ATV: ግብረ መልሲ ወ/ሮ ሽዋ ስዩም ብዛዕባ`ቲ ኣብ ጉባኤ ብርጌድ ንሓመዱ ዝሃበቶ ኣዛራቢ ዝኾነ ርኢቶ

  Рет қаралды 6,724

ATV asena

ATV asena

5 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 72
@aemabest1264
@aemabest1264 5 ай бұрын
ኤዱ, ሓፍቱ ኤማ ሓውና ምኻና ሕጂ ፈልተ ብጣሚ ንፋት የሕዋት 🎆❤🙏🎆❤🙏
@fisahahagosyirgalem2215
@fisahahagosyirgalem2215 5 ай бұрын
a very wise and professional way of explanation
@OgbaiZera
@OgbaiZera 5 ай бұрын
ኣንቱም ኪትጻረፉ ትውዕሉ ንኣሰና ካን ትጅምር ክሳብ ሕጂ ብጽሑፍ፡ ብሬድዮ ብሳተለይት ቲቪ ብዘይ ንሕስያ ነቲ ሳዕቤን ኣብ ጠንቅን ብዘይ ንሓፍነት ከም ርእሲ ሜድያ ከይተሓለለት ሕቶ ህዝቢ ንሕቶ ፍትሒ ትቃለስ ዘላ ደግፍና ክንህባ ግዴታ ኣሎና ሃየ ሼር ንብል፡ ኣሰና ነብሪ ኣማኑኤል ድማ በትሪ ሓቅስ ትቐጥን ምበር ኣይትስበርን እዩ ክሳብ ዓወት ቀጽልዎ።
@FunnyGlaciers-lg1cj
@FunnyGlaciers-lg1cj 5 ай бұрын
ሽዋ ናይቲ አብዝሐ አመለኻኽታ ኢኺ ተዛሪብኪ፤ አጆኺ ቐጽልሉ
@berheteklzghi3481
@berheteklzghi3481 5 ай бұрын
ሽዋ ብራቫ
@elduAbraham
@elduAbraham 5 ай бұрын
Des zbl medeb
@tesfug1596
@tesfug1596 5 ай бұрын
He never said Eritreans hate Tigrayn he was taking about the concept of Isaias Eritrean nationalism,which it’s foundation is creating enmies so to divert the public attention from him .example Wayen,American,Amhara so on this familiar character assassination is weak argument with no content.
@elilta70
@elilta70 5 ай бұрын
ሸዋ ሰሳም ከመይ ትኹኒ ምስታፊኪ አብ 20 ተሳቲፊኪ ሕማቅ አይኮነን ግን ክአ ከም አደ ከየዳለኺ ናብ ክልቲኦ ክትሳተፊ ኔርኩ ይብል ምስ ቡዙሕ ክብርት ናይ አደ ግደ ክትጻወቲ ነይሩኪ ኢየ ዝብል ኮሎም ደቅኺ ሰለ ዝኾኑ🙏🙏
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm 5 ай бұрын
Fkurat meneseyat nethom haimuk aithuhul thikonu habeytiena thiblu tokula abwshiti abagie hastewuhululom abthi hegi ykelakelu alewu melhasom merthin mewurthay alewom haderra blue tefele you o mary most pure conceive without sin pray for us who have recourse to thee . maranatha amen
@user-vf2mj6rb1z
@user-vf2mj6rb1z 5 ай бұрын
Jossi amxyo
@fituikifle5629
@fituikifle5629 5 ай бұрын
ኣቢተ ማሓይር ከም ዳስ ሓውያ ኣቲኻ ዘይምለሰሉ እዩ ሓብቲ
@ghebreyesushaile680
@ghebreyesushaile680 5 ай бұрын
ሽዋ ኩሉ ዝበልክዮ ሓቂ ኢዩ።very provessnal
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 5 ай бұрын
ናይዚ ሳዲስት ኢሰያስ ሰነሃሳብ ፥ኢትዮፕያ ከትፈርስ ንህና ንፍረስ፥ማለት ኢትዮፕያ ብዋጋ ኣሪትራውያን ሃድነታ ክህሎ ኣለዎ ዝብል ኣንድነታዊ ስነሃሳብ ህግደፍ ኢትዮፕያ አነበልካ ንህዝብና ኣድኪሙ ኢትዮፕያውነቱ ምርግጋጽ ይከውን፥
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃገራዊ ሰልፊ ዝበሃሉ መጺኦምልኪ ኣለዉ ተጸንበርዮም ጎቦ ጎቦ ኣየድልን ኢዩ
@sabaabraha6527
@sabaabraha6527 5 ай бұрын
Eway hijwen yeshakiy endiyu abotatna seana yehweat siena
@alwayskeepthefaith8272
@alwayskeepthefaith8272 5 ай бұрын
She would be okay with PFDJ, if all her privilege were to be reinstated.
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ኣነ ክሃታ ዝደሊ ንምታይ ናይ ብርገድ ንሃመዱ 16 ዘይተኻፈለት ናይ 20 ተኻፊላ ዝሃበቶ መደረ ብዘይ ሰላምን ክብረትን ጎረባብትዝካ ሃገር ክጽዋአ ኣይኣልንዩ ከምቲ ብዙህ ተመክሮ ዘለዋ ኣገባብ ኣይሃለወትን ናቶም ዝተፈጨሉ ያ ደጊፋ ከመይ ማለትዩ? ? ? ? ?
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 5 ай бұрын
😁እቲ ዘረባኽስ ሓቲትከስ ባዕልኺ መሊስክዮ ታይ ሕትኡ ዩ መኖም ዮም ከ ተፈንጪሎም ቀዲሞም ዝገበሩ ዶ ኣይኮኑን እሳ ግን ሚዛና ዘንበረትሉ ሓሳባ ትትንትን ኣላ ሞ ዕድምቲ ኮንኪ ምጺ ሞ ሓሳብኪ ክንመዝኖ 🙊
@ghezaihaile-micael9383
@ghezaihaile-micael9383 5 ай бұрын
ሃየ ህገደፍስ ገና ኢና እንድኣሉ ዝብል ንባዕልኺ ድኣ መንነትን ሃገራውነትን ፍለጥእምበር መንእሰያትስ መንገዶም ኣለልዮም ኣለዉ
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 ай бұрын
ነቶም ናይ 20 አንተደጊፋ ንበኣበታ ጠሊማቶ ማለትዩ
@user-yy4yr3cv3l
@user-yy4yr3cv3l 5 ай бұрын
ወይዞሮ ሽዋ ከም በዓል ሶፍያ ፍዮሪ ተቐብሊ ነርኪ ትኾኒ፡ ምጣዕሚ፡ተገርሚ ወይዘሮ ሽዋ ንፓፓዮ መን ከዉጻካ ኢልኪ እንተ ተሓትዮ ዕድል እንተትረኽቢስ ኢንታይ ሚበለኪ ኢልኪ ተሓስቢ፡ንስኹም ዘምጻእኩሞ ሓዊ ምጥፋእ ኣቢና ነዉራማት፡
@ghenetyemane8468
@ghenetyemane8468 5 ай бұрын
,ክብርቲ ብዛአባ ግፍ አ ድቂ ኣንስትዮ ኣብ ግዘ ህ ግደፍ ዘይም ኢማንኪ ዘህዝን ኢዩ ኣብ ህግደፍ። ዘይተነግረ አምበር ዘይተነገብረ የለን ሃፍትና
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 5 ай бұрын
ኩለን ቃላታ ለማጻት እየ ሕጂ ዝግራህ የለን በልዋ ተመን
@Habesha28
@Habesha28 5 ай бұрын
ትዕቅቦ ክብሪ ታሪኽ ብውጽኢት እንበር ብዝተመነኻዮ ታሪኽ ኣይኮነን። በቲ ሽፍትነት ሻዕብያ ድማ ብዙሕ ተቐንጺሎምዮም እዮም እሞ ነዚ ሓቒ ዝቕይሮ ነገር ግን ሓንቲ እኳ ኣነገረትናን።
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 5 ай бұрын
ዓቅቦ እይትዓቅቦ ታሪኽ ክድምስስ ኣይክእልንዩ። ለባማት ግን ይምሃሩሉ።
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm 5 ай бұрын
Menheseyat baelikum tetafhu adiekumthigodeletkum nskumekum ekum hadera abkebdi timuy yelon setgub.
@kingozerat2252
@kingozerat2252 5 ай бұрын
ወይዘሮ ህግደፍ መንነትክን ጸሊእክን ኣይጉዳይናን ዓረብ እንተኸንኪ ኣይጉዳይናን
@user-vf2mj6rb1z
@user-vf2mj6rb1z 5 ай бұрын
Eza barya shaebya shfta eyu aregit qonkan ane degafi nay 20 eye
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 5 ай бұрын
ንስኻ ትኣርግ ክትጸንሕ ዲኻ? ዕድመ ጸጋዩ።
@user-yy4yr3cv3l
@user-yy4yr3cv3l 5 ай бұрын
ክልተ ሓደ ኣይዕሞኻ ኣይጥመራ፡
@Mike-nl9vp
@Mike-nl9vp 5 ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎 እዞም እንዳቦይ ደበሳይ ሕማቅ ረኺቦም እዚኣ ኣብ ክንዲ ሰብኣያ ብ10 ፍርንጭት ኤሱ እያ እትሓልም በየነ ርእሶም እውን ከምኣ ምዃኑ እዩ
@shanet542
@shanet542 5 ай бұрын
Ezi meniesey Ezi kabzom aregtot n kabzen aregtotn ktinqeq alewo… lieli 20 amet teqalisom welehanti lewti kemxuu zeykealu wuduqat sebat mkanom keyresaekum buzuh bota aythabwom… ndhrit trah eyom kmelsuna
@solomonabraha8101
@solomonabraha8101 5 ай бұрын
The fallacy you have about citizenship and Identity
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 ай бұрын
ንብርገድ ንሃመዱ ክበታትኑ ብወንጫርን ኣምባሳደር ነበር ኣንደብርሃ ዝምርሁ ንብርገድ ንሃመዱ ዘናሽዉ አሪትራ ኣረብያ ዝብሉ ከም ሲኢድ ተውከል ከም ደጋፊክቡር ፕረሲደንት ዝብል ዝሃቁፍ ካብደገፍኪ ኮለል ትብሊለኺምበር ዝበልክዮ ገዲፍና ካብቶም ደገፍቲ ህግድፍ ፍልልይየብልክን ቅድሚ ናጽነት ከዝፈልጣ መጠን ብዝታአሚ ሃዚነ ክብኩሉ ፓፓዮ ኣርከይ አንተዝሰምኣ ምሃዘነ የህዝንዩ ከምዚ ኣይገመትኩኽን
@berhanemeasho3220
@berhanemeasho3220 5 ай бұрын
ንስኻትኩም'ድስብን ዝባሀል የብልኩሙን በጀካ ምጽራፍ ፍትሒ ካብ ነብስኻ እያ ትጅምር ፍትሒ ከነምጽእ ኢንዳተባለ ክብሪ ወድሰብ ክደፍሩ ትውዕሉ ስለዚ ድሲብሊ ተማሃሩ
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 5 ай бұрын
ሰላም ኤደን ምስ ጋሻክ ብምቅጻል እታ ናይ ዛ ሽዋ ትባሃል ሰብ ነዚ መንእሰይ ዘሕመሞቶ ዘረባ ኤረትራዊ ዝባሃል ዜግነት እምበር መንነት ኮይኑ አይፈልጥን እዚ ድማ እዞም ሽፋቱ ናይ ሳሕል ኮነ እሎም ዝገበርዎ ተግባር ዩ ንሕና ኤረትራዊያን ድማ ኤረትራ ትባሃል ዋጋ ዝከፈልናላ ሃገር አላትና ተጋሩ ድማ ዋጋ ዝከፈሉላ ትግራይ ትባሃል ክልል አላቶም ስለዝ አብ ክልተ ሃገር ዝነብሩ የሕዋት ዮም ግን እዞም ተጋደልቲ ትባሃሉ አብ ርእስኩም ብጀኻ ጽልእ ህዝብ ትግራይ ካልእ አጀንዳ የብልኩምን ብጀኻ መንነትኩም ምክሓድ እምበር ብሓደ ምባር ሲ አይማሃረኩም አያኩም ኢሰያስ አብታ ናይ ሽፍትነት ብዓቲ ንልዕል 60 ዓመት ብወዲ ተምቤን እንዳተገዛእካስ ተጋሩ የሕዋትና አይኮኑን ምባል ሲ እንታይ ጣቃ አሎዎ ኢሰያስ. ኪሻ .ማንኪ.ቻሪሊ. ካበይ መጻኦም ካብ አመርኻ ፈትኩም ጸልእኩም አብ ኤረትራ ዘለኩም ተዛረብት ትግርኛ መንነትኩም ተጋሩ ዜግነትኩም ድማ ኤረትራዊያን እኩም ኖ ዝብል ድማ ካበይ ከምዝመጸ ይንገረና አያና መ/ም ቦከረጸን ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንቡዙሑ ሰብ ሰለ መንነቱ ሰለ ዘፍለጠ ክብሪ ይግቦኦ ዩ እንተደልኩም ድማ አብ ጀርመን አሎኩም ሕቶቱዎ እቶም ዝይተረዳአኩም በቲ ዝርዳአኩም ቃንቃኩም ኮሎ ናትና አይኮነን ትብልዎ ከረዳአኩም ዩ ብፍላይ ከምባዓል ሽዋን ስዓብታን እንዳፈለጡ ዝጽይቁ ዘሎዉ ገንዘብ ህዝብ ኤረትራ ናይ 09 ጥራሕ ምብላዕ አይኮነን ፓፓዮ ድማ ብሰላም ይሃሉ ጥራሕ እምበር ሓንቲ ማዓልቲ ብሕግ ምስ ሰብአይኪ ክትሕቶቱ እኩም ታርክ ድማ ምፍላጥ የዲልየኪ አሎ ተጋሩ ድማ የሕዋትና ፍንጫሕ መሰንገልና ዮም ብሕም ዝበለ ይታሓጎም ኤደን ድማ ከም ሽዋ ዝአመሰላ አምጽልና ኢክ አብ መደብክ ንሕና ድማ ብኮመንት ግርና ክንምህረን ኢና አጆኪ ቀጽልዮ አብ ጎንክ አላና ።
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 5 ай бұрын
ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልኻ ክውን ጸገም የብሉን። ግን ንኹሉ ፍንጫሕ መሰንገለኹም ክኾኑ ኣይተገድድ።
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 5 ай бұрын
ክንዲ ተቀራርቢ ስ ክትፈላልዪ “ዓገብ”
@OgbaiZera
@OgbaiZera 5 ай бұрын
ወ/ሮ ሽዋ ክምቶም ህግድፍ ናህና እንዲ'ዩ ዋላ ይስጉደና እንዳበሉዝንብሩ ብዝሓት እዮም፡ ንስኪ ግን ከም ሓደ ዓቢ መራሒ ህግድፍ ዝነበረ ኣምባሳደር ኤርምያስ ደባሳይ ክምቲ ዝብልክዮ ኢሳያስ ተጠቅምካ ምድርባይ ብህርያቱ ብምካኑ፡ ንብዙሕ ዓመታት ተጻዊርካ ሓልፍነት ናይ ደቕኩም ተስኪምኪ ተጻዊርኪ ጎድሎ ህይወት እንዳመራሕኪ ናብዚ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብርክቶኪ ኪትገብሪ ድምጽክን ደግፍክን ምግባርኪ ኩትምስገኒ ምበር ትሕመየሉ ምክንያት የልቦን። ኣጆኪ በርትዒ!
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 5 ай бұрын
ዑቅባዝጊ ጽቡቅ ኣለኻ ከቢድ ሓላፍነት ዩ ዉን 🙏❤️
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 5 ай бұрын
እዚአ ሰበይቲ ብድሕሪ እቲ ናይ ምፍለላይ ዘሎ ምኽንያት ሐንቲ መስራቲት ሐንቲ እያ እመኑኒ እዚ ሐደ አጀንዳ ናታ እዩ።እቲ ምፍልላይ ዉን በዓል እዚአ ዝፈጠርኦ እዩ
@sabaabraha6527
@sabaabraha6527 5 ай бұрын
Amselu sekatit feget serakt higdefff
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 5 ай бұрын
ሎቕማጽ ጀላዕ ኣብቲ ናይ ዕለት 16 ደኣ ዘይትርከቢ ለኽባጥ ሓሳዊት ድሕርቲ ኣውራጃዊት።
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 5 ай бұрын
ጸርፊ ጥራይ እዩ ዓቕምኻ?
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 5 ай бұрын
ዛሰበይቲ ዓለተኛ እያ ተመን ንምታይ ናይ ዕለት ዕስራ ትደጋግምላ ብታዕሚ ጽልኢ ሐደ ኸባቢ ኸምዘለዋ ተገንዚብና ኢና
@RedSeaEri
@RedSeaEri 5 ай бұрын
ዲቅ ዝበልኩ ሻዕብያ ኢልኪ ኣርባእተነጥቢ ብዛዕባ ሕጂ ዘለኺዮ እዩ ቲ ሕቶ ምናልባት ከይዋጃበረኪ ህግደፍን ሻዕብያን ናይ ስም ምቕያር እምበር ሰባት ኣይቕየረን ስነሓሳብ ኣይቀየረን ።ንስኺከኣ ካብቶም ንሰብኣየን ወይ ንኣንስቶም ዘእሰሩ ውይ ዝበልዑ ሻዕብያ ህግደፋውያን ኢኺ ።ሓፋር ህግደፍ ክትኾኒ ኣይትፈትኒ በላዒት ባዓልገዛኣ ስዲ ኢኪ ከኣ
@kingozerat2252
@kingozerat2252 5 ай бұрын
ወዘሮ ሽዋ ኣታሓሳስባኺ ህግደፍ ደእ ብር ዓለትነት ኣውራጃዊት እኺ
@hailemariamyifter3635
@hailemariamyifter3635 5 ай бұрын
ሐደሰብ ተዛሪቡ ኢልኪን ሕማቅን ጽብቁን ትዛረባአለክን ኤትራውያን ንውልድ ዎሎዶ እትኮፍሉዎ ዕዳ አለኩም
@fres519
@fres519 5 ай бұрын
ወዘሮ ሽዋ ኣብ ዘይኮነ መዓልቲ ዘይከውን ዘረባ ተዛሪብኪ። 1- ኣብ መንጎ መንእሰያት ኣቲኪ ናይ ጸግዒ ሕዝኪ ናብ ሓደ ወገን። 2-እዚኦም ከምዚ ዝብል ዕላማ ኣለዎም፡ እዮም ካለኦት መንእሰያት ግን ትግራዎት ኢና ኢዮም ዝብሉ ትብሊ ኣሎኪ። 3- እታ ትነብርላ ከተማ ኣብ ምፍልላይ መንእሰያት ዓቢ ታራ ተጻዊታ ኢያ። ኣብ ይኣክል ምፍልላይ ውን ከሙኡ ተፈሊያ ኣላ። 4-ናይ ግን ሳሕል ቃልሲ ንዓና ታሪክ ኢዩ፡ ንፈልጦ የብልና ካብ ግዜ ሳሕል ንላዕሊ ንጠፍእ ኣሎና፡ ስለ ምንታይ ኣብ ምፍልላይና ኢድኪ ትሕውሲ ኣሎኪ። ናይተን ካሎት ባዕለን ይፈልጣ ንስኪ ግን ግዳይ ኢየ ትብሊ ምስ ግንባር ቢቶም ዝብል ናይ ኣውራጃ ድካም ዘለዎም ሰባት ተተባብዒ ኣሎኪ።
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 5 ай бұрын
አዛ ሰበይቲ ረሳህ ጋህባ ህ ግ ድ ፍ አያ
@negusekidane1310
@negusekidane1310 5 ай бұрын
ምንያ ኮለል
@yordanoskidane8596
@yordanoskidane8596 5 ай бұрын
ሓሳዊት ፈላላይት ኣብኩልቱአ ዳኣ ዘይትከዲ
@mekonentefferi3871
@mekonentefferi3871 5 ай бұрын
Shabya is shabya ur hasband also one of the killers
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 5 ай бұрын
ኒሲኪን ሰበአይኪን ኣብ ደገ አኩም ቢስም አሪትራ ኣይ ትላገጺ ለክባት አኪ ሃገር መን ኣምጺኡዋ ኒፈሊት አና ኣበይ ኪትበጽሁ አኩም አዞም ስራየ ኪንሬአኩም አና
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 5 ай бұрын
Aye Assema beka kemzia kenkum terifkum neza abal hgdf akribkum 🤣🤣🤣lemats melhas nkelaeki belyo very sad👎👎👎
@michaelweldu4457
@michaelweldu4457 5 ай бұрын
ኣይተቃለሰትን ካብ ስዒድ ሳልሕ ቆልዓ ኣለዋ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 5 ай бұрын
ዓገብ
@Eritreaplus
@Eritreaplus 5 ай бұрын
ሰይቲ መን ሙኻና ኣይፈልጥካያን
@ghezaihaile-micael9383
@ghezaihaile-micael9383 5 ай бұрын
ንዘይትጸልኦ ክትቃለሶ ኣይትኽእልን ኢኻ ጽልኢ ኸኣ ሱቅ ኢልካ ኣይመጽእን ኢዩ
@kunomk1
@kunomk1 5 ай бұрын
ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ዝብሃል የለን ኢዩ ዝበለ እዚ ኣተሓሳስባ ኮሙኒስታዊ ኢዩ ሓቋፊ ኣይኮን ነፃሊ ኢዩ እንተተረዲኡክንስ
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 5 ай бұрын
ሻዕብያ፡ህግደፍ፡ኣውራጃዊት
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃየ ህገደፍስ ገና ኢና እንድኣሉ ዝብል ንባዕልኺ ድኣ መንነትን ሃገራውነትን ፍለጥእምበር መንእሰያትስ መንገዶም ኣለልዮም ኣለዉ
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃገራዊ ሰልፊ ዝበሃሉ መጺኦምልኪ ኣለዉ ተጸንበርዮም ጎቦ ጎቦ ኣየድልን ኢዩ
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ኣነ ክሃታ ዝደሊ ንምታይ ናይ ብርገድ ንሃመዱ 16 ዘይተኻፈለት ናይ 20 ተኻፊላ ዝሃበቶ መደረ ብዘይ ሰላምን ክብረትን ጎረባብትዝካ ሃገር ክጽዋአ ኣይኣልንዩ ከምቲ ብዙህ ተመክሮ ዘለዋ ኣገባብ ኣይሃለወትን ናቶም ዝተፈጨሉ ያ ደጊፋ ከመይ ማለትዩ? ? ? ? ?
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃየ ህገደፍስ ገና ኢና እንድኣሉ ዝብል ንባዕልኺ ድኣ መንነትን ሃገራውነትን ፍለጥእምበር መንእሰያትስ መንገዶም ኣለልዮም ኣለዉ
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃየ ህገደፍስ ገና ኢና እንድኣሉ ዝብል ንባዕልኺ ድኣ መንነትን ሃገራውነትን ፍለጥእምበር መንእሰያትስ መንገዶም ኣለልዮም ኣለዉ
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ሃገራዊ ሰልፊ ዝበሃሉ መጺኦምልኪ ኣለዉ ተጸንበርዮም ጎቦ ጎቦ ኣየድልን ኢዩ
@ghezaihaile-micael9383
@ghezaihaile-micael9383 5 ай бұрын
ሃገራዊ ሰልፊ ዝበሃሉ መጺኦምልኪ ኣለዉ ተጸንበርዮም ጎቦ ጎቦ ኣየድልን ኢዩ
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 ай бұрын
ኣነ ክሃታ ዝደሊ ንምታይ ናይ ብርገድ ንሃመዱ 16 ዘይተኻፈለት ናይ 20 ተኻፊላ ዝሃበቶ መደረ ብዘይ ሰላምን ክብረትን ጎረባብትዝካ ሃገር ክጽዋአ ኣይኣልንዩ ከምቲ ብዙህ ተመክሮ ዘለዋ ኣገባብ ኣይሃለወትን ናቶም ዝተፈጨሉ ያ ደጊፋ ከመይ ማለትዩ? ? ? ? ?
@samsonsemere2145
@samsonsemere2145 5 ай бұрын
ኣነ ክሃታ ዝደሊ ንምታይ ናይ ብርገድ ንሃመዱ 16 ዘይተኻፈለት ናይ 20 ተኻፊላ ዝሃበቶ መደረ ብዘይ ሰላምን ክብረትን ጎረባብትዝካ ሃገር ክጽዋአ ኣይኣልንዩ ከምቲ ብዙህ ተመክሮ ዘለዋ ኣገባብ ኣይሃለወትን ናቶም ዝተፈጨሉ ያ ደጊፋ ከመይ ማለትዩ? ? ? ? ?
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 37 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 15)
28:13
ለዛ
Рет қаралды 43 М.