No video

ብሰንኪ ዕደና ወርቂ ክትስረዝ ተዳልያ ዘላ ዓዲ? ንሕና ዲና ባንዴራ ኢትዮጵያ ሕዚና ወጺእና? ኣዘራራቢ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ?

  Рет қаралды 13,553

YEMANE INFO MEDIA

YEMANE INFO MEDIA

Күн бұрын

#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #tigray #ethiopianews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritreanfilm #eritreanmusic

Пікірлер: 72
@abimass5642
@abimass5642 Ай бұрын
ይሙን ጅግና ሰንዶ ጥራሕ ኣብ ሓራ ኤርትራ ብኩርዓት ክትዛረበሉ ኢኻ ። ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ። 🎉🎉🎉❤❤❤
@neghestigebru4168
@neghestigebru4168 Ай бұрын
እዚ ጨካን ገዛኢ አብ ታሪክ ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራን ጸላኢ እታ ኢሪትራ ትብሃል መረትን እዩ:BNH መንሰይ ምሴ ህዝብካን ሃገርካን እካሞ ካብ ርሰት አድሕን: Yemane Info Media ንህዝቢ እትገብሮ ምንቅቃሕ ናይ ቃልስን ፍትሕን ዓቢይ እጃም ስለዝኮነ ቀጽሎ አጆካ:
@bettygebru2975
@bettygebru2975 Ай бұрын
Thank you so much for the hard work and time Yumun hawna! 💙💚💙
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ከምዞም ካርነሽም ኩሎም ከም ባዓል እምባደርሆን ከባቢኡን ዘሎ ዓድታትን፡ ጽንዓደግለ ካብ ሰገነይትን ድግሳን ጀሚርካ ዘለዋ ዓድታት መስዋእትን ውርደትን ዝራኣየን ዝተዋረደን፡ ህዝቢ የለን። እቶም እምባደርሆ ገዛን፡ ምሉእ ንብረትን ከይተዋህቡ ክግዕዙ ምስ ዝጅምሩ መቸም ጠፊኦም ማለት ኢዩ። በዞም እራይ ምራይ ህበይን፡ ክሻን፡ ቻርልን፡ እንተውጺኦሞም መቸም ምጾታት ኢዩ። ወርቂ ቢሻ ከማን ኣበይ ከም ዝኣተወ ዝፈልጥ የለን ።
@tesfasilasiehaylemaryam841
@tesfasilasiehaylemaryam841 Ай бұрын
ኢዞም ደገፍቲ ልቢ ዝበሃል የብሎምን ብታኢሚ ኢዮም ዘፍሩ
@bettygebru2975
@bettygebru2975 Ай бұрын
As long as higdef is in power, the sufferings of our people will continue😡😡😡
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙May God’s blessings be with you and your wonderful family always amen 🙏
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx Ай бұрын
It's very sad 💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 thank you dear brother Yemane.
@merry7267
@merry7267 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙👍🙏
@mussielegese8072
@mussielegese8072 Ай бұрын
ሰላም ሰላም 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x Ай бұрын
ሰላም ሰላም ከመይ ሓዲርካ ይሙን
@freedompeace3359
@freedompeace3359 Ай бұрын
ሃገር ማለት ህዝቢ ኢዩ። ጸላኢ ብህዝቢ አይግድሶን። -_-_-_-_- ህዝቢ ኤርትራ አብ ኩሉ ዓለም አሎ። መን ኢዩ'ሞ ገጽ ንገጽ ምስ ጸላኢ ክከውን። ሐደ ሐዲኦም ናቶም ምስል ሽም እንዳውጹኡ ተቃወምቲ ይብሉ። ግን'ከ አብ ጎኒ መንእሰያት ኤርትራ (ብርጌድ ንሐመዱ) ጭራሽ የለውን። ተቋመርቲ ይብሎም። ሃገር መንእሰይ ኢዩ ክሕልዋ ዝክእል። ብርጌድ ንሐመዱ አጆኩም ናቱኩም ብተግባር ይበልጽ። ዓወት ምሳኩም ፍሉጥ።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 Ай бұрын
Yemane hewey helefitom do aykonun eitiyopia keytiferis yiaekilena kinitieri eina zibelu
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ማዕበል ትሩፋ ዕዮ ገዝኡ እያ ወርቂ ቢሻ ተሓሊቡ ተወዲኡ ኣብ ጁባ ኢሰያስ ዉዒሉ ሕጂዉን ወርቂ እምባ ደርሆ ከምኡ እቲ ዝኸፍአ ደቂ እቲ ዓዲ መምበሪኦም ክስእኑ እዮም
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 Ай бұрын
💙💙💙
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
💙💚💙
@berekethaile6493
@berekethaile6493 Ай бұрын
ሰላም ዩሙን💙💙💙💙💙💙💙💙
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
💙💙💙💙🍎🍎🍎
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Ай бұрын
Isseyas chekan sis nay kurin xahayn dengxkalom 😢😢
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome Yemane information media
@user-ui8hv3mc8w
@user-ui8hv3mc8w Ай бұрын
💙💙💙💙💙
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn Ай бұрын
❤❤❤💙💙💙🎉
@konjithagos7591
@konjithagos7591 Ай бұрын
Selam mulugeta hewey anbesa bitaemi nufue yekenyelna naykulu zigeberikayo amlak biselam wedieika biselam nab adika yimilesika
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 Ай бұрын
Good morning Yemane weday 🌿🌿💙💙🩵🩵
@haneber7369
@haneber7369 Ай бұрын
🆓💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት!!✊💙🆓
@konjithagos7591
@konjithagos7591 Ай бұрын
Selam yemane hewey anbesa nae ADIna kulu zigerim eyu
@heidshop4103
@heidshop4103 Ай бұрын
👍👍👍👍👍
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 Ай бұрын
ዝገርመካ ኢዩ የማነ፡ ይዝከረኒ ዓሚ ከምዚ ቅነ ኣቢሉ፡ ካብ ነበርቲ እታ ዓዲ ሓደ ሰብ ዝበለኒ ኔሩ። ኣጋጣሚ እቲ መዓድን ወርቂ ተረኺብሉ ዝበሃል ዘሎ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብ ማእከል እታ ዓዲ ኢዪ፡ ማለት ናብዚ ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ናብተስፋሕፍሓሉ ዘላ ዘይኮነስ ኣብቲ ናይ ኣቦሓጎታት ናይዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኢዩ። ኣብ ዕደና ክውዕል ስለዝኾነ እዚ ዓድኹም ብጥሪኣ ገዕዙ ኢዩ ኢልዎም። ዓበይቲ ዓዲ ከኣ ብምቕሉል ኣገባብ ሕራይ ንግዓዝ ግን መተካእታ ይወሃበና ኢሎሞም። ዝተዋህቦም መልሲ እንተኔሩ፡ ኤርትራ ብዓባያ እንድያ ዘላትኩም ናብ ድሌትኩም ዓዲ ወይ ከባቢ ኬድኩም ስፈሩ ኢሎሞም። እቶም ተወከልቲ ዓዲ ከኣ ናይ መን ዓዲ ኢልና ክንሰፍሮ ብዓልኹም መሰነይታ ኣተሓሒዝኩም ከተተሓሕዙና ኣለኩም፡ ዝብል ሪኢቶ ምስ ሃብዎም፡ ዝገደደ ግርምቢጥ መልሲ ኢዮም ረኺቦም፡ እቲ መልሶም ከኣ፡ ካብዘን ዝቐረባኹም ዓድታት በለዛን ዓድንፋስ ድዩ ደፈረ ይኹን ጸሓፍላም ጀሚርኩም ክሳብ ጋሽ ባርካን ሃዞሞን ኬድኩም ክትሰፍሩ ትኽእሉ ኢኹም፡ ኣብቲ ትኸድዎ ቦታ ምስ ዘለዉ ምምሕዳራትን ኣካላት መንግስትን ሓቢርኩም ከኣ ትነብሩ ካልእ የለን እዚ እኮ ኤርትራ ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ከኣ ይነብረሉ፡ ብዛዕባ መጎዓዚዶ ካልእ ውን ሕቶ የብሉን፡ ዘለኩም ሸጥኩም ኣብ ምጥራይ ድዩ ዝሕሸኩም፡ ዋላስ፡ መጎዓዚ ኪኢልኩም ምኻድ ንዓኹም ኢዪ ዝምልከት ምስበልዎም፡ ነዚ ዝተቓወሙ ሽማግለታት ከኣ ከም ዝተኣሰሩ፡ ሰሚዕና ኔርና። ነዝን ክንድዝን ጨካን ኣተሓሕዝኡ መዚኑ ኢዩ ከኣ ደላይ ፍትሒ ዘበለ ናይ ቃልሲ መስመር፡ ንስርዓት ህግደፍ ካብ ሱሩ ክብቆስ ዘለዎ ትካል ግበታን ባርባራውነትን ኢዩ ዝብሎ።
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ። እዚኣ ኮ ከምታ ናይ ከባቢ ጸሮና ዘለው ዓድታት ኣብ ጋሽባርካ ወሲዶም ዝጎሓፍዎም ያ ትድገም ዘላ። ብዓቢኡ ምጽራይ ማዕድን ብዙሕ ጥንቃቀን ገንዘብን ዝሓትት ዩ። ንእምባ ደርሆ ጥራሕ ዘይኮነ ንብዙሕ ዓድታት ክብክል ዝክእል ስራሕ ዩ። ህግደፍ ከኣ ናይዚ ደንታ የብሎምን
@hailuweld
@hailuweld Ай бұрын
ኣንታ ዳንደ ደንቆሮ እቲ ዝካላበት ዘሎ ህዝቢ ሕሰብ ኣንታ እዞም ባራዩ እናራኣዩ ዝዓወሩ እናሰምዑ ዝጸመሙ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ እናሰመዔ ዝጸመመ እናራኣየ ቅበሮ እዩ።
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 Ай бұрын
ኣቲፍልጦን ኢኩም ኣቲበሎም ፈሊቶም አዮም ዝገብርዎ ዘለዉ።
@yodithagos1282
@yodithagos1282 Ай бұрын
ህግደፍ መስሓቃት
@adbt3565
@adbt3565 Ай бұрын
እዞም ደገፍቲ ግን ቅሩብ ከመይ ዓይነት ሃገር ወይ ናጽነት ይደልዩ በቃ ከሓስቦም ከልኩ ንባዕለይ የጨኑቁኒ ?
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Ай бұрын
Wc yumuney ❤❤
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 Ай бұрын
Ewaaay Enda Tedemrenal😂 mehfer gin kea klwlaw meninet kemzi eu zgebr😂😂 EMBAH belu Deki Ere HGDEF mendef😂😂
@elsaberhane3594
@elsaberhane3594 Ай бұрын
🎉🎉🎉
@hailuweld
@hailuweld Ай бұрын
እናሰመዔ ዝጸመመ እናራኣየ ቅበሮ እዩ የማነ ሓወይ።
@selameu.wediyhager7969
@selameu.wediyhager7969 Ай бұрын
Ja, wir eriteer🇪🇷☠️ wir nur.
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Ай бұрын
እንባ ደርሆ እንባ ደርሆ ኣይትበሉ ደቂ እንባ ደርሆ እዮም ምስ ስርዓት እሰያስ ኮይኖም ዝቃለስና ዘለዉ
@Xhf-pk1wx
@Xhf-pk1wx Ай бұрын
ጽቡቅ ገበሩ ሓሰውቲ አበ ደገ ሰብ እዳቀተልክን ሓሌት እምባዶርሆ
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Ай бұрын
@@Xhf-pk1wx 😜😜😜😜ንመሰልካ ተደሊካ ተቃለስ፡ካብ ጎይታካ እሰያስ ተገላገል ይብለካ ኣለኩ ኣነ ከኣ🤦🤦🤦🤦
@barkidani
@barkidani Ай бұрын
2001
@wedilete3217
@wedilete3217 Ай бұрын
Hanawe kmseu
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 Ай бұрын
ግደፍዎም ጥራይ ዋላ ህልም የብልዋ ኢሰያስ ናቶም መሲልዎ ምስኡ ኮይኖም ከጥፍኡና ድቃስ ስኢኖም ዘለዉ እዞም ዞባ ማእከል ዝብሃሉ እዮም በራዩ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
ትግራይ እታ ኡንኮ ንአፍሪቃ አብነት ክትከውን ትኸዕል ከባቢያ። ትማሊ ትማሊ ኤርትራውያን አብ ትግራይ ዝገበርዎ ገበን ሕዝቢ ትግራይ አይረሶዖን ክርስዕዎውን አይክዕሉን። አቱም ንሓርነቱም ትቃለሱን ንሕዝቢ ትግራይ ትደናገፁ መዋፅኢ ይፍጠረልኩም። ትግራይ ጊና ምስ ኢትዮጵያ ይኸን ምሳኹም ዋላ ሓንቲ ጉዳይ የብልናን። ተወዲአ።
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
1998👁
@selameu.wediyhager7969
@selameu.wediyhager7969 Ай бұрын
ሃለሎ ኤርትራ ዘይትፈልጢያ ብሑሕ ኣይቲ ህለኪይ (nein)። ብዛኣ dein Tigray Geburtsort ,Äthiopien gemeinsam ተአዛኣረብ fertig!
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
የማነ ኣብ ናይ ኣመሪካ ፖለቲካ ብዙሕ ምምርማር የድልየካ። ይብሃል ሰሚዐ ኢልካ ኣይትድገም። ኣብ ኣመሪካ ብዛዕባ ዘይውዳእ ዉዱት ኢኻ ትሰምዕ። ክሳብ ሕጂ ፕረሲደት ከነዲ በውዲት ናይ መንግስቲ እዩ ተቐቲሉ ዝብሉ እሎዉ ዋካኳ መርትዕ እንተዘይብሎም።እቲ ዘሕዝን ግን ፖለቲካ ናይ ኣመሪካ ኣዝዩ እዩ ተበላሽዉ ዘሎ። ጽልኢ ጥርዚ እዩ ሃሪሙ ዘሎ። ብዙሓት ደገፍቲ ትርምፕ ጭው ዝበሉ ወገናውያን እዮም። እዚ ፈተነ ቅትለት ምስቲ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ብደገፍቲ ትራምፕ ዝፈልዮ የብሉን። ሽዑ ንጹሃት ኣብቲ ቤተ መንግስቲ ዝነበሩ ተቐቲሎም እዮም። ኣብ ኣመሪካ ከምኡ ክኸውን ኢሉ ዝሓስብ ብዙሕ ሰብ ኣይነበረን። ገሊኦም ተኸሲሶም ተፈሪዱዎም እዩ። ትራምፕ ተኸሲሱ ግን በቶም ባዕሉ ዝሰኹዖም ዳኛታት ላዕካዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ነጻ ተባሂሉ። ፍትሒ ብሞስኮት ከይዳ። ማለት ልኡኻቱ ተፈሪዶም ንሱ ተባሂሉ። ነቲ ፕረሲደንት ኣይክሰስን ዝብል ብዝጥዕሞም ስለ ዝተርጎምዎ።
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 Ай бұрын
እሞ ኣነ ኮ ዝተጻሕፈ የ ዝዛረብ ዘለኩ። ደሓር ከምቲ ዝበልካዮ ናይ ኣሜሪካ ፖለቲካ ዝተሓላለከ ስለዝኮነ ከምዚ ዩ ኢልካ ዉዱእ ነገር ክትዛረብ ኣይትክእልን። እምበር ኣነ ተንታኒ ፖለቲካ ኣይኮንኩን
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
@@yemaneyohannestube9477 የማነ ይነቕፈካ የለኹን ሓበሬታ ንምሃብ ዝኣክል እየ ጽሒፈልካ።I am simply giving you my humble advice that is to say don't take US politics at face value as there is lot of misinformation going around. I hope you don't mind such advise in future. I care as I see you as going into aspiring path of journalism. Take care.
@andomtekle1894
@andomtekle1894 Ай бұрын
ኪድ ወያናይ ላሓሲ ኒጽቡቅ ጽቡቅ ዘይብል ኒኹሉ ሕማቅ ኪድ ዕውር
@user-kl3pp2bm1h
@user-kl3pp2bm1h Ай бұрын
Shilet. Renegade. Dkala wahid
@rttr3992
@rttr3992 Ай бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔Hegedef. 00000❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
Haswi
@user-kl3pp2bm1h
@user-kl3pp2bm1h Ай бұрын
Nebska ab shikak rayaa. Dkala wahid
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Ай бұрын
እታ ባንደራ ኢ/ያን ባንደራ ህግደፍን እኮ ብዙሕ ፍልልይ የብለንን ሓንቲ ፍልልይ ዘላተን እታ ሰማያዊት ሕብሪ እያ ንሳ ኽኣ እቲ ባሕሪ ባሕሪ ናይ ኢ/ያ ምዃኑ ተመልክት እያ። እታ ሰማያዊት መለይ ባንደራና ግን ምስ ባንደራ ኢ/ያ ዘማሳስል ሕብሪ ዋላሓንቲ የብላን።
@user-bc4tp5om9p
@user-bc4tp5om9p Ай бұрын
ኪድድ አላሚ ናትኪ አንታይ አይ ሂሊይ ንይ ሂዝቢ ደካ ዋላስ ኢንተይ አካ ነስካ ።
@Xhf-pk1wx
@Xhf-pk1wx Ай бұрын
አብ እባዶርሆ ብኬሚካል ይሞቱ ኢልካና አብ ደገ ብዘይ ኬሚካል ብካራ ትቀትልዎ ሰባት ንገረና
@merhawimajor1151
@merhawimajor1151 Ай бұрын
Ata denqoro antay yeateweka metaqosi
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Ай бұрын
ንይቱብ ክትብሉ ብዙሕ ኣይትጋገዩ፡ንሰብ ከኣ ብፕሮፓጋንዳ ኣይትረብሽዎ
@asternegasi7594
@asternegasi7594 Ай бұрын
💙💙💙
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@aziebtesfay9512
@aziebtesfay9512 Ай бұрын
🙏❤️🫶💋🌹🌹🌹🌹👍
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 15 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 9 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 15 МЛН