No video

Asmara - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 832,639

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ሃልሃልታ ፍቕራ እና’ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይ’መሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ’የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ’ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ’ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ’ዮ ኣታኣነ
ሓመዳ ናፊቐ’ዩ ኣታኣነ
ሰማያ ናፊቐ’ዮ ኣታኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ’ዮ ኣታኣነ
ጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡ
ባራት በትሪናታት ብዝርይኡ
ጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡ
ኮታ’ት ኸባቢ ብምሉኡ
ፖርቲኮ ባር ኣሜሪካ
ባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካ
እጎ ሞዶርኖ ዲያና
ራንዴቮ ቶታል መዋኛ
ካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይል
ሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋ
ኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋ
ንንኡስ ዕድመና ክነሳሲ
ኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲ
ተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎን
ናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲ
ዳንኬራ ናይት ክለባት
ስተዪ ስተ ደቀባት
ኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲ
ፍሳሃ ክዓስላ ነብሲ
ሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱ
ብሳዕስዒት ክወግሕ’ቲ ለይቱ
ኣዳመይ መምስ ሄዋናቱ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ’ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ’ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ዎየ...
ዎየ...
ሃልሃልታ ፍቕራ እና’ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ’የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ’ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ’ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ’ዮ ኣታ ኣነ
ሓመዳ ናፊቐ’ዩ ኣታ ኣነ
ሰማያ ናፊቐ’ዮ ኣታ ኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ’ዮ ኣታ ኣነ
ሳንሻይን ሳባና ኣላስካላ
ኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላ
ኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮ
ይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮ
ትራኣየኒ ስምርቲ
ደበናኣ ተጎልቢባ
ክዛወር ገለን ክወፍር
ንየው ነጀው እናለ ህዝባ
ክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳ
እንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳ
ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ
ወጋሕታ መሳጊድ ክእዝና
ኣብያተ ክርስትያን ክድውላ
ከመስግኑ ሰማይ ክውድሱ
ምእመናን ናብኣተን ክግስግሱ
ኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነት
ሱር ዝሰደደ ሓድነት
ባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደት
ነዚ ገዲፍካ’ዶ ከርተት
ኣይፋሉን ሎም’ስ ይኣኽለኒ
ኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒ
ፈጣሪ ዓደይ የእትወኒ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ’ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ’ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ካብ’ቲ ን ኣስመራ’ና ኣስመራ ዘብላ
ህላወ ኣባሻውል’ዩ ሻውለይ ወለላ
ጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላ
ኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላ
መራቢል መሊኡ ቲ’ባህላዊ መስተ
ብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተ
ናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑ
በረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡ
ይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበር
ሻውለይ’የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈር
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ

Пікірлер: 236
@abrhalesbhatu2032
@abrhalesbhatu2032 Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ ኪሮሰይ ደርፊ ዳሰምዐ ዝዓበየ ❤❤❤❤
@user-fj7ci1ws4o
@user-fj7ci1ws4o 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ዳ ፈተኩዋ ቡዙሕ ኣይ ሰመዓን የ መከነያቱ ማራ ያ ተሳቀየኒ ኣስመራ ሂወት ቃዛ ኣመና የ ዘናፈቆ🤕love you ደቂ ኣስሚረይ🥀
@Edenmamerhawi1166
@Edenmamerhawi1166 2 жыл бұрын
ሓቀኛ ኣፍቃሪት ወይ ኣፍቃራይ እንድሕር ኮይንኪ ኣትሪርኪ ተቃለሲ ክትድህስስያ ብኣካል
@Goytaye
@Goytaye 2 жыл бұрын
ሓቅካ ያዱ ዓይነይ ኣጆካ ካብ ኣዲስ ብሰላም የውጽካ
@user-fj7ci1ws4o
@user-fj7ci1ws4o 2 жыл бұрын
@@Goytaye 😂🤚
@nkulugziyealowo9910
@nkulugziyealowo9910 Жыл бұрын
Sekt weyal deqi asmera sereqti medanagerti
@EsromGebremedhn-dw8og
@EsromGebremedhn-dw8og 9 ай бұрын
​@@nkulugziyealowo9910 seraqi ertrawi yeblnan
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 4 жыл бұрын
ሓሊፉ ምስ የዕሩኽ መሳቱ ብሳዕሲት ክወግሕ ትለይቲ ኣዳመይ መምስ ሀዋናቱ 🥺🥺🥺 ኪሮሰይ መሓዙተይ የ ዝዝክረሉ ኩሉ ደርፍታትካ 🙄🙄🙄 ስደት ርጉም ፋሕ እንዶ ሞ ኣቢሉና!!! ኪሮሰይ ዓቢ ሰብ 👑❤️
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@noufrafea1630
@noufrafea1630 Жыл бұрын
@yordanoshabtemichael1516
@yordanoshabtemichael1516 Жыл бұрын
@@natieri2399 ኮይሶም ሓቢቢ
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ወዲ'ስመራ 'ይኮንኩን ሳላ'ዛ ደርፊ ግን ኣስመራ ፈቴያ 💚🖤 😁
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@danieljohannes7936
@danieljohannes7936 2 жыл бұрын
እሞ ኪድ እንዶ ደቂ ደምብያ ኣብ ትራክፒ ክዳጉንኻ 🤣🤣🤣
@user-pz9ox3om3l
@user-pz9ox3om3l 2 жыл бұрын
kkkkkk
@samuelmehari1972
@samuelmehari1972 Жыл бұрын
ይገርም እዩ ጥበብካ ኪሮስ ጅግና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ ከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒ ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታኣነ ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታኣነ ጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡ ባራት በትሪናታት ብዝርይኡ ጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡ ኮታ'ት ኸባቢ ብምሉኡ ፖርቲኮ ባር ኣሜሪካ ባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካ እጎ ሞዶርኖ ዲያና ራንዴቮ ቶታል መዋኛ ካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይል ሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋ ኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋ ንንኡስ ዕድመና ክነሳሲ ኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲ ተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎን ናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲ ዳንኬራ ናይት ክለባት ስተዪ ስተ ደቀባት ኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲ ፍሳሃ ክዓስላ ነብሲ ሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱ ብሳዕስዒት ክወግሕ'ቲ ለይቱ ኣዳመይ መምስ ሄዋናቱ ኣስመራ ኣስመራ በይነይ ስምርቲ ስምርቲ በይነይ ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ዎየ... ዎየ... ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ ከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒ ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታ ኣነ ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታ ኣነ ሳንሻይን ሳባና ኣላስካላ ኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላ ኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮ ይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮ ትራኣየኒ ስምርቲ ደበናኣ ተጎልቢባ ክዛወር ገለን ክወፍር ንየው ነጀው እናለ ህዝባ ክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳ እንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳ ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ ወጋሕታ መሳጊድ ክእዝና ኣብያተ ክርስትያን ክድውላ ከመስግኑ ሰማይ ክውድሱ ምእመናን ናብኣተን ክግስግሱ ኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነት ሱር ዝሰደደ ሓድነት ባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደት ነዚ ገዲፍካ'ዶ ከርተት ኣይፋሉን ሎም'ስ ይኣኽለኒ ኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒ ፈጣሪ ዓደይ የእትወኒ ኣስመራ ኣስመራ በይነይ ስምርቲ ስምርቲ በይነይ ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ ክብረይ መንነተይ ኣስመራ ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ካብ'ቲ ን ኣስመራ'ና ኣስመራ ዘብላ ህላወ ኣባሻውል'ዩ ሻውለይ ወለላ ጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላ ኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላ መራቢል መሊኡ ቲ'ባህላዊ መስተ ብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተ ናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑ በረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡ ይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበር ሻውለይ'የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈር ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣስመራ ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ ክብረይ መንነተይ ኣስመራ ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
@user-lq9iu7bi2l
@user-lq9iu7bi2l 2 жыл бұрын
ኢሄን ዘፈን በፍቅር ነው የምወደው ምን እንደሚል ግን አላውቅም ማርያምን ብቻ እወደዋለው
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@livingforpeaceandjustice9750
@livingforpeaceandjustice9750 2 жыл бұрын
Yane semeten naw yagelshw ya leban thank you
@gangiboss4926
@gangiboss4926 2 жыл бұрын
Music wela hade dob yeblun music kulsae smietawi melkti eyu ayrdeakan trgumu gn kea tfetwon tefkron so it’s music
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 жыл бұрын
ነገር ኣድጊ ከምኡ ዩ ናማቱ ዝናፍቕ
@Ibro_wedi_haji
@Ibro_wedi_haji Жыл бұрын
የሄ ዘፈን ሰለ አስመራ ነው ሚዘፍነው እሱ ሰደት ሆነ የ አስመራ ከተማ ዉበት እና ሰፈሮች የልጅነቱ ትዝታ እያስታወሰ በሃዘን
@melatmiamimari203
@melatmiamimari203 2 жыл бұрын
ሳዋ ኢና ኔርና ናይ ምዓስከር ኣባላት ባህሊ ከካይዱ ኢሎም ሒዞምና ከይዶም ግን ከኣ ሰልቺና ነይሩ። ተኣሲሩ ዝነበረ ኪሮስ መጺኡ ነዚኣ ምስ ደረፈ ታ ዝተሓጎስኩላ ምሸት ኣብ ምሉእ ህይወተይ።
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 2 жыл бұрын
28 zurya yzkirq eye
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣነውን ይሰምዕ ኔይረ ካብዚ ናትካ ፍልይ ዝበለ ማዓት ወረ ኢሉ ምስ ደረፈ ድሃይ ኣጥፍኡ ኔይሩ እንታይ ኮይኑ እዚ መዓት ወረ ኢዩ ዝደርፍ ደሃይ ኣጢፊኡ ኢልና ምስ ደቂ ገዛውተይ ንሓምዮ ኔርና ግን ሹዑ ኣይደንጎየን ኣለኩ ትብል ኣልቦም ሒዝልና መጽዩ ኺሮስ ❤❤❤❤
@tigistirezene5391
@tigistirezene5391 2 жыл бұрын
ኬሮስ ናይ ቀደም ምስ ረዚን ግጥሙን ዜምኡን ምለሱለይ በጃኹም ተጠራጢረ ኣለኹ በዚ ናይ ሕጂ ኪሮስ 💔🥲 with all respect eu gen
@teklitisaac2845
@teklitisaac2845 2 жыл бұрын
ኣየ ወ ሓቂ ኺ
@user-ny9xd3od2h
@user-ny9xd3od2h Жыл бұрын
Kmaki barya sle zykone diki deliki fo
@nkulugziyealowo9910
@nkulugziyealowo9910 Жыл бұрын
Sekti kelbi shormuta
@user-nw9wp7yc5m
@user-nw9wp7yc5m Жыл бұрын
@@nkulugziyealowo9910 kkkkkkkkk
@wedihayle3293
@wedihayle3293 3 жыл бұрын
Kirosa ብሓድሽ ደርፊ ተቐልቀለና
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@user-hx4ve5jd1f
@user-hx4ve5jd1f 6 ай бұрын
ኪሮሰይ ንዓካስ ልበይ ጨዲደ ምሃብኩኻ❤
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ነስመራ ከም ኪሮሰይ ገይሩ ፍቕሩ ዝገለፀላ'ኳ ዘየለስ ፡ ስቕ'ሎም ኣንቺ መንቺ'ብሉ ☹️ መናቐፂ !
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 Жыл бұрын
::
@ache540
@ache540 Жыл бұрын
Suq bel fara 😂
@lyonmiki2470
@lyonmiki2470 Жыл бұрын
Dmu
@mohannig7919
@mohannig7919 3 жыл бұрын
Asmara 😍😍😍🇪🇷💖🇪🇷
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@luliaamanuel6212
@luliaamanuel6212 Жыл бұрын
Asmirey mn mo kmaki bnfqotki aykalkun ufff🥺💔🇪🇷ኣስመራ ስምርቲ በይነይ ናፊቁክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ስኢኑክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ😭😭kulmulki nfqyo halaley 🙌ክላ ስኪ ታይ ዝዓብስ ጅዳ ታይ ዝዓብስ ኤሮቫ ካናዳ ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ☝️🥺
@lwamtsegay1534
@lwamtsegay1534 3 жыл бұрын
Aye we hiwet halifu ms aeruk mehazut asmara shikor ,nightclub,pianobarat ,,,halifu kefat😭😭😭😭
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 2 жыл бұрын
Aleku abo haqi kemey dika 💐💐💐
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮሰይ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
@aronkesete-fh1ez
@aronkesete-fh1ez 10 ай бұрын
Nay bhaki bro kiros fluy tewhbo iu zelewo
@FarsFars-bl3nr
@FarsFars-bl3nr Ай бұрын
Kirosey jigna nedhrit meliskana shukren kab keren 🥰🥰
@mohammedbeshir7181
@mohammedbeshir7181 2 жыл бұрын
U r making cry at this moment. I miss my asmara.
@selihommedhanie1598
@selihommedhanie1598 3 жыл бұрын
Asmera Beyeny smrti beyney Nafikikis yneb Alo Ayney Asmera Asmera Ade Nsnetey Kefatit ynitey kofo zkrtatey Asmera Asmera ✌😭
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@osmansaleh1067
@osmansaleh1067 3 жыл бұрын
😍😍🇪🇷Love kiros 💞
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@BahreNeGash
@BahreNeGash 6 ай бұрын
Asmara ❤️ My hometown! You will always have eternal place deep in my heart & soul.
@dembeleiskingod7736
@dembeleiskingod7736 3 жыл бұрын
My Hero Love you 😍 king of music 🎶
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@wizfili8529
@wizfili8529 3 жыл бұрын
Samarti ayney nafiqeki 2021😘😘🖤🖤🇪🇷🇪🇷
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@wedibelay9125
@wedibelay9125 3 жыл бұрын
Welcom back kiros pleals like♥️🖤💜🙏🙋🌾 1000
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@saimonhabtom1183
@saimonhabtom1183 3 жыл бұрын
Das zebel dmxi aleka. I am your big fan.
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@adumeri6130
@adumeri6130 3 жыл бұрын
Kemzi kemay alo do neza derfi ksemie keleku kab wushti u zsmani kulu eti godona kiros yxwuo ane ka ab hasaby ysielo ahhhhhhh nafqot Husum
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@germawitrussom3983
@germawitrussom3983 3 жыл бұрын
Fetari fqrin snitn yhabena hagern ybarkelna selam yewrdelna nab brkti adna knmles
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@yaredmehari5919
@yaredmehari5919 2 жыл бұрын
በእዉነት ኪሮስ ፍቅር ❤❤❤❤ ካብ ወዲ ትግራይ ❤ህግደፍ 🤫🤫🤫🤫🤫
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 2 жыл бұрын
Asmirey meley sembeley meley ahhhhhh sidet weyal
@saronzeru5000
@saronzeru5000 8 ай бұрын
Kemay geru nkirosey zfetwos yhlu do ykewn kirosey King natey ngus tbeb wedi hzbi 🤴💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@fanuelkahsay7013
@fanuelkahsay7013 8 ай бұрын
Kemay geru niaki zifetweki do yihilu gual zeru shikor ❤
@saronzeru5000
@saronzeru5000 8 ай бұрын
@@fanuelkahsay7013 thank you ❤️❤️❤️❤️❤️💙💙
@kahsayteklemikal4701
@kahsayteklemikal4701 3 жыл бұрын
Deki asmera ina bahlti nafkotkom awxeu beza zeima nay kieros
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@gebetemekseb3580
@gebetemekseb3580 2 жыл бұрын
King of king 👑👑👑
@Simonkifle
@Simonkifle Жыл бұрын
Kiroseyy goyta haki we are stand with you King 👑
@abelgoitom1031
@abelgoitom1031 2 жыл бұрын
👑👑👑💤 kiros asli wedi Asmara 👍🏼👍🏼👍🏼♥️
@merhawitmichael8853
@merhawitmichael8853 2 жыл бұрын
King of king 👑 kiros
@NahomGebretnsae
@NahomGebretnsae 4 ай бұрын
kirosey halal nber eskas Ngus kulu❤🎉💞💗🤝
@samuelmebrahtu8125
@samuelmebrahtu8125 Жыл бұрын
Fetari ADEY mleseni asmera asmera🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🫶🫵🌟
@ialwayprayforyouerey2797
@ialwayprayforyouerey2797 2 жыл бұрын
Kirosey yfetweka yhamelka Abo wuxuat niakas entay mo kbleka qalat ywhdeni yu king of eritrea i love you
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@robiwedi1575
@robiwedi1575 Жыл бұрын
Kiros King 👑 of King 👑
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 5 ай бұрын
ኺሮስ ነቢ ልኡኽ ፈጣሪ💙💔🫶🏿👊🏿
@meleymeleyy636
@meleymeleyy636 3 жыл бұрын
100%
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@teklitrussom
@teklitrussom 2 жыл бұрын
✅🦁👍👍👍👍 i miss you 😘
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@yosangere1163
@yosangere1163 2 жыл бұрын
kiros asfha nska baelka asmera eka nberelna tray
@habenokubayhaile5658
@habenokubayhaile5658 2 жыл бұрын
Kairo King 👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@EfremSele
@EfremSele 7 ай бұрын
Asmera ❤❤❤❤ love you asmer😢😢😢
@finanmeharimehari381
@finanmeharimehari381 2 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ዶ ማሓ አልኩም ኣብ ትዝታ ትህልዉ😢😮❤
@abientertaintment7286
@abientertaintment7286 3 жыл бұрын
Wedi hzbi selam dyu kbretey ab Roma aleku tezawer
@natnaelhuruy6474
@natnaelhuruy6474 3 жыл бұрын
Snesrat eske gber Nay men defar eyu bejaka
@meakeleajoeknateygirmatsen4033
@meakeleajoeknateygirmatsen4033 3 жыл бұрын
Aessyyyy natey Ajeaky
@tesfirasha4534
@tesfirasha4534 3 жыл бұрын
@@natnaelhuruy6474 kirios tirifa yerasinekin alio wedi gezawitey euo emibagalano tirifa nay gezawitina
@abientertaintment7286
@abientertaintment7286 3 жыл бұрын
@@natnaelhuruy6474 msay dika hawey natey
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
@@tesfirasha4534 Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 Жыл бұрын
Yebele kirise azekirkani asmera shikor soon keile iyu ezi argite dectater
@tesfityohannes3485
@tesfityohannes3485 2 жыл бұрын
Kiros king of Eritrean
@yafetsemere4231
@yafetsemere4231 Жыл бұрын
ኪሮስ ኪሮስ ከሎ ዝደረፎ ጥዑም ጣዕሚ ዝኽሪ ዘለዎ ደርፊ ኣስመራ
@aronkesete-fh1ez
@aronkesete-fh1ez 5 ай бұрын
ሕጂ ውን ኪሮስ'ዩ ዘሎ ናበይ ኢኻ ከተብሎ ደሊኻ ከምቶም ህዝቦም እናጠፍአ ስቕ ኢሎም ዘይርኣዩ ዘይኮነ ዲኻ ደሊኻ
@Edengirmay291
@Edengirmay291 5 ай бұрын
Nafqot hmak aleku anes😢😢😢😢
@aleksamderfmichael6409
@aleksamderfmichael6409 Жыл бұрын
Kirosey king musica entay deamo hji mzom resehat
@user-ex2iz3qs8n
@user-ex2iz3qs8n 2 ай бұрын
King👑👑👑👑👑
@senaydanow6953
@senaydanow6953 3 жыл бұрын
Kiros halal❤❤
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@user-bz6hw6yr2k
@user-bz6hw6yr2k 5 ай бұрын
Zefnu men endmil alawkm gn bexam bexam new mewdw❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kiros gignayu ok
@user-su7kn2bf9u
@user-su7kn2bf9u 7 ай бұрын
Ezi nay bihaki kiros asmera nbriged nahamedu eyu
@kiros123
@kiros123 Жыл бұрын
ከማኻ ገላጺ ኣይረኣኹን
@frezhgitsegay375
@frezhgitsegay375 5 ай бұрын
Bekayi tray bolo kkkkk asmera
@tesfazeymqurax4601
@tesfazeymqurax4601 8 ай бұрын
King is King ❤❤
@Amanuielbitsuamlak-gg4jd
@Amanuielbitsuamlak-gg4jd Жыл бұрын
Tebatey kexelo eski kemydika nay hemamy
@Hamassien
@Hamassien Жыл бұрын
ሓማሴናይ ምኻነይ ሕቡን ኢየ ብዓቢኡ'ውን ኣብ ኣስመራ ምውላደይን ምዕባየይን ዓቢ ሓበን ዘይነጽፍ ኣብ ውሽጠይ 🥰🥰🥰💪💪💪.
@user-bk5dw1ws2q
@user-bk5dw1ws2q Жыл бұрын
ሂወታ ይባረክ ክቡር ሓወይ ሃገረ ሓማ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንሰርሓ ኢና
@badtiwacina6804
@badtiwacina6804 Жыл бұрын
Nabsi wedef eritreawi kuru iyu ab adu miwladu biabiyu ka Eritreawiyan mukana
@Hamassien
@Hamassien Жыл бұрын
@@badtiwacina6804 ኣንታ ሰብ ምስ ኤርትራውነት ዘተሓሕዝ የብሉን ትሰምዕ ዲኻ ዓሻ
@aronwedieri
@aronwedieri 2 жыл бұрын
Ayeni abyeka yedfen kiros 🤴 nebrelay eska chrees chrees
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Жыл бұрын
Kirosyy king abo haki abo hlna king ❤❤❤❤❤❤
@KokebgeryeEhitepia-x6u
@KokebgeryeEhitepia-x6u Ай бұрын
Hasewiti chenewiti Akalb
@king_kiros_
@king_kiros_ Жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣብ "ኣስመራ" ዘለካ ፍቕሪ ፍልይ ዝበለ ኢዩ ካብቲ ብኣካል ዝረኣዋስ በዛ ደርፍኻ ኣዝየ ይፈትዋ ኣስመራ።
@misgnamichael3701
@misgnamichael3701 8 ай бұрын
ኩሉ ናብ ዓዲ መሊስካዮ ኪሮሳ ሓቀኛ ጥበበኛ
@WediWeldu-nq6ob
@WediWeldu-nq6ob 5 ай бұрын
kiros yahoo super man
@Realityscreenshot
@Realityscreenshot 3 жыл бұрын
مواصلات لالمبا اندي نسقل انسمعا علنا ❤
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@user-lt2yw1iv4x
@user-lt2yw1iv4x 2 ай бұрын
😊😊😊🎉❤2024.
@meashotsegay5724
@meashotsegay5724 2 жыл бұрын
ኣይ ግዜ ጥዑም ሓሊፍ ምስ ደቂ ኤሬ ሽኮራት ካብ ዓይነይ ዘይክወሉ ይዕርክተይ ሕፃፅ ማይ ዓስከር ይዝከረኒ እዛ ሙዚቃ ክሰምዕዋ ከለው ዘነብዕዎ ዝነበሩ ንብዓት ይዝከረኒ ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ቢራ ኣዚዞም ብሽም ኣስመራ ኢሎም ይሰብርዎ ከምኡ ክብሉ ከለው በቃ ውሽጠይ ሓዘን ይውሕጠኒ ነይሩ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Жыл бұрын
ጥበብኻ ዘገርም ኢዩ ፋርሰይ መን ኢዩ ምሳኻ ዝዋዳደር የለን
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
የለን❤❤❤
@akilebahta8427
@akilebahta8427 3 жыл бұрын
King of King
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@parfoisllavie5297
@parfoisllavie5297 3 жыл бұрын
Kros shkor yeak
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@user-mh5zx5xf3r
@user-mh5zx5xf3r 6 ай бұрын
Kiros Abo Tbeb Admen tAnan yhabka
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Жыл бұрын
Arma tgray tesekimka asmara, enklil
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ጽሕፈትካ ኣማዓራሪ
@DanielWeldeab-oc1hl
@DanielWeldeab-oc1hl 7 ай бұрын
ደርፍካ ማራ እዩ መስጢ ብፍላይ ነስመራ ብጣዓሚ ደሪፍካላ ሕጂ ከ ትናፍቃ ዶ ትህሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelmisgna7809
@michaelmisgna7809 Жыл бұрын
Ab asmera keleku znafka asmera zneberkus hji Ab sdet koyine derfi karos ksema kelekus iynafkn do elkumni....karos is lagad all time
@meharimichael5257
@meharimichael5257 3 жыл бұрын
Kiros asli
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
@tsegaygebreyohanes2305
@tsegaygebreyohanes2305 8 ай бұрын
Kiros abo fkiri ane gin aza derifi taykoyna kilib siali zeyatekala kirosey tebai eritrawi wedi hizbi Eritrea Tibile derfi dima tetserih kemey tsbuk neyru
@user-qc2te2di1e
@user-qc2te2di1e 2 ай бұрын
ኪሮስ ከመ ሎሚ ከይ ኮነ ከሎ
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 9 ай бұрын
ኪሮሰይ መምህር ፍቕሪ ኣቦ ጥበብ💝ደርፍታትካ ክሳብ ሕጂ ዘስታማቕሮ ዘለኹ ሓፍትኻ ካብ💞💞💞💊
@filmonberhane4255
@filmonberhane4255 6 ай бұрын
Kiros before he became Chiros 🔥
@fthimaekele2008
@fthimaekele2008 3 жыл бұрын
kiros halal
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@user-zr2ki9ex4j
@user-zr2ki9ex4j 8 ай бұрын
Kiros qedem derfka zatu ab dem
@robeltesfay9311
@robeltesfay9311 3 жыл бұрын
Asmera shikorrr
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 7 ай бұрын
2008 ይዝከረኒ ክኣ ኣብ ደቀምሓረ ኢየ ኔይረ ንከተማ ሽሃይ ክሰቲ እቱው እንተበልኩስ ኣስመራ ትብል ደርፊ ካብ ድምጺ ኺሮስ ይሰመዕ እሞ ኣይደንጎኩን ናብ ቤት ሙዚቃ ከይደ በጃካ ደርፊ ናይ ኺሮስ ጽዓነለይ ኢየ ዝበልክዎ ነቲ ዋና ቤት ሙዚቃ ?ንሱ ክኣ እንታይ ትብል ደርፊ ኢሉ ኢዩ ሓቲትኒ ?ኣስመራ ትብል ምስ በልክዎ ሓዳሽ ኣልቦም ኢያ እኮ በለኒ እሞ እታይ ትብል እታ ኣልቦም ምስ በልክዎ ኣለኩ ትብል በለኒ በል ጽዓነለይ ኩለን በልክዎ ዳርጋ ሓሙሳ ቅርሺ ከፊለ ንሱ እውን ኣይሓመቀን ኩለን ጺዕንለይ በቃ እተን ደርፍታት ክሳብ ሕጂ ኢየ ዘይመንወን ብፍላይ እዛ ኣስመራ ትብል ደርፊ💔💔🫶🏿💙
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo 7 ай бұрын
ኩሉ ደርፊ ኺሮስ ይፈትዎ ኢንዲየ ኣይከምዚኣን ግን
@adaldc
@adaldc Жыл бұрын
ሳላ ኪሮስ ዘይንፈልጣ ኣስመራ ፈሊጥናያ 🙂😁
@danielkahsay2669
@danielkahsay2669 3 жыл бұрын
Mak U 🥰🥰🥰👍😆
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@amenasmorom1787
@amenasmorom1787 24 күн бұрын
❤🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏
@MerwanMahammud
@MerwanMahammud 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pe3wd4vc9d
@user-pe3wd4vc9d 2 жыл бұрын
Kemey dea wedey lomi asmera ktdmses alewa zbl do sekt yu getimom dhabwo yom derifwo
@teklebuxuamlak6044
@teklebuxuamlak6044 Жыл бұрын
ተቀዳደምቲ ነበር ታሪኮም እተዘንቱ፣ድሕሪት መሊሳ ሐንጎል እተሐድስ፣ጆባእ ይብለኩም፣new eritrean video clip music2022 tekle buxuamlak ,please Like Comments ,share aynihmeq
@yohanamehari3727
@yohanamehari3727 2 жыл бұрын
Kmzi gerkaa n asmera wediskas n wedi asmera txarff ,asmera bzy wedi asmeraa emoo zykwenn .....eyuuu
@jossirufta178
@jossirufta178 Жыл бұрын
ከምዚ ሕጂ ትግራይ ትዕወት ከይጀመረ ከይተጸለለ ጽቡቕ ጌሩ ዝደረፋ ኢያ ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ይፈትዎን የፍቅሮን ኔሩ ነበር ባይ ሰበር ከይተባህለ ።
@nkulugziyealowo9910
@nkulugziyealowo9910 Жыл бұрын
Eska fetika xelika entay ktwutfelu elka eka gohaf
@AlmazGhezai-ok8yk
@AlmazGhezai-ok8yk Ай бұрын
💫💥👌🏻💪👮‍♂️
@kunijikunini5797
@kunijikunini5797 3 жыл бұрын
2010 adi abeto enda case ember Ata kuninini wahid🤗🤗🤗 2y gize mistemeleska
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
@TesfamichaelTewolde-hc4re
@TesfamichaelTewolde-hc4re 10 ай бұрын
May mes may ?
@user-zr2ki9ex4j
@user-zr2ki9ex4j 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@meratv618
@meratv618 Жыл бұрын
Zeydafanek kazawi yelen hji 🤪
@AlmazGhezai-ok8yk
@AlmazGhezai-ok8yk Ай бұрын
💙💫💥👌🏻💪👮‍♂️
Tsigenay - Mekseb Alem  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:41
Kiros Asfaha
Рет қаралды 753 М.
Telam Aytbelwa - Kiros Asfaha  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
6:50
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 902 М.
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 35 МЛН
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 32 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,2 МЛН
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Eritrean music kiros Asfaha nefarit(ነፋሪት)
5:41
Meatwere(መዓትወረ)
Рет қаралды 76 М.
Gezawtna - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:27
Kiros Asfaha
Рет қаралды 360 М.
Eritrean music kiros asfaha-(kefkraye gena)
5:20
Kiros Asfaha
Рет қаралды 533 М.
Temelesi - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:22
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,4 МЛН
Meraf
7:44
Release - Topic
Рет қаралды 20 М.
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 902 М.