ATV: ህይወትና ፤ ዝርርብ ምስ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ፤ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 62,181

ATV asena

ATV asena

4 жыл бұрын

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on KZfaq.

Пікірлер: 154
@houseofpain9184
@houseofpain9184 4 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦና ተስፋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ :የቐንየልና ኣማንኤል ነዚ ቃለ መጠይቕ ምኽፋትካ ::
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 4 жыл бұрын
ኣቦና ጅግና እንኻዕ ብሰላም ራኣናካ ይቀንየልና ኤማ... 🌷❤🇪🇷🙏
@adonairm2252
@adonairm2252 4 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ። ጀማሪ ምስጢር ኣሬሜን ኢሰያስ ዘቃልዐ ጅግና።
@user-mq6qv6bi2g
@user-mq6qv6bi2g 4 жыл бұрын
If you are reading this there are peoples who need your help , Please spread this message on this video kzfaq.info/get/bejne/idSHdKudv87DdX0.html
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 жыл бұрын
እሞ ንየማነ ተኽለገርግሽ ኣይሰማዕኻዮን ማለት እዩ
@anedo3886
@anedo3886 4 жыл бұрын
ተስፋይ ተምነዎ ጅግና እሞ ምርሑና እባ ነዚ መንደላይ ክንግምጥሎ።
@ghedemhirgigo6638
@ghedemhirgigo6638 4 жыл бұрын
What an honest gentleman ,humble and excellent storyteller. I have never get bored watching his interview ever .
@Gumbet-pe8zj
@Gumbet-pe8zj 4 жыл бұрын
ባቡር ቀደም ጽንዕቲያ ንሕስያ የብላን።ውርደት ወዲ መድህን በራድ ብአግኡ ከሎ ዝዳህሰሰት።ታሪኽ አዋህልሉ አመስግኑ ኸአ ነዚ ብዓል ወዕለት።ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ነዛ በቡር ቀደም።ምስጋና ብዘይ ገደብ ንtv አሰና (አማንኤል)።
@efrem7433
@efrem7433 4 жыл бұрын
ኩቡር ወላዲ ተስፍይ ተምነዎ ቅድሚ ዝኾነ ሰብ ንኢሳያስ ዘቃለዐን ዘለለየን አብ ታሪክ ኤርትራ ዝስነድ ሓቂ ዩ ባባ ተስፋይ ፍጣሪ ዕድመ ይሃበልና !!!!!!!!!!!!!
@thomasmichael7796
@thomasmichael7796 4 жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብጣዕሚ ዘድንቆ ኣቦና : ንውልቀመላኪ ወዲ መድህን በራድ ብንግህኡ ዘላለዬን ዝመከቶን ሰብኣይ ሰብኡት: ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ:: ❤️💯😍
@semayuderetey4336
@semayuderetey4336 4 жыл бұрын
Nay abona Tesfay temnewo mexhaf abeyn bkemeyn knrekba nkl ba habereta gfefulna asena Thanks nmthbbarkum .
@feruztesfay5836
@feruztesfay5836 4 жыл бұрын
መንእሰይ ወለዶ ስማዕ! እዚ ህያው ወዲ ተምነዎ ዝብሎ ዘሎ፣ስማዕ ኣይሰማዕኩን ከይትብል፣እዚ ንሃገራዊ ነጻነት እዉን ንምግባር ዝነበረ ባህሪያዊን ግጥም ገለ ካብ ባሕሪ ቢ ጭልፋ እዩ።እቲ ነጻነት እዉን ኮይኑ፣ዝተርፍ ጉዳይ ሓርነታዊ ኩነታት ዩ፣ ሓርነት ከኣ ጌና ኣብ ሓደ ጉጅለ ጅባ ተቛጺራ ትርከብ ።ሕጂ እቲ ዕማም ዕማምኩም ዩ ብዘይ ቃልዓለም፣ሓርነታዊ ቃልሲ ከኣ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍካ ቢ ሓሳብ ምምካት ዩ፣ጠበንጃ ትሕንገጠሉ የብልካ፣ ንበረኻ ትወርደሉ የብልካ።ስለዚ እቲ ዝተረፈ ንዓኻ ክኸውን ክገድፈልካ እየ ፣ዚ ዎ ደሓንካ።
@Guluhama
@Guluhama 4 жыл бұрын
ሰላማት ሓውና ተስፋይ። ዕድመን ጥዕናን ሂቡካ እንቓዕ ድምጽኻ ሰማዕናፕ
@fiametayohannes3820
@fiametayohannes3820 4 жыл бұрын
Mr. Tesfaie, and Mr.Emanuel Thank You, Bravi
@tesfalemyemane2234
@tesfalemyemane2234 4 жыл бұрын
Jigna Abona Tesfay Temno Egziabiher Hiwetka yibarik God bless you thank you for telling the truth Eritrean struggle and the leaders of the struggle
@yemaneambaie2745
@yemaneambaie2745 4 жыл бұрын
ዎተምነዎ ጅግና አባጥረግ መርሓባ መርሓባ
@hanilove2167
@hanilove2167 4 жыл бұрын
Wellcome baba tesfei temnowo
@hhhhighbroke593
@hhhhighbroke593 4 жыл бұрын
He was the first person exposed the misguided history of Isayas Afeworki in 2012. i can say he is the first person started the fire, know it become spared like a wild fire and blaze. its a glory .
@mantaeyom2720
@mantaeyom2720 4 жыл бұрын
ተስፋይ ተምነዎ ጉድ ኢሰያስን ሰዓብቱን ኣብ ኩናት ሕድሕድ ንከይ ንኣቱ ብኑጽር ኣብ 2011- 2012 ዝሓበረ ኣቦ መንእሰያት ኤርትራ እዩ ሓሌትካ ርኢናዮ መቸም ከምቲ ዝተበገስናዮስ ኤርትራ ብደም የዕለቅሊቃ ምሃለውት ከም የመን ኣድሒንካና ኣለቢምካና እዝገሄር ይሃበልና ጅግና ኣቦ ከማኻ ዝበለ ድማ ማህጸን ኤርትራውያን ኣዴታት ኣሻሓት ዘፍሪ ይግበሮ ኩራዕ ኩቡር ሰብ ጸጋ ዘለካ ፍጡር ኢኻ፡ሰላም ኤርትራ ድማ ከምቲ ትብሎ ኩሉ ግዜ ብሓድነትና ኢና ነራጋግጾ እሞ ሓድነት ንግበር ኣጆካ ህዝበይ።
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 4 жыл бұрын
ጂግና፥ ገዲም፥ ተጋዳላይ፥ ተስፋይ፥ ተምነዎ፥ ፈላሚ ፥ ብድሆ፥ ሰረ፥ዲክታቶር ፣ መርሃባ፥ አንካአ ፥ ብሰላም ፥ መሳአካ ፥ ኣብ፥ ቲቪ ኣሰና፥ ቀሪብካ ፥ምስ፥ ምሉአ፥ ትአናካ ፥ ኣምላክ ፥ ዝተባረከ ፥ ይኩን፥ ኩቡር፥ ሃርበና ፥ አንካአ፥ ድኣ፥ ከምዚ፥ ኢልካ፥ ምስትአናካ ፥ ፍረ፥ ቃልስካ ፥ ናብ ፥ መውዳአታ ፥ ጐአዝኡ ዝኣከለ ፥ ይመስል
@meashoghebretnsae9455
@meashoghebretnsae9455 4 жыл бұрын
Write it in English,Arabic etc Good history good Experiens good practise good lesson To whole 3rd world (Africa etc.) We need it documents please Don't west time do it In peper(boocks)documents for future generatiomn spetialy Eritrean(,Shebab Gobeth,Menaisei.) Go ahead!!!!!! You are super Tegadalai Harbegna We Er. We love you We learning your Exoeriens ,history, Practise & the hiden Agenda of our Rivolution No more Secret no more fulling Eritrean peaple now We now the truth(,reality)which Was hiden from us. GBU. Thank you.
@user-bd8hl8cw5z
@user-bd8hl8cw5z 4 жыл бұрын
100% I AGREE 👉✔.
@user-kn2qt6pr6m
@user-kn2qt6pr6m 4 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ታሪኻዊ ትንተናታትን ብ ኤርትራውያን ን ኤርትራውያን
@teamekiflay4109
@teamekiflay4109 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ጅግና ባባ ተስፋይ ተምኖ ኣነ ካብቶም ዘድንቀካ ኢየ።ብፍላይ ምስጢ ኢሰያስን ህዝባዊ ግምባርን ታሪክ ዘፍለጥካኒ።ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይሃበለይ።ብሕጂ ውን ካባካ ብዙሕ ክምሃር ኢየ።
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ባባ ተስፍይ ተምኖዎ
@robelpaulos2565
@robelpaulos2565 4 жыл бұрын
Thanks harbena abona tesfay we love you are a good exapmle hero
@user-bb8fu3zu5j
@user-bb8fu3zu5j 4 жыл бұрын
ጅግና ኣቦና long live God blessed you
@dejumavieesttresbonne6956
@dejumavieesttresbonne6956 3 жыл бұрын
ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ወዲ ተምነዎ ብጣዕሚየ ዝፈትወካ ፡ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ንስድራካን ፈተውትካን ይግበረልካ!"
@jaefershushay4121
@jaefershushay4121 3 жыл бұрын
ኤማ ሓዎይ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ጅግና ተስፋይ ተምነዎ ኣቦ ውጹዓት ኣውራጃን ሃይማኖትን ዘይፈላሊ bless you guys
@rufaelrafae3724
@rufaelrafae3724 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው ኣቶ ተስፋይ ተምኖ ኢንካአ ደሃን መጻካ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
ወዲ ቶምኖዎ ኦቦ ሐቂ እድመን ትእናን ይሃብካ 😍😍
@doromdorom5271
@doromdorom5271 2 жыл бұрын
Nice wedi temnewo thanks so much
@henokyonas8411
@henokyonas8411 4 жыл бұрын
Assena andi huko maken hagerna anbubulna
@Habesha28
@Habesha28 4 жыл бұрын
One of the best caliber to tackle this cruel regime! Even his Voice is scary to dia and pfdj goons!
@habtomatey9182
@habtomatey9182 4 жыл бұрын
Well came assenna
@yosiefafeworki8497
@yosiefafeworki8497 4 жыл бұрын
Tesfay temnewo kubur abo edemen tenan yhabka naybhaki ama btami tanks memher tesfay nab hezbi zekrebkayo
@marthat9887
@marthat9887 4 жыл бұрын
Thanks
@tekbrhane4814
@tekbrhane4814 4 жыл бұрын
Nice job abona
@johnyem1573
@johnyem1573 4 жыл бұрын
Wedi temnewo thank you so much, personally I respect you admire you as one of the heroes true legend and narrator.
@yonashagos3406
@yonashagos3406 4 жыл бұрын
Bravo Amanuel
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 4 жыл бұрын
Idmen tinan yhabka abona tesfay hjwn dreja nkhatna tuhut eyu zelo nusu itezey kown ms hzbn hagern zebademe like seytan ay medakrnan nerna gn ajoka aytithalel kexlo
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 4 жыл бұрын
ወዲ ዓደይ ማዓረይ ዲኻ ኸአ
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 4 жыл бұрын
Du bist Vorbild für die anderen, die noch schweigen. Ich hoffe, du machst so weiter. Vielleicht kannst du auch Vorträge halten. Alles gute
@awettewelde2171
@awettewelde2171 4 жыл бұрын
Good Job Ema
@kemelaerimuss3300
@kemelaerimuss3300 4 жыл бұрын
Tesfay temnewo jigna abo haki
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 4 жыл бұрын
Legend veteran tesfay temnewo, the first hero who exposed the real image of the devil isias afewerki in the media. Long live wedi temnewo
@gherieshmendi3659
@gherieshmendi3659 4 жыл бұрын
ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ: ሓርነት ህዝብኻ ኣዒንትኻ ክሪኣ ኣእጋርካ መሬት ዓድኻ ክረግጻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኩቡር ኣቦ!!
@bestfriendsplayz1711
@bestfriendsplayz1711 4 жыл бұрын
Aminnn kubur hawey edmen tienan nbona kubur ato tesfay temnw
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 жыл бұрын
*ሓርበኛ ተስፋይ ከመይ ኣለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብቐዳምነት እታ ኣርብዓ ዓመት ዝተቐብረ ጉድ ትብል መጽሓፍካ ኣበይን ብኸመይን ክረኽባ ይኽእል ካልእ እቲ ሰላሳን ሸውዓተን ክፋላት ዝገበርካዮ ኣብታ ወሳኒት ኣርእስቲ ስለ ዘቛረጽካ ብዝከኣለካ መጠን ኣብ ኣሰና ክትቅጽሎ ብትሕትና ይሓትት። ነቲ ኣብ ወጋሕታ ዝተዘርገሐ ኣውሪድካ ብኣሰና ይስደድ እሞ ካብኡ ኣማንኤል ይቕጽሎ ኣብዚኣ ኣጥቢቐ ይላበወካ ምኽንያቱ፡ኣብታ ዕርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ትብል ኣርእስቲ ኣዝያ ወሳኒት ኢያ። ሓደራኻ ባባ ተስፋይ የሐጉሰኒ። ኢንተርቪው ናትካ ብዓቕመይ ከይወጽእ ኣብ ጽቡቕ የቐምጥ ካብ ዘለዉ ሓደ ኢየ ኣብዘን ዝበልኩኻ ግን ደጋጊምካ ተትፍትሽ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ኢዩ የቐንየለይ።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 жыл бұрын
@@dubatop7581 kkkkkkk isayas Afewerki eyu Tgraway, mnalbat nska wn.
@adamismail3017
@adamismail3017 4 жыл бұрын
ኤርትራዊያን ጀጋኑ ዶ እወ ።ጸዐራማት ዶ እወ ። በላሕቲ ድዮም ከ እወ ! ። ለጋሳት ዶ እወ። ለዋሃት ድዮም ከ እወወወ ። ን ኣመራርሓ ብቁዐት ድዮም ከ እወ ። ን ህዝቦምን ንሃገሮምን ይፈቱ ዶ ከ እወ ። ኢንታይ ዳኣ ጸገም ናይ ኤርትራዊያን ? ናይ ደገ" ቶንኮል " ክንብድህ ኣይካኣልናን ። ኢሳይያስ ሓደ ካብኦም እዮ ።
@user-mq6qv6bi2g
@user-mq6qv6bi2g 4 жыл бұрын
Please spread this message kzfaq.info/get/bejne/idSHdKudv87DdX0.html
@adamismail3017
@adamismail3017 4 жыл бұрын
Nice .
@abrhamtesfay7545
@abrhamtesfay7545 4 жыл бұрын
Wow goney nska natey ika wedi Eri 👍
@teklizghimahari6808
@teklizghimahari6808 4 жыл бұрын
@@user-mq6qv6bi2g etku endimo fetihu hadimu abti fetani ewan
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Ja man bro
@fisahayeberhane6202
@fisahayeberhane6202 4 жыл бұрын
Abo tesfay temnewo awrasi hakena terik ....mejemerta nay eseyas n hizbawi gnbarin himaku zekalia
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 4 жыл бұрын
Ges nefetwo rena gegna hwena tesfay edemen tenan ymenyelka
@abrahammicheal2303
@abrahammicheal2303 4 жыл бұрын
Tarikina zefletkan aboy tesfay temnewo admen tanan yhabka fetari
@mussieteklezhgi9283
@mussieteklezhgi9283 4 жыл бұрын
Wawww kubur tesfay temno enka bdhan mesaka btemi eye zkbreka
@amentube4610
@amentube4610 4 жыл бұрын
ኣይዞ
@semayuderetey4336
@semayuderetey4336 4 жыл бұрын
KAB lbi na nemesgneka asena n Baba tesfay mqrabka baba tesfay edmen tenan yhabki jgna abona
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 4 жыл бұрын
እዚ ሕጂ ከም ህዝብን ሃገርን ኣጋጢሙና ዘሎ ኣሰካፊ ኩነታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ታሪኽ ስለዘይፈልጥ እዩ ኣጋጢሙና ዝብል መደምደምታ የብለይን። እቲ ዝሓለፈ ብዙሕ ጸይቅታት፡ ኣብቲ ሕጂ ንሓልፎ ዘለና ኢድ ከምዘለዎ ኣይጠራጠርን፣ ግን ምንጪ ኩሉ ሽግራትና እዩ ኢልካ ምድምዳም፡ ከየልምሰና ይስከፍ። ነፍሲ-ወከፍ መድረኽ ናቱ ትንታኔን፡ መዋጽኦ ብልሓትን ስለዝጠልብ፡ ኩሉ ሓይልና ናብቲ ሕጂ ዘሎ ብድሆ ክነቕንዖ ዝሓይሽ ይመስለኒ። ሓርበኛታት ከም ብዓል ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ፡ ዝኣክል ታሪኽ ኣስኒቖም ኣለዉ፣ እዚ ሓድሽ ወለዶ ድማ ዘድልዮ እናወሰደ፡ ሓድሽ እናወሰኸ ንቕድሚት መታን ክኸይድ፡ ዘለና መድረኻት ናብቲ መንእሰይ ወለዶ እንተቐንዐ ኣድማዒ ይመስለኒ።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 4 жыл бұрын
!
@habtetesfaytemnewo6720
@habtetesfaytemnewo6720 4 жыл бұрын
ሓቅኻ። ኣነ'ውን ኣብ ታሪኽ ክንነብር ዝብል እምነት የብለይን ንጋዘጠኛ ዝሓተኒ ሕቶ ክምልስ ግን እግደድ'የ።
@kamita878
@kamita878 4 жыл бұрын
Lomi ika wedi hager zmxeka nhzbo keflt zdeli keyhabei
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ኣማኒኤል፡ ብፍላይ ምስ ኣቶ ወልደሱስ ዓማርን ኣቶ ተስፋይ ደጊጋን ዝገብርካዮ ቃለመሕትት ኣዝዩ መሃሪ ነይሩ። ተስፋ እገብር እዞም መንእሰያት ብዙሕ ተሞክሮን ትምህርትን ረኺቦምሉ ክኾኑ።
@abeerjaser3865
@abeerjaser3865 4 жыл бұрын
Amaniel n eritrea aykonen zikales zelo wegenawi eyu
@maharikodai1898
@maharikodai1898 4 жыл бұрын
ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ ንኽፋኣትን ጥፍኣትን ህግደፍ ብንግሁ ዝመከተ ተቃላሳይ ኣቦ ህዝቢ እዩ
@eritreanieritreawiyan7127
@eritreanieritreawiyan7127 4 жыл бұрын
bahar wedebat baba tesfay bal habo brahan nay kalsina. ansar tenbenay wedi sigir mereb sef eritrawi kem tirekbo aytaratern eye.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ተስፋይ ተምነዎ ንስኻ ካብቶም ኣቐዲሞም ነዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ኣሰያስን መሳርሕቱን ኣንታይነቱ ማለት ተግባራቱ ዘጋለጹ ኣኻ ብጣዕሚ የመስግነካ። ግን ክሳብ እጂ ክወሓጠለይ ዘይከኣለ ዘሎ ንስኻትኩም ምሁራት ኢኹም ብርቱዕ ሃገራዊ ስምዒት ናርኩም እቲ ምሁራትን ጨጓር ዳንጋን እንዳበለ ክፈላልየኩም ከሎ እቲ ነቶም መቃልስትኹም ክሕይርን ክጥፍእን ከሎ ኮታ እቲ ሕጂ ዝፍንጣሕ ዘሎ ምስጢራት ናይ ኢሱያስ ዝፍንጣሕ ዘሎ ዘስካሕክሕ ናብራ ተጋዳላይ ሲ ከመይ ጌርኪም ከይ መከትኽኩሞ ትሓልፋ ኔርኩም ክቕበሎስ ዋላ ሕጂ ኣብዩኒ። ተጋዳላይ ተ.ሓ.ኤ እቶም ካድራት ብድሌት መሪሕኑት ኣብ ዓሌት እንዳ ወረደ እኹል ፖለቲካዊ ትምህርታትን ዓሟቕ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን እንዳወዳደረ እኹል ክትዕ የካይ ኔሩ መሪሕነ ኣብ ካርትም ተኣኪባ ነቲ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ መንጎ እተን ክልተ ውድባ ዘሎ ጎንጺ ካልኣዊ ድኣ እምበር ቀዳማዊ ግርጭት ኣይ ኮነን ስለዚ መፍትሒኡ ስምረት እዩ ኢሉ ዝሓንጸጾ ረጊጻ ሜዳ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ንላዕሊ ክጸውር ኣይክእልን እዩ ስለዚ ሻዕብያ ክትህረም ኣለዋ ዝብል ውሳኔ ምስ ወሰነት እቶም ካድራትን ለይትን መዓልትን ምስ መራሕቱ ተኻቲዑ ልዕሊ ጉባኤ ትኸዱ ኣለኹም ልዕሊ ጉባኤ ኣይከድናን ነዊሕ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ኣብ ጎንጽ ኣድሂቡ ። እቲ ዝተረፈ ነቶም ካባይ ንላዕሊ ዝፈልዎ ክገልጽዎ ይገድፎ
@abduadam3659
@abduadam3659 4 жыл бұрын
ኣነ ብዙሕ ኢዩ ዝገርመንን ከምኡ ውን ዝድንጽወንን ቀዳማይ ነገር ተስፋይ ንገድሊ ኣብ ንእስነቱ ኢዩ ዝወጸ ካልኣይ ነገር ከም ባዕሉ ዝገለጾ ኣብ ጥያቀታት ምስ ራድዮ ወጋሕታ ኣብ መፈለምታ ሰብዓታት ቃልሲ ገዲፉ ንስደት ኣምሪሑ ኣብዚ ጊዜ ዚ ኣብ ሃገራት ኤሮጳ ከም ዓለሙ ይነብር ኣሎ ኣብዚ ዘብጸሖ ጉዳይ ድማእዞም ሕጂ ንሙሉእ መንእሰይ ኣጽኒተሞ ዘለው ምቅላስ ስለ ዝኸልእዎ ኢዩ ይብል ኣብዚ ንምርዳኡ ዘጸግመኒ ዘሎ እዚ ሰብ እዚ ነብሰይ ኣውጽኒ ከይበለ ነቲ ቀታልን ሓናቅን ጋንታ ክልል ኢሰያስ ክቃለሶምን ክምክተሙን ኣይመረጸን እንተዝፍትን ኔሩ ምናልባት ኤርትራ ትኹን ህዝባ ኣብዚ በጺሓቶ ዘላህልቀት ኣምበይ ምበጸሐትን ኔራ ካብኡ ሓሊፉ ድማ እዚ ኹሉ ዓመታት ኣንዳዕዲዑ ክሳብ ጥቃ መጨረሻ ዕድሚኡ ኣጽቂጡ ንብር ኔሩስ ሕጂ ከምዚ ኔሩ ከምቲ ኔሩ እንታይ ጥቅሚ ኢና ሞ ንረኽበሉ እዚ ዝብሎ ዘሎ እንተኾነ ምሓፈረ ንህዝቢ ኤርትራ ናብዚ በጺሑዎ ዘሎ ዘይውዳእ ክሳራን ጸገማትን ከም በዓል እዚኦም ጠጠው ከብልዎ ብዘይምፍታኖም ክኸውን ይኽእል ኢዩ ሽፋቱ ጋንታ ኢሰያስ እቲ ዝሓሰብዎን ዝተለምዎን ናይ ምጽናት ህዝቢ ኤርትራ ስነ ሓሳብ ተተግቢሩ ኢዩ እቲ ጅግንነት ትም ኢልና ንዘይ ግበኦ ሰብ ምሃብ ነውሪ ኢዩ
@yonathanassefaw3915
@yonathanassefaw3915 4 жыл бұрын
Abdu Adam: I always thought this many times, but I have found out that many tried to expose, yet Eritreans considered those truth holders as traitors. ELF and individuals like Teklai Aden tried this. But the propaganda of EPLF was strong and their security was tight. And trying to expose the regime was dangerous even being in exile.
@tsegaytea
@tsegaytea 4 жыл бұрын
ኣዝየ ዘድንቆን ዝፈትዎን ሓቀኛን ፈታዊ ህዝብን ሃገርን ዝኾነ ተስፋይ ተምነዎ my hero ብዙሕ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ነዚ ወለዶ ዘስነቀ
@weredelugano1015
@weredelugano1015 4 жыл бұрын
Wedi temnewo abesa !!!!!!!!
@helentekle2822
@helentekle2822 4 жыл бұрын
Merhaba abona tesfay tennnewo edmen tenan yhabka ❤❤❤
@mehretabangosom599
@mehretabangosom599 4 жыл бұрын
ኣቶ ኣማኑኤል ሎሚ ኢኻ ሰብ ዘምጻኻ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 жыл бұрын
Lomi auna tsebaha ghezana.koina merat.
@amanueltecleberhan3848
@amanueltecleberhan3848 4 жыл бұрын
ለበዋ ዙር ፈንቅል እንትዝኸውን ኣርእስትና ምምዕረገ ታሪኽ ንስርዓት ኢሳይስን ስርዓቱን ምስተቐብረ ሓዞ ሓዞ በጺሕና ንድሕሪት ኣይትምሎስና
@motolee5237
@motolee5237 4 жыл бұрын
Part two it's too late.
@tesfujohannes7638
@tesfujohannes7638 4 жыл бұрын
Wdite esyase kulu sab yflto eyu bzka zaworun zxmamun just left action kamti natu selty nkde eti ftha mknxalu eyu kamzeyu mbal yaklna that waste time please iey with iey no more interviw
@kibromberhane2291
@kibromberhane2291 4 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ወዲ ተምነዎ ቦሎ እስከ ተርትሮ ነዚ ሰይጣናዊ ስርዓት ዘልፎ
@seareamanuel5330
@seareamanuel5330 3 жыл бұрын
Xebuk endyu beti hade wegn Tarik zedgmu enashae ayedlen zedlyo nhzibi Eritrea lewti zemxee ember asena gzekum atetfu begikum ti hadesh welodo menesey ketebrabru zeatu.
@tekleabbrhane4765
@tekleabbrhane4765 4 жыл бұрын
wlcokam
@aronabay9521
@aronabay9521 Жыл бұрын
hadami 3 amet gerka ab medasi
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 жыл бұрын
ብዛዕባ ወዲ በራድ ከመይሉ ኣብዚ ሕጂ ህዝብና ዘጥፍኣሉ ዘሎ ሰልፊ ናጽነት ካብ ጀብሃ ምስ ተፈልየት ኣብ ዓላ በመዓል ኣብርሃም ተዎልደን ሰሎሙን ወልደማርያምን ወልደንኪኤል ሃይለን ተመስሪታ ኢሳያስ ከኣ ተሓዊሱዎም ከምዚሎም ከሎው ኣብቲ ግዜቲ ኣስራተ ካሳ ንሃይለስላሰ ኣውዲቑ ገዛኢ ንኽኸውን ተስፋንኪኤል ጆርጆ ዲኦ ናይ ዓድተከለዛን ኣብ ዝነበረሉ ከም ሞንጎኛ መራኸቢ ኾይኑ ዓላ እናወረደ ምስ ኢሳያስ ተራኺቡ ምስ ኣስራተ ካሳ ከምዘራኸቦ ቃኘው ከምዘሓከሞ ንሓደ እሙን ዓርኩ ከዕልሎ ኮፍ ኢለ ይሰምዖ ነረ ብረት እንዳፍላንሳውን ንምዕጣቖም ብሓይሎም ከምዝወሰድዎ ኣምሲሉ ኣውሂቡዎም ተንኮለኛ ኢሳያስ ግና ነብርሃም ተዎልደ ሰሚሙዎ ሰሎሙን ዎልደማር ኣትፊኡዎ እቲ እከይ ግብሩ ኣጸቢቑ ከይቃላዕ ምስ በሎ ዕርቂ ጀብሃን ሻዕብያን ደቅኹም ኣእትውዎም ተባሆሎም ኣብ ወኪ ዛግር ዓበትን ክህናትን ከይዶም ክንዲ ምእታው ዕሪቕፕሞም ሽዑ ተስፋንኪኤል ኣቡኡ ጀብሃ ንስኻ ደኣ ንደልየካ ዝነበርና እንዲኻ ኢላ ሒዛቶ ከይዳ ደሓር ንሱዳን ሰዲዳቶ ምስጢር ኢሳያስ ከይግለጽ ምስ በሎ ኢዱ ሂቡ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ ወዲ በራድ ኣብታ ካብ ጅቡኡ ዘይትፍለ ብቐይሕ ዝተጻሕፈት ኣዲስ እትው ምስ በለ ኣቕቲሉዎ ስለዚ ወዲ ጆርጆ እንተዝህሉ ብዙሕ ምስጢር ተንኮለኛ ምወጸ
@teamekiflay4109
@teamekiflay4109 4 жыл бұрын
ቅዳማይ ንተኮላት ኢሰያስ ዘለለየን ብትብዓት ዝገለጸን ኣቦ ኤርትራውያን ኢኻ
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
መብዛሕትኦም ጥር ኢሎም ናብ ናይ ገድሊ ሂወቶም ኣትዮም ድዛረቡ ።ካልእ ሂወት ይብሎምን ። ናይ' ቲ ዝዕበዮም ኣከባቢ ህዝቢን ረስዖም ናብ ናይ ገድሊ ሂወቶም ጥራይ እዮም ክገልጹ ዝፍትኑ። መብዛሕትኦም መራሕቲ ሻዕብያ ነበር ድግምጋም ታሪኽ እዩ ።
@tesfujohannes7638
@tesfujohannes7638 4 жыл бұрын
27 year cray sheim aboyn Adayn zdgfu ent koynom aydcar meseu yknxlu
@samitahama1278
@samitahama1278 2 жыл бұрын
Tesfay temnewo Adebeu ahlifu zhabe Lekbat hasawi🤮🤮
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 4 жыл бұрын
አንቱም ሰባት እዚ ኢሰያስ ክንደይ ሓላፍነት ይፎቱ ዕድሚኡ ሙሉእ አብ ሕላፍነት አይጸልኦን ዲዩኸ ወድዛ ገለ
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 4 жыл бұрын
I love Eritrean president
@heleneri425
@heleneri425 4 жыл бұрын
@@asmeraeritrea1241 hamasien ayfetun eye mish tbl nerka kemey gerka da nmengstna fetikayo
@selam7603
@selam7603 4 жыл бұрын
The plan of the dictator is to destroy Eritrean people we have to stand against him and his dogs
@selam7603
@selam7603 4 жыл бұрын
@@heleneri425 sorry we don't need division please and the dictator and his dogs they are not from ERITREA
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 4 жыл бұрын
Viva aklguzay THAT'S my country I love aklguzay
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
59:35 ኣረሜናዊ ጉጅለ ኢሳያስ ፍጥር ምስ በለ ኢዩ ጨካን ብህርያቱ ኣርእዩ። እዚ ባህሪ ግን ነቲ ሰፊሕ ህዝቢ ኤርትራ ንጽር ኣይነበረን፣ ወይ ከኣ በቲ ክቱር ድልየት ንናጽነትን ንፍትሕን ተኸዊሉ ነይሩ። ጥሪት ናይ ገባር ገፊፍካ ምብላዕ ሓደ ክፋል ናይ ሽፍታዊ ባህርያቱ ኢዩ።
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 4 жыл бұрын
መናእሰያት 60ታት ትምህርትኹም ኣይጠቐመናን ብኻ ከይ ተማሃርኩም ሓሊፍኩማ። ለኒንዝም ማርክሲዝም ኣጽኒዕኩም ተጻዊትኩምልና።
@MICHOINFOTECH
@MICHOINFOTECH 4 жыл бұрын
Kidus Michael ክክክክክ ጥራሕ ኢልካ
@sirak337
@sirak337 4 жыл бұрын
ን ኣያ ተስፋይ ተምኖ ፡ ወዲ ተምኖ ክትብል ጌጋ ኢዩ፡ ከምቲ ናይ ቀደም ኣቦይ ምባል ተረስዑ፡ ኢዚ ፕላን ናይ ሻዕቢያ ኢዩ፡ ንኸባበር
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
ኩቡር አቦ ተስፍይ ተምኖዎ ንኢሳያስ ጉዱ ዘቃሎዖ ነዚ ወዲ ተምቤን
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 4 жыл бұрын
Tesfai temenew + Amanuel( meles Zenawi’s relative) = 0
@pilotpilot6930
@pilotpilot6930 4 жыл бұрын
0
@Samyberhane
@Samyberhane 4 жыл бұрын
Kolo titiko kemy alkum mkedany berad makore lula tim balu
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
መብዛሕትኦም መራሕቲ ህግድፍ ነበር ፐርሰናል ፕሮፊ ይብሎምን ።ዘረባ ኣይክእሉን እዮም ።ሱቅ ኢሎም ሃለዉለዉ ዝብሉ ።
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 4 жыл бұрын
አኤኤኤኤኤ እናበልካ ምዝራብ እንተትተርፍ ምሓሸ
@habtetesfaytemnewo6720
@habtetesfaytemnewo6720 4 жыл бұрын
ኣብያትኒ'ምበር ሓቅኻ። ንምኽርኻ የመስግነካ።
@danealmekonene749
@danealmekonene749 4 жыл бұрын
ከዳዕ ስወራ ብፍርሕን ተስፋ ምቁራጽን ራሕሪሕካ ከድካስ ሕጂ ሩሑቅ ዓዲ መሐሰዊ ይካታዕ ፡ይነቅፍ ፡ነቲ መሪሕነት ስለ ዘይተቀበልኩዎ እዩ ገዲፈዮም ክትብለና ። ነቶም ባሃማት ወይ ሃመማ ከምኡ ኢልካ የአምኖም
@meronsimon7049
@meronsimon7049 2 жыл бұрын
Jaebab ika nska wedi temnwo jegna yu
@Samyberhane
@Samyberhane 4 жыл бұрын
Mahilafy geza koyenu beka
@alignedbyprinciple
@alignedbyprinciple 4 жыл бұрын
Shut up idiot.
@dreklimaux8533
@dreklimaux8533 4 жыл бұрын
Nefatat hamasien lokmetzmetz zeytgedfwo dekta resah
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 3 жыл бұрын
Hahahaha
Tesfay Temnewo- ሕልሚ ስለዝነበሮ ቓልሲ
51:21
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 14 М.
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 2,1 МЛН
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 95 МЛН
World’s Deadliest Obstacle Course!
28:25
MrBeast
Рет қаралды 150 МЛН
Wait for the last one! 👀
00:28
Josh Horton
Рет қаралды 125 МЛН
Interview with Tesfay Temnewo - Part 37
45:37
JYAJUSTICE
Рет қаралды 101 М.
“Conversation with EPLF Veteran Yemane Tgergish & his first book”
1:25:12
Interview with Tesfay Temnewo - Part 20
44:17
JYAJUSTICE
Рет қаралды 49 М.
Понимает язык людей  ))) @gsdamur
0:15
GSDAMUR
Рет қаралды 4,1 МЛН
Добейти 100000 подписчиков | Тгк- @Rom4ik539
0:28
НАДЕЮСЬ ОН ВЕРНЕТСЯ С АВТОСЕРВИСА 😂😂😂
0:40
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 1,9 МЛН