ATV:ቃለ ምስክርነት ብዛዕባ ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ካብ መሳርሕቱን መቓልስቱን part 1

  Рет қаралды 21,327

ATV asena

ATV asena

4 жыл бұрын

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 126
@habtomhailu9045
@habtomhailu9045 4 жыл бұрын
ቢትወደድ ጅግና ኣምላክ መዋጽኦ ይፍተረልካ
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
ኣሕ ወይ ዞም ቁሩሓት ታይ እሞ ገዲፎም። እዚ ተባዕ ጅግና ነይርካ ራኢ ነይርካ ከተንግስ ሓርነትን ነጻነትን ታይ እሞ።
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 4 жыл бұрын
ጠሊምናካ ጅግና ቢትወደድ ኣብርሃ እንተ ሓወልቲ ሓቂ ግን ወሲድካያ ብሓቂ ዝግብኣካ ክቡር ሰብ ናይዛ ዓለም ብኽብርኻ ድማ ኤርትራውያን ክቡራት ኮንና ክንነብር ኢና። እቲ ቃልካ ዝበልካዮ ኮኑ "ሰብ ብሰብ ክኸብር ከሎ ኢዩ ምዓርግ ኣነ ምዓርግ ደልየ ምቾት ደልየ ኣይጓናባሕንየ" ዘልኣለም ዘይሓልፍ ቃል።
@woredeimam6966
@woredeimam6966 4 жыл бұрын
ጅግና ቢቶው ሓንቲ መዓልት እንተወጽኻ ኪልተ ብዕራይ ኪሓርደልካ እየ መብጸዓ ዩኽነኒ እቲ ኩሉ ቃላት ዝተዛረብካዮ ዶ/ር ኣቢይ ደግሚዎ ኣብ ግብሪ ደኣ ኣይወዓለን እንበር
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 4 жыл бұрын
Worede lmam ፈጣሪ ይክኣሎ እዩ ንስኻ ኸኣ መብጽዓኻ ይስመረልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 4 жыл бұрын
ቢተው ጅግና
@amantesfama6702
@amantesfama6702 4 жыл бұрын
ኩላቶም መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩን ኣብዚ ሰዓት እዚ ዘለዉ መራሕቲ ህግደፍን ብሂወት ዘለዉ ብምልኦም ተሓተቲ ኢዮም እዚ ኩሉ ሃገራዊ ኣገልጉለት ካብ ነብሰይ ጀሚራ ኣብ ስደት ምስ ወጸ ኢዩ ሰሚዕዎ ናይ ቢቶው እሞ ኣቦ ፍትሒ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልካ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
~ናይ ሎም ቃልሰይ ኤርትራዊ ፍትሒ ሲኢኑ ኣሰረይ ከይስዕብ እዪ ' ቃል ቢተው !!
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
እቲ በሊሕ ብዓል ራኢ ኣብዘይ ግዚኡ ናብዛ ተካል ዓለም ዝመጸ ቢተው ሊቅ ሊቃውንቲ ኣምላክ ብሂወት ክሕልወካ ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዪ
@ssjon3094
@ssjon3094 4 жыл бұрын
Nay bitow jgnnet meglexi yhaxreni eyu
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
ቅድሚ ህዝቢ ኤርትራ ዝበልሔ ጅግና።
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 4 жыл бұрын
ነፍሲ ወከፍና ንነብስና ንሕተታ። ጠላማት ኢና። ዋጋ ጥልመትና ንፍደያ ምህላውና ድማ ደስስ ይብለኒ፡፡ፈጣሪ ዕድመ ይለቅበሉ ቢተው ቅድሚ ግዚኡ ዝተወልደ ብብልሑ ዝርደኦ ዘይረከበ ኩቡር ኣልማዝ ሃገር'ዩ። ንሕና ድማ ብረብሓን ብእንታይ ገደሰንን ንቁኑዕ ሰብ የሕሊፍና ንህብ፡ ሕልናና ዝረታዓ ኣምሰሉ ህዝቢ ኢና።
@sahlesbhatu9794
@sahlesbhatu9794 4 жыл бұрын
ካብ ኩሉ ዘሓጉሰን ኣዚ ወርቃዊ ቃላት ናይ ቢትወደድ ተሰኒዱ ብምህላው ኢዩ ስለዝኾነ ክኣ ንብትወደድ ክንፈልጦ ክኢልና
@anbesmehari1637
@anbesmehari1637 4 жыл бұрын
ቢተው 4**** 100/100 ናይ ሕንጎል ሰብ
@eritreanhero7135
@eritreanhero7135 4 жыл бұрын
Marshall Biteweded Abraha
@tes-wy9gr
@tes-wy9gr 4 жыл бұрын
ቢተውይይይ እንታይ እሞ ጋሓላሉ ቀድመምካ
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 4 жыл бұрын
God bles You All
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 🇪🇷🌱🥀🌱🇪🇷
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 4 жыл бұрын
ዋይይይእዚ ናይቢትወደድ ክላዕል ከሎ ዕይነይ አይኮነን ዝነብዕ ልበይ እዩ ዝነብዕ ንሕና ግን ከም ህዝቢ ደንጊናዮ አለና እሞ ኩልና ክንሐብር አለና እሳ እንተገርና ጥራይ እያ ካሕስኡ
@gebrugilhe1155
@gebrugilhe1155 4 жыл бұрын
Good work brother tesfalem
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ኣዚና ነመስግን ይብል ትንታነ ኩቡር ሓው ሕድሪ ጀጋኑና።
@BhHb32
@BhHb32 4 жыл бұрын
ኣታስምካስ ከምቢተው ከቢሩ እንተተጽውዐምበር ጸላኢና ስምካ ከምናይህግደፍ ይበለል
@gebrugilhe1155
@gebrugilhe1155 4 жыл бұрын
Thank you guys
@selamweldetensae9972
@selamweldetensae9972 4 жыл бұрын
Thank you Hdri Jeganuna and TV Asena
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 жыл бұрын
KUBUR GOTENA HAWEY. MISGANA YIBTSAHKA. IZI ITIGEBRO ZELEKA HUBUB DILIET NAY ERITRAWIAN TIMNIT. THANK YOU VERY MUCH. I WILL LIVE IN YOUR WISHES OF ERITREAN. TRUST ME YOU WILL SEE YOUR VISIONS THROUGH MANY ERITREAN. CONTINUE. GOD BLESS YOU 🙏. I CAN'T THANK YOU ENOUGH.
@rasharentertaiment8151
@rasharentertaiment8151 4 жыл бұрын
Jigna bitew God Blessd you
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሕድሪ ጀጋኑና ከምኡ ክኣ ቆርጫጭን ኣማንኤልን የቐኑአልና
@AaAa-uh2rg
@AaAa-uh2rg 4 жыл бұрын
ሓቂ ብሓቂ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ብልቢ ነመስግነኩም ብፍላይ ሃይላት ወዲ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድምጽኻ ትሕትናኻ ንኹሎም ዑዱማትካ ኩስቶ ሓወይ ኩስቶ ሓፍተይ ኢልካ ንዘለካ ኣኽብሮት ሕቶታትካ ጡዑም ነቲ ዝሕተት ሰብ ደስ ኢሉዎ ንኽምልስ ባህታ ትዘርኣሉ ብኡነት ጎተና ብዘይ ቀልዓለም ዘረባኻ መግቢ እዩ ናይ ቢተው ክልዓል እንከሎ ስሚዒተይ ኣይቆጻጸርን ምኽንያቱ ህዝቢ ኤርትራ ከውጻኒ እዩ ትብል ቃል ነዛ ቃል እዚኣ ከነኽብር ኣይተዓደልናን እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሉ
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
Thank you ANBESA JIGNA BITWEDED ABRHA
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
JIGNA ANBESA 100 % Bitwede Harbegna ERITRAWI
@gashbarka813
@gashbarka813 4 жыл бұрын
ክብሪ ንኣማኒኤልን ኮርጫጭን።።
@yessamuel8810
@yessamuel8810 4 жыл бұрын
Thnkes korchach abi seb egzaebiher edmen tenan yhabka 👏👏👏❤❤
@yakiem9116
@yakiem9116 4 жыл бұрын
ቢተው ጅግና ኣብ ኤርትራ ዓቢ ሃወልቲ ክንሰርሓሉ ኢና። ቆርጫጭ ከኣ ብልቢ ኢና ነመስግነካ፡ እቶም ተሪፍኩም ዘለኹም ስነጥበባውያን ሃገርና ከኣ ኩላትኩም ቢተው በሉ።
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 жыл бұрын
እቶም ካሎኦት ከ ፡ከምቲ ናቱ ጅግንነት ዝፈጸሙ።ዝተሰዉኡ ,ዝሰንከሉ ,ታኣሲሮም ዘለዉ ጀጋኑ ኣይኮኑንን ።ተሕዙኑ ,ብኣውራጃ ( ሰራየ ) እንዳበልኩም ነዚ ህዚቢ ትግሪኛ ,ንከይ ይፋቀር ,ንከይፋቶ ,ንከይትኣማመን።ትፍሕሪዎ ዘለኩም ጉድጋዳት ባዕልኩም ክትቅበሩሉ ኢኩም ።ቆርጫጭ ግዳይ ኢዩ ።ከምኣርእትስቲ ኢንታይ ሽግር ከም ዘምጽእ ኢንተትፈልጥ ንበዩኑ ኣይምደረፈሉን ።( ብ 3ተ ሰባት ፡ስልጣን ደልዮም ዝተኣልመ ሙካኑ ኢንተዝፈልጥ ንበዩኑ ኣይምደረፈሉን ) ።ለባማት ይጽዕሩ ትግሪኛ ከፋቁሩ ።ሰረቀቲ ክኣ ይጽዕሩ ኣለዉ ,ብኣውራጃ ከሳውሩ ።ፈትኩም ጸሊእኩም ,ኣውራጃታታት ንምምሕዳር ክጥዕሞም ዝከፋፍሉዎ ኢዮም።ትግሪኛ ዓሌት ኣይኮነን ( ሓሳባት ) እዩ ።ኩሉ የንብብ ይሰምዕ ይማሃር ኣሎ፡ብቶንኮል ንትግሪኛ ( ድሕሪ ሰይጣናዊ ኢሰያስ) ዝገዝእ የለን ትሓልሙ ኢኩም ዘለኩም ።ንኤርትራ ዝገዝእ ብሕጂ ,ዕድሚኡ ( መንእሰይ ) ለባም ,ፍትሓዊ ,ስጋብ ኩሉ ዝማሃር ፡ንግዚኡ ወዲባት እዩ ዝገዝእ ።ኩሉ ምስ ተማህረ ግን ፡ኣብዛ ቅድስቲ ሜሬትና፡መዳሕንቱ ዝተቀብራ ክመሪሓ ,ክገዝእ ይክእል ኢዩ ።( ኢዚ ኣፈላላይ ዘለዎ ,ፖሎትካ፡ቢትወደድ እንተ ትሰምዖ ካብ እስርቤት ኣይወጽእን ኢየ ምበለ ) ።ምክንያቱ ጅግና ኢዩ ።ኢቲ ሓቀኛ ትግሪኛ ይስጉም ኢዩ ዘሎ ።ንስኩም ግን ትግሪኛ ናይ ቀደም እኩም ተንቡቡ ትሪኢዩን ዘለኩም ።ብተወደድ ትሩጉም ስልጣን ይፈልጦ ኢዩ ።ኣቶም 3ተ መራሕቲ ኣውራጃ ሰራየ ግን ትርጉም ስላጣን ኣይፈልጥዎን ኢዩም ።ጥራይ ሕልሞም ንህዝቢ ኤርትራ ከመይ ትመሪሖ እዩ ።እቶም ግዳያት ትኮኑ ዘለኩም ፡ሓንጎልኩን + ልብኩሙን ኣስርሕዎ ።ኦሮሞ ከማን ,ሳላ ኣውሮጵ ተማህሮም ,ክንደይ ,ለባማትን ፍትሓውያንን በቆሎም።ነቶም ክርስትያን ኦሮሞ ።ኢቲ ብኣምሓሪኛ ዝነበረ መጽሓፍ ቁዱስ ( ብኦሮሞ ተሪጉሞም) ነቲ ቁሩዓን ክኣ ብኣምሓሪኝ ተርግሞሙሎም ቢዚ ዝገብሩ ዘለዉ ክኣ ፡መሰረታዊ ፍታሕ ንምርካብ ኢሎም ኢዮም ።ናትኩም ግን ,ንስልጣን ኢንተ ዘይኮዩኑ ።ደም ትግሪኛ ክትሰትዩ ፡ስጋ ትግሪኛ ክትበልዑ ዝጽግመኩም ነገር የለን ።
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 жыл бұрын
ክንደይ ሕወልቲ ኢካ ክትሰሪሕ ፡ኩሉ ትግሪኛ ጅግና ኢዩ ።ኩሉ ትግሪኛ ተባዕ ኢዩ ።( ብጀካ ሰይጣናዊ ኢሰያስን 6ተ ስዓብቱን)፡። ፡። ፡።
@yakiem9116
@yakiem9116 4 жыл бұрын
@@mengiogba8584 ኤርትራ ን ኤርትራውያን ኢያ ትምልከት: እዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ብኣውራጃ ድዛረቡ ከምዚ ከማኻ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ኢዩ ብኸመይ ክትብል ትኽእል ኢኻ ቅድሚ ሕጂ ዝጸሓፍካዮ ኮመንት ኣንቢበ ኢየ ንስኻ ከምዚ ዝመስለኒ ትግራዋይ ኢኻ? እንተ ደኣ ትግርዋይ ኮይንካ ኣብዚ ኣይምልከተካን ኢዩ ኤርትራዊ እንተኮይንካ ንቅድም ብኤርትራውነትካ እመን እሞ ብድሕሪኡ ተዛረብ ok
@grmaybrhane5031
@grmaybrhane5031 4 жыл бұрын
😭😭😭 ብጀካ ምሕዛን እንታይ ኣሎ መግለጺ ሸኪዒና ዘይተደለየ ኩናት : ስደት: ጽልኢ ሚሕር ተንኮል ተገዚምና ወዲ ተንቤን ተዓዊቱ።
@yonasdawit7592
@yonasdawit7592 4 жыл бұрын
We love you tesfa alem .ajoka tesfa Eritrawyan.
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 4 жыл бұрын
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
about Bitoweded Abrha to remembered God bless you because everyone forgetting him the Eritrean people
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
ISEIAS SEYTAN Wedi Medihin Berad Wedi Tembien Coronavirus 1991 / 2020
@temesgenamlakey1322
@temesgenamlakey1322 4 жыл бұрын
Tesfalem korchach bravo edmen tenan yehabka kexlo
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 жыл бұрын
Solomon Yohannes, speak the contents of Biteweded documents as possible as you can. Thanks.
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 4 жыл бұрын
👍
@dkmedia8577
@dkmedia8577 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝነካ መስኪን ህዝቢ ጠሊምዎ
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 жыл бұрын
Please, Solomon Yohannes, speak the contents of Biteweded documents as possible as you can. Thanks
@sunshinetv3491
@sunshinetv3491 4 жыл бұрын
ጂግና ቢቶው አምላኽ ምሳኻ ይኹን
@melikiasgebrehiwet2421
@melikiasgebrehiwet2421 4 жыл бұрын
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረ
@rozalinsaeedi6740
@rozalinsaeedi6740 4 жыл бұрын
ቢቶው ኣንበሳ መአንt ህዝቢ ክትብል አድሜካ ወዲካዮ ዝግርም አዩ መዛኑካ ክኣ ህዝቢ የጥፍኡ ኣየ ህግደፍ ቀሪባ አያ ምአልቱኩም
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 4 жыл бұрын
I Wish that We have ten poepl like bitweded
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝበለትኒ ዘረባ ናይ ሰሎሚን ዮውሃንስ ኢዞም ናይ ሎሚ ዘለዉ ሓለፍት ኣግማል ኢዮም ግመል ዉሕጅ ኢንዳመጸ ቲም ኢሉ ስለዝጽበዮ ።
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 4 жыл бұрын
Sne Tbebawi zbehal ms hluw kunetatn Hzbn znkesakes eiu mo Thank you so much
@milliokbazghi7790
@milliokbazghi7790 4 жыл бұрын
Egzabhar Amlaki ntebae, wufyi, hakena, halayi hizbi harbena Abona Bitewededi ,nay Jeganu jgna eka nzelaelem hizbi Eritrea abi libun Abi makeli Asmera kea Hawelti tarikan kisrah eyu N 28 amet abi esri beati abi Alem kemzi tarik yelen kisbi hj TELAMATI KEDEATI BINEBSOMI ZEYTEAMAMENU GN NEZI FERDEMKA HIZBI ERITREA HJ FELTIWO TARKA ABI ALEM GN KEMAKA JIGNA NEVER YELEN😍😍😍 I LOVE YOU JINA BITWEDEDI FOREVER😍😍😍
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
Bitow is very very hero a man God bless him what about the eritrean from 1970 was Isayas Afewki top military General till 1991 from till now the eritrean government president by himself and the young eritrean migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea to go to Europe everywhere in the refugees
@tesfuberhe438
@tesfuberhe438 4 жыл бұрын
Bhaki 👍👍👍👍👍👍👍Bitewi
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 4 жыл бұрын
Why we are asking other people how he was I'm sick tired didn't solve the problem for our versioner we New they are hero shame on us no one free them no one care about them no one care what's happening to them we don't want story about them we want free them that's they need from us =
@satelliteview4991
@satelliteview4991 4 жыл бұрын
Assena Tv b kalat nay Bitow ktgimru nerukum
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 жыл бұрын
ኣብክንዲ ጽቡቅ ኢዱ ሕማቅ ዝተፈደ ጅግና ቢተው መዋጽእቲ ይፍጠረልካ!ካብ እግዚኣብሄር!ካብሰብስ ተጠሊምካ ኢካ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 4 жыл бұрын
ቢተወደድ ኣብራሃ. ጅግና ናይ ጀጋኑ. ንኽንደይ ምሕረት ሂብካ ኢዩ ጅግንነት. ንኽንደይ ቀቲልካ ኣይኮነን. ወናኒ ጅግንነት ኣይነብርን ኢዩ. እቲ ዝውንኖ ታሪኽ ኢዩ ዝነብር. ሕማቅ መሰታ ዳሕረዎት ይነብር ኢዩ. ግን ነባሪ ናይ ጅግንነት ታሪኽ የብሉን. ናይ ጀጋኑ ጅግንነት እናሰረቀ ጅግና ክመስል ከይሓፈረ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ተገቲሩ ጠጠው ናይ ሓሶት መደረ ዝህብ ሰነፍ ኣሰር ናይ ጅግንነት ዘይብሉ ሕማቅ መስተማሰሊ ፍጥረት ኮይኑ ብዘይ ሕንከት : ኣይጠፋኣናን ኣይከሰርናን ዝብል ጠላም ሰብ ኢዩ. ክወግሕ ኢዩ. ከመይ ዘይወግሕ? ክሓልፍ ኢዩ. ከመይ ዘይሓልፍ?
@teklithabte806
@teklithabte806 4 жыл бұрын
Ah eway hmaq zanta
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 4 жыл бұрын
"ሽኮር ባኒ ቆጽሊ ቀጠፍ ይደሊ ኔሩ" ምስ ሰማዕኹስ ነቢዒ ከም ሕሱም 😭😭😭 ብፍላይ "ሰብ ምስ መጹ ንዝመጹ ህዝቡ ክርኢ እንዳ ነጠረ ቁሊሕ ይብል ኔሩ" ኣሕ
@abrahamasmelash9239
@abrahamasmelash9239 4 жыл бұрын
Yekeniyelna Getami Amanuel and Tesfalem Arafaine(Chorchach). Tseba astikumuna tseba seteyu.
@elsakidane2201
@elsakidane2201 4 жыл бұрын
Bitew hero tarika ab sdet felitnayo naka atifia do dekiska yhder
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 4 жыл бұрын
ጠሊሞም አንተከነ ግን ናኣቶም ወን ኣርኪብሎም ኢሰያስ ባለገ መትከል ዘይቡሉ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ጠሊሞም ኣይኮኑን ይሓቱሉ ኔሮም እዮም ግን ኮሚተ ኣላ ዝወጸት ዳበለ ይዓጽዎም ኔሩ ' ካልእ ቅዋም ክትግበር እዮም ዝሰርሑ ኔሮም ድሕሪኡ ኩሉ ክፍታሕ እዪ ዝብል ርድኢት ኔርዎም
@natnael75
@natnael75 4 жыл бұрын
*እቲ ዝገርመኩም ቢተወደድ ካብ እስርቤት ተዝሃድም እቶም ዓሌቱ ቀዳሞት ከይተለክመና ካባና ርሓቕ ምበልዎ እቲ ጸገምና እዚዩ ነቲ ናትና ካብቲ ዓማጺ መንግስቲ ክንከላኸለሉ ኣይንኽእልን እቲ ሓድነት ኣብዚዩ ክጅምር ዘለዎ ኣሕሊፍካ ንዉሉድካ ዘይምሃብ*፥፥
@hadishketema1545
@hadishketema1545 4 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ቃልሰይ ኤርትራዊ ዜጋ ፍትሒ ጎዲልዎ ኣሰረይ ናብ ማሕዩር ከይስዕብ፡ ቃላት ጂግና ቢትወደድ ኣብራሃ
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 4 жыл бұрын
Kebre Yehabkum Ahiwat Tesifalem qortaten Amanalen Ahiwatay belebe yamasiginakum Ajokum Ajona
@haregottesfazgi2036
@haregottesfazgi2036 4 жыл бұрын
ንህዝቢክብል ዋጋ ዝኸፈለ ጅግናቢትወደድ ግን ብህዝቢ ጻማ ዘይረኸበጅግና::
@alikdavid285
@alikdavid285 4 жыл бұрын
Qurchach jigna
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
Minimum if you need changing Isayas Afewki Tigrai or Sudan with Bright future Mahari interviewed Tigrai tv do some things
@smnag.5861
@smnag.5861 4 жыл бұрын
Btew, I came to know this guy recently in exile. The government has never said anything to us. I guess they don't want this guy to be known or remembered by people, but the truth is coming out....
@orthodoxmezmur5761
@orthodoxmezmur5761 4 жыл бұрын
Ykreta hawey mejemerya nezi medeb ezi mgbarka yemesgneka bmktsal zblo entehaliyu aboy keshi zbluwo bzaeba Bitewoded mearemta aloni kanshelo Bitewoded nbeynu aykonen nay Bitewoded kamera 2 eya kamera 3dma nay aboy sinabora nera bdhrieu dma nay hade yemenawi nera maletey eta kanshelo bebtera ywetsula ember eta kashelo naybeynu aykonetn kab murukatn eusuratn neber yekenyeley
@abrahamasmelash9239
@abrahamasmelash9239 4 жыл бұрын
Ahhhh Sirieat higidef idikun aytisianu!! "Biteweded do kemzi mirekebe" Zizie kidiziwesede yiwised Biteweded ziaguada hawi aykititefien ya. Hanti tigermeni neger tehaliyka gin, beal biteweded kemzi aynet mesati edakefelu. Higidefawiyan Eritreawin hagerommikihadom yu.
@hanasegeneyti4437
@hanasegeneyti4437 4 жыл бұрын
G15 keman tehateti eyu abzi
@abrahaleyasefaw427
@abrahaleyasefaw427 4 жыл бұрын
Ahhhhh General Bitew telimnaka
@shewittekie6210
@shewittekie6210 4 жыл бұрын
Ahhhhhh eway edlna kkefe entay zbele mergem eu zelena atum sebat.
@zaretesfameskel7640
@zaretesfameskel7640 4 жыл бұрын
ኣህ ህዝቢ ኤሪትራ ክሳብ ህጂ ይርድo የለን ብተውደድ ኣብርሃ ካላትካ ውስተይ ይጎዳኒ
@user-nc2if2qz9j
@user-nc2if2qz9j 4 жыл бұрын
2014 ትብል ኣለካ 2004 በል
@harmonabrihe4909
@harmonabrihe4909 4 жыл бұрын
korcac anbesa ketlo,
@efremefremi8251
@efremefremi8251 4 жыл бұрын
ab zelkayo amlak mesaka yekuen kebure jegna ika emo hade mehalti wexikase tetrie
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
Isayas Afewki for the young eritrean people taken by force to sawa military forces with out any constitution and parliament in eritrean president 29 years
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 жыл бұрын
Mawxete yfxarlu ebar msknay hzbis xalmwyu
@karlekenkarleken1574
@karlekenkarleken1574 4 жыл бұрын
qorchah hasawi dedhri hgdef tgoyy nerka hji kemzi hasibe neyre wala gele lekbat
@isyasasfaha5464
@isyasasfaha5464 4 жыл бұрын
ቢተው ዘይ ሃስስ ታሪኽ ሰሪሑ እዩ
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 4 жыл бұрын
aye Leona btew aby sab hedru zaytelm
@SaSa-ii9np
@SaSa-ii9np 4 жыл бұрын
ክቡር ሐው አነውን አብታ ሸላ ናይ ቢተው ጎሬቤታ ነይረ ግን ንድሕነቱ ክብል አብ ላይፍ ክዛረብ አይክእን ወደሐንኩም።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ኖርማል እዪ ዝገብርዎ የብሎምን ካብ ዘለዎ ዶ ከይከፍእ ከለካ ምስክርነትካ ኣቅርብ
@samuelkidane9266
@samuelkidane9266 4 жыл бұрын
bateweded jagna
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 4 жыл бұрын
Btweded ane nskkum kulu hzbi Eritrea EU kihdwooooo. Kemti nsu zbelo ane teteaserku hzbi Eritrea ab adarash khateley EU zbelo zhatetelu yelen.
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Hilmeyin gibrawe xaereyin;timnit bitewin:sibenetun werise arma natey gere,hizbey:hagerey nikbil win abnet bikue jigna bimrkabey temesgen fetari!aserey aser bitew'bitew nikdmet::
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
Isayas Afewki have idea again with Dr Aby Ahmed what we do now minimum only talking nothing with out any action Isayas Afewki we couldn't changing
@teweldetekle4780
@teweldetekle4780 4 жыл бұрын
Tesfaealem qorchach jigna sebeay nay bitwede ehugiskana eka emo hade hade sebat jiganu zteresueu alewu emo neeom keea hade meealti zekrom
@harmonabrihe4909
@harmonabrihe4909 4 жыл бұрын
generalat telimomo ezom telamat,
@kebarikebar792
@kebarikebar792 4 жыл бұрын
Ajoka korchach digemena
@tekieteame114
@tekieteame114 4 жыл бұрын
atumsebat hji zdle zelo eti nsuztelemon teasirulu zelon mtgbar ember bitweded men mkuanu zeyfelt eritrawi zelo aymeslenn entealu qola thti eadme weykea ntariku ahsisu khalf zmerexe naymennet qlwlaw zelewo mkuanu flut slezkone reseawo
@wedimereb1166
@wedimereb1166 4 жыл бұрын
Bkemey newxo nhseb enber skilka mhwtat gdefwo
@mehretabeyasu1674
@mehretabeyasu1674 4 жыл бұрын
Soldier bitweded is only one man in Eritrea and he is gamily hhhhhh
@kinenahabena1172
@kinenahabena1172 4 жыл бұрын
kbur zekbere nbaelu iyu zkebir.
@jafferaffondasistmeineli8179
@jafferaffondasistmeineli8179 4 жыл бұрын
Biteweded nebari awaxo tana yfterelka
@berhanetewelde2324
@berhanetewelde2324 4 жыл бұрын
ዋልታ ህዝቢ ዝኮነ ንመረቱ ብርሃን ክህብ ንነብሱ ብርሃን ጸሃይ ዘሃረሞቅዲሚ ሰቡ ዝበልሀ እንታይ እሞ ሰብ ስኢኑ ካላ ፈታዊት ነብሳ ኮይና
@abi2677
@abi2677 4 жыл бұрын
ቢቶው ሓወይ እንታይሞ ህዝቢ ጠርጢ ፈራህ ፈታዊ ነብሱ ኮይኑ ።
@RA-io4kl
@RA-io4kl 4 жыл бұрын
Tegirawa entay bzaaba etitrea tesfaalem
@wedimereb1166
@wedimereb1166 4 жыл бұрын
Hanti gin bzabu mzrab zey kone zedliyo ni bitew kabta zelewa entewxinayo eu ab thti mdri enda nebere ab fb entay kabselna eu
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 4 жыл бұрын
Ms mintay enamo knqoxro ezi hji bzaba Bitew deģsgimkum tmxwo zelkum ane mechem kem Bissnes ember tarik nay Bitew mglax iyblon iye mknyatu Nususi Tarikun hknetun Ab makel adu eu balu gelixwo gen Nhna hzbi Erittea telimnayo wuxietu ka Sdetn tifatn kona alena
@abrhaleyghebregziabiher394
@abrhaleyghebregziabiher394 4 жыл бұрын
kubur betweded abrha jgna eyu tarikum baelu eyu zzareb slezi kihgos wey kikesin ente koynu abzhalewe halyu kisen enda belna neta hanti gualu nhagza bzuh aynzareb mislu ab uganda ala oke!!!!!!!!
@harmonabrihe4909
@harmonabrihe4909 4 жыл бұрын
denakur generalat nissaya ayay enda bolu dsegdu,
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 24 МЛН
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 9 МЛН
路飞这是生了个啥? #海贼王 #路飞 #funny
0:47
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 10 МЛН
Ахахах 👅
0:44
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 1,5 МЛН
Когда Нашёл Нового Друга в Диснейленде ❤️
0:18
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 8 МЛН
😁💸 @karina-kola
0:16
Andrey Grechka
Рет қаралды 3,1 МЛН
Ужасное свидание🤯 #стальноймужик #жиза #еда
0:50
SteelMan XXL | Стальной мужик
Рет қаралды 1,4 МЛН