No video

ALEDA MEDIA / ደረቐኛ ሕቶታት / ምዕራፍ 3 / ምስ ስነጥበባዊት ሄርሜላ ማሓሪ

  Рет қаралды 127,134

ALEDA MEDIA

ALEDA MEDIA

Күн бұрын

Hello Everyone Welcome To Aleda media👍
ሰላም ተከታተልቲ መደባትና ✋
ኣለዳ ሜድያ ፡ ኣብዚ ቻነል ዝተፈላለየ ትሕዝቶ ዘለዎ ኣዛናዪን ኣላላይን መደባት ብተከታታሊ ከነቅርበኩም ኢና ።
ክትድግፉና ኣብ ጎንና ክትኮኑ ዕድመ ነቅርበልኩም ።
Subscribe 👇
/ @aledamedia1892
ሪኢቶ ኣብ መደባትና ፡ ወይ ውን ጠለባት ምስ ዝህሉ ኣብ ቦታ comment ግደፉልና ፡ ከከም ኣድላይነቱ ከነማሎኦ ክንፍትን ኢና ።
Subscribe ምግባርኩም ነመስግን።
Thank u .
✌️😍
new eritrean music \ eritrean movie \ eritrean comedy \ eritrean tiktok \ eritrean news \ eritrean \ eritrea \ ethiopian music \ ethiopian movie \ ethiopian comedy \ donky tube \ seyfu fantau \ feta deyli \ alena walta hager \ aan media network \ solo media \ mebred media \ aleda media \ tiktok \ habesha \ ebs ethiopia \ movie \ ethiopia \ habesha \ zara fltet \ dahay tv \ emma tube \ sport \ manchester united \ arsenal \ chelsea \ liverpool \ ronaldo \ messi \ neymar \ barsa \ madrid \ atletico \ eritv \ eritrean artist \ haw to \ haw to use \ asmera \ tigray \ tigray news \ seber zena \ zehabesha \ mahder production \ dani wedi memhr \ aregay hagos \ monica \ jedida \ habesha tik tok \ football \ dawit eyob \ neshnesh \ maynas \ abel birhanu \ yewenwa lije \ jayo \ yacob dawit \ helen meles \ abrham afewerqi \ yemane bariya \ tedalo \ amanuel alazar \ news \ youtube \ tmh \ tigray tv \ eri sat \ jstudio \ fnan app infotech \ eritrean media network \ dnqi lijoch \ tigray music \ tigrigina music \ henok wari \ new eritrean video \ #Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea #ethiopia #tigray
#eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #ertreannews #ethiopianmusic #ethipoianmovie #tigray #eritreanmushup #eritrea #ethiopia #amara #tigray #neshnesh #awel seid #alenawaltahager #doctor #adissabeba #asmera #sport #manutd #arsenal #liverpool #chelsea #manchestercity #realmadrid #barsa #football #fetadeily #comedianeshetu #Asmera #mebredmedia #asmilan #sportnews #transfermarket #music #movie #sitcom #abeyAhmed #funny #tiktok #lesson #primerpro #tiktok #youtube #animals #cat #dog #loin #ethiopia #somal #asmera #tigray #mekele #massawa #primerlueage #funnyfootball #america #brasil #worldcup #chmpionsleuge #atleticomadrid #ajax #ronaldo #messi #neymar #casmiero #arteta #morino #halland #sdetenatat #kuinattigray #tornet #amaratiktok #channel #tube #tv #peace #russia #ukrien #war #china #iran #india #aanmedianetwork #neshneshtv #dawittv #aledamedia #mebredmedia #media #ellarecords #hope #motivate #relaxingmusic #sleepmusic #amaramusic #sefeu
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy", "Eritrean News" are shared here.
@ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት @Fnan App Infotech @Dasna Tv @Dasna EXTRA @DEHAY TV @ERITREAN MEDIA NETWORK @AAN MEDIA NETWORK @MEBRED MEDIA
@Donky Tube @Alena Walta Hager @Solo Media @Neshnesh Tv @Jstudio @KBS Kpop @ZENA TIGRIGNA @ZENA TIGRIGNA 2
eritrean music ethiopian music eritrean movie eritrean comedy eritrean tiktok
Eritrean Show.
#eritrea #kudusyohannes #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #Star Entertainment #Hidmona nebarit #dawiteyob #eritreanews #ethiopianmusic #tigraymusic #geeznew #asmara #ኣውዳመት #ሓድሽዓመት
#ethiopiannewyear #tigrignadrama #awdamet #eritreanewprogram #በዓል #ኣውድኣመት
© All rights reserved.
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright © Aleda media 2022

Пікірлер: 389
@user-mg8hs6im9g
@user-mg8hs6im9g 11 ай бұрын
እልልልልል ዝማሬ መልእኪት የስመዐልና ብመዙምር ጀምርኩሞ 👏👌
@iopo6877
@iopo6877 11 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስመዐና 🙏 ትሕትና100% ኣከዳድና100% መልክዕ100% ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሄረይ❤❤
@user-qu5uo6fr2v
@user-qu5uo6fr2v 11 ай бұрын
ኣከዳድና ገለኣይነት ሃይማኖትኪ ከይ ትቅይሪ ሄሩ ጽብቅቲ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 11 ай бұрын
እልልልልል ኣታ ሰናይ ዘመን ግዲ ክመፀና ዩ ብመዝሙር ጀሚርኩሞ ይሕጉስኩምና ።ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና
@jge7tye640
@jge7tye640 11 ай бұрын
ሄርሜላ ብጣዕሚ ዝፎትወኪ ትሕቲ ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 11 ай бұрын
ዝማሬ መልእክተ ያስመዕና ሄረመላ ሓፍተይ እዝይ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ሃኒ የ ሸኮረና ኣድናቅትኹም ጋል ትግራይ 🙏💞🥰🥰🥰
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 11 ай бұрын
_ሄርሜላዬ በእውነት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሱቅ ኢልኪ ለዋህ ጠባያ ተፈታዊት ገይረ እየ ዝወስደኪ ሓቀይ እየ ከኣ ከምኡ ስለ ዝኾንኪ ንስኺ ዘለኽዮ ፊልም ክርኢ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ኣከዳድናኺ ትሕትናኺ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ እምነት ብሓቂ ወሲኸ ፎትየኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወለላይ ሃኒዋይ ንዓኻለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤😘_
@God-db9vp
@God-db9vp 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብለካ ጓል ትሕትናኣ መሳጢ፡ ኣከዳድናኣ ውርዙይ ዘይተቀላለዐ፡ ፌክ ዘፍርሕ ኣጽፋር ዘይብላ፡ ክብርቲ ምስ ክብረታ ዘላ ሄርሜላ ወረጃ ከምተን ክቡራት ኣዴታትኪ፡ በጃኺ ቀጽልዮ ከምዛ ዘለኽያ። ደስ ክብለኒ ከኣ ሪፕለይ ግበርለይ።
@genetmeles4766
@genetmeles4766 11 ай бұрын
Nata hibkaya aleka baela ka kitmlselka eya❤
@rit6091
@rit6091 10 ай бұрын
Niski/Niska wedi dika gual?
@God-db9vp
@God-db9vp 10 ай бұрын
@@rit6091 ወዲ እየ። ንምንታይ ደኣ ሓቲትክኒ
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ ትብዓት እዩ ዘርኢ ኣብ ሃይማኖትኪ ይጽንዕኪ ፍጣሪ ሄርሚላ
@zaydgadrmkl3278
@zaydgadrmkl3278 11 ай бұрын
እልልል ዝማሬ መላእክት የስምዐና ንእግዚኣብሄር ክተመስግን ከላ ምጥዓማ ስርዓታ ኣካዳድናኣ ካብ ኣደይ ሃይማኖይ መቀደምኩ ምባላ ፈትየያ ፅብቅተን 💚
@FthawiYeaqob-cz7gn
@FthawiYeaqob-cz7gn 11 ай бұрын
ናይ ኣዋልድ ነገር ምተባኣስና ዶ በልኪ ኣዲኒቐኪ ሓቂ ተዛሪብኪ ሄርሜላ ሽኮር ግዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት
@ghgh2357
@ghgh2357 11 ай бұрын
ኣካዳደና100% ሓደራኪ ከይትቅየሪ ከማኣልኪ ብሽፍንትኪ ንበሪ♥️♥️♥️
@emteemte3985
@emteemte3985 11 ай бұрын
Yes anes dess elni nebsan teketateltin zekbr akedadna areyatna
@ንግዜ
@ንግዜ 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ የኔ ቆንጆ ብጣዓም ንፍዕቲ ብፊላይ ኣካዳድና 100% ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidanetsegay831
@kidanetsegay831 11 ай бұрын
ኣብዚ ግዜ እዚ እሞ ካአ ሰነ ጥበባዊት እያ ይበል ግርማ ንፋዕቲ ጎል ኤረይ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋👈
@sarar9370
@sarar9370 11 ай бұрын
ዋው ኣድንቀኪ ሃይማኖት ክቡር እዩ ብማንም ይኩን ማንም♥️♥️💗💗💗
@selagggg5732
@selagggg5732 11 ай бұрын
Confidence 65% ኣከዳድና 100%
@hbgg8057
@hbgg8057 11 ай бұрын
ሄርሚየይ ሸኾን እንካዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤ሃኒ ሓወይ ንኣሰማይት ገ/መሰቀል ኣምፀአልና ክብር ሓውና
@myloveeduye9104
@myloveeduye9104 11 ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ እባ ኣምጻልና ሸዊት ሰረቀ&ዮናስ መንግስተኣብ❤
@brhanebb1960
@brhanebb1960 11 ай бұрын
ኣሰይይይ እዛ ዝፈትዋ ቆልዓ ዝማሬ መላኣክት ያስመዓና ዝያዳታተት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሃኒ ሽኩር ♥️♥️♥️♥️♥️ዕዲማን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 10 ай бұрын
❤ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅብቕቲ ብዙሕ ሰብ ነዓኺ ትመስል ይብለኒ ነዓኺ ተመሲለ ብሓቂ ፅብቕቲ እየ
@AXUM13
@AXUM13 11 ай бұрын
ትሕትና ዘለዋ ምልእቲ ጓል ክፈትወኪ ማዓት እየ ❣️❣️
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 11 ай бұрын
ሄሩየ ምቅርቲ ደስ ክትብሊ ርጋዕታኪ ኣከዳድናኪ ሙሉእ ጎደሎ ዘይብላ ቀፅልሉ ❤❤❤
@AT-ku8jk
@AT-ku8jk 11 ай бұрын
ኣከዳድና100%❤❤❤
@Tblextube
@Tblextube 11 ай бұрын
ትሕትናኽስ ብጣዕሚ መሲጥኒ፡ ከምኡ ቀጽልዮ ኢኺ ዋላ ብድሕሪ ካሜራ❤
@asmeromasefaw8069
@asmeromasefaw8069 11 ай бұрын
ክትዝምሪ ከለኪ እግሪኪ ከተውርዲ ይግባኣኪ ከምኡ ውን በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኢልኪ ሜጅማር ኔርኪ እና ንፍዕቲ ጸጋ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 11 ай бұрын
Ferisawi sek eyu zetsebekeleka kemedeleata koina tezemer Egziabher yekebelo eyu men feradi gearuki
@user-bf6kl6eu9d
@user-bf6kl6eu9d 11 ай бұрын
ንኣስማይት ገረመስቀል ኣምፀአልና ሃኒ ሽኮርርርር❤❤❤❤❤❤
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l 11 ай бұрын
ክትዝምሩ ከለኹም በስመኣብ እልኩም ጀምርዎ ኣሕዋተይ
@Nejat.jemal.
@Nejat.jemal. 11 ай бұрын
Nmejemeriya hatite nmejemeriya gize melisom thank u xbukat ❤️
@MULUGETAYBRAH-hk5jj
@MULUGETAYBRAH-hk5jj 11 ай бұрын
ኬፈ ዞሎዋ ትሕትና ኣካዳድና ኩሉ ካብ በዓል ውንታ ዎዛል ኣጸብቅክ ትሕሽ
@samrahabsh9631
@samrahabsh9631 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተና❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 11 ай бұрын
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ሄረሜላ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ🥰🥰_
@fyeriteame7623
@fyeriteame7623 11 ай бұрын
ኣምየን ኣምየን ኣምየን ዝማረ መላኢክቲ የስምኣልና ብታኢሚ ኢየ ዝፈትወኪ ብፍላይ ኣካዳድናኪ ከምኡ ውን ጽፍሪ ዘይ ምግባርኪ ብታኢሚ ኢየ ተሃጊሰ ቀጽልዮ ኣጆኪ ቀጽልዮ ደጋፊት ናትኪ ኢየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኢድመን ትኢናን ይሃብኪ ፈታሪ
@titigaltigray
@titigaltigray 11 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ትሕትኛ ታዓድላቶ እያ ቡኡነት ❤️❤️❤️
@gjcg6332
@gjcg6332 11 ай бұрын
አረ ክትሽኩር ብስሩ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ንስኪ ዘለክዮ ክሉ ነገር እዩ ኬፍ ዝህበኒ እና ቀፅልሉ♥️
@user-ko3ev1uj6k
@user-ko3ev1uj6k 11 ай бұрын
ሃኒየ ሽኮር ናይ ኣዝማድ ጌርካያ ጽቡቅ ጌርካ ኣየድረቅካያን ❤❤❤
@saraa9497
@saraa9497 4 ай бұрын
ብሓቅ ብጣዕም የኹም ደስ ውልኹሙን ብዕድመይ ብጥዕናይ ይሓልወልና ፈጣር ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mf4yn5sk1e
@user-mf4yn5sk1e 11 ай бұрын
በጣዕሚ ጹቡቅ መድብ❤️❤️❤️ ነ ቱፉ ኣምጻኣልና በጃክኻ
@asterghebrai517
@asterghebrai517 11 ай бұрын
ጽብቕቲ ሽኮር ኢኻ እንኮላይ ሞኽሲ ጓለይ🇪🇷🙏🥰
@user-yk7wp2nm3y
@user-yk7wp2nm3y 20 күн бұрын
ብጣዓሚ ዘሕጎስትን ናይዛ ክብረት ሓብትና ዓልታዊነት መጠፋኣክዎ ዝበለታስ ጽቭቅ አዩ የቀነለና
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 11 ай бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ስነጥበባዊት ሄርሜላ መሓሪ ጎበዝ ይበልል
@saliemkifle4470
@saliemkifle4470 11 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና 100% ኣቤት ልቦና 100% ኣቤት ብልሒ 100% ኣከዳድናኪ ከኣ,ሞ ካብ ጓል 20 ዓመት ዘይትጽበዮ ጎበዝ ቆልዓ በሊ እስከ እግዚኣብሄር ካብ ኩሉ ክፋእ ይክደንኪ ከምቲ ነቲ ዉልዶ ሰብነትኪ ብጽቡቅ ኣልባሳትኪ ዝኸደንክዮ ❤❤❤❤❤ ግን ጓል 20 ዓመት ጥራይ ኢኪ ኣቲ ኣብቲ ፈለማ ጉብዝናይ ማለት ወዲ 15 ከባቢ ዝነበርኩሉ ወስ እንተዝብል ኔረስ ክንዳኪ መእኸልኩ ማለት ዲዩ ወዲ 35 ዓመት ኢየ ሕጂ ነዚ ዉሽጣዉን ደጋዉን ጽባቄኪ ርእየስ ተጣዒሰ,ኮ ኣብ ሓንቲ ሓያም ወስ ዘይምባለይ 😂😂😂😂 ሓያም እንተበልኩ ከኣ ንሓያማት ክጻረፍ ዝደለኩ ከይ መስለኩም ምሉእ ክብረት ኢዩ ደለኒ ኣብ ልዕሊኤን እንተኮነ ግን ባዓልቲ ሓዳር ስለ ዘይድፈር ኢየ
@mareyhelsh5850
@mareyhelsh5850 11 ай бұрын
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ብሩካተይ❤❤❤
@maharifutum3642
@maharifutum3642 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስል ልብል ሕቶታት እዩ ዕድመን ጥዕናን ብዘለኽሞ ኣሕዋተይ
@emntokeseteabrha976
@emntokeseteabrha976 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደሰል ልብል ሕቶታት እዩ ዕድመን ጥዕናን
@user-ld9mw7jf9l
@user-ld9mw7jf9l 11 ай бұрын
ካብዘን ኩለን interview ዘግበርካየን ❤ሳሮን ሩታ ሄርሜላ❤ ኣከዳድንኤን 100%
@user-tl6gl8nk5o
@user-tl6gl8nk5o 11 ай бұрын
ኣሕዋት ኣነ ክምርዓዋ ኣፍቅዱለይ፡ ሃኒባል ቴድሮስ ከኣ ዞማይ ትኸውን።
@tsegat6873
@tsegat6873 11 ай бұрын
ምስኣ እንዳሓፈርኩ ኣነ ከኣ😅😅😅😅😅ክንደይ ደስ ትብል❤❤❤❤❤❤
@user-kp3fb6fy8l
@user-kp3fb6fy8l 11 ай бұрын
ደስ በሃሊ መደብ እዩ ቀፅልሉ ሶ ውርዝይቲ ቆልዓ
@BeReketKelat-lb1kp
@BeReketKelat-lb1kp 11 ай бұрын
Amen amen amen kali hiwet kali menfesi kudusi yesmaina Herimela abay sebi betia zifetiwo metsikin❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ffgtdg8194
@ffgtdg8194 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 11 ай бұрын
ሽኮረይ ከለ አፃፍራ ዩ ኮ ናይ ባዕላ ❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ኩብራተይ🥰🥰❤❤❤❤❤🥰
@Asmayt265
@Asmayt265 11 ай бұрын
Asey zemhewatey zmare mrlaekti yesmelna kexeluwo 🙏🙏🙏🙏🙏🙏kab Asmayt haftekum.
@shemuwelday6304
@shemuwelday6304 11 ай бұрын
ሽኮር ቆልዓ ሕፍርፍር ዝበለት መቀረት❤❤❤❤❤❤❤
@dawitshefe4568
@dawitshefe4568 11 ай бұрын
Confidence 99/10 respect 💯 Edmen tenan 👌
@user-us1fk2dn8s
@user-us1fk2dn8s 11 ай бұрын
ኬፍ ኣለኩም ጽ ቡቃት ኣቅኒእኩምኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቀጽሎ ሃኒባል ቴድሮስ ካብ ልቢ ዝፈትወካ ኣድናቂካ የ
@tiji_
@tiji_ 11 ай бұрын
ሄርመላ ሽኮር ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ኣካዳዲናኪ100🥰💗
@tirhasabraham7869
@tirhasabraham7869 11 ай бұрын
ምጭዋት ፍጥረት ሄርየ ብጣእሚ እየ ዝፈትወኪ ትሕትናኪ ብጣእሚ እየ ዝፈትወኪ
@TV-vh2im
@TV-vh2im 11 ай бұрын
ትሕትናኪ ብጣዕሚ መንፈሳዊ ቅንኢ ይሐዝ ሓደራኪ ከይትቅየሪ ሳሚ ክሕተት ክሎ ሰለ ሓዳር ሓንትን ናይመወዳእታን እሉ ንሲኪ ክዓ ደግምክዮ ብሓንሰብ ተትኮኑ ፅቡቅ ኣምላክ ሓሰብ ልቡኩም የሠመረልኩም አብ ኃይማኖቱ ባህሉ ጎቦዝ ዝኮነ ሰብ ክፈቱ❤❤❤
@mussietekle4536
@mussietekle4536 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ንጉሰ ኩሉ ፈጥረትን ዓለም ብመጀመረያ ዝከበረን ዘተመሰገነ ይኹን ክልተ ዝፈተወኩም ደቀይ ሃኒ ምሰ ድሌት (ሄረሜላ)ዕደመኹም የንዋሐዬ ክፉእ አይ ረከብኩም
@jge7tye640
@jge7tye640 11 ай бұрын
ኣከዳድና እድብቲ 100%👌
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 11 ай бұрын
ዕልልልልል ዚማረመላእኽተት ያስምዐና ወለላየ❤❤❤
@abdusemed2527
@abdusemed2527 5 ай бұрын
Very calm down and sweet voice bravo ❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 11 ай бұрын
ሄርየይ ብጣዕሚ ዝፈትወክን ዘክብረክን ዕድሜን ጥዕናን የሃብኪ ❤❤
@antoniohaj1137
@antoniohaj1137 11 ай бұрын
■Akedadna 110%. ■confidence 50%, 50/50. ■communicate 25%
@user-hu9jq2er3p
@user-hu9jq2er3p 11 ай бұрын
መጀመርታ ዝማሪ መላክቲ የስምዓልና።❤❤❤ ኣነ እሞ ክፈትወክ መዓት ኢየ love u my dear❤❤❤
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 11 ай бұрын
ኣዚ ኩሉ መልክዕን ልቦናን ሒዝክስ ክሳብ ሕጂ ሲንግል። ጽቡቓት ኣዋልድ ኣወዳት ይፈርሕወን እዮም ዝበሃል ሓቅነት ኣለዎ ማለት እዩ።
@emteemte3985
@emteemte3985 11 ай бұрын
Meat aber slezelewa eyu flut
@user-xl8td2yw8e
@user-xl8td2yw8e 11 ай бұрын
ዝፈትወኩም ፅቡቃት ስድራ ሃኒ ሓወይ ኣብሊፀ እየ ዝፈትወካ❤️❤❤❤❤❤😻
@selmaabrihaselmaabriha7319
@selmaabrihaselmaabriha7319 8 ай бұрын
ማራ ኬፍ ዘለዋ ቆልዓ አካዳዲና ትሕቲና ሙሉእ ዘይጓደለ ዘሃበኪ ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ❤❤❤
@user-tf4ek2jk4r
@user-tf4ek2jk4r 11 ай бұрын
እልልልልል ዝማሬ መልእኪት የስመዐልና❤❤❤
@sirakmehari1877
@sirakmehari1877 11 ай бұрын
ሄርሚ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ
@tesfaytsegay8664
@tesfaytsegay8664 11 ай бұрын
ኣድናቂኪ እየ ካብ ሽታ ሮማይ ጀሚረ እየ ዝተካታተልኩኪ ቃፅልሉ❤❤❤❤
@arsemsgebreyesus2454
@arsemsgebreyesus2454 11 ай бұрын
Next time can you please bring, Nahom Yhannes (Meste)🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@saliholove101
@saliholove101 11 ай бұрын
ገጹ ትርሓቅ እንታይ ኢሉ ክሕተት ወደይ😅😅😅😅 ኣጻብባ ስረ ክምህረካ ዩ😢😅😅
@michaelokbagabir1956
@michaelokbagabir1956 11 ай бұрын
Atom sebat anes blbey yhwat ymeslu enda belkus yhwat ms belu btaemi germni nwshetna sle zey nseme ena eko ntefe bezie agatami nwshetna nsmayo kbl yfetu hani hawna bezi tgebro zeleka derekena hito tgebro zeleka azina nemesgn ❤❤❤thanks
@eritreaneritrean
@eritreaneritrean 11 ай бұрын
ሀሩየ ሽኮር ንመጀመርያ ጊዘ ኣብ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ ብጣሚ ስለ ዘድንቀኪ አየ ቀጽልዮ እግዛኣብሀር ኣምላክ ሰላም ፍቕሪ ዘልዎ ናብራ ይሃብኪ ሃኒ ሃወይ ከኣ ቀጽሎ ኣጆካ
@hagushhaftu4875
@hagushhaftu4875 11 ай бұрын
ኣዛራርብኣ ኣካዳድና ኣ ደስትብለካ❤
@smon_wedi_disi
@smon_wedi_disi 11 ай бұрын
ሄርሜላ የኔ ቆንጆ ኪፍ ኣለኪ ኣድናቅኪ እየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mengismulue5443
@mengismulue5443 11 ай бұрын
ብኩሉ መዳይ ዝወጻ ዘይብላ ውድአቲ ጛል
@meryemm2193
@meryemm2193 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእከት የሰመዐልና❤❤❤❤❤
@hfgytyt2385
@hfgytyt2385 11 ай бұрын
ብጣዕሚ አየ ዝፍትወኪ ምቅርቲ ደሰ ክትብል❤❤❤❤❤❤❤❤
@LulaTesfahanes
@LulaTesfahanes Ай бұрын
Hermelay shkor edmen tanan yhabki fetari
@user-ht9cy2vg8r
@user-ht9cy2vg8r 11 ай бұрын
Aseyyyyy muqurat yehwatey admen tanan ad zelekumo 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@dawittesfamariam9710
@dawittesfamariam9710 11 ай бұрын
ዝማረ ምላእክቲ የስምዕልና ማቅርት ሓፍተይ
@fuch9239
@fuch9239 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ምቅርተይ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 11 ай бұрын
Des bahalet gal melada akdadena yebel zebel zerabakey kulu ❤❤❤❤100%
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 11 ай бұрын
Nay saron interview semiekas it’s okyyy belu dehan
@LijNatanLijNatan
@LijNatanLijNatan 11 ай бұрын
መርሓባ ሃኒ በጃካ በቃ ን ጢኑ ኣምጻኣልና
@user-gp2ik8sb5n
@user-gp2ik8sb5n 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ደቂ ኢረይ ይመቹሁ
@lulyaghebretnsae9160
@lulyaghebretnsae9160 11 ай бұрын
First comment me ❤we love u deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 11 ай бұрын
ኣነማ ጦርነት መጥፈእኩዎ ነይረ😥😥😥😥
@grmawitmerhawi202
@grmawitmerhawi202 11 ай бұрын
Amlak ab qalki yxnaki btamie eki nfati haymonta tkbr akadadna emo ka abzi eadme 😘💋💋💋 hiroy shkor
@hchc8534
@hchc8534 11 ай бұрын
ሄሩየ ምቅርቲ ❤❤❤❤አከዳድናኪ ብጣዕሚ ደሰ❤❤❤ባሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 11 ай бұрын
ሄርየይ ሽካርይ ብዝይ መክያጅ ዝፈትውኪ
@eluamanuel3677
@eluamanuel3677 11 ай бұрын
N furtuna andebrhan amxulna ❤️❤️❤️
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 11 ай бұрын
ብጣዕም የኹሙ ደስ ትቡሉ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹሙ ፈጣር
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይይ❤❤
@tigstieyob8345
@tigstieyob8345 11 ай бұрын
Asey mekertiy.btemi feteki zemare melakti.yesmalna
@idismali9430
@idismali9430 11 ай бұрын
Wwwww bravo akdadnaki btami xebuq ajoki aythmeqi qexlyo berti
@elenokbay4758
@elenokbay4758 11 ай бұрын
Aseyyyyyyy Deqi Erey mukurat Btami xubuk medeb Adnaqitka eye Hani hawey qexlo so edmen tanan yehabekum ftari😍🙏🙏🙏
@asmerom-yl5of
@asmerom-yl5of 11 ай бұрын
ብሃንቀውታ የ ክጽበየኪ ቀንየ ራህዊተይ❤ wellcame
@jamiexajisuleman8705
@jamiexajisuleman8705 11 ай бұрын
Naybahqi zefotuwa artist ajoki haftey natey haweke jamie mahamed
@user-cy4tb2uw9n
@user-cy4tb2uw9n 11 ай бұрын
እዋይ ደሉ ኦሬዲ 21 ጌርኪ።gays she is so yang I was thinking still 18 or 19
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 8 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 129 МЛН
Нашли чужие сети в озере..💁🏼‍♀️🕸️🎣
00:34
Connoisseur BLIND420
Рет қаралды 3,5 МЛН
Meet Hanibal Tedros - Message From Abolentertainmeent :- Don't miss this !
36:27
Daniel Pictures |ኣዘናጋዒትን ሓዳሽ መደብ  😂😂😂
27:11
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН