No video

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ብዛዕባ ምድላዋት ብርጌድ ንሓመዱ ካናዳ ኣንጻር ፈስቲቫል ዓመጽ

  Рет қаралды 11,296

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ብዛዕባ ምድላዋት ብርጌድ ንሓመዱ ካናዳ ኣንጻር ፈስቲቫል ዓመጽ

Пікірлер: 59
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 Жыл бұрын
Viva viva ብርጌድ ንሐመዱ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 Жыл бұрын
ኣንበሲት ዋዕሮ ሃና ግርማይ መኖክሰይታዊት I proud of you for your strength .
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрын
ተመስገን & ጠዓመ & ሃና ኣዚዩ ጽቡቕ መግለጺ ንኡሳተይ thank you
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрын
ኣጆኹም ንኡሳተይ ሃናይ ምቅርቲ ኣንበሲት ምስ ጀጋኑ መቓልስትኺ
@fthi3585
@fthi3585 Жыл бұрын
እጃምኩም ደቂ ህዝብ አለና እብ ጎንኹም 👍👍👍👍🙏😍😍
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u Жыл бұрын
ሃና ዋዕሮ ኣጆኪ ጽቡቅ ስራሕ ኣናብስ ❤❤❤❤❤
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Жыл бұрын
ንህግደፍ ብጀካ ብሓይሊ ብካሊእ ፍጹም መፍትሒ ክርከብ ኣይክእልን ኢዩ ኣጆና ብርጌድ ንሓመዱ ቶሮንቶ
@waletburru1725
@waletburru1725 Жыл бұрын
Congrats for standing united for justice and peace
@yorda5601
@yorda5601 Жыл бұрын
I'm so proud of you guys and hana shkor ❤❤❤
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Жыл бұрын
ህግደፍ ብሽም ፌስቲቫላት ብጀካ ዝረኽቦ ገንዘብ ልዕሊ ኹሉ ጽልኢን ቕርሕትን ዝማሓላለፈሉ መደብ ኢዩ ።ብዚያዳ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ሚልየን ህዝቢ ንክጠፍእ ዝገበረ ኣንጻር ህዝቢ ኣብ ፌስቲቫላት ዝግበር ናይ ጽልኢ ጎስጓስ ስለዝኾነ ።ንሕና ካኣ ዳግም ንህዝብና ናብ ዘየድሊ ኹናት ዘእቱ ጎስጓሳት ህግደፍ ፍጹም ደው ክነብሎ ኣሎና ❤❤
@kiflaiasfaha8607
@kiflaiasfaha8607 Жыл бұрын
ሃና ጓለይ፣ ጽቡቅ ዘረባ ተዛሪብኪ። ዓጋመ ክብሉኒ ከለዉ ግዲ ኣይገብረሉን ኢየ። ዓጋመ ኣይኮንኩን። ኣማን ብኣማን ጓል ኤረ ኢኪ። ደቂ ኤረ ኢኩም።
@meharieyob8854
@meharieyob8854 Жыл бұрын
Temye the great hana and teame bravoooooootat erisat henok gigna
@michaelhailu4848
@michaelhailu4848 Жыл бұрын
ቢጣዕሚ ቢጣዕሚ ጂግና ሃኒሽ ዋዕሮ ኣብ ጎኑኹም ኣሎና
@Tesla291-
@Tesla291- Жыл бұрын
We are coming from montreal let’s go!!!
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u Жыл бұрын
good job anabis ❤❤❤❤❤
@roramedia3841
@roramedia3841 Жыл бұрын
❤🎉🎉🎉🎉🎉
@meni691
@meni691 Жыл бұрын
Ewa Entay dea nay kolegizey comping tiray du
@alekivanov6552
@alekivanov6552 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት። ኤርትራውነት ተኸቢሩን ተሓፊሩን ንዘልኣለም ክነብር ኢዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ህግደፍስይጣናዊ ሰርዓት ሰባት ክበለዕ ዝነብር አረመንዩ
@AliAli-rf7yl
@AliAli-rf7yl Жыл бұрын
ትግራይ ሳት ፌስትቫል ኤርትራውያን ደርግ ከማን ኣይከልከሎን ሓሳዳት
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ረግጸኛ ኮይነ ክዛብናዓና ደለይቲ ፈትሒ ዘድሊየናፈነወ ተቭ ረድዮን ነቲ አብ አሰመራ ዘሎ5ሰባትፈርከሽ ከሸ ከነብሎም💪💪💪❤👍👍
@ArefaineBerhane-bc9kw
@ArefaineBerhane-bc9kw Жыл бұрын
Good luck 🤞
@alekivanov6552
@alekivanov6552 Жыл бұрын
40 ሰብ ኣብ ቶሮንቶ ክአክብ ኣይካኣለን ። ንመን ሒዙ አዩ አምኒ ክስንዱ ዝሓስብ ዘሎ። 99% ተጋሩ አዮም። ብማስረጂ ከነቅርቦ ኢና
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
exllentguas👍👍👍👍❤💪
@TsegaiAnday-sl3ig
@TsegaiAnday-sl3ig Жыл бұрын
Erisat btaemi nemesgnekum kulu etserhwo tsbq eyu zelo
@fessehahabte637
@fessehahabte637 Жыл бұрын
Denakurn Tenkolengata n : neti A'game kem tserfi yr,eywo : gn shim bota ab Tgray zelo iya: gn adi Isaias afwerki iya::
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
አብ ህግደፍ ዝባሃል ሰርዓት መሰል ምሕተት ብህወት የሕቲት
@b.nehamedu8218
@b.nehamedu8218 Жыл бұрын
❤❤❤
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрын
ኣዚኹም በላሕትን ብሱላትን ንኡሳተይ
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 Жыл бұрын
Fegara ezom tigrigna wehudat gedifka methazi yeblom metkel nigohon mishetn tergum albo zereba tiray mehferat slm qesanet rahwa wzt keleomo neze yewah hizbe eritrea mehferat guhaf n gubaf eray miray deqalu nejewis....
@michaelzereyohannes3072
@michaelzereyohannes3072 Жыл бұрын
ሄኖክ እዚ ህዝቢ እዚ ዝሐስብ እንተዝከውን ዝተወልደ ዎሎዶ እኰ ይጸንት እዮ ዘሎ ነዚ ከማን ምርአይ ተሳኢንዎም ዑውራት እዬም የሕዝኑ
@selamselam2156
@selamselam2156 Жыл бұрын
Atawa or Ottawa
@medhanemesfun6871
@medhanemesfun6871 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Enka dhen mexakum awut gze kkenlkum nmne awet wru zlmadu
@swchannel9311
@swchannel9311 Жыл бұрын
Neti ab brged nhamedu Kone ab kalie wdbat zeyatewe delayi fthi ztehasbe medeb alo entekoynu xbuk nieru nhzbi kea ytehabero
@rumelaaraya3780
@rumelaaraya3780 Жыл бұрын
Seb keymehar ab saesiet knebr kedenkuro
@alekivanov6552
@alekivanov6552 Жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ። ሃና ግርማይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ናይ ተጋሩ ባዓል ይኹን መርዓ ኢየ ዝሪኣ። ኣነ ኣብዚ erisat tv interview ክትገብር ምስ ራኣኽዋ ከም ኤርትራዊ ኮይና ገሪሙኒ። ኤርትራዊት ምኻና ኣይፈልጥን አየ ኔረ። ኣነ ባዓል ሙያ ስለዝኾንኩ ኣብ ኩሉ ናይ ትግራዋይ ይኹን ናይ ኤርትራዊ ባዓላትን መርዓን ይኸይድ ኢየ ሃና ኣብ ናይ ተጋሩ ተደይ ኮይኑ ኣብ ናይ ኤርትራ መርዓ ባዓል ሪኣያ ኣይፈልጥን። ሃና ንኤርትራዊ ብ አምኒ ክትሃርም ኣብ ፈስትቫል አንድሕሪ መጽያ ነዛ ሂዎታ ክትሓስበላ ኣለዋ። ሰብ ሓሪምኪ ስቕ ኢልኪ ትኸዲ ከይመስለኪ። ክትቕወሚ መሰልኪ ኢዩ ኤርትራዊ ክትሃርሚ ግን ዋጋ ከኽፍለኪ ኢዩ
@fessehahabte637
@fessehahabte637 Жыл бұрын
N Eritreawi A'game kblwo ayk,elun iyom:: Isaias n korakurun gn mehbi,i,om gieromo neierom:: A'game enteilomkha :a' dkha ngerom : tegagyom diyom aykonun kfelt'u::
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Жыл бұрын
ዋዕሮታት ቶሮንቶ መግብታት ኣዳሊኽን ኣጋይሽክን ክትቅበላ ኣሎክን
@titisebhatu776
@titisebhatu776 Жыл бұрын
hana btaemi bseltin hidetin adnikeya jigna
@eliasmichael1031
@eliasmichael1031 Жыл бұрын
You know the disaster effect
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ህግደፍ ንሰብ ከምእንስሳዩ ዛሓስቦ
@abitigebreyesus
@abitigebreyesus Жыл бұрын
ኣብ ኢስራኤል ሰብ ኣቀራሒንኩም መጺእኩም፡ ሰባት ኣበላሺኩምን ሂወቶም ጸይቁምን፡ ሕጂ ካኣ ኣብ ገዛኩም ኮንኩም ክትቅጽልዎ ትሓስቡ ኣለኩም። ድሓን ኣብ መሬት ካኣ ትሪእዎ። ሄኖክ ካኣ ገንዘብካ ኣክብ ሰባት እንዳበኣስካ። በዚ ኣብ ህዝቢ ዳኣ ጽልኢ ክትነዝሑ እምበር፡ ሰላም ሃገር ከትንግሱ ኣይኮንኩምን። ናይ ምንታይ ፈስቲቫል ክትገብሪ፡ እንታይ ኢልኪ ኢኪ ከ ክትሰምዮ። ሲዕርኪ እንታይ ኣምጺእኪ፡ ናይ ሰባት ሂወት ምብልሻው። በሊ ድሓን ኣብቲ መድረክ ምጺ ኣብ ቅድሚት እሞ፡ ዓወትኪ ካኣ ከተሪእና። ድሕሪ ተግባር ካኣ ንርኢ።
@ibrahimmahmoud2959
@ibrahimmahmoud2959 Жыл бұрын
ወይንሳት ወኪል ድቃላታት ከመይ ኣለኹም ። ድቃላታት ድሕሪ ሞት ወያነ ዋላ ኣይጠዓመኩምን ዓባይ ትግራይ ሓቂቃ ብርጌድ ንጎድፉ ይፍክር ኣሎ ጽባሕ ባዕሉ ክጉሓፍ እዩ። ውርደተኛ ብርጌድ ንጉሓፉ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ኪሎ ድንሽ ይግዛእ ከም መሳርሒ ክንጥቀመሉ ኣብዘለናዮ ቦታ እምኒ ኣይርከብን እዩ ኣጋንንት ኣኽሱም ምሳና ደው ኢሎም ኣለው
@titisebhatu776
@titisebhatu776 Жыл бұрын
leli esayass tegraway yelen seb seb selezkone eritrawi kab tigraway aybelzin eyu
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
እዛ ብኣውራጃውያን ትምራሕ ግብረ ሽበራ እቶም መራሕቲ ኣውራጃውያን፡ ተኣሲሮም ኣይፈልጡ፡ ተቕቲሎም ኣይፈልጡ። ተረሲዑ ድዩ እቲ ኣብ ቤተክርስትያን እስራኤል ተቐተለ ብኣውራጃውያን፡ ሕጂዉን ይቕጽል ኣሎ። ትእሰሩን ፡ኣፍኩም ትዕበሱን ኣሎኩም ከም ባሮት እሞ ጥንቅቕ ኢልኩም ኣስተውዕሉ ዋላ ዉን ከምቲ ናይ እስራኤል ከይቀትልኩም። ን በየነን ሰልጠነን ክተሸይሙ ሙቱ ተኣሰሩ ኣቱም ዓዋናት። ስድራኩም ዘክሩ። እዚ ዘላፋልፈኩም ዘሎ ቡኑ እናሰተየ youtub ክከታተለኩምዩ ምስቲ ምቹእ ሂወቱ። ነስኩምከ ነብስኩም ዲኩም ጸሊእኩም ?
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Жыл бұрын
ኢሳያስ ቕድሚን ድሕሪን ናጽነት ኤርትራ ን62 ዓመት ዝኣክል ብዘይ ቕዋምን ሕግን ኣጽኒቱና ኮሎ ሕጂ እውን ነዚ ባርነት ንምቕጻል ዝግበር ናይ ጎስጓስ ፌስዪቫላት ጽልኢ ፍጹም ደው ክነብሎ ኣሎና ኣጆና ጀጋኑናን ዋዕሮታትናን
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
@alganesh ኣንቲ ጋል ጦር ሰራዊት ኢድኪ ኣክቢ ጎይታኪ ዲክታቶር ገዲፍኩም ክአዘር አዩ ብድህሪኡ ከቢድ ዋጋ ክትከፍሊ አኪ ፥
@eritreamassawaredsea358
@eritreamassawaredsea358 Жыл бұрын
Etay aynet berged nikebdu bel meshamush kab geza aywetsun eyom minalbat ab geza atiyom yeafuru ykenu hasewiti sebuet tekonkum eski nab africa wuredu shue nirakeb deki weldegeba
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
Eritrea redsae etsኣንታ ቦርቃቅ መዳ ድኣ ከይተወልድካ ኢንዲና ንፈልጦ ወዲ ጦርሰራዊት ኣቦካ ድለ ንጎንደርካ ኪድ ኣሪትራ ዋናታት ኣለዋ ፥
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ደገፍቲ ሃሳረ መከራ ህግደፍውያን ኣብታ ሃገርና ዝብልዋ ዳስ ሃውያ ጸልማት ግሃነብ አሳት ዝጎልበባ ኣሪትራ አዞም ህልና ኣልቦ ንመጥፍኢ ህዝብና ብሺም ፈስቲቫል ገንዘባዊ ሎጆስቲክ ዘቅርቡ ፥ብድሞክራሲያዊ ምአራባውያን ማለት ነጻ ምዝራብ፥ናይ ምአካብ መሰል ብዝብላ ኣምራት ተበሊጾም ምንም ምሰል ህዝባ አትግህስ ብሃደ ዉልቀ መላኪ አትግዛአ ህግን ፍትህን ዝባሃል ዘይብላ ብሸፋቱ ሳህል ተረጊጹ ዝነብር ህዝቢ አናሃለወ ከይሃፈሩ ነዚ ህሙም ከልቢ ንምድጋፉ ካብ ኣፍ ደቆም መንዚኦም ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ገንዘባዊ መዋጽኦ አናሃቡ፥መከራን ሃሳርን ህዝብና ዘጋድድ ፈስቲቫል ኣብ ምሉአ ኣለም ክውገድ ዘለዎ ጉዳይ አዩ ፥ንህና ደለይቲ ፍትሂ ናይ ማንም መንግስቲ ብሺም ፈስቲቫል ደቅና ከጋግዩ ብምግባር ሎቆታ ህግደፍ ንምህጣር ዝንቀሳወሱ ሃሱሳት ክምከቱ ጥራይ አዩ ዘለዉም፥ ፥
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 Жыл бұрын
በጃኩም ነዚ ወዲ ተሻገር ስጉምቲ ንውሰደሉ መምሃሪ ክከውን አለዎ።
@robiwedikeren2773
@robiwedikeren2773 Жыл бұрын
ወዲ ትሻግር ኣበይ ቦታ ክም ዝንብር ዝይንፍልጠ ኣበይ ክትማ ኣሎ ኣብ ካናዳ
@haben2709
@haben2709 Жыл бұрын
Ab ottawa alo yblwo gn adrasheu abey eyu malet b dekikk zkmetelu location zfelto habruna pls 🙏
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Жыл бұрын
ወዲ ሃገር እምበር ወዲ ተሻገር ኣይብልኩምን😂😂😂ብሓሳብ መክትዎ.ኣብታሪክ ወይ ልቢ ዘይቆጸርካ ቆልዓ ኮንካ ወይ ክኣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎ ጥራሕ እዩ ኣእማን ዝድርቢ
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 Жыл бұрын
@@rigatgirmay8848 ንሓራዲ ዘሳሲ ከ ጥዑይ ዶ ይመስለኪ ?ዝምጎት ሓሳብ ከአ ስለይ ዘይብሉ ምስ መን ኢና ብሓሳብ ክንምጉት ፡ሓፍተይ ናተይ ምኽንያት መሰደዲኪ ምፍላጥ የድልየኪ አሎ።
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 Жыл бұрын
@@haben2709 አነ ባዕለይ አብ ኦታዋ ኢየ ዝነብር አብዚ የለን።አብ ኪቺነር አሎ ክበሃል ይሰምዕ።
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 129 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 15 МЛН
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
ጂግና ይውለድ ድዩ ይህነጽ፧
2:31:42
Zelenayo Show
Рет қаралды 12 М.
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 129 МЛН