ATV:ዝርርብ ምስ ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት - ህሉው ኩነታት ዞባና ብዝያዳ ኣተኩሮ ኤርትራን ኢትዮጵያን - 2ይ ክፋል ኣዳላዊት ኤደን እያሱ.

  Рет қаралды 34,305

ATV asena

ATV asena

3 жыл бұрын

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 306
@dejentesfay6477
@dejentesfay6477 3 жыл бұрын
ብጥምየት መይቱ ክብሉኻን ጮማ ስኢኑ መይቱ ክብሉኻን በበይኑ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ፍትሒ መሰል ናጽነት ዘይኮነ ኒኢኑ: ንቡር ኢዩ ስኢኑ: ናብራ ክነብር ከምታ ዓቅሙ ክነብር ከሊኦሞ። ቡሉጽ ኣቦ ኣቶ ዮሴፍ ማራ ኢየ ዘድንቀካ ኤርትራውነት መንነት ብጣዕሚ ኢኻ ትገልጾ ❤🥀🤛❤🥀🤛❤❤
@meharihagos5967
@meharihagos5967 3 жыл бұрын
ኣሰና ምስ ኩሉ ጉድለታ እታ እንኮ ድምጺ ውጹዓት ያ ብፍላይ ኣብዚ ወርሒ ፍልይ ዝበለ ምዕባለ ተርኢ ኣላ ንበዓል በየነ (ውፉይ ) ዓድማ ሎሚ ድማ ንዮስየፍ ብጣዕሚ ዝነኣድ ለውጢ ዩ ቀጽልዎ ድማ
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 3 жыл бұрын
Xbuq tzebti eyu bro
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 3 жыл бұрын
ህግደፍ ብጣአሚ እት ዛሐመቀ ድርባያ ፍንፉን መንግስቲ እዩ፡፡
@davidmehari3631
@davidmehari3631 3 жыл бұрын
No one can make a mistake if any poletician or leader follow the teaching of Mr. Yosef.Becouse Mr. Yosefs teaching is based on truth,ethics , love ,history and reality.
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 3 жыл бұрын
We proud you our brther❤🙏🙏🙏
@akkiro3986
@akkiro3986 3 жыл бұрын
ኣሰና፡ድምፅና፡ድምፅ፡ሓቀኛታት።
@user-ov5gf3nz5m
@user-ov5gf3nz5m 3 жыл бұрын
ካብ 10 መጻሕፍቲ ምንባብ ናይ ፍላስፋ 1 ቪድዮ ምስማዕ ይበልጽ... 👏thanks ቀጻሊ ኣቅርቡልና 👏👏👏👍❤🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 жыл бұрын
አሕዋትና ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን እግዛቢሄር የስምዓና ይስማዕኹም ፀላእቲ ሰላመምን ጨቆንቲ ሕዝቢ የጥፍኣዮም አሰና በርትዑ
@user-tb2il9gp5p
@user-tb2il9gp5p 3 жыл бұрын
ኣሜን ክብርቲ/ክቡር ሰብ😍
@fesamitlibab9032
@fesamitlibab9032 3 жыл бұрын
TV
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 3 жыл бұрын
መምህርን ፍላስፋን ሂወት ዮሴፍ ገብርሂወት እንቋዕ ናትና ኮንካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@addistedla
@addistedla 3 жыл бұрын
Ato Yoseph Gebrehiwot you are almost there to place you feet in the land you love the most, Eritrea! Isayas the dictator’s days are numbered!
@abraham407
@abraham407 3 жыл бұрын
ፋስ(gereb) ብሓኽላ ኮይኑና ኣሎ ዮሴፍ ሓውና፣ ደብረዳሞ ብኸቢድ ብረት ዝደፍር ዳኣ ምጽኦታት እንድዩ ። ደብረ ቢዘንውን ከምኡ ቀደም ተደፊራ እንድያ እንተኾነስ ንትግራይ ከረኻኽቡላ ምኽኣሎም ካልኣይ ጓሂ ፈጢሩልና
@user-ci3so7gf4u
@user-ci3so7gf4u 3 жыл бұрын
ዮሴፍ ሓውና ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ፡ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተለካ እሞ በቲ ትህቦ ትንታነ ድማ ኣዝየ ኢየ ዝድነቕ። መመሊስካ ሰስነልና፡ መናእሰያትና ድማ ካባኻ ክማሃሩ እላቦ። ምሉእ ዓወትን ሰላምን ንትግራይን ኤርትራን ይምነ። ምስ ጎረቤትናን ሓውናን ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ድማ ሓቢርና ብሰላም ክንነብር ድሌተይን ናይ ወትሩ ጸሎተይን ኢዩ። ሓይልና ኣብ ሕብረት፡ ሰላምን ፍቕርን ኢዩ።
@berhefetzumbrhan6437
@berhefetzumbrhan6437 3 жыл бұрын
👌👍
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
IS A FOOL OR EVIL? BOTH!
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 жыл бұрын
Welcome ASSENA TV
@hitmomedia9801
@hitmomedia9801 3 жыл бұрын
ኣሰና ብስራት ህዝቢ ኤርትራ ኣሰና ደብስ ህዝቢ ኤርትራ ኣሰና ቃልሲ ኣቦታትና ካብ ናይ ጥንቲ ክሳብ ምሕግሓግ ኣምሓራው መግዛእቲ ጎቦጣ መንነትና ርስትና ታርኽና ባሕርና ዝከፈለወ ዋጋ ትንሳኤ ኢኹም ኣጀኩም ።
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
ONLY FOR FOOLS OR EVIL? FOR BOTH!
@tesfaysamara326
@tesfaysamara326 3 жыл бұрын
Well.come.yosief.
@user-ju2nc4nd1r
@user-ju2nc4nd1r 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ልኣላውነት ኤርትራ ዋላ ሐዚ እዉን ህዝቢ ትግራይ እዩ ዘኽብሮ ዘሎ ልኣብነት ኣብ TMH ዝገበሮ ቃለ መሕተት ናይ ጅግና ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ::
@davidmehari3631
@davidmehari3631 3 жыл бұрын
One can learn not only poletics from Mr. Yosef but also the language he speaks itself .
@tesfaysamara326
@tesfaysamara326 3 жыл бұрын
Zegerm.areminnet.eyu.nay.hgdefn.seabtomn!!!
@kibromkahsay5403
@kibromkahsay5403 3 жыл бұрын
I really proud of you Yoseaf and thank you ASENA for your interesting interview.
@michealwolday8882
@michealwolday8882 3 жыл бұрын
ፍላስፋ ዮስዮፍ ኩሉ ሰብ ይሃርፈካዩ መብርሂ ኣብሰሙን ሓደ ግዜ እንተትቕልቀልና ክንደይ ህዝቢ ምነቕሐ ካባኻ ንማሃሮ ውን ብዙሕዮ።
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
ONLY FOOLS OR EVIL? FOR BOTH!
@user-rl4bj2di4g
@user-rl4bj2di4g 3 жыл бұрын
welcome ዮሴፍ ገብረሂወት ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለ እትህበና ሃናፂ ሓሳባትካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ እግዚአብሄር ኣሰና ከዓ ኣጆኩም በርትዑ
@user-gf6zb2pp5p
@user-gf6zb2pp5p 3 жыл бұрын
Asena TV 📺+ Good job 💯 ❣️🇪🇷❣️💊
@ghebreluulhailom1780
@ghebreluulhailom1780 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ዮሴፍን ኤልሳን !! ኣዝዩ ኣገዳሲ ዛዕባ !! ንኤርትራዊ ድማ ሰማዒ እዝኒ: መስተውዓሊ ኣእምሮን ፍትሓዊ ልብን ይዓድሎ !!!!!
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 3 жыл бұрын
ደገፍቲ ሕዝቢ ትግራይ መሲልኩም አብ ክወጾ ዘይክእል ማዓሙቅ ክተእትዉዎ ደኣ’ምበር ካባኹም ንላዕሊ ጸላኢ የብሉን ሕዝቢ ትግራይን፣ ኤርትራን ሰላም እዩ ዝደሊ ንሰላም ስርሑ በጃኹም
@Azmarinos
@Azmarinos 3 жыл бұрын
ንፍዕቲ ጋዜጠኛ፡ ኤደን እያሱ።
@okubaydanyo2670
@okubaydanyo2670 3 жыл бұрын
ኣሰና ጽቡቅ ስራሕ
@andomangosom9843
@andomangosom9843 3 жыл бұрын
ፍላስፋ ዮሴፍ ገብርሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Good job ATV
@user-hh9ej3ms5l
@user-hh9ej3ms5l 3 жыл бұрын
ፌክ ፍለሰፋዶ
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 3 жыл бұрын
@@user-hh9ej3ms5l eska dika hibkayo xeru zemxo eko eyu
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
GOOD ONLY FOR FOOLS OR EVIL? FOR BOTH!
@tdyyerday4331
@tdyyerday4331 3 жыл бұрын
Good interview thank you Yosef Keep do the goof thing 👍👍
@kestedebenadekebat4062
@kestedebenadekebat4062 3 жыл бұрын
North korea ንህዝባ ዲሞክራሲ እምበር ንቡር'ሲ ኣይከልአትን። ኣብ NK ዜጋታት ኣብ ገዝኦም ይነብሩ፡ ነፍሲ- ወከፍ ሰብ መንበሪ ቤት ኣለዎ፡ ንደቆም ብሉጽ ትምህርቲ ይህቡ፡ ወዘተ።
@davidmehari3631
@davidmehari3631 3 жыл бұрын
One can learn from Mr. Yosef not only politics and history but also love and passion for your country .
@danielgebremariam3479
@danielgebremariam3479 3 жыл бұрын
I love Yosef G/ Hiwot . I am tigrwaye. I want thank you so much for behalf of Tigray people .
@gebreted2612
@gebreted2612 3 жыл бұрын
ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብሰራዊት ኤርትራ እዩ ዝመጽእ ኢልና ስለ እንኣምን ብወያኔ ክድምሰሱ ኣይንደልን ኢና
@abielhabte4425
@abielhabte4425 3 жыл бұрын
The only scholar, who can think clearly.
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 3 жыл бұрын
Unfortunately some Eritrean don't understand this brilant individual and/or they don't accept facts.
@medipaulio1905
@medipaulio1905 3 жыл бұрын
As usual YG is the mpst briliany erotrean thinkers. Thanx assena fot inviting አያና ዮስፍ i always find him enlighning ideas. We appritiate the hard working of yosief s work for his devotion for giving the youth the prespectove it needs. Thanx assena again. We love you YG
@hailegergis7994
@hailegergis7994 3 жыл бұрын
ደርጋውያን ን/ህግደፋውያን ን/ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ግልባጥ እየን እም ሓራ ውያን / ኤርትርውያን / ማለት እውን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ግልባጥ እዩ ውጮ እንተገልበጥካዮ ውጮ ስለ ዝዀነ ህዝበይ ርእስኻ እስራሓዮ ካብቲ ኤርትራዊ ዝብል ሸንኮለል ውጺእኻ ትኽክለኛ ትግርዋይነትካ ክተውህስ ተቓለስ። ትግራይ ትስእር ኢልካ ዘምር
@davenelson8962
@davenelson8962 3 жыл бұрын
#ውዑጊን እንታይ ምስ ኤርትራዊ ዘራኽብ አለዎ ።
@mikekidane2907
@mikekidane2907 3 жыл бұрын
Wow you are the only one who knows well Eritrea and Eritrean administration thx 🙏
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 3 жыл бұрын
ሎሚ ዮሴፍ ብጣዕሚ አደኒቀካ I proud yoy Good explain
@danielteklit7705
@danielteklit7705 3 жыл бұрын
Brilliant❤🌺🌹
@user-wb8bf9cv1x
@user-wb8bf9cv1x 3 жыл бұрын
17:24 . Point
@thaile100
@thaile100 3 жыл бұрын
It's the Tigray people who preserved my Culture, History and Traditions. If Tigray gets its Independence and they allowed my request to be a Tigray Citizen I won't hesitate to swap my Eritrean citizenship to that of Independent Tigray. Eritrean side of Tigrigna speakers have Self-hate! And I'm determined not allow to creep into me this absurd idea of Self-Hate.
@danielgebremariam3479
@danielgebremariam3479 3 жыл бұрын
I agree I fight for no one no body above law in Tigray .
@deannamarie9953
@deannamarie9953 3 жыл бұрын
Good job Go work 💪💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🙏
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 3 жыл бұрын
Very, very true Yosief!!! Eritrea can be freed only with the help of TDF!!! Long live TDF and the TIGRAI PEOPLE!!!
@dawitt2394
@dawitt2394 3 жыл бұрын
Well done Mr. Joseph
@tekestedawit6910
@tekestedawit6910 3 жыл бұрын
Thanks Ato yosef Thanks ASENA TV.🙏❤️🇪🇷
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 3 жыл бұрын
በዓል ዮሰፍ ገብርሂወት ሰማዒ ዝሰኣኑ ፍላስፋታት ኤርትራ ኤርትራ ኢዪም ።
@sebilagirmay4704
@sebilagirmay4704 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@abrahamkahsay588
@abrahamkahsay588 3 жыл бұрын
wow this is a full semester course. Thank you, philosopher Yoseph a brilliant scholar.
@ggmm2340
@ggmm2340 3 жыл бұрын
It depends on where you went to school to. I’m assuming you went to not so......
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 3 жыл бұрын
ኤርትራዊነት ንምስራሕ ተባሂሉ ትግራዋይነት ብደቡብ ጀሚሩ ብባሓደ ንኽጠፍእ ምእንቲ_ተባሂሉ ብደምቢ ተሓሲቡሉ ትግራዋይ ብትግራዋይ ክጠፍእ ብሰራዊት ኤርትራ ህዝበይ ክሕረድን ብጥምየት ክሃልቕን_ ተፈሪዱወቀ ይርከብ። እዚ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘተሓሕዞ ድማ ሰሜን ትግራዋይ እዉን ፅባሕ ክጠፍእ ትግራዋይ ብትግራዋይ ሙዃኑ ዝስራሕ_ዘሎን ክስረሓሉ ዝመፀን ኮነይ ተባሂሉ ኤርትራዊ መንነት ንምስራሕ ዝሃቀነ ዕላማ እዩ። #ኤርትራዊነት_ንክስራሕ_እንተኾይኑ ናይ_ግድን "ተጋሩ" ክጠፍኡ ስለዘለዎም እዩ። ቅድሚ ሕጂ እቲ ህዝቢ ከይራኸብ ሰላም ከይገብር ማዕረ ክንደይ ኣይሓዉካን ቀታሊኻ እምበር እናተብሃለ ዝፀንሓሉ ብምኽንያት እዩ። ነዚ ክስረሓሉ ዝፀንሐ ናይ ነብሰ ምትሓት ስሚዒት ብዝለዎ መንነት ኤርትራዊነት ከይፈርስ ተባሂሉ ናይ ግድን ክልቲኡ ትግራዋይ ንንባዕሉ ተቓቲሉ ክዳኸም ኣለዎ.ኢሉ ዝኣምን ሓይሊ ሙዃኑ እዩ. .እዚ ንምግባር ድማ ከሳብ ሎሚ ዝድግፍዎ ኣካላትን ካብ "ዓረብን" ከሳብ "ሽዋ" ብድሕሪት ኮይኖም ዝዝዉሩዎ ሙዃኖም ከም ተጋሩ ንፈልጦምን ፀኒሕና ኢና ። ሕቶይ ሕጂ እዉን ሕቶ ህልዉና እቲ ትግራዋይ ዝባሃል ህዝቢ እዩ #ብመንነተይ_ዝጥቃዕ_ዘለኹ_እምበር _እቲ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ኣንፃር ነብሱ ኣሻሓት ዘዝወለዶም ደቁ ኣዕጢቑ ንናይ ባዕሉ ጥፍኣት ብዘይም ምንም ዕላማ ዉሉድ ወለዶኡ እናሃበ ተፈጥሮኡ ዝለምስ ዝባድም ዘሎ ሰሜን ትግራዋይ ዘይርደኦ ዘሎ ሙዃኑ ድማ እቲ ዝገደደ ይገብሮ። ትግራዋይ ብትግራዋይ ተቓቲሉ ከምዘይተፈጥረ ንምግባር ዓሊሙ ብግብሪ ኣብ መሬት ብዘስካሕክሕ መቕዘፍቲ ኣብ ልዕሊ ኑፁህ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ናይ ዘርኢ ምፅናት "ጆኖሳይድ" ዘካየደ ወንጀለኛ ሰራዊት እንትኾን "#መንነት_ሰራዊት_ኤርትራ ብግልፂ እንታይ ሙዃኑ ኣብቲ ጨፍጫፍ ኑፁሃት ህዝቢ ትግራይ ዘርኣዮ ጭካነ ዝመልኦ ባህላዊ መግለፂኡ ሙዃኑ ብዕሊ ኣነፂሩዎ እዩ። #መንነት_ሰራዊት_ኤርትራ_እኮ "ኤርትራዊ" መንነት እዩ። 👉ኣንፃር ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ካብ ሙዃን ዝብገስ ዕላማ ዘለዎ ትግራዋይ ዝባሃል ሰብ ብምቕታል ጥራሕ ቀፃሊ ክፈጥሮ ንዝሓስቦ ኤርትራዊነት ዝባሃል መንነት ባይታ ዘመቻቹ ዘሎ ሓይሊ እዩ። እዚ ባህሊን ልምድን እዚ ዝተዓጥቀ መንነትን ሰራዊት ኤርትራ ኮይኑ .. 👉መበገሲኡ ካብ ዝተሃነፀሉ ኣተሓሳስባ ንዓኡ ከም ለባም ኣተሓሳስባ ዝተቐበለ ፣ ፖሎቲካዊ ስርዓቱ ብኸሙኡ ክኸዉን 60 ዓመት ዝተሰርሓሉ ናይ ስርዓተ ስርዓተ ክብርታቱ፣ስርዓተ ኣነባብራኡ ብኸሙኡ ባህላዊ ዝገበረ ፣ ጅግንነቱ ትግራዋይ ብምፅላእ ብምቕታል ክግለፅ ዝፈቐደ ፣ ንቕሓተ ሕልናኡ ፣ሃይማኖታዊ ስብከቱ፣ ስነጥበባዊ ዜማኡ፣ ቅኔኡ እዚ ኩሉ ንቲ ኤርትራዊነት መንነት ንምስራሕ ክብል ኣብ መሬት እናፈፀሞ ዝመፀ ኤርትራዊ ተግባራት ኮይኖም ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ጉቡኡ እዩ ፈፂሙ ። _ እዚ ዘስካሕክሕ ፍፃመታት ብዓይኒ መንነት ትግራዋይነት ኮነ ኣብ ባህሊን ክብርታትን ትግራይን ከሙኡ እዉን ብዓይኒ መላእ ህዝቢታት ዓለም ግን ድማ ክረአ ኸሎ ልዕሊ እዚ ብሂወት ሚልዮናት ፍጡር ወዲ ሰብ ቁማር ተፃዊቱ ብጭካነህዝቢ ጨፍጪፉ ሓዱሽ መንነት ክሰርሕ ኣብ 21 ክ/ዘመን ዝሞተ ሓሳብ ተሸኪሙ ብዝበስበሰ ዘመናዊ ድሕረት ተሸኪሙ ከሳብ እቲ ዝሓሰቦ ዘሳኽዕ ኣብኣ ተሸኺሉ ብኻሊእ መንገዲ ፈፂሙ ከሳኽዕ ከምዘይኽእል ዝተረደአ ሓይሊ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ሰላም ዝባሃል፣ፍትሒ ዝባሃል ፣ዲሞክራሲ ዝባሃል፣ ትምህርቲ ዝባሃል ፣ሃፍቲ፣ ለዉጢ ዝባሃል ኣብቲ ዝመርሖ ህዝቢ ኮነ ኣብቲ ዞባ ክህሉ ዘይደሊ ኤርትራዊነት መንነት እቲ ናይ መወዳእታ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ድሑር ባህሊ ዝኽተል፣ቀናእ ፤ ሙሁራት ክህልዉ ዘይምነ፣በይኑ ክቐዉም ዘይኽእል፣ሰሪሑ ክነብር ዘይኽእል ፣ ብናይ ሰብ ክነብር ዝደሊ ፣ ብግፍዐኛታት ዝሙወል፣ ግፍዐኛታት መሰረት ጌሩ ዝኣምን ፅግዕተኛ ዘይናቱ ዝ 👉 እዚ ድማ እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘዉረረ፣ዝጨፍጨፈ፣ዝሓረደ፣ስጋ ሰብ ዝበልዐ፣መሰረታዊ ልምዓት ህዝቢ ትግራይ ኣብሪሱ ፍርቁ ኣቃፂሉ ፍርቁ ናብ ኤርትራ ዘግዓዘ ሰራቒ፣ ኣሉ ዝለመደ ካሓዲ ሙሁራት ተጋሩ ዝረሸነ፣ህፃናት ከይዓብዪ ዘማሰነ፣ትግራዋይ ከይንበር ዓሌታዊ ጨፍጫፍ ኑፁሃት ዝገበረ፣ ደቂ ኣንስትዮ በቦታተን ክድፈራ ዘገደደ፣ጥኑሳት ብጥይትን ብኻራሩን ዝቐደደ፣ዉልቃዊ ይኹን ሓበራዊ ንብረታት ሃፍተ ጢሪት ተጋሩ ናብ ኤርትራ ኣግዒዙ፣ ጥንታዊ መሳጊዳት፣ቤተክርስትያን ኣዉዲሙ ኣብ ዉሽጠን ዝነበሩ ታሪኻዊ ቅርስታት ፣ንዉያተ ቁዱሳናታ፣ ጥንታዊያን ታሪኻዊ ፅሑፋት መፃሕፍቲ፣ ዝሰረቐ ፣ዘቃፀሎ፣ ዝቐደዶ መንነት ህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኡ እቲ ጨካን ኤርትራዊነት ከም መንነት ዝቕበል ህዝቢ ኣብ ኤርትራ ክሰርሕ ሓሲቡ ብዕላማ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳብ እታ ተዳዒኹ ዝወፀላ ዕለት ልዕሊ 7ተ 8ተ ወርሒ ብዙሕ ወንጀል ሰሪሑ። እቲ ቀንዲ ዕላማኡ ግን ትግራዋይ ንኽጠፍእ ኣብ ዝባኑ ኣሳፊሑ ብዝደለዮ መንገዲ ዕላማኡ እናሰርሐሉ ክነብርን ሓሲቡን እዩ ትግራይ ምስ ቡዙሓት ዘራያት ተላፊኑ ኩነታት ጀሚሩዎ።
@Yacobgenzebu70
@Yacobgenzebu70 3 жыл бұрын
Ata kedae kemekum kemizi kemakum ena kaliay kinkales zedliyena zelo
@tediyogebre3482
@tediyogebre3482 3 жыл бұрын
ዮሶፍ ገብርህወት ብጣዕሚ ጽብቕ ትንታነ። ሻዕብያ ፋሽሺት ጽብቅ ገርካ ገልጽካዮ። "ንቡር ዝኸልእ ስርዓት" ናይ ብሓቂ ገላጺ ሓሳብ። ካባይ ጀምርካ ቡዙሕ መንእሰይ ኢዩ ዝኽተለካ ንሓሳብካ፡ ምክንያቱ ካብዞም ናይ ሸዓብያን ጀብሃን ጅጅ ማጅጅ ናጻ ትምህርታዊ ሓሳብ ስለ ዞሎካ።
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 3 жыл бұрын
ዮሴፍ ገብረሂወት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 3 жыл бұрын
ዘይንቡር ምህመና ውነና ምፍንቃል ኣብ ስነኣንምሮኣዊ ዕግርግር ወዳጀ ቃላት ንኡድ ትንታነ የቀንየልና ክቡር ሓው
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ፍላስፋ ዓቢ
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 жыл бұрын
ኣሰና ገዛና ንቕድሚት✊ ፍላስፋ ዮሴፍ ገብርሂወት እንቋዓ ናትና ኮንኩም።
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 3 жыл бұрын
ዋው ዋው ዋው በሓቂ።
@godbless5994
@godbless5994 3 жыл бұрын
ክንሰማማዓሉ ዘለና ጉዳይ ኣሎ : ብሓገዝ ወያነ ይኹን ብኻልእ ንኢሰያስ ዘጥፍእ ክንድግፎ ጥራሕ እዩ ዘለና ምኽንያቱ ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ቫይረስ ስለዘየለ
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 2 жыл бұрын
እዋይ እዋይ ኣሰና ኣሕዚንኹምኒ😭😭😭😭😭😭 ንህዝቢ ኤረትራ ከናሹ ዝውዕል ሰብ ፣ ክብሪ ኤረትራውያን ዘይብሉ። ብልእላውነት ኤረትራ ዘይኣምን ሃውታቲ ሰብ ሕዝኩም ናባና ደሐን ።
@meharikuflu8654
@meharikuflu8654 3 жыл бұрын
You are very intelligent
@nasinetb1462
@nasinetb1462 3 жыл бұрын
Thanks 🙏🏾
@michaelkefali3918
@michaelkefali3918 3 жыл бұрын
Haqi
@CAFEVENUS
@CAFEVENUS 3 жыл бұрын
Thank you very much to Eden Iyassu for producing this platform to inform us about current affair.Great journalism.
@demhai4560
@demhai4560 3 жыл бұрын
At the core of his thought, he seems to believe in ethnic federalism.
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
HE’S EVIL YEGDEF SERVANT OF G6 LIKE THIS MEDIA AND THOSE WHO PRAISE HIM!
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 3 жыл бұрын
Tigraian Independence is Invincible. ሉአላውነት ሓንቲ ናፃ ሃገር ዝደፍር ካኣ ይረክባ ።
@sebilagirmay4704
@sebilagirmay4704 3 жыл бұрын
Thank Dr.Yoseph!
@weldemaikwelu8671
@weldemaikwelu8671 3 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣታ ጅግና
@asmarinowediasmera9759
@asmarinowediasmera9759 3 жыл бұрын
እዛ ብረት ሒዝካ ምህዳም ዝበልካያ ፣ ነይርናዮ እንዲና ቲ ዶባት ፡ መጀመርያ መጀመርያ ምስ ብረቶም ዝሃድሙ ኣለዉ ጌጋ ሓቤሬታ ኣይትሃብ ፣ ካልኣይ ብረት ሒዝካ ምህዳም ሰብ ኣይመርጾን እዩ ምክንያ ቲ records መዝገብ ትክ ኢላ እያ ትሓልፍ ፣ ታ ሒዝካ ትሃድም ብረት ኣብ ርእስካ ከም ዘላ ኢካ ትፈልጥ ወላ ቶም ሓለፍቲ ውን ከምኡ እዮም ዝብሉካ ንብረት ሻዕብያ ሕዚካ ምህዳም ኣብ ዝሃለካ ሃሉ ወላ ድሕሪ 30 ዓመት ከም ዘይገድፋካ እዮም ዝነግሩካ ፡ ካልኣይ ብረት ሒዝካ ክትሃድም ተተታሒዝካ ወዲእካ ኣለካ ልዕሌካ ታ ብረት እያ ተገድሶም ፣ ስለዚ ቲ risk ስለ ዝፈርሕ እዩ ብረት ገዲፉ ዝሃድም እምበር ነቲ ስርዓት ሓልዩ ኣይኾነን ብረቱ ገዲፉሉ ዝሃድም ።
@kamilnasro3193
@kamilnasro3193 3 жыл бұрын
Kab hiwetna zeabi yelon. Gin kuluna ferahat ena zeyfeletnayo tsegem alona.
@gebreted2612
@gebreted2612 3 жыл бұрын
ኩሎም ኣብታ ማፕ ዘለው ኤርትራውያን እዮም ኣስመራ በይና ኤርትራ ኣይኮነትን እቲ ትዛረቦስ ትሰምዖ ዲኻ እሞ ኣብታ ማፕ ዘሎ ህዝቢ ዘይኤርትራዊ ምግባርዶ ይከኣል እዩ ድኣ
@amanzewde7661
@amanzewde7661 3 жыл бұрын
ብተሓሳስብኦም ግና "ንወዲ ኣስመራ" እዮም ክመስሉ ዝደልዪ። ንስኻ እቲ ትጽዕፎ ደጊምካ እንተትሓስቦ ምሓሸ፣ እምበር ዮሰፍ ድኣ ኣዕሚቑ ካብ ዝግንዘቦ 10ታት ዓመታት ሓሊፉ'ሎ።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 жыл бұрын
ኣብ ልብኻ ዘኣቱ ትንተና ሰላም ንዓኻ !!
@waletburru1725
@waletburru1725 3 жыл бұрын
Not all of muslims not all of us Our enemy is hugdf and thier supporter
@waletburru1725
@waletburru1725 3 жыл бұрын
Thanks yosdif smart and to the point Analysses,yes you exactly explaned Bilen trib,thanks Alena No to war and yes to peace
@waletburru1725
@waletburru1725 3 жыл бұрын
Not all muslims supported hugdf No all of us supported
@medhaniegebreab1347
@medhaniegebreab1347 3 жыл бұрын
tifat eritrea zimne hasawi eritreawi zeaga yosef gebrihwet kedae zerie kirdade
@woldaitesfamariam4950
@woldaitesfamariam4950 3 жыл бұрын
ስቕ በል፣ ልሙስ
@medhaniegebreab1347
@medhaniegebreab1347 3 жыл бұрын
@@woldaitesfamariam4950 kemzi kemaka teref asa alabaster nay weyane kelekuom kemey elna sike nible gohafe melmexie shehani
@woldaitesfamariam4950
@woldaitesfamariam4950 3 жыл бұрын
@@medhaniegebreab1347 እሞ ስቅ እንተዘይ'ካስ ኣቦኻ ርዋእ
@davidmehari3631
@davidmehari3631 3 жыл бұрын
Mr Yosef is a gaint rising star in analysing shabeas 50 years of dirty poletics and remain the only influncial single analyst of Tigryan Verses Eritrean poletics in depth.
@Azeb1782
@Azeb1782 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🌹👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷
@teklegebray240
@teklegebray240 3 жыл бұрын
I am impressed by your full-fledged knowledge ,thank you.
@yifdeatbaraki2051
@yifdeatbaraki2051 3 жыл бұрын
Yosief: The reason why they don't take their rifle with them is not as you said. Forget defecting with their rifle, because Eritrean parents have been paying 50,000.00 Naqfa for their children who crossed the border without a rifle. If someone takes their rifle with them, imagine how much the family back in Eritrea will suffer and pay the price! Don't forget the EPLF slogan that says "Kab merfie kisab Medfie"!!!!!!!!!!
@keryaibrahim138
@keryaibrahim138 3 жыл бұрын
ፍሉይ ዓይነት ኣገላልጻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽልዎ
@mellesghiday1057
@mellesghiday1057 3 жыл бұрын
Very smart philosopher. Thank you for analysis.
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 3 жыл бұрын
Wow!!!! Thank you for bringing this brilliant teacher Mr. Yosief. I wish he teach us more.
@henokyonas527
@henokyonas527 3 жыл бұрын
ዮስየፍ በሊሕ ሰብ ኢዩ ።
@tewoldekidane9314
@tewoldekidane9314 3 жыл бұрын
Asena nayweyane lueuk esub
@estiftesfamichael7370
@estiftesfamichael7370 3 жыл бұрын
Ato Yosief or doctor Yosief?
@kinfemanna5574
@kinfemanna5574 3 жыл бұрын
You wish
@simonm.7755
@simonm.7755 3 жыл бұрын
የቐንየልና!
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 2 жыл бұрын
እዋይ ኣማኒኤል ኣሰና። ነዚ ጉኑፍ ። መትሐዚ ዘይብሉ ዘረባ ።ጥዕና ዘይብሉ ሰብ፣ ንኤረትራውያን ዘናሹ። ንሕና ኤረትራውያን ፣ ኹቡር ዘኩርዕ ታሪክ ኣለና። ኣበሐጓታትና ምሰ ኩለን ቢሆራት ብፍቅርን ሕውነትን ኢዮም ዝነብሩ ኔሩም ንዠበናት። ብዓል ንሰካ ወለ ሐንቲ ኣበርክቶ ዘይገበርካላ ሃገር ፣ ኣሰላም ኽርሰትያን ክትብል ።
@tekienigusse
@tekienigusse 3 жыл бұрын
Yosef Gebrehiwet is well respected and a person who got the gut to take the bull by the horn . Unfortunately almost all our intellectuals are put themselves in the grey area or contribute to our ppl to live in the quagmire of ignorance . The absence of tough and brave intellectuals is one of our core problems. Our scholars are either apathetic or in the grey area. They in the situation of watch and wait but the bottom line is if you’re not part of the solution then you’re part of the problem.
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 жыл бұрын
Yosef is really unique Individual in understanding and solving Problems . I appreciate him
@user-ly4mb1hm9c
@user-ly4mb1hm9c 3 жыл бұрын
💚💛👍
@tigiwerkineh4768
@tigiwerkineh4768 3 жыл бұрын
ንሕና ወዲ የለን ግን ግዜ ጥራሕ. ወዲ ኤርትራ ትግራይ ዝጽበይዎ.ዘሎ ንኩልኩ ክነርበኩም ኢና
@lemlemnegash413
@lemlemnegash413 3 жыл бұрын
Very interesting interview. This is knowledge.
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Жыл бұрын
ወዮ ጌይም ኦቨር ናብ ህግደፍ ተጠውዩ ኣካ ርኣናዮም ተጠሊዖም ከእውዩ።
@theodrosgabriel1064
@theodrosgabriel1064 3 жыл бұрын
ልበ ብርህ መምህር :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 3 жыл бұрын
I appreciate ኤደን interview with ዮሴፍ ገብርሂወት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንስልጣኑ ዝተፍለ ዋጋ መስዋእቲ ይከፈል መሬት ህዝቢ ይጥፋእ ዝግድሾ ኣይኮነን ሕልናን መንፈሳውን ሞራልን ንህዝቢ ኤርትራ ሴርዎ እዩ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ
@tigiwerkineh4768
@tigiwerkineh4768 3 жыл бұрын
እዎ እስካ. ምስ ሕጂ ግልጽ. ናብ ሽጣራ ተውዲ እዩ.ግን.ናብ ኢስያስ.አይተላግን.
@ghebreluulhailom1780
@ghebreluulhailom1780 3 жыл бұрын
ብገረብ ብሓኽላ ዝባደመት ሃገረ ኤርትራ ከም ሃገር ከይትብርዕን የስግእ !!! ዋላኳ ኤርትራ ሃገርና ብሳላ ተባዕ ህዝባን ሓርበኛታት ተቓለስቲ ደቃን ናጽነታ እንተተጋናጸፈት : ሓርነት ህዝባ ግን ብሰንኪ ጥልመት ባህጊ ህዝቢ ብስርዓት ኢሰያስ ክትግበር ኣይተኻእለን !! እዚ ጥልመት ብገዛእ ደቃ ኮይኑ ዘኸተሎ ሳዕቤን እንተሎ ህልቂት መንእሰያት: ስደት መንእሰይ: ህንጻ ኣልቦ ብርሰት ቁጠባ : ምሕደራ ኣልቦ ሕጊ : ወ. ዘ. ተ ንምብዳም ሃገር ኣበርክትኦም ዕዙዝ ኔሩ !! እቲ ዝገደደ ስግኣት ግን ሕጂ እቲ ንምብዳም እዛ ሃገር ላዕልን ታሕትን ክብል ዝጸንሐ ድርዓት ኢሳያስ ንጥፍኣት እዛ ሃገር ምስ ደማዊ ጸላእትና ኣምሓሩ ምኩሻም ካብ ዝጅምር ውዒሉ ሓዲሩሎ !!! እዚ ድማ ዕብዳን ጥራይ እዩ እብሎ !!! ምኽንያቱ እዚ ዕብዳንዚ ፈጺሙ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ስለዘይኮነ !! እዚ ዕብዳንዚ ፈጺምዎ ዘሎ ወራርን ገበንን ኣብ ልዕሊ ጎረቤትናን ሓውናን (ናይ ታሪኽ መቓልስትናን መናብርትናን) ህዝቢ ትግራይ : ኸፈልቲ እቲ ዕዳ ንሕና ኤርትራ ከም ህዝብን ከም ሃገርን ባዕልና ኢና !! ክሳራ ናይቲ ዕዳ ከይዓበየን ከይገደደን ከሎ መግትኢ ክንገብረሉ ዝግባኣና ድማ ንሕና ባዕልና ኢና !! ስለምንታይ ምስ ጸላእትና ኣምሓሩ ኮሸምሸም ??? ስለምንታይ ንኻልኣይ ግዜ ወራር ንትግራይ ድንዕ ድንዕ ?? ስለምንታይ ኣብ ክንዲ ንድሕነት ኢሳያስ ንድሕነት ኤርትራን ህዝባን ዘይሕሰብ ?? ስለምንታይ ህዝቢ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ንሜላ ፈላሊኻ ግዛእ ስርዓት ኢሳያስ ተረዲኡ ካብ ሞንጉኡ ምፍልላይ ዘየወግድን ኣብ ክንዲ ፍልልይ ኣብ ነንሕድሕዱ ምሕዝነትን ልዝብን ፈጢሩ ብምቅላስ ሽግር ህዝቡ ዘይፈትሕ ???? ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ይሃሉ ብደገ : ደግፍቲ ይኹኑ ተቓወምቲ : ሲቪል ይኹን ወታሃደር ብሓደ ድምጺ ንዳግማይ ወራር ኣብ ልዕሊ ትግራይን ምስ ኣምሓሩ ኮሸምሸምን ክኹንን ይግባእ !!!! እዚ ህሉው ዕብዳን ደው ክብል እንድሕሪ ዘይከኣለ ግን ናይ ኤርትራ ምብዳም ጥራይ ዘይኮነስ ከም ሃገር ምብርዓን ውን ክመጽእ ክምዝኽእል ርዱእ ወሲድና ወሳኒ ፍታሕ ምንዳይን ምውሓስን ናይ ግድን ይገብሮ !!! ወደሓንኩም !!!!!
@TheAbdugadir
@TheAbdugadir 3 жыл бұрын
የሰየፍ ገብረ ዕንወት ሐሓሳዊ ሹዩጥ
@raiawet3677
@raiawet3677 3 жыл бұрын
Yosef gebrihiwet kem iseyas nab filyti hager kiserh u zihkin . Eti zehzin ghin nay yosef gebrihwetn niu zimrslun kemiu wun Iseyas eta nay hilmom Hager keyserhu feshilu u .
@hajnizar4994
@hajnizar4994 3 жыл бұрын
The presenter’s question regarding the position of the majority of Muslims in line with the regime does not have any scientific statistics, in fact the opposite is true. Many Muslim-majority organizations and a number of elites declared their support for the struggles of the Tigraian people. Judging peoples’ positions through loud voices on social media sites is not correct.
@tesfuweldemikael2902
@tesfuweldemikael2902 3 жыл бұрын
Good point.
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 6 МЛН
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 48 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 39 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН