No video

አብ ጸሎት ብዝሙት ሓሳባት ብኣጋንንቲ ምፍታን

  Рет қаралды 69,106

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

4 жыл бұрын

Пікірлер: 427
@tsinatyebyo3522
@tsinatyebyo3522 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር
@user-sd6nh3ri2n
@user-sd6nh3ri2n 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ንዓና ውን መስተዉዐሊ ልቢ ይዓድለና🙏🙏😢
@user-rr4nq2fp6v
@user-rr4nq2fp6v 4 жыл бұрын
ኣሜን ክቡር ሓው ብመጀመርታ የቀንየልና ኣብ ሂወትና ኣቲኻ ክትሕግዘና ስለ ዝመጻእካ ብጣዕሚ ነመስግነካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብምቅጻል ብዛዕባ ዝሙት ርኽሰት ምኻኑ ተማሂርና ኣለና ጽቡቅ ኢዩ ክቡር ሓውና ንሕና ብዝከኣለና ነዚ ናይ ዝሙት ሓሳባት ከነጥፍኦም በዚ ዝበልካና መንገዲ እሺ ክንጽዕር ኢና ብዛዕባ ንጽህና ክብሪ ንጽህና ሓይሊ ንጽህና ጥቅሚ ንጽህና ዕሙቅ ዝበለ ትምህርቲ እንተዝወሃብ ጽቡቅ ይመስለኒ ምክንያቱ ብዝሙት ተፈቲና ንወድቅ በዚሕና ስለዚ መታን ክብሪ ንጽህና ተረዲእና ክንሕሎ ብዛዕባ ንጽህና ብዕሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ ዘለዎም የሕዋት ማሃሩና ሓቂ ዘረባ እዚ ናይ ዝሙት ፈተና ይብርተዓና ኣሎ ይቅርታ ግን ናብ ሂወተይ ስለ ዝኣተኻ የ ዝተሰመዓኒ ዝገለጽልካ ዘለኩ ዝጎደለ ባዕልኹም መልኡለይ ኣርሙለይ የቀንየለይ
@thanksgod4886
@thanksgod4886 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን የህይወት ቃል የስመዐልና ኦ ጎይታ መስተወዐሊ ልቢ ሃበና
@brktitekla4219
@brktitekla4219 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓውናን መምህርናን ብሓቂ ቂል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@user-hj7tf5bs1l
@user-hj7tf5bs1l 3 жыл бұрын
@user-hj7tf5bs1l
@user-hj7tf5bs1l 3 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና እንታይ ክንገበር ኣለና
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና!!!
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኦ ጎይታይ ብ ምሕረትካ ብቸርነትካ ይቅረ ኢልካ ካብ ናይ ኩሉ መናፍስቲ ኣድሕነናን ኣናግፈናን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 3 жыл бұрын
Egziabger amlak ayni lbona ykfetelna
@brhaneabrha8830
@brhaneabrha8830 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተለና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ሓዉና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስለ ቃሉ ሉኡለ ባህሪ እግዚአብሔር አምላክና ብባህሪኡ ቅዱስ ዝኮነ ይክበር ይመስገን
@smare0101
@smare0101 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሃውት የሰማዓልና ክብር ሓውና አብ ፀሎትከም ዝከረና ዝሰተውዓል ልብና የዓደና ኣምላካ 👏⛪
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 жыл бұрын
ብልክዕ ጽር ቅድስናን ክርስትናን እዚ ፍትወት ስጋ ዝባሃል ወዲእና እዩ ሓሪርና በቃ ብፈላይ ኣብ ምዕራባዉያን ዓለም ንነብር ዘለና ዘይተሸፈነ ሰለፍን ማዓኮርን እንዳራኣና ኣእምሮናን ቀልብናን ምሳኣተን ኮይኑስ ናብ ግብሪ ሰዶምዋውያን እንዳቀየረና ይመጽእ ኣሎ እታ ሓንቲ ፍታሕ ብፍላይ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ዘለክን ዘለኩምን ተመርዓዉ ንመርዖ ኣነ ከምዚ ፍታወት ስጋ ሓያልን ዘበርተዐን ኣብ ዓለም ኣይራኣኩን ፈጣሪ ብምሕረቱ ይርኣየና እግዚኣ ማሓረና ክርስቶስ በከመ ምሕረትኪ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ።
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 3 жыл бұрын
Mara eske ezgeyo eu zebl
@yordanosyemane1077
@yordanosyemane1077 3 жыл бұрын
አጆኩም የሕዋተይ ብጾምን ብስግዳንን ነሕምቆ
@sbegge7121
@sbegge7121 Жыл бұрын
አሜን(3)ቃለህወትየሰመዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌾🌾❤❤
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 4 жыл бұрын
የህይወት ቃል የሰመዕና ኣ አምላኬን እባክህን እባክህን እባክህን በማንታ መንገድ መጓዝ በጣም ያደክማል እርዳኝ ቅዱስ መንፈስህን ከእኔ አታርቅብኝ የኔጊ ሰው ይበለን
@bahgilbey2291
@bahgilbey2291 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@messikahsay3562
@messikahsay3562 3 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን ቃል ሂዎት የስምልና ቡርክ ሃውና ኦኦኦኦ ኣምላክ መህርትካን ሰላምካን ኣወርዳልና ካብ ህማቅ፡ ካብ ሃትያት ሰወርና መግዲ የማን መግዲ ኣምላክ ምርሃና ንነስሃ ዚከዊን አድመ ጸጋ ሃብኒ ፈትሪ ኣለም።
@user-rp9be6qn6z
@user-rp9be6qn6z 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት ይሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏(ኣቦ ግርማ ኣበይ ይርከቡ ሓወይ ንገረኒ እስቲ ተገዲስካ )
@efgfnn2185
@efgfnn2185 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክብር ሓውና አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልካ ናዓና እውን አብ ልዕሊየና ዘሎ ርኩስ መንፈስ ቀንጢጡ መንፈስ ቅዱስ የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫
@merhawitesfagabr5487
@merhawitesfagabr5487 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet Yesmalna hawna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark
@mesfunberhane9059
@mesfunberhane9059 3 жыл бұрын
ብስም ኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሜን ። መጀምውርያ ኣምላኬ ቅዱሳን ኣምላኬ ኣቦታትና ንጾሎትም ዝተቐበለ ጸሎትናን ምህልላና ይቀበለና። ንሓውና ድማ ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ንኹላትና ሕዝበ ክርስትያን ምሕረቱ ይልኣኸልና።ካልእ ሕቶ ፥ናይ ግሊ ዝሙት ክባሃል እንከሎ ከመይ ማለት ኢዩ፧
@user-mb5um5kg4w
@user-mb5um5kg4w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ክብር ሓውና
@besufikadchachi6101
@besufikadchachi6101 3 жыл бұрын
Amenn Amennn Amennn kale hiwet yesmealna Azi ktblo zxenahka kulu haki ayu Ayne Lbunana Yebrehalna Kab Rukusat Menafst Ysewrena Betami mehari tekamn Tmrti ayu Nay Agelglot edmeka ybarkelka fetari
@user-eu7dz9jq6g
@user-eu7dz9jq6g 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣገልግሎ ት ዘመንካ እግዛብሄር ኣምላክ ይባርከልካ ኩብር ሓወይ ወሲኩ ምስጢሩን ጥበቡን የግለፀልካ ናዓና እዉን ካብ ማአስርታ ሰይጣን ይሰዉረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ጽቡቅን ኣገዳስን ትምህርትን ተግሳጽን ሰሚዕና ኣተግበርቲ ክንከውን ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ።
@tsigetesfamariam1083
@tsigetesfamariam1083 4 жыл бұрын
በከመ ምህረትከ ኣምላክነ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ ኩቡር ሓውናን መምህርናን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@user-nc4xl8bi3i
@user-nc4xl8bi3i 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@Slasie
@Slasie 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ኣምላኽ ይባርኸልካ ዝተማሃርናዮ ድማ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ ንጾምን ጸሎትን ስግዳንን ዝነቕሕ ሓይሊ ኣምላኽ ይሃበና ። ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ኣማላድነቶምን ቃል ኪዳኖምን ናይ ቅዱሳን መልኣክቲ ፈጣን ተራዳእነቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጋል ሂወት የስመዓና ኩቡር ንሓውናን መህርናን
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏❤❤🏫
@user-jh1xd8rx9d
@user-jh1xd8rx9d 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቂል ህይወት የሰመዓልና ኩቡረ ሓውና👏👏👏⛪️🌷
@user-kt4qg1zf4o
@user-kt4qg1zf4o 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማዓ ልና
@gdu8216
@gdu8216 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዕና ክብር መምህረን
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልና ሃውንና አግዝኣብሄር ጸአጋኡ የብዘሃልኩም።
@binijimi3594
@binijimi3594 3 жыл бұрын
Amenn
@user-bd6xx4fp8c
@user-bd6xx4fp8c 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ኣሜን(3)👏👏👏
@abebabeba6332
@abebabeba6332 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ንክንሳሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና
@hphi3707
@hphi3707 4 жыл бұрын
ክቡር ሓወና መምህር ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አገልግሎት ዘበነ ይባርኽ እግዚአብሔር ኣምላክ
@nayfilmawitade
@nayfilmawitade 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna hawey entay diye kiblelka delye bizaba nisaha abzi eroupa kitrekbom nebotat kibed zible eui miknyatu gizye sile zeyrekbu beti nibezehom wen sile nikewen bizkone qeltifkas aytrekbomn eka silezi bitelefon nisaha yebuluka hijes kemey eui kitmleseley yexbe yeqreta giberey gien defre keykewen 👏👏👏💒🙏
@user-jf5ot9yq5q
@user-jf5ot9yq5q 5 ай бұрын
amen amen amen amlki texgu yebzhaleka Amebrhane mesakha tkhne Amebrhane zhaz wlehad Ayekowenene yu❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ab xlotkume zkurhuni yehwaty
@amankahsay4041
@amankahsay4041 3 жыл бұрын
Amen amen amen qali hewet yesmialina kebur hawena amelak baelu yegsxena xelot nay qudesan amaldenit nay dengel mareyam mes kulena kerstiyan yekun
@user-by6lv9nw2r
@user-by6lv9nw2r 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማዐልና ሓውና በፀሎትካ ሕሰበኒ
@dekihagaz957
@dekihagaz957 3 жыл бұрын
Amen amen amen kbret yhabelna hawna sleti kbur kalka nana ka kal hiwt ysmalna ***
@nahomweldegebrelnahom6368
@nahomweldegebrelnahom6368 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና
@dejuman3299
@dejuman3299 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hewat yasmilna kobur hawey azgibher nay agolgelot edmika yebarhkilka sela zamhrkanan zgesaxknan kabri masganin ne egzbihar amlak yekano nazi kangbir qodus feqadu yekano
@TemesgenTadese-wy5oq
@TemesgenTadese-wy5oq 2 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna kubur hawey ❤❤❤
@user-fz2on6sh8f
@user-fz2on6sh8f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
@nebiyatyemane7247
@nebiyatyemane7247 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen, kalehiwet yesemaln, nay bahaki tekami temeherti u nekemzi kemay dekumat, ab xelotena, ab hiwetena bekemey kensero kem zelena ne nay aganeneti fetene meharit ya. Egziabiher semati teray zeykona fesemti kenkiwen hiwetena be nesehawi hiwet kenjemero yebekana🙏🙏🙏
@eyerusselemun7993
@eyerusselemun7993 4 жыл бұрын
ኹቡር ሓዉና ኣምላክ ይባርካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-zu1ku2cb2g
@user-zu1ku2cb2g 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና ናይ ኣገልግለት ዘመን ይባርከልካ
@daniya4773
@daniya4773 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ምሃሪ ዩ ቀፅለሉ
@tesfamikael2884
@tesfamikael2884 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna edmen tnan yhabka kbur hawna
@lemawtigaltigray3901
@lemawtigaltigray3901 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ሂውት ይስምዓና ፈጣሪ
@banamesfin2171
@banamesfin2171 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selamgualtigray9195
@selamgualtigray9195 4 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብሪ ምስገና ንወላዲተ ኣምላክ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና ፀግኡን በርከትን የብዝሐልካ እግዚኣብሄር ናዓና ውን ብፆምን ብፆሎት ክንብርትዕ ባዕሉ ይደግፈና ፈጣር አሜን
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ።እግዚኣብሔር ብብዙሕ ምሕረቱ ካብ ክፋእ ተግባረይ ኣንጺሁኒ እዩ ምስግና ይኹና ንድሕሪት ከይምለስ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ወገናተይ ወልደሙሴ ኢልኩም ።
@tesfamariambeyene4523
@tesfamariambeyene4523 4 жыл бұрын
ኣምላክ ቅዱሳን ምሳካ ይኩን ወላዲተ ቃል እመ ኣምላክ ኣብ ጽላላ ትሕባእካ መልኣከ ድሕነት ቅዱስ ሚካኤል ብሴፉ ንጸላእትካ ይቁረጸልካ ክብሩ ሓወይ ትማሊ ብጽድቂ ይኩን ብዝሙት ብዘየገድስ ከይትዝክራ ወስን ጾም ኣብ ዝኮነሉ ብውሑድ ተመገብ ምንባብ ከይትቃርጽ ቅዱሳን መጻሕፍቲ፡ ጸሎት ኣብ ትቆመሉ ግዜ 1ክትዝክራ ዘላትካ እግዚኣብሄር ሓጥያተኛታት ንጸሎት ክቅውሙ ኢዩ ዝጽበ፡ ኣነ ካብ ዝከፈ ናይ ሓጥያት ኩሉ ዝሙት ዝፈጸምኩ ሰብ ኢየ ካብ ጎሓፍ ኣልዒላ ገና ርስሓተይ ትሓጽቦ ኣላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ፡ዋላ ብልሳንካ ጥራይ ይኩን ጸሎት ግበር ምክንያቱ እቶም ኣብከባቢካ ዘለው ኣጋንንቲ በቲ ካብ ሴፍ ዝበልሕ መሎኮታዊ ቃል ገይርካ ትሰጉም ኣሎካ ጸሎት ዝጥርነፍ ቃል ኣይኮነን፡ ምስጋናን ናይ ልብካ ድልየትን ብተመስጦ ግለጽ ኣብ መንጎ ግድን ርኩሳት መናፍስቲ ክመጹካ ኢዮም ተዘይ መጽዮሙካ ተመሲጥካ የሎካ ምክንያቱ እዛ ምድሪ ናይ ፈተና መይዳ ስለ ዝኮነት ሽዑ ነቲ ዝመጸካ ተጻብኦ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ሴፍ ትቁረጽካ ናይ ቅዱስ ገብርኤል መስቀል የቃጽልካ ብኅጽረመስቀሉ ካባይን ካብ ከባቢየይን ንርሓቅ በሎ ብትምህርተ መስቀል ሽዑ ብዓይንካ እንዳረኣካዮ ከም ትኪ ክበንን ዩ ክቡር ሓወይ እንካዕ ኣብዚ ኣብ ቅዓካ ድማ ይብል፡ተማህጸንኩ ብወላዲት ኣምላክ ሂወተ ኩሉ ኣለም ኣሜን።
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓዉና።
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 жыл бұрын
@@tesfamariambeyene4523 ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው ብልቢ ንዓና እኻ ጠቒምካና ምኽርኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጸግኡ የብዘሐልካ
@tesfamariambeyene4523
@tesfamariambeyene4523 4 жыл бұрын
@@user-dt1yh3lc6k ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምስጢር ዕምቆት ፍቅርኪ በርቲዕዎም ብዙሓት ከሓዱኪ ማህተመ ድንግልናኪ ከይተለወጠ መድኅኔኣለም ዝወለድልክልና ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ኣሜን፡ኩቡራት የሕዋተይ ኣነ ድኣ ዘይረሳሕ ትቦ ኢየ ኮይነ ፡ ናባና ድማ ጽሩይን ኩሉ ግዜ ሓድሽ ዝኮነ ቃል ንዓና ተስፋ ዘስንቅ (ንርኩሳት መናፍስቲ ድማ ዝቆርጽ ሴፋ ሥላሤየ ኢዩ)ነቶም ኣብዚ ቻነል ትምህሩና ጸጋኩም የብዝሓዮ እብል።ወላዲተ ቃል እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ከምቲ ንስምዖ ን ን ጢጦስን ግብሮም ናብ ሲኦል ዝነበረ ምልጃ እመ ኣምላክ ድማ ናብ ገነት ዝመረሖም ንኩላትና ዋሕስ ሰማይን ምድርን ትኩነና ኣሜን።
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 жыл бұрын
@@tesfamariambeyene4523 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓወይ ናተይ ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ይግበረና እመቤታችን ምስ ኩልና ትኹን
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 3 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna xegau yebzhalkaum bhaqi egziabher amlak bmhretu ytemtena
@user-zd7bh8bf1m
@user-zd7bh8bf1m 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@adamgheezai3895
@adamgheezai3895 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 Kale hiwetu yesmalna kubur hawna 🙏🙏
@fetsegufestegu1860
@fetsegufestegu1860 2 жыл бұрын
እግዚኦብሔር ይመሰገን ኩብር ሓዉና🙏💕
@fytsj1656
@fytsj1656 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@sawudatv3434
@sawudatv3434 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር አምላክና ጸጋ የብዝሓልኩም ፡ፍትዋተይይ
@mengshabtetsion5053
@mengshabtetsion5053 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kubur hawna nezi kingebr Egzabehr amlak ydegfena
@milimili6518
@milimili6518 Жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት ይሰመዕልና
@hasabnaylbey2017
@hasabnaylbey2017 3 жыл бұрын
Qal hiwet yesmaena. Btaemi ena nemesgnekum fetari edmen tenan yhabkum. Fetari mhretu ylakelna .
@user-gj6rk3og4o
@user-gj6rk3og4o 2 жыл бұрын
ቃልሂወትየስመዓናክቡርሓውናፀጉኡየብዝሐልካ
@kgg7935
@kgg7935 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና .
@kgg7935
@kgg7935 3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኣነ ኩሉ ግዜ እዛ ዕለት ስለተጋግኒ ጾም ጽጌ ማዓስ ትጅምር ክትሕብረኒ ብትሕትና ይሐትት.
@mikitigray560
@mikitigray560 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN kal hiwet ysmeana 🙏🙏🙏
@shewitgere8157
@shewitgere8157 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! እግዝኣቢሀር ጸጉኡ የብዝሃልካ ኩቡር መምህር ሃውና
@kdsngrmdhn565
@kdsngrmdhn565 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@rozateklay3150
@rozateklay3150 3 жыл бұрын
Amen amen amen klu gze ezgabher yetemesegen ykun amen
@user-tz7cw4sp3q
@user-tz7cw4sp3q Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህወት የስመዐና
@kudusanyemane6603
@kudusanyemane6603 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ
@titibabur8303
@titibabur8303 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmlna Egzbher xegu yebzhlkum🙏❤
@rahwakesete6504
@rahwakesete6504 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana kubur hawna
@tirhashagos5956
@tirhashagos5956 4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር ሐውና እግዚአብሔር ናይ አገልጉለትካ ዘመን ይባርኸልካ ካብዚ ቀፂለ ክብሎ ዝደልይ ብቃንቃ እንግሊዘኛ ንደቅና ንክፈልጡ ብጣዕሚ አገዳሲ ትምህርቲ ስለዝኾነ ነዚ ዘለናዮ ዘመን ከቢድ ስለ ዝኾን ሐደራ ክብለኩም ይፈቱ እግዚአብሔር ምስ ኩላህና ይኹን ወላዲት አምላክ እመ ብርሃን ትሐግዘና ::
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 жыл бұрын
ነበሓቂ ኡዝኣ ዝመሃርክም ብጣዓም ዘመሱጉነ ሓኣውንና አግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዘሃልኩም።
@rahwatekle4940
@rahwatekle4940 4 жыл бұрын
qal hiwet yesmeelna hawey natey fetari ayni lbonana ykfetelna amen
@cell2183
@cell2183 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና መምህር ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ብስላም ብጥዕና ይሓልወልና ፈጣሪ አምላክ አሜን አሜን, አሜን ✝️🤲❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ue7sf1hr3j
@user-ue7sf1hr3j 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩብር ሓወና ብሓቂ ደስ ባህሊ ትምህቲ እዩ👏👏👏ቃላ ሂወት የስመዐና 👏👏👏
@helensolomondemoz6499
@helensolomondemoz6499 2 жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmialna brukey kabzi zimut menfes Amlak yikentitelna
@musgunfikr2568
@musgunfikr2568 3 жыл бұрын
ኣሜነ ኣሜን ኣሜን
@fevendesbel6898
@fevendesbel6898 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna behqi
@salemsalem1367
@salemsalem1367 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ❤️
@hagush1886
@hagush1886 3 жыл бұрын
Amen amen amen kbur Hawna BTsaAma ena nemesgn
@user-zs9oz4zr9m
@user-zs9oz4zr9m 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏😭🙏🙏🙏
@merhawimekesen1687
@merhawimekesen1687 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana kebur hawena
@selamtigrawyti7618
@selamtigrawyti7618 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዐልና ክቡር ሓውና
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የመዓልና
@Wediteklu-pp9ep
@Wediteklu-pp9ep 3 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏 amen 🙏🙏🙏 amen 🙏🙏🙏
@teklemaryamhiwet6794
@teklemaryamhiwet6794 4 жыл бұрын
ኣብ ነስሓን ቁዱስ ቁርባንን ክንብጽሕ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩን ሓጥያትና ይቅረ ይበለልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@johnmikl1369
@johnmikl1369 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen ahbiru!
@azebhagos2124
@azebhagos2124 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያሰማልን ወንድማችን ፈጣሪ ፀጋዉን ያብዛልህ
@merhawitguesh5884
@merhawitguesh5884 7 күн бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤
@marygebre2959
@marygebre2959 3 жыл бұрын
ፀገኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስማዓልና
@weldegebrielabraha6038
@weldegebrielabraha6038 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሰናይ የስመዓልና
@solomieweldemichael9957
@solomieweldemichael9957 4 жыл бұрын
ሓውና መምህር ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ኣያ ብሓቀ ቃል ሂወት የስማዓልና
@hsjsbh8438
@hsjsbh8438 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኩቡር ሓዉና ኦ ጎይታየ ካብ ዝሩኩስ መነፈስ አውፀአኒ መስተወዐሊ ዓይነ ልቦና ሃበና ገታየ
@user-tc4tr2lo6b
@user-tc4tr2lo6b 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዓይና ልብና የዓዲልና
@aki9784
@aki9784 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ሓወይ ናተይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 жыл бұрын
Amien amien amien 🙏🏼kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna naybhaki tsegue yebzhalka egizabhier amlak
@SalamSalam-yh8sx
@SalamSalam-yh8sx 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ከብር መምህረናን ብሓቃ ቃል ሂወት የሰመዐልና አምለክ ዕድመን ጥዕነን ይሃባልነ❤❤❤
@hamerenoah950
@hamerenoah950 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ።
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፍትዋተይ
(ገጠመኝ 8ይ ክፋል) ካብ ወዲ 14 ዘይትጽበዮ ነገር
32:20
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 698
‼ሓሙሽተ ምልክታት ጸላኢ ሰናይ ኣብ ነብስና ምሕላዎም🔴
19:38
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 53 М.
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 7 МЛН
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 31 МЛН
"ዲያብሎስ ዝእሰረሉ  ሸውዓተ ናይ ጸሎት ግዜያት"
21:42
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 57 М.
እቲ መጥቃዕቲ ከመይ ነበረ፧
14:52
Eri Meskerem
Рет қаралды 3 М.
አብ ጸሎት ብብዝሒ ንምንትይ ነንባህቕ
10:45
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 52 М.
"ናይ 666 ኣምላኪ ተመርዕያ ዘስንብድ ፍጡር ዝወለደት" ዘገርም ታሪክ
19:18
(ካብ ኤችኣይቪ ተፈዊሰ) 7ዓሌተይ ሙስሊም እዮም
36:03
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 17 М.
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН