ብሓደ እንተለዉ ዝተፈላለዩ ስድራ እንዳያ ካሳ (ማይ ቅነጣል)

  Рет қаралды 30,688

Wushatena Media

Wushatena Media

3 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ብሓደ እንተለዉ ዝተፈላለዩ ስድራ እንዳያ ካሳ (ማይ ቅነጣል)

Пікірлер: 154
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 3 жыл бұрын
ኣይ ዓለም እዚኣ ንገሊኡ ዘይውዳእ መዓር ንገሊኡ ከዓ ዘይልከፍ ዕረ ኣይ ኣዶ ኣዶ ዶ እዚ ምረኸበት እፍፍፍ😢😢😢ምሉእ ምሕረት ያውርደልኩም ፈጣሪ መምህር ሙሉየይ ከምቲ ስምካ ሙሉእ ይሃብካ ሓወይ ናተይ ንበረለይ ክብረይ ጅግና ትግራይና ከማካ ዝበለ ለባም የብዘሐዮ💖🙏
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 3 жыл бұрын
መ ር ሙሉየ ኣነስ እንታይ ዓቕሚ ኣለኒ ንቃላትካ ዝገልፅ ኣእምሮይ እኳ ብትምህርቲ መሊኡ እንተዝተርፍ ንናትካ ተግባር ዝገልፅ ቃላት ኣይምረከብኩን ኣቦ ፅጉም ኣጆኻ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ የብዘሐልካ ውዕለት ካብ ሰማይ እዩ
@user-pr7pu5qd6m
@user-pr7pu5qd6m 3 жыл бұрын
ንወሃብቲ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ንሶም ስድራ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፉእ ኣይርከባካ ኣቦ ፅጉማት
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
ሙለረይ እንዃዕ ደሓን መፃኻ በስመኣም ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣታ ታዩ መዓቱ ዋይይይይይይይይይ ህወሓትትትትትትትት ብደም ዝተመስረተት ኣድጊ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋ ኣታ ናበይ ኢና ንኸዶ እስቲ ዝሓድሽ ዓመት መድሃኒኣለም ይፈውስኩም ኣሕዋተይ ንወሃብቲ ድማ እግዛብሄር ይሃብኩም ንዘይሃብና ንክንህብ እግዛብሄር ይሓግዘና
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም ንገበርቲ ሰናይ ሞ ቃላት የብለይን ብገንዘብ ብጉልበት ብናውቲ ብዝተፈላለየ መልካም አገልግሎት እተገልግሉ ዘለኩም ብሓቂ ውዕለትኩም እግዚአብሔር አምላክ ይክፈልኩም
@user-ci8rs1eh3w
@user-ci8rs1eh3w 3 жыл бұрын
አሕሕሕሕ እዛ ዓለም እዚአ ንገለ ዘይውዳእ መዓር ንገለ ካዓ ዘይልከፍ ዕረ ኡፍፍፍ አየ አዶ ትረክብዮ ኩሉ ናዓኪ ኡፍፍፍ አዶዶ እዚይ ትረክቢ 😭😭😭😭😭 መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጅግና ትግራይና 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@merhawitembaye7473
@merhawitembaye7473 3 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 🙏 ብሽም ድንግል ማርያም ማሕበር ንጅምር ኣለና እሞ ምሰዛ ማሕበር ኸትኣትዉ ትደልዩ እንተሃሊኹም ተወኾሱና ኻብ San Diego
@hyabfetsarihyabfetsari1098
@hyabfetsarihyabfetsari1098 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዚን ህወት ታርኽ ናይ ዞም ስድራ ኢዘን ኣዶ ወልደን ከኢርፋ ዝግበአን ባኢለን ሓገዝ ዘድልየን ኢዞም ኣጋብዝ ክሕግዛ ኣቅሚ የብለኒን ህዝቢ ትግራይ ሓቦኛ ህዝቢ ዩ ሕጂውን ኢደይ ኢድካ ኢልና ካብ ፀገም ከምነውፅኦም ባኣል ሙሉ ተስፋ የ መምህር ሙሉ ንኣኻ ዝኸውን መግለፂ የብለይን ኢድመን ጢኢና ይሃብኻ ኣምላኽ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 жыл бұрын
መሉ ሓወና እንካዕ በሰላም መፃኢካ ማኣረይ
@yeshibelay2767
@yeshibelay2767 3 жыл бұрын
የእናት መከራዋ እናትነት ከባድ ነው መ/ር አንተንና ተባባሪዎችህን ፈጣሪ ይርዳችሁ ይህን ማድረግ መታደል ነው፡፡
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ሓመድ ትብለዐኒ አዶ ፃዋሪት ጉድ መምህረይ ማዓረይ ሓይልካ ሓይሊ ሓጭን ይኩን
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 3 жыл бұрын
እዋይ የሕዋተይ ኡፍ ኣየ ዛዓለም ኣጓጉል ኡፍ ውሽጠይ ሓሚመ በይዛኩም መጀመርታ ፀበል የሕፅብዎም እርግጠኛ እየ ምሕር ከምዝብሉ እዋይ ጓሂ ማማዋይ ማዓረይ ከብድካ ክበልዓ ዞም የሕዋተይ እውን ሓመድ ትብለዐኒ ገና ብንኡሶም ኣብ ክንዲ ትምርቶምን ሓዳሮምን ፍቆዶ በረካ ከርተት ዓሕ እስቲ ኣይዞኩም ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ትሕቲ ፈጣሪ ድማ ከም ህዝቢ ኣንሕና እውን ኣብ ጎኖም ክንከውን ኣለና ኣብ ቀፃሊ ፕሮግራም ገዝኦም ተሰሪሕሎም ነናይ ባዕሎም መደቀሲ ማማዋይ እውን ኡፈይ ኢለን ጥዕንኦም እውን ናብ ኑቡር ተመሊሱ ከም ቤተሰብ ተኣካኪቦም ከምዝነብሩ ይግበሮም መምህር ሙለይ ድማ ተባረክ
@user-ci8rs1eh3w
@user-ci8rs1eh3w 3 жыл бұрын
ዋይ አዶ ትረክብዮ ኡፍፍፍ አታ አነስ አይካአልኩን 😭😭😭😭ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኩርዓተይ 🙏🙏🙏አነ ዝገርመኒ ግን አብ ትግራይ ዘለዉ ሃፋትም አበይ እዮም እንየውዶ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ኡፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 3 жыл бұрын
እዉይይይይይ ኣታ ፍጣሪ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ዓለም ክልተ እያ ንገልኡ ፀልማት ንገሉእ ደማ ብርሃን እያ አዶ ማለት ብዙሕ እያ ትፀውር ምንባር ማለት ብዙሕ ትርጉሙ መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 3 жыл бұрын
ዋይ አደይ ማዓርይ አይዛኪ ዕድመን ጥዕናን ይህብኪ እግዚአብሔር አምላክ ምህረት ያውርደለም ለሓዋትይ
@user-yi9op2dg5v
@user-yi9op2dg5v 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይላክላቹ እፍፍፍፍፍ ያሳዝናል እነዚህ ሰዎች ለመኖር ምግብ ለጤናው ፀበል ቢሄዱ ይሻላል እንዲህ የሚያድርግ አንድ የሃይማኖት መምህር የዛር መንፈስ ነው ብለው ስያስተምሩ ስምቻለሁ እግዚአብሔር አምላክ ጤናቸው ይመልስላቹ መምህር ረጅም እድሜ ጤና ይስጥህ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ እግዚኣቢሄር የኽብርካ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መ/ር ሙለር ኣብ ዝኸድካዮ ቦታ ክፉእ ኣይትርከብ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ ኣሕሕሕሕሕ 😭😭😭 ኣሕዋተይ ምዓረይ ወይ ኣዶ ዘይትረክቦ ዘየለ ፀላእኺ ዘይምሰል ይምሰል ኣደዋን ምዓረይ ኦ እግዚአብሔር አምላክ ኣቦይ ንስኻ ኹሉ ይክኣለካ እዩሞ ንዞም ደቂኻ ቅዱሳን መላእክት ልእኽኻ ፈውሶም ቅዱስ ፍቃድኻ ይኹን ኣታ በብ ውሻጠና ክንደይ ፀገም እዩ ዝርከብ ወይ መምህር ሙሉ ዘይትረክቦ ዘይብልኻ ኣነስ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለይ ብቻ ካብ እግዚአብሔር አምላክ ርኸቦ ‼️ሺሕሕሕሕሕ ዓመት ንበረልና ሙለር ሓበን ትግራይና ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ብዝወፀ እግዚአብሔር አምላክ ይተክኣልኹም ‼️ንመላእ ናይ መምህር ሙሉ ተኸታተልቲ ኢትዮጵያን ኤርትራውያን እንኳዕ ንጳጉሜን ወርሒ ናብ ሓዱሽ ዓመት መሰጋገር ኣብፅሐኩም ኣብፅሐና ‼️2013 ናይ ሰላም፣ናይ ፍቅር፣ናይ ሓድነት፣ኮሮና ቫይረስ ዝጠፍአሉ፣መረፃ ትግራይና ውን ብሰላም ዝከናወነሉ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ፈጣር አምላክ አሜን ፫ 👏👏👏
@mee1226
@mee1226 3 жыл бұрын
ስላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መ/ር ሙሉ
@user-ci8rs1eh3w
@user-ci8rs1eh3w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ሐበነይ💘💘💘💘💘💓💓💓💓💓
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
@@user-ci8rs1eh3w አሜን ንኩልና ዝያዳይይይ ❤❤🅰️💯‼️
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
@@user-dv8fw2jb9i አሜን ንኩልና 👏👏👏
@deradubai1754
@deradubai1754 Ай бұрын
እህህህህህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢 መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓበን ትግራይና❤️❤️❤️
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 3 жыл бұрын
ኣዋይ አሕዋተይ ምሕረት የዉርድልኩም ሙሉየ ዕድመ ይሃብካ
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ አይ አዶ ትክእሎ መን ይክእሎ አዛኩን አደይ ማዓረይ ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም አሕዋተይ ማዓረይ ብዝከድከዮ ድንግል ማርያም ትሓሊካ መምህር ሙሉየይ
@mhnamhna8236
@mhnamhna8236 3 жыл бұрын
እዋይ አድንያ ንገልኡ አማሩፁ ይበልዕ ገልኡድማ ብሺግሪ ዓለም ዘፀልኦቶ እፍፍፍ መምህረይ ረቢ ይሓልካ ዝሓወይ
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 3 жыл бұрын
ኣቱም ሐዚ እትጠምዩን : እትበክዩን እትፅገሙን መንግስቲ ኣምላክ ንዓካትኩም እያ እሞ ብፁኣን ኢኩም የግዳስ እንበዓል ኣነ ብፅጋብ ልቦናይ ዝተደፈነስኮን ናበይ እዩ ምእታወይ ኦ ጎይታ ቦዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና መምህረይ መዓረይ እመቤታችን ፅላላ ተንብረልካ ዝሓወይ ኣቦ ዉፁዓት
@naema3396
@naema3396 3 жыл бұрын
እዉይ አደ ሐላል ጸዋሪት ኩሉ
@ganoush3003
@ganoush3003 21 күн бұрын
ፅብቅ ሓሳብ ከምዙይ ገይረኩም ብምርኣይኹም ምሕረት የውርደሎም ኣሕሕሕሕ
@user-sv9wb9wo4y
@user-sv9wb9wo4y 3 жыл бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ ናይዚኦም ከዓ ግድድ ዝበለ ኣምላክ ምህረት የውርደልኩም።
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 3 жыл бұрын
Mahber Kbri kudusan ahwatna atum mmhdar tabya kulatkum abeu tsatfefu zelekum kulatkum Egzabhir adman tinana yahabka
@user-ib8pw4ew4u
@user-ib8pw4ew4u 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ከብዚ ኣድሕነኒ ኣሕሕሕሕ ኣዶ እትረክቦ አግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ሙሉየይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ
@hiahaa4075
@hiahaa4075 Жыл бұрын
Mhret yewrdelom Fetari🙏🙏🙏
@adhanomgebremikal6140
@adhanomgebremikal6140 2 жыл бұрын
ፈጣረ ምሕረት ይወረዳ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 3 жыл бұрын
መምህር መሉ ሓወይ ስላምካ ይብዛሕ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልውካ
@godislove2069
@godislove2069 3 жыл бұрын
Semayn medren zefaterka heyaw amlak nezom Family keduse zekona menfaska sedidika kabti nay kufei asrarha menfas katnagfome bati heyaw dekona genshel goytanan medhanina blood Jesus Christ kabti zelowm esrat katnagfom in the mighty name of Jesus Amen
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
ሙሉየ 💝💝❤❤
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣቲ ማርያም ኣክሱም ምሕረት ላኣክሎም
@tuutttet1854
@tuutttet1854 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ኩሉ አለና ምህረት ይውረደሉኩም መ ምህር ሙለ ድማ ብአግዛኣበህር ርከቦ
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 3 жыл бұрын
ኣንታ ፈጣሪ ዓቅምና ሃበና ምሕረት ነዛ ስድራ ንመምህር ከኣ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይምነ
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 3 жыл бұрын
እዋይ ኣደ ትረኽቦ! ንባዕለን ወሊደን ብደቀን ክእለያ ዝግበአን ኣብ ከምዚ ወዲቀን። ኣምላክ ንዐአን ይርኤ።
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 3 жыл бұрын
Memhr mulu hawey Egzabhir ademe tianan yahabka
@user-qe2vu1iu6l
@user-qe2vu1iu6l 3 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelom
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን😭😭 ኦ እምላኽ ብአኻ እውከሉ አሎው እሞ ምሕረትካ ሃበም ሚም ሙሉ ዕድመ ጥዕናን እምነልካ
@selamselam6193
@selamselam6193 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም አየ አዶ ትረክባ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ መሕዘኒ በየ ገዝኡ ክንደይ ፀገም አሎ መሉዋይ አባ ፅጉማት ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ
@user-pt5px6jg3j
@user-pt5px6jg3j 3 жыл бұрын
.amlak mhretu yewredlkum yehwatey
@mattscordslabs2673
@mattscordslabs2673 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ሙሉ ሓወይ ድማ ዕድመ ይሀብካ
@natnalnegash9454
@natnalnegash9454 3 жыл бұрын
Amlak mhret yewred
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 3 жыл бұрын
እግዘብሔር ኣምላካ ብዓይኒ ምህረት ይርኦኩመ
@binijimi3594
@binijimi3594 3 жыл бұрын
Egzabher mhert ywerdlkom
@zmzmzmzm4924
@zmzmzmzm4924 3 жыл бұрын
ኦ አምላክ ምስአቶም ኩን ምሕረት የውርድ አቤት አዶ ትክእሎ መምህረይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
እዋይ ኣደ ኩሉ ትክእል እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ወድዛ ሓላል መሬት
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 3 жыл бұрын
ዋይ ዛ ፀገም በቢገዝኡ ክንደይ እዩባ ዝኒኦ ህዝብና መኣዝ ኮን ይሓልፈሉ ይከዉን እዚ ካርፈሕ ናብራ እፍፍፍፍ መምህር ሙሉ ሓዉና እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋትና ዉን ኣምላክ ብዝጎደለ ይመለአልኩም
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ኣየ ኣዶ ትረክቦ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ እፍፍማማየይ ኣይዘኪ ፃማኪ ኣምላክ ይክፈልኪ እማየይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፍኡ ኣይንካእካ
@user-pr9ni7ie8z
@user-pr9ni7ie8z 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 ዓለም ጉደሎ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን
@nohenohe4199
@nohenohe4199 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምቶም መምህር የቀንየልና
@greetings1
@greetings1 3 жыл бұрын
Betam Yamel.. geta hoy ebakeh fewesachew..begeta beyesus sem.
@user-gm3xf8hc3j
@user-gm3xf8hc3j 3 жыл бұрын
አግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የዋርደልኩም😭😭😭
@abebasmurabebasmur7202
@abebasmurabebasmur7202 3 жыл бұрын
እውይ ኣታ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕሪትካ ጠምተና ሙሉየ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ማዓረይ
@frehaile6298
@frehaile6298 3 жыл бұрын
God belsssd you and your family memher , very heartbroken, thsnks for helpfull mum
@mebrahtuande6049
@mebrahtuande6049 3 жыл бұрын
ሙሉ ሐወይ ናይ ብሃቂ ሙሉእ ሰብ ኢካ እነ ይካታተለካ ኢየ ፈጣሪ ሃሳብካ የስምረልካ
@user6652
@user6652 3 жыл бұрын
eway anes bhaki teketatalit nay memhr mulu medeb teketatalit eye bhmak aytraywo yehwatey entekone gna entay koynom eyom mengsti akalbo zeygebrelom nzegatatu anes mengsti tgray nhzbu brgx zfeltom koynu. aymeslenn 😭😭😭😭 amlach byemanay aynu yraykum ade trechbo😭😭
@gantataewed4461
@gantataewed4461 3 жыл бұрын
አየ ወላዲት ፀዋሪት ጉድ እመብርሃን ብምሕረት ኢዳ ትደብስኩም ሙሉየ እመብርሃን ትቀጠብቃካ ዝሓወይ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ኩፉእ ኢዩ ዘሎ ምስክነቲ ኣደ ጻዋር ኣምላክ ኣቦይ ኢዞም ሓንቲ ዘይ ፈልጡ ምህረትካ ስደደሎም
@OneMediaTV
@OneMediaTV 3 жыл бұрын
አይ እግዚአብሔር ምሕረት ይላኣከልኩም ማዓረይ
@dawitteame3666
@dawitteame3666 3 жыл бұрын
Nay behaqi zehzn Ayu egziabhier mhret yewrdelom
@selamselam6193
@selamselam6193 3 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ እቶም ናይ ጣብያ መማሓደርቲ እስካብ ከዚ አበይ ፀኒሓም ካሊእ ተቀረየ ናይ ባዕሎም መፅለሊ ዘይብሎም ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ የሕዝን
@user-fl4ts6me1t
@user-fl4ts6me1t 3 жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ ፀላኢኩም ይሃንን😢😢
@sooqusabya9772
@sooqusabya9772 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውይከማካስ ይብዙሑ
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 3 жыл бұрын
እዋይ ወላድ ትረክብዮ እፍፍፍፍፍፍ እንታይ ዝበልዎ ሕራረት እዩ እዚ ኣይ መድሀኒኣለም ኣቦይ ኣነስ ኣማሪረካ ድየ ይቅረ በለለይ እዞም ኣሕዋትና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
እውይ ኣምላከይ ምሕረት ኣውርደሎም እፍፍፍ ኣደ ትረክቦ ሙልየ ኣምላክ ይባርክካ
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 3 жыл бұрын
Ufff yhmeka eski Amlak mhret ywrdlkum
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ብእውነት ያማል ፈጣሪ ይማራቹ ማማየ አይዞሸ እግዚአብሔር ይርዳሸ 😭😭😭
@Eurael
@Eurael 3 жыл бұрын
Amlak sile zifetwekinin sile tikeeloo eyu kemzi fetena hibikin, hatyat sile zelekin wey gele aykonen. Kulu kihalif eyu, Egziabher misakin yikun!
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 3 жыл бұрын
እወይይ ኣዶ እትረክቦ አፉፉፉፉፉ ብጣዕሚ ኤዩ ዘሕዝን ግን እግዝኣቢሂር ኣፍደገ ይፍጠረልኩም እንተ ሐውና ግና ብከምዚ ምትሕብባርካ ፈጣሪ ዕድመን ይሃብኪ ሓሳብ ልብካ ውን የስምረልካ
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 3 жыл бұрын
ኣይይይይይ ኣንታ ኣምላክ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዘሐዝን ታሪክ አዶ ብርሃን ገዛ ገዛኻ ብዘይ ኣዴኻ ድርጋ በረኻ እዩ ኣየ ዓለም ንገሊኡ ሙሉእ ንገሊኡ ጎደሎ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭ማማዪ ኣጆኽን እመብርሃን ምሳኽን ትኹን
@uehudh6134
@uehudh6134 3 жыл бұрын
ሙሉየ እድመና ጤና ይስጥህ
@Btaddese
@Btaddese 3 жыл бұрын
መ/ሙሉእ መግለጺ የብለይን ንስኻ ትገብሮ ዘለኻ እግዛብሔር ዓስብካ ይኽፈልካ ብጣዕሚ ዘሕዙኑ ስድራ እዮም😭😭😭😭😭😭😭
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 Жыл бұрын
ooh 😭😭💔💔very sad😭😭😭💔💔
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 3 жыл бұрын
away ahwatey amlak mehretu yeazez, azyu kebdeka zebele betami zehzen
@HiHi-gx6bi
@HiHi-gx6bi 3 жыл бұрын
ሰላም
@dehabkahesay3040
@dehabkahesay3040 3 жыл бұрын
Mhret yewrdelkm fetari yehwait
@gcbx1045
@gcbx1045 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣታ ኣምላከይ
@akbratakbrat3113
@akbratakbrat3113 3 жыл бұрын
memhr mlue amlak edmen tenan yhabka
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 3 жыл бұрын
ሙሉዋይ ብሩክ ዘሪእ ብደቂካ ትሓጎሲ
@user-eq1bt4ww3y
@user-eq1bt4ww3y 3 жыл бұрын
MULEY MEglse ybelin bamlak rekbo
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
🙏🏼💙🗝🏠
@shewitselema4416
@shewitselema4416 3 жыл бұрын
Efffff 😭😭😭😭😭
@ghenettekie6597
@ghenettekie6597 3 жыл бұрын
Memehre Mulu keamak lebamate yebzhulena
@selamgebray4536
@selamgebray4536 3 жыл бұрын
Mhret yewrdelki adey mearey eway eza alem si kemey eya muluye hawey zewdae xega amlak yhabka
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 Жыл бұрын
oooh😭😭😭💔💔 my gosh omg🙈🙈😭😭💔💔 sew hono kenezi yemarew weyne miskinoch abet gud😭😭💔
@natsneteuob21
@natsneteuob21 3 жыл бұрын
Eway entay aynet tsgem eu wadey kamze ka alo o kulu zekalka ftari kulu alem mhretka awrdla balka 😥😥😥😥😥
@user-rv9yy3qe7d
@user-rv9yy3qe7d 3 жыл бұрын
አይአነ ዋይይይይ አሕዋተይ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
ኡፍ ቅድሚ ምርኣየይ እምበር እቲ ናይ comment ኣብክይኒ
@user-vl6gc8db9b
@user-vl6gc8db9b 3 жыл бұрын
አይይይይ
@rahwageremariam3507
@rahwageremariam3507 3 жыл бұрын
Ahhh ado tsewar amlak misakum yikun mihret yewrdelkum memihr mulu kaa megiletsi sienelika edmen tenan yahabika bwiladka tahagos
@wahzitzere9213
@wahzitzere9213 3 жыл бұрын
Eway 😭😭😭😭
@melath7661
@melath7661 3 жыл бұрын
😭😢😭😢😭😢😭Amelk beayni mehrtka temtna
@user-tm1lr5db4l
@user-tm1lr5db4l 3 жыл бұрын
Eway ade trekbo akalo yhabkn mhret ywrdelom ni Egzabheri zsano yelen memhri mulu edmen tanan yhabka
@SameeraSameera-ec9ox
@SameeraSameera-ec9ox Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@makdasadonya7290
@makdasadonya7290 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 39 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 105 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 39 МЛН