ATV: ኣገዳሲ ጭብጢ ቪድዮ - ላዕለዎት ኣዘዝቲ ወራሪ ሰራዊት ኢሳይያስን ኣብዪ ኣሕመድን ኣብ ወራር ትግራይ ብሓባር ውግእ እንትመርሑ ዘርኢ ሓድሽ ቪድዮ

  Рет қаралды 90,415

ATV asena

ATV asena

2 жыл бұрын

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 533
@user-lf6yn3ef9r
@user-lf6yn3ef9r 2 жыл бұрын
ሕሱራት ህግደፍ ምስ ኣምሓሩ ደመኛና ኾንኩም ኣብ ሓውና ህዝቢ ትግራይ ናይ ዘርኢ ምጽናት ፈጺምኩም: ግን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ጅግና TDF ደድሕሬኹም ዳሰዓበ ይቀብረኩም ኣሎ:: ዓወት ንህዝቢ ትግራይ✊🏿
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 жыл бұрын
ህግደፍ ነውራማት ፎእ ፍንፉናት 🤮🤮🤮 ምስ ኣምሓራ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ትቕበሩ ኣለኹም :: ኣጆኹም ጀጋኑ ደቂ #ትግራይ ! ፍሽሽታውያን ወረርቲ ክድምሰሱ ኣለዎም ::
@sarahabaa5568
@sarahabaa5568 2 жыл бұрын
🤜🇪🇷🦵🦴🇪🇷🤛🇪🇹🦓🦴🦵🦓🇪🇹🤛
@seblet148
@seblet148 2 жыл бұрын
👍👍👍
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 жыл бұрын
ተደምስሶም አንታይ ግድካ በሓይሊ ፈጣሪ 🙏
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 2 жыл бұрын
አምላክ ታይ ይሰኣኖ አይቀርዮሙን❤💊✊ታንክስ
@mibrakwberhe494
@mibrakwberhe494 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ፉንፉናት ፡ደናቁር ዘይ ሃስስ ጸሊም ታሪኽ ይገድፉላለዉ ነዛ ሃገር፡ አዋይ አዞም ን ናጽነት ከምጽኡ ኢሎም ዝተሰዉኡ የሕዋትናስ አንቋዕ ተመሊሶም ዘይርአይዎ ነዚ ታሪኽዚ፡አንቋዕ ድማ ከምቲ ዝሓሰብዎ ኣይሰመረሎም፡አታ ዛጎድዋ ሓዊ ተመሊሳ ከተንድዶምያ፡አዚኣብሄር ነቲ ዉጹዕ ህዝቢ መዋጽኦ ይፍጠረሉ።
@selomunselomun7951
@selomunselomun7951 2 жыл бұрын
ኣታ ጀጋኑ ኢኹም ።ኤርትራ ንናይ ሃገራ ሰላም ወላ ሲኦል ወሪዳ ሰይጣን ጸፊዓ ኢያ ትደሊያ ።
@nazerthmicheal1567
@nazerthmicheal1567 2 жыл бұрын
Adgi sala tegaru nestantkum rekbkum nerku. Gen tsebki sela zeytfltu gena hig kea betgraway tigzu alkum edm likekum mestgzakum mesakin yehwatey new 1 sebay mewrad senkun ab fekdo berka tetfu alkum ah meshkin tehznu
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 2 жыл бұрын
እዋይ ውርደት ምስ ኣምሓራ ኮኢንካ ሲ ንሓውካ ትግራዋይ እሞ ካኣ ንልእላውነት ኤርትራ ዛምኑን ዝተሰዉኡን የሕዋትና ትግራዊት ምስ ኣምሓሩ ንልእላውነት ኤርትራ ዘይኣምኑን ገና ሕኒኦም ክፈድዩ ዝምነዩ ኮኢንካሲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ምጽናት ዘሪኢ ከተካይድ እንታይ ዝበልዎ ክሕደትን ጽልኢትን እዩ ባሓቂ ንዓና ኤርትራውያን ንዘልኣለም ንሓፍረሉን ንወሎዶ ዝመሓላለፍ ረሳሕ ታሪክ እዩ ኣንበር ተጋሩሲ ብሓደ ሰሚሮም ንኩሎም ኣዋሪዶሞም እዮም ጅግንነቶምን ሓድነቶምን ናይ ወለዶኦም ደጊሞም እዮም ናትና ወለዲ ካኣ ንዓና በታቲኖም ንሶም ተዋሪዶም ንርእዮም ኣለና ብጣዕሚ ዘገርም እዩ እዚ ቪድዮ ምርካቡ ታኣምር እዩ ሕጂ ከ እንታይ ኮን ክብሉ እዮም ውርደተኛታት ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን እዞም ገፋዕትን ዓመጽትን ሻዕብያን ተከተልቶምን ኣምሓሩን ግን ውርደትኩም ብህዝቢ ትግራይ ሓድነት ተቃሊዑ እዩ ሞ ደስ ኢሉና ኣሎ ኣጆኩም ህዝቢ ትግራይ ምሳኩም ኢና
@nurhussen1924
@nurhussen1924 2 жыл бұрын
👌👌👍👍👍🙏🙏
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k 2 жыл бұрын
መለስ ዶ ኣይኮነን ህዝብና ብ ኣምሓሩ ዝጨፍጨፈ ሽዕ ከ የሕዋትና ኢሎም ዘይ ደንገጹ አዚ ሰብኣይ ክሓዝነሎም
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 2 жыл бұрын
እዋይ ምስ ኢትዬጵያ ወጊንካ ንትግራይ ከተጽንት ሞት ናይ ሞት ድሕሪ እዚኹሉ ዝተገብረ ግፍዒ ንኤረትራ ረሲዕካ ምስኦም ኾይንካ ክትወርር ንትግራይ እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ
@Eritrea12345
@Eritrea12345 2 жыл бұрын
Ketfu alkum tegaru
@missrooz2664
@missrooz2664 2 жыл бұрын
@@user-dr1yv8lq9k ጩግራፍ ባዕላ ወቂዓ ባዕላ ተእዊ ዝበሃል ምስላ ወለድና ኣንቱም ሰይጣውንቲ ኣራዊት ናይ ሰብ ሕልና ዘይብልኩም ዱሁላት ሩኩሳት ባራዩ ጥልያን ኩናት ባዕልኩም ዝጀመርኩምዎ ብሰንኩኩም ኣሸሓት ተጋሩ ሞይቶም ሕፈሩ እስከ ሓመድ ኣፍንጫኩም ኣስትዩ ኣስመራ ምስ ኣብፀሐኩም ዳሕራይ ተመሊስኩም ወያነ ቀቲላትና ኢሂ ኤረትራ ደቂ ትሽዓተ ወርሒ ኣይኮንኩሙን ዲኩም ሽንትታት እትርፊ መግዛእትን ባርያን ነፃነት ዘይትፈልጡ
@nahomentertainment3633
@nahomentertainment3633 2 жыл бұрын
ጀጋኑ TDF፡ምሉእ ዓወት ይምነየልኩም፡ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን!!! 🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️✌️✌️
@albadralbadr933
@albadralbadr933 2 жыл бұрын
ይገርም ኣብዛ ባታ ዚኣ ሓሙሽተ ክፍለ ስራዊት ምተወቀዐ እዩ ህድማ ካብ መቀለ ልተጀመረ ተምቤን በረካ መቅበሪት ወረርቲ ሃገረሰላም ምድረ ገነት ዝኩሉ ዝግጅት ጌሮም ኣብዛ ቦታ ባዕሎም ዝጆመርዎ ውግእ እዩ ነይሩ ግን ዛይሓሰብዎ ፀኒሕዎም 💪👊👊
@asmerommobazen5578
@asmerommobazen5578 2 жыл бұрын
ኣሰና ስንካ ተሰበር ኣማኒኤል ኣሰና
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 жыл бұрын
@@asmerommobazen5578 ዋይ ኣስናንካ ትደልየንዶ😂😂😂😂😂
@Maranata587
@Maranata587 2 жыл бұрын
ዋላ ናይሻዕብያ ብዝሓት ጠፊኦም ኣብ ወርቃምባ ገለበዳ ጉያ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 жыл бұрын
ህግደፍ ብዕሉጋት ኣራዊት ጸሊም⚫️ ታሪኾም !
@user-yp1ho5pj1p
@user-yp1ho5pj1p 2 жыл бұрын
አጆኺ ትግራይ ዓደይ ሕዚ ፈንፂሕኺ ከምዝተወፅኢ ጥርጥር የብለይን ባሓይሊ ፈጣሪ ግድን ክንዓወት ኢና አጆኺ ዓደይ 💊💊💊✊✊
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 2 жыл бұрын
ሓደ ብሓደ ይእረይኩም ፈጣሪ ነዉራማት ሰተይቲ ደም ግን እግዚአብሔር ይመሰገን ከምዝሓሰብክምዎ ኣይኮነልኩምን ባዕልኹም ዘቃፀልክምዎ ሓዊ ተመሊሱ ይልቅምፀኩም እዩ ዘሎ። ዓወት ንህዝብና ትግራይ ትዕወት🙏🙏🙏💛💛❤❤
@wedimiki5318
@wedimiki5318 2 жыл бұрын
ገጾም ይርሓቅ ነዉራማት ዝኮኑ ምስ ደርጊ ሙማት ዶ ይሓዪሽ ሒጂ ኣብዘይ ትፈልጦ መሬት ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!!
@user-xm2yq8kf8b
@user-xm2yq8kf8b 2 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊ ምኻን ማለት ፎእእእ ንገዛእ የሕዋትናን መንነትናን ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ከተጥፍኡስ ምስ ኣምሓሩ ሓቢርኩም፡ ግዲ የብልኩምን በላዕቲ ሰብ ፡ኣብ ጎድኒ ሰራዊትና ኣለና ትብሉን ህግደፍን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፍኩም ናይ ኢድኩም ክትረኽቡ ኢኹም
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 2 жыл бұрын
ለባመይ❤👏
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d 2 жыл бұрын
ኤረትራዊ ብምዃነይ ክሉ ግዜ ሕፍረት ይስምዓኒ ህግደፍ ተረዋእቲ ሸይጣውንቲ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ኤህ ድፍአ የብልኩም ከደዓት ህዝቢ ትግራይ ዕንቃዕ ካብዞም ከደዓት ተገላገልኩም 🙏🙏🙏ጽንዓት ዓወትን ንህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏🙏ካብ ኢርትራ እየ ❤️🌹
@user-jx8pw7ro5s
@user-jx8pw7ro5s 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርትይ ንህዝቢ አሪትራ ውን ሰላም ይዉረዶ 💟💟💟🙏🙏🙏
@biniamberhane6290
@biniamberhane6290 2 жыл бұрын
Dfe deyblki gualza junta mendikum do missile tokusu eilkum eyu embear fyori eiken sendiknalna
@tigrayadigeganu1974
@tigrayadigeganu1974 2 жыл бұрын
The blood of our people will not go in vain Eritreans.. More truth will come out! Victory to the people of Tigray, TDF ❤️❣️🧡♥️
@abel10m79
@abel10m79 2 жыл бұрын
So you want us to feel bad for you guys, but you guys can't say the same thing about what Meles and TPLF did during the border war?? Your comment shows you being a double standard and a hypocrite.
@barinegashyo204
@barinegashyo204 2 жыл бұрын
@@abel10m79 they will never admit it they are drunk off power they once held and bieng a United States lap dog with empty bravado
@tigrayadigeganu1974
@tigrayadigeganu1974 2 жыл бұрын
@@zebib9761 Eritreans!! Don't try to cover up your crimes..
@micaelbokrezion7719
@micaelbokrezion7719 2 жыл бұрын
Aye agaminos tigray adi geganu😂😂😂😂😂😂
@tigrayadigeganu1974
@tigrayadigeganu1974 2 жыл бұрын
@@micaelbokrezion7719 Eritrea is reshahi, geuzuy, Seraki, Zerafi, hisawinti Defari Seytan, Guaf, Derbay Finfan wedak, Timuy, Komal, senef, kulalit Libi sheyti, lazy misrahi zeyfotu, but Misrak, mihrad, mizraf, hisawinti Medfar, Mihrad, nay shetan Melaktja, sere fetari sebat Aremene Aganinti eyu..Tihti ensesa eyu, nay seb fetret aykonen.
@user-oc2qe2mv6u
@user-oc2qe2mv6u 2 жыл бұрын
እዋይ ትግራይ ና ጽናዓት ይብኪ ክንደይ ኣራዊትን ፋሽሽትን እዮም ሕሱራት🤔 ኣቤት ጽናዓት TDFና✊ ጅግና ንዘላአለም ንበረልና🙏❤️💛✊✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 жыл бұрын
ዋይ ሕፍረት ናይ ህግደፍ ጉድ መወዳእታ ተሳኢንዎ ዘገርም'ዩ።
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
እዞም ካሕዳማት ብተክኖልጂ ግዜ ክክሕዱሓስቦም ነይሮም እቲ ሓቂ ግን ካ ጅቦኦም ተረኪቡ ናይ ኢዶም ዝርክብሉ ኣይንውሕን እዩ። እዞም በላዕቲ ሰብ እዚይ ናይ ኤርትራ ኣዛዚ እንታይ እዩ ዝመስል እክሊ ብልዑ ዘይፈልጥ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ሰማይ እና ምድርን ሕማቃት ፍጠረት ንክብዶም ዘይፅግቦ ኢስያስ ደኒኖም ይእዘዝሉ
@wedigash
@wedigash 2 жыл бұрын
Ait sermta rhsha mehcen kerki u hansab 🔪
@youngforever425
@youngforever425 2 жыл бұрын
Anjal qomal kea ba nski ..azazi serawit dea kemey kkewn deliki kem nay ethio kebdom kekndi gele zkonu fre zeyblom diki kkewn deliki kkk
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
@@wedigash በላዕቲ ሰብ እዝይ አዛዚ መቸም አይህሉን እዩ ተበልዑ እዩ🤤🤤🤤🤣🤣🤣
@mywife9724
@mywife9724 2 жыл бұрын
Ms amharay ktkber ewe 1000 mot mstom nedetat Eritrea zgasesun zhardun zneberu gexom trhak
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
@@youngforever425 ወረ ኣይትርክቡን ምግቢ እምበር ኣይትገድፉን እኩም ኣዲስ ኣበባ ዘለው ኤርትራውያን እኮ ይምስክሩ እዮም ገፆም🤣🤣🤣እስኪ ኣብ ዓዲ ዘሎ ኤርትራዊ እና ኣብ ስደት ዘሎ ኤርትራ ኣፍላላዮም ረኣ ኣብ ስደት ዘሎ እዩ ተመችይወ ዘሎ ኣብ ኤርትራ እማ ባኒ ምስ ሻሂ ተተርኪባ ዓደስ🤣🤣🤣🤣🤣
@ktube2655
@ktube2655 2 жыл бұрын
Thank you asena🙏
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 жыл бұрын
ትግራይ ግን መን እያ? ብሱሩ ህዝባን መሬታን ክፅናዕ አለዎ ሓይሊ TDF እግዚአብሄር እዩ #ብደቓ ስምረት #ትግራይ ትዕወት #TDF💛💖💪
@berihawala7828
@berihawala7828 2 жыл бұрын
በዓል እዚስ ብሓቂ ድዮም ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ተቓሊሶም:: ጀነራል ተባሂሉ ናይ ሃገርን ህዝብን ጥቕሚ ዘይፈልጥ ዶንቆሮ::
@fthawighrmay2931
@fthawighrmay2931 2 жыл бұрын
Mendelay jigna nkidmit teray
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 2 жыл бұрын
ዋይ ንስኻ እዚኦም ድኣ ካብቶም ምእዙዛት ወዓጋት እንድዮም፡፡ ፡ ነቶም ነጋውስን ተፈረሕትን ተሰማዕትን ኣባላት ሰራዊት ኣሲሩ ኣሕቢቕዎም እዩ ኣብ መጀመርታ 2002 ደድሕሪ G15
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n 2 жыл бұрын
እወ እንቃዕ ወራሪ ወያነ 20ዓመት ኣብ መሬትና ወሪሩ ኮፍ ዝበለ መሊሱ ንሰሜን እዚ ኣጥቂዑ 4ኪሎ ተቆጻጺሩ ናብ ዓዲ ሃሎ ዝብል ዝነበረ ዑሱብ ዓሊታዊ ራኢ ኣልቦ ጸረ ሰላም እዚ ዞባ መርሕነት ህውሓት ተደምሰሰ። ጌና ውን ዝተረፈ ክንሓጽቦ ኢና ኣቲና።
@fefefefe333
@fefefefe333 2 жыл бұрын
ድል ለትግራይ እዝብ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
@queenqueen6112
@queenqueen6112 2 жыл бұрын
Thank you so much asena for sharing good job 💪❤️💪
@simreth3954
@simreth3954 2 жыл бұрын
ኣበት ስብእነት ሰብኣይ ሲ ንጸላእቱ ሓመድ ኣልሒስና ተበለ እዩ እንበር ወዲ ኤፍሮም ጅግና ሓዎቦይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TheBerihu
@TheBerihu 2 жыл бұрын
ልቢ ዘለዎ ባርያ ጣልያን ሕዚ ድማ ባርያ ነዞም ኣእዱግ ከምኡ ኣይብሎ፤ ትግራይ ሕዚ ምስ ባርያ ንምዝራብ ግዜ የብሉን፤ ስቅ ኣብይ ትርጉም ኣለዎ። ዋኒና ግን ኣንርስዕን ግዚኡ ሓልዩ፣ ተስፊሩ ክምለስ እዩ። all what you did by father ,sister and brother is well documented. ዘበት !ኣይተጋሩን ኢና።
@ak4ever818
@ak4ever818 Жыл бұрын
Our hero Hadish Efrem. God bless Eritrea 🇪🇷.
@mussielegese8072
@mussielegese8072 Жыл бұрын
ለክባቕ ንስኻን ሓውቦካን ክትድፋኡ ኢኹም 🙄🙄🙄
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 жыл бұрын
እዋይ እዞም በላዕቲ ነብሲ አንቲ ዓደይ ዘሕለፍክዮ ሰቃይን መንከራን ኸቢድ እዩ ህዝበይ ምፅናዕኻ
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምስ ዉፁዓት ህዝብና ይኩን❤💊❤✊
@genetgenet4250
@genetgenet4250 2 жыл бұрын
አዘም አራዊት ፈጣረ ይፋረዳሞ
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 2 жыл бұрын
@@genetgenet4250 አሜን (3)ማዕረይ
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
እግዚአቢሀር ምስ ብዱል እንበር ምስ በዳሊ ኣይኾነን ደም ንጹህ ኣይሰድድንንንን
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 2 жыл бұрын
Thanks GOD that is real evidence. GOD IS always with us .Tigray will previl
@ya-fl5bt
@ya-fl5bt 2 жыл бұрын
@@Simon-li4hc denkoro
@KINGKING-pi9wu
@KINGKING-pi9wu 2 жыл бұрын
@@ya-fl5bt Are you jealous Derho!
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 жыл бұрын
Tigray will prevail but TPLF game over.
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 2 жыл бұрын
Beham
@Abi-hero
@Abi-hero 2 жыл бұрын
Good job asenna 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@fisehaeyasu1648
@fisehaeyasu1648 2 жыл бұрын
ትግራይ ትዕውት
@efrem7433
@efrem7433 2 жыл бұрын
አየ ዓዲ ንፍስ ሓደሽ ኤፍሬም ጫማ አምሓሩ ምስላም ይሓይሽ ዋይ ክልተ ሞት ጸሊም ታሪኽ ዘሕፍር ፍሽለት እዞም ኩሎም አብ ትግራይ ዝመቱ ክስርቁ ክምዝመቱ ንወሎዶታት ክስነድ ኢዩ!!
@MFish7980
@MFish7980 2 жыл бұрын
It is very Shameful & SAD to see such Military personnel's working for Isseyas BUT NOT for the Eritrean People. It explains very well, thus why Diablos Isseyas is in Power for so many Years!! Thank you Assenna for sharing the shameful Act of the brutal regime !!
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 2 жыл бұрын
He did a lot to come into such kind of power. All of these he have under his comand used to be under the command of those who were elites and can challenge him in every aspect and were famous or beloved by the army postions of power. he imprisoned all of them in the early 2000s mass imprisoment. People only remember the G15 concerning thier highest postion on the government .
@nomore5845
@nomore5845 2 жыл бұрын
@@user-xt1hb9wq2p all the same specially people in diaspora are disgusting 🤮
@selamselam8094
@selamselam8094 2 жыл бұрын
Kkkkkkk🤣🤣🤣🤣HAHAHA 🤣🤣🤣
@selamselam8094
@selamselam8094 2 жыл бұрын
Kkkkkkk 🤣🤣🤣🤣HAHAHA 🤣🤣🤣🤣
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 2 жыл бұрын
@@nomore5845 make your comment specific !
@fesehawold238
@fesehawold238 2 жыл бұрын
By blood, history, religion and et cetera, the people of Tigray have connection with us. They shed their blood, they provided political and diplomatic support for Eritrea to be independent. It is so sad to see Eritreans siding with Ethiopian leaders to kill Tigrayans. I feel sad and shameful to see this video. Thank you Amanuel for this video.
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 2 жыл бұрын
What goes around comes around
@abel10m79
@abel10m79 2 жыл бұрын
Your statement says a lot about how informed you are. Meles and TPLF were forced to accept Eritrea sovereignty. We were allies during the fight for independence, but politically we never agreed and that's why later, they fought during the border war.
@asmeretdore7188
@asmeretdore7188 2 жыл бұрын
@@amanueltekle5579 evil pure evil hearted
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 2 жыл бұрын
@@asmeretdore7188 you want know who is evil it’s you not me like I said before what goes around comes around
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 2 жыл бұрын
@@abel10m79 I am well informed about the situation I am old enough to know everything why they start the war in 1998-2000
@eliasabe7896
@eliasabe7896 2 жыл бұрын
Kudos to you Amanuel. Much respect for digging this up and sharing it with the world. Clear evidence Abiy Ahmed plotted to undertake genocide in tigray in a joint military campaign with IsaiasAfewerki.
@NC.237
@NC.237 2 жыл бұрын
Wow amazing, this going to be a good evidence to ICC
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘሕፍርን ተርእዮ። ትማሊ ጸላእትና ዝነበሩን ዘለዉን፤ ንዓኦዖም ንምስዓር 30 ዓመታት ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍሎ። ሕጂ ንምንታይ ዕላማ ኢዩ ኣብ ጐድኖም ኰንካ ንጐረቤትን፣ ሓውን ህዝቢ ከቢድ ገበናት ዝፍጸም ዘሎ? እዚ ዕዳ ኸ መን ክኸፍሎ ኢዩ? ኣዕጽምቲ ዝወደቑን፣ዝወድቁ ዘለዉ ኣሕዋትናን ደቅናን ይውጋእኩም። 😥😢😪
@belaytesfaytewelde9775
@belaytesfaytewelde9775 2 жыл бұрын
We Eritreans Never Give Up.." Yesterday Was Hard & Worst..Tomorrow is Better & The Day After Tomorrow will be Sunshine ", Zitebahle N'mintay Mukuanu Zekruwo, Timali Dihrit Temelisna Ab 1998 Woyane Zifexemuwo Resah Tegbarat Ab Lieeli Hizbi Eritrea Texebxibu Aywidaen...N'Kulu Gegiziuu Alowo Kiblu Abotatina Haqom iyom...( Oggi Ame, Domani Ate, Yiblu Italians)...
@hiwetfetanaeyu918
@hiwetfetanaeyu918 2 жыл бұрын
Kemu eya alem
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 2 жыл бұрын
Belay woyane nhzbi Eri kemzi hji ntigraway or hade biher kitsenit bamharun Andnetawian hgdefn zgeberwo aygeberun.
@belaytesfaytewelde9775
@belaytesfaytewelde9775 2 жыл бұрын
@@okbuhaile5290 Tegagika !!! B'Woyane Ab Lieeli Eritrawian Zitefexeme Tenkol Xebxibka Aywudaen...Ab 1998 Zigeberuwo Resah Tegbarat Keyaakil Abzi Qereba Gize Hizbi Kexnitu Ziwonchefuwo 11 Missile, N'Hizbi Eritrea Eghziabiher dea Haliuwo imber Ab Hizbi Wodiqu intezineber Kindey Seb Mehleqe Neru, Kindey Geza indahazen Miqeyere ...(kem abnet Ab kebabi sembel 2 sebat, kemiu wen insisatat Qetilu)...Nay Woyane Kifaaten, Tenkolen, Tezerziru Aywudaen...
@abigaltigray7411
@abigaltigray7411 2 жыл бұрын
አየ ህዝበይ🥺
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 2 жыл бұрын
ሰቢኣይይይይይ ዩ ወዲ ኤፍረምምምምም
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 2 жыл бұрын
Kkkkkkk
@ermiaszeweldi7252
@ermiaszeweldi7252 2 жыл бұрын
ብርጌደር ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም ፎእ ጽዩቅ ፉንፉን ፍረ ታሪኽ ሻዕብያ🤮
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 2 жыл бұрын
እዋይ ውርደት ከመይ ሐመድ ብልዑ :አንታ ከመይ ሕልና አልቦ እዮም እዚኦም ምስ አምሐራ አብ ሐደ ድፋዕ ኮንካ ንወገንካን ነቲ ናጽነት ንምምጻእ ምሳካ ዝዘለለን ዝተሰወኤን ናይ ብሐቂ ተሕፉሩ :አሰና ካአ ናይ ብሐቂ ዕርቃኑ አውጺእኩሞ ንህግደፍ ውርደተንኞ አጆኩም 👍👌🌺
@sofiat3079
@sofiat3079 2 жыл бұрын
እዞም በላዕቲ ሰብ ሰረቅቲ
@GhebreabT
@GhebreabT 2 жыл бұрын
thank you Asena Tv
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ወልሓደ ሓዊ የብሉኑ ወላ ተጋሩ ምስኦም ኮንኩም ጨፍጪፍኩምና ኢኩም ኩሉኩም ሓደ allah የጥፍአኩም ሩጉማት ጎሮቤት , the great wall ከም ናይ ቻይና ሰሪሕና ምሳኩም ምፍልላይ አዩ
@ghenetftwi510
@ghenetftwi510 2 жыл бұрын
Bgizie derigi nsom eyom merhti nezkulu hizbi Eritrea . Nsom gasot selzenbru kulom kab gusinet hadigom kulom ms derigi tesielifom nhzib Eritrea zetchfchfu haswit lomi ka yehwat ena ybluna haswit
@yordanoshadara3714
@yordanoshadara3714 2 жыл бұрын
Thank you Asena! Great work as always. Our people are grateful for everything you do. TIGRAY will shine!
@fresemayhahayleadey3439
@fresemayhahayleadey3439 2 жыл бұрын
Izom arawitt hasadat telamat terfmerf dergi adgi 😤 wait for the judgement day!!!
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 жыл бұрын
ክልቲኦም ሕጽረት ናይ ዘራዳድኦም ቃንቃ ዘለዎም ኢዮም ዝመስሉ ::
@yaleb4u984
@yaleb4u984 2 жыл бұрын
አኔ ዝገርመኒ ምስ አመሀራይ ኮይኖም ንወያኔ ወጊኦም ትብሉ ብ1998 ምስ መን ኮይኖም ድዬም ህዝብናን ሀገርና ዝወረሩ ተስነይ አትዬም አይቀተሉን አይዘረፉን ንድህሪት ተመሊሽኩም ታሪክ እንብቡ
@sami9834
@sami9834 2 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/i6uCoK6l3a2rg2w.html 💪🏾💪🏾
@abebadesawit8537
@abebadesawit8537 2 жыл бұрын
Go to hail seytan is not your place and go warship your dictator
@Bereket240
@Bereket240 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣታ እዞም ኣናብስሲ መግለጺ ስኢንናሎምኮ። ነዛ ጃንዳ ሕርሕራይ ጌሮም ኢዮም ጸፊኦማ። ተነጊርዋ ኔሩ እዩ እቲ ኣብ ልዕሊ ሕዝብናን ሰማዕታትናን ዝገበረቶ ዋጋ ከም ትከፍለሉ። ሰራዊትና ክኣ ግንባር ግንባሮም ሕሳብ ጌሩሎም። ምስኪን ሕዝቢ ድኣ ዝለከሙ የሕዝነካ። ኩራዕ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ak4ever818
@ak4ever818 Жыл бұрын
I agree with you 💯 .
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 2 жыл бұрын
ትግራይ ትስዕር ❤️💛💪💪
@michaelanderson4664
@michaelanderson4664 Жыл бұрын
Great to see them working together to destroy a common enemy. 🇪🇷 🇪🇹
@ak4ever818
@ak4ever818 Жыл бұрын
I agree with you 💯.
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ይኮስትርኩም ትግራይ ትስዕር ❤️💛💪💪
@user-dy3ur1jn7w
@user-dy3ur1jn7w 2 жыл бұрын
እንታይ ዝበልዎ ፃህያይ እዩ ዝተደፍአና ለሚ ዘበን ኣጆኺ ትግራይ ዓደይ ዓወትና ቀሪባ እያ ብሓይሊ ፈጣሪ 🤲🤲🤲💒🤲❤⛱😭
@letebirhangezehne1063
@letebirhangezehne1063 2 жыл бұрын
God bless my beautiful Heroes Tegaru ❤️ Tigray will prevail soon viva TDF long live God is with Tigray
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 2 жыл бұрын
ደቂ ደርጋውያን
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
ብደቅኹም ተፈደዩ በዓል ወዲ ኤፍረም ንስልጣንኩም ክትብሉ ሓደ እግርኹም አብ ጉድጓድ አትዩ ክነሱ አብ ዘይወጽ ዕዳ አእቲኹምና ሓሳዳት
@barinegashyo204
@barinegashyo204 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿 Tigray konsholo hezbawi genbar koyna terifa abay Eritrea nkidmit zelalem zekri ne suwatna awet nehafash viva Bahri negassi Isaias afwerki
@letebirhangezehne1063
@letebirhangezehne1063 2 жыл бұрын
Thanks to God our Innocent blood is showing us the justice ⚖️ even they are not alive. Tigray will prevail
@mendelaykurae2349
@mendelaykurae2349 2 жыл бұрын
I am glad to see that Eritrean defence forces and their Ethiopian counterpart working in tandem to defeat the evil TPLf once and for all.
@Azeb1782
@Azeb1782 2 жыл бұрын
You arr evig and du you want to fight go and du it by your self.
@habenhager8658
@habenhager8658 2 жыл бұрын
አየ መራሕቲ ሻዕብያ ይአርጉ እምበር አይልብሙን ተባሂሉ ሕዝቢ ኤርትራ ባዕልካ ተፋረዶም
@bitwededjigna6028
@bitwededjigna6028 2 жыл бұрын
Good job Asena.👌👌❤💛❤
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 2 жыл бұрын
Welcome! Assenna , thanks for sharing this video 👌👍
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v 2 жыл бұрын
ኣይይይ ንሓንቲ ክልል ምስ ሳልስተ ሃገር ና ድሮናት ናይ ሸሞንተ ሃገራት
@ak4ever818
@ak4ever818 Жыл бұрын
Viva Eritrea 🇪🇷 viva hero Hadish Efrem.
@user-bb9vk2mo8o
@user-bb9vk2mo8o 2 жыл бұрын
ነዚ ደኣ እንታይ ሕቶ ደሊካሉ ኣቲና እወ ንወያነ ደሲኪናያ ኣቲና ኣለና ኪንብለካ ደሊካ ግዜካ ጥራሕ ተጸበ ንዕካ ከኣ 10000$ ተዋግየልካ ኣለኩ
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ህዝበና ዓድና ይሓልወና አይ ህዝበይ አጀኻ እመ አምላክ ፅላለ ትኹንኩም
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 2 жыл бұрын
ትግራይትዕውት
@AAAa-kd7uv
@AAAa-kd7uv Жыл бұрын
ኣብ ዓለም ሓደ ኣምላኽ ብቻ እዩ ዝሓሰቦን ዝጭርስ ስለዚ ብሹም መድነ ኣለም ንብዓተይይ ንብዓት ጋል ኣንሰይቲን ህፃንን ይፍረድኹም ኦ ፈጣሪ ኹሉ ኣለም ምስቲ ውፁዕ ንሞት ብነገስታት ምድሪ ዝተፈረደና ብምሕረትኻ ቐልጥፍኻ ተራደአና 😭😭😭😭ምእንተ ምስኽን ንማሕረዲ ዝተሓሰቡ ህፃውንቲን ኣረጋውያንን ኣንስቲን ሞኖኾሳትን ሓልወናን ኣናግፈናን ማይ ኸም ዝዓኾቱ ግቦሮምም😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@filieri9056
@filieri9056 2 жыл бұрын
ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ክበሃል እባ ከምዚ ኢዩ 😅😅 ናብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣቲና ዝውሰድ ኣጽዋራት ወሲድና ዓድና ከም ዝተመለስና ማንም ሰብ ይፈልጥ ኢዩ። ከምዚ ሓድሽ ነገር ኣምሲልኩሞ 🙈🇪🇷✊🏾
@user-vw9lk4pu7k
@user-vw9lk4pu7k 2 жыл бұрын
ኣሕ እዞም ኣረሜናት በላዕቲ ሰብ💔
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 жыл бұрын
This just sad, destroying civilians and infrastructure of Tigray, our Eritrean army ( Tegadalit) were known for helping civilians during our 30 years struggle for liberation. How embarrassing working with derg soldiers.
@vxnn4818
@vxnn4818 2 жыл бұрын
እዋይ ዓደይ ዝረከብክዮ እንታይኮን ገይርክዮም ይባሃሉ እዞም በላዕቲ ሰብ ተመስገን አምላክ ሓደ ብሓደ ናተአረዩ እዮም እዞም ሰይጣውንቲ ትግራየይ ንቅዱስ ኢዮብ ዘፅናነዐ አምላክ ፅንዓቱ ይልአከልኪ
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 жыл бұрын
Thank you for your info 🙏🙏
@habtomzewldi6176
@habtomzewldi6176 2 жыл бұрын
Thanks ኣማኑአል ግደፎም ጸማማት ሰራውት ኤርትረአ መወድቶም ትጥፋእ ኩስትር ይበሉ ታርኽ ዘይብሎም ዓያሹ, ትግራይ ትስዕር 100%🙏👍
@user-nh1oe5pe3u
@user-nh1oe5pe3u 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ኣሰና ቲቭ ኣዝና እና ነመስግን ሓቂ ትነውሕ እምበር ኣይትቕበርን
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 жыл бұрын
ክትስምዖ ዘስደምም ክትርእዮ ዘሕምም ክድዓት ኢዩ:: እዝ ኹሉ ወደኽደኽ ጠራዕራዕንሲ ምስቲ ን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝጨፍጨፈና አምሐራይ ኮንካ ነቶም ንናፅነት ኤርትራ እታ መተካእታ ዘይብላ ሐንቲ ሂወቶም ዝኸፈሉ :ታሪኽ እቅረ ዘይብሎ ንጅግና ህዝቢ ትግራይ ንምንፃፍ ኢዩ:: ግን እታ ዝዓበየት ጌጎኦም ምልስ ኢሎም ታሪኽ ናይ'ዚ ተሳዒሩ ዘይፈልጥ ጅግና ህዝቢ ዘይምፅናዕ ኢዩ :: ብተግባር ድማ ስዩም አቢልዎም ኢዩ :: እዞም ኩሎም ገበነኛታት ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ርሑቅ አይኮነን :: ሕውነት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንዘልአለም ይነበር : እወ ሕጂ ውን ትግራይ ትስዕር : በሎም !!!
@azebgebretensay7853
@azebgebretensay7853 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ
@Pkxdl
@Pkxdl 2 жыл бұрын
Ms ferahat armharu way wdret TDF aerkibkum antum eisubat kemey gerkum kteiwetu TDF jigna tdf jigna tdf jigna tdf jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🎄
@habtommeles90
@habtommeles90 2 жыл бұрын
ELSHADAY AMLAK KFERD EYU! NO MATTER HOW LONG IT MIGHT TAKE TIGRAY SHALL PREVAIL AGAINST ALL ODDS WITH THE HELP OF ALMIGHTY LORD!
@user-cy3jl2mh3g
@user-cy3jl2mh3g 2 жыл бұрын
እዋይ ጉድ ካብ ምስ ሓምሓራይ ኮንካ ምቅላስ ባልካ ታሪካ ምጽያቅ እዩ ።
@zaybel5825
@zaybel5825 2 жыл бұрын
አማንኤል ሐወይ ኤርትራዊ ዝብሀል ዘርኢ ካብ አምሐራይ ዝገደደ አርዮስ እዮ።
@Azmarinos
@Azmarinos 2 жыл бұрын
ኣገዳሲ ጭብጢ ብሓቂ። ብራቮ ኤማ።
@robichannel7718
@robichannel7718 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ሓላላተይ ቀጺለ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ፡ሙሉኡ ፍቅሪ ራህዋ ቅሳነት ኣዲኩም ኣቦኩም ብፍቅሪ ኣምላክ ይንብውሩ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረኩም ናብውልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትሑጉዙኒ ብትሕትና ይዕድመኩም የቀኔለይ ።
@m.h5064
@m.h5064 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ቩድዮ ተሓጒስና ወዲ ኢፍረም ጅግና ንወያነ ዓሶ ተከዘን ዓቢ ዓድን ከውርዳ ከሎ ኣሰይ ኣሰይ። ካልእ ተጸበዩ።
@sesawha9301
@sesawha9301 2 жыл бұрын
AManuel You are the best. Thank you
@natnael75
@natnael75 2 жыл бұрын
ኤርትራዉያን 🤣👍 ብፍላይ እቲ ሕብረተሰብ ትግርኛ ንመንግስትን ህዝብን ክፈሊ ተዘይ ጀሚሩ ህላዉነቱ ከዉሕስ ኣይክእልንዩ ምኽንያቱ ናቱ ጥፍኣት ንመንግስቲ ረብሑኡ እዩ ምኽንያቱ እቲ መሬት መሬት መንግስቱ እዩ ንሳኻ 3000000 ህዝቢ ጸኒትካ ካብ ኢትዮጵያ ኣምጺኡ ህዚቢ ክሃንጻ ይኽእልዩ ነታ ሃገር በዚ ኣይትሸገሩ ስለዚ እዮም ከኣ ሓሓፊሶም ኣብ ሓዊ ዝጠብሱኹም ዘለዉ።
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 2 жыл бұрын
እዋይ ሕስረት ኤርትራውስ እዚ ኣረሜን ስርዓይ ንዓና ኣብሩሱስ ነቲ መስኪን ህዝቢ ትግራይ ድማ ኣብ መሬቤቱ! እሞ ድማ ምስ ኣምሓራ ተሻሪካ ደገፍቲ ህግደፍ በሉ ሕጂከ እንታይ ኢኩም ከተመክንዩ!!
@gengeb5610
@gengeb5610 2 жыл бұрын
God is good all the time all the time God is good
@petrospetros5226
@petrospetros5226 2 жыл бұрын
እንዳ አሉ ቀጣን እሞ ሐየት ሠራዊት ትግራይ ዝግባእ ፅፍዒት ሂቡ የሕፈሮም ትግራይ ታዓዊታ🙏🙏🙏
@elaela3377
@elaela3377 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤርትራውያን ሐመድ አልሕስዎም ነዞም ሸፋቱ ደደቢት ፡መሰምሐሩ አይኮነን ምስ ዝደለና ናይ ኢትዮጵያ ብሄር ብሄረሰብ ኮይና ወያነ አብ ዝአተወቶ ጉግጓድ አቲና ከነውጽአኩም ኢና ፡ኤርትራውነት ክቡር መንነት 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ሓዲሽ ኢፍረም ብሃም ጨካን ረሻን ስንኩላት ተጋደልቲ ግዕዙይ ዕላማ ኣልቦ።
@ghenetftwi510
@ghenetftwi510 2 жыл бұрын
Haswi wedi Efrem kerishn rika do.?
@user-zz1mt5zo7y
@user-zz1mt5zo7y 2 жыл бұрын
ኣየ ሽዕብያ ነውራማት 30 ዓመት ንደርጊ ተዋጊእካስ ሕጂ ምስ ደርጊ
@goitomtadese8987
@goitomtadese8987 2 жыл бұрын
Thanks ama
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g 2 жыл бұрын
መዋእልኩም ሙሉእ ክትካፍልዎም ኢኩም ዓስካራት
@gomesta9113
@gomesta9113 2 жыл бұрын
እዛ Chanel ተምጽኦ ስለ ዘይ ኣምኖ፡ ኣካያዲኣ ከዳዖ ን ገበነኛ ስለ ዘቖጽሮ ፡ ስለ ዝንዖቖን፡ እዛ ቪድዬ ሓቂ እተ ኾይና፡ ኩርዓት እዩ ዝስማዕኒ፡ እርትራዊ ኣዛዚ ጅግና ዕድመኡ ን ሃገረ ኤርትራ 🇪🇷♥️💙 ዝውፈየ ኣንበሳ፡ ነታ ንዓመታት ዘድመየትና ን ኣብ ልዕሊ ህዝብን መርየትን ኤርትራና ዋጋ ዘኽፈለትናን ኢቶዬብያ፡ ንሰራዊታ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘለዋ!!! ሰራዊት ክመርሕን ክእዘዝን ሓበን ይስመዓካ። ኤርትራ 🇪🇷♥️ ምሽ ግብረ ሽበራዊት ክላልላዊት ጃንዳ ወያነ፡ ዝኾነ ሓይሊ ን ልኡላውነትን ክብራን ዝደፍር ከምዘየለ ይጎልሓልካን ይበርሃልካን። መን ክደፍራ??? There is African wise proverb “When there is no enemy within, the enemies outside cannot hurt you.” 🇪🇷9♥️1.
@astertemy1988
@astertemy1988 2 жыл бұрын
wedza hisur feteret barau Zereka ykosteru wedi gaheba kid nay Ahewatka Rasa ere fekedo berkatat tegrain Ademharan oka bseldi tesheytom Ab zeymleketom kunat zeybsu zelewu nsekums Amlak Rugumat fetery meqankum felitu n Iseyas derbilkum weyke neknek 30 Amet deke Abilkum kemzeytetnfsu garu hegi kea 30 Amet kewsklkum ymenyelkum menti ketsntekum begza Adekum mesel zeyblkum gahafat fekedo sedet kerrtet yeblekumalo Tegaru dea riekanado jeganu ena nhelawntena weyke nekenk kab Adena Ab Adena koyna ena nkales oka nengeru iseyas wen tigraway selezkone u Anketkitkum Atum kurkur Amharu mechersh kea ketswtelkum u kafta zemtsakum kemelsekum u oredy wediau u ferimu barau nay Amharu ketkonu keribkum Alekum esu u kea zehgusena neana 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🖐🖐😀
@salamb9556
@salamb9556 2 жыл бұрын
ትግራይ ትስዕር 👍
@mizanawiferadi2681
@mizanawiferadi2681 2 жыл бұрын
እዋይ ተካል መሸከሎም እዞም ኣምሓሩስ
@abrahammarkos8607
@abrahammarkos8607 2 жыл бұрын
እዙይ TDF ዝበሃል ፍሉይ ፍጥረት እዩ ነዞም ኩሎም ወረርትን ፍሽሽትን ለሽ አቢልዎም ትግራይ ሓይል ሃገር ንበሪ ንዘላአለም ።አቱም ኤርትራውያን ወታደራት ግን ትማሊ ንዝቀትለኩም ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓብርኩም ረሳሕ ታሪክ ገዲፍኩም አለኹም
@Redseaboy91
@Redseaboy91 2 жыл бұрын
As an eritrean this is the lowest point. what will they say "if our martyrs were to see this''? Very shameful, our brothers and sisters are dying for Amhara's cause. How did they forgot what we have been through and how much we paid to get our independence.
@rreer
@rreer 2 жыл бұрын
Thanks God our Martyrs don't see this
@abel10m79
@abel10m79 2 жыл бұрын
TPLF and their political agenda is the biggest threat not only to Eritrea but to Ethiopia and the Horn of Africa.
@Redseaboy91
@Redseaboy91 2 жыл бұрын
@@abel10m79 the biggest and only threat to our country and our people is ISayas but you wont understand it as you are brain washed by higdef propaganda. Anyway who cares about Ethiopia unless you are 'teref dergi'
@yoditb5198
@yoditb5198 2 жыл бұрын
@@Redseaboy91 abey elwo?
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 2 жыл бұрын
አምሕራይ አደጊ ~ ወዲ ሰበይቲ ረክዬ ዕጥቃ ተጋደልቲ ክበባሃል ከሎ ትዝ ይበለካ : ሻዕብያ ካሕዳም
@natnael75
@natnael75 2 жыл бұрын
❤ ኤርትራዊ 🤣🤣 ሓንቲ ሕቶ ሕተቱዎ እቲ ሎሚ ንመሬቱ ኢሉ ይስዋእ ኢልካ ትሓስስቦ ዘለኻ ቤተሰብካ ብሂወቱ ከሎ መሬት ኔርዎ ዶ ኢልካ ሕተት ዝሓርሰላ ሓሪሱ ከኣ ክሳብ እታ መዓልቲ ጥፍኣት ትመጽእ ዝበልዓላ ደቁ ዘዕብየላ .... እቲ መልሲ የብሉንዩ መሊስካ ዉን ሕተት እቶም ደቁ ንኽዓብዩ መንግስቲ ምስ ተሰዉአ መሬትዶ ይህቦምዩ እዚዉን ኣይህቦምንዩ እዩ እቲ መልሱ ስለዚ ካብቲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ስድርኡ ጠርኒፍ ዝነብር ኤርትራዊ እንታይ እዩ ብልጭኡ ወለሓደ ንስድርኡ ጥራይ መከራ ገዲፉላዩ ነብሰ ቅትለት ዝፍጽም ስለዚ ልቢ ግበሩ እዚ ቀሊል ኩናት ኣይኮነን ንማፍያ መንግስቲ ዓድና ኣብ ምእላይ ስድራና ነ ንቅሕ👍
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 61 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 15 МЛН
Evening News in Tigrinya for July 27, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 4,5 М.
Yonas Maynas - WERE | ወረ - Eritrean Comedy
13:25
Yonas Maynas
Рет қаралды 706 М.
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 61 МЛН