Atv Asena Live - ህንጻታት ኣስመራ ብደዎም ከይፈርሱ የሰግኡ/ ሰልፊ ዕዮ ዓባይ ብሪጣንያ ብዓብላልነት ተዓዊቱ፡ ስታመር ሓድሽ 1ይ ሚኒስተር ኮይኑ

  Рет қаралды 7,378

ATV asena

ATV asena

4 күн бұрын

Atv Asena Live - ህንጻታት ኣስመራ ብደዎም ከይፈርሱ ይሰግኡ`ለዉ ሰልፊ ዕዮ ዓባይ ብሪጣንያ ብዓብላልነት ተዓዊቱ፡ ሰር ኪር ስታመር ሓድሽ 1ይ ሚኒስተር ኮይኑ

Пікірлер: 36
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 күн бұрын
እዋይ ኡይይይይ .... ይብላልኪ ኣለኩ ሃገረይ ድሕሪ 34 ዓመት መደብ ትሕቲ ቅርጺ ዝሕንጽጸልና ድያብሎስ ገጢመና ። ጥራይ ረሓቀልና በዓል ጸለም ታሪኽ ጉሓፍ እግዚኣብሄር ኣውያትኪ ይስማዕ ዋጋ ዝኾነ መራሒ ይፍጠረልኪ ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 күн бұрын
Rgum hzbi seytan merahi kefri bahrawi eyu ezo kab adawi hangol mlaeli bhager zgdes quntaro eyu bkosmetik italya zjahar dhur hbreteseb jahran fekeran hager ayhanxn
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 күн бұрын
መኒካ የሚን ጀቢሃ ፋሉሊ ጂ 15ቢሪሃነ አቢሪሄ ምዚኦም ፊሊሊይ የቢሉን ሒጊ ቁዋም ሒቲኦም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 күн бұрын
ጄባይደንን ቲራምፕሲ ኡንታይ ይብሃሉ።ሒዳር።❤❤❤❤። 24።
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@elsatwolde6584
@elsatwolde6584 3 күн бұрын
This old man 82 yearseold afrisuwa
@LibonaLibona-w3g
@LibonaLibona-w3g 3 күн бұрын
ብዛዕባ አባይቲ ስንኩላን ካብ ዝወሰዱ ሐደ ሰብ መስፍን አዳላዊ መጽሄት ማሐበር መንእሰያት ከም ዝመስለኒ ሐው ዶክተር ምስማይ ኢዩ መስለኒ ፡ እዞም ገዛ ርኩባት ሰባት ኮይኖም ናይ ስድርኦም አባይቲ አብ ገዛ ባንዳ ጥልያን አሎዎም ፡ ስለዚ ስለምንታይ ካብ ስንኩላን አሕድጎም ንስድራ ሃብታማት ሰባት ምሃብ ተደልዩ።
@russomghebremicael3414
@russomghebremicael3414 2 күн бұрын
አንታ ጋውና ሸግርኒ መንድዩ ኸምኡ ገይሩዋ እዛ ሀገር
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 2 күн бұрын
Eam.nze.sabez.kere.klko.hmmeymtaly
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 күн бұрын
ኢታባኒደሪ ናቲካ ባኒዴራ ኺሊልያ ኢቲዮጵያኻ ዋላ መንፈሲካ ኢሞ ኡኒታይ ቲቢለና ጂ 15ዒራዒሮ አሲሪካዮም።ኪዲ ተኒቤን ቲጊራዋይ ኢቲዮጴያ ኢካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኢሞ የቀኒዮሉናኒ ዓዲኻኺዲ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 сағат бұрын
ኢንሻላህ
@abduidris7819
@abduidris7819 2 күн бұрын
طريقك سليم
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 3 күн бұрын
ኣንበሳ ኣማኑኤል ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 3 күн бұрын
ትኽክል ስልጣን ምሓዝ መገልገሊህዝብን ሃገርን ማለት ኢዩ ።እዞም ደናቑ ህግደፍ ግን ባንጻሩኢዮም ዝርድእዎ።❤❤🎉🎉❤❤
@sabagebremariam6938
@sabagebremariam6938 3 күн бұрын
Wow ስልጣኔ ማለት ከምዚ እዩ
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 күн бұрын
ኣብ ሂወትናስ ከምዚ ምስግጋር ስልጣን ክንርኢ ዶ ንከውን ??? ኣብዚ ተባሃጊ ባሕሪ ኤርትራ ኣባኪኑ ኣብ ዕቋር ማይ ዝውዕል ዕዋላ ረኺብና ።
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 2 күн бұрын
ኣብ ሃገረ-ሙዉታት ምውቲ ከተማ ክትህሉ ንቡር ኢዩ።
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 күн бұрын
ናይቶም በራዮ ግድፍዎም ንሱስ ሰኪሩ ምስሓደረ እቲ ሓቂ የውጽኦ ፡ እቶም ምእዝዛት ተጎተትን እቶም ተበለጽትን ግዙኣቱ ግን እታ እንዳ ኣሳዕስዕ ብባዶ 03 ዘመጦም ኮኒና እዩ ። ከም ማስቲካ ዝሓይክዎ ።
@ruth2579
@ruth2579 3 күн бұрын
Aysmaen Eyu zelo EMA
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 күн бұрын
Shefatu banditi sahle kefrsu enber khanxu ayteraeyun nezom aregtot shefatu hager khanxu eyom zble barya nab nay hangol hospital kemrh alewo
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 2 күн бұрын
Nay lbu bfhshuw gex teteliau meskiru neti auna zgebero men mexu kserhalu u zhalm endai
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 күн бұрын
Kemziatom knkewn 200 ametat kwedelna eyu nzteqawomo zqetl hangol eritrawyan ksab ferisu zhnex gze kwesd eyu ab adawi atahasasba zelewo hzbi ab shenkolel knebr bahrawi eyu
@biniam9636
@biniam9636 2 күн бұрын
እዚ በረኸት እዚ ኣይፈለየና... ኣይፈለየና 😃
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 сағат бұрын
ማለት ደቁ ሓጥራት የብሎምን ከም ኩሉሰብ ኣብ ጽቕጢ ዘለዉ ምኳኖም ይርኣየካ
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 күн бұрын
Kemzi seraqi metaleli dictator abza alemna teraeyu ayfeltn ezi aregit kelbi n50 ametat bhiwet aritrawya ztelagexe selay ethiopia kasus
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 сағат бұрын
ኣንታ ንሱስ ኣብቂዑ ኢዩ ንደቁ ጥራይ ኣይንደቅሰሎም ከም ንጉስ ጽድቅያስ ከይረክቦም ደቁ የሕዋትና ኢዮም
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 3 күн бұрын
ኣይ ኢሱ ሕቀኛ ኢኻ ። እቶም በራዩኻ ደኣ ንምንታይ ዝሕስዉ ።ስለዚ ሃገር ምስ ህዝባ ስለዝዕነኻያ ዋጋኻ ክትክፈል ስለዝኾንካ ኣይትዘንግዕ።
@gatogato2852
@gatogato2852 2 күн бұрын
ኤማ ሓውና ሕንጻጽ ኢሳያስኮ ከምቲ ዝበለና ከይኣወጀ እዩ ኣብ ባይታ ዘተግብሮ ዘሎ፡ ብግሬደር ካብ ምፍራስ ህዝቡ ኣጽኒቱ ማይን ሑጻን ስሞንቶን ከልኪሉ ብርግጽ የፍርሶሎ። ንሕና ድማ ተሳኒናን ተላጊብናን ከይንኣልዮ ኣውራጃይዶ ዓደይዶ እናበልና ክንባላዕ ኣባይትና ነፍርሶ ንሕግዞ ኣሎና ታይ ንግበር እቶም ዝርድኣናስ ደኒንና ንብዕ ኣሎና ፈጣሪ ይርድኣና።
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
እዚ ዘረባ ዚ ንቐልዓለም ህዝቢ ንምምሳጥ ዝበሎ ኢዩ።እቲ ዳሕረዋይ ዝበሎ ግን ድሕሪ ንህዝቢ ኤርይራ ሞራሉን ተፍኡን ባይታ ወቕዑ ምስ ረኣየ ብግፍዑ፡ዝበሉ እንተበሉ ኢሎም ይተርፉ ኢሉ ዝበሎ ኢዩ'ሞ መዓልቱ ይጸበ።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 3 күн бұрын
ዘሕሞቖ ኣለኒ በትረይ ሃቡኒ ስለማንን ነጣባይን። ኣብ ከንያ ዝነበረ ፕረስካምፍረንስ ካብኡ ጋዘጠኛታት ምስ ኣህደሙዎ ኣስመራ ምስ በጽሔ ዘሕሙቖ ኣሎኒ ንስለማንን ነጠባይን ኣምጹኡለይ ንዑስከታ ከምዚ ኢልኩም ድኣ ሕቶቱኒ ተኾሊፍና ጃንዳ ዋሽንቶን ፈረም ፈርም ኢላ ኣፈሪማ ኮሊፋትና። ህዝቢ ዘየሰወአ ተኾሊፉ።
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 күн бұрын
መናድቕ ኣስመራ ኣይኮነን ሂወት ህዝቢ ብደዉ ሞይቱ ኢዩ እዚ ትብሎ ዘለኻ ዜና ወይ ሓቤሬታ ክኸውን ዘይነበረ ኢዩ።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 3 күн бұрын
ኣንታ ሓውና ኣይነይቲ ኣስማራ እያ፡? ትዛረበላ ዘሎኻ። ኢሪትራውያን ዝባሃሉ ደቃሉ ፡ አንታይ አዮም ዘሉ ዘለዉ። ኣየ ደቓሉ ኣቦታትኩም ሃሳውቲ ንስኹም ሓሳውቲ ። ኣንታ ሓሳዊ ኣቦኻ ደለ። ሓሳዊ ደርባይ አንታይ ትዛረብ ከም ዘሎኻ አውን ኣትትፈልጥ፡
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 күн бұрын
እቲ ዘጉሒ ከማካት ኩም ጸማማት ኣፍርዮልና ምህላዉ እዩ ዘሕዝን ንኤርትራ ከንደይ ጥሪት ገለዩ ከምዝፍለየ እየ።
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 99 МЛН
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 16 МЛН
3M❤️ #thankyou #shorts
00:16
ウエスP -Mr Uekusa- Wes-P
Рет қаралды 13 МЛН
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 46 МЛН
ህሉው ኩነታት//ኣገዳሲ ሓበረታ08//07//2024
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 510
ሓደ ዝዉላደይ ባ ተሰዊኡኒ መን ይሕረሰለይ በይነይ ተሪፈ
22:42
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 1,7 М.
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 99 МЛН