ATV: ዝርርብ ምስ ግዳይ ማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ጋዜጠኛ ይርግኣለም ፍስሃ - 2ይን መወዳእታን ክፋል

  Рет қаралды 10,694

ATV asena

ATV asena

24 күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 54
@ItIsNotLate
@ItIsNotLate 23 күн бұрын
ኣማንኤል ጽቡቕ መደብ ጽቡቕ ዕዩ። ከምዚ ዓይነት መደብ ብቐጻሊ ክቐርብ ኣለዎ። እንተተኻኢሉ እውን እቶም ስሞም ዝርቋሕ ዘለዉ ገበነኛታት ስእሎም ክቐርብ ኣለዎ።
@Higuain1995
@Higuain1995 23 күн бұрын
ናይ በሓቂ እዞም በላዕቲ ሰብ ክጋለጹ ኣለዎም
@samuel7080
@samuel7080 23 күн бұрын
Danke ATV& የርጋኣለም ❤🙏🏽
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 18 күн бұрын
ይርጋኣለም ጅግና ሓፍትና ሓቀኛን ተባዕን ተቃላሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ባሓቂ ❤
@Azmarinos
@Azmarinos 23 күн бұрын
ይርጋ ሓፍተይ፡ ብጣዕሚ ዕሙቅ ዝበለ ትንተናኺ የመስገን። ልዕሊ ኹሉ ድማ ሰናይ ሕልናኽን ሓልዮትክን ኣዝዩ ዝነኣድ ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። መመሊስኪ ዓምብብልና።
@user-us3sc7hk8q
@user-us3sc7hk8q 23 күн бұрын
ይገርም እዩ በቃ አነስ መግለጺ ሲኢነ ሲኢነ በቃ thank you yrgalem sister😢
@teklutesfahanes9305
@teklutesfahanes9305 23 күн бұрын
እንቋዕ ነዚ ከተዘንትዊ አምላኽ ሐገዘኪ ዝተረᎋ ከማኺ የማስሎም እዚ ታሪኽ አብ KZfaq ንዘንትእለት መᎃሀሪ ኮይኑ ክነብር ዪ
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 23 күн бұрын
You are very brave person ❤❤❤❤❤
@johannesbeza8190
@johannesbeza8190 22 күн бұрын
I am very proud of you dear Yerga I wish you long life and good health.❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 22 күн бұрын
BRAVA, YIRGALEM! Thanks to both of you....
@solomonliza
@solomonliza 23 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ቃለ መሕትት 🙏
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 22 күн бұрын
Barayuo malet stemamatyuom
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 18 күн бұрын
Yirgu haftey … you are so brave and intellectual. I don’t even remember half of the details like this. You say it word by word. Keep the good work.
@fkadumelake5801
@fkadumelake5801 23 күн бұрын
Ergealem habtna enchae nezi ketezentwi abikeaki bkendu wn nay kulom wtsat alielki tezntwi slezeki bzuh shgrn mekeran enahlefu teabitu keyterf tgebryo abi astewasto slezkone ketslyo entekailu metshaf entezsned tsbuk neyru
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 17 күн бұрын
ዝገርም ዛንታ እዩ። ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ ይርጋለም/ርግኣት ውጻእ-መዓት።
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 22 күн бұрын
ይርጋለም ናይብሓቂ ዋዕሮ ኣደ ፍትሒ ❤❤❤❤❤
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 22 күн бұрын
ብልቢ ብልቢ ነመስግን ሓው ኣማኑኤልን ፍቕርቲ ሓፍትና ይርጋኣለምን💐⚓💝⚓💐 ትብዓትኪ! ቅንዕናኺ ሓልዮትኪ ብሓቂ ብስልቲ ሓፍቲ ኢኺ። ዝወረደኪ ስቓይ ስቓይና ኢዩ። ምስክርነትኪ ከኣ ኣብ ታሪኽ እቶም ግዳያት ኢሳያሳውያን ኣዛብእ ክስነድ ኢዩ
@user-sb8ff5xy1u
@user-sb8ff5xy1u 23 күн бұрын
ደቂ ባህሪ ነጋሽ መከራ ረኪቡኩም ::
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 21 күн бұрын
ኤርትራ ኣብ መዋእላ ካብዚ ስርዓት እዚ ዝጭክን መግዛእቲ ኣይራኣየትን
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 23 күн бұрын
ኤዞ ኩሉ ስቅስይ ኣህሊፋ ፍሽዝክ ክትብል ከላ ሂወት ኡመልስ ዋአቶ ሃገር ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 23 күн бұрын
ሰለስተ ወለዶ ኣሳርን ተኣሳርን ብሓንሳብ ተኣሲሮም መጻወቲ ህግድፍን ኢሳያስን ኮይኖም ክትሰምዕ ኣዚዩ መስደመም ታሪኽ ኢዩ።
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 20 күн бұрын
DR FISTUM INTE BELKIYO YIHAYISH TARIKAWI ZANTA
@Peace-yu6yu
@Peace-yu6yu 22 күн бұрын
እቲ ናቶም ዛንታ ይዓቢ ካብቲ ናተይ ዛንታ ድያ ዝበለት.... እዛ ብልጽቲ ። ሰብ!
@ZxcvbnmjgdZccvnnj
@ZxcvbnmjgdZccvnnj 22 күн бұрын
እዚ ኩሉ ሽግር የሕሊፍኪ ምስ ብሉጽ ኣተሓሳስባኪ ወጺኪ ነዚ ከተዘንትዊ ዘብጽሓኪ ልዑል እግዚኣቢሄር ይመስገን ይርጋኣለም ሓፍተይ ክንዲ እቶም ኣብ እሱር ቤት ቃሎም ካይሃቡ ዝኩሎፍ ዘለዉ ቃል ትኮንዮም ስለ ዘለኪ ክብሪ ይግባኣኪ እዩ ኩሉ ብመጽሓፍ ጺሒፍኪ ናብ ህዝቢ ክትዝርግሕዮ ድማ ሙሉእ ሓይሊ ይሃብኪ ኣጆኪ ኣከለ ጉዛይ ተፍርዮም ሰባትስ ብከመይ እዮም ፍሉያት እኮ ግርም እዩ ዝብለኒ ፈታዊ ሓቂ ጸግዒ ሓቂ ብሓፈሻ መንፈስ እግዚኣቢሀር ዘለዎ እዩ።
@Peace-yu6yu
@Peace-yu6yu 22 күн бұрын
ኣብ ዝነቅሐ ዓለም እዛ ኢንተርቪው እዚኣ ኳ ክንደይ ህዝባዊ ናዕቢ መለዓዓለት..... መን ይስማዕ!
@SimonJoshua321
@SimonJoshua321 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Higuain1995
@Higuain1995 22 күн бұрын
ንህዝቢ ሓራ ከነውጽ ኢሎም በረኻ ሰፊሮም ቀተልቲ ኾይኖም ተመሊሶም ህዝቢ አሬትራ ረኺብዎ ዘሎ
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 23 күн бұрын
ምስታ መርከብ ናይ ሳሕል እስቦንዳ ሒዞም ዝመጹ ደናቁር እዮም
@Reaper515
@Reaper515 22 күн бұрын
I am proud of you yergalem
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 22 күн бұрын
Kalse hizbe eritra besinke higdef ab may ateyuo
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 22 күн бұрын
ብጽንዓትክን ትብዓትክን ተገሪመ።ኣጆኻ ህዝበይ እዚ' ውን ክሓልፍይ'ዩ፡
@mestewalie6479
@mestewalie6479 22 күн бұрын
ብሓቂ ቕንዕቲ ጓል
@muluemeles7201
@muluemeles7201 22 күн бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ ❤❤
@feef315
@feef315 22 күн бұрын
እዛ ምድሪ ጼራቶ ዘላ ጉድ ብዙሕ ኢዩ።
@michaelabraha3711
@michaelabraha3711 22 күн бұрын
Mehary esak 2009 mermariyey neru mergemna aysedomn yu zgermeka gn ametat halifus gena yesakyu mhlawom yu😢
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 22 күн бұрын
What a terror 😢😢😢
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 23 күн бұрын
ዘሕዝነኒ ብሓቂ ብዙሕ ንገር ኣሎ። እብታይ ጽቡቕ ኣሎ። ብዓል ዘርኣጋብር ልዕሊ 3ሚልዮን ዶላር ቀረጽ ክፈል ተባሂሉ ኣብ 2005 ኣዋጢሮም ጥራሑ ኣትሪፎምዎ ከም ዝነበሩ ኣብ ኢጣልያ ብብሓደጋ ማኪና ዝተጎድአ ነፍስሄር ተሾመ (ወድ ስዉእ ሓዉ ንዘርኣጋብር) ኣዕሊሉኒ ነይሩ። ኢሳያስን ሓዋርያቱን ርኹሳትን ቀናኣትን ብምንታይ ክንገልጾም።
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 23 күн бұрын
ደሃት ዋና "ሲቲ ፓርክ" ዝነበረ ጭርናዕከ እንታይ ደሃይ ኣሎኪ ይርግሽ? ተእሲሩ ሰሚዐ ግን ከኣ ብጌጋ ከይከውን
@haileyohannes404
@haileyohannes404 22 күн бұрын
ናይ ኣእምሮ ስንክልናን +++ናይ ኣእምሮ ድንቁርናን
@matusalamana5984
@matusalamana5984 23 күн бұрын
Selam amanuel/yirgealem. Memhr Nuguse Maekele abal bayto zoba maekel eyu neyru. Dehar wn ab 2010 kebabi menieseyat texaweti ( 12/13 years old eritrean football team players) hizu ab Scandinavian mexiu neyru. Bzuhat terifom neyrom. Adi ms temelse wn aydengoyen moytu.
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 23 күн бұрын
ከም'ቲ ወድ ሙሳ (ወድ ከረን) ድሕሪ ዕለት 10/06/99 ኲናት ብዕለት 10 ሰዓት 10 እትዝከር ካብ ባድመ ንጸሮና ድሕሪ ናይ ሰሙን ለይትን መዓልትን ኲናት ተቐይሮም ክኸዱ፡ ስድራኡ ክርኢ ኣብ ከረን ተሪፉ ድሕሪ 4ተ መዓልቲ ኣርኪቡና፡ ብዓል ጎሚዳ ከኣ ብምኹብላል ረሺኖምዎ። እቶም ደቂ ኣሃዱኡ እንዳ ስለያ ረሽኑ ተባሂሎም ኣብዮም፡ ብሓደ ሓላፊኡ ውሳነ ሓደ ካብ ካልእ ክፍልታት ተስፋኣለም ዝብሃል ሕጂ ኣብ ሆላንድ ኣሎ ሰሚዐ ኢዩ ተረሺኑ።
@yohanestekel723
@yohanestekel723 11 күн бұрын
Enka bselam wexaki yergalem haftna kabzom belati bal flipos
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 22 күн бұрын
Today I have message to anyone,don’t worship out of Jesus Christ,If you like this message or not,it’s not my business,but you must listen this message,Isaiah 45:5 I am the LORD, and there is no other; Besides Me there is no God I will gird you, though you have not known Me;
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 22 күн бұрын
ወዲ ገረወልዲ ኣብ ሓዝሓዝ ድዩ ዝቅመጥ ኔሩ
@semere8059
@semere8059 12 күн бұрын
Wey gud nay Eritrea guds mesdemem eiu ezgabhere kabzom zewstana edlegnatat ena ema hawey NErgalem kea eqae kabzom aremen bselam awsta Btaemi nay zereba kielet sile zelwas bhansab entetserhu Atv kea kabti zelato mabeyt emo eri stelmat kea zisema msanet
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 22 күн бұрын
ይርግኣለም ፍስሃ ንነብሳ ብነብሳ ትራፒ ብምግባር ካብ ቱራማ ዝድሓነት ሰብ ይብል ኣነ። ምኽንያቱ ነቲ ዝነበረቶን ዝርኣየቶን መግደራ ትዛረበሉን ትጽሕፎን ስለዘላ። እታ ልበይ ዝሃረመትኒ ኣበሃህላ ይርግኣለም ፍስሃ፣ (ናትና ካብ ቤት መጭወይቲ ስርዓት ህግደፍ ምውጻእና ከም ዕድል ኢየ ዝሓስቦ ምኽንያቱ ናይቲ ስርዓት ባህሪ ብፍጹም ብኣንጻሩ ስለዝኾነ )። ዳስ ሓውያ ዝኾነ ስርዓት
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 20 күн бұрын
AB GOOGLE NAY JOURNALIST YIRGALEM FISSEHA HISTORY ILKUM ITEWU ..2009 MIS 40 KALIOT SEBAT TEASIRA IYU ZIBL IYU ZIBL
@user-sv4ms3gl8j
@user-sv4ms3gl8j 4 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@anmeb6220
@anmeb6220 22 күн бұрын
ኣለም በቃኝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ እቲ ዝኸፈአ ቤት ማእሰርቲ እዩ። ኣብ ኣለም በቃኝ ግን ትምህርቲ ክትመሃርን ሰባት ክበጽሑኻን ይከኣል ነይሩ። እቶም ዝተማረኹ ተቓተልቲ እውን ኣብ ኣለም በቃኝ ተማሂሮምን ካብ እስርቤት ወጺኦም ክሳብ ዮኒቨርስቲ ወዲኦም ንሻዕብያ ዝሰግዱ ኣለዉ። እዛ ጭራቕ ሻዕብያ ግን መወዳድርቲ የብላን። ናይ ሰይጣን እምበር ናይ ሰብ የብላን። ገሃነብ እምበር ዱባይ ምህናጽ ትምህርቲ ይኹን ብቕዓት የብላን። እዚኦም መርገም ናይ ህዝብና እዮም።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 23 күн бұрын
ተቃሊሶም ናጽነት ኣምጺኦም ቅድሚ ማንም አሪትራዊ መንአሰያት ንኢሳያስ ኣረኪቦማ አንድሂር ሃዶሞም መንአሰይ ክስአቦም ንቡርዩ ኣብዚ ዘለናዮ ሃላክ ጸልማት ቀንዲ ተሃተቲ ተጋደቲ ነበርዮም 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@mestewalie6479
@mestewalie6479 22 күн бұрын
ስውአት ዶ ባንዴራ ዶ ፅንፅዋይ እዩ መሸቀጢ እዩ እንቁዐ ወፃኺ ካብዛ አራዊት ተፍሪ ሀገር
Balloon Pop Racing Is INTENSE!!!
01:00
A4
Рет қаралды 16 МЛН
The magical amulet of the cross! #clown #小丑 #shorts
00:54
好人小丑
Рет қаралды 24 МЛН
О, сосисочки! (Или корейская уличная еда?)
00:32
Кушать Хочу
Рет қаралды 6 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 118 #shorts
00:30
Balloon Pop Racing Is INTENSE!!!
01:00
A4
Рет қаралды 16 МЛН