No video

ATV: ገምጋም ህሉው ኩነታት ቅልውላው ኢትዮጵያን ኤርትራን ምስ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ካብ ኣውስትራልያ - Part 1

  Рет қаралды 17,565

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com...
GoFundMe: www.gofundme.c...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 43
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 жыл бұрын
Thank you Asena Media and Senay for the great interview and explanation.
@SebNkun
@SebNkun 2 жыл бұрын
*ኤማ ጅግና ስሚ ህግደፍ I hope you will be Tv director in Eritrea. We will update Eri-Tv with Public-Tv*
@tekienigusse
@tekienigusse 2 жыл бұрын
Waw good see Senay after pretty a while
@adiamtekle3603
@adiamtekle3603 2 жыл бұрын
መርሓባ ኢማ ጻዕራም ኣጆኩም ክወግሕ ኢዩ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
❤💛❤💛❤💛❤💛
@omerabdulrahman3101
@omerabdulrahman3101 2 жыл бұрын
Wow! I'm very impressed by the depth of your analysis! Please keep coming and let Eritreans benefit from your views.
@omerabdulrahman3101
@omerabdulrahman3101 2 жыл бұрын
Umuq zbele ridieet aleka haw senay. Ember Senay. Thanks for speaking on behalf of oppressed Eritreans
@tekletesfaldet
@tekletesfaldet 2 жыл бұрын
Brother Senay brilliant explanation as always
@Azeb1782
@Azeb1782 2 жыл бұрын
ሰላም ሰናይ እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ተስፋ ንገብር ኹሉ ግዜ ክትቅልቀለና 💯💯💯
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 жыл бұрын
Senay and Emma, my two favourites ❤🎈🌷🇪🇷
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 жыл бұрын
Well came Senay .🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
Nasinet B : I bet u are in Europe it should be Welcome. Not welcame. Came is past tense of come . Come is present tense
@omerabdulrahman3101
@omerabdulrahman3101 2 жыл бұрын
Love Assena
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 2 жыл бұрын
Interesting interview .. Thank you
@destadesta8714
@destadesta8714 2 жыл бұрын
ሰንሽ ብሩኽ ዘር ኢ በሊሕ ራኣይ ዘለካ ቕኑዕ ሃውና ሓቂ ዘይትሰግራ ተንታናይ ዕሙቕ ኣፍልጦ ዘለካን ንሕልናኻ ትነብር ሓውና ። ሐውካ ደስታ ኪሮስ
@sofiafeshaye1569
@sofiafeshaye1569 2 жыл бұрын
Wowow!!! brilliant analyst and great journalism
@abe4082
@abe4082 2 жыл бұрын
Welcome back Senay
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 2 жыл бұрын
So brilliant & right keep it up 👍 I’m proud of you 👍
@omerabdulrahman3101
@omerabdulrahman3101 2 жыл бұрын
I love the issue you raised to explain the reason for pfdj participation in Tigray war. Brilliantly explained!
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 жыл бұрын
ሰናይ ናይ ነዊሕ ዓመታት ተመክሮ ዘለዎ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖሎቲካን እዩ ::
@selamyihun8102
@selamyihun8102 2 жыл бұрын
This was refreshing discussion.the solution is God.Every thing is in God’s hand.I could be wrong but the time looks the eve of another revolution.It looks just before Russian revolution,fall of Haile sellasie ,Mengistu and EPRDF
@user-bk1hu1rt2d
@user-bk1hu1rt2d 2 жыл бұрын
Thank you Senai and assena tv brilliant analysis 🧐
@bkt2781
@bkt2781 2 жыл бұрын
Thank you for your analysis.
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏♥️♥️♥️💐💐💐💯💯
@sffj7326
@sffj7326 2 жыл бұрын
ሰናዪ
@dr.t.m591
@dr.t.m591 2 жыл бұрын
To Tigray leadership /government TDF is only solution what is tigray leaders waiting ??Albert Einstein : “Insanity is doing the same thing over and over again and expecting different results.
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
Hebrawi 0 seconds ago why all the cry now ? Didn't PMMZ dismissed the cry as saying CHUKHETU KEFIYELWA BELAY NEW ! at that time
@user-rk6li9oe2i
@user-rk6li9oe2i 2 жыл бұрын
💪💪🐆🐆💪💪🙋‍♂️🙋‍♂️
@habtemariamkefle4193
@habtemariamkefle4193 2 жыл бұрын
ሰናይ ለክባጥ ለክበጥበጥ አይትበል ለሐሲ ጡፍጣፍ አምሰሉ ሐሳዊትም በል ኪድ ንዮጅካ ወይ ( ንወልድያካ ) ለክበጥበጥ አይትበል አብ ኢትዮጵያ ኢሕወደግ ኔርካ ንኤርትራ ምስ አተወ አባል መንግስቲ ወየ ድማ አባል ሻዕብያ ኔርካ ሕጂ ክዓ ተቃዋማይ አለዉ ኪድ ናበዴካ ተፀንበር ::
@am-pc5ks
@am-pc5ks 2 жыл бұрын
ንከብዱ ዝሓደረ ሌባ ሰራቒ ንፈልጠካ ኢና። ናትካ ምስጥር ኣብቐረባ ግዜ ተጸበየና ክንዝርግሓልካ ኢና።
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 2 жыл бұрын
ኣብይ ኣብ ስልጣን ኣብዝመጸሉ ንኣብጠልጠል ዝነበረ ዛዕባ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ንስምምዕ ኣልጀርስ ብዘይቅድመኩነት ተቐቢልናዮ ኣለና ኢሉ መልእኽቲ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ድሕሪ ምስዳዱን መንግስቲ ኤርትራ ምስተቐበሎን ምብጽጻሕ መርሕቲ ናይ 2ቲኡ ሃገራት ኤርትራን ኢትይጵያን ድሕሪ ምፍጻሙ ፣ኣብይ ናይ ኖቨል ተሸላሚ ኮይኑ ኤርትራ ካብ እገዳታታ ናጻ ክትከውን ተገይሩ፣መራሕቲ ኣሜሪካን ኣውሮጳን ዓበይቲ ጋዜጠኛታት ምዕራባውያንን ብሓጎስ ተቐቢሎሞስ ክሳብ ",,Aby and Isayas have got a cmmon enemy-tplf,,,,"ብምባል ነቲ ርክብ ብኣድናቖት ከምዝተቐበልዎን ዝደገፉዎን ስኑድ ዜናታት እዩ። ናይ ምዕራብ ነገር ሳዕቤኑ ጸልማት ስለዝኾነ ዘይትኾኖም ምዃና ምሳስተብሃሉ ግልብጥ ኢሎም ። ኣብዚ ሕቶን መልስኹምንሲ ወያነ ህወሓትሲ ጻድቕ እያ ዋላ ሓንቲ ኣይገበረትን ኣብይን ኢሳያስን ጥራሕዮም ንኹሉ ደምሲሶሞ ኣጥፊ ኦም፣ በቲኖሞ፣ ኣዕጢቖሞም፣ወረርቲን ቀተልትንሲ ኣብይን ኢሳያስን እዮም ኢኹም ትብሉ ዘለኹም፣። ወያነስ ን100 ሽሕ ኤርትራውያን ንብረቶም ዘሚቶም ንስድራ ቤት በታቲኖም፣ብእግሮምባጻምእብለይትን ብጸሓይን ካብ ኢትዮጵያ ውን ዝሰጎጉስ መን ኮን ይኾኑ?ደቂሕድርትናዶ ቆለ ናይ ተጋሩ?
@akliludebesay7230
@akliludebesay7230 2 жыл бұрын
ሓደ ካብ ጃሱሳት ወያነ ኣብ አሪቲቪ ዝነበረ መሽሚሽካ ኢኻ ለኽባጥ ።ኣብ ዘትፈልጦ ኣይትዛረብ መትከል ኣልቦ
@eyobgebremariam7656
@eyobgebremariam7656 2 жыл бұрын
ኣማኒኤል ሓንቲ ሓቂ ክነግረካ ካብ ፖለቲካ ነጻ ኮይንና ክንምስክር ስለ እቶም ብባድመ ጉዳይ ዝሓለፉን ዝሓልፉን ዘለዉ ዶባቶም ዝሕልዉ ዘለው 5ሕቶ ከቅርበልካ ኣንብበን ናብ ህዝቢ መልሲ ነቶም ብሓሶት ዝምስክሩ ዘለዉ ፖለቲከኛታት ኢና ባሃልቲ ኣነ ን ኢስያስ ን ኣብይ ትሓሊቀ ዘይኮንኩ ስለ ሓቂ እየ።ምናልባት ትካታቲልካ እንተዳኣኬንካ ን ህዝቢ ሓደ መልእክቲ ኣማሓላሊፈ ነይረ ፡dont teach Electric.don,t tolk polotic.ኣቃጣሪ መንግስቲን ተቃወምትን ኣይንኩን፡፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ብ መራሕተን ዘይኮና ሰላም ሲኢነን ዘለዋ ብተቃወምቲ መንግስቲ ንስልጣን ህርፋን ስጋብ ሕጂ ተቃዋሚ ዘይብሉ ስርዓት ህግደፍ እዩ፡፡ ምክንያቱ ምቅዋም ምስ ጸላኢካ ተሓላቂ ኬንካ ኣይኮንካን ትቃወም ምስ ህዝብኻ ዝሓዝዎ ኣጅንዳ ከም ናይ በዓል ክብሮም ፡ዳፍላ
@eyobgebremariam7656
@eyobgebremariam7656 2 жыл бұрын
ብዝኮነ"ኢንታኻ ኣብ ገዛኻ " ይብሉካ ኣቦታትካ ንሕዋሓት ምውዳቅ ኣይነበረን ናይ ኣብይን ፡ናይ ኢስያስን፡ርክብ መጀመርያ ኣብይ ብማንም ተቃዋማይ ህግደፍ ክጽላእ ኣይግበኦን ኣብይ ምክንያቱ ኣብይ ንሰላም ሓሲቡ ክንደይ ካባካትኩም ነጻ ዝኮኑ መንእሰያት ዝተሰዱ ካባይ ጀሚርካ ወልዱ ክሪኢ ኪኢሉ ግዳይ ፕሮሰስ ናብ ካልእ ሃገር ምካድ ብወያነ ዳታ ሰሪቆም ብግቦ ጌሮሞ ዝነበሩ፡መጺኡ ኣባሪርዎም ብዓል ዘርእሰናይ ወን ቦታ ስለ ዘይብሎም ኩሎም ተቃወምቲ ኣብ ሳርቤት ሂብዎም ዝነበረ ሕዋሓት ኣብይ ምስ ኢስያስ ጅዋ ምካኑ ዘየለ ትንተና ይህብ ኣሎ፡፡ኣብይ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ እንተገበረ ፖሎቲካዊ መስራሕ እዩ ። ወላ ናይ ፖሎቲካ ምሁር ይኩን ግን ን ሰለማዊ ህዝቢ ፋይዳ የብሉን ናይ ኢትዮጵያ ተቃወምቲ ኣብይ ሰላም ደልዩ ምስ የእተዎም ጽገም ፈጥረምሉ ኦውነግ ወለዲ ኣብይ ዝሳቀዩ እዮም፡፡ ዘርእሰናይ ዝዛረቦ ደሎ ጸለመ ኣብይ ብልጽግና ክምስርት ከሎ ካብ ብሄር ነጻ እዮም እቶም ኣብ ስልጣን ላዕለዋይ ጸፍሒ ዘለው፡ንለማ ኣልይዎ ዛኣምኖ ሲኢኑ ምክንያቱ እሱ ኣብ ሓንቲ መጽሔት ዘንበብክዋ ኣዉኡ ከልኩ ን ክዝቢ ኦሮሞ ቃል ዘኣተናሉ ብኦውነግ እምበር ብብልጽግና ኢና ምስ በለ፡፡ ኣብዚ ተረዱኡ ኢትዮጵያ ካብ ብሄር ናብ ብሄር ምተቀየረ ኔሩ ሕራይ እንተዝብሎ ለማ ኣብይ ስለዚ ዝወሰዶ ቆራጽ ተበገሶ ካብ ወገን ነጻ ምካኑ የረዳኣና ኣብቲ ሓቁ ክንዛረብ ፕሎቲከኛታት ዝዛረብዎ ኣብ ኪናት ዘይ ወዓለ በሊሕ እዩ ስለ ስልታዊ ወተሃደራዊ መስርሕ ኣብዚ ሰዓት ዝገብርዎ ዘለዉ ፡ምትንታን ንህዝቢ እንታይ ፋይዳ ይርከቦ ካልኣይ ድማ ሰናይ ናይ ሕዋሓት ግድለት ኣይተንተነን ምስ ኦም ይሰርሕ ስለ ዝነበረ እዩ ኣነ ናይዞም ኣስና ጌጋኩም ንህዝቢ ትግራይ ተሓሊቅኩም ዘይኮነ፡ከተናቅቱ መንግስቲን ህዝብን እንታይ ረብሓ ኣለኩም ንዝፈልጠኩም ፡ሕዋሓት ሰላም እንተዝደልዩ ን ኪናት ካብ ምልዓል ዝነገሰ ይንገስ ይኣክለና 27 ዓመት ኣብ ስልጣን ጸኒሕና ፡ሕጂ ስልጣን ካብ ተሓደግና ምስ ስልጣን ዘረከበና ኢሰያስ ዘተ ንግበር ብ ሄርና ሒዝና ዓባይ ትግራይ ንመስርት ኢልካ ንህዝቢ ብሓይሊ ምርጫ ንግበር ሕገ መንግስቲ ኣፍቂድልና እና በልካ ነቲ ህዝቦም ኣብ ጥምየትን ሃለውለውን የኢትዮሞ ኣብዚ ፖሎቲከኛታት መልሓሰኛታት ኢኩም፡፡ ንህዝቢ ተሓልዩ ኣንተዳኣ ኬንካ ብ ቬድዮ ዝተሰነየ እዩ እቲ ኣብ ማይ ካድራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝተገብረ ግፍዒ ወያነ ባዓል ኣረጋዊ ዝምስክርዎ ዘይኮነ ኣብ ድንጺ ኣመሪካ ነቲ ሬሳ ዝሰኣሎ ካሜራ ማን ተሽሊምሉ ፡ኣብ VOA ኣምጺኦሞ ኣለው ዘርእሰናይ ሓንሳብ ንኣማር ህዝቢ ተሓላቂ ትከውን ፡ሓንሳብ ንሕዋሓት፡ ካብ መን ኢካ እስካ ህዝብ ኢርትራ ናትኩም ትንተና ንፖለቲከኛ ከማን ኣይጠቅን ኣይኮነን ንህዝቢ ኣብ ህዝቢ ዝጸነሐ ኣፋላላይ ብሄር ብ መርሓት ኣይኮነን እቲ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ብስለት ስለ ዘይ ብሉ ውድባት ብትገብርዎ ትንተና ነቶም ና ኣማራ መድያ ወጺኦም ዝዛረብዎ ትብል ኣለካ ከምዚ እስካ ትዛረቦ ዘለካ ጸለመ እዩ ።ሰብ ወላ ጽልኣዮ ዘይናቱ ኣይትሃቦ ኢትዮጵያ ኣብይ ቅድሚ ምምጹኡ ብ ውድባትን ብሄርን ወያን ባዕሉ ከም ዝባላዕ ኣቀዲሙ ዝሰርሓሉ ሰይራ እዪ። ኣብቲ ናይ ኣብይ ቦታ ይእትዋ ንሂወታካ እሞ ኣይትፍረድ ኣብ ልዕሊ ሰላም ክመጽእ ዝጽዕር ዘሎ ሰብ ብዝኮን ንኣሰና ብሰልስተ ሕቶታተይ ክፋነዎም 1 ውድባት ተቃወምቲ ዝባሃላ ኣንጻር ህግደፍ ዝሓዝኦ ኣጀንዳ ንህዝቢ ብግልጺ እንታይ እዩ፡ ነቲ ወድብ ኣውሪድካ ካልእ ውድብ ምምስራት ድዪ ህዝቢ መብርሂ ሃብዎ፡ 2፡ ስጋብ ሕጂ ኣማኒኤል እቲ ዕድሞም ኣብ ውልቃዊ ታሪኮም ምትንታን ዝነበርዎ ደርጃ ሓላፍነትን፡ሰውራዊ ቃልስን ጸርፍን ጥራይ ንሰምዕ ስለምንታይ ብከመይ ካብ ስልጣኖም ገዲፎም ምስቲ ስርዓት ዝየቃዱ ብውልቆም ተንትንዎ 3 ድሕሪ ኢስያስ ሃገር የላን ዝበሃል ኣብሃህላ ሓቅነቱ ድሕሪ ሞቱ ይበርሃልና ሞት ኣይምነየሉን እየ ሞት ዝበሃል ብደውካ ከለኻ እዪ ናይ ጅግና ድማ ሓቅነት ድሕሪ ሞቱ ይትንተን ናይ ኩሉ ወኪለ እየ፡፡ስለዚ ከምቲ ክብሮም ዳፍላ ዝበሊ ምስ ራድዮ ኢረና ንሕና ዝሕሽና፡ክንሳማማዕ ንክእል ከይሞቶ ከሎ ንዑ ምእላይ ምቅንጻል ኣይኮነን እቲ ጽገም ናይ ኣታሓሳስባ ፍልልየ ናይ ባዕላ ደምበ ተቃውምቲ ነዕቢ ዝበሎ ኣብ 2013 ከባቢ ብእዝነይ ዝሰማዕክዎ። ከማ ኣብቲ ዝገብሮ ቃለ መሕትት ንስ ኢስያስ ዝጻልኦም ግዳይ ብግሉ ብዘይ ክውልውል ብዘይ ጸርፊ ተንቲንዎ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መን እዩ ሓቀኛ ኣይፈርድን እየ ግን ካብቶም ካልኦት ዝሓሽ ሓሳብ ምስ ኣቅረበ ናይ ካልኦት ግን ምግናን እዩ እሞ ።ከም ህዝብ እምበር ከም ፒለቲከኛታት ኮይና ብሰለማዊ ክፉት ዘተ ክገብር ናብ ባይቶ ጸጥታ ይኩን ናብ ተቃውምቲ መሰላት ምስ መርሓቲ ህግደፍ ዘተ ክትገብሩ ሕቶ ኣቅርቡ ከም ሓሳብ፡ተዘይ ኮይኑ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖሎቲካ ምትንታን ናትና ግዳይ ገዲፍና ።"የኔ ኣሳውቀሽ ያንቺ ደብቀሽ" ኮይኑ ዘረባ ብዝኮነ ባኣካል ብስልኪ ክትድውለለይ ሓሳበይ ብፍለይ ዝበለ ከብራሃልክ ቅሩብ እየ ቻውወዳሓንኩም ልቦና ይሃብና ይሃብኩም፡፡
@dr.t.m591
@dr.t.m591 2 жыл бұрын
To Tigray leadership /government TDF is only solution what is tigray leaders waiting ??Albert Einstein : “Insanity is doing the same thing over and over again and expecting different results.
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 2 жыл бұрын
So true.
@dr.t.m591
@dr.t.m591 2 жыл бұрын
To Tigray leadership /government TDF is only solution what is tigray leaders waiting ??Albert Einstein : “Insanity is doing the same thing over and over again and expecting different results.
@dr.t.m591
@dr.t.m591 2 жыл бұрын
To Tigray leadership /government TDF is only solution what is tigray leaders waiting ??Albert Einstein : “Insanity is doing the same thing over and over again and expecting different results.
@seeker9272
@seeker9272 2 жыл бұрын
One of your comments maybe Should be writen in tigrina because don't ferget that so many tigrinans who don't Read English ✋️
@dr.t.m591
@dr.t.m591 2 жыл бұрын
To Tigray leadership /government TDF is only solution what is tigray leaders waiting ??Albert Einstein : “Insanity is doing the same thing over and over again and expecting different results.
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 17 МЛН
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,8 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 19 МЛН
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09
Meet the Press NOW - Aug. 29
49:50
NBC News
Рет қаралды 10 М.
Quiet Night: Deep Sleep Music with Black Screen - Fall Asleep with Ambient Music
3:05:46
EP 130 - امین سلامی پرگو | Founder of oFood «گلرنگ»
2:27:52
The Democratic Party's party | The Trump Trials: Sidebar
55:46
Washington Post
Рет қаралды 4,4 М.
Former President Donald Trump speaks in Potterville, Michigan
1:11:07
WXYZ-TV Detroit | Channel 7
Рет қаралды 5 М.
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 17 МЛН