No video

ብግዝያዊ ሽግር ኣምላኽ ምኽሓድ ኣይግባእን!

  Рет қаралды 72,019

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

11 ай бұрын

Пікірлер: 278
@berryfamily2846
@berryfamily2846 11 ай бұрын
አጀኹ ዛሓፍተይ ሃይማናት ምስ ፀገም አይተዋዳድርዮ ሓደ ሚልዮን ብር ሓዝ እሞ ትግራይ እተው ናይ በይንኽ ህወት መስርት አነ አብ ኤሜርካ እየ ዘለኩ አሕዋተይ ልዕል 60.000 ዶላር አጥፍኦምለይ ገዛ ነስረሐልክ አለና እናበሉ ግን ከም በሓዱሽ ካልእ መንገድ አማራፅ ገይረ ሎም G+3አስርሐ ብጣዕሚ ጠንካራ ኩኒ
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 11 ай бұрын
ጀግና ዝሓፍተይ❤
@user-oz9cl7mg9u
@user-oz9cl7mg9u 11 ай бұрын
ናተይ ህይወት ከምአ ከይነ እንአኩ ከዝግን ከምቲ ናትኪ ሓሲበ ኣለኩ ስማይ ኣይሕረስ ወላዲ ኣይክስስ😢🙏
@jftwe4fr567
@jftwe4fr567 11 ай бұрын
አጆኪ ሓፍተይ ንእሸተይ ገንዘብ ሓዚሞ ካብኡ ኪዲ
@mamibabi6805
@mamibabi6805 11 ай бұрын
ክንደይ ዓይነት ወላዲ ኣሕዋተይን እዩ ዘሎ እግዚአብሔር ይመስገን 4 ብሂወት ተፈቲነ ኣብ ስዑዲ እሞ ክብሪ ንቅድስቲ ኣርሴማን ንድንግል ማርያምን ይኩን መመሊሰ ይፀንዕ እንበር ተስፍ ኣይቆርፅን ይቅፅል ኣለኩ ክዓ ፈተና የጠንክረና እዩ ንኣመንቲ ወለደይን ኣሕዋተይን ውን ጥዕናኪ ጥራይ ሒዝኪ እተውልና እናበሉ ኣድኪሞሙኒ ይበል ሓፍተይ ክዓ ብሕማቅ ተረዲእክዮም እንበር መሬት ምግዝኦም ንባዕልኪ ዘየክስርኪ መሰረት ንክኮነኪ እዮም ሓሲቦምዎ ኣይትዓሽዊ እቲ ሃይማኖት ክዓ ዓረብ እንተኣፍቂርኪ እንበር ዘይመስል ብክርስትና ዘይፀናዕክስ ብሃይማኖት ምቅያር ተስፍ ክትገብሪ🤔 ብዝኮነ ዝድብረኒ ዘይረብሕ ምክኒት እናቅረብካ ንሃይማኖትካ ምትሓት ክርስትያን እየ ጥራይ ዘይኮንና ክንብል ዘለናስ ኣብቲ ውሽጢ ኦርቶዶክስ መፅሓፍ እንታይ እዩ ዝብል ኢልካ ምድህሳስን ምሕታትን ግርም እዩ ክብሪ ንመድኃኒአለም ይኩኖ ኩሉ ብተስፍ ኣለና ንነብር ክዓ ንሞት ንስሀ ውን የብቀዐና ናብ ደገ ደጀኑ🙏
@hjjhiijg5029
@hjjhiijg5029 11 ай бұрын
ኣሜን
@Tgst1212
@Tgst1212 11 ай бұрын
አሜን መዓረይ❤🎉
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ናይ ኩላትና ሕቶ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና አሕፂሩ ብሰላም ናብ ሃገርና ይመልሰና ክሳዕ ዘለናሉ ዓቅልን ትዕግስትን ይዓድለና
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 11 ай бұрын
ዋላ መሬት ትጽበብ ሃይማኖተይን መንነተይ ክይቅይር ቃል ኣቴ❤🙏❤ መምህር ሱልጣን ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልና አምበር🙏🙏🙏
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 11 ай бұрын
ብሓንቲ ዝበልካያ ቃል ተመሲጠ ስልጣነይ እግዚአብሔር ንስደተኛታት ይሕሉ ኢዩ ብሓቂ ኣነ ሓንቲ ረሳሕ ሓጥያተኛ ዘይረብሕ ናብ ጠንቋሊ ከይደ ስዑዲ ክኣቱዶ ይከውን ኢለ ከይትከዲ ስዑዲ ኣይመባልዕትክን ክትሞቲ ኢኪ ኢሎሙኒ ካብ ኣዕርክተይ ከይፍለ ዋላ የመን ክሰርሕ ኢየ ምስኣሕዋተይ ኢለ መፅየ 5ወርሒ ምስኦም ምስፀናሕኩ እተዊ ንስዑዲ ንሕና ክንከይድ ዓድና ኢለሙኒ እቲ ሓደ ሓወይ ካኣ ስዑዲ ክኣቱ ደልዩ ኣብ የመን ከይገድፉኒ ምስኣገደዱኒ ስዑዲ ካኣቱ ጠንቋሊ ከይትኣትዊ ክትሞቲ ኢኪ ኢለሙኒ ምስበልኩዎም እቲ ሓደሓወይ ኣዲስኣበባ 10ዓመትስለዝፀነሐ ናይ ሃይማኖት ፍልጠቱ ዳሓን ኢዩ ከዛ ተናዲዱ ካብ ዓለም ሪሒቆም ዕድመ ልከዖም ኣብ ገዳም ዝነብሩ ኣቦታት መፃኢና ዘይፈልጡስ ንቤተክርስቲያን ዘይፈልጣ ጠንቋሊ ዕንቂ ተኪሉ መፂኢኪ ዝነግረኪ እግዚአብሔር ኣበይ ረኪብዎ ማዓዝከ ናብ እግዚአብሔር ቀሪቡ ብዛዕባ መፃኢኪ ዝነግረኪ ኢሉ ተናዲዱ መድሃኒኣለመይ ካብ ልሳነይ ከይፈለኩ ይቅርበለለይ ኣምላከይ ብግርህናይ ዝገበርኩዎ መድሃኒኣለመይ ንኩሉ ሓጥያተይ ካብ ቅድሜካ ከዊልካ መንገደይ ኣቅነዐለይ ኢለ ምስኡ ጥራሕ ይዛረብለኩስ ሰተት ኢለ ኣትየ 2 ዓመት ሰሪሐ ተታሒዘ ኣዲሳበባይ ዓመት ፀኒሐ መሕለፊ ንትግራይ ሲኢነ ተመሊሰ ተዓንቂፈ ከማን ኣይፈልጥን እዚኩሉ ግፍዕን መከራን ናይ የመን ሪአዮ ኣይፈሌጥን ብእዝነይ ጥራሕ ኢየ ዝሰምዖ መስለዚ እግዚአብሔር እንተቀሪብናዮ ኣሎ ኣበይ ነይርኩም እውን ኣይብለናን ምስገስረጥ ሓጥያትና ኣንፂሁ ይቅበለና ይሕልወና እንተሪሕቅናዮ ካኣ ይርሕቀና ዛማዓረይ ፀውዕዮሞ ክሰምዐኪ ኢዩ እግዚአብሔር ቀልጢፉ ሰማዒ ኢዩ ኣጆኪ ❤
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z 11 ай бұрын
ብመጀመርታ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር ሓወይ❤ ክብርቲ ሓፍተይ ወለድና ኹሉ ንፅቡቕና ዱኣ እምበር ንሕማቕና ኣይሰርሑን ኣጆኺ ንእሽተይ ተዓገዚ ደሞ ሐዚ ኣብ ትግራይና ሰላም የለይ ትፈልጢ ኢኺ እና ክብረተይ ንኣወዳት ኣሕዋትኺ ጭራሽ ኣይትሃብዮም ጭራሽ ንስድራኺውን ወርሓዊ ዘድልዮም መሃያ መድብሎም ስቕ ኢልኺ ነጊፍኺ ኣይትስደዲ 😢ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ኹላትና ከማኺ ኢና ወዝና ሃሲሱ ❤
@eradaerada914
@eradaerada914 11 ай бұрын
❤❤
@-4587
@-4587 11 ай бұрын
እውይ ማዓረይ ሓፍተይ ናተይ ሃይማኖትኪ ከትቅይሪ ሓደራ ሃይማኖት ብምቅያር ዝመፅእ የለን ቀፂሉ ካዓ እግዚኣቢሀር እመብርሃን ስለ ትሕልወኪ እዩ ምስ ጋና ትቅመጢ ዘለኪ ሕማም ውን ኮ ኣለ እዩ እግዚኣቢሀር ይመስገን እስካብ ሐዚ ብጥዕና ስለ ዘፅነሐኪ ክብር ንድግል ማርያም ምስ ወዳ ኣሜን ቀፂለ መሬት ተግዝእዎ ከድኪ ብሽምኪ ትገብሮዬ ተደለኪ ትሸጥዬ መሬት ስለ ዝገዝኡልኪ ኣይትብከዪ ከሕጉሰኪ እዩ ዘለዎ ካውኡ ካዓ ኣብ ዓዲ ገንዘብ እንድሕር ዘይብልኪ ዋላ ሓደ ዓመት ሰሪሕኪ መታሓዚኪ ይኣክለኪ እዩ ቤተሰብ ኔክትመፂ ኣይትጠይቅዬም ምክንያቱ ኔስኪ ቆልዓኮንክኔ ዘዋፀኪ ትፈሌጢ ኢክ ኔቤተሰብ ካዓ ኣሕዋትኪ ሰሪሖም ክበልዑ ይደኽመኪ ከም ዘለ ንገርዬም ኣጆክ ክብሠተይ ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን💖❤😘🌹
@thjfhj-ty3lx
@thjfhj-ty3lx 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ የእዉነት እዚ ሕቶ ናይ ኩላትና እዩ ኣይዘኽ ዝያዳይ ድኩሉ ግዝ ኣለዎ እግዚአብሔር አምላከ ስደትና ኣሕፅሩ ናብታ ቅድስት ሃገርና ክምልሰና ቅዱስ ፊቃዱ ይኹን
@selamtesfay3521
@selamtesfay3521 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ ስልጣን በዚ ከዚ እዋን አብ ኩላትና ዘሎ ሽግር እዩ ክብርቲ ሓፊተይ ዋላ አነ 7 ዓመት ገይረ አሎኩ ስደት ግን ከምዚ ከማኪ የ ምንም የብለይ ብሂወትና ወጺና ብሳንዱቅ ምምላስም ስለ ዘሎ ንትሕቴካ እናረአካ ምምስጋን እዩ እቲ ዝበለፀ አጆና ዶሞ ኩሉ ንሰናይኪ ምካኑ አሚንኪ በርትዒ እዚ 3 ዓመት ከምዚ ንፈልጦ አብ ሓዊ እዩም ነይሮም ስድራና ካብ ከዚ ግን ገቢዝኪ መናገዲኪ ሕዝኪ እተይ ክብረተይ ካቡኡ ግን ምስ ሃይማኖት ዘራክብ የብሉይ ናይ ባዓልትና ድካም ዳአ እዩ እምበር ካብቲ ሓቀኛን አመናዊን ሃይማኖት እሞ ናበይ ዩ ትቅይሪ እልኪ ታሓስቢ እዙይ ናይ ፀላኢ ሰናያት ሓሳብ ዩ ብጾምን ስግገድት ጾሎትን አወግድዮ ብዝተረፈ ሰላመ ክርስቶስ የብዘሐልኪ ስደትና የሐጽረልና ምስ እንፈትዎም ወለድና የራክበና ፊቁራተይ❤👏
@samera7043
@samera7043 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ ክብርቲ ሓፍተይ ኣጀኪ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ እመብርሃን ፅላል ትኩንኪ ኣጀኪ😢
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 11 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐና❤ ክብርቲ ሓፍትና ኣይዘኪ ኩሉ ልፅቡቅኪ እዩ❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና የሕፅረና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣብ እምነትና የፅነዐና⛪️✝️
@peacelove1806
@peacelove1806 11 ай бұрын
ኡፍ ኣነ ክኣ ናይ ገነት መሲሉኒ ብጣዕሚ ሰምቢደ ጸኒሐ።
@abigre5732
@abigre5732 11 ай бұрын
ዋላ አነ ደንጊፀ ነረ
@zainazaina2750
@zainazaina2750 11 ай бұрын
ተባረኽ ስልጣናይ ብሓቂ ልእል እግዝኣብሔር ብዕድመ ይሓ°ልካ
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 11 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መጸአካ ኩቡር መምህርና ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አጆኺ ክብርቲ ሓፍትና ሕማቅ መንፈስ እዩ ከምዚ ዘሕስብ እስኪ መምህር ተስፋዬ ብልኺ ዩቱብ እተይ ናተይ ዓባይ ስጦታአይ እያ አጆኺ
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 11 ай бұрын
ናይብሓቂ ክብር መምህረይ ቃል ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ካዓ ኣጆካ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ እቲ ዘጋጠመኪ ብዝተፈላለየ ዓይነት ኣብ ኩሉ ዘጋጥም እዩ እቲ እምነትና ክንቅይር ንብል ግን ንመን ክጥዕሞ እዩ ንብዓልትና እና ዝገደደ ሂወትና ይባላሾ ስለዚ ቅርሺ ካዓ ዓይኒ ብርኪ ሕዝኪ መፃኢ እዩ ንእሽተይ መሳርሒ ወላ ተሕዝኪ ሰርሕኪ ትዓቢ❤❤
@user-TDFdemey
@user-TDFdemey 11 ай бұрын
ሃይማኖት ስለዝቀየርካ ለውጢ ልመፅእ ኣይኮነን እዩ ፆሎት ግበሪ እበይ እግዛብሔር ታይ ኣግዲልሊኪ እዩ ተመስገን ኢልኪ ስርሕ ወላዲ ደሞ ሕማቅ ኣይሓስቡን ዮም ክመፅእ ምስበልኪ ሓገዝ ክኮነኪምስ ኣተኪ መፅለሊኪ ኢሎም እዮም ዛሓፍተይ እመብርሃን ታሓሊኪ❤
@user-zl9pf5mz5m
@user-zl9pf5mz5m 11 ай бұрын
እግዚአብሔር
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 11 ай бұрын
ለባም ኢኪ ብሓቂ መፅለልኣ ክኮና ሓሰቦም እዮም ዝኮኑ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 11 ай бұрын
ቃለ ሰናይ የስምዐልና ክቡር መምህርና ሓፍትና ድማ ኣጆኪ ምስ ወለድኪ ተረዳድኢ ካብ እምነት ግን ፍፁም ከይትርሕቂ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ሓላዊና መድሃኒናን እዩ። ❤❤❤
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w 11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃለ ስናይ የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ሓፍትና ውን አጀኺ ኣብት እግዚአብሔር የፅንዕኺ ኩልና አብ ስደት ዘለና አጀና አሕዋተይ አሕዋተይ ❤
@user-rk5bx4it9v
@user-rk5bx4it9v 11 ай бұрын
❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 11 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ አቦና መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ቀጽለሉ
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር 🙏🙏🙏🥺🥺🥺
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 11 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓወይ ክብርቲ ሓፍተይ ኩላትና ኢና አብስደት ዘለና አብስደት ዘለና እውን ኩላትና ናናትና ፀገም አለና አነ ክብለኪ ዝደሊግን ገንዘብኪ ሒዝኪ ንንሰራሕክዮ ኣብዓዲ ዘለኪ ዝታአምንዮ ሰብ ክተቀምጥዮ ትክእሊ ኢኪ ዳሓርግን ዕላማኪ ቀስብቀስ ከተሳኪዒ ኢኪ ወለድና ኮነ ኣሕዋትና እውን ናብ ፈተና አይነእትዎም ቅርሽና ብአገባብ ንጠቀመሉ አጀኪ በርትዒ
@user-uv9rw3zv1l
@user-uv9rw3zv1l 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሂይማኖትና ይፅንዕና 😢
@user-tq7ph2pj5x
@user-tq7ph2pj5x 9 ай бұрын
ፀግኡ ይብዝሐልካ ክብር ሓውና ቃል ሂወቱ የስምዐና😢😢😢
@user-sl9ki1ox9k
@user-sl9ki1ox9k 11 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰላጣን ሓወና እኳዕ ደሕና ምፀኻ❤ቃል ህይወተ ያስምዕልና ጸጋኡ ያበዘሔልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ❤ ባሓቂ ልቤና ያሃበና ኣምላኽ😢
@huu7115
@huu7115 11 ай бұрын
ቃል ህወቲ የስመዐና መምህረይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረከ እና ክብሪቲ ሓፍተይ ከመቲ ስልጣን ሓወይ ዝቀሎ እዩ እምነቲን ገንዘብን ዘራክብ የብሎን ገንዘብኪ ስለ ከምኡ ዝከነ ሃማነትክ ክትቅይሪ ኖ ሃይማነቲክ ቀይሪኪ ከ ገንዘብኪ ክምለስ ድዩ ወይ ሰላም ክትረኪቢ ማለቲ ድዩ ብፍፅም ክከውን የብሉን ብምቅፃል ሓደ ሰለ ምንታይ ከምኡ ገይረሞ ንፅብቁኪ ሓስቦም ድየም ወይስ ንሕማቅ ቀስ እልኪ ብትሕቲና ክትሪድእዮም ፈትን ወላ እውን ከምቲ ንስኪ ታሓስብዮ እንታሓሰብ አጀኪ ከይተደሃልኪ ተስፍ ከይቀለረፅኪ ንእግዛአብሔር ለምንዮ እመ ብራሃን ተማሓፀኒያ ዝሳአኖ ነገር የለን ፊጣሪ ናብ ልቦም ክምልሰልኪ እዩ እዝ ሃይማኖተይ ክቅይሪ ንብል ሓሳብ ግን ናይ ድያብሎስ ስራሕ እዩ ገንዘብኪን ህወትክን ክዘሪግ ዝፍቲን ዘሎ ንዘ ሓሳብ እዝ በሪ ልብኪ ዕፀውዮ ዝሓፍተይ ከምኡ ካአ ምስ መንፈሳዊ አሕዋትኪ ተዳዊል አብ ቃል እግዛአብሔር አሕልፍዮ ግዜኪ ነዚ ሓሳብ እዝይ አምፅኡ ህወቲኪ ክዘሪግ ዝሓስብ ዘሎ እመ ብራሃን ተሪሕቀልኪ ዝሓፍተይይ አጀኪ በሪትዕ
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 11 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ ክቡራት መእመናን ሰላምኪ ይብዛሕ ኣብ ዘለክዮ ክብርተይ እና ሓደ ነገር ክትርድእዮ ዘለኪ ወለድኪ ንሕማቅኪ ከምዘይሰርሑ ክትርድእዮ ኣለኪ ብምቅጻል እቲ ዝገዛእክምዎ ቦታ ናተይ ድዩ ኢልኪ ሕተቲ ናትኪ ተኮይኑ ቦታኪ ክትሰርሒ እዮም ስርሒ ዝብሉኪ ዘለው እበር ስለ ዝጸሉእኪ ኣይኾነን ተውሳኪ ውን በቲ ዝነበረ ኩነታት ካብ ኣብ ባንኪ ምቅማጥ ስለ ዝኸብድ እዩ ቦታ ገዚኦምልኺ ይኾኑ እምነተይዶ ክቅይር ዝብል እኳ ድኣ ኣብ እምነተይ ኣጽነዐኒ ኢልኪ ክትልምኒ ክትጽልይይ እዩ ዘለኪ ኣብ ስዑዲ ዶ ክወልድ ዝብል ክትሓስብዮ የብልክን ምክንያቱ ኣብ ስደት እንተወሊድኪ ክኸብደኺ እዩ ብርግጽ መሓዙትና ግን ወሊደን ንሪአን ሕጉሳት ውን ይመስላ ግን ውሽጠን ግን ብዙሕ ዝተጎድኣ እየን ስለዚ ክብርቲ ሓፍተይ ጠንኺርኪ ክትሰርሒ እዩ ዘለኪ ኣኣብ ዘለናዮ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓልወና ብዘይ ምግናን ከም ናተይ ወለድን ኣሕዋት ኣሓትን ይሃብኹም ስሌና እዮም ዝሓስቡ ጎኒ ጎኒ ሓዳሮም እዮም ክዳጋገፊ ተመስገን ኣምላክ ስለ ኹለ ነገር ❤
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-bp2nn4uz4x
@user-bp2nn4uz4x 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ያብዚሐልካ ክብር መምህርና ናይ ስደተኛ መፅናነዕ አምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ እሸ ክብርት ሓፍተይ አጀክ አብስደት ዘለና ናበ አምላክ ንጸጋዓ አለና ትዕግስት ይሃበና አምላክ ናይ ስደት ፈቱና ብዙሑ እዩ አምላክ ግን አይሓድገናይ ክንጭነቀ ከለና መዝሙር ንስማዓ አሕዋተይ
@user-zh8kq1sy2t
@user-zh8kq1sy2t 11 ай бұрын
ከመይ ቀኒኩም ደቂ ተዋህዶዋይ እንኳዕ ዳሓን መፃካ መምህር አቤት ችኾላ አነ ካዓ ናገነት ሕቶ መሲሉኒ ነይሩ ደንጊፀ ነይረ እግዚአብሔር ይቅር የበለኒ🙏
@user-fc1yq7cr5j
@user-fc1yq7cr5j 11 ай бұрын
ከምኡ ንክመስል ንድዩ ገርዎ እዚ ካ ምትላልል ይበሃል ሳይኮጂካል ንስብ ምስሃብ መጅምርታ መምሳል ይበሃል ኣምሰሉ ሰብብካ ን ተዋህዶ ክሰብክ ኣይኪልን እዩ እግዚኣብሀር ይቅረ ይበልኒ ዝይኮነ ይቅረ ይበሎ እዩ ዝበሃል እቲ ዘምጾ ሃሳብት ውን ንከምስል ዘይምኳኑ ብ ምንታይ ነአምኖ !!!!! ንንቃህ ተጎቲትካ ምካድ ትራህ ትርጉም የብሉን
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ❤️ ክብርቲ ሓፍተይ ኩላትና ኢና ኣጆኺ መዓረይ ወዝና ዘይኮነስ ተበላሽና ኢና ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ትዕግስቲ ድማ የድሊ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ፀሎት ቅዱሳን እመብርሃንን ኣይፈለየናን 🥺🙏🙏🙏
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 11 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፡ ስምዕታ ፡ " ሰብ ንነብሱ ባዕሉ እንተዘይበዲልዋ ንዕኡ ማንም ክብድሎ ዝኽእል የልቦን " ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ፡ ስጋዊ ሽግር እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ምስ እምነት እኳ ደኣ ከበርትዓና ኣለዎ ፡ ኣጆኺ በርትዒ ።
@komaistekle4512
@komaistekle4512 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣባቴ ነሕዋትና እውን ፅንዓትን ብርተዐን ይሃን ይሃበና ጅማሬና ከይኮነስ ፍፃሜና የፀብቀልና😢
@kidan.gebregzabher4962
@kidan.gebregzabher4962 11 ай бұрын
ብተክክል ናተይ ህይወት እዩ ብጣዓሚ ደኪሙኒ ኣነለ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@mizanmezgebe6262
@mizanmezgebe6262 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ኣጆኪ ሓፊተይ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ ኩሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከስተካክሎ እዩ ብትዕግስቲ ሕለፊዮ ዝሓፊተይ
@haregumarga3655
@haregumarga3655 11 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@user-ie5fl2wu8m
@user-ie5fl2wu8m 11 ай бұрын
ባሓቂ ቃል ህወት የስመዕና ኣ እግዚብሄር ኣብ ፈተና ኣቲእትወና
@user-qo2vv1ep2p
@user-qo2vv1ep2p 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና🙏🙏🙏 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃበና 🙏🙏🙏
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x 11 ай бұрын
ይቅር የበለኒ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏🥺
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 11 ай бұрын
😢😢😢እግዚአብሔር ይመስገን ኣይ ባሓቅ እዩ ኣብ ስደት ዘሎ ኹሉ እዩ ዘማርር ማለት ናብ ዓድስ ተመለስ ድብል ወላድ የለይ እት ገንዘብ ሕፍስ ኣብልካ ዚላኣክይ ይመስሎሙ 😢😢 ዓድኻ ተኸደኻ ደማይ ዘልዘል ይቡሉ 😢ሓቀይ ቡዛሓት ኣለዋ ናብ ስደት ዝምለሳ እና ኣጀኽ ክብርት ሓፍትና 😢
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 11 ай бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ንስኪ ተኮይንኪ በዓልቲ ታሪክ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ናይ መብዛሕቲኡ ታሪክ እዩ እቲ ኣብካ ኣጋጢሙኪ ዘሎሞ በርትዒ ደሞ ኣነ ከምቲ ኣብ ፅሑፍኪ ዘሎ ንሃይማኖትኪ ዘቀይር የብልክን እካደኣስ እግዚአብሔር ብዙሕ ነገር ገይሩለይ ኢልኪ ነይርኪ ብከመይ ደኣ ሃይማኖት ክትቅይሪ ትድልዩ እካደኣስ ጠንኪርኪ ት,ቲ ከተዳምፅን ከትብርትዕን ኣለኪ ብተወሳክም ብዝተክኣለ ገጠመኝ ኣዳምፂ ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ብዙሕ ተወስዲ ኢኪ ካብኡ ከመይ ገይረ ዓደይ ክከድ ዝብል ደማ ዝተወሰነ ኣዋርሕ ሱቂልኪ ስርሒ ቅርሺ ኣብ ኢድኪ ልምሓዝ ሞክሪ ምስ ወለድክም እቲ መሬት ንመን ብከመይ ከም ዝገዝእዎ ተረዳድኢ እቲ ናይ ኣወዳት ኣሕዋትኪ ደሞ ኣብ ኩሉ ዘሎ እዩ ብዝተክኣለኪ ንምርዳእ ሞክሪ ኣብዛኛዉ ሰብ ተሃልዩካ እዩ ዝፈትወካ እሞ እንድሕር ዘየብልኪ ብዙሕ ኮርዮም ኢልኪ ኣይትጨነቂ የኔዋ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን❤
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 11 ай бұрын
ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍተይ❤ መርየቱ ዝገዝእዎ ንባዕልኪ ኣይኮነንዱ ማለተይ ንባዕልክ ተኮይኑ ተዘይ ደልክዮ ትሸጥዮ ትክእል እኪ
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 11 ай бұрын
​@@egziabhereregnayenewtemesi7846ሓቅ ይኡ እድሕር ደይድዋዕልኽ ሽጥዮና ገንዘቡ ባዕኽ ዝደለኽዮ ትሰርሕ ❤ካብ ቤት እግዚአብሔር ምርሓቅ ይሰውረና አይዘኽ ክብርተይ በርትዕ ቅድም ምውሳን ምሕሳብ ይውሉ ወለድና መ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 11 ай бұрын
አጆኺ ማዓረይ ተስፋ አይትቅረፅ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 11 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽንዐና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ😢
@mlatmlat5031
@mlatmlat5031 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ አጀኪ ክብርቲ ሓፍተይ ብ ሃይማኖኪ ደማ ፅንዕቲ ከኒ እመ ብርሃን ምሳኪ ትክን
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 10 ай бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተመሰገን ይኩን ናዓይ በተለይ ክሉ ጊዜ እዩ ካብ ብዙሕ ፈተና ዘመፀአኒ ተመሰገን ሓፍተይ ሃይማኖትኪ ኣይተቀሪ ሃይማኖት ቃይርካ ዝመፅእ ለውጢ የለን😢 ግን ተመሰገን ምባል ጢዒና ሰለ ዛሓዝና ኢድና ቅርሺ ነእትለና ናሰራሕና ስድራና ንፅቡቅና እመበር ንሕማቅ ኣይኣስብን ካብ ከምኡ ትብልውን ንገርዮም ንወለድኪ ኣነ ሂወተይ ኣይተደልዩን ዲኪ ተይልክዮም ይፈርሑ እዮም ዋላ ነሕዋትኪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 11 ай бұрын
ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሓወይ እሞ ቦታ ዓዲጒምልኪ እንየውኮ ናኣኪ ሓልዮም እዮም ኡዙይ ምስሃይማኖት ምስኣምላክ ዘራክብ የቡሉን ዳሓርካ ሐዚ ናብ ትግራይ ፁቡቅ ኣይኮነንን ተመሊስኪ እምትስደዲይ ኣዚኣ ንሃለኪ ዝኣክለኪ ሒዝኪ ምካድ የሐሸኪ ኣጆኪ ካዓ ኣይትጨናነቂ ኩሉ ኑፁቡቅኪ እዩ ከማኪ ስደተኛ ሓፍትኪ ካብ ሱዑዲ ዓረብ
@avg4628
@avg4628 11 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ናይኵላት ዘሎ ፀገማ እዩ ወለድኪ ደሞ ፅቡቅ እዮም ገይሮም ቦታ ምእግዝኦም ከም ሰናይ ነገር ገይርኪ ውሰድዮ አሕዎተይ ዘመድ ዝብሃል ግን መጀመርያ ንባዕልትና ንኵን ዝሓፍተይ ኣጆኪ ቱ ዝተገዘአ ቦታ ተትሰርሕዮ ሰናይ እዩ ይብል አነ ባዕለይ ጋል 19 ዓመት እየ ተሰዲተ ሐዚ 7ተ ዓመት ገይረ ግን ተመሰገን ምምራር ተይኮነስ ምምስጋን ይሐሽ ሰለዚ ሓፍተይ ኣብ ስዕዲ ክወልድ ዶ ዝብል ፍፅም ጌጋ እዩ
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 11 ай бұрын
ኣነውን ከማኪ እየ ግን ሽውዓተ ኣይመለእኩን ዝመፅእ ዘሎ መጋቢት ሸውዓተ ዓመት ክገብር እየ ። ፈጣሪ ይክበር ይመስገን ግን ኩሉ ንፅቡቅና እዩ ኣጆና😢❤❤❤❤❤
@tg_Kahsey
@tg_Kahsey 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤ ክብርቲ ሓፍተይ ከኣ አጆኪ በዓልኪ ጠንካራ ኩኑ ናይ ሰይጣን ሓሰብ ኣይትሕሰቢ ምስ ወለድኪ ተራዳድኢ ክብረተይ። አነ ሓፍትኪ ውን አሕዋተይ ኣይግደሱን ግን ወለደይ ንፋዓት እዮም አምላክ ይመስገን ብወለደይ ሕጉስቲ እየ።❤ አነ ብዓቅመይ ክሕግዘኪ ብሓሳብ አነውን ከማኪ ኣብቲ ዘለክዮ እየ ዘለኩ ፍቃደኛ እንተኮይንኪ ርከብኒ❤
@meriweldegbaral4620
@meriweldegbaral4620 11 ай бұрын
ሰላም አምለክ ምሰ ኩላትና ይኩን እንኾዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሐወይ ብሐቂ ቃል ህይወተ ይሰመአልና ስልጣንይ እና ክብረቲ ሐፍተይ ፍቃደኛ ተኮይንኪ እዙ ነገረ ኩሉ ንፅቡቅ እዪ ሰለዚ እቱ ናይ ወለደይ አሕዋተይ ቤተሰበይ ዝገቡሩለይ ክብረ ክልገሰልኪ ረክብኒ :: ሰለ ሃይማኖትና ግን ምሰ ማንም ማንም ዘረራክቦ የቡሉን ዛሐፍተይ❤
@slamasl7483
@slamasl7483 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምኻ ይብዘሐልና ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና ክብራት ኣሕዋተይ ኹሉ ንብቅ ገብርና ንሕስቦ ደማ ሃይማኖት ምስ ገንዘብ ኣይዋዳደርን ክብራት ኣሕዋተይ👏
@user-nn9ts9zc6p
@user-nn9ts9zc6p 11 ай бұрын
😢😢😢በፈተና የምፀና የተባረከ ነው የኔ እናት አይዞሽ ስደት ክፍ ነው ማርያምን ቤተ ሰብሽ ደሞ ቦታ ከገዙልሽ ቦታው ጥሩ ነው ባንክ ቁጭ ብሎ ምንም አይጠቅምም ቦታ ከተገዛ ነው ጥሩ አይዞሽ በሃይማኖትሽ ጠንክር ገጠመኝ የምል ት/ት ስም ወንድማችን እዳለሽ የሰይጣን ሃሳብ ነው በርች በርች በርች ❤❤❤
@selugelabera7582
@selugelabera7582 11 ай бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና💙👏
@xhv5054
@xhv5054 11 ай бұрын
_ቃል ህይወት የስምዓልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ የሓግዘና_
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 11 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና አጆኪ ዝሓፍተይ 😢ምስወለድኪ መጀምርያ ተራዳድእ ማለተይ እቲ ዝገዝእወ መሬት ንዓኪ እውን ክኮን ይኩን እዩ ንባዕሎም ተኮነ እውን እጆኪ ዝኮነ ችግር ምስ ሃይማኖትና እይነዋዳድሮ ፅባሕ ካልኤቲ ማዓልቲ እያ አጆኪ ጠንክርኪ ዋለ ሓደ ዓመትወይ ክልተ ዓመት ወስኪ ግና ገንዘብኪ ካብ ሕጂ ባዕልኪ ሓዚ ዝሓፍተይ ንሰይጣን እይትሃቦ ስልጣን እዩ ሕማቅ ሓሳባት ተመፅኪ ብጸሎት እርሕቅዮም ዝሓፍተይ ❤
@zahra6770
@zahra6770 11 ай бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር ሓዉና❤
@mikiweditesfaliyagalhafto-326
@mikiweditesfaliyagalhafto-326 11 ай бұрын
እግዛብሄር ብኽንደይ ዩ ክማረር ንሕና ለ ገዛ ዘይገዙኡልና ንብል ልተገዘአን ለ ልምንታይ ገዚኡኹሙ ዋይ ተመስገን በሊ ዝሓፍተይ።
@alemdesta454
@alemdesta454 11 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና መምህርና ሥልጣን
@zainazaina2750
@zainazaina2750 11 ай бұрын
ሰላም እግዚአብሔር። የብዘሐልኻ ብሩኽየ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ክብርን ምስጋናን ንልእል እግዝኣብሔ ንኽብርቲ ሓፍትና እመብርሃን ትሓግዛ ❤❤❤😢😢 ብሓቂ ንበጎ። እዩ
@AaAa-km6lm
@AaAa-km6lm 11 ай бұрын
_አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብሓቂ ሃይማኖትካ ዘይ ምቅያር ኣብ እምነቱ የፅነዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ_
@qqqaaa3887
@qqqaaa3887 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና አጀኪ ክብረተይ በርትዒ እመ አምላክ ምሳኪ ትኩን
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና
@qwqwasas7509
@qwqwasas7509 11 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዓልና 🙏🙏 ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ😢😢
@amnaslama4484
@amnaslama4484 11 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ክብር ሓውና ቃለ ህይውት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ ክብርት ሓፍትና እውን ኣጀኽ ፀሎት ግብ እበር ሃምዝ ዝበለ ሓሳብ ኣይትሕፀብ😢😢 ❤❤
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 11 ай бұрын
ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍተይ ሕማቅ ሓሳብ ኣይትሕሰቢ ኩሉ ናይ ነገር ጽባቐ ዓለም ሓለፋይ እዩ ንእግዝኣብሔር ኣምላኽ ምክሓድ ክልተ ሞት እዩ ብስጋን ብነፍስን ማለት እዩ ኣብ ኩሉ ዘሎ እዩ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽነዓና እመብርሃን ወላዲት ኣምላኽ ብቃለ ኪዳና ትሓልወና ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና🙏❤⛪
@swswits5632
@swswits5632 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤
@nimonimo9165
@nimonimo9165 11 ай бұрын
ብሓቂ ሥልጣኒ ሓወይ ቃል ህይወት ያስምዐልና 🤲➟✝️
@user-ft8zb6xk4x
@user-ft8zb6xk4x 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ዝሓፍተይ ክብርቲ ሓፍተይ ፍቃድኛ እንተኮይኒኪ ደዉለለይ ብዓቅሚይ ንታሓጋገዝ መልሲ ሃቢኒ ሰልኪይ ክህቢኪ ❤
@addaaddda5718
@addaaddda5718 11 ай бұрын
ሓቃ ዩኡ🎉
@lovelely9154
@lovelely9154 11 ай бұрын
ናይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክቡር መምህርና❤❤
@hfjg4466
@hfjg4466 11 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ዘሓወይ ንሓፍትና ዉን ኣምላክ ፀፅቡቁ የሕስባ ንየማን ይምረሐያ
@r7vvg997
@r7vvg997 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐና ስልጣን ሓወይ አምላክ የሓግዘና ንኩልየና
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 11 ай бұрын
እንኳዐ ደሓን መጸእካ መምህረይ ቃለ ህይወት የሰመዐልና አጀኪ ክብረተይ ሃይማኖት ቃይረካ ዝመጸእ የለን እታ ናይ ዘለአለም ተሰፍ ንገብራ መንግሰተ ሰማያት ምጥፍእ እዩ እን አጀኪ ዓይኒ ብረኺ ዝሃበና እግዝአብሔር ይመሰገን ካብዝ ናብዝ ዝውሕድ እዝ ዝቃረየኪ ዝሓፍተይ አጀኪ ንኩሉ ግዘ አለወ ዝሓፍተይ
@merawaliku3182
@merawaliku3182 11 ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qale hiwet yesmialna
@hannahanna8794
@hannahanna8794 11 ай бұрын
ንፅቡቅ እዩ ሓስቦም እዩ እዚ ኩሉ ዘመን እንታይ ገርልና ኢሎም ብምሕሳብ እዩ እሞ ክብርቲ ሓፍትና አጀኪ ንእሽተይ ትዓገሲ ትዕግሥት ይወስከና
@brhangaltewahdo2523
@brhangaltewahdo2523 11 ай бұрын
ኣጆኺ መዓረይ ብዚ ሐዚ ግዜሞ ቅርሺ ዘይብል ሰብ የለን ግን ክዓ ምስ ሃይማኖት ምንም ዘትሓሕዝ የብሉን ይቅር ይበለና እንዲዉም እግዚኣብሔር ዝሓሸ ነገር ይሓስበልኪ ይኾን ትዕግስትን እምነትን ስለ ዘይብልና ኢና እዚ ኹሉ ተስፋ ዘቑርፀናሎ ኩሉ ንፅቡቐይ ንበል እግዚኣብሔር ኹሉ ግዜ ምስ ስደተኛ እዩ ብተስፋ ትሓጎሱ ብፀበባ ትዓገሱ ይብለና ቃሉ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ ዝብኣሰ እዩ ክኾነዲ ኣምላክ ተዘይፈቒድዎ ዝገበርኪ ተገበርኪ ኣይሳኸዐልክን ብፆምን ፀሎትን ቃለ እግዚኣብሔር እናሰማዕኪ ርእስኺ ኣፀናንዒ ብሃይማኖትና የፅንዐና ኣሕዋተይ ሃይማኖት ብቅርሺ ኣይግዛእን እዩ ነስተዉዕል😢😢😢😢😢😢
@jftwe4fr567
@jftwe4fr567 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይውት የሰመዕልና እግዚአብሔር አብ እምነት ና የፅንዕና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 11 ай бұрын
ዓዲ ዓረብ ዘለና እግዛብሄር ይደግፈና እንበር ጉድና ብዙሕ እዩ።ግን አጆና!ካብ ሐዚ ክንጥንክር አለና።ሓወይ ሓፍተይ ከምቲ ተደፊኤ ሰሪሐ ዘምፅኦለኩ ሰሪሖም የምፅኡ።ንባዕልትና እንተኮይንና እዩ ሰብ ዝፈትወና።ሰብ ኢናሞ ንኩሉ ሰብ ከነሐጉስ አይንክእልን።በርግጥ ዓዲ ፀገም አሎ ግን በታ ዓቅምና! ሃቡ ክወሃበኩም እዩ ዝብል ኢልና ገንዘብና ክንስንስ አይብልናን።ደሓር ዓመታት ምስ አቁፀርና ጥራሕ ኢድና ምስኮንና ምስ አምላክ ምብአስ ዋጋ አይብሉን። ሓፍትና እውን አጆኪ ኩሉ ካብ ዜሮ እዩ ዝጅምር ካብ ሐዚ ለብሚ 🙏💓እንተኮነ ድካምኪ አየጥፍኡልክን ዝኮኑ እንተዘይ ኮይኑ ከዓ ንኡሽተይ መምለሲ ዓዲ ሓዚ መዓረይ። እዛ ወለድና አየጥፍኡናን ትብል ግን ከይተገርሀና።ዋላ ሕማቅ አይሕሰቡ እንበር ፅቡቅ ዘለና ስለ ዝመስሎም ሓደ ሓደ አተሓሕዛ ገንዘብ ብዙሕ አይኮኑን።
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና ሰደትና ይሕፅረልና ፈጣሪ ኣምላክ ኣጆኪ ሓፍትና ተራጋጊዒ ዓድኪ ኪዲ ካብ እምነት ምቅያር ክስድካ ምቁራፅ ይበለፅ😢🙏
@FurtunazemhretZemhret-br9xd
@FurtunazemhretZemhret-br9xd 11 ай бұрын
Amen 🙏🙏 egzabiher ymesgen kale hiwet yesmolna kubur memhrna ❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 11 ай бұрын
*_እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ደሓን መጻእካ ክቡር መምህርና ሥልጣን❤❤_*
@salamasalama1266
@salamasalama1266 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@user-nu9xh1zs1g
@user-nu9xh1zs1g 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ።ዝተፈጠረ ይፈጠር ዝኮነ እውን ይኩን ምስ እምነት ዝተሓሕዝ የብሉን እንድያም ካብ እቲ ዝተፈተንክዩ ንክትወፂ ጠንኪርኪ ኢኪ ክትፅልዪ ዘለኪ ዛሓፍተይ ከይትሽወዲ ክልተ ግዜ ከይትሞቲ!!!
@user-cd1tu6of3u
@user-cd1tu6of3u 11 ай бұрын
Kale hiwet ysmalna❤❤❤❤
@addaaddda5718
@addaaddda5718 11 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስምዕልና መምህርይ🎉
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መምህረይ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 11 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ናይ ኩልና ህይወት እዩ ዛሓፍተይ ግን ብሰላ ሃይማኖት እና ንነብር ዘለናበይ ሃይማኖት ምቅያር ድኣ 2ተሻዕ ሞት እዩ ኣይዘኽ ወላድት ኣምላክ ትሓግዝኽ ቃለ ህይት ያስመዐና መምህር ስልጣን ሓወ ስደት ኩፉእ😢😢😢
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰልጣነይዋ😘 እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ😘😘😘 ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ከማኻሰ ዚበለሰ የብዘሓ ሰልጣነይዋ😘 ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ ሰልጣነይዋ😘😘 😘
@jfty3ye441
@jfty3ye441 11 ай бұрын
ትመርየትሲ ንዓኪዶ ኣይኮነይ እዩ ክብርተይ ይሰርሕልኩ ኣለው እዮም ዝከኑ ስድራኪ ንሕማቅ ሓሲቦም ኣይኮኑይ ዝሓፍተይ በርቲዒኪ ፆሎት ግበሪ ትመርየት ንብዓልኪ እዩ ክብረተይ ርኩስ ሸይጣን ዘጫናንቀኪ ዘሎ
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 11 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ክብርቲ ሓፍተይ ኣጀኪ ኣብዙሓት አሕዋትኪ ዘጋጥምዩ ኣብ ፀገምኪ ኢኪ ንእግዛብሄር ተመስግንዬ ዘለኪ ካብ ከዚ ሰሪሕኪ መናጌዳኪ ሒዝኪ ዓድኪ ኪዲ❤❤😢
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤
@sadf1238
@sadf1238 11 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet ysmalna Ajkuy kbrti haftet emlak alo
@selammebrhtom2438
@selammebrhtom2438 11 ай бұрын
Amen amen amen fetari yeberteka.zhawey bruk
@user-bg9qy3jv5l
@user-bg9qy3jv5l 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ምምህርና❤❤
@yuuiuyuiuhhh7397
@yuuiuyuiuhhh7397 11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐና❤❤❤❤
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤❤ እግዚኣብሔር ኣምላኬ ካብ ሃይማኖትና ምቅያር ይሓልወና❤❤❤
@user-ck1qg5no5b
@user-ck1qg5no5b 11 ай бұрын
አጆኪ ሓፍተይ አብ ኩልነ ዘሎ ፀገም እዩ ትዕግስቲ እስቲ ንግበር ኩሉ ካሓልፍ እዩ😢
@fderfeet7866
@fderfeet7866 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 11 ай бұрын
ናይ ብሕቂ ጽብቅ መልሲ አምላኽ ካብ ኩፊኢ ሕሳብ የድሕናና
@user-qo1yg3dq7q
@user-qo1yg3dq7q 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ሱም እግዚኣብሄር ይመስገን🙏🙏🙏❤❤
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 11 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የፅነዕና ኣምላኽ ቁዱሳን አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ ወለድኪ ንፅቡቁ ነገር ሓስቦም እዮም ዝኾኑ ኣጆኺ ስደት እንተመርር ኩሉ ዝኽእል ልዑል ፈጣሪ ኣለና ♥️♥️♥️
@tube-de8eq
@tube-de8eq 11 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ከማኻ ዓይነት መኻሪ ሓው ኣየስእነና መድሃኒዓለም
@mebrihat5349
@mebrihat5349 11 ай бұрын
ሓፍተይ ማዓረይ ብፍፁም ሃይማኖትኪ ከትቅይሪ የብልክን ✝️🤲 ወለድና ብጣዕሚ እዮም ዛሓልይና እቱ ኣንሕና ንደልዮ ስለ ዘኮነ እዩ በ እቲ ምውላድ ካዓ ዋላ ኣነ ማሓዝተይ 2 ወሊደን እግዚአብሔር የዕብየለን ኣነ ጊን ብጣዕሚ እየ ዝቃንእ መራዓ ኣብየ ስለ ዝመፀኩ ይጣዓስ እሞ ስንክሳር ተሰሚዐ ብጣዕሚ ይፅናዕናዕ እንካዕም መፀኩ ይብል ጊን በቃ ኩሉ ግዜ ተመላሊሱ ዝመፀኒ ሓሰብ ውላድ እዩ ኣብ ስዑዲ ማ ዓርኪ ክሕዝ ክወለድ ብፍፁም ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ሞት የሐሸኒ እየ ዝብል ባዕለይ😂😢
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 11 ай бұрын
❤❤❤
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 11 ай бұрын
ውለዲ ኣጆኪ 😂😂😂😂 ኣነ ወላ ከምኣ እየ ዝብል ዝኩሉ መከራ ከሎስ ሰደት ዝወልዳ እግዚአብሔር የክእለን
@mebrihat5349
@mebrihat5349 11 ай бұрын
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 ምኽሸይ ኣብዚኣ ከወለድማ ርእሰይ ኣእሚነዮ እየ 🤭😦
@evt5aser51
@evt5aser51 11 ай бұрын
😂
@user-pz3wg3dr6j
@user-pz3wg3dr6j 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ❤
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 11 ай бұрын
አጆኪ ዘሓፍቱይ ወለድና ናትና ጽብቅ እንበር ናትና ሕማቅ አይፈትውን እዮም አብ ትግራይም ሰላም የለን ክስካብ ዝርጋጋእ ጠንኪርኪ ስርሒ ዘሓፍተይ ሃይማኖትኪ ግን ከይትቅይሪ ወላዲተ አምላክ እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም የጭንቅ አማላጅ ትሓልኪ ናብ መንፈሳዊ ማሕበር እቶዊ መንፈሳዊ ነገር ተኻታተሊ❤❤❤
@melakehabtay3364
@melakehabtay3364 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ብሩኽ ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Sehewit
@Sehewit 11 ай бұрын
ኣይ ሓፍተይ ገለን ብማይ ገለነ ሳኣንማይ ድዮም ዝብሉ ዘም ወለድና ንስኪ ድማ መሬትኪ ትናበርሉ ዝገዙኡልኪ ሓፍተይ ሕልፈትና ተሰዲድ ነዐኦም ይቅልብ ኣለኩ ንሰባኣይ ኣዶ ንሰበይቲ ኣቦ እሞ ካኣ ውላዶሞ ከንዲ ምዕቆቢ ዝኮኑና ገዲፍምና ንዝከዱ እህህህ እንተኾነ ቀደም እየ ዓቢደ ፅላለ ኣድሂቡለይ ነሩ እምበር ሎምስ ተመሰገነ ኣምላክ ቀለ እግዚኣብሔርይ እንዳሰማዕኩ ባሓይሊ እግዚኣብሔር ኩሉ ኪኢለ ተመሰገነ ኢለ ይከደ ኣለኩ🤲
ገስጽዎም እምበር ኣይትሕበርዎም። ኤፈ 5፥11
21:15
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 126 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
ንቕሑ! ኣብዚ ኢዮም በጺሖም
26:38
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
ኣሳእንካ ኣውጽእ! New orthodox Sbket  by sltan Kesete
30:11
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 3,6 М.
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН