Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 13) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 101,691

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

4 күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 600
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 3 күн бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzfaq.info/love/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@kedijaseid7968
@kedijaseid7968 3 күн бұрын
Kab hawa welidato
@katerinasengkal4851
@katerinasengkal4851 2 күн бұрын
thanks we love you
@simonghebru7176
@simonghebru7176 2 күн бұрын
​@@kedijaseid7968ኣይኮነን እቲ ቆልዓ ዩ ኮ ኣኮ ዝኾውን ዘሎ ካብ ሓዋ እንተወሊዳቶ እቲ ወላዲ ዩ ኣኮን ኣቦን ዝኸውን ዘሎ
@asmeretghirmatsion5571
@asmeretghirmatsion5571 2 күн бұрын
@@simonghebru7176 zlezi ka abo hamata welidato malet diyu mknyatu nediu hawa iyu akuu adiu malet kaa hamta malet iya
@Abeltekleab-dp4zv
@Abeltekleab-dp4zv 2 күн бұрын
@@simonghebru7176 kab wedi gala eya welidato
@kieruhabibi6456
@kieruhabibi6456 2 күн бұрын
ከምዚ እዩ አስመራ ኣውራጃ ሃይማኖት ዓዲ ኣይፈላሊንዩ ተባረክ ህዝበይ
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Күн бұрын
❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️
@mf4244
@mf4244 5 сағат бұрын
ናይ በሓቂ 🇪🇷
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 күн бұрын
ተለፎኖም ጽሐፍሎም አንቢኦምኒ ክአትዉ ከለዉ ተኸዲኖም ለከ ሰብ ንመን ይመስል ንናብርኡ አዛ መደብ ጸገምኩም ትጸርግ ይግበራ ንሐዋሩ ❤🙏🇪🇷
@lijalemtseghans1033
@lijalemtseghans1033 2 күн бұрын
ሰላም፡ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዛመደብ ውልቃውነት ሓገዝ ነበርክተላ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ነብጻሓያ ኣነ ካብ ኢቶጵያዊያን ሓንቲ ተቅናኣኒ እዛ ናይ ማስተር ኣብነት መደብ ያ ስለዚ ጽብቅቲ መደብ ጀምራትልና ኣላ ሃያ ኢደይ ኢድካ ንበል ኣሕዋት ደቂ ኤረይ ❤❤❤
@user-jf8oz2vs4y
@user-jf8oz2vs4y 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ተግባር ኣብራሃም ሓወይ ወዲ ኢረይ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ምሳካ ይኹን ❤ ኣብ ማይድማ ብሳይክል ቀዳማይ ክትወጽእ ከለካ ባይ ባይ ባይ ኣብራሃም ሓለባይ እንዳ በልና ክንደርፈልካ ከለና ተዘኪርኒ ሕጂ ክኣ ከምኡ ብልጽ ስራሕ ኢካ ትገብር ዘለካ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sawa-1996
@Sawa-1996 15 күн бұрын
እግዚኣብሔር ነዛ መደብ ኽሕግዝ ርሕራሀ ልቦና ሃበኒ ኤርትራዊ ምኻነይ ይኾርእ ተመስገን 🙏ኣምላኽ ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 15 күн бұрын
የቀንየልና 🙏
@latinat.4215
@latinat.4215 15 күн бұрын
Great job.Ridas u are one of my favorite artist🎉
@latinat.4215
@latinat.4215 15 күн бұрын
Sorry for the misspelling of your name Rodas
@Sawa-1996
@Sawa-1996 8 күн бұрын
ኣንታ ነብኡስ ኣክኡ ንሱ ካብ መን ወሊዳቶ ?? ==ካብ ወዲ ጓላ ወሊዳቶ ===ካብ ኣባዩ ወሊዱ
@merhawimilash8247
@merhawimilash8247 7 күн бұрын
ኣየ ዘመን እንታይ እሞ ዝብሃል ኣሎ ሃገረይ ሓንቲ መዓልቲስ እብ ህዝብኺ ዪሓልፈሉ ዪኸዉን 😢😢😢 እዚ ናይ ስራሕ ህዝቢ
@rufta.
@rufta. 3 күн бұрын
ተባረኺ ኤርትራ ሃገርና ❤ ኣሰይ ህዝበይ ብሩኽ ።
@shwayetekleab4472
@shwayetekleab4472 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ክብርን ባህልን መነንትን ታሪኽን ናይ ኤርትራ ዘይፈልጥ ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር ተዛወሩ ኩሉ ኣብ ዋልታ ሃገር ክትረኽብዎ አኹም ሰናይ ተግባር ካብታ ዘላትካ ምክፋል ሕላገት ባህልና አዩ ኤርትራዊ አየ ዝብል ከኣ ንጨፈራ ኣይኮነን ተማሃሩ አቶም ኣብ ሓሸዉየ ግዜኹም ተሕልፉ❤❤❤❤❤
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 2 күн бұрын
አምላክ ይመስገን ኤርትራዊት ኮይነ ካብዚ ጭዋ ህዝቢ ብምፍጣረይ ን አምላከይ የመስግን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋❤️❤️❤️
@rufta.
@rufta. 3 күн бұрын
ሓቂ ኣስመራ ሃፍታም: ደቂ ኣስመራ ለዋሃት: ተንኮል ዘይፈልጡ. ንኩሉ ዝመጸ ዝሓቅፉ . ንገሩልናስከ ኣቱም ቅኑዕ ኣቦና. ዕድንመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤😊😊
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 күн бұрын
Yasss❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 күн бұрын
ብሓቂ ወደስመራ ኣበይ ዩ ገዛውትኻ እምበር ኣበዩ ዓድኻ ዘይብል ለዋህ ወደስመራ ጓለስመራ ክፍኣት ዘይፈልጡ። ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷!!!
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 3 күн бұрын
Ny bahaki de Asmera shikorinatate be kulu neger enty emo kenbel bezom hadesti seltunat tawaridna 😢 kemakue da abey kerkab
@lewhatkafluyyuamlakey2788
@lewhatkafluyyuamlakey2788 3 күн бұрын
@@haderakelati1160ab asmera gezawti yu zelo gdn yu abey gezawtka kbl; ab hagere- seb gn adi yu zelo, abey yu adka kea tbl:: kemey gierna gezawtka knbl asmat nay gezawti zeyele?
@Dilfavor
@Dilfavor 3 күн бұрын
Asmara genet eloma ezom abo 🌹🌹🌹 asmera tsaha, deke asmera toomat, wede Asmara abey gezawteka ember abey adeka aybelen kebahal haki
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 күн бұрын
ሮዳሰይ ሽኮር ምስ መሳርሕትኪ ማዕበለይ መግለጺ ስእነልካ ዘውጻክሞ ይተካአልኩም ኤሪትራውነት ብግብሪ ሰሰኑለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BiniamWeldegebrial
@BiniamWeldegebrial 2 күн бұрын
ኣሰይ ክቡራት ወለዲ ንህዝብና ከምዚ ጌሩ ዝሕግዝ ኢና ንደሊ እንበር ዝወራዘ ከዳዕ ኣይንደልን ኢና።
@esrom9
@esrom9 2 күн бұрын
መቸም በየናይ ቃላት እየ ክገልጸኩም ዋልታ ሃገር።ንዝተገበረሎም ግብሪ ካብ ልቢ ትሓጉሶም ክድሰቱ ክገልጹን ከለዉ ደስ የብሉኻ እዞም ኣቦና።ኣስመራ ዓደይ ነዚ ከይረኣኹ እንቓዕ ኣይመትኩ ምስ በሉ ንብዓተይ ክቖጻጸሮ ኣይከኣልኩን
@michaelyohannes4255
@michaelyohannes4255 15 күн бұрын
ጽቡቕ ጌርኪ ሮዳሰይ። ትግራዋይ ምምዃኑ ከስ ዝያዳ ፡ኤርትራዊ ዘየዳሉ በዓል ጽቡቕ ግብሪ ከምዘለና ዘረድእ ኢዩ መዓረይ
@blackbulltrex
@blackbulltrex 3 күн бұрын
ኣሰማራ ናይ ሰብ ከተማ ኢዩ ዓዲ ወዲ ዓውዲ ጽንጽዋይ ወይ ሃሎስታ ኢዩ ኣብ ኣስመራ ዝተውለደ ዝዓበይ ወላ ከማን 3 ማዓልቲ ዝፈልጣ። ኣታ ወዲ ኣቦይ ሃይለ ሕጂ ትግራዋይ ሙካኖ ኣፈልጥ ኣለኩ ኣዕቢሞና ሁርኩት ሰራሕተኛ ባዓል ባባ ብፍቅሪ ዝፈትዎዎም ዝነብሩ ዓቢ ሰብኣይ ኢዮም። ኣብ ኣስመራ ዓዲ ኣይንፈልጥን ኢና ናጀራዋይም ሶማላዋይን ሓዳር ጊሮም ምሳና ተማሂሮ ምሳና ኣዕርኩ ኮይኖም። ኣስምራ ጻዕዳ በጃኪ እብ እዝቢ ኤርትራ ኣክብና ኩሉ ናፍቅናዮ ዓድና ማዓሬና።
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 күн бұрын
Yassss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Metkeli
@Metkeli 3 күн бұрын
Bhaki ❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 күн бұрын
ኣብ ኣስመራ ዓዲ ወዲ ዓዲ ኣይሰርሕን እዩ ኣስመራ ናይ ኩሉ ኣብታ ከተማ ዝቕመጥ ዓዲ እያ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 күн бұрын
🇪🇷👍
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 Күн бұрын
እዞም ኣቦና ምስ እቲ ክቡር ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝዓበዩን ዝነበሩን ፣ ኩሉ ባህልናን ጭዉነትናን ዝምስክሩ እዬም። ብጣዕሚ እየ ተሓጕሰ ትግራዋይ ኢልኩም ዘየቋረጽኩሞ👏🏽👏🏽 ኣስመራ ጻዕዳ ኣካቢትን ሓብሓቢትን ኩሉ። Kudos to team Alena Walta Hager❤️
@numaelyonas3532
@numaelyonas3532 Күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ቀሊል ነገር ኣይኮነን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@yordanos77
@yordanos77 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እንኻዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ተኩርዑ የሕዋት ዘልኩሙኒ አምልኽ ሐሳብ ልቡኹም የስምረልኩም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
@amenblessed8388
@amenblessed8388 3 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷elelelelelellelelelel
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Күн бұрын
❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️
@senay6334
@senay6334 3 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ዓስቢ ብዝጊሄር ርኸብዎ ሰብኣውነት ሃገር ኣውራጃ ብሄር ኣይፈልን ጽቡቅ ስራሕ መብልዒ እንጀራኺም ይግበሰልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ተንክዩ ❤🇪🇷❤
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 күн бұрын
ሮዳስ ሽኮር እታ አስቤዛ አብ ቅድሚኦም ዱርባኹም አብ ፈተና አይተእትውዎም ኩሉ ጽቡቕ እናገበርኩም ስራሕኩም ከይበላሸወኩም ንሳ እንተ ትርፍ ጽቡቕ ኔሩ እዚአ ርእቶይ እያ ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ❤
@teklekidane7405
@teklekidane7405 3 күн бұрын
I have saved until now £500 so far for Alona Walta Hager
@beleygeberemreyam276
@beleygeberemreyam276 3 күн бұрын
ከመይ አለኪ ሮዳሰ ጽብቅቲ ገርሂ ልባ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ
@blackbulltrex
@blackbulltrex 3 күн бұрын
ብ ደቂ ደቂ ኽበሪ በላ
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 3 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓገዝትኻ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ነዞም ኣቦና ከምዚ ጌርኩም ብምሕጋዝኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ የቀንየልና
@HamudiHunu55891
@HamudiHunu55891 8 сағат бұрын
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ንእግሪ መገድና ባባ መንግስ ኣቦና ቪያጂዳ ኣርኢኩምና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤❤
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 2 күн бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤ ኣስመራ ሃብታም እወ ተማቂሉ ዝበልዕ ሓላል ህዝቢ ❤
@user-xw2ch7lq6s
@user-xw2ch7lq6s 3 күн бұрын
Nay rodas sihar kef zbekum like 👍
@yonatanbokristion7598
@yonatanbokristion7598 2 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክተባብዑ ዘልኩም ኢኩም ,,,,, እቲ በዓል ዋጣ ግን ኣብ 43 ደቂቅ ዘሎ ንዳሕራይ ገጹ ናይ ፋንታ ጥሩሙዝ ኣምሲልዎ 😢 ፍትሕ ኣብሎ ገጽካ ሓሜን ዋሒድ ወላ እቲ ኣዛራርብኡ respect ዘለዎ ኣይኮንን ,,
@shamfesha4974
@shamfesha4974 Күн бұрын
ዋውውውው ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኤርትራዊ ማለት ኩቡር መንነት ክባሃል እንከሎ ትርጉም ኣለዎ ብራቮታት ማዓበልኖ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@Adha1991
@Adha1991 3 күн бұрын
ሓንቲ ካብተን ዝተሓጎስኩለን ምዓልቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ነዞም ኣቦና ባባ ሃይለ ገረዝግሄር ኣብርሃ ❤🇪🇷።
@Yohanatesfay24
@Yohanatesfay24 3 күн бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣቦይ ተመስገን አንዳ በለ ከይዱ ኣቦይ ኣዘካኪርኩምኒ ጥዕናይ ሓይልን ይሃብኩም ኣቦይ ሃይለ ምዓረይ ስራሕ ክብረት ምካኑ ካባኩም ተማሂርና ከርተት ንብል ኣለና ❤❤
@kudusansolomon2801
@kudusansolomon2801 3 күн бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ደሰ ዝብል አፈላላይ ዘይብሉ ማዕበል ዕድመን ጥዕናን ምሰ መሳርሕትካ
@yonasmehari4265
@yonasmehari4265 3 күн бұрын
ሮዳስ ሽኮር ነቶም ትሕግዝዎም አብከባቢ ስርሖም ብምኻድ አሰቤዛኹም ብምቅማጥ አብ ሕቶን ፈተናን አይተእትውዎም ከምቲ ግብረ ሰናይ ስራሕኩም ይኹን ልሳንኩም ኩቡራት ደቂ ኤረይ ሮዳስ ምስ ኩሎም መሳርሕትኺ የቀንየለይ እዚአ ሪኢቶይ ኢያ ❤❤❤❤❤❤❤
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 2 күн бұрын
esue. tefeewome. zeyekonese. etey shigre. mesereaye. eue. sebe. zehegez
@Mom19aluye
@Mom19aluye 2 күн бұрын
Yeah tkkl
@Mom19aluye
@Mom19aluye 2 күн бұрын
Yeah xbuq aleka ab fetene aytetwuwom
@gidegoitom6225
@gidegoitom6225 Күн бұрын
Right ✅️
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 5 сағат бұрын
Thank you Alena walta hager keep up good job.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷
@NuriaNuria-bv4yj
@NuriaNuria-bv4yj 3 күн бұрын
😢 እዋይ ማዓረይ ነዞም አቦ ዘሐጎስኩም ረቢ ሐጎስ ይሀብኩም
@Eritrea01
@Eritrea01 2 күн бұрын
❤ሮዳስ ኣዚኺ ብልጽቲ ንፍዕቲ ከመዴታታ በላሕ መስተውዓሊት እግዛብሄር ኣብ ኩሉ ሂወትኪ ብሓጎስን ጸጋን የንብርኪ ጅግና ጓል ኤረይ❤❤❤❤
@yamibirhanu5085
@yamibirhanu5085 3 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ፈጣሪ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ብፍላይ ካአ ሰራዊትናን መግስትናን ኤርትራዊ ሙኻነይ ብጣዓሚ እየ ሕጉሱ ክብርን ሞጉስን ንስዋአትና 🇪🇷🫡✊🇪🇷🫡✊🇪🇷✊🦋🦋😘😘🙏
@esutekie360
@esutekie360 3 күн бұрын
የርዳ ሽኮር ምቅልእል ጠባይኪ እግዛብሄር ጥዕና ይሃብኪ ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ❤❤🇪🇷🫡
@user-bx9hl8ji5y
@user-bx9hl8ji5y 3 күн бұрын
ናርዶስ ያ ስማ ምቅርቲ❤
@abrehetasmelash5365
@abrehetasmelash5365 3 күн бұрын
ሰላም ዮርዳ ስሂኩር ጥዕምቲ ደሃይ ጽጋ ጥ ዕና ይሃብኪ ኒስኪን መሳርሕትኪን። መልሲ ሕቶኪ ካብ ሓዋ እያ ወሊዳቶ ❤
@user-gv4rb9gt1q
@user-gv4rb9gt1q 3 күн бұрын
Roding shikor mulue edmen tienan yhabki mis aboy haile ezi Beal wata gin gexu ensure qurub fitihhhh able bejaka
@user-gv4rb9gt1q
@user-gv4rb9gt1q 3 күн бұрын
Rodiye shikor ETA hits ka kab hawa eya welidato ❤❤❤
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 күн бұрын
ጽቡቕ መድብ ሰናይ ግብሪ🙏🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራ መመስገንን መራቕን ብንእሽተይ ዝሑጎስ❤ ዘኹርዕ ባህሊ ዋልታ ሃገርን ሮዳስ መሳርሕትኹም ንፉዓት ቀጽልዎ🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷🪻🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷💯🇪🇷
@rishant9980
@rishant9980 3 күн бұрын
አቦና ማዐረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አዚና ኢና ነመስግነኩም በቲ ኩሉ ስራሕኩም ባዐልዋጣ ጸዋግ ዘይ ብራሀካ እዞም አቦና ገጽ ገጹ እንዳራአዩ እንተዕለሉ ቁሊሕ ኢሉ ከማን አይራአዩምን ካልእ ባዐል ዋጣ ቀይሩ ድቃስ እዩ ዘምጻልካ ❤❤❤❤
@genetberhane1846
@genetberhane1846 2 күн бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ንዘለዓለም ንበሩ ከምዛ ሰብ ተሐጉሱ ዘለኪም አምላኽ የሕጉሰኩም ሮዲ ሐፍተይ ዓድመን ጥዓናን ይሃብኪ ፈተተተተተተተተተተተ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HEWAN32
@HEWAN32 3 күн бұрын
ኤርትራዊ ኩቡር ባህሊ ኩርዓት ሓበን ❤❤❤❤❤❤❤ ተባረኩ ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 3 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብ ጎድንኹም 🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 3 күн бұрын
መርሓባ ድሃይ ቤትና ብትገብዎ ዘለኩም ክብር አድንቆት አለኒ ክብርን ምሰጋና ይግባአኩም አብዚአ ትነጥፎ ዘለኩም ከምእውን ሮዳሰ ሹኮር ዚኮነት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራትን ክብራት 🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷
@ShewhatMehari
@ShewhatMehari 5 сағат бұрын
ስላም ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤ 👆👆👆ነዚኣ ሕቶ ክምልሳ ክፍትን ካብ ኣቦ ሓማታ እያ ወሊዳቶ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 3 күн бұрын
I am proud to be Eritrea end maebel hawey jegana hawey rodas Haftey marey Edman tinana yehbki 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 күн бұрын
ብጥዕሚ ጽቡቕ ኔርትራ ዝሰርሕ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ፡ ኩራዕ ተሓበን፡፡
@blackbulltrex
@blackbulltrex 3 күн бұрын
ሓቂ ሓራ ከታውጻኣና ኢያ ኤርትራውያን። ከም ኤንተርነት ዓለም ጊርና ካኣ ኣፍሪቃ ኤርትራ ግንገብራ ኢና። ኣስማራ ጻዕዳ ዓዲ ዓወዲ ናይ መጨረሽታ ፋራ ሰብ ኢዩ። ኣሰምራ ናይ ሰብ ሕልና ኢያ ስዳናውያን ክደግሩኩም ኢዮም ብትግርኛ ናይ ኣሰማራ ጽዕዳ ሓላል
@isakmehari7119
@isakmehari7119 2 күн бұрын
ባባ ሃይሉ ነበር ጎሮቤተ ፈቃር ጻዕራም ሰብ ብልቢ ተሓጊሰ ጽብቅ ስራሕ ተሌፈኑ ተትጽሑፍልና ጽብቅ ኔሩ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም 🥰
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n 3 күн бұрын
አቦይ ሃይለ ዕባይ አስመራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ኣለና ዋላታ ሃገር፡ ኩልና ነዛ መደብ ነተባብዓዮም ዝያዳ ንኽትዓቢ።
@AmanosmanHope-vc8cn
@AmanosmanHope-vc8cn 3 күн бұрын
❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ባዓልቲ ቁምነገር ❤❤❤❤❤ ክብርት ይሃብኩም
@kidaneghebrekidan4916
@kidaneghebrekidan4916 2 күн бұрын
ይኮርዕ እንበር ከመይ ዘይኮርዕ ኤርትራዊ ብምኳነይ ሓደ ካብ ባህላዊ ኤርትራውያን ምትሕግጋዝን ዘለካ ምክፋልን እዩ ክብረት ይሃበልና ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AliMorad-uv1st
@AliMorad-uv1st 3 күн бұрын
ካኣብቲ ሽሻይ እቲ መደብ ካኣብቲ መደብ እቲ ፍሽኽታ እንታይ ጎዲልና ክንብል እድመን ጥእናን ይህብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 күн бұрын
ካብዞም ኩሎም ዝረአኹዎም ከመቦይ ሃይለ ጌሩ ዝተሓጎሰ ኣይረአኹን።ብፍላይ እተን ገንዘብ ከመይ ከምዘሐጎሶም ፍሉይ ሓጎስ ኣብ ገጾም ይንበብ ኔሩ።ኣብ ዓለም ከም ብሃንደበት ገንዘብ ምርካብ ጌሩ ዘሕጉስ የለን።ንኹላትኩም ነዚ መደብ ትካታተሉ ዘሎኹም ዘይሓሰብኩሞ ገንዘብን ሽሻይን ይፍጠረልኩም። ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉!!!
@selamteamr5697
@selamteamr5697 3 күн бұрын
ማዕበለይ ሮዲ ኩሉኩም ስድራቤት ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላክ መመሊሱ የበርክተልኩም ። ኣብ ዓለም ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምካን እኩል ኢዩ።ማዕበለይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ጽብቅቲ መልሲ ኢያ እዛ ናይ ሎሚ መደብ ነዞም ምስሊ ኤርትራና ከክፉኡ ዝውዕሉ ጽብቅቲ መልሲ ኢያ ። ኤርትራዊ ክቡር መንነት ኣከለ።❤❤❤❤❤❤❤
@SarinaTsegay
@SarinaTsegay Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldeababraha4469
@weldeababraha4469 3 күн бұрын
ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ ሮዳስ ሓበን ሕብረተሰብ
@foziyamohammed5277
@foziyamohammed5277 3 күн бұрын
ስላም ስላም ስላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣጀኹም ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asterkidane3093
@asterkidane3093 15 күн бұрын
አብ ሥራሀ ዘለዎም እምነት እዞም አቦ በሐቂ የሕጉሱ ሰጋብ ዘለኩ ምሰበሉ በሐቂ ልባካ ይትነከፍ ሮዳሰ እዛ ሰሐቅኪ አምላክ ይባርኪ ንኩሉኩም ጥዕንን ዕድመን ይሐብኩም
@alemzere7723
@alemzere7723 2 күн бұрын
ዋልታ ሃገር ዘውጽኩም ኣምላክ ይተካልኩም ❤❤❤❤🎉
@aminadabnoah3104
@aminadabnoah3104 3 күн бұрын
,ኤርትራዊ ጅግና ልክዕ ኣብ ዓድና ዘሎ ክሕገዝ ጉቡእ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HEWAN32
@HEWAN32 3 күн бұрын
ዝተመረቀ ይብጻሕኩም ❤❤❤❤❤
@user-vo6fz4uy3o
@user-vo6fz4uy3o 3 күн бұрын
ኣሰይ እዋይ እዛ መደብ ሲ ከምዛ ዕለተልደተይ ኢየ ዝጽበያ ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ ማዕበል ሓወይ❤ሮዲ ሽኮር ዋጣ ወላ ኢዩ ሞያኪ😂 እቲ በዓል ዋጣ ግን ኣይትጸወግ በልልና ❤❤
@yt9482
@yt9482 2 күн бұрын
Wala ane bweshtey kemu kebel xenihe, gexu feteh zeyeblo 😂
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 3 күн бұрын
ክቡር የኽብረካ መጠን ነብሱ ሰብኣውነት ብተግባር ዝርኣየሉ መደብ ናይ ብሓቂ ንርኣይን ሰማዕን ደስ ዘብል ብዘይኣፈላላይ ካብ ምዕቡልን ስልጡንን ሕብረተሰብ ትረኽቦ ሰናይ ትዕድልቲ
@favfor4455
@favfor4455 3 күн бұрын
Asey😭😭😭ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ባባ ሃይለ መዓረይ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጆኹም ክንሕግዞኩም ኢና ኣለና ደቅኹም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ayahans
@ayahans 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ክትንአድ ዘለኩ ኢኩም ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ኢልኩም ዘይምፍላይኩም ቀጽልሉ ቡዙሐት ኢትዮጵያውያን አለው ሐገዝ ዘድልዮም ሐግዝዎም ፍቅሪ ይዓቢ
@eyobgezai243
@eyobgezai243 Күн бұрын
Haki nimzrab ab asmera aboy haile yebiomina eyom kulu seb eyu zfetewom tsaeram abo eyom ethiopea mikanom abzi interview semieya bhaki
@WintaAwate
@WintaAwate 3 күн бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኤርትራውነት ጭዋ መንነት❤
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Күн бұрын
ሰላም ሰላም ጓል ኤረይ ጅግና እንቆዕ ብደሓን መጻኪ ጽብቅቲ መደብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹🌺🌺❤️❤️👌
@Massawa2002
@Massawa2002 Күн бұрын
ኡንካዕ ብስላም መጻእኺ ሹኮሪና : ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምክንያቱ በቲ በዚ ትገብርዮ ዘለኺ ቅዱስ ተግባር : I always love ❤️ you.
@samimehari6771
@samimehari6771 3 күн бұрын
ዋውው ኣቦይ ሃይለ ኣዝማሪኖ ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሮዲ ምስ መሳርሕትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤
@Amanuelkeflemaryam
@Amanuelkeflemaryam 3 күн бұрын
ካብ ሐዋ ወሊዳቶ ኤማ ሻውል ካ ብ ኢትዮብያ አዲስ
@Amanuelkeflemaryam
@Amanuelkeflemaryam 3 күн бұрын
ሰሰናዩ ናዓኹም ደቂ ኤረይ
@hadasinoberaki2650
@hadasinoberaki2650 2 күн бұрын
Selam nkulatkum bhafesha ne abona kea nflay emo htokum kab akua ywled mbelku
@terhasgebregziabher8550
@terhasgebregziabher8550 3 күн бұрын
እንተዘይሓገዝና እቲ ንኽእሎ ላይክ ክንገብር ኣጆኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@user-he7ft5fv7u
@user-he7ft5fv7u Күн бұрын
Hibret ni walta HAGER ❤❤❤❤❤❤❤ ERITRAWI KUBUR MENNINET 🇪🇷 💖 😍 💓 ❤️ 💕 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ PROUD TO BE ERITREAN❤❤❤❤❤
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ዝተመረቐ ይብጻሕኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astersanto4001
@astersanto4001 3 күн бұрын
መርሐባ ሮዳስ ሐፍትና🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 3 күн бұрын
መርሓባ ሮዳሰይ ሽኮር እንቋዕ ሓዳን ዳሓን መጻእኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ወሰደ ወሰደ ኣቢልኩም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪
@alemteclu8939
@alemteclu8939 3 күн бұрын
መርሃባ ሮዳስ ሽኮር ንሕናዊን እቲ ጥዑም ቃልኪ እቲ ሽኮር ገጽኪ ናፊቅናዮ እና ንቕኒ ምቅርቲ ፡❤❤❤❤
@mimiberhane137
@mimiberhane137 3 күн бұрын
አቦይ መዓረይ አመስጋኒ ሮዳሰይ ናይ ብሐቂ ምቅልልቲ አክባሪት ዓበይቲ ኢኺ እሞ ፈጣሪ የኽብርኪ ፍቅርን ሰላምን ክአ ንመላእ ህዝብናን ሃገርናን♥♥♥
@YordanosYeru
@YordanosYeru 3 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ደቂ ኤረ ለዋሃት❤❤❤።
@Rorawit
@Rorawit 15 күн бұрын
ኡፍ እዞም ሰብኣይ ልበይ ተንኪፎምኒ ወዲ 72 ዓመት ብጽፍሮም ሰሪሖም ድራሮም ሒዞም ዝኣትው ሓቦኛ እዮም። 💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 3 күн бұрын
እዞም ኣቦና ብጣዕሚ ተሕጊሶም ሓጎስ ይሃብኩም Alena walta hager media
@user-bx9hl8ji5y
@user-bx9hl8ji5y 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘዕግብ ስራሕ ፈጣሪ ሂብኩም ፡ኩቡራት የሕዋትና ኣበቢ ዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ፡ንመላእ ህዝብናን ሃገርናን ሰራዊትናን ከኣ ሰላም የዉርድ ኣሜን❤
@Rorawit
@Rorawit 15 күн бұрын
መርሓባ ብርሃን ገጻ❤ቅድሚ ሕጹያት ተመርዓዊ፣ ነዓኺ ድመስል ብሩኽ ዘኽብረኪ ይሃብኪ ረቢላዓለሚን ጽብቕቲ ፍጥረት❤❤🌹🌹
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 3 күн бұрын
rodi ko mirewti eya hade shkorina bruk sebiay alewa
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 күн бұрын
​@@Sim-rv8rlኖ ተሓጺያ ኣላ መርዓ ብሕጂ እዩ ብጣዕሚ ከንኣ ትሑት ዝኾነ ሰብኣይ ረኪባ ወዲ ዙረይ እዩ ሕጹያ
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 3 күн бұрын
Bhaki xbuk Zena eyu....bitaemi tieyti seb eya Rodi
@Rorawit
@Rorawit 3 күн бұрын
@@BlesssedDay Assy besratka tetam habibi , anes btaemi slezfetwa enqua na’a dmesel beruk seb rekiba❤️🥰
@berekettewelde3044
@berekettewelde3044 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻት ❤
@schumayhaile6827
@schumayhaile6827 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ደቅኹም ክንድሽሕ ይኹንልኩም ጠወርትኹም ይግበሮም። ንዓኹም ድማ ዘውጻእኩሞ ዕጽፍጻፍ ጌሩ ይተክኣልኩም። ዝተመረቐ ዘበለ ይብጻሕኩም። ከምዚ ናትኩም ክንገብር ድማ ኣምላኽ ይሓግዘና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏❤❤❤
@girmatsienselemun3448
@girmatsienselemun3448 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 14 күн бұрын
ማዕበል ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ምፍልላይ ዘይብሉ ንኹሎም ሓገዝ ዘድልዮም ምሕጋዝካ ጽቡቕ አብነታዊ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ነዚ ተቕርበልና ዘለኻ ዓቕሚ ይሀብካ ቀሊል ወጻኢ አይኮነ ን ብአምላኽ ርኸቦ አሜን። ሮዳስ ከአኒ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ ምቕልልቲ ተገዲስኪ ላዕልን ታሕትን ኢልኪ ሰብ ምሕጋዝኪ ደስኢሉና ከምኡ ኸአኒ ምስ ብምሉኦም መሳርሕቲ አለና ዋልታ ሀገር የቀንየልና ይቕሬታ በዓል ዋጣ ሽሙ አይፈለጥናዮን አብ መጻኢ ሽሙ ክን ፈልጥ ደስ ምበለና ዐዚዩ ትሑትን ምቕሉልን ኢዩ የቐንየልና ወናም ገጣምን ደራፍን ኢዩ ነቲ ዝመረቐና ኸአኒ አሜን ዝሓወይ ቀጽሎ 👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💯
@NezeretBereket
@NezeretBereket 3 күн бұрын
ስላም ስላም አለና ዋልታ ሃገር ስላምኩም ይብዛሓለይ ድቂ ኤሪ ሽኮሪናታት 🇪🇷♥️♥️🇪🇷🌹💯💯🇪🇷💪🥰🇪🇷
@Nathankidane.Eritrea
@Nathankidane.Eritrea 3 күн бұрын
ኤርትራዊ ኩብር ህዝቢ ። ብዘይ አፈላላይ ንኹሎ ሐቁፍ ዝነብር ህዝቢ ። ኤርትራዊ ብምኻነይ ተሐቢነ።
@merongodefai6271
@merongodefai6271 2 күн бұрын
"ከይተሰደድና" ኣብ ሃገርና ማሚቕና ክንነብር ህዝብና ጸጊቡ ክሓድር፣ ጌርኩም ኢኹም 'ሞ ሓጎስና ወሰን የብሉን። እዛ ፖስት ግን! ኣብ ስደት ኮይነ እየ ዝጽሕፋ ዘለኹ።
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 3 күн бұрын
🌺🇪🇷🌹🇪🇷ሮዳስ🌺🌺🌺 ሽኾር ዋዕሮ ኤርትራዊት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺💟💟🇪🇷🌹🌹🌺💟🇪🇷🌹💚🌹🇪🇷🌺💟🇪🇷🌹💚🌺💟🇪🇷🌹💚👍👍👍
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 3 күн бұрын
ካብ ሓዋ ንድኡ ኢያ ወሊዳቶ❤❤❤
@NaodAwet-bt2tz
@NaodAwet-bt2tz 2 күн бұрын
ማዕበል ምስ ቡጾትካ ጹቡቅ ስራሕ ማዕረ እዚ ሰብኣይ ተሓጊስና ሓጎስ ይሃብኩም
@yonasmehari4265
@yonasmehari4265 3 күн бұрын
ድሃይ ቤትና ብእትገብርዎ ዘለኹም ጽቡቅ ስራሕ ንኹሉ ኤሪትራዊ ዘሐብን ስራሕ ኢዩ አነስ ተሐቢነ ኩራዕ ኤሪትራዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 күн бұрын
ሰላማት ደቂ ኤረይ ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጺለ ናለና ዋልታ ሃገር ከኣ ዘልዓልክሞ ዘውጻእክሞ ኣምላኽ ይተካልኩም መልሲ ናይዛ ሕቶ ከኣ እታ ኣደ ካብ ሓዋ ወሊዳቶ ማለት እዩ ተዘይ ተጋግየ
@regatmengstu2401
@regatmengstu2401 3 күн бұрын
Eritreawent kubur meninet 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ እኮ ስኢንናልኩም በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ❤❤❤ ሮዳስ ሓብትና ከኣ ንፍዕቲ ጽቡቕ ኣቀራርባ ❤❤❤
@user-fl2tj3vv9m
@user-fl2tj3vv9m 3 күн бұрын
ሓዉና ኩሉ ሙሉእ ጓደሎ የብልካን ወዲ ኤረይ ጀግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelnuguse8151
@rahelnuguse8151 3 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ አምላኽ ይሓግዝኲም ሃይልአብ ሓውና ቁሩብ ፍሽኽታ ተዝውስኸላ መለሱ ምመቀረ❤🇪🇷🇪🇷👍🏿
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ኣዝያ ዓባይ መደብ እያ ክትቅጽል ክትተባብዕ ዘለዋ መደብ እያ።
@matyas9926
@matyas9926 11 сағат бұрын
ሓደ መዓልቲ ምስ ዋልታ ሃገር ፡ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መደብ፡ ፈጣሪ ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤❤።
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 3 күн бұрын
የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ሑጉስ ሂወት ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alula763
@alula763 3 күн бұрын
ህዝብና ተመስገን በሃሊ ። ግሩም ዝኹኑ ኣቦ። ተመስገን ተልካ መንፈስካ ይዱእ ግሩም ትኸውን። ❤❤❤❤❤❤
@regatmengstu2401
@regatmengstu2401 3 күн бұрын
Maebel hawey edimen tienan yhabukum ms kulom meserahtika 🥰🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ምሩቕ ዝበጽሖ  # New Eritrean Video 2024
1:06:58
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 28 М.
Khóa ly biệt
01:00
Đào Nguyễn Ánh - Hữu Hưng
Рет қаралды 20 МЛН
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
00:30
MacDannyGun
Рет қаралды 25 МЛН
ህግደፍ ንምንግስቲ ኤርትራ ገንዘብ ይእውዶ'ዩ
43:50
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 6 М.
eritrean full movie anbelbli
3:59:06
Awate Sami
Рет қаралды 1,8 МЛН
New Eritrean film 2024 Meten by Mebrahtu Solomon Final Part
30:56
Menimo tube
Рет қаралды 26 М.