Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 15) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 79,564

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

26 күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 825
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Ай бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzfaq.info/love/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@zenebesh6600
@zenebesh6600 24 күн бұрын
አነስ ቀርኒ ብዕራይ ይብል ተስፋ ይገብር ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ch1in6og2c
@user-ch1in6og2c 24 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-bf5cp9ve7h
@user-bf5cp9ve7h 24 күн бұрын
Maebelno meglexi seanelka hilnawi ertrawi❤
@azisn45
@azisn45 21 күн бұрын
Omg that is medhane from EGT❤ @waltahager please bering him again and let us have a chance to choose songs 🙏 Please ask him the song he sang on the competition Tnx
@sabatek228
@sabatek228 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p 24 күн бұрын
ንእሸተይ እያ ሕማሙ ትመስል እሞ እስኪ መሐከሚ ትለእከሉ ሰለስተ ሰለስተ ጸሐፉ ዝድሕን ይመሰል
@ninilove4964
@ninilove4964 23 күн бұрын
ሓሚሙ ኣይኮነን ኣብ ሃንደሳ ከሎ ሓደ ነብሰቅትለት ኪፍጽም አሉ ዝተኮሳ ቦንባ ደቂሶም ከለዉ ለኪማቶም ርእሱ ተሃሪሙ መስኪናይ ናይ መትኒ ጸገም ኢዩ ፍርቂነብሱ ዘይእዘዝ ዘረባ ውን ጸገም ጌርሉ ትስፉው ዓቢ ሰብ ኣቶ እሰይ
@Sawa-1996
@Sawa-1996 29 күн бұрын
ኤርትራዊ🇪🇷 ⛪️❤️🕌 ንኣምላኹ ዘመስግን ለዋሕ ገርሂ ሓቦኛ ምስጉን ዘይምብርኸኽ ጻዕረኛ ትጉሕ ተጻዋሪ ኩሉ እዩ🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰። ስንክልና ሓንጎል ርእሲ ተዘይ ኮይኑ ስንክልና ኣካላት ካብ ስራሕ ምስራሕ ከምዘይእግደካ ኣብነታዊ ኣቦ እዩ 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 24 күн бұрын
ዘውጻእካዩ ኣምላክ ይተክኣልካ ❤❤❤❤
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 24 күн бұрын
❤🎉 🎉🎉🎉
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 24 күн бұрын
❤❤❤እዛ ይቅረ ንበሃሃል ሲ በጃኹም ነዞም ናይ እስራኤል ስደድሎም ሂወት ዘጥፍኡልና ዘለው❤❤❤❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 24 күн бұрын
ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርና አዚዩ ዘኸጉስዩ ብጀካ ተመስገን ብዘላቶ ዝዓግብ እጉስ ሕርኩት ጻዕራም ህዝቢ ማዕበለይ ሮዳስ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም አዚዩ ዘኸጉስ ስራሕ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ባባ እሰይ ጀግና ክትስሕቅ የንብርካ ዉላድካ የዕብየልካ ። እሰይ ጀግና ንሐገርካ ዝሰንከልካ ክብረት ንዓኻ አለና ክብሪን ሞገስን ንጀጋኑ ተጋደልትና።እሰይ ሙሉዕ ጥዕና ይሐብካ ።ሰሐቅ ድራሩ ጸገም ዘየንበርክኸካ ሐያል ሰብ ።ጽቡቅ ይሐብካ ጀግናና መስተዉዓሊ ይግባአካዩ ። ተመስገን ዉላድካ ዘርዓየካ ። አብዚ ዘብጻሐካ ይመስገን ።አብ ዓለም ከለና ተመስገን ክንብል ሚሒርካና አለኻ ንበረልና ።ልዕሊ ምስንካል እንታይ ክትገብረልና አንታ ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ። መዳ ሽኮር አዚዩ ጥዑም ድምጺ በርትዕ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ዋዉ ይበል ይበል ንዕስነትና አዘኻኺርካና ተዘናጊዕና"ጽናህ ንርኤካ ለና ጽናህ ንርኤካ ለና ጽናህ ጽናህ "በርትዕ ቀጽሎ ከይትጠፍአና ክቡር ሐዉና አብ ጎንኻ አለና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 24 күн бұрын
Shkor eka Nska❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉 Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 24 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ ሮዲ ምቕልልቲ፡ ንመዳ ድማ መመሊስኪ ኣምጽእዮ፡ ንድሕሪት መሊስና ንፉዕ ብጣዕሚ።
@sinatekle7846
@sinatekle7846 21 күн бұрын
እንቋዕ ደአ እዛ ኢንተርነት ትብሃል አብ ዓድና ተስፋ ሃበትና እምበር ድሕሪ ሕጂ ጽምዋ ዝብሃል የብልናን ብዘይጠቅሙ ዑሱባትን ደመኛታትን ንሕዝብና አብ ድንግርግር ሸሚሞ ጸኒሖም ሐቂ ንምዝራብ ኢትዮጵያውያን ሽግርና መዝሚዞም ነዚ መዲያ ተበሊጾሙሉ ጸንሖም።ድሕሪ ሕጂ ግን ኤርትራውያን ከምታ ናይ ሳሕልና ደቂ ፈንቅል ንጸላኢና ፍጹም እሾኽ ኢና።
@yordanos77
@yordanos77 24 күн бұрын
አቲ ሮዳስ ሽኮር ጸሐይ በርቂ እቲ ምሰብ ምቅርርስብኪስ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ በዚ ጽአሐይ ከይበልኪ ኮለል ትብልዮ ዘልኪ ምስ ብጾትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኤርትራዊ ምኻን ክጥዕም ,🇪🇷❤🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼❤
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 24 күн бұрын
Nay bhaki 🎉❤🎉❤🎉 Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤❤❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 24 күн бұрын
ናይ ብሓቒ ሽኮር ኣመቒራቶ ነዚ መደብ
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 24 күн бұрын
❤❤❤እዋይ ሓቅኻ ይቅረ ምበሃሃል ሕጂ እያ ሰዓታ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ በሓቂ ኣምበሳ በሊሕ ጥዑም ድምጲ መሃርን መንእሰይ ልበይ መንጢሉኒ ጀለምታ ንብዓተይ ደው ምባል ኣብዩኒ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ❤❤ማዕበል ከኣ ዕድመን ጥዕናን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@user-lt6zg1ch4d
@user-lt6zg1ch4d 24 күн бұрын
Naybehaki selam nbehahal ❤❤❤❤
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 29 күн бұрын
እዋይ ተጻዋርነት፡ ሓቦ፡ ሕጉስ መንፈስ፡ ምስጋና ኣብ ፈጣሪ። ህዝብና ቡሩኽ ማዕበል ሓውና ምስ መሳርሕትኻ ብፈጣሪ ርኸብዎ።❤🎉
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 29 күн бұрын
Des zebel eyo nixigemot kemzy gerna kntehgagez 🙏❤️🇪🇷
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 24 күн бұрын
❤🎉🎉
@senaitwoldumisghina593
@senaitwoldumisghina593 24 күн бұрын
Egziabhier amlak tsegan bereket yebzahelki 🙏
@LoveEr291
@LoveEr291 24 күн бұрын
ሎሚ ዘሓጓስኒ ናይዛ መደብ እዚ ደራፋይ በዚ ተደጋጋሚ ዓወት ናይ ቢንያም ታሓጉስናያ ዘለና : ከምኡ ካኣ እዚ ደራፋይ እንተ ደጊምኩምና ሓጎስና ወሰን የብሉን ። ይቅረ ንባህሃል ሕጂ እያ ሰዓታ ምንባር ኣይድገምን እዩ 🙏 እንዄዕ ሓጎስና ደቂ ኤሬይ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚✊🏻✊🏻💪💪🇪🇷🇪🇷
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 21 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ክጥዕም ድምጹ ጅግና
@tahersuliemanabdella8681
@tahersuliemanabdella8681 24 күн бұрын
ሰሜንን ዶቡብን ዋላ ይጠሚጣ እንበር ፍትን ፍት እየን ዚጥሚጣ ሰለዚ ክሰትያ ይኽኣል ኢዩ.❤❤❤
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 24 күн бұрын
You are smart🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@loveall892
@loveall892 24 күн бұрын
ዋውውው😂 👍
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 20 күн бұрын
ኣነ እውን ከማኻ መሊሰያ, Thank you
@angosommehari2880
@angosommehari2880 23 күн бұрын
ኤርትራውነት ማለት እንታይ ማለት ሙኳኑ ትገልጽ ውሽጥኻ ትትንክፍ ናይ ቡሉጻት ብልጽቲ መደብ ዘውጻእኩሞ ብዕጽፊ ይተካኣልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቅዚ ሓላል ህዝብን ቅድስቲ መሬትን የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@yordanos77
@yordanos77 24 күн бұрын
ሮዳስ ሐፍተይ እዚ ስነጥበባዊ ብጣዕሚ ናፍቆት አብ ትዝታ የእቲኒ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 24 күн бұрын
ሓንሳብ ናይ በራኺ ቃለመየይቕ ኣጋጣሚ ኣብ መስመር ስለዘሎ ንዕኡ ተኸታቲለ ክምለሰኩም፡ ላይክ ግን ሂበኩም ኣለኹ መጻንሒ ምኽንያቱ መደብኩም ጽቡቕ ምዃኑ ስለዝተኣማመን።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@nanna9497
@nanna9497 Ай бұрын
እግዚአብሔርን ስብን ድህጎስሉ ፕሮግራም። እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ🙏🇪🇷
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 29 күн бұрын
Nay bhaki
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 24 күн бұрын
ናይ ብሓቒ
@yordaedom2988
@yordaedom2988 23 күн бұрын
Amen Amen amen ❤❤❤
@bisrattesfamichael7628
@bisrattesfamichael7628 19 күн бұрын
Bitami des zibil medeb I'm so proud to be eritrean as always
@Vip123-vw5hm
@Vip123-vw5hm 17 күн бұрын
Kltien etia ndebub etia nsemien abmongeen eta..shahani ala bhansae ab hanti ysetia.
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 24 күн бұрын
እታሕቶ ድማ እቲ ገጸን ክልቲኤን ፊት ንፊት ኢየ ጠጠው ኢለን ዘለዋ ማለት ክሰትያ ይክእላ ኢየ ተተጋግየ ድማ ካብ ህዝበይ ይመሃር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@dh4343
@dh4343 24 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ዳሃይ ቤትና! ብጣዕሚ ዝድነቕ ዝድነቕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኩሉ ምቅስቕስኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷
@negstihabtu6788
@negstihabtu6788 24 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ አምላክ ይሐግዝኩም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ነዛ ሽኮር ሐፍትና ድሃይ ቤትና ብርሃን አዳራሽና ዕንባባ ዓይንና ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ አምላክ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርክ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 24 күн бұрын
ምስዚ ኩሉ ስንክልንኡ ኣዝዩ ሕጉስ እዩ፡፡ ብዘለካ ምሕጓስ፡ ትምህርቲ እዩ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 24 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽እስኻኣ እምበር ደዉ በል ጂግና ንሃግር ክትብል ዲሰንከልካኣ ኣብ ካሕሳኹም የዉዕለና 💌🇪🇷
@LoveEr291
@LoveEr291 24 күн бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤሬይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደቂ ገዛውተይ ቲራቨሎ ፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ሜዳ ፡ ኣቕረብቲ ዳሃይ ስድራ : ነዚ ደራፋይ ድገሙልና ትብሉ 👍 ግብሩ ነቲ ሓሳባት ተረዲኡ ብደርፍታቱ መታዓብይትናን ፈተውትናን ንዘኺር እዩ እሞ በጃኹም ድገሙና 👏 💕💐🎉💚💚💚💚💚💚💚✅ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕✌️🕊️💪✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻
@michalehabte8040
@michalehabte8040 24 күн бұрын
ድቡቅ መደብ ናይ ቶም ኣግማል እንተ ኮይኑ ብሓደ ክሰይቱ ይክእሉ ዩ ብከመይ ንዝብል ድማ ፊት ንፊት ይጠማማቱ ስለ ዘለዉ ኣብ መንግኦም ጌርካ ከተስትዪም ትክእል ኢካ 100% ❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n 24 күн бұрын
ሕጂ መጽያ ክራር ማራ ማራ ተዘክሮታት አላዓዒልካልና አታ ሙቁር ሐውና ዓሽ ያሆሆሆሆሆ
@rahwa7401
@rahwa7401 23 күн бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 24 күн бұрын
መርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ሽሞም ባሓቂ ዕውት ስራሕ ብሰብ ምስጋና ትረኽቡ ብኣምላኽ ካኣ ጽድቂ ትረኽቡ ናይ ባሓቂ ማዕበለይ ናይ ንእሽቶይ ለባም ሮዳሰይ ደማ ፍሽታ ኣመላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@user-po1vg4dl9t
@user-po1vg4dl9t 23 күн бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ማዕበሊኖ ንሕና ዕድለኛታት ኢና ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርና ❤❤❤
@biriktitesgay643
@biriktitesgay643 24 күн бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 24 күн бұрын
Thanks as always alena walta hager egziabher ybarkum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d 24 күн бұрын
God blass you Maebel ♥️🙏🏻♥️🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷♥️🇪🇷
@edenhaile8704
@edenhaile8704 29 күн бұрын
ኣሰይ ዮሪድ ሽኮር ኣምላኽ ኣብ መንገድኹም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ትገብርዎ ዘልኹም ጽቡቕ ስራሕ ከየመስገና ክንሓልፍ ኣይንደልይን ደቂ 🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 24 күн бұрын
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@ephremduba605
@ephremduba605 24 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ነቢ ዔ 😢😢😢😢😢 ጽቡቅ ስራሕ
@SHa-hs8pn
@SHa-hs8pn 24 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኤርትራዊነት ማለት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሮዳስ ምቅርቲ
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 24 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኹም ሙልእጥዕና ንምነየልኹም ኣምላክ ዘውጻእክሞ ዕጽፊገሩ ኣምላክ የሃብኹም❤❤❤❤❤❤
@gualmile655
@gualmile655 26 күн бұрын
GOD-BLESS YOU MY BEAUTIFUL PEOPLE 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muzitalazar5821
@muzitalazar5821 24 күн бұрын
Wath a strong man 🙏he break me my heart with his words and thankfulness to Good 🙏🙏 and his life history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️. Good will be with you ♥️. Thanks Alena Walta Hager 🇪🇷🇪🇷
@tesfiamebrahtu185
@tesfiamebrahtu185 24 күн бұрын
ሰላም ሮዲ መጀመርያ ጽቡቅ ስራሕ ቀጺለ እታ ናይ ኣግማል ዝበልክያ ኣብ ማእከለን ኢካ ትገብረለን እታ ማይ ምክንያቱ ሓንቲ ንሰሜን ሓንቲ ንደቡብ እንተ ኮይነን ፈት ንፈት ኣለዋ ማለት ኢዩ።
@teweldemedhn-rd1tz8il2y
@teweldemedhn-rd1tz8il2y 24 күн бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ
@user-mx6nj5zn8k
@user-mx6nj5zn8k 24 күн бұрын
😁👍
@bettysolo3226
@bettysolo3226 28 күн бұрын
Ajoka wedi Erey ne hezbkan hagerkan ketbl eyu ezi getimuka zelo... jigna eka!! Rodi shikor good job ketxilyo. Awet n'hafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 24 күн бұрын
ድሃይ ቤትና አምላክ ብር ክትብሉ ተሐጎሱ አምላክ ዘውጻኩሞ ዒጽፌ ገይሩ ይሃብኩም አብዚአ ትካፍሉ ንብምሉእኩም የመሰግነኩም 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Ай бұрын
አምላክ ይባርኩም አዛ መደብ መመሊሰካ ትፍቶ ምሰቲ ሰንክልንኡ ሐቦኛ ይሰርሕ ተሰፍኡ ደሰ ይብልካ
@tirhasbahta6374
@tirhasbahta6374 24 күн бұрын
Enqa bdehan mesakum ❤🇪🇷♥️🌹🇪🇷
@Wedi-gashi21
@Wedi-gashi21 24 күн бұрын
Welcome 🇪🇷 🙏 btami zfetwa medeb thanks rodi lovely 😍
@letinamb
@letinamb 24 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ዘውጻኤክሞ ይተካልኩም
@salemsalem1367
@salemsalem1367 24 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዛልኩም 🌹❤️🌹
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 24 күн бұрын
እግዝኣብሔር ካብ ጸውጻእክሞ ይተካኣልኩም
@user-iy3br3og6m
@user-iy3br3og6m 24 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ❤❤ ንመዳ ካኣ ካሊእ ግዜ ሒዝኩሞ ሙጹ ጥዑም ድምጺ 🥰🥰🥰
@yeshidejen4770
@yeshidejen4770 29 күн бұрын
Buruck Hizbi Eritrea Misgana Kelebu. Biakatkum Hizbey Mihretu Bezihulna Ember Nihnas…….Rodi Shikor Selamki Bizih Ybel.💕🇪🇷🙏
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 24 күн бұрын
እንካዕ ደሓን መጻኩም ቡሉጻት ሜዲያ ከም ስሞም
@SHa-hs8pn
@SHa-hs8pn 24 күн бұрын
መዳ ሽኮር ንኡስ መንእሰይ ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ድምጺ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EreyErey1.
@EreyErey1. 23 күн бұрын
Alena walta hager btaemi xbuk baba esey kea edmen tienan yhabelna nmeda kea abzqxl amxuelna btaemi nfue menesey Love you deki erey
@angesetmhtsunangesetmhtsun571
@angesetmhtsunangesetmhtsun571 24 күн бұрын
እንቋዕ ድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤዝግኣብሔር ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 23 күн бұрын
ህዝብና ጥዑም መመስገኒ ኣብ ስደት ዘለና ከምዚ ክትርእይከለካስ ነዛ ነብስካ ንዕቅ ተብላ ሙሉእ ጥዕና ከለና ን ጭነቅ ነማርር ኣብ ኤርትራ ዘሎ ድማ ምስ ኩሉ ጸገሙ መመስገኒ ስደት ኣይቦታናን እዩ ዓድና እዩ ፎርማና መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ ስደት ብ ጀካ ጭንቀት ምረት ዋላ ሓደ ኣይረከብናሉን ህውከት
@lilihadgu
@lilihadgu 21 күн бұрын
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 29 күн бұрын
Eritrawinet ezyo kulogzye niamlak mimsgan yeqnyelna walta hager qxilowo 🙏🇪🇷❤️💐
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 24 күн бұрын
ዘውጻእክሞ እግዚኣብሄር ይመልኣልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
@zenebesh6600
@zenebesh6600 24 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤርታራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d 29 күн бұрын
Goob job god blass you Maebe ♥️🙏🏻♥️🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@destatedla7881
@destatedla7881 28 күн бұрын
Like always proud of you Alena walta Hager, Rodi tsbkti kea btaemi mkllti ❤❤
@ytewolde9350
@ytewolde9350 23 күн бұрын
እዚ እኮ ክውሕደካ ባዓቢኡ እካ ንዓና ክትብል እዚ ኩሉ ስንክልና ተሰኪምካ እዚ ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 እቶም ዝሃብኩም ካኣ ኣምላኽ መሊኡ ይሃብኩም
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 29 күн бұрын
My people I love you 🇪🇷 😍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 24 күн бұрын
Merhaba Alena Walta Hager Good Job & Keep it Up 🇪🇷❤💪
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 29 күн бұрын
ኣሰይ ኣቦና ናይ ባሐቂ ተመስገን ❤🎉❤🎉
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 29 күн бұрын
AWH good work keep it up, thank you to the crew members Rodas beautiful inside out 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤❤
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 29 күн бұрын
Beautiful man inside out 💕🥰🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 28 күн бұрын
Welcome back my dear sweet, kind and humble 💕✅🇪🇷✅👉🏽princess 💕
@ertrametkel700
@ertrametkel700 24 күн бұрын
Here they are the beautiful ones with beautiful mind. God bless u all and our martyrs land!
@alemabraha3268
@alemabraha3268 24 күн бұрын
Godbless Eritrea hagerey🙏🙏 proud of you ❤❤❤❤❤⚘⚘⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@oneloveonelove1087
@oneloveonelove1087 27 күн бұрын
Yet again Maebelino you came through. Thank you 🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 24 күн бұрын
ማዕበሊኖ ሓወይ ክብሪ ይግበኣካ ኢዩ ክብሩ ሓዊ ❤ ምርቀኦም ይብጻሕካ ❤🎉ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🎉
@milietesolomon7659
@milietesolomon7659 24 күн бұрын
God bless you who ever contributed on Alana Wata Hager ❤❤❤
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 29 күн бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FIRST
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 23 күн бұрын
Great job, Alena walta Hager Thank you, R Odis. haftey shekorna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ariamsequar9104
@ariamsequar9104 29 күн бұрын
Thanks!
@yodithabte6022
@yodithabte6022 29 күн бұрын
Asey rodi shkornatat btemi eya zemsgenkum tsebq medeb eyu Alena Walt hager tesesen ❤❤❤
@user-vo6fz4uy3o
@user-vo6fz4uy3o 24 күн бұрын
ዋውው ደስ ዝብል ማዕበል ሓወይ ኣምላክ ዘውጻካዮ ይተክኣልካ ❤ሮዲ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ❤
@user-yn8pd8wk1t
@user-yn8pd8wk1t 29 күн бұрын
Welcome, my favorite familys ❤🎉❤🎉❤🎉God bless you 🙏 ❤️
@semsem4563
@semsem4563 24 күн бұрын
ኣምላክ ጡዑም ሕክምና ተዝረክብ ምሓወየ ።ኣምላክ ይመስገን ካኣ ብዓቕሚ ዓድና ውን ሂወት ተሪፉ ኣሎ።ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ኣምላክ ዓድና ይባርኽ ❤
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 24 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
@bahrenursuleiman1324
@bahrenursuleiman1324 23 күн бұрын
Thanks Mabel this is great job!
@user-ds3lv4wn4d
@user-ds3lv4wn4d 24 күн бұрын
Asey des kbil dmxu waww aelena walta tebareku❤
@selam-yi2op
@selam-yi2op 23 күн бұрын
ዋውውውውው ክራሪስት ናይ ልበይ ንድሕሪት መሊስካኒ። ንኩሉኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷❤🇪🇷 እዘን ደርፊ ጋቢዘኩም ኣለኹ 😢😢😢😢
@elenazerea6853
@elenazerea6853 29 күн бұрын
እዜን ኣግማል እዜን ፣ እታ ሃንቲ ግመል ንሰሜን ትጥምት ገጻ ግን ን ደቡብ እያ ጠጠው ኢላ ዘላ፣እታ ካለእይቲ ከኣ ንደቡብ ትጥምት ካኣ ንስሜን ጠጠው ኢላኣላ ፡ ድኒንን ካብቲ ሽሓኒ ይሰትያ፡ When I was 7 year old my Mother asked me I know it 🤩🤩🥰🥰😘😘😍😍😍
@ghirmayakberet1252
@ghirmayakberet1252 22 күн бұрын
Assey Good work, Team AWH!!! GBU all!!!
@titiyey3789
@titiyey3789 24 күн бұрын
Thanks Eritrea forever ❤❤❤❤
@fanusgebreendrias7556
@fanusgebreendrias7556 27 күн бұрын
Amlak ybarkum AWH naybaki eza medeb qexlwa Rodi ftwtw eye zebleki hzbna temesgen behali bzelewo qdus hzbi gbu eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️
@raheltelnatkadelenerekifla2580
@raheltelnatkadelenerekifla2580 24 күн бұрын
Btami des elna Amlake ybarekeka maebel hewuna
@elenazerea6853
@elenazerea6853 29 күн бұрын
I love your program thank you::
@abebafikadu2736
@abebafikadu2736 24 күн бұрын
Atum birukat egiziher bidiwexe yitekialikum haben hager ekum❤🎉❤🎉🎉❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤
@brhangebremariam6014
@brhangebremariam6014 24 күн бұрын
Great job alena walta Hager! I love rodas shikor. Great job meda.. nice song.
@abdelawelseed479
@abdelawelseed479 28 күн бұрын
Nice work. Keep do it.
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 23 күн бұрын
ወያነስ ኢድኩም አይትስአኑ ከመይ ዝበሉ ተባላሽው እሰይ ሽኮር ብአኹም ኮሪዕና ንነብር አለና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahwa7401
@rahwa7401 22 күн бұрын
❤️Haqeka❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 24 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኢያ ደሃይ ቤትና ኩልና እንድሕር ተዋሲእና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 24 күн бұрын
ይኽእላ እየን ኣብ ማእከለን ተቐምጣ❤❤❤❤❤❤ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ኣሕዲርኩምልና ቃላት ሓጺርኒ ኣነስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwa7401
@rahwa7401 23 күн бұрын
❤🙏🏻❤️🇪🇷❤️
@smiytitsegay6779
@smiytitsegay6779 24 күн бұрын
Nice Job Edmen Tinan Yhabkum
@NuraAli-uj3il
@NuraAli-uj3il 24 күн бұрын
Merhaba deki halal meryt eka dhan meTakm wawwww nay lemi nay bhaki keraresti nefe am mTikm ❤❤❤❤ eti tegebrewo zelkm bhaki Tebke eu rbi yhabkm yarb mabely mekrti
@danielhadgu7527
@danielhadgu7527 19 күн бұрын
Wawww btami xbuq. Alana walta hager ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉amlak zwxakum ytekealkum
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 29 күн бұрын
I don’t even know how to express my feelings, felling of joy and tears, Maebelino my hero “Kudos “ to you and my AWH family/team , so happy being part of this wonderful team, beautiful Rodi, you’re so polite and caring to everyone keep it up sis, finally the whole team who worked hard to make this amazing work continue, proud of all you by the way wow krarist is the best ❤❤
@freweinibrorsson285
@freweinibrorsson285 22 күн бұрын
እሰይ ሓወይ ኣጆኻ። ብኽንደይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣሓተይ ሞትን ስንክልናን ዝመጸትን ዝተዋሕሰትን ሃገር ብርፍራፍ ጸላእትን ኣሳሰይትን ባኒ ልማኖ እንዳበላዕካ ሃገር ክትሸይጥ ምግዓር። ኤርትራ ሃገርይ በዚኦም ዓእጽምትን ደምን እያ ተሰሪታ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና። ኣለና ዋልታ ሃገር ክብሪ ይግብኣኩም። ኩሉ ኤርትራዊ ክስዕቦን ክካፈሎን ይምሕጸን። 🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷
@eritrea3501
@eritrea3501 24 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አለና ዋልታ ሀገር እቶም ካሎኦት ዩትበራት ከማካ ክሰርሑ አለዎም ቁርብ🔔 ባዓል ክራር ይበል 👌
@user-vq4jz4uz7n
@user-vq4jz4uz7n 23 күн бұрын
Thank you ኣለና ዋልታ ሃገር ።
@seteka2696
@seteka2696 24 күн бұрын
God bless you ❤ Alena Walta Hager
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 24 күн бұрын
ኤሰይ ሐውና ጅግና ድመን ጥዕና የሃብካ ምስ ፋምልኽ ❤🎉❤🎉
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 16) - One Day With Alena Walta Hager
1:45:43
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 27 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 14 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 1,4 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 27 МЛН