Aguadu - Kilte Zelewa - ክልተ ዘለዋ // New Eritrean Movie 2022 // By Mokenen Tesfamariam

  Рет қаралды 163,935

Aguadu Entertainment

Aguadu Entertainment

Жыл бұрын

ፍሉይ ባህላዊ መደብ ብምኽንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን- ሙሉእ መደብ ኣብዛ ሊንክ ተኸታተሉ
• Fyori Brhane - New Eri...
/ @awdeametentertainment
እታ ናይ ፌስቡክ ፔጅና ተዓጽያትና ስለዝኾነት ኣብ ክንድኣ እዚኣ ከፊና ኣሎና ሞ ፎሎው ክትገብሩና ንላወበኩም
profile.php?...
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama #eritreanmusic #tigrignafilm #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrignadrama #eritreanmovie #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #tigrinamusic #neweritreanfilm #ethiopianmovie #ethiopianfilm #newethiopianfilm #habeshaculture #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
Meadi Fltet / @meadifltet
Habesha kitchen Show / @lidyamedia977
Eritrean Comedy: Eritrean Film: Eritrean Movie: Tigrigna Film: Tigrinya Film: Tigrigna Comedy: Tigrinya Comedy: Tigrigna movie
Meadi Fltet / @meadifltet

Пікірлер: 136
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
ኑፉዓት ባህልናን ውሕልልና ኣዲታትና ተድምቑልና ኣለኹም ሰስኑልና💯👏💐❤🇪🇷❤
@user-jq4lr3uv6e
@user-jq4lr3uv6e Жыл бұрын
እዋይይ ተሑጉስን ዘለኩ ባህልናን ክብርታትናን ምምላሱኩም ቀጽሉዎ ኣለና ምሳኩም
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 Жыл бұрын
💚💙💚 ለባም መርዓት ብጥበባ ገርሂ ጎበዝ ብኣደባ ሓዳር ኮነ ማዓር ጸባ ዓደቦና መሩቁ ባ 🇪🇷👍👍👍
@samueltekle8270
@samueltekle8270 Жыл бұрын
እታ ፊልም ዝወጻ የብላን,ግን ምስ እታ "ኩሉ ወዮ" እቶም ተወሳእቲ ሓደ ምካኖም ምፍላይ ትስእና።
@alganeshtewelde96
@alganeshtewelde96 Жыл бұрын
I was very curious 🧐 very interesting story. Great job well done 💕👏👏👏
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ናይ ኤርትራ ድራማታት ጥራሕ ተትርእይ እምበር እዚ ካልእሲ ሃለወሳ እዩ። ኤርትራውያን ጥራሕ ይስርሕዎ ባህል ወግዒ ይኩን መዘናግዒይኩን መስሓቂ ካባኩም ይርከብ። Im proud of to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
Ya Wedi rimey Subscribe hagzeni
@jghghh63
@jghghh63 Жыл бұрын
ኣብየት ትዕቢት
@zaraumun
@zaraumun Жыл бұрын
ጽብቅቲ ድራማ ግን ኣባኣ ክፈልጡ ኔሩዎም ኮሙኡ ካኣ ኣኪባ ትሩጉም ክልተ ዘለዋ ክትነግሮም ኔሩዋ ኣነ በዛ ወገነይ ካላኣይ ክፋል ኣሎዎ ጥራሕ ኢለ ወሲደዮ ጸኒሐ ግን ክፋል የብላን ሓቀይ ኣጆኹም ዳሓን ነዚ ምሕሳብ እዉን ርእሱ ዝኻኣለ ብልሒ እዩ ደቂ ኤረይይ🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 Жыл бұрын
ዋውውውውው ጽቡቅ ስራሕ
@tesfamariamhagos8392
@tesfamariamhagos8392 Жыл бұрын
My appreciate to the Aguadu Entertainment cos of posting such an interesting traditional film .
@hsehehe1136
@hsehehe1136 Жыл бұрын
😍😍😍
@kidanegebremedhin1958
@kidanegebremedhin1958 Жыл бұрын
ዋውውው እንታይ ከምዝብል እኮ ጠፊእኒ ዋውውው ኣብዚ ዘሎ ልቦና መሃሪ ሃናጺ ዋውውው ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራቤትካ መኮነን ሓውና ምስ ስነጥበባውያን ተዋሳእቲ ንኩሉኹም ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ብዙሕ ፍልምታት ሪእ ግን ከማኻ ዘድነቅዎ ይብልለይ ዋውው?
@hassenyassin2561
@hassenyassin2561 Жыл бұрын
Nice one, but the back ground music (wata) was too loud.
@WediNega
@WediNega Жыл бұрын
እብዛ ቻነል ዝዝርጋሕ ፊልምታት ብሓቂ ዝድነቅ እዩ😍😍😍
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
ፅቡቅ ፊልም ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Жыл бұрын
ሰላም የሕዋት ኣብ 7:24 ዘላ ብኹሎም ፈጠርትኹም ትብል ኣላ እሞ ጌጋ እያ ክትእረሙላ ኣለኩም። መልኣኽትን ቅዱሳንን ሓለውቲ እምበር ፈጠርቲ ኣይኮነን ፈጣሪ ሓደ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ።ከምኡ ውን ኣብ 9:04 ዘሎ ከርስኻ ትወልደሉ እምበር ዝፈጥረልካ ኣይኮነን ደቀቅቲ ዝመስል ግን ዓቢ ጌጋ እዩ እሞ ንተኣረመሉ የሕዋት።
@user-jr4jt6pn1l
@user-jr4jt6pn1l Жыл бұрын
እወ ፅቡቅ ኣለኻ ብኽሎም ፈጠርትና ኣይባህልን
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
Ya Subscribe hagzeni deki Abeyti 🙏🙏🙏
@meazatesfamicael2346
@meazatesfamicael2346 Жыл бұрын
Egezeabher yebarkeka hakeka alka the almighty is Just Egezeabher period
@dinglmaryameyadegoytay9328
@dinglmaryameyadegoytay9328 Жыл бұрын
Ezgabher ybarka mestwali hawey
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
እወ ብፈጣሪኹም ኢለኹም ኽትብሎ ነይርዋ👍👍
@user-qd8mv6ro7e
@user-qd8mv6ro7e Жыл бұрын
ሻመይ ምቅርትይ ለባም ጋል ዱባርዋ ሓዝዮ ድኣ ኣነ ክልተ ኣለኒ በሊ ❤️❤️❤️
@henokabrham8782
@henokabrham8782 9 ай бұрын
Waw nice jop GBU........... ERI
@Amorawedigash
@Amorawedigash Жыл бұрын
ኣነስ ከምዚ ባሃሊ ናይ ቀደም ኣቦታትና ክርእ ኣዝዪ ኢዪ ዝምስጠኒ ጽቡቅ ስራሓ ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ❤❤🇪🇷🇪🇷🙏
@bemnethailu1663
@bemnethailu1663 Жыл бұрын
ምርጥ ትምህርታዊ ድራማ ❤❤❤
@keshikeshi2011
@keshikeshi2011 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ ።
@welduberhe7353
@welduberhe7353 Жыл бұрын
ብሕክያ ይነጉሩና ነይሮም ስድራና🎉🎉🎉
@AbebaGhebrab
@AbebaGhebrab 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g Жыл бұрын
ነዛ ድራማ ብዕላል ዝፈልጣ መን ኣሎ የሕዋት ከተስሕቀኒ ማዓት ኢያ እዛ ጽንጽዋይ ሓንቲ ሳባ ትባሃል ሓፍትናውን ብመልክዕ ድምጺ ገይራ ኣብ ሓደ ቻኔል ብጽቡቅ ኣቃራርባ ሰሪሓታ ነይራ ደቂ አረይ ኣብኡ ትጸርፍዋ ነይርኩመወ ሕጂ ክኣ ብፊልሚ ኣምጸማ ኣለዉ ክትጸርፍዎም ዲኹም ክትንእድዎም 😳 ሶ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ንፍዓት ተዋሳእቲ
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
Ya wedi abeyti subscribe hagzeni
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 Жыл бұрын
ኣነ
@mohamodmohamednoralbrlewy3015
@mohamodmohamednoralbrlewy3015 Жыл бұрын
Labam kolaa tawasao tiemti bi taami des elateni
@almazghezai8700
@almazghezai8700 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏿
@senayhaile8147
@senayhaile8147 Жыл бұрын
Mokiye Anta Abesa good Job. Wedi tsmtsme
@saraaa325
@saraaa325 Жыл бұрын
😍😍❤️❤️💘
@user-pk8uf9co2b
@user-pk8uf9co2b 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤kkkkkk❤❤❤❤
@jemilabushra1456
@jemilabushra1456 Жыл бұрын
Asey masallahe ❤❤🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶 dese tebel derama
@semnegassi1448
@semnegassi1448 Жыл бұрын
Entay malet u 2 zelewa pls areduna🥺🥺🥺🙈🙈😂
@Matiwes
@Matiwes Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ኤሪ
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 Жыл бұрын
እንታይ እዩ እቲ ክልተ ዝበልኩሞ ዘይተብርህዎ ስለምንታይ እዚ ፍጹም ስራሕ ኣይኮነን ካልኣይ ከኣ ፍረ እቶም ወለዲ ሓጎስ እዩ ንኽሕጎሱ ኩሉ ክፈልጡን ክንገሮምን ነይርዎ 3ይ ከኣ ከመይ ገይራ እያ ክልተ ኣለኒ ዝበለት ነቶም ወለዲ ከተብርሀሎም ነይርዋ ስለዚ ኣዋዳድኣኣ ኣይጸበቀን እዛ ስራሕ ዝተረድኣኩም እንተሃልዩ ክትምሉሱለይ ድልው እየ መልስኹም ክሰምዕ
@haftomtadese3614
@haftomtadese3614 Жыл бұрын
እዚ ደኣ ሩዱእ እንድዩ እቲ ቀዳማይ ድንግልና እዩ እቲ ኻልኣይ ከኣ ድሕሪ ምፍራስ ድንግልናኣ እዩ ዝኸውን ዘሎ
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 Жыл бұрын
@@haftomtadese3614 ድሕሪ ምፍራስ ድንግልና ድኣ እንታይ ኣሎ ነዚ ከይተረድአ ድዩ ክልተ ዘለዋ ኢሉ ከከከከከከ እዚኣ እንተኮይና ሓሳባቶም ሱቅ ኢልካ ዩ ስለ ሰናይ ምልስኻ ግን የመስግነካ/ኪ
@alganeshtewelde96
@alganeshtewelde96 Жыл бұрын
It makes sense !!
@elamanapodcast6319
@elamanapodcast6319 Жыл бұрын
Zeyterdeakum entelo, kbrhalkum eza film sisea ( greed ) wedi tebaatay tgelits eya. Hanti tiagbo enkela kilte yihatit.
@hzbaysemereasgodom6632
@hzbaysemereasgodom6632 Жыл бұрын
እዛ ዛንታ ኣፈታሪክ ኮይና ንሓደ ብግብዝኑ ዝምካሕ ዝነበረ ባዓልቲ ክልተ እንበር ብዓልቲ ሓንቲ ከም ዘይ ምርዖ ተዘንቱ ጥዕምቲ ዛንታ ኢያ።ከምዚ ብፍሊሚ ምስርሓ ውን ደስ ዝበል እዩ። እንተኮነ ግን ደራስን ጽሓፍን ተባሂሉ ከማ ዋንነት ደርሲት ቀሪባ ኣላ። እዛ ዛንታ ብቖልዓይ ከለኩ ኣባሓጎይ ከም ኡ ውን ዓበይቲ ዓዲ ከዘንትውዋ ብዙሕ ግዜ ሰሚዕን ሪኤን እየ። ብዜካ ስእሊ ካብ ቲ ብቖልዓይ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ዝተውሰከ ይኩን ዝጎደለ ውን የብላ።ደራሲ ሓቔና ዛንታ ድያ ወይ ውን ከም ጽውጽዋ ኢያ ትዝንቶ ዝኮነ ኣፍልጦ እንተ ሃልይዎ ክሓቶ ምደለኩ።ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም።
@selamtekle9159
@selamtekle9159 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoseftekkezghi9228
@yoseftekkezghi9228 Жыл бұрын
Yesss bahlawi film nice job deqi rimey
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 Жыл бұрын
እዚ ዛንታ እዚ ኣፋዊ ዛንታ እንዳ ሰማዕናዮ ዝዐበና ኣነቃቅሒ ጽውጽዋይ እዩ። ኣብ ንኡስ ዞባ ማይምነ ካኣ ፍልጥቲ ጥንታዊት ዛንታ እያ። ሰለዚ ልክዕ ከም።( ሚለኑ) ኣፋዊ ዛንታ ክባሃል ምተገብአ እምበር ድርሰት ክባሃል ጌጋ። እንተ እቲ ኣቀራርባ ጽቡቅ። ብዘይ ናትና ዋንነት ኣይንድለ።
@user-dl9qp9dh9t
@user-dl9qp9dh9t Жыл бұрын
እንቃዕ ብዳሓን መጻኣኩም ደቂ አረይ ጡዑማት ሰላምን ቅሳነትን ምሳኩም ይኩን
@romayabraham8737
@romayabraham8737 Жыл бұрын
Very impressive. Good job Mekonen
@afarisafari9879
@afarisafari9879 Жыл бұрын
ከመንት ብድግላ💪🥰
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy Жыл бұрын
😁
@yonas400
@yonas400 Жыл бұрын
ሑርማ ዶ ደኣ ከይትብል ሰነፍ 😂
@user-kp3pq8ft3e
@user-kp3pq8ft3e Жыл бұрын
ክክክክ
@geremekonen4520
@geremekonen4520 Жыл бұрын
@@yonas400 dhan bkemzi Hanu yewxi gdefo
@user-lh1cg3wg2e
@user-lh1cg3wg2e Жыл бұрын
እዛ ጓልለ ብድንግላ ተረኺባ ኣላ ኣይትረስዕ🤪🤣🤣🤣
@sarueri2351
@sarueri2351 Жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እዚ ሞኮኑን ተስፋማርያም ሲ እቲ ድርሰቱን ፊልምታቱን ሲ ክብረሃኒ ጉዳም ዩ ኩሉ ድርሰቱ ብወግዒ የ ዝከታተሎ ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ቡዙሕ ክንጽበየካ ኢና ቀጽሎ በርትዕ ፡ የቐንየለይ!
@azerkawiaregawi9048
@azerkawiaregawi9048 Жыл бұрын
Ezi hakegna tarik nay hade adi eu dirset aykonen haweni ztefexeme eu
@asmaithagos1167
@asmaithagos1167 Жыл бұрын
azerkawi hawey director dika ,hawey kea haku alo
@bsratbokretsion4032
@bsratbokretsion4032 Жыл бұрын
👍💐
@akberetfoto3360
@akberetfoto3360 Жыл бұрын
Wow 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@suzanaeseyas6571
@suzanaeseyas6571 Жыл бұрын
Bahlawi film Des kbleka
@galdigsa3394
@galdigsa3394 Жыл бұрын
@@Danitesentertainment ane keman gerelki aleku mearey ❤️
@sham.ali1
@sham.ali1 Жыл бұрын
Naybehaqi kefzelowa flim iya. Iza Zenta kea Naushte koloku kam Xunxiuway Amsilom Abayti yenugruna Nerom.
@user-lh1cg3wg2e
@user-lh1cg3wg2e Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ 😍❣️
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 Жыл бұрын
አሰይ ደሰ ዘቡልባህላዊት ንፉዓት
@algamichael8910
@algamichael8910 Жыл бұрын
Mokonen asmelash.dead.dabest 💯💯💯🙏🙏👍👍👌💥💥💖💖
@galerey9942
@galerey9942 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 Жыл бұрын
Haxarn xfftn srah ybel ✅👍🏿🥰🇪🇷
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o Жыл бұрын
ብቶም ኩሎም ፈጠርትኩም እትብል ቃል ግን ትስተካከል ኣለዋ ምክንያቱ ሓደ ስለ ዝኮነ ፈጣሪ ማማ ጸጉ ኮይንክን እትሰርሓ ኣዴና ። ብዝተረፈ ግን ብጣዕሚ ኢኩም ሙቁራት ፍጥረት ቀፅሉሉ ምስ ቡሉፅ ባህልን ምስ ቡሉፅ ትምህርቱን ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
@ablel1264
@ablel1264 Жыл бұрын
እዛ ብዕላል ንፈልጣስ ብመልክዕ ፊልም እምባኣር ኣምጺኹማ
@hzbaysemereasgodom6632
@hzbaysemereasgodom6632 Жыл бұрын
ትክክ ኣይተጋገ ኣነ ውን ብዙሕ ግዜ ሰሚዔያ።
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 3 ай бұрын
ኽልተ ዘለዋ ተባሂሉ ሰማዓኽን ትፈልጣ መለት ድዩ
@ghghghgghghfhg5072
@ghghghgghghfhg5072 Жыл бұрын
❤❤❤👍👍👍
@wt7061
@wt7061 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@ksanetmulaw7740
@ksanetmulaw7740 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@joneseli6699
@joneseli6699 Жыл бұрын
Naykedem afawit zanta eya btaemi xubuk srah
@senaittadesse2404
@senaittadesse2404 Жыл бұрын
🌺🌻🌺🌻🕊
@balilaanseba7931
@balilaanseba7931 Жыл бұрын
Eri love belu ktdreru
@mamaynataymaminaty4936
@mamaynataymaminaty4936 Жыл бұрын
Entay malt eu 2 zlwa emba ?
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Жыл бұрын
Kuepur aman fetaru ferh fetarena Amesget woedest fetarena zebrkena amelkena amelakiena yebarek amen🤲🕊🇪🇷🤝💞🫂💞🤝🇪🇷🕊
@user-xq3lo6mh9j
@user-xq3lo6mh9j Жыл бұрын
ወይይይ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 Жыл бұрын
👌🏿❤️🙏🏿
@user-jx1ff9xs8s
@user-jx1ff9xs8s Жыл бұрын
እዛ ዓዲ ዝፈልጣ ባ please ኣበይ ኢያ ደስ ክትብለካ
@nr6537
@nr6537 Жыл бұрын
Antay aye 2 zelewa ?
@angosomamihagos249
@angosomamihagos249 Жыл бұрын
ኣየ እዚ ባህልና ክጥዕም ጓሕጉሕካ ዘይውዳእ ባህላዊ ተዋስኦን ኮሜድን ኢዪ ዘለና ደቂ ኤረይ መደባትኩም ደስ ዘብል ኢዪ ኢሞ ቀጻልነት ክህልዋ ወትሩ ተጸበይቲ ኢና ሰሰናዪ ንዓኹም ።
@mistirzafu1447
@mistirzafu1447 Жыл бұрын
ረሳሕ ዘረባ ኢዩ። እንቋዕ ተረፈካ
@SamsomSemere
@SamsomSemere Жыл бұрын
ከመአ አይኮነትን አብ መወዳእታ ኢታ ካላአይቲኸ ከምጸአዶ ምስ በለቶ ኢዜአ ኢኮ ደይመላእኽዋ ኢዩ ድብላ
@jaky1447
@jaky1447 Жыл бұрын
@sinit2016
@sinit2016 Жыл бұрын
ሰነጥበብ ኤርትራ ብኣኹም ሞሻሙሽ ክሳብ ክንደይ ተባላሽዩ ከም ዘሎ በዚ ኩሉ ዝፈልጦ ያታዊ ዕላል ክልተ ዘለዋ ዝብል ድራማ ምስራሕኩም ኢዪ ተደንግጹ
@mistirzafu1447
@mistirzafu1447 Жыл бұрын
ተዓወት። ሓደ ጅግና ተረኸብካ። ኣነስ ከምዚ ናትካ እንድየ ጽሒፈሎም ዘለኹ። ያኢ መስሓቕ ተረኺቡለይስ ነዚ ጸይቂ ቘልዑ ኸለና ጽጽዋይ ንጫረቐሉ ዝነበርናስ ኣብዚ ሎሚ ዘረባ ዓበይቲ ተረኺቡስ ህዝቢ ኣብ ዘጋውሓሉ ቅሉዕ ሜዳ ክዝርግሕዎ ምኽኣሎም፡ ክሳዕ ክንደይ ዘይጠቕሙ ጸሓፍቲ ተላዒሎም ከምዘለዉ ዘጉሂ እዩ። ወረ ኣነስ ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሕተትዎ እየ ኢለዮም።
@muzitgebrekidan2060
@muzitgebrekidan2060 Жыл бұрын
​@@mistirzafu1447 t
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Жыл бұрын
Entay malt eu 2 zelewa ayterdanen zelo nay si 😳🤔
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 Жыл бұрын
Enitay malet eu klte zelewa
@mistirzafu1447
@mistirzafu1447 Жыл бұрын
እንተዘይፈለጥካዮ ይሕሸካ። ጽዩፍ ሙቪ ኢዩ
@filmonfilmon2687
@filmonfilmon2687 Жыл бұрын
እንታይ ክልተ ዘለዋ ኢልካ ኸ ጭደል ያ ማለት ዲዩ 😂 ወይስ ክልተ ናይ ጓል ሪጥም ዩ ዘለዋ 😂
@user-zf7hc4cp1w
@user-zf7hc4cp1w Жыл бұрын
ከምኡ ክብል ፀኒሐ ክልተ ርእሲ ድዩ ዋላክልተ መሸኒ ክክክክ
@user-cq8ro6pm8v
@user-cq8ro6pm8v Жыл бұрын
😂😂😂😁
@n.a9187
@n.a9187 Жыл бұрын
🤣🤣🤣
@n.a9187
@n.a9187 Жыл бұрын
@@user-zf7hc4cp1w 🤣🤣
@woalesk2432
@woalesk2432 Жыл бұрын
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kflaymeles6835
@kflaymeles6835 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@azerkawiaregawi9048
@azerkawiaregawi9048 Жыл бұрын
Ezi hakegna tarik eu ente ab korbarya dekemhare du abti kebabi ezi drset zeykone ab hakegna tarik ztemorkose tarik elkum ketekrbwo zgbeakum
@solomonfisaha3023
@solomonfisaha3023 Жыл бұрын
fiqire nexela bahili adiatifiqa kemi begamido gerikayo akadinaqa axebeqi lebami adiyo idatebahaqas
@markotom4082
@markotom4082 Жыл бұрын
ሰላም ሓድሽ ንገር አሎ አብ ቸናለይ አትኹም ርአይዎ ዝተክም ከይኑ እንተ ረኽብከሞ ንከልእ ክተክም ሸር ግበርዎ ኣልማዝ ወይ diamond ከመይ ገርካ ትረክብ ክሐግዘኩም ኢዩ
@gmil865
@gmil865 Жыл бұрын
ዎያ ዕላልሲ ፊልሚ ዶ ገበርኩማ?👍ኣብዓድና ኣስላማይ በለ ኢያ ዝነበረት።እሞ እታ ሓንቲ ዶ ክበካ ምስበለቶ ኦይ እዚእካ ኣይከኣልናዮን በለ ሻሃይ።
@gideyandemeskel8267
@gideyandemeskel8267 Жыл бұрын
She is Eritrean women I love ❤️ the story very much
@samsomreesom7328
@samsomreesom7328 Жыл бұрын
ኣነ እዛ ሓቄና ዛንታ ኣቀዲመ ይሰምዓ ነይረ ኢየ ግን ብዙሕ ዝተቀየረ ነገር ኣለዋ
@user-sy7sk9eh9p
@user-sy7sk9eh9p Жыл бұрын
Zfetwa movie
@filmonfilmon2687
@filmonfilmon2687 Жыл бұрын
@@Danitesentertainment 🤭🤭 ኣብ ኩሉ ዲኻ ትልምን
@filmonfilmon2687
@filmonfilmon2687 Жыл бұрын
@@Danitesentertainment በሊ ጌረልኪ ኣለኹ
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
@@filmonfilmon2687 🙏❤️🙏
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍❤️👍👏👏👏👏👏👏👏😀
@andomfurtuna433
@andomfurtuna433 Жыл бұрын
Wawwwww kem lbey film ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ so good job
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 Жыл бұрын
ዝገረም ደራማ ብጣዕሚ እትስዉጠካ ያ።
@mohamodmohamednoralbrlewy3015
@mohamodmohamednoralbrlewy3015 Жыл бұрын
Hhhhhhhhhhhhh waaaaaay gooooooood
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷🐆🐆🐆🐆🐆🐆💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shewithadgu2665
@shewithadgu2665 Жыл бұрын
ኣነ ግን ኣይተረዳኣንን ክልተ ኣቃሓ ንምንታይ እዩ ደሊዎ ከመይ እዩ ኸ ክልተ ናይ ጓልን ናይወድን ድዩ ኣረዱኡና ስቲ
@stu147
@stu147 Жыл бұрын
ኣይተረዳትንን ዘረድኣኒ🙄?
@mistirzafu1447
@mistirzafu1447 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኪትዛረበሉ ዘሕፍር ጽዩፍ ተዋስኦ ኢዩ። ቅድመ 40 ዓመት ቆልዑ ከለና ዝዝንቶ ዝነበረ ረሳሕ ጽጽዋይ እዩ።
@briweldu2858
@briweldu2858 Жыл бұрын
Klte zelewa sle zdeleye aykonen hatitu lbonea nmflat yu
@stu147
@stu147 Жыл бұрын
@@briweldu2858 thanks
@mistirzafu1447
@mistirzafu1447 Жыл бұрын
እወ ገለገለ ጽብቕ ኮመንት ዝህቡኹም ሪአስ ግርም ኢሉኒ። ወይ ከምቲ ነዛ ሙቪ ዝጸሓፈ ሰብ ብዙሕ ንሕብረተሰብ ዘይምህር ግን ጥራይ ስንኻ ከፊትካ ኣሃእ ኣሃእ ዝፈትዉ መጻኢ ሳዕቤን ዘየስተውዕሉ ክኾኑ ኣልዎም ወይ ድማ ከምቲ ጽሓፊ ( ኣስተውዕሉ እዚ ድርሰት ኣይኮነን) ሓላፍነት መጻኢ ትውልዲ ዘይግድሶም ኢዮም። ጽዩፍ ኣዘራርባ ብዛዕባ ' መሸኒት' እሞ ድማ ኣብ ህዝቢ ዝሪኦ መድረኽ ያኢ መስሓቕ ወይ ምሃሪ ተረኺቡስ ሃለውለው ምቕራብ ነውሪ ኢዩ። በጃኻትኩም ባህልና ሓልዉ። ህዝቢ ኣይተባላሽዉ። ብዙሕ ዝዝንቶ ኣሎ። ብዓቢኡ ድማ ኣዞም ንፈትዎም ኣክተራትና ኣይተማራስሑልና። እዛ ሰሪሕኩማ ዘለኹም ተዋስኦ ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ክትሕትዎ ይግባእ። ብወገነይ ንኹሉ ትሕዝቶ እዛ ተዋስኦ 0 ካብ ሚእቲ ሂበያ ኣለኹ
@selamneakum1693
@selamneakum1693 Жыл бұрын
Abza flim hade abi nay khdet qal alo btami zehzn eu hade amlak eu fetari mariam detarit aykonetn
@tsyryst6479
@tsyryst6479 Жыл бұрын
ክልተ ዘለዋ ማለት ታይ ማለት እዩ 🙄
@gmai-de
@gmai-de Жыл бұрын
መሕፈራት ኢኩም ግን እዚ ዛንታ እዚ ካብ ቀደም ህጻውንቲ ከለና እናተነገረና ዝዓበና ደራዲ ጠቂስኩም ብድርሰት መልክዕ ከተቅርብዎ ሓዚነልኩም እሞ ከኣ በቲ ትክክል ከይተቅርብዎ ካብ ዝይመጽናዕቲ ዲዩ ዋላ ገለ ብዙሕ ጎዲልዎ 🤦‍♂️🙅👩‍⚕️
@PY49
@PY49 Жыл бұрын
Dear Selam maybe u know how to read the bible but u don’t know translate this is film u are involved in the wrong place go to preach in the street like downtown half mind people u will get there 🎉😂
@russomaraia3389
@russomaraia3389 Жыл бұрын
እዛ መርዓት ግን ክሓትዋ ምስ መጹ፡ክልተ ከም ዘለዋ ተርእዮም እያ፡እሱ ድማ ብቅድሚት ምጹ ኢላ ነቲ ናይ ቅድሚት ተርእዮም፡ብድሕሪት ድማ ምጽኡ ኢላ ነብሳ ተጎንቢሓ ተርእዩም፡እቲ ቅርጺ ብቅድሚትን ብድሕሪትን በበይቡ ምስ ኮነ ክልተ ከምዘለዎ ኣሚኖም ከይዶም፡ብድሕሪኡ ምስ ተመርዓወት በዓል ቤታ እታ ካልእይቲባ ሃብኒ ምስ በላ ደሓን ባዕሉ ክጽወዓካ እዩ በለቶ፡ካብ ኡ በታ ሓንቲ ደኺሙ ምስረኣየቶ እቲ ካልኣይ ይጽወዓካ ኣሎ በለቶ፡እሱ ድማ ብድኻም ስለተሰነፈ ነቲ ሓደ ከማን ኣይከኣልክዎን ኣሉዋ፡ክዝንቶ ንሰምዕ ኔርና፡ጽቡቅ ስራሕ፡፡
@selamtekle9159
@selamtekle9159 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binamzerisenay6339
@binamzerisenay6339 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
터키아이스크림🇹🇷🍦Turkish ice cream #funny #shorts
00:26
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 27 МЛН
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 9 МЛН
Жайдарман | Туған күн 2024 | Алматы
2:22:55
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 1,3 МЛН
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 147 М.
ኮረናን ጥቓዓት ደቂ ኣንስትዮን ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ (ክሳብ መዓዝ ) ክፋል 1
20:12
#Erritreamovie/#Tigrinna/#New #Eritrean Full Movie Debes Fetari
1:09:45
DimaLat Entertainment
Рет қаралды 133 М.
터키아이스크림🇹🇷🍦Turkish ice cream #funny #shorts
00:26
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 27 МЛН