Atv Asena Live - 4ይ ጉባኤ ህግደፍ ዘጋጥሞ ዘሎ ዕንቅፋት / ምስጢር ጠለብ ኢሳያስ ንርክብ ምስ ኣመሪካ - መልእኽቲ ካብ ኣስመራ

  Рет қаралды 20,597

ATV asena

ATV asena

19 күн бұрын

Atv Asena Live - 4ይ ጉባኤ ህግደፍ ዘጋጥሞ ዘሎ ዕንቅፋት / ምስጢር ጠለብ ኢሳያስ ንርክብ ምስ ኣመሪካ - መልእኽቲ ካብ ኣስመራ

Пікірлер: 74
@hayletkle2197
@hayletkle2197 17 күн бұрын
እቲ ቀንዲ ጸገም አርትራ ፡ ብ አርትራውያንን ቀንዲ ክ አ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝሓዙ ኢትዮጵያውያን ዝምራሕ ውድብ ሻዕቢያ ፡ ዘይተጸበናዮ መዓት ወሪዱና ! መርዛም ሰይጣናዊ ውድብ !
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 17 күн бұрын
Excellent reporting! BRAVO, Emma! Thank you.....
@sexx1se317
@sexx1se317 17 күн бұрын
Selam
@belaberhe3177
@belaberhe3177 17 күн бұрын
Wow Amanual borather it is true 👍 😕 👏 😳
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ሰናይት ደበሳይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@amanbb
@amanbb 17 күн бұрын
Hasawi hasawi. Wedi berad wedi sharmuta
@joypeace3170
@joypeace3170 17 күн бұрын
If he can’t manage the country, he should give the power to people who can do it. He is complaining as if the country is run by someone else. Very strange guy! God have mercy on Eritrean people!
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj 17 күн бұрын
ምናልበባት እቶም ተቐማጦ ዒራዒሮ ጂ15 ኮን ዶ ኾን ዘካይድዋ ደለዉ አታ መንግስቲ !
@yemanetesfai6119
@yemanetesfai6119 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@afeworkighebrehiwet1490
@afeworkighebrehiwet1490 9 күн бұрын
Thanks Ema!!! You addressed Eritrean dilemma clearly.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 17 күн бұрын
No doubt soon Abrham will come to power and he will be supported by the hgdf supporters and the generals for their safety for years to come obviously our only chance is can Abrham manage the job like his old dad 🤷‍♂️
@belaberhe3177
@belaberhe3177 12 күн бұрын
Gudosat liven in Eritrea very good information god bless 🙌🏼 🙏, they thalel Haway Amanual work hard god bless 🙌🏼 🙏 👏!
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ኔራያ ክብ ውርስ አይመጸቲን ባኒዴራ መለይ አቢሒቡራት ንገሲቲቱ ተሰቂላ ነይራ አቢሓጎኻ ሃይለሲላስ አውሪዲዋ ናቲካባኒይ ዴራያ ክልል ኢቲዮጲያዘላ ተኾሊፊና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 17 күн бұрын
ይበል መእተዊት ገጥሚ: 'ኣሰና'! ናይ ኢሳያስ ናይ መፈራርሒ ምጉጣጥን ቆየቛን: ናይ ወትሩ ህዝባዊ ሽሕጣኑን ንዕቀቱን ዝገልጸሉ ኣገባቡ ሙኻኑ ደጊም ኩሉ ሰብ ዝስሕቶ ኣይመስልን። Thank you.
@tsegaywerede
@tsegaywerede 15 күн бұрын
ጽቡቅ ፡ መደብ ፡ ሓውና ፡ ኤማ ፡ ቀጽሎ ፡ 💙💙💙💙💙💙💙💙
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 14 күн бұрын
Brave! Journalist Amanuel Eyasu we really appreciate your hard work and your efforts . God bless you and your family
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
መለይ በሉለይ ናህጊደፍ ባኒዴራ ኪሊል ኢትዮጵያ ኢያቢታሒቲ ባሕሪናያ።ተኾሊፍና።❤❤❤
@sabahaile4297
@sabahaile4297 17 күн бұрын
ኣብ ከባቢ ቃሩራን ገርግሱም ነዳዲ ፡ኣብ እንባ ደርሆ፡ድባርዋ ወርቂ ኣብ ዳህላክ ነዳዲ......
@gimjaamare509
@gimjaamare509 17 күн бұрын
Thanks Asena. Esayas the negative sadist told us we did nothing. We are rich in minerals 95.9 % of all Ethiopians. Let God help us to use our resources.
@petermesghina4867
@petermesghina4867 16 күн бұрын
Your program is good at informing viewers.... having said that your programs are very long...people that watch you don't have 2 hours to watch... please make your daily programs a little shorter.
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ghebhaile
@ghebhaile 17 күн бұрын
እዚስ ጻዕዳ ንዕቀት ንህዝቢ ኤርትራ እዩ ፡
@YosefTsehay
@YosefTsehay 17 күн бұрын
Ab alem eti diyablos setaqi hasawi hmum hzbi hmum mrahi yftr
@ThedalLjam-iz3ck
@ThedalLjam-iz3ck 16 күн бұрын
💪💪💪
@genocidalstate
@genocidalstate 17 күн бұрын
🤔 🤔 🤔
@hdhjsjns
@hdhjsjns 17 күн бұрын
Isayas kone elu eyu dikimti Ertra serihu . Neti ni Ertra nab Ethiopia nay mihlak medebu kiselto . Ertran hizban kab Ethiopia bi miflayom kikefiom ember kitimom yeblomn elu eyu zihasb .
@AsmeromAsmerom-zr9su
@AsmeromAsmerom-zr9su 17 күн бұрын
Assena btemi geltkayo nzey metaleli srat
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 17 күн бұрын
Eritrean people you don’t know what the dictator job is ok let me tell you he job is how he can stay in power::
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
መተካኤታ ቁዋም ኢዪ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 17 күн бұрын
Senbida mana kidane bezeka iseas kale merahi kmexe aythasbon eya nbaela kedamit iseas slezkonet
@bingo8314
@bingo8314 17 күн бұрын
Abey koyna knhato dhri kurub gehanebu kikeyd u. Just kemzi zerei zakorkayo nekez katwo kelo hisebo. Ezi dma Birgied Nhamedu kfetho mikeale gn entay ygeber. Abza nay German trah Brgied n hamedu ab klte temekilu nska netom hade thbhib eti hade dima netom hade yhbihib...... eti zbluna nay kfltat hzbawi hayltat tgebru alekum. Silezi Ema nska etom abeyti gazetengatat nblekum nay beynkum akieba gberu
@Berhane-
@Berhane- 17 күн бұрын
💪💪💪🙏🙏🙏👍👍👍👍💙💙💚💙💙😘🥰🌹
@Systematize
@Systematize 17 күн бұрын
Isayas Afewerki kekatle Alweo
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 17 күн бұрын
ኣየ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ትዛረቦ ዘይትፈልጥ ሓደ ዓዋን ሰብ ኢኻ :: እቶም ተቓወምቲ ደለይቲ ፍትሒ ዳኣ ካብቲ ትብሎ ዘለኻ ሓሊፎም እንታይ ዶ ኢሎም ኢዮም :: ንስኻ ባዕልኻ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ንላዕሊ ተቓዋማይ ናይ ስልጣንካ ኢኻ : ከማኻ ዝንጉዕ ኣእምሩኡ ዝሳሓተ ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢሉ ዘረባታት ዝደባልቕ ገባቲ ጮቃኒ ውልቀ መላኺ ኣብ ዓለም ርኢና ኣይንፈልጥን :: ብጣዕሚ ተሕዝን ::
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 17 күн бұрын
NI ITALIA MIHTAT IYU PROJECT EXPLOR ZITEGHEBREN KINEGRUNA..KIDMY KUNAT 1974..ASMERA ERITRA BI ATEKALAY....BI KULU MEDAYAT TSIBUK IYA NERA,,ELECTRIC,GAS,BENZIN,WERKY ETC NERU
@ghteklu2921
@ghteklu2921 17 күн бұрын
አብ አጠቃቅማ ወደባት አትኩሩ ፍርቂ ጅቡቲ እትረኽቦ ገንዘብ ክትረኽቡ። ማእድን ሃላቂ ሀፍቲ እዩ። ንኣብነት ወርቂ ብሻ ድሮ ተወዲኡ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ጉሊ ፊሊጶስ ኒወጻኢ ናጅሪ ከይዳ።
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 17 күн бұрын
🤣🤣🤣😢😢🤔🤔
@YosefTsehay
@YosefTsehay 17 күн бұрын
Ab marsa atika tebonqos ladro setay dem rkus dictator
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ሺያጢ ዉሩቂ ብሻ ቢመጺሐፍ ኢዛም ገዛ ኢትዮጵያ ኢዮም።
@Azeb1782
@Azeb1782 17 күн бұрын
ሰብኣይን ሰበይትንውን አይራኸቡን አዮም። ለይቲ አብ ሓለዋ ዝሓድሩ ብዙሓት አዮም።
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 15 күн бұрын
Amanuiel, ezi medebatka chewww zeybilu koynu.
@user-yq6zt7bp1u
@user-yq6zt7bp1u 17 күн бұрын
Good idea
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 17 күн бұрын
HADE WEDI 12 AMET AB GHIZIE NAYSNET 2024 GAZETEGNA INTAY KITIKEWIN TIDELY MIS BELETO...KEB ABOY IYE ZIDELY BELA..ABOKA IINTAY DITU INTE BELETO ,,,TEGADALAY IYU TEGADALAY IYE ZIDELI BELA
@fthi3585
@fthi3585 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ib4zx6lf4x
@user-ib4zx6lf4x 16 күн бұрын
amanuel ambesa abo hakin fthn.amlak msaka ykun sleti tgebro xaeri kea msgana ybxahka edmen tienan kea yhabka.
@habtugebreab6801
@habtugebreab6801 17 күн бұрын
ሓቅኻ ኢኻ ክቡር ሓወይ ካብ ንግሆ ንምሸት ኢሳያስ ይሃድም ይኸውን
@ghteklu2921
@ghteklu2921 17 күн бұрын
ብጥስጣስ ሰነድ አሚንኩም ብዛዕባ ነዳዲ ቀይሕ ባሕሪን ማእድናት ኤርትራን ብተጋነነ መልክዑ ናብ ህዝቢ ምቅራብ ካብ ሥራሕ ሻዕብያ ዝገደደ እዩ። ብworld bank ብዛዕባ ነዳዲ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ግብፂ ጀሚሩ ክሳብ ጅቡቲ ብክልቲኡ ወሰናትን ውሽጢ ቀይሕ ባሕሪ ስለ እተጸንዔ ውፅኢቱ አብኡ ኣሎ። ኢትዮጵያ 11 ጉድጓድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኩዒታ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ጋዝ ተረኺቡ ነይሩ 60 ምዓልቲ ናብ አየር ተንፊሱ ባዕሉ ጠጠው ኢሉ። መጀመርያ አፍቲ ጉዳይ ሰብ ሙያ ርኸቡ አዘራርቡ።
@drardrar7665
@drardrar7665 17 күн бұрын
Isayas is a gambler! Based on the current condtion he says something right now and after few hrs if not minutes reverses and says totally opposite thing. This is because it is him who has the right to speak others have only the right and obligation to only listen without any comment.
@YosefTsehay
@YosefTsehay 17 күн бұрын
Nezi aremenawi gujile beti nsu zamnelu hayli bret knmkto ygbae nay iseas afwerqi hlmu ethipia ngus kkewn eyu zdeli ms weyane zetebaaselu mknyat nsu eyu
@user-fv2gp7kk2g
@user-fv2gp7kk2g 17 күн бұрын
ሰላም ንዓኹም ይኹን፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብስ ደሓን፡ ደንበ ተቓውሞ ተኾነ'ውን ኢሳያስ በተሓሳስባን ብትውልድን ኢትዮጵያዊ ምኻኑ ብድፍረት ክዛረብ ኣይደፍርን ፡ ምስ ኢትዮጵያ ክሕውሳ'ዩ ዝደሊ ዝብል ስክፍታታት ኣሎ፡ ኢትዮጵያዊ መራሒ ሒዝካ እንታይ ትጽበ፡ ቅድሚ ሕጂ 25ዓመታት ዝፈቶኖ ተኾሊፉ፡ ካልኣይ ግዜ እቲ ዕድል ረኺበዮ ኣብዝበለሉ እዋን እንደገና ተኾሊፉ። እዛ ሃገር ኣምላኽ ደኣ ይሕልወልና ኣሎ'ምበር እዚ ህዝቢ ሰብ ኣምሊኹ'ዩ፡ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ "ኢሳይያስ 44፥18 " ዘሎ ጽሑፍ ኣብ ኣእምሮኻ ይመጻካ። ኣብ ዘለኹሞ ሰሰናዩ ይምነየልኩም፡
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 13 күн бұрын
ኣነዉን ከማኻ ሃገርና ኣምላኽ ናይቶም ብንጽህና ተጋዲሎም ዝሓለፉ ስዉኣት ኮንቱ ከይከዉን ይሕልዋ ኣሎ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 13 күн бұрын
👍🩵🎉🙏
@haileyohannes404
@haileyohannes404 17 күн бұрын
ሓሳድ ዝኾነ ስርዓት ዩ
@wediadi6788
@wediadi6788 17 күн бұрын
ንሕና ኤርትራውያን ደኣ ሞ ከመይ ገይርና ክንምዕብልን ባህርያዊ ጸጋታትና ክንምዝምዝን፣ ኣብ መግዛእቲ ናይ ስርዓት ኢሳያስ እንዲና ዘለና? ኤርትራውያን መሳርሒ ናይዚ ውሽጣዊ መግዛእቲ ምዃን ገዲፍና፣ ነብስና ነጻ ነውጽእ። ካልእ ኣማራጺ የለን።
@user-qq3je7ix3s
@user-qq3je7ix3s 16 күн бұрын
ኢሳያስ ኣምሰሉ እዚ ኩሉ ዝሓቶ ሕቶታት ንመን ኢዩ?ንሱ እንድዩ ጠንቂ ናይ ኩሉ።ንመን ከታልል ኢዩ ዝግዕር ዘሎ፧
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 13 күн бұрын
ንደገፍቱ ንመን ዳኣ ከታልል ምሽ ስጋዕ ሕጂ የጣቅዕሉ ኣለዉ
@ghteklu2921
@ghteklu2921 17 күн бұрын
ኤርትራውያን ናይ ሎሚ ካብ ናይ ቀደም ኤርትራውያን ዝተፈለዩ እዮም። ናይ ቀደም ክቃለሱ ካብ ወፃእ ንዓዲ ይምለሱ ናይ ሎሚ ከይቃለሱ ንደገ ይስደዱ።
@wediadi6788
@wediadi6788 17 күн бұрын
እዝጊኣብሄር ንኢሳያስ ልኢኹ ኢዩ ንኤርትራውያን ዝቐጽዓና ዘሎ። ስርዓት ኢሳያስ ከኣ፣ ብዘይ ናይ ኤርትራውያን ምትሕግጋዝን መጋበርያ ምዃንን ክሳብ ክንድዚ ዝንውሓቱ ግዜ ኣይምጸንሐን። ስለዚ ኤርትራዊ ነብስኻ መርምር።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 17 күн бұрын
In the end Eritrea will collapse in the end ❗️❗️
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 5 күн бұрын
ንኢሳያስ ገና ኣይፈለጥኩሞን ትመስሉ ። ኢሳያስ ምሽ ንወዱ ምል ኢቶ አርትራ አንተዝሻጣ ብሒም ኢሊ ዝዛረብ አርትራዊ የለን ። ካብ ወዱ ምንጋስ ኣብ አርትራ ኣውርዲዎ ዘሎ ብርሰት ዝዓብን ዝገዽድን የለን ። ናይ አርትራ ሽግር ብስደት ተፈቲሑ ኢዩ ።ኩሉ አርትራው ኣብ ስደት ናብ ስደት ምካድ ሕጉስ ኢዩ። ካብዚ ንላዕሊ ውርደት ስለዘየ ብዛዕባ ጉባአ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ድሓር ከኣ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዘይ ናይ ህዝቢ ሰናይ ድልየት በይኑ ከምዚ ገሩ ሃገር ከፍርስ ኣይክአልን ኢዩ።
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 17 күн бұрын
ወዲ ኢሰያስ ምምጻእ ጸገም ኣይነበሮን እቲ ጸገም ሕልሚ ናይ ኣቡኡ ኣንድነት ከቐጽል
@druyagordat9020
@druyagordat9020 10 күн бұрын
ኣታ ከዳዕ ተበላጺ ንስኻ ምስታ ሕቆኣ ብዋርሳይ ዝተመሰሰት ወይን ሓቢራክ ንአርትራውያን ሓርበኛታት ዝነዛሕካዮ ሓሶት ግዚኡ ኣኺሉ ነበርየ ነበርየ ኮይኑ ተሪፉ ኢዩ። ጝናኸ ኢታ ነዋሕን ሰውራዊትን አድ ሻዕብያ ግን ኣብ ሓደ አዋን ዘይተብጽሖ ስለዘየለ ከተርኪብልካ ምዃና ኣይትረሰዕ>
@hayletkle2197
@hayletkle2197 17 күн бұрын
እቶም 6 ጀነራላት ዓዲ ንፋስከ ህዝቦም እንዳንከራተቶ ስቕ ኢሎም ድዮም ዝርእይዎም !
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 17 күн бұрын
ንታንኪ ንኣጽዋር ዝኸውን መጥፊኢ መንእሰያት ኤርትራ ግን ኣሎካ መሕፈር
@tedrosrussom4137
@tedrosrussom4137 17 күн бұрын
ከማአጋላልጻኻ መሰረት ተጻብኦ ሃገርና ኤርትራ ባህርያዊ ጸጋታታ ንዝበልካዮ ሓቂ ይሳማማዓሉ እዬ.።ምኽንያቱ አብ ኤርትራ ዘሎ ምድረ ከርሳዊ ሃብቲ ማእለያ የብሉን ።ምስእቲ ውንኖ ስትራተጂካዊ አቃማምጣን ምስ እትውንኖ ዝዓበየ ክፋል ቀይሕ ባሕሪን ተጠማቲትን ታሃራፊትን ከምዝገብራ ዘጠራጥር የብሉን።ስለዝኾነ ድማ ካብ ቅንእን ሕስድናን ምግባት ዘይናትካ ሃብቲ ዝመበገሲኡ ግዳይ ተጻብኦ ጌሩዋ ንዝበልካዮ ድማ ይሰማማዕሉ እዬ ። ሓደ ካብዚ ብስዉር ዓባይ ትግራይ ባሕርን ሃብቲ ኤርትራን ንኽዘምት ወትሩ ከይደቀሰ ህርዲግ ዝብል ዘሎ ወያነ እዩ ።ንስኻ ድማ ትግራይ ትስዕር ኢልካ ምስ ወያነ ተውደኽድኽ ከም ዝነበርካ ትስሕቶ አይመስለንን። 1) ስለዚ ንምንታይ ምስቲ ሃብቲን ባሕርን ኤርትራ ንኽዘምት ዘንቀደ ሓይሊ ወያነ ወጊንካ ትግራይ ክትስዕር ሃብቲ ባሕርን ኤርትራ ክትዘምት ኤርትራ ክትሰዓር ህዝባ ድማ ብወያነ ክራሰን ክቕተልን ጎኒ ህዝቢ ኤርትራ ገዲፍካ ጎኒ ተጋሩ ወጊንካ ?? 2) መንግስቲ ኤርትራ ኸ እንትርፎ መንእሰያት እኽቲቱ ሃብቲን ባሕርን ላዕላውነት ሃገርን ካብ ምክልኻል ሓሊፉ ካልእ እንታይ ምርጫ አሊዎ ? መልስኻ ናይዘን ክልተ ተጠቒሰን ዘለዋ ክጽበ እዬ !!!
@BETESEB1972
@BETESEB1972 17 күн бұрын
ሃለፍታ ጌርልካ ካብቶም ብህዝብና ዘይሓስቡ ደቂ ሰተይቲ ደም ዲካ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
КОМПОТ В СОЛО
00:16
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 30 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 13 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 40 МЛН
Hagerey TV ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio
1:50:57
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 15 М.
КОМПОТ В СОЛО
00:16
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 30 МЛН