ግብረ መልሲ ንኣወል ስዒድ ብዛዕባ ባሕሪ፣ህዝቢ ዓፋር፣በርገድ ንሓመዱ፣ ተወሳኽን

  Рет қаралды 1,444

Wolodoy Production

Wolodoy Production

16 күн бұрын

Пікірлер: 13
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 14 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉
@Habesha28
@Habesha28 12 күн бұрын
ሰላምን ምዕባለን ዘይፈቱ ካብ ኣሕዋትንነት ክርሕቕዩ ዝደሊ ኣይ መባልዕቱን ስለዚ ንሕና ከምህዝቢ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንድሕር ተተፋቲናሞ ንሰላምን ምዕባለ ተሰሪሕና ኣወልን ህግደፍን ክሓቑዮም።
@teklesenbet4797
@teklesenbet4797 3 күн бұрын
Ahwat aykonun ybleka yelon astewil wey felika polotica tserh alika xbuk aykonen gn ahwat aykonen ybleka yelon meknyatu klte aezana ahwat yen gn tefetrawi mfllay alewom enber ahwat aykonun aykonen zbl zelo
@haregumihreteab8078
@haregumihreteab8078 14 күн бұрын
Awel denqoro 😂💙💙💪
@aronyonas7563
@aronyonas7563 14 күн бұрын
ስላም ቀይህ ባህሪ ዝብሃል የለን ብታሪክ ፊክ ሚሊሊክ ምስ ጣልያን ዝወፆ ሽም እዩ ንክልተ ምስ ከፈሉና ኤርትራ ዝብል ሽም አውፄሙልና ግን ንምንታይ ?
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 14 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 11 күн бұрын
10 ግዝየ ትግርጛ ትግራይ አንዳበልኩም አቶም ደቂ መታሕት ኣበይ ክተትዉዎም ደሊዝኩም ኣሕቢና ናይ ሙሉአ አቲትራ ዘይንዛረብ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትነኣ ትናፍቅ ከበሳ ትግርጛ በሃልቲ አቲትራ ንበይኖም ኣትምከተምንያ ካብ ናይ ትጋራይ ምዝራብ ናይ ሰምሃር ባርካ ሰንሒት ኩናማ ኣሕቢርና ዘይንዛረብ ካብ ንዝህና ትግርጛ ኢና ምባል ነዓይ ትግርጛ ቋንቋዩ ሃተፍተፍ ደውይበል
@debesay6707
@debesay6707 15 күн бұрын
ብርጌድር ጀነራል ሕመድ ካሪካረ ዝሓለፈ ዓመት መይቱ ኢዮም
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 11 күн бұрын
ኣወል ስዒድ ካብ ምባል ወደኽሱም አንተትብሎ ኣይምሓሸን ካሪካረ ዓሪፉዩ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 15 күн бұрын
ኣንታ ሃብቶም ክንደይ ትሓምቕ! ብዓቢኡ ንዓኻ ባሕርኻ ኣሕዲጉ ባሕሪ ናይ ኣስላም'ዩ እናበለካስ ብዛዕባ ዓፋር ዝበሎ ኣሕዚኑካ!!? ደሓር ከኣ፣ ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ትግርኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን። ብሄረ ትግርኛ ዝበሃል መጸውዒ፣ሻዕቢያ ካብ ሳሕል ሒዙዎ ዝመጽአ'ዩ። እቶም ሚድያ ሒዝኩም ዘለኹም'ሲ ኣብነት ክትኮኑ'ዩ ዝግብኣኩም ነይሩ!!
@hshsbvetndvrxnebs6151
@hshsbvetndvrxnebs6151 15 күн бұрын
ካሪካረ ድኣ ቀደም ዝሞተ
@debesay6707
@debesay6707 15 күн бұрын
ዝተኣስረ ወዲ ፊተውራሪ ዝብሃል ኢዩ። ንፉዕ መንእሰይ ኢኻ
@rusomamare6125
@rusomamare6125 15 күн бұрын
ክክክክ ኣየ ንስኻ በቃ ኣብ ሚንን ክትነብሩ
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 188 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 78 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 10 МЛН
Robert Greene: A Process for Finding & Achieving Your Unique Purpose
3:11:18
Andrew Huberman
Рет қаралды 10 МЛН