🛑 ብስእነት መሓዉረይ ኣፍቃሪየይ(ብፃየይ) ኣይጠለመንን - ተ/ጋ ርሻን

  Рет қаралды 126,553

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Жыл бұрын

ንተጋዳሊት ርሻን እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0991616674 ትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 826
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
0933263830//0991616674 ንዝበለፀ ሓበሬታ ይደውሉ
@hanaaraya7467
@hanaaraya7467 Жыл бұрын
❤💛💛❤💛😍😍😍
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
እዚ ተለፎን ናይ ርሻን ደዩ?
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
@@redbag3453n rshan nmrkab tedeika bzen slki mrkab tkiel eka
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
ኣነስ ኣምላክ ተትፈቅደለይ ካብዞም ንዓይ ክብሉ እግረሙን ዓይነሙን ኢደሙን ዝሃቡኒ ኣሕዋተይ ሓደ ተመርዕየ ክንከባከቦ ይደሊ እየ ስደተይ እግዚአብሔር የሕጽረለይ እምበር የስምረልኪ በሉኒ ተጋሩዋይ❤️💛🙏
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 Жыл бұрын
የስምረልኪ ዝሓፍተይ
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
​​@@lloveyoutigray4348 አሜን ክብረተይ የቀንየለይ❤
@user-ys4vt2ip2v
@user-ys4vt2ip2v Жыл бұрын
የስምረልኪ ሓፍተይ መዓረይ♥️♥️ ኣብ ጉድኣት ሰራዊትና ዘለኪ ክብርን ሓልዮት ግን ከየመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ሓላለይ♥️♥️🙏🙏🙏
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
@@user-ys4vt2ip2v አሜን ማዓረይ ግዴታይ እዩ ክብተይ ንሳቶምካ ሂወቶም ሂበሙናስ ጀጋኑና ባዕልና ኣለናልኩም ንበሎም ከም ንዓና ዝሃቡና እግሮም ዓይኖም ኢዶም ኣንሕና ድማ ዓይነብርኪ ክንኮኖም ክነገልግሎም እዩ ድልየተይ❤️
@lwamwelday2976
@lwamwelday2976 Жыл бұрын
Lebamy.tgaru kmzi knkwen telna ko dess knble.ftari hasab lebki ysemrlki zambyety
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ቕድመኽ ድኣነ ዋዕሮና ንውላድኽ ብዕድመን ብጸጋን የዕብየልኽ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ TDF😍😍❤️💛
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hareghabte8346
@hareghabte8346 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@endateww6889
@endateww6889 Жыл бұрын
ጀግና ነሽ እሽ ፍገግታሽ ብቻ ይበቃን የትግራይ ይትበሮች መንግስት የማያገኛቸውን እናተ መደረስ ትችላስችሁ ወደ ሚድያ ማውጣት ትችላላችሁ በርቱ
@sarar9370
@sarar9370 Жыл бұрын
እፍ ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲኣያ💔😭 ፅብቅተይ ስለይ ድዩ ዝኩሉ ኣሕ😪 እንታይሞ ጅግና ኢኪ ብጣዕሚ መግለፂ የብለይ ንውቅብቲ ጓልኪውን ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ♥️💙ፍቅርኩም የስምረልኩም 🥺
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w Жыл бұрын
ጀግና TDF ሓፍትና 🙏❤️❤️❤️
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Jigna
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero mikirtiyy
@senaytadhana1448
@senaytadhana1448 Жыл бұрын
ጀግና ሓፍቲና ትግራወቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏 💪💪💪
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero
@beautifulmountainsoftigray491
@beautifulmountainsoftigray491 Жыл бұрын
ፀሓይ በርቂ ብርሃን ገጻ ጅግንነት ማለት እዙይ እዩ ክብርን ምስጋና ይብጻሕኺ
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
አነ ቁዱሱ ቀኒ የቀንኡ ነዘሙ tdf ክሪኡ ከለኩ 😢 ናዓኩሙ ዘከን ቃላት የበለይን 😢😢😢😢 ክብር ናዓኩሙ tdfy ❤️💝
@salojj2828
@salojj2828 Жыл бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት ፅብቕቲ ፍሽኽታ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ ናብ ውላድን ኣበባን እንኳዕ ኣብቀዐኪ እግዝኣብሄር ንኽቡር ኣቦ ውላድኪ ብፃይክን ብሰላም ዓድኹም ተመሊስኩም ብሕጉስ ሂወት ተምስይዎ ይግበረልኩ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ጅግና ተጋዳሊት ርሻን ሓፍተይ የቐኒየልና ❤😊 ውላድኺ ፈጣሪ የዕቢየልኺ!
@asefutesfay3111
@asefutesfay3111 Жыл бұрын
ጅግና እኽይ ብሓቂ እንካዕ መጀመርታ እንኳዕ እግዚአብሔር አዉፅኤክይ 2ይ ድማ እንኳዕ ክልተ ርእስክይ ገበረትክ ማርያም እንኳዕ ላብዝይ አብፀሐክይ❤❤❤❤❤❤❤
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Жыл бұрын
Long live & Love TDF for ever🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዋዕሮና ዘርእኺ ይባረኽ.
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ፅሪተይ ተጋዳሊት ርሻነይ እንዃዕ ብሰላም ወፃእኺ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ምስ ሙሉእ ቤተሰብኪ❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ካሚራ ማን ንቀፃሊ ኣስተካክል ❤ርሻነይ ብፂተይይ እንኳዕ ማ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤ ኩሉ ኪኢላ ዳሓን እየ😢
@danielmulugeta9442
@danielmulugeta9442 Жыл бұрын
ርሻን ዋዕሮ ሐራስ ነብሪ our hero we love you so much Long live 🙏
@militenegasi172
@militenegasi172 Жыл бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት እንቃዕ አደይ ማሪያም እንቃዕ አደይ ማርያም ካልአይ ርእስኪ ገበረትኪ ዋዕሮ ሐፍተይ
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 9 ай бұрын
ርሻነይ ሽኮር መግለፂ የብለይን ቃል ሲኢነልኪ መዓረይ🥰❤️❤️🙏✊✊✊✊💪💪💪💪💪💊💊💊💊
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ጅግና ዝሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🤲🤲❤❤❤
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
መሬት እናጓሃረ ዘየቋርፅ ፍሽኽታኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ መግለፂ የብልናን ንበሩልና💛❤🙏😥😥
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
ጅግና ፅሩይቲ ፍጥረት ንውላድኪ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤💛
@mili12619
@mili12619 Жыл бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ እግዚአብሔር ዕድመ ይሃብኪ ጅግና ሓፍተይ ❤💛
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z Жыл бұрын
ቅድመኺ ይስደደኒ ጓል ነይ ፍሽኺታ ኣመላ ጅግና ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኺ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@user-kp5nl8uj1j
@user-kp5nl8uj1j Жыл бұрын
ኣሰይይይይ መቀረተይ መግለፂ ቃላት የብለይ❤❤❤ እናተሓጎስኪ ንበሪ ዋዕሮና❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ጅግናዋይ ጻሓይ ገጻ ዝተረፈ ሳዓትኪ ናይ ቅሳነት ደስታ ይግበረልኪ እንካዕ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ ንውልድኪ ብጸጋ የዕቢየልኪ ፈጣሪ❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ማርያም ክልተ ርእስኪ ገበረትኪ ምቅርተይ ክብርን ምስጋናን ንዓኪ🙏❤❤❤❤
@hmcnvlt1880
@hmcnvlt1880 Жыл бұрын
ተጋዳሊት ርሻን እንኳዕ ደስ በለኪ ንህያብ ጓልኪ እግዚአብሄር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤❤❤
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын
ጅግና ዶይገልፀኪ ይኮንእንበተዋይ ዋሕስ ህዝባ ትግራይ ባዓላ🎉❤❤🙏
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Жыл бұрын
ቀዳማኪ ኣዳነ ክንደይ ይጥም እዩ እቲ ሃንደበታ ጅግና ጓል ትግራይ ❤🎉
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Our TDF heroes- thank you for paying your one life to defending Tigray and its people. Jeganu jeganu tegaru eikum. We love you all. Tigray the land of heroes
@user-uv9rt6zx9q
@user-uv9rt6zx9q Жыл бұрын
ትበተክ ማዓንጣ ኣቤት ጅግንነት ኣቤት ሓቦ ኣቤት ተወፋይነት ቅድመኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣቤት ኣማዕዲና ንሪእኩም ናይ ካልኦት እንኳዕ የኾንኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤❤❤😊
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 Жыл бұрын
ርሻን ሐፍተይ ቴሌፍንኪ ባ ጸሐፍልና አንቲ ጅግና ዋዕሮ
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው በዚ ስልኪ 0991616674 rshan ደዊልካ ርከባ
@kiduteklehaymanot5552
@kiduteklehaymanot5552 Жыл бұрын
ብልፅቲ ሰብ ንኹሉ ምስጋና መሰረት ፅንዓት ኢኺ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ❤🎉🎉
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Gedli plus - great programme. Keep bringing us the amazing experiences of our TDF heroes. All these stories must be told, recorded and stored for our future generations.
@user-yd8np6uq7r
@user-yd8np6uq7r Жыл бұрын
ፅሓይ ገፃ♥👌TDFይ ብኣኩምስ ኮርዒና🙏♥ጀጋኑዋኒ❤
@lylaarishi9028
@lylaarishi9028 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ፍቅሪ ከመይይ ምካኑ ዘርኣኩሙና ጀጋኑ ክብሪ ናዓኩም ❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
ጅግና ሓፍትና ክብሪ ናዓኩም እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤
@tesfaytsegay8664
@tesfaytsegay8664 Жыл бұрын
ብሓቂ ጅግና ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ይግበእኪ ውላድኪ ይባርከልኪ ማዓረይ❤❤❤
@user-dh7th7tf8d
@user-dh7th7tf8d Жыл бұрын
ኣሰይይይይ እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ጅግና ሓፍተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ጀጋኑና🙏❤❤❤
@fkr834
@fkr834 Жыл бұрын
ዋዕሮ ተባዕ ፍልይቲ❤እግራ ኣካላ ስኢና እንከላ ደሓን እየ ትብል ጅግንነት ናይ መናእሰይናትናስ ብከመይ ኮን ክግለፅ ይክእል😢
@tgray1588
@tgray1588 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና ከብሪ ናዓኩም❤❤❤😥
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Жыл бұрын
ርሻን ጽብቕትን፣ዕጅብትን፣ጅግናን
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እንኳእ ብሰላም ተገላግልኺ ዛመዓረይ ጅግና❤
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
እምቤተዋይ እንኳዕ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ እመ ብርሃን ብሽሉምኪ ተውፅእኺ🙏🥰 ኣብየት እኒኤኻ ጅግንነት🥰❤
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ክንደይ ከ ትሽኹሪ አኪ ዋዕሮና😢💔እግዚኣብሔር ፅኑዕ ፍቅሪ ይዓድልኪ ህያብ ለ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብያ👰♥️🥰
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 Жыл бұрын
ውይ ቃላት የብለይን ንስክን ፍሽክታክን ሓቦክን ፅንዓትክን ፍቅርክን ዋይ ታይ ሞ ክብል ንዘለአለም ክነከባከበኩም ክነክብረኩም ኢ ና ገድልኩም ህያው እዩ ተዘካሪ❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@user-xl9vr3tb7q
@user-xl9vr3tb7q Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤❤ ርሻነይ ፃሓይ ገፃ ውላዲኪ ብጥበብ የዕብየልኪ እግዚአብሔር አምላክ ዋዕሮ 🙏❤❤
@DanielKelkay-rz1zi
@DanielKelkay-rz1zi Жыл бұрын
ርሻነይ መዓረይ ፅሪተይ ሙሉእ ይግበረልኪ ክብርን መጎስን ነቲ ከይሰሰዐ ሂወቱን ደሙን ዘወፈየልና TDF✊✊✊
@hfhb8272
@hfhb8272 Жыл бұрын
ማርያምን መግለፂ ቃላት ሲእነለኪ ሶ ርሻን ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ምስ ጋልኪ
@seft5286
@seft5286 Жыл бұрын
መግለፂ የብለይን ክብረተይ እንኳን ብሂወትኪ ተርፍኪ ክብረተይ😢 ክብር ምጎስን ንሰለ ትግራይ ሂወቶም ዝሰወኡ ዝወፈዩ😢❤❤❤♥️♥️♥️🎉👰
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን🙏🙏🙏
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ thank for ur service our beloved TDF hero ...❤waerona ❤
@fffgggrtgh1385
@fffgggrtgh1385 Жыл бұрын
እሰይ ክንደይ ክ ትፅበቕ❤የኔ ጅግና ብጥበቡ ይዕቤልኪ ፈጣሪ ንጋልኪ ምጭዉተይ❤❤❤❤
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 Жыл бұрын
ጅጋኑና የቀንየልና ❤️💛❤️💛❤️ ጅግና ጅግና እዩ ከመንም አይትቀርዩን ጅጋኑ የህዋትና ዋዕሮታትና የቀንየልና ሲዒርኩም ኢኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@user-vb3gm5jp4t
@user-vb3gm5jp4t Жыл бұрын
ፅሪት ፍጥረት ርሻነይ ጅጋና😥😘😘
@rozaoppo828
@rozaoppo828 Жыл бұрын
ፀሊእኪ ማዓረይ 😢 ኣጀኹ ክብር ናዓካትኹም
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ጅግና ዛሓፍተይ ❤❤❤❤❤እግዚኣብሔር ይሓልኩም❤❤❤❤
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Жыл бұрын
ጅግናን ፅብቅትን 👑💔💛
@ST-tq9el
@ST-tq9el Жыл бұрын
Thank you waero sister for your sacrifice 🙏 🫶🫶🫶🫶 God bless you and you beautiful family
@semerearaya8115
@semerearaya8115 Жыл бұрын
ቃላት የብለይን❤💛
@letshgebru7604
@letshgebru7604 Жыл бұрын
ብምንታይ ክገልፀኪ ጀግኒት እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ፍቅርኩም ይዳብር
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
እሰይይይ ፍሽኽታ ኣመላ♥️😁 ሳላኹም ኸቢርና♥️ ፀላኢኺ ቁርፅ ይበል😢ግን ተመስገን እዩ ብኡ ገይሮም ዝቀረዩ ኣሕዋትናለ ኣለው እዮም😢በተለይ ካብ ከተማ ዓድጉደምን ከባቢኣን ዝኸዱ መናእሰያትና ዳርጋ መብዛሕትኦም ብሂወት ኣይተመለሱን😢ብዝወፈርዎ ቀርዮም😢 ድንግል ማርያም እንኳዕ ምሳኺ ኾነት እንኳዕ ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ♥️✝️
@user-ob9bh7qh7c
@user-ob9bh7qh7c Жыл бұрын
ብጣዕሚ መንእሰይ ወረዳ ሕንጣሎ እዩ ብኣብዝሓ ተሰዊኡ ዘሎ😢😢😢😢
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@user-ob9bh7qh7c ብስሩ ዘይተረፈ😥😥
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ምቅርተይ ፍሽክታኣ ደስ ክብል🥰♥️
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ርሻን ፃሓይ ገፃ ❤❤
@jackhenry1983
@jackhenry1983 Жыл бұрын
እዚ ወለዶ እዚ ዕዳ ኣለዎ፥ ንስካ ንስኪ ኣነ ንክነብር ብዙሕ ዋጋ ተከፊልና መንነትና፥ ባህልና ኣፅኒዕና ንሓዝ! ኣብ ዘይከውን ቦታ ኣይንረከብ፥ ንስራሕ ንመሃር፥ ንዕበ ከም ህዝቢ። ነዞም ጀጋኑና ከኣ ነክብሮም ንሓብሕቦም ዓድና ብደም ያ መፂኣ ሞ ዋጋ ደም የሕዋትና ንስራሕ። እቲ ኣብ ልዕሌና ዝተፈፀመ ገበን ኩናት ከይንርስዖ ንጠንቀቅ። ንፈለ ከም ሕብረተሰብ። ፀላእትና ውን ንፈልጦም ኢና፥ ሞ ደጊም ኣይንተዓሾ ኣይንገራህ፥ ኣይንጠበር! ህዝቢቭትግራይ ሰላም የውርደሉ። ኣዴታትን ኣቦታት ትግራይ ፅንዓት የውርደሎም።
@mulugalaxum6009
@mulugalaxum6009 Жыл бұрын
ጀግና ትዲኤፍ ሓፍትና❤ ካሜራ ማን ልብና ኣሽከርኪርካዮ😂
@medid.454
@medid.454 Жыл бұрын
Thank you for your saving us 🙏 our beloved sister ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lh6pt7ts1i
@user-lh6pt7ts1i Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ማዓረይ❤
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዝሓለፍን ንዘለኹም ጀጋኑና
@selutgraweyti4986
@selutgraweyti4986 Жыл бұрын
ዋዕሮ❤ዉላድኺ አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ምስ ጅግና ብፃይኺ ብሰላም የራኽብኩም🙏🙏🙏
@tigraweti6377
@tigraweti6377 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና ክብሪ ንዓኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Жыл бұрын
እንበር ርሻን ፅብቅተይ ጅግና ዋዕሮና 😢😢😢💛❤✊️
@selammahari1477
@selammahari1477 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ መዋጾኦ ፈጠረልኪ ጅግና ዋዕሮ❤❤
@masuii9267
@masuii9267 Жыл бұрын
ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበቡ የዕብይልኪ ጓልኪ ዛምበተዋይ❤
@user-en1fh3zk1i
@user-en1fh3zk1i Жыл бұрын
ጅጋና ሓፍተይ ንሳላና እዩ ዝኹሉ መስዋእቲ😍💊💪ክብሪ ናዓኹምTDFይ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ማርያም ኣውፀአትኪ ዛሓፍተይ ውላድኪ እውን ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤😍😘
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 Жыл бұрын
ፈገግታአ ድራር ዕይኒ ወላድኪ ይባርከልኪ ❤❤❤
@user-ox7te2jy1k
@user-ox7te2jy1k Жыл бұрын
❤❤❤❤ ክብሪ ንጀጋንና ንህፃን ብጥበቡ ይዕብየልኪ ምቅረተይ❤❤❤❤❤
@gd5yhd368
@gd5yhd368 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍተይ ማዓረይ🙏🙏🙏❤❤❤🌷
@negasigebrelibanos7583
@negasigebrelibanos7583 10 ай бұрын
መግለፂ ቃላትሲእነልኪ ብሓቂ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግናጅግና ጅግና
@rishannebyat6266
@rishannebyat6266 Жыл бұрын
ኣሰይ ምቅራተይ ናተይ ዕድመንን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር😍😍😍❤💛
@brightfeature89
@brightfeature89 10 ай бұрын
አነውን ጀግንነትኪ ንክገልፆ ቃላት የብለይን ብሓቂ ቃላትኪ ኩሉ ምቁር አንደበትኪ ብሱል እዩ ዝተረፈ ሒወትኪ ሙሉዕ ደስታ ቅሳነት ሰላም በረኸት ዝዓሰሎ እግዚአብሔር አምላኽ ይግበረልኪ ።
@muluhome
@muluhome Жыл бұрын
🎉❤❤❤❤❤ነጀግና፣ሐፍትና፣
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ፅሓይ ገፃ ሸኮረይ ክብሪ ንዓኪ ዋዕሮ ጀግናና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕጉሰ ናብራ ይሃብኪ ንወላዲኪ ህያበና ብጥበቡ የዕቢይልኪ ❤ ❤💊😍
@mahletweldy1645
@mahletweldy1645 Жыл бұрын
ርሽይ ቃል ሲኢነልኪ ጀግና ትግራዊቲ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Hieru
@Hieru Жыл бұрын
አሰይይ ምቅርተይ ናተይ ❤❤❤ኩሉ ግዜ ናተሓጎስኪ ንበርና ዘሓፍተይ ማዓረይ ብሸላኩም ሰላም ረክብና ሙሉእ ሰላም እስኪ ይግበረልና ፈጣሪ ተጋሩዋኒ👏♥️♥️♥️TdFy ወሕስ ህዝቢ❤❤❤
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 Ай бұрын
ወደር ዘይብሉ ፅንዓት ዝገርም ትውልዲ እንኳዕ ተረፍኪ ተረፍ ፅንዓትን ፅንኩር ኩነታትን ኢኺ ዋጋ ኣካልኪ ናይ ሰላም ብርሃን ዓይንና ሪኡ ክብሪ ይሰማዕኺ ሓበነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aasaas7284
@aasaas7284 Жыл бұрын
ቃደማኪ ጅግና ፅሪቲ ደስ ክትብለካ እንካዕ ብሂወት ተረፍክልና እምበይተዋይ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና ማሙሸይ ከዓ ዕበይልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@ijfgdtheiv6284
@ijfgdtheiv6284 Жыл бұрын
ጅግና ጽርቲ ፍጥረት 😢እሰይ ምቅርተይ እንኳዓ ድስበለኪ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ
@shoshosho5438
@shoshosho5438 Жыл бұрын
እንካዕ ተረፍኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኪ ጅግና ዋዕሮየ ፍሽክታ ኣመላ እንካዕ ድማ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ ንውልድኪ ብሞጋሰ ጥበቡ የዕብየልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ 🥰🥰🥰✝️✝️✝️🥀🌺🥀🌺❤️❤️❤️💋💋💋
@yemanehayleab
@yemanehayleab Жыл бұрын
😢😢❤❤ ጅግና ተፈታዊት ንዓክን ጋልክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Жыл бұрын
Waero Tigray, jigna Hastings. Thank ❤
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 Жыл бұрын
እሰይይይይ ሙቅርተይ እንኳዕ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ ብጥበቡ የዕብየልኺ እግዚአብሔር ማዓረይ ❤❤❤💛💛💛🕊
@vvvvzryg1991
@vvvvzryg1991 Жыл бұрын
ጀግና ዋዕሮ ትግራይ 💊✊
@QwerAsdf-wg2sv
@QwerAsdf-wg2sv Жыл бұрын
ጅግና ሓፍተይ ማዓረይ ❤️💖❤️💖❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏💪💪💪
@user-lw3mx9bc2v
@user-lw3mx9bc2v Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና ክብሪ ይግብእኪ ዘሓፍተይ።
@user-hw8if6my4d
@user-hw8if6my4d Жыл бұрын
ጅግና ኢኺ ምቅርተይ እንካዕ ናብዚ አብፅሐኪ❤❤❤❤
@smd7650
@smd7650 Жыл бұрын
ዋዕሮ ትግራይና🙏💊👌💪
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ መቀረት ናተሓጎስኪ ንበሪ መዓረይ ደስ በሃሊት ድግና ሓፍተይ ❤🥀🌾💚🌹🌼
@tijitiji8274
@tijitiji8274 Жыл бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተሪፍክሰ ንውላድ ኣብቀዐኪ ኣምላክ ብጥበቡ ይዕብየልኪ 🙏♥
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 Жыл бұрын
ፅብቅተይ ዕድመ ጥዕና ምስ ስድራኪ ይሃብኪ ጅግና ኢኪ .
@rroshan6975
@rroshan6975 Жыл бұрын
ጀግና ዋዕሮና ውላድኽ ብጥበብ የዕብየልኽም ፍሽኽ እናበልኪ ንበሪ ❤❤❤❤❤ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ❤❤
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 10 МЛН
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 9 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 110 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 35 МЛН
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ
35:24
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
❗️XOTINI HAMMASINI URMOQCHI 😱😱😱
0:14
HUSAN_SHORTS1
Рет қаралды 2,4 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
0:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 2,1 МЛН
БУКЕТ МЕЧТЫ НАСТОЯЩЕЙ СЛАДКОЕЖКИ😂😂😂
0:19
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 3,7 МЛН
It worked for me)
0:19
F&T Team
Рет қаралды 23 МЛН