ብሕሱም ጥምየት ወላዲቱ ደርብዩልና ከይዱ - ኣብ እንደርታ ጉድ ርኢና መፂና

  Рет қаралды 22,421

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

6 ай бұрын

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 265
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 6 ай бұрын
ነዘን ኣደን ወደንን ብዓቅመይ ክሕግዝ ምስ'ዛ ስድራ ከተራኽበኒ ይላወበካ ዓወት ።
@abrahammehreteab3651
@abrahammehreteab3651 6 ай бұрын
ዓወት ስለ ናይ ሓደራ መልእክቲ ምብጻሕካ እግዚኣብሄር የክብርካ
@eriamfkadu434
@eriamfkadu434 6 ай бұрын
ደለይት ሕውነትን ሰላምን ፍትሕን ወገናተይ ኣሕብንኩምን እንካዕ ኣሕዋተይ ኮንኩም እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ኣሜኖ ❤
@mehawibrhane9995
@mehawibrhane9995 6 ай бұрын
ምሕረት የውርድ ህዝቢ ትግራይ
@wxzlli
@wxzlli 6 ай бұрын
እዋይ ህዝብና እንታይ ኢና ንገብሮ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@mahrrat1866
@mahrrat1866 6 ай бұрын
ብዝወፀ ይተከኤልኩም ኤርትራውያን አሕዋትና ብሓቅ ልቢ ዝትንግፍ እዩ ትሰርሕዋ ዝለኩም ታርክ እግዚአብሔር አብ ሰማይ ይክፍልኩም ታይ እለ እሞ ክገልፆ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም 😢😢😢😢
@medhaniehintsa5948
@medhaniehintsa5948 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@medhaniehintsa5948
@medhaniehintsa5948 6 ай бұрын
ኣሜን ህዝበይ መዓረይ
@khalidhamza3583
@khalidhamza3583 6 ай бұрын
ንስኻን ሕዋሓትን ዘምፀኽምዎ ሆይሆይ እዩ ሓላዮ መሲለን መንቖሮ
@robelgurja9541
@robelgurja9541 6 ай бұрын
Ygermka eyu ajekum enda belu nezi hizbi ab zytedelye ytemo
@medhaniehintsa5948
@medhaniehintsa5948 6 ай бұрын
ኦ እግዚአብሔር ኣምላክ ህዝብካ ኣድሕን ህዝብካ ርዳእ :: ገለ ብጽጋብ ስምካ ትርስዕ ገለ ከኣ ብጥምየት ስምካ ነማርር ኣለና እሞ ሓጥያትና ከይ ረኣካ ተዓረቀና ኣሜን ::
@smirhss
@smirhss 6 ай бұрын
ዓወተይ ብጣዕሚ ነድንቀካን ነመስግነካን ኢና እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዮኻ ህዝበይ እዚዉን ክሓልፍ እዩ😢ዝኹላይ መላምል ኣሕዋትና ተወዲኦም ህዝበይ ግን ኣብዚ ወዲቁ😢😢
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 6 ай бұрын
አቤቱ ጎይታ ሆይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና😢 ዋይ😢
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝንዩ ብሰንኪ ንቁጽ ይልከም ርሑስ ሓንቲ ዘይኣበሱ ወለዲ እዚ ክረኽብ ብጣዕሚ ዘሐዝንዩ እግዚኣብሄር ይብጽሓዮም
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 6 ай бұрын
Eritrean seb hlina zei kem hgdef mendef Egziabher abzihu yihabkum kab zom sheitawenti hgdef kndey tekawmo kbetshakum eyu gin Egziabher ab tsebuk yenbrkum ❤❤❤
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 6 ай бұрын
Zehabe gzabiher yehabo 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏💔😥💐🇪🇷
@fevenayale5593
@fevenayale5593 6 ай бұрын
ዓመት ወዳጅ…!! ናኣካዉን ነመስግን በርካታ ጅግና ወዲሕዝቢ እድሜን ጥዕናን ይሓብካ
@senaittesfaye6461
@senaittesfaye6461 6 ай бұрын
የዉጣ የተከልን ❤❤❤የስጠች መደሀኒአለመ የስጠች❤❤
@teweldetekleslase
@teweldetekleslase 5 ай бұрын
ንወሃቢ ኣብዚሑ ይሃቦ ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 6 ай бұрын
ኣይ ህዝበይ ገበሪት ሰናይ ዘይዊዳእ እንጀራ ይዓዲልኩም🙏🙏🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 6 ай бұрын
ኣይ ህዝበይ እፍፍ 😭💔
@senaittesfaye6461
@senaittesfaye6461 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አባዬ
@manjussegen3654
@manjussegen3654 6 ай бұрын
ሎሚስ ንብሎ ኮ ጠፊኡና ኣቱም ይሕዋተይ😢እዞም መራሓቲ ንእሽተይ ዶ ይሓፍሩ ይኮኑ,ወይስ ሰብ እናሃለቀ ኣብ ክንዲ መፍቲሒ ምንዳይ,ኣብ ስልጣን ህርፈትን ኣብ ሌብነት ተጸሚዶም ዋይይ ምሕፈርቲ😢
@awerusyum3243
@awerusyum3243 6 ай бұрын
አየ ህዝበይ💔😭💔😭
@user-hd5pg1bw6i
@user-hd5pg1bw6i 5 ай бұрын
ኦ እግዚአብሔር ኣምላክ ህዝብካ ኣድሕን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@teklitmengs-fg4wh
@teklitmengs-fg4wh 6 ай бұрын
ናይተን ኣደ ወደን ደርቢወን ዝኸደ ተለፎን ስደደለይ please በጃኹም ንሰላም ዘምሩ ፈጣሪ ነዞም ወለዲ ይረአ 😢😢😢😢
@user-ry1yj3yn6f
@user-ry1yj3yn6f 6 ай бұрын
ኣድራሸአን ኣበይ እዬ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 6 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ስደደ ፡ወላዲት ካብ ምድርባይ ዝኸፍእ ግዜ እንታይ ክመጽእ ፡እዚ ህዝቢ በቶም ጽጋቦም ዘይጸሩ በጻብዕቲ ዝቑጸሩ ዕቡዳት ክፍረድ ሲ እምበር ሃየንታ ዩ ።ህዝባዊ የ ዝብል ህዝቢ ዝለከመ ኣካል ስለ ነብሱ እምበር ስለ እዚ ቀደም ውጹዕ ሎሚ ብዱል መስኪን ህዝቢ ገዲፉ ኣብ ዝሰረቕዎ ክማቐሉ ገምገምና ክብሉ ኣብ ኣኼባ ክወቓቐስን ክወዳደስን ህዝቢ ይውዳእ ኣሎ ።
@senaittesfaye6461
@senaittesfaye6461 6 ай бұрын
እማዬ አይዘች አገራችን ስላም የረገልን አንዱ ያራግን ነብስ ይማር ቤተክርስትያንን የጠበቅልን❤❤❤
@YsgyHrsg
@YsgyHrsg 6 ай бұрын
ዓወተይ እግዚአብሔር አምላኽ ዓስብካ ይኽፈልካ እዚ ወለዲ ረኪበምዎ ዘለዎ ጉድ ዝሕለፍካልና። ጸሎተ ከርሰም ኣይፈለየና ብመስቀኦም እውን ኣይፍረ ደና ጎይታና ሰናይ ዘመን የምጸአልና። ወሃብቲ ኣሐትና ናሃብክም የንብርኽም ዓስቢ ነፍሲ ይግበረልክም ክቡራት ወገናትና ኽፍእ ኣይዝራትክም❤
@shoshosho5438
@shoshosho5438 6 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ለዋህ እዙይዶ ላኣኩም ምትገብአ 😭😭😭💔ኣምላክ ኣቦይ ሓደራካ መፍትሒ ካባካ እዮም ቁልሕ በለና ከም ሓጥያትና ኣይትቅፅዓና 🤲ዓወተይ ጅግና ደኪምኒ ሰልቺኒ ከይበልካ ተገዲስካ ላብ እንደርታ ከይድካ እዙይ ምግባርካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሓይልካ ሓይሊ ሓፂን ይግበረልካ ኣብ ኩሉ እትከዶ መንገድካ ቅድስ ሚካኤል ብክንፉ ይከተልካ 🥰🙏
@rahelkiroskebede2655
@rahelkiroskebede2655 4 ай бұрын
brukat ahwatna Ertrawian egziabher genzebkum yeberkto ❤🙏
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 6 ай бұрын
ጎይታይ ማዓረይ ሰላምካዶ ሃበናይ ህዝብና ኣድሕን ኣይ ህዝበይ😢😢😭😭
@fevenandemeskel1809
@fevenandemeskel1809 6 ай бұрын
ኣባይኩም ኣባይክን ፈጣሪ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላምን ፍቕርን ይምጸልና ተጋሩ የሕዋተይ ❤❤❤
@Axum-Tigray
@Axum-Tigray 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓዚነ 😢😢 ሓፊረ 😮😮 1977 ተጠሚናሰ ሐዚ ውን ? ንምንታይ ዘይተምሃርና ? ን ለያቡ መራሕቲ እናምለኽና ኢና ዋጋ ኸፊልና ። ዋይ 😭😭😭 ኣብ 21 ክፍለ ዘመን 😭😭😭😭😭 እንታይ እዩ ወሪዱና 😮😮😮 ዝኻኣልና ንሓግዝ ። ናብ ፈጣሪ ኸኣ ንለምን።
@user-xp3he9xi1r
@user-xp3he9xi1r 6 ай бұрын
አባይኩም ህዝበይ እግዚአብሔር አምላክ አክእሎ ይዓድልኩም ❤❤❤❤ብቱ ዘሎ በረከት ይዓድልኩም
@abigaltigraa1990
@abigaltigraa1990 6 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@egzabiherymesgen3789
@egzabiherymesgen3789 6 ай бұрын
Selam Awet bikemey kirekibka yikil 🙏🏼
@user-bf8uz2rd4q
@user-bf8uz2rd4q 6 ай бұрын
May JEHOVAH GOD the almighty belsse you. For Canada wedi Hamasien.
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 6 ай бұрын
የቅንየልና ዓወት
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 6 ай бұрын
ኣሕ ህዝቢ ና በሰንኪ ሰብ ዝሰርሖ ንጥሜት ተቓሊዕ ብኸምዚ ሕሰም ክትሪኦ ከለኻ ኣዝዩ ዘሕዝን በጃኹም እንዶ ን ዓለም ክቓላዕ ኣለዎ ስርዓት ብልጽግና ምስ ሕዋሓት ,ህግደፍ ክጎሓፉ ኣለዎም ህዝብና ክሓልፈሉ እንተኾይኑ 😢😢😢
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 6 ай бұрын
ይህን ሁሉ ያረገ የትግራይ ህዝብ ይህ አይገባውም 💔
@sarasoso7541
@sarasoso7541 6 ай бұрын
አ አምላክ ምሕረትካ አውርደና ፈጠረ አቦይ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 6 ай бұрын
ስርዓት ለውጢ ተዘይብሉ ብዙሕ ንሪኢ።"ስርዓት ለውጢ ጥራይ እዩ ዘድሕኖ ይክኖ ስርዓት ጥራይ እዩ ዝፍዉሶ።😢😢😢
@kibranegash2339
@kibranegash2339 6 ай бұрын
Mdhanalm mska ezi mskin hezbi ywerdlkum dhan amlke yrekum alo
@getayferdal8827
@getayferdal8827 6 ай бұрын
Abzihu yhabikum atum Legasat.
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 6 ай бұрын
Wayeee Hezebeye 💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔Egeziyo Meharena kirstose 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@erinabella5455
@erinabella5455 6 ай бұрын
ኤርትራውያን ሓላላት ኢና ነዚ እዪ ወትሩ እግዚአብሄር ምሳና ዘሎ: ንቀተልትናን ሓረድትናን ንድንግጽ : አምላኽ ይባረኽ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@birhanegm1080
@birhanegm1080 6 ай бұрын
ሕጂ ዘላ "መማረፂ ዘይብሉ መማረፂ" ስለዝኾነ ንፋኖ ብምሕጋዝ ንመሽረፈት ገልቢጥካ ህዝብኻ ምድሓን እዩ እንተዘይኮይኑ ህዝብና እናረኣናዮ ክንስእኖ ኢና !!
@user-kk6oc1by7m
@user-kk6oc1by7m 6 ай бұрын
እግዚአብሔር አቦይ ካውይ ይምሓረና አታ እንታይ እና ንገብሮ በኪካ ዘይትፀግቦ😢😢
@lowkeysisters
@lowkeysisters 6 ай бұрын
Away ezi Tigrinya tezarabi biwaza yitefie alo 😢😢😢
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
ዓወተይ እዚ ኡካ 😢 3ዓመት ተጸሚሞም ግን ደሐን አደዋይ 😭💔😭😭😭😭💔
@azebgebretensay7853
@azebgebretensay7853 6 ай бұрын
Eway hzbey amlak mewaxo yfterelkum zhabe egziabher yhabom Awet dma edmen tenan yhabka fetari
@ErenaShow
@ErenaShow 6 ай бұрын
Klte hizbtat Eritrea and Tigray behaqi yfaqern ytehalalen eyu gna merahti niedme siltanom kblu hizbi ybdlu alewu. Hiji wn kuluna Eritreans knhgz mlue dliet alena. Awet quxri telephone natka kulu gzie abti qedamay comment xehafo pin 📌 gbero. Nifue behaqi Egziabhier Edmen tienan yhabka.
@kibranegash2339
@kibranegash2339 6 ай бұрын
Ykere blelna amlkeye
@mebryemebrye3395
@mebryemebrye3395 6 ай бұрын
ምሕረት ካብ ኣምላክ ይታዓረቀኩም ካብዚ ሽግር ኡዙይ ትናጎፉሉ ይፍጠረልኩም
@helutewelde9546
@helutewelde9546 6 ай бұрын
Ehhhh weyane mesta ezi hizbi yewrdelkum😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tesfamariamtewelde9647
@tesfamariamtewelde9647 6 ай бұрын
ነዘን ኣደ እንተተኻኢሉ ናብ ሕክምና ተትወስድወን ምሓሸ፡ ፈውሲ ቃንዛን ናይ ሓይልን እንተረኸባ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sileysiley4888
@sileysiley4888 6 ай бұрын
Very sad. I pray for you. God bless all africans
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 6 ай бұрын
way ane hezebey 💔💔💔😭😭😭😭
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 6 ай бұрын
እዋይ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢💊
@gchg6974
@gchg6974 6 ай бұрын
ኣይ ህዝበይ 😭😭😭😭😭💔💔🙏
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 6 ай бұрын
ወይን ኢድኩም አይትስአኑ
@smarhbrr5614
@smarhbrr5614 6 ай бұрын
ዋይ ህዝበይ😢😢😢😢
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 6 ай бұрын
ኣሕ ህዝበይ😭😭
@user-kp5nl8uj1j
@user-kp5nl8uj1j 6 ай бұрын
ኣይይይ ህዝበይ😢😢💔💔
@AlematAraya
@AlematAraya 6 ай бұрын
ህዝበይ😢😢😢😢😢😢
@sghfferfff154
@sghfferfff154 6 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ😭😭😭😭
@user-nh7ip2if4y
@user-nh7ip2if4y 6 ай бұрын
ዓየ ሕዝበይ😭😭😭
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 6 ай бұрын
እፍ እዋይ አነ😢😢😢
@user-me2xb5jx8w
@user-me2xb5jx8w 6 ай бұрын
አየ ህዝበይ 😢😢😢😢😢
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f 6 ай бұрын
ኣየይይይይ😢😢😢ኣደዋኒ😢
@almaz1448
@almaz1448 6 ай бұрын
ከባ ካይኑ ሰቡ. የድሕን አምላከ አንታይ ፀሎት አፂዑቁ
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 6 ай бұрын
ኣይይ 😢😢😢😢😢
@Vcinlv23
@Vcinlv23 6 ай бұрын
Ahhhhh hzbey zrekebo 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@user-gi3ww2mf8r
@user-gi3ww2mf8r 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢እፍፍፍ ዋይ ህዝበይ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 6 ай бұрын
ገና ቀውዒ እዩኮ ለሎ ተጋሩ ሕሰብዎሞ 💔😭
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢አይይይይ
@MariaKasy
@MariaKasy 6 ай бұрын
አየ😢😢😢
@user-vv2yt1zn9s
@user-vv2yt1zn9s 6 ай бұрын
አየ ህዝበይ😭💔💔
@user-pg8wh1lx2w
@user-pg8wh1lx2w 6 ай бұрын
ዋይ ህዝበ😢😭😭😭
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 6 ай бұрын
አይይይ እዞም አረጋውያን ረዲኤት ረኪቦም ዶ ይኮኑ
@gdhs-xi2rj2vr1
@gdhs-xi2rj2vr1 6 ай бұрын
ዋይ ኣነ ሓመድ ትብለዐኒ ህዝበይ 😭😭😭😭😭😭
@kibromhagos8895
@kibromhagos8895 6 ай бұрын
AAHHH 💔💔💔😭🙏🏻
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 6 ай бұрын
Awet wedajo telefonka sdedelna
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 6 ай бұрын
I can't stop crying 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭way hizbey
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 6 ай бұрын
👌🙏
@samze930
@samze930 6 ай бұрын
Mihret yewrdelkum mesakin hizbi.
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 6 ай бұрын
ኣይይይይ ዓደይ ዝኩሉ ንዓኺ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-vh1zw8eu8p
@user-vh1zw8eu8p 6 ай бұрын
ህዝበይ ረካቢ መከራ😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 6 ай бұрын
አይይይይ😭😭
@flfu5333
@flfu5333 6 ай бұрын
ኣህህህህ ህዝብይ😢😢😢😢😢😢😢
@Marym-bb1su5jv3k
@Marym-bb1su5jv3k 6 ай бұрын
Away ane hzbey😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 6 ай бұрын
እዝጊኦ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@usahandsoffethiopia8486
@usahandsoffethiopia8486 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭 ውፍፍፍፍፍ
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 6 ай бұрын
ዓሕ ህዝብይ😭😭 ሕወሓት❌❌❌❌❌
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 6 ай бұрын
ኤህ ወለደይ😭😭😭😭💔
@zafuzafu9282
@zafuzafu9282 6 ай бұрын
አይ ህዝበይ እስከመቼ እንደዉ ያልፍ ይሁን 😢😢😢😢😢
@user-gc3ng8sw3j
@user-gc3ng8sw3j 6 ай бұрын
እግዛብሄርይስጣችሁ ሰዉ ሰጥቱ አያጠግብም
@masho5664
@masho5664 6 ай бұрын
😢😢😢
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 6 ай бұрын
ዓወት ሓወይ እዘን ወላዲት አበይ ንረኽበን በጃካ አድራሻአን እህህህህህህህ እነዋይ መዓረይ እዝይዶ ኢድክን ነይሩ😂😂😂😂
@MuluGermay
@MuluGermay 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ማማየ
@ghebremedhnkifle3052
@ghebremedhnkifle3052 6 ай бұрын
ዓወት ሓውና በቲትገብሮ ዘለኻ ካሎኦትውን ትገብርዎ ዘለኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ፡ ነዚ ኢለ ግን እዞም ኣቦ ዝገብርዎ ጨኒቑዎም እዮም ብናተይ ሓሳብ ግን ናብዚ ዘር ኣኻና ሽመኛታት ክተረኽበን ነይሩካ እብል ፡ሰማዒ ዝሰኣነ ሰብ ዘይገብሮ ነገር የለን።
Heartwarming moment as priest rescues ceremony with kindness #shorts
00:33
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 30 МЛН
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
መራሕቲ ትግራይ ከምቲ ዝተቐበልናኩም ተቐበሉና
8:16
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
ጉድ ኣብ ክብዲ እነኦም ኮይኖም ዝሪኡ  ህፃውንቲ መፅዮም
1:37
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 1,3 М.
"ሽም የብልናን" ሓዳሽ ትግርኛ ተዋሳኦ ካብ ግንባር
12:04
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 36 М.
Heartwarming moment as priest rescues ceremony with kindness #shorts
00:33
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 30 МЛН