዘተስፉ፡ ኣጆና "ጸቢብዎን ጸልሚትዎን" ንስዕረት ኢዱ ዘይሃበ፡ንስኻ ሓይሊ ኢኻ ንኡሰይ፡እናበለ ድምጺ መዛንኡ ብምዃን፡ ናይ ብድዐ ቃላት ዝቐተለ፡ ኣብ ጻዕሪ ንዘሎ፡ ገጣሚ፡ዘያሚ፡ ድምጻዊ 💫መድሃኔ ገ/መድህን (ንኡሰይ) 💫 ሃናጺ ርእይቶኹም ኣይፈለዮ። ንዝቕጽል ዝያዳ ክዓብየልና፡ ነተባብዓዮ። Share nd Subscribe ብምግባር ድማ ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ብዙሕ ፍቕርን ሰላምን ንኹልኹም። ❤🥀
@user-km8kt3si8l
@user-km8kt3si8l 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tijeytijey3669
@tijeytijey3669 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Thanks Meda, we proud of you 💯👍😍
@EmaShow
@EmaShow 2 жыл бұрын
@@saye9sm470 nesigutu ezia asetmaqura
@fatumasaid5330
@fatumasaid5330 2 жыл бұрын
❤❤🤩🤩
@fanielbiniyam5229
@fanielbiniyam5229 6 ай бұрын
ስድርኡ ዝናፈቀ ጥራሕ 2024😢
@user-xl1fv6zv5n
@user-xl1fv6zv5n 4 ай бұрын
322አ49። ❤😂🎉🎉😢😢😮😅😊
@hagosabrham9288
@hagosabrham9288 2 ай бұрын
እንታይ እሞ ክንገብር 😢😢😢😢😢
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 14 күн бұрын
​@@hagosabrham9288😢
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ብሉፅ ሰራሕ ከም ቀደምካ ሒዝካ መፂካ እንካዕ ዳሓን መፃካ 🙏🙏♥️♥️♥️ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ መዳ ደርፊ ክሰምዕ ከሎ ሰቅ ኢሉ ዝነብዕ😢😢💔😭😭😭😭💔💔💔
@habeny.3283
@habeny.3283 2 жыл бұрын
Ufffff Ane aleku 💔😭😭😭😭 Amlak Sdetna yexrelna ember
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 жыл бұрын
@@habeny.3283 amen🙏💔 ajoka wegeney😢😢 amlak kehtsrelna eyu🙏🙏🙏💔
@elyastekleab5906
@elyastekleab5906 2 жыл бұрын
Ane aleku wela ms sdray msay enkeluw adey kulu neger yreayeni bkyat ymexeka Ufff
@abelteklit8791
@abelteklit8791 2 жыл бұрын
@@Zufantgraweytizufan Ajoki aleku ane keman entay Emo kngebr meriet xebibatna kndi hawey haftey zeykewn kngebr nwel alona Ah
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 жыл бұрын
@@elyastekleab5906 ኣጆካ ሓወይ ናብ ዓድና ንምለሰሉ ርሑቅ ኣይኮነን 💔😢😢
@Eruna757
@Eruna757 Жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ 2023 ዝሰምዓ 💔🇪🇷
@tsegafelegehiwot9047
@tsegafelegehiwot9047 9 ай бұрын
ሕጂ ንባዕሉ ይሰምዓ ኣለኩ ምስ ሂወት ዝተተሓሓዘ እዩ
@MeikaWedimedhin-ng5gz
@MeikaWedimedhin-ng5gz 8 ай бұрын
Aleku bezi afika yikmet
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 7 ай бұрын
ኣቢዚ ኣለኹ ኩሉ ግዜ ኢየ ክሰምዓ ንብሕጂ ውን ዝመንዋ ኣይመስለንን
@danialyemane530
@danialyemane530 7 ай бұрын
ane aleku wela hji2024
@user-ox6sj5wb6l
@user-ox6sj5wb6l 6 ай бұрын
2026😂​@@danialyemane530
@user-fi7os3lz2u
@user-fi7os3lz2u 2 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐያ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ፈጣሪ ንፈትዎም ነክብሮም ስድራና ብሰላም የራክበና🙏 ፈጣሪ ሰላም የውርደልና🙏❤
@kedawitmahari1420
@kedawitmahari1420 2 жыл бұрын
ንፍቅፍቅ እወ ምቁራት ስድራና
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@Samira-yl9po
@Samira-yl9po Жыл бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤❤
@isaqabrham
@isaqabrham 11 ай бұрын
ኦኦኦኦኦ​@@kedawitmahari1420
@user-rn2gg5fc4e
@user-rn2gg5fc4e 3 ай бұрын
Amen
@bahgileniesughebreslase4969
@bahgileniesughebreslase4969 2 жыл бұрын
ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ መዳ ሓወይ ❣️❤🔥😭😭😭
@aslizere4977
@aslizere4977 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏😭😭😭💔😭😭😭🇪🇷👍👍👍
@nmmuna797
@nmmuna797 2 жыл бұрын
Omg eweay abikkana eko. Breika tisesnsin. Br
@efremwedigerye723
@efremwedigerye723 2 жыл бұрын
@@nmmuna797 i
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ሴኢነሉ ካብ ንኡሰይ ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ብጥዓሚ ዘደንቅ ኢዩ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ፈጣሪ ካብዚ ዘለካዮ ልዕል ክትብል ትምኒተይ ኢዩ ሶ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ስድራና ፈተውትና ንሬኤሉ ይግበረና ልኡል ፈጣሪ ኣሜን ።
@hayatimehamed9193
@hayatimehamed9193 2 жыл бұрын
@@efremwedigerye723 ❤❤❤💛💛💛😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-wi6jr4kf4f
@user-wi6jr4kf4f 2 жыл бұрын
ባርያን ኣብርሃምን ተካኢ ረኺቦም ብሓቂ ከምዚ ከማይ ንመዳ ተድንቅዎ ኣለኹም ዶ ረጊጽኩም ሕለፉ መዳ ናተይይ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
@zeytewedenegeralenigenaabg5874
@zeytewedenegeralenigenaabg5874 2 жыл бұрын
Kkkkkk
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@goitomandayhadish9964
@goitomandayhadish9964 2 жыл бұрын
1,,kab abona yemane barya, abraham afewerki,,,, ybexxx bsratom kulumyfetwoyeane
@eyobelsolomon355
@eyobelsolomon355 2 жыл бұрын
😂😂😂😂
@ereyereyerey1376
@ereyereyerey1376 Жыл бұрын
Hlef ms beal abraham barya tewedadro aleka aythafrn weyle gud terekibu zeyele halewlew iyu ba zebleka😄😄😄
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u Жыл бұрын
ስደት ረሳሕ ብሂወት ከለና ከም ምዉታት ምስ ወለድና ማዕዶ ማዕዶ ኮና ነሕልፎ ኣለና 😢😢😢😢😢😢
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 2 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነዛ ዝነብራ ዘለኩ ሂወት ነዛ ነብሰይ፡ደንጊጸላ ብሓቂ ኣደንጊጻትኒ።
@blm5287
@blm5287 2 жыл бұрын
Ajoka hawey kulatna eina deki 19 edme wen alena xmwa tebelena zelen
@filiposgebrehiwet4664
@filiposgebrehiwet4664 2 жыл бұрын
Ajokum amlak alo, kelu fetah ka kab amlak enber kab seb zey mexebay, edmen tienan eda temeneku netom fekarat sedrana
@user-es1kg3jy4d
@user-es1kg3jy4d 2 жыл бұрын
መዳየ ቡሉፅ ናይ ዘመንና መስተዋዓሊ እስከ ንመዳ ተድንቁ ላይክ በሉኒ በጃኻትኹም 💘❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
እቲ ንኡስ መንእሰይ ብኑኡሱ ዘይነኣሰ ጥበብ ሃገርና ክምለስ ዘይደቀሰ ክሊብ 100✅ ግጥሚ 100✅ ዜማ ውን 100✅ መዳ ስሑል ጎሮሮ👍👌
@sabatekulu3511
@sabatekulu3511 2 жыл бұрын
"ኣይምሳኩም ኮይነ😥ዝወደቐ ኣልዒለ" "ሓላይ ገዛ ሰታሪ❤አቦይ መምህር ፍቕሪ" "ብርሃነይ ፋኑስ ገዛ❤ ዘይዉዳአ ፍቕርኺ"👌
@KhanKhan-xk5ii
@KhanKhan-xk5ii 2 жыл бұрын
ናይ ወለድና ድምጺ ዘይንሰምዐሎም እያ ትግበአና በተለይ 💊💊🥺😭ተጋሩዋይ ኣስተማቅርዋ ድምጺ ወለድና ንሰምዐሉ ጊዜ ይምጸአና ኡፍፍፍ😭🥺😭💊😭
@letshgabrahwry5079
@letshgabrahwry5079 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@wediweyenti7586
@wediweyenti7586 2 жыл бұрын
መዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብኩሉ 100% ኢካ ቀፅለሉ። ኣብ ዘለናዮ ኩርናዕ ዓለም ሰናይ ቀዳም ሰንበት ይኩነልና ኣሕዋተይ🙏👏
@yohanagoytom5036
@yohanagoytom5036 2 жыл бұрын
#
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amennn
@user-kv4dx4px8g
@user-kv4dx4px8g 2 жыл бұрын
ናፍቆት ድዩ ዋላስ እቲ ግጥምን ዜማን እዩ ብንብዓት😭 ወዲአያ እስኪ ኣጆና በብዝለናዮ ኩላትና፣ እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ገጽ ስድራና ይርይና 🙏🇪🇷❤️
@astw4522
@astw4522 2 жыл бұрын
አይከማይን ደጋጊመ ይሰምዓ ጀሚራ ክሳብ ትዉድእ ይነብዕ😢😭😭😭💔
@user-kv4dx4px8g
@user-kv4dx4px8g 2 жыл бұрын
@@astw4522 ኣጆኺ ዚደይ 🥰
@abelteklit8791
@abelteklit8791 2 жыл бұрын
Ah Eway nhna nrekbo 😭😭🖤
@kaleabtesfazghi5844
@kaleabtesfazghi5844 Жыл бұрын
መዳ ሓወይ ነዓካስ ታይሞ ደርፍካ የንበዐኒ አሎ ዕድመን ጥዕናንንንንንንንንንን የሃብካ ፈጣሪ
@fightforyourfreedom5657
@fightforyourfreedom5657 2 жыл бұрын
This song will never last. Even when we go back sweet home🇪🇷.
@nahommedia7
@nahommedia7 Жыл бұрын
Yeah I was listening this when i was in my home 🇪🇷
@simontekie5675
@simontekie5675 8 ай бұрын
What do u mean??? It will be timeless....
@aidasimon3978
@aidasimon3978 2 жыл бұрын
መዳየ ኣቤት ግጥሚ🥺💔 ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም,ቃንዛ ኣቦኹም ኣይሰምዕኩም🥺። ደቂ ኤረይ 🇪🇷😿
@huruyteklu6254
@huruyteklu6254 2 жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ተስፋ እዚ ግዜ መዳ ዶኦ ኽብለካ መዳ ወዲ ህዝቢ ካብቲ ዕድሚኡስ ልቦንኡ ዓቢ ። ከማካ እዩ ዝደሊ ናይ ሎሚ ወልዶ ሞራል ኣስኒቁ ብሓቦ ዘሰውዶ ። ካልኡ ከይኣክሎ ስደት እና ከቦዶ ካብ ሰቡ ፍተውቱ ኾይኑ ማዕዶ ማዕዶ። ግን ድሓን እንታይ ይስኣኖ እቲ ልዑል ፍጣሪ ንለይቲ ፍጢሩ ዝቅይሮ ቀትሪ ልብና ኣንጽሂና እንተ ለሚናዮ ኩሉ ክበና እዮ ከምቲ ንምነዮ ። 🤲🏻 ✍👂 I am proud of you everything's my best meda
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 жыл бұрын
🙏🕊😍😍😍🥰🥰🥰
@KhanKhan-vx6zb
@KhanKhan-vx6zb 2 жыл бұрын
ኣጆና ክሓልፍ እዩ ስደት ዝኾንኪ ከርተት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tdflove3582
@tdflove3582 2 жыл бұрын
ክሳብ ሎሚ እየ ዝስማዓ ደጋገም ግን ፍጹም ክምንዋ ኣይካኣለኩን😢😢😢💔💔ይግባኣና ድዩ ባ ዝኩሉ ስቃይ ኣሕሕሕ 😢💔😢💔😢💔😢💔
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
መዳ ብሉጽ ስራሕ ሒዝካዮም ትመጽእ ዘለኻ ደርፍታት ዝወጾም ዘይብሎም ረዚን መልእኽቲ ዝሓዘ ምዃን ምስ ገሬ ወዲ ኤሪ ሳውዝ (wedi Eri south ) እንተ ሰሪሕካ ድርብ ትሕዝቶ ውሕሉል ስራሕ ኢዩ ኩሉ ግዜ እስከ በርቱዕልና ንበሩልና ንዓና ክሕሸና ኣቱም ድምጺ ውጹዓት much love 💕
@nataletes8633
@nataletes8633 2 жыл бұрын
Selam seltene bejka eba ezi hawena ab medbka ademnla pls
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 2 жыл бұрын
@@nataletes8633 entay medeb alewo selten da zeyikewun kimhro enber
@tsadkanabrha109
@tsadkanabrha109 2 жыл бұрын
ስላም ስልጠነ ሃወይ አብ መደብካ ዘይተቅርቦ??
@filmonfilawi4927
@filmonfilawi4927 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ዓድመልና ንብል ኣለና ነዚ ሓውና ሕቶ ኣፍኩስ ኣቢልካ ምስ ዕድሚኡ ሪኢኻ
@user-vd4ix7sj8z
@user-vd4ix7sj8z 2 жыл бұрын
@@filmonfilawi4927 ክላ ይትረፎ ዘይከዉን ሕቶ እንዳሓተተ ምስ ህዝቢ ከጻልኦ እንተዘይኮይኑ ሰልጠነ ደኣ!!ከም በዓል ኪሮስ....
@eagle4413
@eagle4413 2 жыл бұрын
ኒኣብርሃም ኣፈወርቂ ወራሲኡ ክትኮነለይ ተስፋ ኣለኒ መዳ ኣብ ልበይ ሰፈርካ።
@user-vx2qv7gy5i
@user-vx2qv7gy5i 2 жыл бұрын
መዳ ዓርከይ እንካዕ ሓወይ ኮንካ ብሓቂ ❤️
@falaema9711
@falaema9711 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ መዳ ህሉው ኩነታትን መጻእን ትገልጽ ናይ ብሓቂ ክብሪ ይግብኣካ ዩ #THANK_YOU
@awet6608
@awet6608 2 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ደርፊ 🎶❤
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዝናፈኩም like ግበሩ ኣደይ ማሪያም ባዕላ ሎሚ ለይቲ ብስራት ሕዛትልና ትምጻእ ደቂ ውጽዕ ሂዝቢ Tgray Erey
@abelteklit8791
@abelteklit8791 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@feruzhabtom2142
@feruzhabtom2142 2 жыл бұрын
Amen amen amen selam yewrdelna fetari
@yonaszemicheal8827
@yonaszemicheal8827 2 жыл бұрын
Amen (3)
@letshgabrahwry5079
@letshgabrahwry5079 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@azuhabeshawit9143
@azuhabeshawit9143 2 жыл бұрын
ኣምሜን ኣሜን ኣሜን
@user-hq8uk2ob7q
@user-hq8uk2ob7q 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ናይ ብሓቅ ብሉፅት ስራሕ ከምዝ ከማይ እናነብዐ ዝሰምዓ ኣሎዶ💘💘💘💔💔💔💔💔💔
@GodBlessAllAfrican
@GodBlessAllAfrican 4 ай бұрын
Meda hawey bhaqi semieka zey meno derfi😅😅😅
@user-zf1kr1ds8p
@user-zf1kr1ds8p 4 ай бұрын
መን አሎ አብ 02/04/2024,ዝሰምዓ 🎉
@MusieTV
@MusieTV 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ይበል ዜማ 💯✅ ግጥሚ 💯✅ ብሓጺሩ ኩሉ ምሉ ከም ኩሉ ግዜ✅ እንዳ ተጻበኹምኒ ተጸባይኢ ኮይነ🙄😒😭 💞❣💗💕♥️⚘💚🌹💛💙💯👌✅
@selyeblackboy
@selyeblackboy 2 жыл бұрын
ኣነ ክላኣከኩ ከተሐንቁቑኒ ስኩም ይመጽእ ኣሎ ግዜ ሕጂ ንበለ ብድድ ጽምም።
@user-ek1dq8mk5m
@user-ek1dq8mk5m 2 жыл бұрын
መዳ ቡሱል መንእሰይ ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ሂቡ ኣብ ስራሕካ ኣስልጦ ይሃብካ መፃኢ ተስፋ ወለዶ ንፉዕ ለባም ኣጆካ ❤❤❤❤❤❤❤
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 2 жыл бұрын
wiegn entay ymlketeki natkuim mrka mergem u kkkkkkkkkk
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 Жыл бұрын
@@kefalikeshi1062 ezgyoooo nskas kashi ktbahal kndi xbuk ztezarebet si hmak tzareb bejaka frhat egziabhier yhalka. Nseb fto ember aitxlae egziabhier keixelaka ember nsas bsul eka eya elato n meda
@user-ko9xl6vo5o
@user-ko9xl6vo5o Жыл бұрын
The sun will shine upon us one day, my Eritrean brothers, your brother from Sudan
@limathayle4993
@limathayle4993 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሰሚእካ ደይትምኖ ደርፊ ሓደ መኣልቲ ኣሎ ምስ ስድራናን ፈተውትና ንተሓቃቆፈላ ወዲ ሪመይ መድሃኒኣለም ኣብ ደለናዮ እድመን ጥእናን የሃበና
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u 2 жыл бұрын
ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ 💔😭🙏🙏
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 2 жыл бұрын
Leba junta hasawit
@kingko9632
@kingko9632 2 жыл бұрын
Sfnak tegrawyte
@kingko9632
@kingko9632 2 жыл бұрын
ሰክቲ ዓፍናቕ ዓጋመ
@amamanking7802
@amamanking7802 2 жыл бұрын
@@musseandemichael2619 terewea
@goodygonny9134
@goodygonny9134 2 жыл бұрын
ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ❤❤😭
@Eritrea-funny
@Eritrea-funny Жыл бұрын
ኡይይይ' ኣሕ ኣደይ ምዓረይ ኡኑቃዕ ኣይትርኢኒ መጻወቲ ጻዕዱ ኾይነ ኣብ ጎደና ተጋሒፈ ኣለኹ ኣይጥዓመንን ብደሕሬኺ😭💔ሓደ ምዓልቲስ ከምሰበይ ይኸውን እባ😭💔💔😭😭😭😭😭💔😭😭😭💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@zenunegash6080
@zenunegash6080 2 жыл бұрын
መዳ ኣጆኻ ኩሉ ክሓልፍዩ ዕድመን ጥዕናን ንዘልኣለም ነኣኻ እምነየልካ ካብ ወዲ ትግራይ ነባሪ ኒዉዝላንድ New Zealand
@user-yo7jl1dq2h
@user-yo7jl1dq2h 2 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ so ቅፅለሉ
@dihabyihdego7201
@dihabyihdego7201 2 жыл бұрын
KDdcl
@robeluzi929
@robeluzi929 2 жыл бұрын
ኣይ ምሳኹም ኮይነ: ዝጎደለ ኣልዒለ ኣይ ስደተይ ጸይረ: 'ዛ ነብሰይ ክኢለ ሻቅሎት ከይኣኽለኒ: ናፍቆትኩም ጸይረ 'ና ተጸበኹምንስ ተጸባዪ ኾይነ💔 ሕሱም ዝፈጠሮ: ሕሰም ኣርኪቡልና ውሉድ ምስ ወላዲ: ማዕዶ ማዕዶ ኾይና ናትና ግዜ 'ለና : ከምቲ ዘመና'ዶ ሕሱምን ሕሰምን : ኣውዲቅና ክንሓስዮ ሓላዪ ገዛ ሰታሪ : ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑስ : ሲእንካ ዘብሪ ይዝክሮ'ሞ ባህግኻ : ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉስ : ውሽጠይ ሓቕዩኒ💔 ብርሃነይ ፍኑስ ገዛ : ዘይውዳእ ፍቕርኺ ቅጅል ቅጅል እንዳበልኪ : ሰለም ከሊእክኒ ጭርውርው 'ዶ ኢላትኪ : ' ታ ማሙቕ ገዛና ኣደየ ኣደ ፍቕሪ : ክኣልለይ እምበሪ 😭😭💔 ይግበኣና ድዩ እዚ ዘለናዮ ደሓን ግን ደሓን ግን ኩሉ ግዜ'ለዎ ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናትና ግዜ 'ለና ክንዲ መን ኣለዎ : ፈጣሪና ኣለና .....ኣሎ..... ብዙሕ ኣሎ ውሽጠይ ዘሳጥየኒ ዘይደገፍኩኹም ይሓምም : ደገፍ እናድለየኒ ወሊድኩም ዘይትልእኩሉ : ደሊኹም ዘይትረኽቡሉ የሕመኒ እንድዩ ዘሎ ኩሉ ብጥቕሉሉ 😭😭 …… ኣየየይይይይ........ ንፍቕ ንፍቕፍቕ ንፍቕ እንዲየ ዘብለኩም ጎየ ዘይመጸሉ ጨካን ፍርዲ ሒዙኒ 'ምበር ናፍቖት ምስ ሻቕሎት ኮይኑ ኣሎ ከምዘይ ንኽእሎ ኣኻእሎ ይሃበና ንዑኡ 'ሞ 'ታይ ይሰኣኖ ኣነ ክለኣኸኩም ከተሐንቅቑ ንስኹም ይመጽእ ኣሎ ግዜ ሕጂ ንበል ብድድ ጽምም ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብ ገበላና ዕለቢ ኣጆኹም በሉለይ ወሊዶም ዘይለኣኹ : ኣጆኻ ዝብል ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብቲ ዳዕሮና ዕለቢ ኣለኹ በልለይ ሃለዋተይ ዝደሊ ሃለዋቶም ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ተስፋ ሒዝክሎም ኪዲ ተስፋ ሒዝኪ ምለሲ :: 🕊🕊🕊🥰🕊🕊🕊 Thank you so much Meda 😘
@user-nz4ts5xy3l
@user-nz4ts5xy3l 2 жыл бұрын
❤❤🇪🇷💔💔❣️😥😥😥
@natnaelzergaber3213
@natnaelzergaber3213 2 жыл бұрын
Tnx
@robel5132
@robel5132 2 жыл бұрын
Nays sog broi
@user-sl1uu2ut3d
@user-sl1uu2ut3d 2 жыл бұрын
ኩላ እንዳሰምዓኹ ጠጠው እንዳበልኩ ክጽሕፋ ዝሓሰብኩ ረዲእካኒ፡ ከዛርባየ በዛክራረይ ሕጂ ✌🇪🇷❤
@filiposgebrehiwet4664
@filiposgebrehiwet4664 2 жыл бұрын
😢😢😪😫👌👌👌
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 2 жыл бұрын
ንብዓተይ ዝወድአትኒ ደርፊ ኣሕ ኣይሓግዚናዮም፣ኣይ ርእስና ኾይንና ኣብሕርቕርቕ ንነብር ኣሎና
@astertewelde9110
@astertewelde9110 2 жыл бұрын
ኑኡሰይ መገለጺ ሲኢነለካ ኣነስ እድመን ጥእንን ይሃብካ ኑኡስ ሓወይ ኣይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ዝያዳይ ❤💙
@Teame__6542
@Teame__6542 2 жыл бұрын
ብርዕካ ይሰስን ማዓረይ 💔💔😢❤💛😢😢😢😢😢
@senaytguosh5151
@senaytguosh5151 2 жыл бұрын
Amlak nemen elwo kemlsna eyu Nab adena meda hawey edmen tenan yehbka fetri 🙏🏻❤💯🇪🇷🎁
@geni9154
@geni9154 2 жыл бұрын
Amen 🥰 Amen 🥰 Amen 🥰
@Heaven_16499
@Heaven_16499 2 жыл бұрын
Www ብሉጽ ስራሕ ❣️ ጎይታይ ማዓረይ ስላምኻ ኣዉርድኻ ምስ ስድራና ኣራክበና😭🙏
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i 9 ай бұрын
መን ኣሎ ከምዝኸማይ ናይ መዳ ደርፊ እናሰመዐ እስካብ ሕዚ ዝነብዕ መዳየ ብዙሕ ተስፋ ኣለና ኣባኻ ንኡሰይ ስደት ሕሱም😢😢😢
@israel8104
@israel8104 Жыл бұрын
I wake up to work now I listen always in morning This song I real Love it meda my brother I have respectful to you you are the best one in the generations 👑👑👑👑👑👑💎👈 kem n men alewo fetari alewo my fav song forever and ever
@user-cc6ql7gh7t
@user-cc6ql7gh7t 11 ай бұрын
Truth by truth ❤
@user-wm5pc7jv6k
@user-wm5pc7jv6k 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናፍቆት ዘሳጸዮ ?🥺😓😢🙏
@user-qi2vi5by7s
@user-qi2vi5by7s 2 жыл бұрын
ኣለና ድቃስ ሲእና መስተ ኤውሮባ ዪ ዘደቀሰና ዘሎ ኣሕሕ ደቂ 25 እባ ብረሕና ደቂ 50 መሲልና
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ሓወይ ኣጆካ ካኣ
@user-wm5pc7jv6k
@user-wm5pc7jv6k 2 жыл бұрын
@@user-qi2vi5by7s 😢Hade eyu mnbarna💘
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g 2 жыл бұрын
ኣለና መዓረይ ካሊእ ይትረፍ ድምፀም ዝሓረመና😥💔😥🤲
@merhawitftwi2884
@merhawitftwi2884 2 жыл бұрын
@@user-qi2vi5by7s Ajoka hawey natey kulu kemaka u
@saligalbabag1978
@saligalbabag1978 2 жыл бұрын
😭😭😭😢😢ብርዕካ ትሰስን ናይ ባሓቂ ብሉፁ ኢካ ኩሉ ግዜ😢
@user-zn9gp9ft3i
@user-zn9gp9ft3i 2 ай бұрын
ይግብኣና ድዩ ነዚ ዝልንኣዮ አዋን ካብ ስድራና ትፍልና ንነበር ዝልና ❤️🙏🙏
@onelove.247
@onelove.247 4 ай бұрын
Nayzi zelenayo gziaa Tsfuww menesey Btkkll abaka alo kulu bertieee Meda haweyyy❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 2 жыл бұрын
ምስዳድና ከይኣክልሲ ምፍጣጥና በዚሑ። ሰላምን ራህዋን የዉርደልና ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን,,,,,
@weynigualtigray3129
@weynigualtigray3129 2 жыл бұрын
Amen (3)🙏yoniway
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 2 жыл бұрын
@@weynigualtigray3129 ኣጆኺ ሰላሙ ናይዚ ዉጹዕ ህዝቢ የርእየና
@weynigualtigray3129
@weynigualtigray3129 2 жыл бұрын
@@yonitomorrow7502 amen(3)🙏yoni hawey lomise ere nafike ahhhh sedat💔
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 2 жыл бұрын
@@weynigualtigray3129 be strong 💪♥sis hade malti amlak selam geru Ms sdrana kerekbena eyu selam nhzbi eri tgray
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 2 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ኣገላልጻ 👍👍👍👍👍
@Efrem289
@Efrem289 2 жыл бұрын
ምስ ስድራና ዘራክብ ግዝየ የምጸልና ምዳና ምስታ ወላዲተይ ሓላል
@trhastsegay9889
@trhastsegay9889 2 жыл бұрын
Meda hawey shkorrr zey kem mnasu meglexsi ayrkbelun eiye edmen tenan yhabka fetari
@michaelekinfat1933
@michaelekinfat1933 2 жыл бұрын
መዳ ኣንበሳ ኣይተካኣልካን ጥበብ ማለት ከምዚ እዩ። ድምጺ ህዝብካ ምስማዕ እዩ ። እቲ ዘለናዮ ገሊጽካዮ ። Thanks
@FirstLast-pr4hf
@FirstLast-pr4hf 2 жыл бұрын
@@trhastsegay9889 ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ቧቧቧቧ፣
@user-rx8yz5si6u
@user-rx8yz5si6u 8 ай бұрын
Men alo abeze geze mesana zekiyde zederfi kem medhane meda kabezom zelwu namber 1 neblo sebate eski Like geberuley
@abrehatmengasha804
@abrehatmengasha804 2 жыл бұрын
btami zinad srah meda hawey ajoka bertie malti alo rahwa nrekbelu
@berbere4478
@berbere4478 2 жыл бұрын
እውይ እዛደርፊ ሕንቕንቕ😥 ተብለካ , , ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
@mierasfaha1893
@mierasfaha1893 2 жыл бұрын
ኣጆካ ዝኣርከይ መንገዲ የማነ ባርያ ሒዝካያ ኣሎካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@seuaerfe6894
@seuaerfe6894 2 жыл бұрын
እፍፍፍ ምፍልላይ ሕስም ኣኻእሎ ሃበና 😢😢 መን ኣሎ በዝሙዝቃ ብንብዓት ዝዉዳኣ ስድራና😢😢
@esyasgebremeskel729
@esyasgebremeskel729 2 жыл бұрын
መዳ፡ሓወይ ሰናይ ዘበን የምጻልና ፈታሪ ጽቡቕ ስራሕ ካ ።
@johnbrhane6238
@johnbrhane6238 2 жыл бұрын
መዳ መሰታይ ብጣዕሚ እየ ሕንቅንቅ ዝብል ደምጽካ ክሰምዕ ከለኹ ጽቡቅ ሰራሕ መዳ በሰላ ምስ ንፈትዋም ስድራናን ሃገርናን የርእየና ፈጣሪ ኣቦይ ግብርና ከይ ረኣየ ንበል ኣሜን ኣሜን ኣሜን i love you mamaye
@megbineshasfhale6892
@megbineshasfhale6892 2 жыл бұрын
ምቁር ውልድን ወላድን ዘታሐቃቅፍ ግዜ የምጻልና ፈጣሪ ሐወይ ማአረይ🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@DawitGebrmedhen
@DawitGebrmedhen Ай бұрын
ሑሱምን ሕሰምን ኣውድቅና ክንሓስዮ .......ይግበኣና ድዪ አዚ ደለናዮ ካብ መን ኣለዎ መን አለዎኣጆና አስከ ተስፋ ንገብር ኣብ ፅባሕ🙏🙏🙏
@user-ts5dq1my5e
@user-ts5dq1my5e 2 жыл бұрын
ናፍቆት ስድራ ሕሱም ጥዕምቲ ዜማ ማዳ👏🏽💔🙏🏻 ስድራይ ኣብ ኣዲስ ኣለዉ ፖሮሰስ ጌረሎም ን ነርወይ ኣብ ዓመቶም ዲኤንኤ ጌሮም ኣለዉ ጸሎት ግበሩለይ ኮንግራ ክበሃሉ የሕዋት🙏🏻
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 жыл бұрын
ብሰላም የራክብኩም ሓወይ ናተይ 🙏🙏🥺🥺🥺
@luelasrat5712
@luelasrat5712 2 жыл бұрын
Top 3 of this year. Meda nueusey. ቃንዛ ወለዱኡ ዝንበበ ብሱል መንእሰይ።
@Helen-zo9xb
@Helen-zo9xb Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ስደት💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔 😭ናፍቆት ምክኣል ኣብኒ ለሙስ😭💔💔💔
@davidnhmedu7104
@davidnhmedu7104 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናዮ ገላጺት ዝኸነት ደርፋ 😘😘 ሰሚዕኻያ ኸምቲ ስምካ መድሃኔ መድሃኒት ኸይናትና አነ ምድና ንማዓልቲ ጊዜ ኸይሰማዋዕኹዋ እንድየ ዘይውዕል😍😍😍😍
@ahforomhabte5589
@ahforomhabte5589 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተዛኻኽር ደርፊ ክሊብ ስእልታትን 👌🏾❤️
@delayhaftugalzomtegaru7699
@delayhaftugalzomtegaru7699 2 жыл бұрын
መዳዋይ ኣነስ ናፊቀዮም ህዝበይ ስድራይ 😭😭💔💔♥️💛💊💊
@berhemahray7888
@berhemahray7888 2 жыл бұрын
መግለጺ ሲኢነልካ መዳ ሓወይ እግዚኣብሄር የውግሓልና ዓድና ንምለሰሉ የምጸአልና
@ftwihadish1883
@ftwihadish1883 Жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ብጣዕሚ ብልጽ ስራሕ ሰሪሕ ኢካ እሞ ኣጆካ ቀጽሎ ይብለካ ከምኡ ውን ብስላም ብጥዕና ምስ ስድራቤትና የራኽበና ኣምላክ 🙏🙏🙏
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w 2 жыл бұрын
ኣጆና ማዓረይ ጅግና ክወግሕዮ 💔😭🙏
@saral600
@saral600 2 жыл бұрын
ብሓቂ መዳ ሓወይ አንብዕካኒ😭😭😭ንዓዳይ ንወለደይ ናፍቀዮም ንሳቶም መዓዝ ኢኪ ትመጽ ክብልኒ ከዚ ግና መዝእዮ ስልከይ ናይ አባዋኒ መኮል ዝመጽኒ ክብል የቆምት ኡፍፍፍፍ 🇻🇳ኦ አምላክ እስራኤል ስላም አወድና
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓብተይ ማዓረይ እንታይ ሞ ባዓል ግለት ምለት እኮ ረኺቦምና ሓብተይ ጋል ትግራይ ሽኮር ዕድል ኣይገበርናን ድሓብተይ ሓውኪ ኤርትራዊ ወዲ ኣከለ ደልዪ ጽቡኩም። ሓውኩም መድሃነ ወዲ ኣከለ ካኣ ዕድመ ይሃቦ
@Fashion_OK
@Fashion_OK Жыл бұрын
This young man must be supported he is soo talented man 😢😢😢😢😢
@queensultra6547
@queensultra6547 2 жыл бұрын
Amlak ybarkka meda!!!Eza derfi semie mmnaw sineya.....
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 2 жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ ኣንታ መሰታና ወጽዕ ከማና ኣንታ ብሩህ የእምሮ ኣንታ ትሑት / ሰብኣዊ የበል ግጥሚ ዜማ ወን ካብታ ናይ ብቀደማይይ ተማሂርካ ኣለኻ ተመስልል እሞ ኣይትሕመቅ ባህልና፡መጻኢና ሰበኣወነትንን ወዘተ,, መንጢሎምና,ሸፈቱ ሳሕልል።
@tdf407
@tdf407 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ቡሉፅ እኻ ዝሓወይ ፅዮን ማርያም ዘመና መልስዮ ካብ ስደት ናብ ዓድና ክንአቱ
@senayyohannes3162
@senayyohannes3162 2 жыл бұрын
Amen Hawey mearey
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 жыл бұрын
Amen zhabtey shikorrr
@yonasguesh6549
@yonasguesh6549 2 жыл бұрын
Wawwwww betami xebuk serh arkey marey
@yonasteklesenbet789
@yonasteklesenbet789 2 жыл бұрын
Amen(3)
@yasinibrahim7166
@yasinibrahim7166 2 жыл бұрын
✝️☪️✅➡️🇩🇯Good Job 👍 I love you Eritrea 🇪🇷 ❤ music
@ermiaszeweldi7252
@ermiaszeweldi7252 Жыл бұрын
Unbearable tears, difficult to hear this monumental music on your own 👍
@nataneley
@nataneley Жыл бұрын
Ajoka
@henokghilay2040
@henokghilay2040 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዘይግበኣና ኢና ረኺብና ኤርትራውያን።መዳ ድማ ዘይ ከም ዕድሜኻ ብሉጽ ኢኻ።
@YT-12ERI
@YT-12ERI 2 жыл бұрын
ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ መዳ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@awetghebremeskel7986
@awetghebremeskel7986 2 жыл бұрын
Eway adey aboy yhwatey amilak mskum ykun fetari 🙏🙏🙏❤❤❤
@playstoreapp6213
@playstoreapp6213 2 жыл бұрын
ክገልጸካ ቃላት ይሓጽረን ብሉጽ ናይብሉጻት ኪብሪ ናዓኻ መዳ ሓወይ እና ሳዕ ኪስምዓ ምጽጋብ ስእነያ ንብዓት እዩ ዝስዕረን
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ትንኣድ ስራሕ መዳ ንኡሰይ👏👏 ብሩህ'ዪ መጻኢና!!
@abadithabte7642
@abadithabte7642 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆና የሕዋተይ እግዚአብሔር ብጻይ ዝተጸገሙ እዩ እሞ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ሰላም ንህዝቢ ትግራይ እዚ ውን ታሪኽ ክኸውን ኢዩ።
@adamtesfa6948
@adamtesfa6948 5 ай бұрын
ደርፊ ደጋጊምካ ይምኖ ኢዩ ኢሞ መዳ ሓወይ ናትካ ጊን ኣብ ሂወተይ ሰምዒ ዘይመንኽዋ ደርፊ ብሉጽ ❤
@tisiontsion777
@tisiontsion777 Жыл бұрын
መዳየ ብሉፅ ሰሚዕካ ዝይፅገብ ናይ ሂወትና ታሪኽ ትገልፅ ደርፊ የቀንየልና::❤❤❤❤
@user-os6ix7sv6t
@user-os6ix7sv6t 2 жыл бұрын
ገጽ ስድራናን መሬት ዓድናን ንሬኤሉ እዋን የምጻልና እቲ ሉዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏 መዳ ካናሪ 🎤🎧 ዘይውዳእ ጥበብ ይዓድልካ ❤️
@user-ig2fq3jg4o
@user-ig2fq3jg4o 2 жыл бұрын
ኣታ ከመይ ዲካ ናይ ልበይ።ኣምላክ ንስድራና ንለኣከሉ ግዜ የምጽኣልና💕💕💕
@suzanaeseyas6571
@suzanaeseyas6571 2 жыл бұрын
Nusey nay bhaqi selam yewrdelna mstom nfotuwom sdrana
@tesfaeyusenkey9317
@tesfaeyusenkey9317 2 жыл бұрын
Meda hawey meglexi yebleyn neak kgelxeka ente koyne kalat eyu zhaxreni ajoka kexlo edmen tanan fetari yhabka meda nausey 💯💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 2 жыл бұрын
Star is born ⭐⭐⭐ኮኮብ ተወሊዱ ኣቱም ህዝቢ ድሕሪ ባርያን፡ ኣብርሃም ኮኮብ መዳ ተወሊዱ
@mohdasdan8194
@mohdasdan8194 2 жыл бұрын
መድየ ሽኮር ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣምላክ ድምፂ ወለድና ይስመዐና ሰላም ሃገርና ይውረድልና ኣሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💛❤️💊💊
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amennnnn
@eri-lovehagerey1300
@eri-lovehagerey1300 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯 Eritrea for ever
@DGHome.
@DGHome. 10 күн бұрын
መዳ ሓወይ ኣነ ብዓቕመይ ኣስተማቐሪ ሙዚቓን፡ግጥምን እየ እሞ ከም'ዚኣ ደርፍኻ ብፍላይ ኣብ ቅድሚ ስብራ ዘሎ ግጥምን:ዜማን ገለ ዓይነት ኣብ ማዑምቕ ሰራውር ልብኻ ዝኣቱ ሓይሊ ከምዘለዋ እየ ተገንዚበ ብዙሕ ግዜ ኸኣ ሰሚዐያን ነቢዔላን እየ እሞ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ🙏👌
@wizarieeriboy2138
@wizarieeriboy2138 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ መግለጺ ስኢነልካ በቃ ♥️♥️💥😢😢😢😢ገጽ ንፈትዎም ወልድና የርእየና ኣምላክ 🙏
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amennnnn
@sarahhello9779
@sarahhello9779 2 жыл бұрын
መዳ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዓረይ 🙏❤️
@millionmeles7381
@millionmeles7381 2 жыл бұрын
ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ድምጺ💙💛🙏🏿
@asddss7038
@asddss7038 Ай бұрын
Meday👑 ብሉፅ ትፈለኮ ኢኻ ሰሚዐ ዘይመንዋ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 жыл бұрын
Ewayyyyyyyy nafikot entay Ena nigbro
@Hala-uz6kd
@Hala-uz6kd 2 жыл бұрын
ንመን ኢልዎ ብሮ ስደትና ሓጺሩ ምስ ስድራና ዘተሓቛቅፍ ግዜ ይመጸና ይኸውን👨‍👩‍👧‍👦👨‍👩‍👧❤️🙏🏼 ኢንተ ንስኻ ግን ከምዛ ዘለኻያ ኢንተቀጺልካ ኣነ ኣይጠራጠርን ኢየ ካብቶም ኣለዉ ንብሎም ከዋኽብቲ ናይ ሃገርና ከም ትኸውን 💯✅
@naymebxeadesiet3531
@naymebxeadesiet3531 2 жыл бұрын
ንኡሰይይይይይይ ንእሽተይን ብሉጽን ከብድና ገማጢልካዮ 💔💔💔
@efremmarye542
@efremmarye542 2 жыл бұрын
ቡሉጽ መንአሰይ መዳ ሓንቲ ምዓልቲ ኣላ ዕድና ንምለሰላ 🥰🥰🥰
@sesenefkri8277
@sesenefkri8277 Ай бұрын
This song got me deep!!! I just want to cry. Best song ever
@user-lc9fg1lk7m
@user-lc9fg1lk7m 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መዳ ሓወይ😍 ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ቀጽለሉ❤ ስድራ🥺💉🩸🥰
New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''
5:11
One Heart
Рет қаралды 6 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 12 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 59 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 12 МЛН
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 54 МЛН
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
New Eritrean Music By Tedros Kahsay (Xaedu) ኣታ' ወገነይ 2021
4:48
Tedros Kahsay ( Xaedu )
Рет қаралды 1,7 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 12 МЛН