No video

ብዛዕባ ህዝባዊ ናዕብን ብርጌድ ንሓመዱን...

  Рет қаралды 73,517

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

ብርጌድ ንሓመዱን ህዝባዊ ናዕብን...
...እቲ ንውልቀምልክነት ደው ዘበለ ሕጊ ክፈርስ ኣለዎ፡ እቲ ንውልቀመላኺ ደው ዘበለ ቁጠባዊ መሓውራት ክፈርስ ኣለዎ፡ እቲ ተማእዛዝነትን ባርነትን ዝምጉስ ባህሊ ክፈርስ ኣለዎ፡ እቲ "ንውልቀመላኺ ክሳብ ሞተይ ክዋደቐሉ እየ" ዝበለ ኣካል እውን እቲ ዝወድቀሉ ግዜ ክቕልጥፍ ኣለዎ።
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZfaq- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Пікірлер: 709
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Жыл бұрын
ዳኒ ኣይትጥፋኣና እባ please like ሃቡኒ እስኪ እቶም ኣይትጥፍኣና ትብሉ
@EndlessLove21
@EndlessLove21 6 ай бұрын
anes xegem alekum ezom atikum dani tblu eski like gberu tblu bzaebeu adnaqot wey neqfieta rieto yeblkumn dyu😏😏😏
@EndlessLove21
@EndlessLove21 6 ай бұрын
eti seb kea sq eilu u like zgebr😂
@deaconshumamdi6463
@deaconshumamdi6463 Жыл бұрын
ኩቡር ዳኒ ወዲ መምህር እግዚኣብሄር ነቲ ብሩህ ኣእሙሮኻ ኣዕዚዙ ይባርኽ፡ ንበረኸት ኩን፡ ብዙሕ ስለ ንፈትወካን ብሃረርታ ንጽበይውካን ግዲ ኮይናስ እና ደንጎኻና ቁሩብ መደባትካ ኣብዝሕ እንተተብልውልና ብዙሕ ምረባሕና እብል። ሰናይ ግዚ ይኹነልካ ፡ፈጣሪና ሰላሙ ይልኣኸልና።
@yafiettekie1889
@yafiettekie1889 Жыл бұрын
ጠፊእካ ዳኒ እንበር ከም ቀደም ብሉጽ ሓሳብ ውጹዕ ይዓወት።
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair Жыл бұрын
Dani you are not only wedi memher, but you yourself memher, you are the one and only guy for the whole young generation and old people too, i have never and ever miss your video at all, some time i can watch your video more than 2 times, to me it is part of class, thank you so so much anyway
@Speacefull
@Speacefull Жыл бұрын
Sami here
@heidshop4103
@heidshop4103 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃርን መሳጥን መልእኽትካ ተሓቢናልካ ! ንገሮም ንገሮም ክሳብ ጭርውሩው ዝብሎም👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏ከማኻ ይብዝሑ ኣደ ወሊዳ ብሓቂ።
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
እዛ ባንዴራ እዚኣ እንዶ እለዩልና ወረ ናይ መን እያ?
@mosonqoentertainment3261
@mosonqoentertainment3261 Жыл бұрын
​@@ilove_you_ereyyyyy1997 nay Eritrea 🇪🇷 ms bandera xelei ayhalweka megemerta sreat qeyr dhrieu hzbi zmrexo ka bandera tsqel tezeykoynu ms cherqi suq eilka aytbeas.
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r Жыл бұрын
ሓቀኛ ንነብሱ ዝመስል ኤርትራዊ🇪🇷👌ኣዲናቒትኻ የአ ካብ ራያ ትግራይ ሃማኣኻ የብዘሖ ማሪየ😘😘🙏🙏ሰላም ንዉፁዓት ህዝቢ💙💙💙🤝💊💊💊🤲🤲
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 Жыл бұрын
Wexu hezbi Tegray kolay malet u😂😂,,, frend 👉 🇪🇷 nezia Flag dani madu eko ayftewan u,,, degafi ika keybleka emo keyxnxleka 😂😂😂
@user-ck7cm2nj3j
@user-ck7cm2nj3j Жыл бұрын
It’s normal ykun tay tsegem alewo bro
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 Жыл бұрын
@@user-ck7cm2nj3j naka u normal,,, nedani madu eko ezia Flag tergum yeblan 🤷
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon Жыл бұрын
በርሓባ ዳኒ ሓወይ እንካኦ ብድሓን መጻኻ ግና ሸወያ ትድንጉየና ኣለኻ ❤❤❤
@shishaymichaelgaym1111
@shishaymichaelgaym1111 Жыл бұрын
ፅቡቅ መግልጺ ብሓቂ ዳኒ ስለ እቲ ደገፍካ ከኣ ኩርዓት ይሰማኻ እሶም ከማን ኣብ ምውት ሕልና ኣፎም ወርዊሮም ይዛረቡ አለው ስለዚ ከምዚ ገርካ ፀገም ህብና በቢ አቅምና ንስራሕ ንሕና ልዕሊ ህግደፍ ጸላኢ ይብልናንን ::
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ን ሓመዱ ንፍቶወካ ኢና ❤ ንሓመዱ ኢካ ከኣ ኣጆካ
@user-zm9xd4pw7o
@user-zm9xd4pw7o Жыл бұрын
ብመጀምርታ እንቓ ብሰላም መጸካ ዳኒ ሓውእና ብጣዕሚ ኢና ነምስግንካ ናብዛ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ንክትሳተፍ ብትሕትና ይምሕጸንካ ኣብ ስራሓካ ከዓወት ይምንይልካ ኣብቀጻሊ 💪💪💪💪
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c Жыл бұрын
ወዲመ/ ጠፊኻዶ ሓቀይ ናይ ደሃን ኽትከውን ተስፋ ንገብር ኣይትጥፈኣና ኣታ ወዲ ሶ ጽቡቅ መግለጺ❤😍❤
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና Welcome 🎉
@afewerkimulugeta6392
@afewerkimulugeta6392 Жыл бұрын
እንቓዕ ብዳሓን መጻኻ ወዲ መምህር❤🎉
@Ninotes17
@Ninotes17 Жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ጠፊእካ ኢልና እንዳ ዘከርናኻ. ብርጌድ ነሓመዱ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ክብረት ይሰማዕክን ብዝከድክነኦ ካ ብመንሰያት ክትከብራ ኢኽን
@amonzway246
@amonzway246 Жыл бұрын
Your efforts have been invaluable in helping those with misconceptions gain a better understanding! Well done!
@burukaklilu2278
@burukaklilu2278 Жыл бұрын
I wish all our ppl have Brian like u 🙏
@danieldesale7496
@danieldesale7496 Жыл бұрын
ሓቂ ኩሉ ግዜ ኣይትቅብርን እያ ዳኒ ሓወይ ❤❤❤❤💙💙💙💙
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 Жыл бұрын
ብራቦ ዳኒ ሪእቶኻ ኣብ መዓልታን ግዜኣን ጌርካያ ኣለኻ።🎉🎉❤❤!
@brightfutur8180
@brightfutur8180 Жыл бұрын
Kurub eba dongyuna
@Tig-Tube
@Tig-Tube Жыл бұрын
ewe wihdina
@user-lh5rd1jy2j
@user-lh5rd1jy2j Жыл бұрын
Dani bror aytdongi kemqedemka temelesena . Gn Hanti hto alatni. kulom tegaruwn bsm Eritrea eyom atyom zelewu ezi ke kemey trio ❤❤
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 ай бұрын
Bravo Wedi MEMHIR, I appreciate you a lot. I wish we could have a lot of you.
@ThtnaTv
@ThtnaTv Жыл бұрын
ዳኒ በዓል ዓቢ ልቦና። ንዳኒ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ። ሳብስክራይብ ድማ ሓግዙኒ ኣሕዋት።
@wedialem1634
@wedialem1634 Жыл бұрын
ኣምበሳ ዳኒ ዉዱእ ኣገላልጻ ካብ ሓውካ ብርጌድ ንሓመዱ 🦁🦁
@altabob150
@altabob150 Жыл бұрын
ንሓመዱ ኣጆና 💙💙💙💙💚💚💚
@user-hf6fh2vd8p
@user-hf6fh2vd8p Жыл бұрын
Ay ata ሩሙስ
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
ንሓመዱ በል ክትድረር ኣታ ወዲ❤❤❤❤❤❤
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 Жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ ኺድ ኣብ ኤርትራ ኺድ ኣብዚ ኮንካ ኣብ ዘይ ኣድካ ሆ አትበል
@honorscore629
@honorscore629 Жыл бұрын
@@sabaamanuel8501 ab adi ente kone abotatna yhwatna dlwat iyom telebimuley tebahilu diu hiji tedenagaxits beynki iki
@challengesoflife5106
@challengesoflife5106 Жыл бұрын
​@@sabaamanuel8501Nski wun ketkedi aleki werzeyzey aytbeli
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Жыл бұрын
​@@sabaamanuel8501 ሰክት ንስኻ ቅድም ኪድ፡ ካልይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ሰላም ተዝህሉ ኣይምመጸን ንስኻውን ኣይምመጻኻን፡ ስደተኛ! ንብሎ ንፍለጥ ብእ😢
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
ዝተወጸዐ ስለ ዝሐርቕ ህድእ በሉ መናእሰይ
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
❤❤ hji rekibkani ብርጌድ ንሓመዱ እንኮ ፍትሓዊ ተቓላሳይ ,ዩ❤
@bienja7298
@bienja7298 Жыл бұрын
Eti enko denqoro ember
@abgodniwuxuehizbeyaleku4620
@abgodniwuxuehizbeyaleku4620 Жыл бұрын
@@bienja7298 barya nay hgdef abey kirdeaka dfun hangol
@akiyor3615
@akiyor3615 Жыл бұрын
Dani ፈውሲ ልቢ ትሮቦ ዚሒልካና ቀኒካ ናፊናቃ ዝናፈቁም ንዳኒ ከምዚ ከማይ ኣሎኩም ዶ ንሓመዱ መዛኖይ ኣሎኩም ዶ፧❤
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
ዶንቆሮ ንዶንቆሮ ደኣ ይናፍቖ እወ
@Peacean
@Peacean Жыл бұрын
@@hermelagirmay2337 hji nski ንነብስኺ ከም ለባም ኢኺ ትሓስብያ?
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
ካባኻ ግን ብ 10 ዕጽፊ ኣነ ይልብም በሃም ይቃወም ኣለኹ እንዳበልካ ሃገርን ህዝብን ትሸይጥ ዘለኻ ዶንቆሮ በል ክትፈልጥ ስለ ኤርትራ ኣነ ህግደፍ እየ
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Жыл бұрын
​@@hermelagirmay2337መን ዲዩ ሃገርን ህዝብን ዝሸይጥ ዘሎ ግን ድሓን ኤረትራ ዘይተመስግን ሃገር ኮይና እምብር ልዕሌና ከምዘይገበርክላ ከረጋግጸልኪ ይፈቱ ግን ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ኢዩ ንስኺ ከኣ ኣፍኪ ኢዩ እምበር ልብኺ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ምህላውኪ ፍሉጥ ኢዩ
@henosdawit9271
@henosdawit9271 Жыл бұрын
​@@hermelagirmay2337what does hgdef mean and where do you live ?
@decor3046
@decor3046 Жыл бұрын
I wish we have 1000 like you. You are a good teacher brilliant mind bless you young man.
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 11 ай бұрын
Danny ወደይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ተባረክ ዝወደይ you are brilliant
@tesfu87
@tesfu87 Жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻካ ወዲ መምህር 👍👍👍
@tuemzghimezgebo6566
@tuemzghimezgebo6566 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ሓወይ!! በደባትካን ናብ ኤርትራ ብ ሳትላይት ክኣቱ ምስ ገሊኦም ዘይትሰርሕ ህዝቢ ከምዝሕግዘካ ርግጸኛ'የ። ህዝብና ተንቲኑ ዘረድኦ ዩ ዝደሊ ዘሎ ስለዚ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዊሽጢ ኤርትራ ንክምስረት ኡኩል ናይ ሚዲያ ሽፋን የድልዮ'ሎ። እተን ዘለዋ ሚድያታት ጾሚቀን ንኩሉ ሰብ ከምዝርድኦ ጌረን ኣይሰርሓን ዘለዋ። ስለዚ ከምዚ ናትካ ትንተና ኣድላዪ'ዩ።
@user-od7on3do7f
@user-od7on3do7f Жыл бұрын
You are right ✅️
@Daniel-nr6bl
@Daniel-nr6bl Жыл бұрын
Perfect definition of berged nehamedu. Well done👌🏻
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Жыл бұрын
ወዲ መምህር ብጣዕሚ ጽቡቕ መልእክቲ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ንዕወት ኩሉ ግዜ ንህግደፍ ኣብ ዓንቀሮም ።
@bienja7298
@bienja7298 Жыл бұрын
Kk abey konka ika tewet.. b mntay b dongola kab europa n eri. Zkyed dengola serihkum dikum
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Жыл бұрын
@@bienja7298 yes why not
@merihtesfay
@merihtesfay Жыл бұрын
@@bienja7298 ሎሚ ብእምኒ ጽባሕ ብብረት ሰነፍ
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Жыл бұрын
"ብሓቂ ጽቡቕ ዘረባ እዩ"ክልተ ሕዝብታት ቀሲኖም ዝነብሩ ህግደፍን ህወሓትን ኣጥፊእካ ሥልጣን ናብ ሕዝቢ ምስ ዝሓልፍ እዩ። ኣምላኽ ንኽልቲኦም ሥርዓታት ኣጥፉኡ ሰላሙ ይኣውጀልና!!!
@SaymonHaylay
@SaymonHaylay Жыл бұрын
ብሓቂ
@semharasfeha5667
@semharasfeha5667 Жыл бұрын
Dani wedi memhre nska jigna eka btaemi des zbl agelalitsa ketslo dani 🎉👍👍👍👍
@wedibahta2720
@wedibahta2720 Жыл бұрын
ጠፊካና እኮ ወዲ መምህር ቡሉጽ ሰብ😍
@user-ml8vj5ps7v
@user-ml8vj5ps7v Жыл бұрын
Dani habibi...knue teqawamay....kxbeyeka qenye brged n hamedu.jemey kreayu alewo...💙💙💙❤
@angosomkidane6966
@angosomkidane6966 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ነዛ ኩላ ዓፈርፈ ክትብል ዝቀነየት ጽቡቅ ጌርካ ሓጺብካልና የቀኔልና ዳኒ
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Жыл бұрын
Yes ዳኒ ያሆ ኣታ ተባዕ መንእሰይ ኣይትኣምንን ለንቀነ ከሉ video ናትካ ተመሊሰ ኩሉ ክደግሞ ቀንየ ቡዙሕ ዝሓለፍክዎ ብዘይ ርዲኢተ ተመሲለ 2 ደጊመዮ ኣብ ኤረትራ ከለኹ ምስ የዕሩኽተይ ልዕሊ ፍልምታት ትግርኛ ናትካ ክንረክብ ንጽዕር ኔረና ሓደ ኩሉ መንእሰይ ዳርጋ ዝሪኦ ኣብ ኤረትራ ዘሎ ሰብ ናትካ ቀዳማይ ኢዩ ዝስራዕ ብዓይኒ መንእሰያት ብርዲኢት እምበር ብስሚዒት ዘይትዛረብ በሊሕ መንእሰይ ከማኻ ይብዝሑልና ዓድና ካብዚ ሓሚማቶ ዘላ well ሞይታቶ ዘላ ክንብል ሕጂ ደኣ ተገላገልዋ መንእሰይ ኢዩ ዋሕስ ሃገር ❤❤ ዳኒ ሞኾሲ ሓደ ሲ እንታይ ክብል ሰሚዓዮ ንህግደፍ ንቖፎ እምበር ኣይትቃወሞ ክብል ሰሚዓዮ ባርያ ናይ ህግደፍ ነዚኦም ደኣ ብምቅዋም ትሓሊፍሎም ኢዩ ብዓይኒ ናተይ ንህዝቢ ኤረትራ ሎሚ ካብ ንቡር ወጽዩ ስለ ዘሎ በቲ ዝርድኦ ጠፍ እንዳበልካ ኢዩ ምኽንያቱ ንሱ ብሓይሊ ኣብ ውትህድርና ዘስፈረና ብሓይሊ ሓጹር ጌሩ ብዘይ ድሌትና ይዕልመና
@filimonnegasiteklebrhan5189
@filimonnegasiteklebrhan5189 Жыл бұрын
ኣዚዩ ቡሉጽ ትንተና ዲኒተይ, ኣብታ ጡዑያት ፖሎቲኬኛታት ብሕጂ ክፍጠሩን ክመጽኡን ተስፋ ንገብር 💙🎤⚒
@Fagi-24
@Fagi-24 Жыл бұрын
ኣብዚ ግዚ ዚ ካብ ዉፉይን ካልድ ዓብዱን ዝበልጽ ፖለቲከኛ የለን
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Жыл бұрын
​@@Fagi-24degefti hgdef da kabzi natka reito do zefli alewom yu fthi qdmi nhager nnebsna nfthaya
@weinigebre3825
@weinigebre3825 Жыл бұрын
ንፉዕ ዝ'ወደይ ዳኒ👍👍👍🙏🙏🙏❤
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 Жыл бұрын
Great analysis wedi memher Jigna....thanks for your video.
@solomonliza
@solomonliza Жыл бұрын
ናይ ብሉጻት ብሉጽ በርትዕ ❤
@samihayle
@samihayle Жыл бұрын
Thanks you wedi memhr👍👍👍
@tesshi5628
@tesshi5628 Жыл бұрын
Thanks for your insight information, tell the truth regardless what , at the end reality will prevail, one day your enemies and who misunderstands you will say you sorry. Coz you’re giving zm very broad information.
@SamiLondon
@SamiLondon Жыл бұрын
ዋውውውው ብሪላንት ብርግጽ።ክልቲኦም ወያነን ኅግደፍን ህዝባዊ ዉድብ እንዳበሉ ብህዝቢ ተጻዊቶም።ወያነ ባዕላ ምርጫ ትገብር ባዕላ ትዕወት ፡ህግደፍ ኣብ ምርጫ ገጹ ኣይቀረበን እዚ ጥራይ እዩ ፍልልዮም።ከምቲ ወያነ ኣብ ዘይሓሰብዎ ዓመት ምጽእ ኢሎም ዝወደቁ ንዓና ዉን ሎሚ ዘበን ገለ ንህዝብና ካብ ኣርዑት ህግደፍ ዝገላግል ይመጽእ ይኸዉን።
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 Жыл бұрын
ዳኒ ዳሃይካ ኣይታሓባ ዳኒ ሓወይ ጽቡቁ ኣጋላልጻ ቀጽሎ 🥰🥰🥰 👍👍👍👌👌
@biriktiaraya3149
@biriktiaraya3149 Жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መጻካ ውድ መምህር ጠፍኡ ክብል ቀኒ
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 Жыл бұрын
ጠፊእካና ዳኒ❤ ሎሚ ክንዝክረካ ውዒልና ምምጻኻ ብሓንሳብ ተጠማሚትና ስሒቅና😂
@wedimiki5318
@wedimiki5318 Жыл бұрын
ዳኒ በዓል መሪር ሓሞት ራኢ ዘለዎ መንእሰይ ኢካ ቀጽለሉ ደኣ ❤
@fretazerai0706
@fretazerai0706 Жыл бұрын
Brilliant young man!! Keep it up!
@Kahsico1-vp6js
@Kahsico1-vp6js Жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ድኒ ጠፊእካና ግን❤
@user-ys3ff9yo2h
@user-ys3ff9yo2h Жыл бұрын
God blessed bro❤❤❤
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Жыл бұрын
በጃኹም የሕዋት ሽግርና ክቕንጠጠልና ትደልዩ ተኾንኩም እዛ ናይ ወዲ መምህር ዘረባ ካብ 15:50 ክሳብ መወዳእታ ዘላ ሓሳብ ተሰማምዑ ህዝባዊ ተቓውሞ ክኸውን ኣለዎ እምበር ከምዘን ዝሓለፋ ውድባት ኮይና ከይትተርፍ ሞ ድሕሪኡ መንእሰይ ተስፋ ከይቆርጽ ኩላትኩም ፖሎቲኬኛታት ፍልልይኩም ጽርኩም ነዛ ተናኺሳ ዘሎ ቆልዒ ጽቡቕ ጌርኩም ወሊዒኩም ንህዝብና ካብዚ ዓልቕቲ ስርዓት ኣገላግልዎ ዓድና ብጥዓሚ ኢዩ ከፊኢዋ ዘሎ 30 ዓመት ዕድል ዝሃብናዮ ስርዓት እንትሮፎ ሓሶት ጃህር ብድዕ ኣንነት ካልእ ንህዝብና ኣየውረሶን ❤❤
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 Жыл бұрын
Well, u explain good, Bravo dani 👏 🎉🎉
@idunnoidunno7189
@idunnoidunno7189 Жыл бұрын
Masterpiece 👏👏👏
@RGS905
@RGS905 Жыл бұрын
ቁሩብ ዱንጉይ ኢልካ ዳኒ ጅግና 🙋‍♂️🙋‍♂️☀️ ጽቡቕ መግለጺ 👍
@Kidyon
@Kidyon Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ዳኒ👍🏽
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi Жыл бұрын
ዳኒ እዚ ትብሎ ዘለካ ጨለ እንድዩ ግን ክትንእድን ከትነቅፍን ኢና ንርኤካ ዘለና። በይንካ ትጎዮ ጉያ ካብ ኮመንቲ ዝሓልፍ ኣይኮነን ስነሓሳብ ናትካ ኣብ ባይታ ሒዝካዮ ውረድ።
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Жыл бұрын
ኣብቲ ክንቐፍ ዝግብኦ ገድኒ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ይነቕፍ ኣሎ ኣብ ቲ ክተባባዕ ዝግብኦ ከኣ የተባብዕ ኣሎ ስለዚ
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi Жыл бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ሰራዊት ኣይኮነን ህዝቢ'ዩ እቶም መራሕቲ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ኣካይድኦም ልክዕ ከም ናይ መራሕቲ ተ.ሓ.ኤ(ጀብሃ) እዮም። ሓደ ንንቕሓት ዝብገስ ሰልፊ የድልዮም ኣሎ።
@user-bf8zd7yi9l
@user-bf8zd7yi9l Жыл бұрын
ሓሳብ ናቱ የብሉን
@habenhadish938
@habenhadish938 Жыл бұрын
ናይ ሎሚ ብዘይ ማይ ትወሓጥ"ያ ። ኩሉ መዓልቲ ክቃወመካ ኣይክእልን"የ። ቅኑዕ ተተዛሪብካ ኣምበሳ ጥራሕ"የ ዝብለካ ።❤ ሎሚ ተሓጒሰ ። ንደገፍቲ ልቦም ዝኩሕኩሕ"ዩ ። ልቢ ዳኣ የብሎምን እምበር ።
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 Жыл бұрын
Thank you, thank you so much very intelligent young man 🙏🙏🙏
@danm1829
@danm1829 Жыл бұрын
ፈታዊ ሓቂ ንቁሕ መንእሰይ ዳኒ👌 መርዘን ህግደፋዊያን 😊
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Жыл бұрын
ኣገናዕ❤ኣገናዕ❤ኣገናዕ ወዲ መምህር 💯
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Жыл бұрын
Ayttfana wedi memhr
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 Жыл бұрын
Good analysis👍
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 Жыл бұрын
Great and smart guy thank for your good speech
@tesfugoitom2761
@tesfugoitom2761 Жыл бұрын
Welcome back brilliant man!
@woldayfikadu6558
@woldayfikadu6558 Жыл бұрын
Briefly and understandable analyses. I like your program Well done ❤❤❤
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 Жыл бұрын
You’ve presented an outstanding analysis, bro!
@hanamussie8187
@hanamussie8187 Жыл бұрын
Good job👏👍❤❤❤❤
@devid1988
@devid1988 Жыл бұрын
ኣጆኻ ዳኒ ቲ ሓቒ ሲ ቦጥቢጥካ ትራይ ኣውጽዮ ጽቡቅ ኢኻ ዘሎኻ። እቶ ኣብ ዓዲ ዘሎው እንበር ንሕና ድኣ ኣይንስሕቶን ኢና ናይዚ ስርዓት ውዲት።❤
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 Жыл бұрын
Bitebiteka 😂😂😂,,, tegregna yekunlena
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 Жыл бұрын
ወትሩ ቡሉጽ ኣገላልጻ ወዳ መምህር!👍👍👍👍👍🙏 ትጠፍኣና ኣለኻ ግን
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 Жыл бұрын
Tanks Wedi memhr
@yafiettekie1889
@yafiettekie1889 Жыл бұрын
ብላዕሊ ምስ ምጸትኒ ጥራይ ዝገደፉ ገዲፈ ናዋኣ ምክንያቱ ልዕሊ ኩሉ ንዓካ ሓሳብካን ቀዲመ ከም ዝሰርዕ የርእየካ ።
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 Жыл бұрын
❤ Good job 👏 👍
@African333
@African333 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ Zereba zey bela wedi memher hawey 💯❤️
@semeretesfay
@semeretesfay Жыл бұрын
ኣይትጥፈኣና ወዲ መምህር ጅግና
@robelrobi605
@robelrobi605 Жыл бұрын
Nay bhaqe jegna wedi መምሕር ጽቡቅ ገልጽካዮ ኣለኻ ንሕና ኤርትራውያን ድሕሪት ምልስ ኢልና ክንሪኦ ኣለና ምኽንያቱ እቲ ለውጢ ኣባና ኣብ መንእሰያት ኢዩ ዘሎ ስለዚ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ያሃልኻ ❤
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ንሓመዱ ንቅድሚት ጽረ-ባርነት❤
@mggb9549
@mggb9549 Жыл бұрын
Well done good explanation thx bro
@habenabraham7196
@habenabraham7196 Жыл бұрын
ከም ወትሩ ❤
@saimondaniel5562
@saimondaniel5562 Жыл бұрын
Dani eti enko tefa zhbeni seb bmulue akalboi eye videotatki zriom btaemi kea tesfa ygebr abaka neay keman ab aredadea bzuh eka keirkani Keep it up ab godnka alena brged nhamedu❤❤❤❤
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 Жыл бұрын
💯💯💯💯💯haqi wedi memher jigna
@noazmoon2568
@noazmoon2568 Жыл бұрын
❤❤❤በሊሕ መንእሰይ
@isuboy1
@isuboy1 Жыл бұрын
ጽሪቲ መልእኽቲ ዳኒ ሐወይ 🙏 🙏 🙏
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 Жыл бұрын
Very good! smart yng man. 👍
@bennn9280
@bennn9280 Жыл бұрын
Good job 👌👌👏
@user-oc6nb7my1m
@user-oc6nb7my1m Жыл бұрын
Thanks Dani
@user-xy7eg1ut2k
@user-xy7eg1ut2k 9 ай бұрын
Dani you are the voice 🔊🔊🔊
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
Yes you right. Younger brother God bless you the best ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏💕
@user-mb8pw4qg2t
@user-mb8pw4qg2t Жыл бұрын
Thanks dani kem wetru kulu gzie ajona brged nhamedu eurppa natna eya
@sltangebrhiwet2950
@sltangebrhiwet2950 Жыл бұрын
WOW ጠስሚ ልበይ...
@azebnaysgi9358
@azebnaysgi9358 Жыл бұрын
Wellcom ዳኒ ጅግና❤
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Жыл бұрын
Great👍 as usual🙏
@AzuchiKiflemariyam
@AzuchiKiflemariyam Жыл бұрын
Kemakase 10000 yekunu dani Dankeschön ❤
@filmonsbahetu7744
@filmonsbahetu7744 Жыл бұрын
ዳኒ ጅግና 💪💪💪
@faet9285
@faet9285 Жыл бұрын
ከማኻ ሓሰብቲ እንክርኢ : ህዝብናስ ክርህዎ'ዩ ንምሸቱስ ኢለ ተስፋ ይገብር::
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Btami xbuq wedi memhr Daniel hawey thank you
@user-dg2mt3ml7s
@user-dg2mt3ml7s Жыл бұрын
Xbuk rito wedi memher
@MTK983
@MTK983 Жыл бұрын
ብራቮ ዳኒ ጽቡቕ መብርሂ 🥰🥰🥰🥰🥰
@saliholove101
@saliholove101 Жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ!
@FnanNuguse
@FnanNuguse Жыл бұрын
ኣጣቁዑሉ ዳኒ ብራቮኦ❤
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 96 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 4,5 МЛН
what will you choose? #tiktok
00:14
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 7 МЛН
ህየሳ ደርፊ 'ኣሸብር'
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 79 М.
ትግራይ፡ ሕጂ'ኸ ናበይ፧
22:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 85 М.
ደቂ ሰባት ስለምንታይ ኣብ ሽርሕታት ይኣምኑ፧
21:15
ህየሳ ደርፊ 'ሓዲገላ'
15:30
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 53 М.
የታዬ አጽቀሥላሴ ''እንባ'' እና የፊልድ ማርሻሉ አቻ|ETHIO FORUM
17:46
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 96 МЛН