ኣንፈት ትግራት ናበይ? 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 10,063

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

7 ай бұрын

Donate- donorbox.org/amn-is-your-voic...
To be a member- / axumawia
Axumawian Media Network disseminates information and educates people about an African nation called Tigray, its history, politics socioeconomic situation, and the genesis and development of the current genocidal war. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZfaq, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia

Пікірлер: 76
@mulugebreselassie6114
@mulugebreselassie6114 7 ай бұрын
One of the best and moving discussions ever heard. Absolutly great. You actually bring hope for a 'better tomorrow' for those that feel life has been difficult to them. A joy to listen to. Best regards from Karlsruhe Germany,
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 7 ай бұрын
Tigray deserves a strategic leadership, nationalist, bold, determined, transparent, inclusive able to mobilize every tegarus in Tigray & diaspora with clear goals & vision as one people. A leadership able to accomplish the goals & vision of our TDF heroes gave their one precious lives for Tigray by any means. TIGRAY FIRST!!!
@mass-media6445
@mass-media6445 7 ай бұрын
Truly excellent discussion, you have made a step forward, which we should focus on the internal politics of our country and the stability of our people. Axumawiian Media continues like this., We want to see a change in Tigray soon.
@alemgirmayadhanu4961
@alemgirmayadhanu4961 7 ай бұрын
አቱም አሕዋት ትግራይስ ከሓልፈላ ግድእዩ በይዛኹም ጠንኪርኹም ቀፅሉሉ
@dc8625
@dc8625 7 ай бұрын
መርሴ ጅግና እቲ ዘይድገም ኣጆካ ኣብ ጎድኒካ ኣለና።"☀️🤎
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 7 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዪ ንኩሉኩም ተጋሩ ምዕባለን ልዕልናን መሬታን ህዝባን ብሰላም ንክትነብር ቀትርን ለይትን ብፃዕርኩምን ብፀሎትኩምን እትስርሑን እትፅልዩን ትግረወት እግዝኣብሔር ዝሓሰብክምዎ የስምረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 7 ай бұрын
Great issue , great explanation.
@EsternMedia190
@EsternMedia190 7 ай бұрын
I attentively listened to the two part deliberations here. The issues raised are critical and relevant. The participants are also very well known and most are relevant. However, the one thing I observed missing was, “becoming far from expertise and failing to have research based references”. ፅውፅዋይን- እገሌ ኢልኒ-እዚ ሪእየ ተዓዚበ እምበሪ- መፅህሓፍ እዚ - ፅንዓት እዚ ኻምዚ ኢሉ ዝብል ብስፍሓት አይተረአየይ:: ይመሓየሽ በሃላይ እየ::
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 7 ай бұрын
Sudan supreme court has been mentioned and can we take such arrangement as good example observing the aftermath situation witnessed? what power does the council to control/ challenge the interim govt?
@user-dw2tf9bn2cሉል
@user-dw2tf9bn2cሉል Ай бұрын
ታሰበይቲ ብጣዕሚ ሓሳዊትያ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 7 ай бұрын
Absolutely correct- Maaza Gidey jegna tigraweyti tirelessly fighting for our people of Tigray. Lack of clear goals and vision for Tigray the main failure weakening our collective fighting. What is our goals and vision for Tigray???
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
It’s good start, I also think think we need Enlightenment as society.
@HaftomKidane-ns2yf
@HaftomKidane-ns2yf 7 ай бұрын
ፅቡቕ ሓሳብ ኣቕሪብኩም ብሉፃት የሕዋት።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፁሉዎ ኣሉላ❤ ሸም ዶ በሉኩም ኩብር ኣብና ቁጭት ዝባሃል የብሎመን😢
@user-dw2tf9bn2cሉል
@user-dw2tf9bn2cሉል Ай бұрын
መርሴኤ ኣንበሳ ።❤
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
All idea are good, particularly Mersea have excellent point
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
The last participant is very wise, he is also independent from any political party. We all have to be like that, this is not a jock, we loosing our generation and be supporter for one part with all damage is shame.
@daivex6068
@daivex6068 7 ай бұрын
ጽቡቅ ዩ ቀጽልሉ
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
I like the guy was explaining how TPLF leaders are so greedy and have mind siege. At the end they can loose everything but they don’t really care about the mass. That’s insane to see them like that.
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 7 ай бұрын
ዝገርም ሐሳባትን ምርድዳእን በርትዑ ታአከብ ፍታሕ ክርከብ
@ermiaszeweldi7252
@ermiaszeweldi7252 7 ай бұрын
👍👍👍👍
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 7 ай бұрын
Axumawian media, penalists - important discussion Tigray needs right now. No more status que- Tigray deserves change.
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 7 ай бұрын
qetslulu des zibil miyiyix eyu nikulu zekatete bimigbarkum 🙏🙏❤️❤️❤️
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 7 ай бұрын
አብ ዕላማ ምንጻር ብዙሕ ፍልጠት ዘድልዪ አይኮነን ሓድነትውን ነገራዊ መሰርት ክህልዎ አለዎ።እዚአ ካአያ ዝለዓለትን ብውሽጣዊ ዓቕሙ ዝውንና መሰረታዊ'ዩ። እቲ ብዝተፋላለየ መቐኒ ዝአሞኖ ውድብ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ዝተኽየደን ዝቕጽል ዘሎን ምጽናት መስርሕ አይተዓግተን። ብኡ ደረጃ ክምረቕን ክርገምን ኮይኑ ንሓድነት ምፍትታን አይኮነን። እቲ መሪሕ ውድብ ሰስግኡ ንዓና ዓዓጽሙ ንኽልቢ እንዳጎይታና አየስርሕን። ከምኡውን አብ ተነካኢ ቦታታት ተሳትፎ ደቒ አንስትዮ። ከም ቑርሲ ቡን በቶም አፍላሕቲ ምጽባይ ዘይኮነስ ባዕለን መንጢለን ክወስድኦ ዘለወን!!!!
@assefagebre7952
@assefagebre7952 7 ай бұрын
❤❤❤ ብጣዕሚ ነተን እንዳሻሂ ዝተፈጠራ ውድባት ደመን እውን ኽፊለን የን ብረሳሓት ኮራፕትድ ጎጅለ ስርዓት ብዘምፅእዎ መንከራ እቲ ቆብዕ ዝገበረ ዝሃቦ ስብኣይ ዝሃቦ ሓሳብ ካብንልቢ ይድግፍ ቕዋሙ ይሕዝ ናይ እንዳሻሂ ውድባት ግን እንተናኣስ ከም እኔ ኣቶ ሜኔሌክ ኣምሓሩ ወይ ኤርትራዊ ኣይኩናን ብሄራውያን ውድባት እየን 😊😊
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
The question is are those panel participants are independent? What we are lacking is independent mind-set and visionary
@Ivyblac
@Ivyblac 7 ай бұрын
Some of them are but some of them not.
@nxjdnNckfn-rp8wb
@nxjdnNckfn-rp8wb 7 ай бұрын
ብጣእሚ ብጣእሚ ዝድነቅ ዝጠቅም ሓሳባት ምቅራብኹም ምትንታንኩም ኣድላይን እዋናውን እዩ ዕሞ ።ሎሚ ትግራይ ንኩሎም ደቃ ኣካኺባ መውፂኢኣ ክትደሊ ከምዚኦም ፣ስመሰሉ ምሩፃት ደቃ ሓሳባት ተቀቢላ ።ፍታሕ ተምፅእ ።
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 7 ай бұрын
This type of penalist discussion should have been going on since the #Tigraygenocide started. But never too late. We should aggressively challenge the current situation in Tigray & the leadership. Our people are perishing every minute as we speak. What are we waiting for?? Our youth are fleeing Tigray due to lack of hope from the Land they paid their one precious lives. One million civilians perished.
@Resilience3
@Resilience3 7 ай бұрын
የቅኔልና ሃውና ሚኒሊኽ
@baherunegash6934
@baherunegash6934 7 ай бұрын
ብመጀመርያ ምስጋና ልአክሱማውያን። ብጣዕሚ ልሕዝን ታሪክ ጀጋና ህዝቢ መጻወቲ ልያቡ አብ 21 ክፍለዘመን። ሕወሓት ካብ አመሰራርቱኡ ልስጣኑ ዓሊሙ ልመጸ ኢዩ። ካብመሰረቱ ረብሓ ትግራይን ታሪክ ትግራይን መሰረት ገይሩ ሰሪሑ አይፈልጥን ። ክቅየር ኢልኩም አይትሕስቡ። ክልወጥ ዓቅምን ድልየትን አይብሉን። ተይመሽየ መማረጺ ን አልሽ ካምህዝቢ ከይንጠፍእ። 1/ ካምተጋሩ ናይህልውና ሓደጋ ስለልበጽሐና አብማንነትና መሰረት ልገበረ ኩሉ ትግረዋይ ልሳተፈሉ ሓጺናዊ ሓድነት ለለዎ አድራጃጅዋ ንፍጠር። ኢተለለዋና ናይፖሎቲካን ናይህዝቢ ድርጅታትን ካምመበገሲ ገርና ንውስደን። 2/ ናይኮሞኒስት ማለሊት ስርዓት ብ ኢፋ ምፍራስን ምልክታቱ ካብናይህዝቢ ገጽ ምጥፋዕ። ል አብነት ቀይሕ ባንደራ ተሽኪምካ ልዋይት ሃውስ ምካድ ጸላኢ ምብዛሕ ኢዩ፣ ድጋፍ ም ኢላሽ አይኮነይ።ኢቱ ቀይሕ ባንደራ ልተሽከሞ ስነሓሳብ አንጻር ናይምዕራባውያን ረብሓን ራኢን ስለልኮነ። 3/ ንዓለም ንሪአሉ ናይፖሎቲካን ኢኮኖምን ራኢና ናይምዕራባውያን መንገዲ ንክትል ምካና ብ ኢፋ ምውዛዕን ብግብሪ ላብመረት ምውራድን።
@tigestlemlem1531
@tigestlemlem1531 7 ай бұрын
#StopFascistTsadkan
@janyraga5203
@janyraga5203 7 ай бұрын
The thing is , does it worth to be party supporter while we dealing with genocidal, democratic change , ethic cleansing. We we be independent and suppoert our people as a diaspora, we should be free from any political party and evaluate the political parties according our people short term and long term advantage.
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 7 ай бұрын
እዋናዊን ኣገደስቲ ኣርእስትታት ዝሓዘ መድረኽ ።
@user-Harnet24
@user-Harnet24 7 ай бұрын
ደስ ዝብል ጅማሮ
@user-lk7yu3zu8v
@user-lk7yu3zu8v 7 ай бұрын
ጵቡቕ ጅማሮ እዩ ። አሉላ ግን ገንዘብ ዝምልከት ነገር ጥንቃቐ ንግበር ። አሉላ ብሄር የብሉን ፡ ዶላር እዩ ብሄሩ ። $$$
@degolnegase7295
@degolnegase7295 7 ай бұрын
ኣሉላ ቤሀር የብሉን 😂😂 ናይ ባሓቂ
@mussiesahle2872
@mussiesahle2872 7 ай бұрын
የማነ ሓለፎም ዘቅርቦ ሓሳብ አብ ልቢ ትግራይ ዘሎ እዩ። ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ!!
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 7 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዮ ምምያጥኹም ህዝቢ ትግራይ አብ ጥምየትን ስቃይ ፅበባን እዮ ወዲቂ ዘሎ መራሂ ስኒኑ አብ እክሊል አዮ ዘሎ ሰለዚህ ህዝብና ብቅልጡፉ ክነድሕኖ አለና 😢😢😢
@user-mv2dg7rt8q
@user-mv2dg7rt8q 7 ай бұрын
ዳሐን ሱቖኢሊኹም ስምእዋ ሐቂ እዬም ዝዛረቡ ዘለው ህዚቢ ትግራይ ኸይኑ እምበር አብ ካልእ ዓለም አብ አደባባይ ክስቀሉ ነይርወም ንምሳሌ ጋዳፎን ሰደም ይኸኑ
@assefagebre7952
@assefagebre7952 7 ай бұрын
ክክክ ውናት ባይቶና ሳልሳይ ወያነ እንዳሻሂ ዝተፈጠራ እየን ይብል ውድብ ህ ውሓ ት ከም ጣዖት ዘምልኽ ኣረጊት😂 ሞ ሕዝውን ውድብ ህ ው ሓ ት ምስ ባንዴርኡ ክቕበር ዪ ዓይንኩም እናረእኩም ረሳሓት ❤
@besm113
@besm113 7 ай бұрын
ፎ እዚ ትግርኛኹምሲ የፈንፍንኳእዩ።ብምንታይ ኢና ሓደ እንድዒ።እንግሊዝ ተወሰኽኩሙሉስ ነቲ ኢንግሊሽውን ይድውኖ።
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 ай бұрын
ከመይ ከመይ እዩ ዝነገር? ኣፍቲ እዋን ጦርነት ነፃ ትግራይ ንብል ኔርን ተጋሩ ምባልን ኣብ ኣሜሪካ ኮይንካ ንኢትዮጵይ ዝምልከት ስግግር መንግስትን ከ ናይመን ባህጊ እዩ ኔሩ ማለት እዩ? እቲ ህወሓት ዘስረፀቶ ነፃ ትግራይ ማለት ኣብ ዓጋም ዝተፀገዐት ቆልቋል ማለት እዩ ዝብል ከ ከመይ ኮነ? ሚስኪናይ ዲያስፖራ ንመኸተ እናተባህለ ዝተሓለቦ ገንዘቡ ኣበይ ኣተወ ኣጀንዳ እንተትገሩሉ ምፀደቕኩም ኔርኩም
@tigestlemlem1531
@tigestlemlem1531 7 ай бұрын
Gang Tsadkan picked very wrong people to be a fascist.
@user-vn8hl9fn7g
@user-vn8hl9fn7g 7 ай бұрын
ምሊሊክ ከም ህወሓት ርእሱ ደሪቁ ቀሪዩ እዩ ካልኣይ መዓልቲ እውን ክሳተፍ የብሉን
@amdomGebregziabhear-kk4oc
@amdomGebregziabhear-kk4oc 7 ай бұрын
1.ኣብ ትግራይ ሲቪል ሰርቫንት ኣሎ ድዩ ልዕሊ 80% እኮ ናይ ህወሓት ካድረ እዩ መሊእዋ ሞያዊ ለይኮነስ ብናይ ውድባዊ እምነት ጥራሕ እዩ ልምልመል 2. ድማ ክንድዚ ደጋፊ ኣለዋ ልበሃል ነገር ኣሎ ብግዲ ናይ ውድብ ኣባልነት ልተኣከበ ኣባል እምበይ ኣሚኑ ልተወደበ ኣባላ ክንድቲ ልትብሎ ፍርቂ ወይም ርብዒውን ኣይመልእይ 3.ዓርስኻቱም ሓድሱ መራሕትኹም ይመርመሩ መንግስቲ ይምረሐና እዩ ልበሃል ለሎ ካድረይ ብናይ ካድረ መረብ ልመፅእ መራሒ ይትረፍ እሞ competitive ይኹን እዩ ልበሃል ለሎ 4.ኣብ እንዳ ሻሂ ልተመስረታ ልበሃላ ለለዋ ውድባት ልተመስረታሉ ቦታ ዶ ንርአ ወይስ ዓቕሚ ናይቶም ውድባት እዩ ክረአ ለለዎ ተኾይኑኸ ኣብ ጫካ ልተመሰረተት ውድብ ዓዲ ትመርሕ ምህላዋ ዲና ላረሳዕና
@nxjdnNckfn-rp8wb
@nxjdnNckfn-rp8wb 7 ай бұрын
ብሕወሓት ነፃ ክትወፅዕ ኣይትኽእልን እንትርፊ ክትበርስ ፣ሓሳብካ ከምቲ ፀጉረካ ሰይቡ እዩ ።ካሊእ ካብ ምኒሊክ ዝኣበየ መሬት ትግራይ ዝሸጠ ውድብ ህወሓት እዩ ፣ብሚሊዮን ትግራዋይ ዘፅነተ ወንጀለኛ ጉጅለ እዩ ናይ ካድረ እንበር ናይ ሕዝቢ መራሒ ኽኾን ዘይግባእ ፣ማፍያ ጉጅለ እዩ ፣አኸለ ።
@amanuelbeyene4325
@amanuelbeyene4325 7 ай бұрын
Kabey zemxey liyba sebiay
@Resilience3
@Resilience3 7 ай бұрын
The opposition parties are going to put Tigray in big danger. Who died for Tigrayans? Why are you saying ሰር ቦንቀስ ለውጢ? It is backward idea.
@mulugetaashebir2374
@mulugetaashebir2374 7 ай бұрын
ናይ ዕላማ ንፁርነት? ናብ እንዳ ሓደ ልቢ ሓደ ህዝቢ እባ ኣይትውሰዱና። ውድብት ትግራይ ድሌታትን ባህጊታትን ሒዘን ንኽዋዳደራን ኣብዛሕ ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ዝረኸበ መንግስቲ ይምስርት። እዚ ንምግባር ፍትሓውን ዘይሻራውን ምርጫ ኮምሽን ምጥያሽ፣ ልክመጽእ ብሰላማዊ መንገዲ ምቅላስ።
@redagetach
@redagetach 7 ай бұрын
KUZEMA AFTER KUZEMA THE OCCUPATION OF UNOCCUPIED MIND.
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 7 ай бұрын
ሕቶ ግን አለኒ ሐዚ ድኩም ተወሊድኩም ሙሁራን ተጋሩ ህዝብና ንጆኖሳይድ ክቃላዕ ሉዕል ግደ አለዎም ሙሁራን ተጋሩ ኩሎም ብህወሓት ሳምባ ሰለትትንፉሱ ዝነበረ እዩ እዚኣ መሪር ሓቂ እያ ድሕሪ ጆኖሳይድ እውን አብ ዕንኪሊል ይርከቡ ሙሁራን ተጋሩ ዋይይይ እዙይ ዶ ኢዱ ህዝበይ ከምዘየምሃረ መሐሸ ነይሩ ህዝቢ ትግራይ
@demhai4560
@demhai4560 7 ай бұрын
ኣሉላ ስርቂ ሓዲካዮ ዶ?
@lwamkidane8698
@lwamkidane8698 7 ай бұрын
እዞም ዓብይ ሰብአይ እዞም ምስደቆም አብዝሓሸ ዓዲ እንዳነበሩ ዝተመረፂ መንግስቲ ይብሉና ብሓቂ በትክክል ዝተመረፀ መንግስቲ አለናዶ???
@user-hc4ss4zr1v
@user-hc4ss4zr1v 7 ай бұрын
አሉላ ሰለሞን ከበደ ናይ ስብሃት ልኡክ ሙሁራን ትግራይ ንምጥፋዕ ፕላን ሂዝካ ድማ ትንቀሳቀስ አንታ ባንዳ
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 7 ай бұрын
😂😂😂 ሰባሓት ቦታ የቡሉይ ናይ ሓድስ ወሎዶ እዩ እቲ ስልጣን
@amanuelbeyene4325
@amanuelbeyene4325 7 ай бұрын
😂😢degafe hewahat eye do belka 2 xegrey abkulka leyba shefta eka ke. Tplf
@AbrahamYayeh
@AbrahamYayeh 6 ай бұрын
ኣንፈት ትግራይ [ትግራት] ናበይ? ክፍሊ-1 [1ይ ክፋል]
@dc8625
@dc8625 7 ай бұрын
እዚ ናይ ህዉሓት ደጋፊ ዝብለ ሰብ ገጽ ትኪድ ካድረ ህዉሓት ኣራዊት
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 7 ай бұрын
ህውሐት ባዕላ ዶ ኧይኮነን አፍሪስዎ
@anwarabdela2568
@anwarabdela2568 7 ай бұрын
ካውንስል ንትግራይ መጥፍእ እዩ
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 ай бұрын
ካብ ትግራይ ዕላም ዘለዎ ቃልሲ ተላዒሉ ኣይፈልጥ። በዙይ ክኣ እዩ ካብ ሃጸየ ዮውሃንስ ኣትሒካ ክሳብ ሑዚ ናብ ህልቂትን ጥምየትን ዝእለሽ ዘሎ። ሕዙይ እውን ብእል ኣሉላ ሰሎሙን ሒዝካ መጺኻ መፍቲሒ ምእላሽ ላግጺ እዩ። ላብ ህዝቢ ትግራይ ዚኒሄኩም ንዕቀት እዩ።
@gebrialaboy7610
@gebrialaboy7610 6 ай бұрын
ባዓል ሰሎሙን በዓል ሙሩፅ መንግስትና በሃሊት መዓዛ ሒዝካ ሕሩር ቢሄርተኛ ሚድያ???😂😂😂
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 ай бұрын
Diaspora liberate yourself first and then may be you can influence Tigrai.
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 ай бұрын
ትግራይ እኮ እቶም ኣብኡ ተረፍ መረፍ ገንዘብ ዝርከቦ ሓጭን መጭን ወሳሲኾም ምስ ነጋዶ ኾይኑ ገንዘብ ዝርከቦ ክኣራርዩ ምንም ብፅፅ ከይበሉ ትግራይ ዳርጋ ብሙሉኣ ብድርቂ ተወቒዓ:: ህዝብስ ግደፉዎ እስቲ
@gebrialaboy7610
@gebrialaboy7610 7 ай бұрын
ደናቁር ሓለውቲ ሸፋቱ ደደቢት
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 7 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው ሃለውለው ለው ለው ው ው ው. ኣንታ ቋንቃኹም ኣየኽርዓኩምን ድዩ? በቃ እቲ ዘረባዥኩምስ እንግሊሽ እንዳሓወስካ ኮይኑ? ተሕዝኑ!!! ብነፍሰ ምትሓት ተሳቒኹምኮ!!!!
@danielbeyene3135
@danielbeyene3135 7 ай бұрын
አ፣አ፣ እ፣ እዝነይ ሂሙኒ፣ ጌታቸው ረዳውን አ የብዝህ እዩ
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 7 ай бұрын
ፊደል.ምበር ፍልጠት.ብቕዓት የለን ! ኣሽንባን ዋላ ምስ.ክንደይ ፀገሙ አዉን ተኾነ ክንደይ ምዐቡል ጎኒ ን ዘለዎ ህወሓት ንከም ሻዕብያ..ዝመሰሉ ኣልቦ.ፖሊሲ.ዉድብ ባዶ ኣይወሃብን ! ሓደ.ዉድብ ከምቲ ትብሉዎ ባዶ ተኾይኑ?ካብ ባዶ ተበጊስካ ከመይ ገይርኻ ይዕረ.?ንስኹም ግና እቲ ፀገም ካብ ሱሩ ናይ.ምርኣይ ዓቕሚ(ወድዓዊን ባዕላዊን ኩነት) ናይ.ምርኣይ ዓቕሚ ከምዘይብልኩም እዩ ዘርኢ።
@Ivyblac
@Ivyblac 7 ай бұрын
ንድሙ አንበሳ ስለዝበልካዮ ኣንበሳ ኣይከውንን። ህወሓት እውን ድልየትኩም ሊልኩም ተሞጎስክምዎ እቲ ኣብ መሬት ዘለዎ ሙስሉይ ዓቅሙ ኣይቅይሮን።
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 7 ай бұрын
አዙይ.ሜዳ ተጋሩ እዩ ። ኣምልከተኩም፡ ምንም ተበልኩም ብጨናኹም ትፍለጡ
UNTV: Ito Ang Balita Weekend Edition |       July 27, 2024
1:05:50
UNTV News and Rescue
Рет қаралды 177 М.
ኣንፈት ትግራይ ናበይ . . ?  [ 2ይ ክፋል ]
1:19:41
Axumawian Media Network
Рет қаралды 5 М.
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 7 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
24 Oras Express: July 26, 2024 [HD]
43:10
GMA Integrated News
Рет қаралды 574 М.
Unang Balita sa Unang Hirit: JULY 26, 2024 [HD]
50:49
GMA Integrated News
Рет қаралды 568 М.
Saksi Express: July 25, 2024 [HD]
31:08
GMA Integrated News
Рет қаралды 117 М.