Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Special 20th June Semaetat Episode) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 120,271

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

17 күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 400
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 15 күн бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzfaq.info/love/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 15 күн бұрын
ዘውጻኩሞ ይተከኣልኩም
@user-vb6yg5ti2g
@user-vb6yg5ti2g 15 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ጽብቅ ፈጣሪ ሰላም ቅሳነትን የሀብኹም አለና ዋልታሀግር አደገን አበዉሽጥን ዘሐጉስ ስራሕ ንፍዕቲ ዛጋለይ ወልድኪ ታሐጎሲ ማዕበል ክፍላይ ሐበን ሀገር ዐወትንሐፋሽ ካብስራኤል
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 15 күн бұрын
❤❤❤ mkrtey barkot xbuk endyu gin wedi tebatay tray yu ab orthodox zbark amsal eyesus krstos dekenstyo tray entekoyna gin eta zabeyet kedamnet kurs abila abta maekel tembra dhriu baelna njimr
@sinatekle7846
@sinatekle7846 15 күн бұрын
አጆና እዚ ሐሳብ እዚ ዘበገስኩም ጀጋኑ ቀሲንኩም ሕደሩ እቲ ሐላፍነት ግን ናይ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 14 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🙏🙏🙏
@eritreamassaw3059
@eritreamassaw3059 15 күн бұрын
ንሮዳስ ዝፈቱ like ግበሩላ❤ ዘክብረኪ ሰብአይ ይፍጠረልኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@robirobi9420
@robirobi9420 14 күн бұрын
Rodi schikor ane btami eye zfetweki I love you ❤️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 14 күн бұрын
She is polite, beautiful and talented. በብኡን በዲኡን ዝተመረቐ ክወስዳ እዩ።
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 13 күн бұрын
ኣሜን
@mibrakkahsay898
@mibrakkahsay898 15 күн бұрын
እዋይ እዚ ህዝብና ሃረምረም ዘይብሉ በታ ዘላቶ ተመስገን እምበር ሲኢነ ኢሉ ዘየቁረምርም ካባኹም ምፍጣረይ ንአምላኽ የመስግኖ
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 15 күн бұрын
Ewe Egzabher yemesgn ❤🇪🇷💐💯
@yonasdrar8574
@yonasdrar8574 15 күн бұрын
Nay bhaki engzbihar amlak zbarko hzbi lewh hyaway fekar
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 15 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@judifessahaye2144
@judifessahaye2144 15 күн бұрын
Naybhaki hizbna btami temesgen bhali
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 15 күн бұрын
❤❤❤❤
@Eriprees
@Eriprees 15 күн бұрын
ሰላም ሰላም መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር እዛ ኮመንቲ ተገዲስካ ኣምብባ ማዕበሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀጽሉዎ እዚ ንጽጉማትን ንድኻታት ዓበይቲ ኣላይ ዘይብሎም ትገብሩዎ ዘለኹም ስራሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ እዚ ስራሕ እዚ ተቢዕና ኣብ ስደት ዘለና ህዝብና ካብ ዘለዎ ጸገም ውጻእ እዚ ስራሕ እዚ ትካል ክወጾ ኣለዎ ኣብ ኤርትራ እዚ ትካል ዓቢዩ ከኣ ንከባቢ ጥራይ ዘይኮነ ንዞባታት ውን ክኸውን ኩትና ነቶም ስድራ ዝውይብሎም ዓበይቲ ጽጉማት ንምሕጋዝ ንሳተፍ ካብኡ ውን ትካል እንተ ወጺዩ ኣብ ዞባታት ከኣ ክዝርጋሕ ሃገርና ምሉእ ዘለው ጸጉማት ዓበይቲ ኣላይ ዘይብሎም ንምሕጋዝ እስከ እዚ ሓሳብ እዚ ትሳማመዑ ላክ ግበሩ ❤
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 15 күн бұрын
@EluWedieri ቅብልቲ
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@asmayittsegay5907
@asmayittsegay5907 14 күн бұрын
Xbuk hasba hawey natey
@leulaweldeab4962
@leulaweldeab4962 15 күн бұрын
እታ ስእሊ ምስ ከፈትኣ ንብዓተይ ክቋጻጸር ኣይክኣልኩን ኣደይ ማዓረይ ጸዋር ጅግና ኣደ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 15 күн бұрын
መን አሙን ከም ስውኣት ኤርትራ መን ቅኑዕ ከም መንግስቲ ኤርትራ መን ጽኑዕ ከም ሰራዊት ኤርትራ መን ጸዋር ከም ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@maymemont
@maymemont 15 күн бұрын
nay biHaki!!!💚💚💚❤❤❤💙💙💙💛
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 15 күн бұрын
Kebren mogesen ne sematat Eritrea 🇪🇷
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 15 күн бұрын
Thanks alena media ❤
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 15 күн бұрын
Rodita sweetheart 💕 💖 ♥ thanks for everything ❤ 💕 we love you 😍 ❤shekorina fetret inshalah one ab Eritrea 🇪🇷 see you 😘
@amlesetsemera5174
@amlesetsemera5174 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 15 күн бұрын
ማዕበለይ መግለጺ ስኢነልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ምርቓ ናይዘን ኣደ ወሲድካያ ዝተመረቑ ቆልዑ ይሃብካ ማዕበሊኖ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FiebuFiebu-td4nq
@FiebuFiebu-td4nq 15 күн бұрын
ኣደይ ማኣረይ የሕዚናትኒ😢 ኣቱም ብስዋኣት ትላጎጽ ከምዚኣም ኣይነት ስድራ ከም ትሕዝኑ ኣይ ትረስእዋ😢😢😢
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 14 күн бұрын
Aby emo yefeltwo nykebdom himamou
@haki7036
@haki7036 7 күн бұрын
እቲ መስዋእቲ ከቢድ እዩ። ነቶም ዘይርድኦም ግን ልቢ ይሃቦም።
@user-fl4co6zu7q
@user-fl4co6zu7q 14 күн бұрын
ኣቶም ሰባት ኣታ ከምዚ ናተይ ዶ ነዛ ሮዲ ተፈትዋው ኪፊ ክትህበኒ ናዓይ ሲ ኣለና ዋልታ ሃገር ኣቅሲንኩሙና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ኤረይ ጻዕዱ
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 15 күн бұрын
❤🎉🇪🇷ከም ሎሚ ተሓጉሰን ተሓብነን ኣይፍልጥን እንቓዕ ኤርትራዊ ኾንኩ. ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abibereket6848
@abibereket6848 15 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ናይ አርትራ ሙስሊም የሕዋትና ሽኮሪናታት ኣባዕኸ ናይ ዒድ ን ጎረበተን ኣምጼናለን ቡሩኽ ዒድ ኩሉኹም ኣመንቲ ምስልምና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mk-vl3vr
@Mk-vl3vr 15 күн бұрын
ወላዲት ጀጋኑ ኤርትራዊት ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ንኹለን አዴታት ኤርትራ አለና ዋልታ ሃገር ክአ በርትዑ .
@danielworke225
@danielworke225 14 күн бұрын
ኣብ ሂወተይ ከምዚ ዓይነት ቅዱስ ቅንኢ ሓዲርኒ ኣይፈልጥን'የ፡ ከምዚ ልቦና❤ ከይበጻሕኩ ስደት ምውጽኣይ ከቢድ ሓላፍነት ጥሒሰ ከም ዝወጻእኩ እየ ዝርዳእ። Respect ብጸይቲ ሮዳስ ምስ ኩሎም መሳርሕትኺ። ትሕትናኪ ኣዘራርባኪ ኣዚኪ ዓባይ ሰብ ኢኪ፡ ከምዚ ዓይነት መደብ ከይተሓለልኪ ክትሰርሒ ካብ ግቡእኪ ንላዕሊ ፡ ልቦናን ሕልናን ዘድልዮ ፡ ናይ ዓባይ ዓባይ ሰብ ኢኪ ቀጽልዮ ኣብ ጎንኪ ኣለና።
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 15 күн бұрын
ልበይ ብጓሂ መሊኡ ፈሲሱ ክብረት ይሃብኩም ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብኩም ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ እታ ትምስጠኒ ቃል ትፈልጥዋ ኢኹም ግን ክነግረኩም ሰብሲ ኩሉ ዓለም ረቢሑ ነፍሱ እንተኣጥፍአስ እንታይ ይጠቕሞ እያ ትብል ንስኹም ነዚ ኩሉ ክውን ክኸውን ዝተሳተፍኩም ነፍስኹም ኢኹም ረቢሕኹም ሞ ባህ ይበልኩም ኣብ ተሳትፎኹም የብቅዓና❤❤❤።
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 15 күн бұрын
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷❤️🌹
@GraceEri-ek3ec
@GraceEri-ek3ec 11 күн бұрын
Amen bhaki
@peacefull1037
@peacefull1037 15 сағат бұрын
Amyen 🙏🙏🙏
@hannaeskasim
@hannaeskasim 15 күн бұрын
ኣነስ መግለጺ እየ ድስእነሉ ነዚ ክቡርን ዉርዙይን ህዝበይ። እዘን ወላዲት ድማ ክመኩለን ኣዴታትና ጥዕምትን ለዋህን ❤ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትና❤
@hadguhadgu-jc6fr
@hadguhadgu-jc6fr 14 күн бұрын
ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ ነደ ስዉእ ዝግብኣ ክብሪ ብምሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገርን ሓንቲ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገርን ናይ ሓበን ንብዓት ኣንቢዕኩምኒ ተባረኹ ኤርትራዊ ምዃን እናዓዘዘ ይነብር ሰማእታትና ከምዚ ብምዕያይና እደበሱ ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ✝️☪️❤️🍎🍓🍇🌹🌻🥀🌲🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teigeGhre
@teigeGhre 15 күн бұрын
ልሳን ኤርትራዊ እንትርፎ ንምርቃን እልልታን ንመርገም ዘይተኣደለ ተመስገን ዝቀለቡ ጽኑዕ ህዝቢ ኣነስ እንቃዕ ውሉድ እዚ ህዝቢ ኮንኩ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabakidanehaile1510
@sabakidanehaile1510 13 күн бұрын
ኣደይ ለምለም ሓደ ውልድክን ሞባእ ሃገር ኮይኑ ጅግና ሓሊፉ ኩሉ ኤርትራዊ ውልድክን ኢዩ እንኻዕ ኢርትራዊት ኮንኩ!!!ኣለና ዋልታ ሃገር ብሓቂ ዋልታ ሃገር ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 15 күн бұрын
ኣቱም እዞም ብ ስወኣት ተላግጹ በጃኩም ካብዘን ኣደ ተመሃሩ እሰን ዃውላደይ ሲኢነ ቆሪረ ኣይበላናን እሞ በጃኩም ክብሪ ወለዲ ሓልዉ ጼረነኦ ዘለዋ ከቢድ እዩ እግዚኣብሄር ኣክኢልወን ተመሊሰን ነዓና ሓቦ የስንቃና ኣለዋ
@selamselam6517
@selamselam6517 15 күн бұрын
N Eseyas kemu belo nsu eyu bhzbna zlagets zelo.
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 15 күн бұрын
Adey lemlem mearey edmen tienan yhabki maebelino zerka ybarek meglexi sienelkum alena walta hager ufffffff I can't stop crying 😭😭😭😭😭😭
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 14 күн бұрын
​@@selamselam6517tzarebyo entetfeltis kndey xbuk niru mstwal yhabki
@awetaweasemblnio3215
@awetaweasemblnio3215 14 күн бұрын
@@kisanetestifanos9303mereka wela hanti aaygbrn eyu ente Kealki Seddlen Seldi
@fitwimedhanie8630
@fitwimedhanie8630 12 күн бұрын
​@@selamselam6517 ata wedza rgum zeri msmeneyka tfa wedi tekalit
@WeldezionAndemariam
@WeldezionAndemariam 15 күн бұрын
ማዕበል ሓወይ ንስካ ሓበን ሃገር ኢካ በዚትገብሮ ዘለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዚሓወይ ሮዳስ ከኣ ቃላትኪ መዓዛ ዘለዎ ልብካ ዝሰብር ሓሳባትኪ ኣምላኽ ይመልኣልኪ ❤❤❤❤❤
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 15 күн бұрын
ክብርን መጎስን ነቶም ናዓና ብርሃን ክህቡ ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ጀጋኑና ይኹን ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ክብረት ይሃብኩም ተባረኹ ባሓቂ ሰናይ ተግባር 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷❤️❤️❤️-
@brhanegebru8240
@brhanegebru8240 15 күн бұрын
ኤርትራዊት ኣደ ሓበን ኤርትራ ሳላኺ እንሆ ጸሓይና መሊኣ በሪቓ።ኣለና ዋልታ ሃገር ሰማእታትና ብግብሪ ምዝካር ምሂርኩምና ክብረት ይሃበልና። ሮዳስ ድማ ክብረት ይሃብኪ ዋሃ ዘበለ መደብ፡፡
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 14 күн бұрын
ዘለኒ ይኽለኒ ዝብል ህዝቢ የኹርዓካ ይኽለኒ ምባል ብጣዕሚ ጽቡቕ ልምዲ ዩ።
@nanna9497
@nanna9497 15 күн бұрын
God bless Eritrea and Eritreans 🙏🇪🇷
@lulrbahri
@lulrbahri 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@hiwethabteslase
@hiwethabteslase 15 күн бұрын
cant hold my tears.እዞም፡ሓሳዳት ነዚ ክብሪ እዚ ከጥፍኡ ዮም ዕንክሊል ዝብሉ ዘለው ።
@rahwa7401
@rahwa7401 15 күн бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 14 күн бұрын
I know aby emo keyselto nyzen adetatna selot aygedfane neza Aden
@loveall892
@loveall892 14 күн бұрын
ደሓን ንሳ'ያ እታ ርእሶም ካልእ ክሓስብ ስለ ዘይክእል ሸለል ንበሎም እምበር ንስውኣት ምንሻው ማለት ነዘን ኣደ ምግሃይ'ዩ😢
@awetaweasemblnio3215
@awetaweasemblnio3215 14 күн бұрын
Kab Abe Sidet Menbar Meswua Yehaysh 😊
@aronwengel6378
@aronwengel6378 15 күн бұрын
ማዕበል ተሰካሚ ሕድሪ ኣብነታዊ ሰብ ንበር 👍👍👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 15 күн бұрын
ኣደይ መዓረይ ደስ ክብላካ ነዛ ነብስካ ንዕቅ ተብላ ሓደ ከም ሓሙስ ውላደን ሲኢነን ሲ የመስግና ይስከፋ በዚሕኒ ይብላ ዝገርም ሓቦ ቃላት ሲኢነለን ካብዘን ሽኮራት ሞራል ሓልዮት ዝቀለበን ኣዴታት ተፈሊና ስደት ምርርርርርርርርር ዚብለና ዘሎ
@godislove1991
@godislove1991 15 күн бұрын
የከኔልና ማበልኖ ምስ ኩሎም ኣባላትካ ንስውኣትና ምዝካርኩም ደጊመ የከኔልና. ክብርን ሞጎሶን ንሰማታትና, ኣምላኽ ንሃገርና ይባርኸልና አድመን ትናናን ንኹሉ ሕዝቤ አሪትረአ ❤❤❤
@ghideybrhane3344
@ghideybrhane3344 15 күн бұрын
ኣዋይ ኣንታ ዝብሎ እኩዋ ጠፊኢኒ ሎምስ ክንደይ ይጽብቕ እቲ ሓሳብኩም።ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ብትገብርዎ ዘሎኹም ኣምላኽ ይሓግስኩም ጥዕና ይሃብኩም። ወይዘሮ ግደይ ብርሃነ ካናዳ።😊
@AliMorad-uv1st
@AliMorad-uv1st 15 күн бұрын
ኣነሲ ነዛ መደብ ክርእይኣ ከሎኩ ከመይ ሓጎስ ይስማኣኒ ኣምላክ ኡድመን ጥእናን ይህብኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷 🇪🇷
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 15 күн бұрын
ኣየ ዚ ህዝብና ስ ቲ ጭውነቱ ንብዓት መጸካ ዛደ ታይማለት ኩምኡ ትገብሩ ዑጉስ ኡዝቢ❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 15 күн бұрын
Hbhaki egus hzbi nkulu zkel kebdka ybelka Fetariyu zemesgn beta zelato bruk hzbi 🇪🇷🇪🇷🕯🕯😢😢
@Metkeli
@Metkeli 15 күн бұрын
Bhaki ztebereke hzbna 🇪🇷❤❤
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 15 күн бұрын
@@wegahtagedey7294 ብሓቂ ካብዚ ህዝቢ ዚ ምውላድካ እና ሓደርካ ንኣምላካ ከተመስግን ይግባኣካ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኦ ኣምላኽ ሃገርና ንዘላኣለም ብደም ሰማእታትና ከልላ ኣሜን !!!
@selamtewelde4864
@selamtewelde4864 14 күн бұрын
Z. 😢​@@wegahtagedey7294
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 15 күн бұрын
ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ።
@senaitsetant748
@senaitsetant748 15 күн бұрын
ህዝብና ኣዝዩ ምቕሉል፣ ትሑት፣ በታ ዘላቶ ዘመስግን፣ ዘይስሱዕ፣ ብሩኽ ህዝቢ ሙዃኑ እዩ ዘርእየካ። ክብርን ምስጋናን ንሰማእታትና። አደይ መዓረይ አደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን።
@user-rr7qv7fl3q
@user-rr7qv7fl3q 15 күн бұрын
ሮዳሰይ ሽካሪ ይትረፍ ኣደና ንሕና እኮ ተሓጉሽና እግዚኣብሄር ሙሉእ ዘይጉዱል ይሃብክ በዓሉ እንብሪ ኣብ ሊብያ ኮይነ ይሑጎስ ኣለኩ ምስ ኣተኩ ከኣ ኔዴና
@user-rc8ww8ej7r
@user-rc8ww8ej7r 15 күн бұрын
ሰላም ይአትካ ወላ ኣን ትሓጊስ ኣለኩ ወላ ኣን ምሳካ አየ ዘለኩ ሰላም ይአትወና ኣምላክ ❤❤
@blackbulltrex
@blackbulltrex 14 күн бұрын
ብኽያተይ ክወድእ ኣይኻልክን። ኣብ ሂወተይ ከምዚ ነቢዕ ኣይፈልጥ ኢዩ። ኣምላክ ኣቦይ በጃካ ስድራና ዕድመ ናዓና ካኣ ሓይሊ ሃነና
@mahzeladey6503
@mahzeladey6503 10 күн бұрын
ናይ በሓቂ
@nayzghitesfay1325
@nayzghitesfay1325 15 күн бұрын
ቃል ብግብሪ በታ ዓቅምና ህዝብና ንሓግዝ እግዚአብሔር ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ዘውጻእክሞ ካብ እግዚአብሔር ርከብዎ።ክብርን መጎስን ንሰማእታትና❤🕯❤️🕯🇪🇷🕯❤️🕯🙏።
@selam-yi2op
@selam-yi2op 15 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ዝተመረቐ ይብጻሕኩም፡ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nadiahabtom6276
@nadiahabtom6276 14 күн бұрын
Ohhh can't stop crying maebel gn ayfetwekan endye neyre ykre beleley much respect for u dear mara adniqeka keep going.
@luliyajemal4043
@luliyajemal4043 15 күн бұрын
I can’t stop crying ❤❤❤❤❤
@blackbulltrex
@blackbulltrex 14 күн бұрын
Me too. Our mothers humbleness kills me. They not materalist.
@mileniseyas7728
@mileniseyas7728 13 күн бұрын
Me too!!!😢❤
@user-dx3vr7rk7h
@user-dx3vr7rk7h 11 күн бұрын
Me too 😢😢❤❤❤
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 15 күн бұрын
I just cry and cry… every time I see these mothers… their pure hearts and their ability to endure with grace and gratitude is something I could never get used to…When you betray your country, you betray these mothers… you betray their undying love for their martyred children, you make a mockery of their worries, their tears, their memories… When you burn our flag or trample over it, you degrade these mothers… We will never ever forgive those who denigrate the sacrifices of our martyrs.
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 15 күн бұрын
ኣነስ ኮፍ ምስ በላ መን እዩ ክሓጽበለን ክብል ጸኒሐ ቅድሚ ሓጻቢት ምሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ሲ ኩሉ ግዘ የሃልኹም❤❤❤ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ነቲኦም ሸዊት ዕድሚኦም ከይበቐቑ መታና ክብሉ ሂወቶም ዝወፈዩ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ንኣለና ዋልታ ሃገር እንድዒ ቃላት ይሓጽረና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 15 күн бұрын
እዋይ ልቦና አዴታት፡ ምርቕአን ይገርም ስፍራኹም ስፍራ ነቢያት ሓዋርያት ይግበረልኩም
@user-zc7tl8gj2p
@user-zc7tl8gj2p 14 күн бұрын
ማዕበል እዚ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኪንዮ ኤርትራዊ ነት ብተግባር ብአምላኽ ትረኽቦ ዓስቢ ረዚን ስለ ዝኾነ አምላኽ አብዚሑ ይሃብካ ምሉ ጥዕና ይምነየልካ ዓወት ንሓፋሽ ስማታትና ብግብሪ ይዘከሩ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 15 күн бұрын
ክብርን ሞጎስን ነቶም ንዓና ክብሉ ሂወቶም ዝወፈዩ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@thomaszerai174
@thomaszerai174 14 күн бұрын
I can't control my feelings. You are doing the best thing for our beautiful Eritrean people ❤ God bless you all for doing this 🙏 Glory to our martyrs 🇪🇷 🕯
@diary4991
@diary4991 15 күн бұрын
አየ አደ ኤርትራዊት መን ከማኺ ተጋዲላ ተጋድል ጸኒዐ ተጽንዕማዐጣአ ሸጥ አቢላ ኒሕ ተስንቅ ሰማእእታቸ ትና ወትሩ ይዘከሩ🇪🇷❤
@habtom5113
@habtom5113 15 күн бұрын
ማዕበል ብሓቂ ሰብ እዩ
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 15 күн бұрын
ካብዚ ዕጉስ አመስጋኒ ህዝቢ ምፍጣይ ተመስገን:ናይ ብሐቂ ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ አብ ጎኑኹም አለና: ዘልአለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና: ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
@astergilegabr4695
@astergilegabr4695 15 күн бұрын
ሮዳስ ሺኮር ማዕበል ሓወይ ኢንታይ ኢሞ ክብል ኣምላክ ኩሉ ጊዘ ይሓልኻ ሺሻይካ ይብዝሓዮ አድመን ጥዕና ን ይህብካ ባዕሉ ❤❤❤❤❤❤❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 15 күн бұрын
አዚአ አደሰ ብጣዕሚ ሰክፍቲ ህዚብናሰ ዘይሰሲዒ ዘልአለማዊ ዝኽርን ረዚን 20 ሰነ ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና ጀጋኑ ወትሩ አብ ልብና አለኩም አለናኪ ዋልታ ሃገር ብዚገበርኩሞ አምላክ ድርብ ገይሩ ይሃብኩም ንብምልእኩም አብዚአ ትሳተፎ ናርዶሰ ሐፍተይ ካአ ከየመሰገንኩኪ አይሐልፍን እየ መግለጽ ሰኢነልኪ 🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷❤️🕯️🙏🕯️❤️🇪🇷
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 14 күн бұрын
እግዝአብሔር ዝፈትዎ ስራሕ አለና ዋልታ ሃገር ! ክትምስገኑ ይግብአኩም ! ናይዘን አደ ጅግና ዝኾና አደ ስክፍታ ንህዝቢ ኤርትራ ዘንጸባርቅ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ብሐፈሻ ስሱዕ ከምዘይኮነን ተመስገን ኢሉ ዝሐድርን ህዝቢ ሙዃኑ የረድአና!!!!!!!
@afianoor291
@afianoor291 12 күн бұрын
My name is Afia Noor. I'm from Eritrea. May our country get safe from all evil eyes.You guys are doing a great job for the parents whose children sacrificed their lives for the country. I'm proud of you guys and keep up the good work.❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wdasenguse8552
@wdasenguse8552 14 күн бұрын
ማዕበል ሓውና (ኣለና ዋልታ ሃገር) ኩሉ እተበርክቶ ዘለኻ ኣበርክቶ ይከታተሎ የ ኣዙ ዝድነቕ ልብኻ ሃጎስ ዝመልእ ባህ ዘብል ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ሞ እግዚኣቢሄር ሓጎስካ ውሓዚ ይግበሮ መግለጺ የ ስኢነልካ ዝተመረቐ ይብጻሕካ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ እግዚኣቢሄር ምሳኻን ምስ መሳርሕትኻን ይኹን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስለ ቶም ንናጽነትን ልእላዊትን ኤርትራን ህዝባን በጃ ዝሓለፉ ገንሸላት ሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💐☘️🥰🙏
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y 15 күн бұрын
ቆንጅዬ ፍልቅልቅ ኤርትራዊት በጣም ግሩም ተግባር በርቱ
@kikilove6751
@kikilove6751 14 күн бұрын
ኣደይ መዓረይ ወድክን ከማን ሂወቱ በጃ ሓሊፉ ፍርጅ ደኣ ንብረት እንድዩ😢😢😢😢😢
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 14 күн бұрын
እዋይ እዘን ኣዴታትና ክጸንዓ ጥዑማት ኣብ ዓለም ዘይርከባ ኣዴታትና ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክንረኽበክን ኣዴታት ጀጋኑ ጹኑዓት
@rigmeb3294
@rigmeb3294 15 күн бұрын
ናይብ ሐቂጽቡቅ መዱብ አለና ዋልታ ሃገር ከምኡ ውን ርዲ ሽኮር አብ ስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን ይሃብኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kokobestfanos-cg8wx
@kokobestfanos-cg8wx 15 күн бұрын
እሰይ ዓባየይ ኮይነን ይስምዓኒ ክዕናን ኣደ ዝተርፈ ዕድሚክን ጸጋ ጥዕና ይሃብክን
@user-fp3oy9tq7m
@user-fp3oy9tq7m 14 күн бұрын
አሞይ ሺኮር ኩሉ ሕዝቢ ኤረትራ ዉላድኪ ኢዩ❤❤😢😢😢
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 15 күн бұрын
🇪🇷♥️ ማዕበል & ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ ስኢነልኩም። ከምዚ ናይ ሎሚ ጌረ ተሓጒሰን ፡ ናይ ሓጎስ ንብዓትን ነቢዐን ኣይፈልጥን። ማዕበል ክብረት ይሃብካ። ወለድና ብሩኻት ዕግብቲ ኣደ 🇪🇷♥️ ማዕበል ክብረት ይሃብካ፡ ግርማ ተኸደን♥️🇪🇷
@awetgherezghier3579
@awetgherezghier3579 15 күн бұрын
Anes kulu gze eye Like zgebr keytgedfwa eza medeb asbi ktrekb emaebel hawey eti mrka tray ekul eu
@filmonokube2589
@filmonokube2589 15 күн бұрын
ኣደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዘልኣለምማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 15 күн бұрын
ጽብቅ ስራሕ #AlENAWALTAHAGER እታ ሕቶኪ ንምምላስ ቀዳሞት ስውኣት ኤርትራ : ዓብዱ መሓመድ ፋይድ and ኣለም መስፍን : ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክር ንሰማእታትና 🕯️🇪🇷
@furtunaandom4572
@furtunaandom4572 15 күн бұрын
B waga hageren swaaten see fixum ko ye zeykeel we will be proud to be Eritreans forever 😢
@user-su7he2po3c
@user-su7he2po3c 15 күн бұрын
እዋይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሰናይ ተግባር ❤❤❤ እዚ መን ይገብሮ😢😢😢
@wangabo5561
@wangabo5561 15 күн бұрын
20 ሰነ መቓልሕ ዓወትናን ሓወልቲ ሓድነትናን እያ፣ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!
@user-pi7vt3wg1g
@user-pi7vt3wg1g 15 күн бұрын
ዘላአለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@asterkidane3093
@asterkidane3093 15 күн бұрын
ሰውአትናን አዴታተን መግለጺ የብሎምን ተመሰገን ዘአመሉ ሕዝቢ ኤርትራ ጸዋር እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ዘልአለማዊ ዝክርን ክብር ንሰውአትና
@adiamgebrehiwet878
@adiamgebrehiwet878 15 күн бұрын
I am lucky,because i am from Eritrean.i can't stop crying🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 15 күн бұрын
Me too😢😢😢
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 14 күн бұрын
Me too❤
@abebaderar8298
@abebaderar8298 14 күн бұрын
Me too
@gualyesus7242
@gualyesus7242 14 күн бұрын
Me too
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 15 күн бұрын
ተኽሊወይኒ ከም ሽመይ ኩን : ኣታ ክቡር ሕቡን ህዝቢ ኤርትራ : ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ
@ghideimerha3881
@ghideimerha3881 14 күн бұрын
ማዕበል ብስኻ ትገብሮ ኩሉ ስርሓት የድንቐካይሞ ናይ ሕጂኻኣ ሕልፍ ዝበለ ነዘን ኣደ ስውእ ስለ ዘላለኸና ብጣዕሚየ ዘምስግነካ እግዛኣቢሄር ዕድመ ይቐጽለልካ
@SandroEritrawi-yx4lo
@SandroEritrawi-yx4lo 15 күн бұрын
ብታሕጋስ ንብዓተይ ምቁጽጻር ስኢነ ማዕበለይ ወለሎ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣምላኽ ብዓጼፋታኡ ይሃብኩም
@sabatekle2693
@sabatekle2693 15 күн бұрын
ክብርን ሞጎስንንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን 🙏🙏🙏
@newera27
@newera27 14 күн бұрын
Tack!
@newera27
@newera27 14 күн бұрын
መዝሙር ዳዊት 41፥1-3 ንድኻ ዚሓልየሉ ብጹእ ኢዩ። እግዚእብሄር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ። እግዚኣብሄር ይሕልዎ ብህይወትውን የንብሮ። ንሱ ኣብ ምድሪ ብጽእ ይኸውን። ናብ ፍቃድ ጸላእቱ ኣይተሕልፎን ኢኻ። ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ፡ እግዚኣብሄር ይድግፎ። ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ትንጽፈሉ ይብል ቅዱስ ጽሑፍ። ማዕበል፡ ሮዳስ ምስ መሳርሕትኩም ተባርኩ። ❤
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 15 күн бұрын
ክብርን ማገስን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹ
@eritreafirst4952
@eritreafirst4952 14 күн бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማአታት ኤርትራ proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@askalatv8032
@askalatv8032 14 күн бұрын
ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
@user-sl3xs4mo9s
@user-sl3xs4mo9s 14 күн бұрын
ሮዳሰይ አዴታትና ኩልግዜ ቁሩብ ዕብይ ዝበላ እንተኾይነን ርጉድ ድበለ ጨርቒ እየን ዝፈትወን አስተውዕልለን ዛጓለይ ብርኽቲ❤❤❤❤❤❤
@Nebyat6790
@Nebyat6790 15 күн бұрын
ክብርን መጎስን ንስውአትናን ከምኡውን ንአካለ ጀጋኑናን ዐወት ንሐፍሽ ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾አሜን
@Newchapte24
@Newchapte24 15 күн бұрын
ሮዳስ ስለቲ ትገብርዎ ዘሎኹም ነተባብዓኩም በርትዑ። ኣብዛ ክብርቲ መዓልቲ ሰዉኣትና ግና ምስቲ ኩነታትን ሃዋህውን ዝሳነ ክዳን እንተ ትኽደኒ ከመይ ምማዕረገ ነይሩ። ኣብ ርእስኺውን ነጸላ ተትገብሪ ክንደይ ደስ ምበለ። ኣብ ኩሉ ዝግበር መደባትና ባህልናን ክብርታትናን ን ወግዕታትናን ከነንጸባርቕ ይግብኣና ኢዩ። ነባሪ ዝኽሪ ነቶም በጃና ዝሓለፉ ስዉኣትና💚❤💛💙
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 15 күн бұрын
ንሐዘን ብሐጎስ ዩ ዝድበስ
@esutewelde1771
@esutewelde1771 14 күн бұрын
ኤርቶራዊ ሙኻን ካብዚ ዝዓቢ ጸጋ የለን 🕯🕯🇪🇷🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hd2wu1oz6b
@user-hd2wu1oz6b 14 күн бұрын
አደ ስውእ አደ ኤርትራ ኢያ ንዓይ። ኩላትና ደቅኽን ኢና ማማየይ። ዘ ብሄረ ካችካች ገዛውተይ መዓረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beleygeberemreyam276
@beleygeberemreyam276 14 күн бұрын
አለና ዋልታሃገር አብ ዓድና ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ተሐጉሸ ብናትኩ ሐጎሰ ዘይ ሕጎሰ የለን እንድዩ ምናልባሸ ሰልጠነን ሊሰትሮን ጥራዮም ንሶም ከአኒ አበረድ የንገርግሩ
@xxcoffeexx4794
@xxcoffeexx4794 15 күн бұрын
እወ ማዕበል ክአ እምበሳ አምላኽ ሓሳብካ የስምረልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pg3kn5re7g
@user-pg3kn5re7g 15 күн бұрын
እግዛኣብሄር ኣምላኽ ዘውጻኣኹሞ ይተካኣልኩም፡ኣብዚ ጽቡቅ ተግባር ክንሳተፍ ካኣ ኣኽኣሎ ኣምላኽ ይሓግዘና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@beleygeberemreyam276
@beleygeberemreyam276 14 күн бұрын
ጹሩይ ልቢ ጹሩይ ናብራ ሐዳር ኩሉ ጸጹሩዩ ተዓደሉ አዉራ ከአኒ ሮዳሰ ሮዳሰ ሐሳብ ልብኪ የሰምረልኪ ጸጽብቁ ተዓደሉ ❤❤❤❤❤
@asmarah3174
@asmarah3174 15 күн бұрын
ሰላም ሮዳሰይ፡ ብሩክ መዓልቲ ነመስግን ንሰናይ ተግባርኩም። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!❤🇪🇷❤🇪🇷🎉
@sabasimon356
@sabasimon356 15 күн бұрын
አዋይ ወልድና አግዛብሄር ይሓግስኹም. ጀጋኑና ወትሩ ኣብልቢ ኤርትራውያን ::
@Sarina-Sami
@Sarina-Sami 14 күн бұрын
Thanks!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 14 күн бұрын
@Sarina Thank You 🙏
@lulrbahri
@lulrbahri 8 күн бұрын
❤😊❤
@lulrbahri
@lulrbahri 8 күн бұрын
❤😊❤
@lulrbahri
@lulrbahri 8 күн бұрын
❤😊❤
@lulrbahri
@lulrbahri 8 күн бұрын
❤😊❤
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 15 күн бұрын
ሮዳስ ድማ ንፍዕቲ ቆልዓ ምቅልልቲ በርትዒ ኣጆኺ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪ ንሰማኣታትና
@mibrakkahsay898
@mibrakkahsay898 15 күн бұрын
ክዳን ምሕጻብ የድክመክን ይኸውን ምስ በለተን ሮዳስ እዘን አደስ ሓጻቢት መድለየተን ኢለ ሓሲበ ቁሩብ ጸኒሓ ሓጻቢት አምጺአ ንዓኽን ዩ ማማየ ምስበለት ሮዳስ ንብዓት ሓጎስ ነቢዔ አብ ሓሳበይ ዝነበረ ስለዝረአኹ አለና ዋልታ ሃገርምስ ኩሎም መሳርሕትኹም ከመስግነኩም ይፈቱ ሮዳሲኖ ከአ ምስ ኩሉ ጋሻ ዘለኪ ምቑሉል አቀራርባ ቀጽልሉ
@brighebrehiwet3223
@brighebrehiwet3223 15 күн бұрын
wala ane kemza natka bhagos bekye....kbret yhabom beal Maebel hawna
@hiwethabteslase
@hiwethabteslase 15 күн бұрын
ዋላ ኣነ ከምኡ ይሃስብ ኔረ ትርግታ ልቢ ኤርትራዊ ሓደ እንድዩ ። እጃምና ከነበርክት ሕልናና ክዓርፈልና ንዓና ኣብ እስራኤል ዘለና ኣሕዋትኩም ጸሎት ግበሩልና፡
@nardoskiros7735
@nardoskiros7735 15 күн бұрын
​@@hiwethabteslasefetari yihalkum 🙏🙏🙏
@fevina4810
@fevina4810 15 күн бұрын
Medhani alem meskum yekun
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 14 күн бұрын
​@@hiwethabteslaseajokum xelot kudusan halawikum aytakesn yu kihalfyu netom geberti kifiu kea egziabhier ayne liboniom ykfetelen ab libi kulu hagerawi alekum ajokum kithalfya eza xelmatn xebabn gizie
@GabrielST11
@GabrielST11 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤እዎይ አምላክ ኢድኩም ይባርክ ኩሉኩም ህዝቢ ኤሪትራ ዕድና ይባርካ ጎይታ ብርክቲ ሀገር እያ እግዛአቢሄር ኢዱ የንብረላ ዓይንአባይ ይድፉነልና ሀገርና ዎልታ ሀገር ክአ ቀጽልዎ አጆኩም ኤሪትራዊ ማለት ንሱ እዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🫶👑👑👑👑👑👑
@habtomhailemichael1341
@habtomhailemichael1341 15 күн бұрын
መግለጺ ኣልቦ ተግባር ! ጭዋ ህዝብና ቡሩክ❤❤🇪🇷🇪🇷
@user-gd2kt7lw3x
@user-gd2kt7lw3x 15 күн бұрын
ኽብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፣ኣዴና እንካዕ ደስ በለኽን ፣ማዕበለይ መግለጺ ሲኢነልካ ፣ ሮዳስ ከኣ ቀጽልዬ ፣ሰማእታትና ቅሰኑ ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Okubaymogesmesfin
@Okubaymogesmesfin 15 күн бұрын
ማዕበል ክፍላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘውጻእኻዮ ኣብዚሑ ይሃብካ ኣምላኽ ተባረኽ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!
@user-lm6kk1yc2l
@user-lm6kk1yc2l 15 күн бұрын
ኣነስ እቲ ሓቦአን ገሪምኒ፡ ናይ በሓቂ ጂግና ኣደ።
@kidanearagay8011
@kidanearagay8011 15 күн бұрын
ብመደመሪያ ከመይ ዊዒልኪ ሮዳስ ለዋህ እቲ ልውሃቲ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕበኒ እቲ ላዛ ዘለዎ ዘረባ ማማየ ማዓረይ ክትብሊ ኸለኺ ንብዓት እዩ ዝስዕረኒ እሞ ሮዳስ ሓፍተይ እዛ ጥዕምቲ ላህጃ ከይትገድፍያ ማማየ መዓረይ ባባየ ይ መዓረይ እንዳበልኪ ይዕልልዮም ኣጆኪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ እንኳዕ ናብቶ ጀጋኑ ሰማእታትና ንዝክረሉ ዕለት 20 ሰነ ኣብጸሓና ሮዳስ ኣብ ሰሰናዩ የራኽበና ኣሜን ውላድኪ የሪእየና ኣሜን ቻው
@loveall892
@loveall892 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ተዓዲላ ❤
@saimonandom7248
@saimonandom7248 14 күн бұрын
❤🎉ዘላኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና !!❤🎉
@kibrawerede7574
@kibrawerede7574 15 күн бұрын
አደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን ማዓበል ሐውና ነዚአ ዝሐሰብካ እግዛቢሄር አማኺርካ ብኣምላኽ ርኸቦ
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 15 күн бұрын
Mabel god bless you 🙏 አብ ናይ ብዙሓት family ሂወት ሐጎስ ትዘርእ አለካ ኤሞ ስድራቤትካ ኤርትራዊ ስነ ምግባር ገሩም ከምዘዕበይካ ብጋህዲ ተሪኢና አለካ ዕውት መንእሰይ. Glory to our martyrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🙏🙏🙏
@SolomeAbraham-gv1xr
@SolomeAbraham-gv1xr 15 күн бұрын
ሮዳስ ዓባይ ስብ አብዚ ረዚን ዕለተ ስማእታትን፡ አዛ ሐድ ውዳ ብጃሃግር ዝውፍየት አድ ምቅራብኪ፡ከመስግነኪ ይፍቱ፡አድይ ምዕረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ አለና ዋልታ ሃገር ዘልዕልኩሞ ይተክአልኩም አምላክ፡ ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንጅጋኑ ስማእታት ኤርትራ
@loveall892
@loveall892 14 күн бұрын
ንዓና ውን ሓጎስ ይፈጥረልና ኣሎ ❤❤
@yordanosyemane2817
@yordanosyemane2817 15 күн бұрын
ክብርን ምጎስን ንሰእታትና ማዕበል ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሀቡካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@user-gv2nk8un7d
@user-gv2nk8un7d 14 күн бұрын
እንታይ ኢና እሞ ክንብል ኣዚና ኢና ተሓጉስና ዘለና መግልጺ የብሉን።ማዕበል ምስ መሳራሕትካ ነመስግን
@kidaneselemun9198
@kidaneselemun9198 15 күн бұрын
Hisbawi ginbar king Africa kibirin zikrin ni jeganuna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 14 МЛН
OMG😳 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:58
Potapova_blog
Рет қаралды 4,3 МЛН
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 100 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 30 МЛН
Happy birthday Aram Isaias
23:44
Eri Family
Рет қаралды 40 М.
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 13) - One Day With Alena Walta Hager
1:24:54
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 14 МЛН