ብዛዕባ ሃገርካ ዘይትዛረብ መንነትካ ኣፍልጠና ወይ ዓጋመ ኢኻ

  Рет қаралды 60,252

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

11 ай бұрын

ብዛዕባ ሃገርካ ዘይትዛረብ መንነትካ ኣፍልጠና ወይ ዓጋመ ኢኻ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#Eritreanfestival#Habesha#Eritrean

Пікірлер: 1 000
@tesfaeyusnqey9462
@tesfaeyusnqey9462 11 ай бұрын
ስኽ ኢልካ እታ ተድልየካ ትሰርሕ ስለ ዘለኻ እዮም. ሕጂ ተዛሪቦም ከዛርቡካ እዮም ደልዮም, ከምታ ተቕርባ ዝነበርካ ሓበሬታ, ጠቓሚ ኣቕርበልና. 😍
@meazagonichegoniche7583
@meazagonichegoniche7583 11 ай бұрын
ትኽክል ጆሲ ሓውና ከምዛ ደለኻያ ቀጽል እዚዩ እቲ ሓቂ ❤❤❤
@yohanesgebremariam7728
@yohanesgebremariam7728 11 ай бұрын
ሰላም! እዚ ዝነገርካና ንዓይ ግዴታ የብሉን ክትነግረና ምክንያቱ እዚ ናይ ውልቅካ ጉዳይ ስለዝኮነ ብካልእ ወግን ካኣ ፗሎቲካን ሃይማኖትን ናይ ግሊ ጉዳዩ ሰብ ደስ ዝበሎ ክድግፍን ክኣምንን ይክእልዩ ዝለዚ ሓሳብካ ሂብካ ኣለካ ካብ ሕጂ ኔው ግን ወላ ከይደለካዩ ስሒቦም ከየእትውካ ,,, ወላ ውን ፈሊጦ ባካ video ክሰርሑ ይክእሉ እዩም :: ስለዚ ክትምልሰሎም ኢልካ ከይተኣቱ ማኖ ከየትሑዝካ ተጠንቀቀሎም ጌዜ ከምትርእዩ ከቢድ እዩ ናይ ሕውነት ምክረይ እንተጠመካ ምናልባት
@saudibrahim3498
@saudibrahim3498 11 ай бұрын
ጆስያስ ባሐቂ ኩሉ ዝተዛረብካዮ ኩሉ ሐቂ እይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤
@weynalem6166
@weynalem6166 11 ай бұрын
Hade seb hatituka ykewn neti dembe fthi kulu aytlekmo bzuhat kem mehdemi ytkemula eyom awrajawyan enabelu
@meronhaile3190
@meronhaile3190 11 ай бұрын
God bless you you are a gentle Eretrean man !!!!!!!
@benjamintesfu5778
@benjamintesfu5778 11 ай бұрын
ጽቡቅ ኣልውካ እዛ ሃወይ ብትምህርትካ ኣብ ዝላዓለ ብጻሕ ኣምላክ ይሓግዝካ ፈሊጥካዮም እለካ እዞም ዓዳውያን ብዓዲ እምበር ብኤርትራ ዘይሓስቡ
@afewerkihabtaeb7097
@afewerkihabtaeb7097 6 күн бұрын
ወይለይ ጀሱ ማራ እንድየ ዘድንቀካ ነይረ ሕጂ ድማ ማራ ክርድንቀካ ዝገበረኒ ፎውሊና ዓደይ ምስ ጠቀስካያ 🙏
@semiranurhussien5693
@semiranurhussien5693 11 ай бұрын
ጸቡቅ አለካ ከምዛ ዘለኻያ ይሕሸካ 👌
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ዩ ኣየድሌካን ዩ ከምታ ዘለኻያ ስራሕካ ናይምሁራት ጥራይ ግበር 🎉🎉🎉🎉
@letinak4559
@letinak4559 11 ай бұрын
ሓቅኻ ወደይ ወለድና ኣይጠዓሞምን ንዓና እውን ኣይጠዓመናን 😢😭
@asterb2728
@asterb2728 11 ай бұрын
ኩቡር ሓው ጆሲ ኩሉ ትገብሮ ጹቡቅ ስራሕ ኢካ ትስርሕ እሞ እዞም አብ ሃለውለው ኮኡትውካ ስለ ዝደልዩ እዮም።ስለዚ መንነትካን ዕላማካን ባዕልካ ትፈልጥ ስለዚ እዝነ አይትግበረሉ።ስለዚ ንዓካ ዝጥዕመካ ጥራይ ስራሕ እየ ዝብለካ እየ ዝብለካ። ጀግና ድማ ክብረቱ አይቅንስን እዩ።ስለዚ ዕላማካ ባዕልካ ትፈልጥ ስለዚ ከምቲ ንስካ ትብሎ ትአምኖን ቀጽሎ ጥራይ
@zewidibuxamlak5730
@zewidibuxamlak5730 11 ай бұрын
መሰናኽል ዘይብሉ ቃልሲ እኮ የሎን ንመሰናኽል ሰጊርካ ኢኻ ኣብ ዓወት ትበጽሕ እዚ ሕጂ ተበጺሑ ዘሎኮ ክንደይ መሰናኽል እዮ ታሓሊፉ ኣብዚ በዚሑ ፍልልያት ክህሉ ናይግድን እዩ ግና ከክም ኣመጻጹኡኡ ትገጥሞ
@egk7594
@egk7594 11 ай бұрын
Nezi badi bawraja mkffal dika buzuh mesenakl tahalifu tbl zeleka nkhat zeyblu hzbi do trekb eka wedey bkemzi lewti ente mexiau si nrei belet awrti u negeru
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 11 ай бұрын
@@egk7594nska hji Awrajaei eika tkewn eko lebam lebam txawet aleka .Bwegeney knegreka ane ka beawrajay krua eye neabnet kab wedi Awrajay Tegedalay znebere halifi kale Awraja xerifomo eile kchich eyu zeybleni mkniatu nsu nay Hzbawi gnbar wey kea nay mlue Hzbi Eritra ember nay beyney aykonen.Gele sebat gn Awraja ayeamn eye kbluka yxenhu emo gmtl eilom neti natom awraja dika wey wedi awrajeaom ms ttnkfelom nsom kabaka gedidom ymexka slezi ane kem zmeslene Kab zoabeye sgab znaese Hzbna hmam Awraja alewo ezi gn xegem yebln tray ktzelalef yeblkan eye ane zeamn
@tesfitghede
@tesfitghede 11 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ስራሕኻ ግበር ትም ኢልኻ ከምቀደምኻ ዕድመ ይሃብኻ ሓቂ ስለ ተዛብኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኩን
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 11 ай бұрын
ጆሲ ተቕርቦ ኩሉ ጽቡቕ የድንቕካ ኢየ ስርዓት ዘለካ ኢኻ ከም ቀደምካ ቀጽሎ ❤
@selamnathaniel7576
@selamnathaniel7576 11 ай бұрын
Amazing👍 thank you for telling the truth your honesty says alot about you and your upbringing stay true to yourself politics brings hate amongst us people keep up the great work you are an amazing guys God bless and wish you all the success and good health❤
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 11 ай бұрын
ከከከከከ ጆሲ አነ ቀዳመይቲ ተኻታታሊትካ ኒረ ኣጃማማርኻ ትምህር (ሓበሬታ) ትህብ ኔርካ ሃንደበት ብድምጺ ዝተመለአ ቪድዬ ናይ ሓደ ትግራዋይ ንኤርትራዉያን እንዳ ጸረፈ ኣብ ናትካ መ ደብ ዘርጊሕካዬ ካብ ሽዑ ዓቅምኻ መዚነዬ ! ሕጂ ኻኣ ኣገልግሎትን ሓለፍትን ክትዝርዝር ኣድላይነት ኣይነበሮን ! ንብርጌድ ንሓመዱ ተቃለስቲ ኣብ Gießen ዝገበርዎ ጅግንነት ኢልካ ምግላጽካ ንነብስኻ ኣልዒልካ ነቶም ካልኦት ድማ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኢልካ ደምዲምካ መዕረ ክንደይ እዩ እቲ ኣፍልጦኻ ኣብዛ ናይ 15:39 ቪድዬ ፈሊጥና .:: ዳሓን ኣይእተዉ እቶም ተዘረብ ኢለም ዘዘረብኻ ኢና ንብል 🤭
@egk7594
@egk7594 11 ай бұрын
Josi xbuk alo gdn dyu bzaba brged nhamedu kzareb badi bawraja mkffal ember entay haknet ykun fthi wey lewti kemxe zkel mnkskas ayreanan abzi Europe mesekin meneseyat ab eritrea aytamom abzi Europe aytamom game txawetlom alekum
@Awetnwxat
@Awetnwxat 11 ай бұрын
ደጋፊ ህግደፍ ክክክ
@egk7594
@egk7594 11 ай бұрын
@@Awetnwxat kakkkkk eway resi beka mendef gah yeblka hlkus zkone comment ente hibkas si hgdef eti reska kthasbelu endyu amlak hibka donkoro wahid nedaf
@semeretekie1223
@semeretekie1223 11 ай бұрын
ተባዕታይ ተባዕታይ ጆሲ
@wintawinta5688
@wintawinta5688 11 ай бұрын
A
@Er91adey
@Er91adey 11 ай бұрын
ሰላም ሰላም ጆሲ ካልእ ግዜ ተሕልፎ መልእኽቲ ኣዝዩ መሃሪዩ ጽቡቕ ኣብዛናይ ደለይቲ ፍትሒ ዝበልካያ ግን ኩሉ ኤርትራዊ ዓዲ ዘይብሉ የለን ክትቃለስ ከለኻ ሂወት ናይ ምሕላፍ እንተኣጋጢሙ ኣባላትና ዓዶም ስለዘይንፈልጦ ሽም ሓውኩም ተሰሚዕኩም ተኸታተሉ ድዩ ክበሃል ኖእ ኣባል ናይዝኾነ ውድብ ክትከውን ከለኻ ሙሉእ ስምካ ዓድኻ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዞባ ኤርትራዊ ምኻንካ መዝጊቡ ይቕበለካ ንስኻ ትወቅስ ኣብቲ ሃገራዊ ዕላማ እንታዩ ከመይ እዩ ኣሰራርሓኦም ኣብዚ ዘይክትሰማማዕ ንቡርዩ በታ ዓዲ ኣውራጃ ይሓቱ ናብቃልሲ እናመጻእካስ መን ምዃንካ ከይፈለጡ ምሳኻ ክኸዱ መን ምዃንካ ተፋሊጥካ ኢኻ ብሓባር ትሰርሕሞ እዚ ዝበልካዮ መመኽነይታዩ ምስትምህርትን ካልእ መደባትካ ኣይጠዓመካን ስቕ ትብል መን ብጊዲ ዝብለካ የለን
@endiamo10
@endiamo10 11 ай бұрын
ዉትህድርና ጌርካዮስ ፎሩም ክትመሊእ ክፈልጡ ጉቡእ ቲብል ኣብቲ እምኒ ሒዝካ ትድርብዮ ዘለኻ ድዩ ክመሊእ ፎርም ቃልሲ ከኣ ኢልካዮ 😂😂😂😂 መሰሓቓት ኢኹም ኢሰያስ ኣብ ኤሮፓ ኣይኮነን ዘሎ ናብኡ ከይድካ ኢዩ ቃልሲ ዝበሃል መዓንጣ ተለኩም ናይ መልሓስ ተቓለስቲ ኢኹም ንስኹም እምኒ ደርብዮ ፖሊስ ኤሮፓ ከኣ ብገዝብ መቕጸዓቲን ብወረቐት ምብልሻዉን ወረቐት ዘይብሎም ጹሉላት ኪገብሩኹም ኢዮም ።ድሮ ከማን ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ
@merhagere2411
@merhagere2411 11 ай бұрын
ንምዝገባ ኣይኮኑን ኣድራሻኻ ዝሓቱ ንኽንጽሉኻ እዮም ኣነ ኣውራጃ ኣይፈልጥን እየ ኔረ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ምስቶም ደምበ ፍትሒ ኢና ዝበሉኒ እንዳተዛራረብና ኣበዩ ኣውራጃኻ ኢሎሚኒ እንታዩ ኣውራጃ ምስ በልክዎም ኣበዩ ዓድኻ ኢሎሚ ዓደይ ምስነገርክዎም ኦኬ ንስካ ሓማሴናይ ኢኻ ኢሎሙኒ ብድሕሪኡ ክንጽሉኒ ጀሚሮም ገሪምኒ እንቃዕ ከማን ነጸሉኒ እዚ ዕላማ ዘይብሉ ቃልሲ ምስ ፈታዊኻ ጥራዩ ዘባእሰካ ወላ ምስ የሕዋተይ ተባቲኸ ኔረ ሕጂ ግን ሰላም ዘለዎ ናብራ ዪነብር ኣለካ ኩሉ ገዲፈዮ ናይዝኮነ ቪድዮ ኣይርንየ ተቃዋሚ ይኩን ደጋፊ ምስኩሉ ዳሰሓኩ ዪነብር
@Er91adey
@Er91adey 11 ай бұрын
ኣውራጃ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ኣብ ኤርትራ ተዘይ ዓቢኻ ክኸውን ይኽእልዩ እዚ ከኣ ጸገም የብሉን ዓዲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዞባ ዘይብሉ ኤርትራዊ የለን እታ ዞባ ትብል ድሕሪ 1996 እያ ተቐይራ ስለዚ ካብኡ ንደሓር ተኾይንካ ተወሊድካ ምናልባት ግን ከኣ ብዛዕባ ኣውራጃ ኩሉግዜ ሰብ ይዛረበሉዩ ትም ኢሉ ብሓንሳብ ክሃስስ ኣክእልን ኣብ ዕላማ ሓደ ውድብ ዘይክትሰማማዕ ትኽእል ኢኻ ብኣበይ ዓድኻ ግን ክትገደፎ ምኽኑይ ኣይኮነን
@Er91adey
@Er91adey 11 ай бұрын
@@merhagere2411 ሓደ ትግሪኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ምሳኻ ክቃለስየ ተበለካ ካበይ ዓዲ መጺኡ ከይሓተትካ ሕራይ ተኢልካዮ ቅኑዕ ኣኮነን ምኽንያቱ እቲ ትግራዋይ ንትግራይ ዘርብሕዩ ዝቃለስ ንስኻከኣ ንዓድኻ ስለዚ መን ኣበይዓዱ ኣገዳሲዩ ንኤርትራ ዝሓስብ ኣይንጽለካንዩ
@zewdihaile3584
@zewdihaile3584 11 ай бұрын
Adkan awrajakan mngar kab meas u geben koynu
@Jossi-mw2cr
@Jossi-mw2cr 11 ай бұрын
ሰላም ጂሲ ሓውና ሰላመ እግዚኣቢሄር ምሳኻ ይኹን ፡ ካብዚ ብምቅጻል ኣነ ሓደ ካብ ተኸታተልኻ ኢየ ኩሉ ተቅርቦ መደባትካ ሓማቅ ኢዩ ጥቅሚ የብሉን እካ እንተዘይበልኩ ዳርጋ 80% ግን ጽቡቅ ዝኾነ መደባት ኢኻ ተምጽኣልና እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ መደብ ድማ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ።ካብዚ ቀጺለ ኣብዛ ናይ ፖሎቲካ ዝበልካያ ግን እቲ ሕሰም መከራ ናይ ሃገርና ኩሉ ገሊጽካዮ በዓቢኡ ከኣ ኣብኡ ምጥዓም ሲኢኑና ከምዝውጻእና ገልጽካልና ኢኻ ግን በዚ ደምበ ተቃውሞ ወገን ብ ኣውራጃ ፡ ብ ሃይማኖት ፡ ኣበይ ዓድኻ ፡ ዝብሉ ምስ ኮኑ ክርሕቅ ወሲነ ዝበልካዮ እወ ከምኡ ኣየጋጠመካን ክብለካ ኣይክእልን ኢየ ኣጋጢሙካ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ግን ነቶም ከምኡ ዝብሉ ወገናት ካብ ሓሳብካ ኣውጺኻ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ን ህዝብና ሕሰምን መከራን ዘውረደሉ ዘሎ ናትካ ናይ ውልቅኻ ሕሳብካን መርገጺኻን ክትህብን ከምዚ ሕጂ ሓድሽ ነገር ክፍጠር ክሎ ከምዚ እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝኸድዎ ዘለው ቃልሲ ክትርኢ ኮሎኻ ግን ናትካ ሪኢቶኻን መርገጺኻን ክትህበሉ ይግብኣካ ኔሩ።ነቶም ብ ኣውራጃ ይኹን ብ ሃይማኖት ብ ዓዲ ዝዛረቡ ኸኣ ግዲ ኣይትግበረሎም እንታይ ደኣ በቲ ናትካ ዘለካ ኣተሓሳስባ ግን ንስለ ሓቅን ፍትሕን ህዝብኻ መርገጺኻ ፈሊኻ ክትቃልስ ይግብኣካ፡ እቲ ተቅርቦ መደብ ግን ብጣሚ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ሰላም።
@wediEri_9
@wediEri_9 11 ай бұрын
ኣምሰሉ
@user-td9en2dh5z
@user-td9en2dh5z 10 ай бұрын
ጆሲ ሓወይ ከምዛ ዘለኻያ ትሕሸካ ምክናቱ ንጹር ዕላሞኦም ምርዳኣ ኣብና ኣሎ ❤❤❤❤❤
@yordieyasu187
@yordieyasu187 11 ай бұрын
Well said Josi. Be blessed.
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 11 ай бұрын
ezia dea kemta zdelya natey mergexi kemzia natka eya brave 🇪🇷 hanti eya eritrea ❤
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 11 ай бұрын
ከምዝዮም ዝሓስቡ ከምዚባ ዘይኮነስ ኢድካ ኣእቲኻ ከተዕሪ ይግብኣካ ለማጽ ቃልሲ ክገጥመካ ዲኻ ትጽበ?
@alimohamed-qr9lj
@alimohamed-qr9lj 11 ай бұрын
Thank you for your explanation❤❤.
@yordakerenjesuslord3387
@yordakerenjesuslord3387 11 ай бұрын
ኣሰይ ጆሲ ሽኮር❤❤❤ ንዓኻ ትምርኦ ፈጢርላ😊😅 ብልቢ'የ ዝፈትወካ❤
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 11 ай бұрын
Mish do ?¿?¿
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 11 ай бұрын
Jermenawit eya sebytu aynki akbi 😂
@tessola2169
@tessola2169 11 ай бұрын
Ane endiye sebrytu😅
@tesfitghede
@tesfitghede 11 ай бұрын
ከረን እሞ ቤጠ እንዲኩም ኮይንኩም ኩሉኩም ከመይ ጌሩ ክምርዓወኪ ዋላ ተፈተክዮ
@awitatube4658
@awitatube4658 11 ай бұрын
ጆሲ ብራቮ stolz auf dich 👏
@wht3158
@wht3158 11 ай бұрын
ብኻ ተሪፋትካ እዛ ቪድዮ፣ ኣበላሽያትካ...ነቲ ቆልዓ ሰበይቲ ምህራም ድዩ ቃልሲ ኢልካዮ 12:24 ፣ ዓወት ኢልካዮ 0:20 ...ናይ ጆርጆ ከይድካ ርኣዮ'ሞ ተምሃር፣ ፖለቲካ ትምህርቲ የድልዮ እዩ፣ ኣጎልጉሎት ስለዝነበርካ ፖለቲካ ትፈልጥ ማለት ኣይኮነን፣ ኣገልግሎት ድኣ መን ዘይነበረ...🤔
@worldnine8153
@worldnine8153 11 ай бұрын
ይገርመካ እዩ ጽቡቕ ዓወት ኢልዎ ናይ ተጋሩ ዓወት
@aloniab93
@aloniab93 11 ай бұрын
@xyz-sp9cr
@xyz-sp9cr 11 ай бұрын
ጽቡቅ ነገርካ: ንህግደፍ ኣይትድግፎን ኢኻ: ንብርጌድ ንሓመዱ ትድግፎ ኢኻ: ኣድኒቀካ: ካብ ብዙሓት ሓደ ኢኻ ሕማቅ ነገርካ: ሓደ ሓደ ሰባት ዓደይ ሓቲቶምኒ ኢልካ ቃልሲ ገዲፈዮ ምባል ኣየጸብቀልካንዩ:: ብኦኦም ኣይኮነ እቲ ቃልሲ ዝግለጽ:: ዓደይ ምስ ነገርክዎም ኣጋንዮምኒ እንተትብል ቅቡል ምኽንያት ምኾነ:: ሓቲቶምኒ ጥራሕ ኢልካ ግን ኣይግድን:: ዓድኻ ተሓቲትካ ውን ከኹርዓካ ይግብኦ:: ወይስ ኣይትሕበንን ኢኻ ብዓድኻ ? ቀደም ከምኡ ኣይነበረን ዝበልካዮ ከኣ ሎሚ ኣብ ቀደም ዲና ዘለና? ቀደም ደኣ ምሽ ዓድኻ ክትሕተት ጽባሕ ንግሆ ናበይ ኢና ኢልካውን'ኮ ኣይሕተትንዩ ኔሩ:: ( ዳሓር ከኣ ይበሃል ደኣ'ምበር ይሕተት ኔሩዩ: ህግደፍዮም ከምኡ ኢሎም ዘሽክዑና ኣይሕተትንዩ ኔሩ እንዳበሉ):: ኣይሕተትንዩ መበሊኦም ከኣ ወላ ቀደም ከምዚ ናይ ሕጂ ቃልሲዩ ኔሩ : ንሱ ከኣ መብዛሕትኡ እቲ ሰብ ካብ ሓደ ከባቢ እዩ ኔሩ:: ስለዚ ዝኑቅ ቃልሲ ኣይኮነን በይንና ኣይንመውትን ኣቤለው እቶም ካልኦት ዜጋታት ንከይበሃልዩ ዓድኻ ኣይትሕተት ዝበሃል ኔሩ:: ንነገሩ እምበር ብላሃጃኻ ፍሉጥዩ ዘሕትት'ውን የብሉን:: ጸገምካ ይርድኣኒዩ : ንሱ ከኣ ኣብቲ ቃልሲ ምስ ከድካ ደቂ ዓድኻ ወይ መታዓብይትኻ ኣይረኸብካን: ምኽንያቱ መብዛሕትኦም መታዓብይትኻን ደቂ ገዛውትኻን ንህግደፍ ይድግፉ ስለዘለው ማለትዩ:: ወላ ኩሉ'ሞ ግደፎ እሞ ኤርትራ ሕማቅ ኣላ ኢልካ እንተኣሚንካ ብዝኾነ ዓቅምኻ ዘይትገብር:: ንክትቃለስ ግድን ምስ ውድባት ክትጽንበር ኣለካ ማለት ድዩ ? ብናይ መን ስንክልና ደኣ እታ ሃገር ክትመጻልካ ትጽበ ኣለኻ ? ለውጢ ደኣሞ ካብ መን ትጽበ? ብርጌድ ንሓመዱ'ኮ ውልቀ ሰባትዮም: ውድብ ወይ ደቂ ሓንቲ ዓዲ ኣይኮኑን:: ቀትሪ እምኒ ደርብዮም ምሸት ንገዝኦም እዮም ዝምለሱ :: ዕድል ኣይገበርናን እቶም ካልእ ዞባታት ወይ ኣውራጃታት ኩሎም ይድግፉ ኣለው:: ኣጋጣሚ ኮይኑ እዞም ብርጌዱ ንሓመዱ ወይ ተቃወምቲ ካብ ሓንቲ ኣውራጃ ዝመጹዮም መብዛሕትም:: ስለዚ ኣብ ሞንጎኦም እንተኼድክ ንስኻ ኣይፈልጡኻንዮም : ካበይ መጺኻ ኢሎም እንተሓተቱኻ ብኹርዓት ክትነግሮም ይግብኣካ:: ስለዚ ብውልቅኻ ውን ክትቃለስ ይግብካዩ:: ዓቅምኻ ክትገብር ይግብኣካዩ:: ስቅ ዝበለ ምስ ጸላኢ ዳርጋ ዝወገነዩ:: ኣብ ዝኾነ ቃልሲ ከኣ ጉድለት ዘይብሉ የለን::
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 11 ай бұрын
Walk-up brothers..you are intelligent persons. Follow the Truth
@worldnine8153
@worldnine8153 11 ай бұрын
ኣነስ ኣብ ዓሰብ ከለኻ እየ ዝፈልጠካ ኣብ ጽቡቕ ቦታ ኢኻ ኔርካ ድሐር ክኣ ተዛሪብካ ኣይተዛረብካን ተምጽኦ ለዉጢ የብልካን እንትርፎ ሕማቕ ታሪኽ ክትስንድ እንተ ዘይ ኮይንካ ነዚ ብተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ብርጌድ ንኸብዱ ጽቡቕ ዓወት ኢልካዮ እዚ ዉን ሰነድ እዩ።
@MeleniMeleni
@MeleniMeleni 11 ай бұрын
Eritrea winet kubr Mennet❤
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 11 ай бұрын
ከምዛ ዘላካያ ከስኣላ 🇪🇷❤️
@betybety8380
@betybety8380 11 ай бұрын
Thanks bro for the great info u passed....can you please reply me...am in confusion of what to study..u said u hav Msc in food technology..I want have my masters in that and I have bachelor in clinical laboratory science but what is in doubt for me is is it really highly in demand occupation wise in the Western country as am in Africa right now and intending to study online...
@user-zq7lk8bh6e
@user-zq7lk8bh6e 11 ай бұрын
ጆሲ ጽቡቅ ኣለካ ከምዛ ዘለካያ ፖለቲካ ንፖለቲከኛታት ጥራይ ከም ኤርትራዊ ግን መንእሰይ ኣብ ጎኒ ሃገሩ ደው ክብል ኣለዎ ይሕመቅ ይጸብቅ ስድራና ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዘሎ ስደት ግዝያዊ ኢዩ💚💚
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 11 ай бұрын
Temporary 😂😂😂😂many people will not live anymore to see Eritrea. 32 years is temporary? On which planet.
@samsongebrihiwot4589
@samsongebrihiwot4589 11 ай бұрын
Hulukus haki deytzareb...... lokmax 😢😢😢😢 when you ask asylum seeker..... ab godni hagery eye elka eukuba deythatit imo hiji lebam lebam tixawet fooo agelgelti nayzi ketali srat niktkewun welehanti ayedlyekan only like u bullshit
@samsongebrihiwot4589
@samsongebrihiwot4589 11 ай бұрын
​@@fruitsarelife7073 Please tigrina iba xahafi ayrdon u 32 years temprary kkkkkkkkk izom LLP iko seb ashegirom iko
@elduAbraham
@elduAbraham 11 ай бұрын
ጽቡቕ ሰብ መርገጺ ክህልዎ ኣለዎ
@kebreabwoldemariam8821
@kebreabwoldemariam8821 11 ай бұрын
ናይ ግዱን ዝበሃል ነገር የለን ቀይሕ ስሚን ቆጽላይ ስሚን ሐዲኡ ስተ ዝዓይነቱ እዩ ።
@yoni4422
@yoni4422 11 ай бұрын
Great job bro, you are a very talented and man with great objectives. I learned a lot from you. keep the good job. Thank you.
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 11 ай бұрын
ኪድ ብደንጎላ ቃልሥስ ቃልሲ ኢልካዮ በቃ ንሱ እዩ ተምህርትካ ፖኦቲካ ዋላ ሓንቲ ጥልቀት የብልካን ዘረባ ከማን ኣይከኣልካዮን። ብዝኮነ በደፈፍቲ ኮነ ብተቓወምቲ ደም ኣሕዋተይ ኣየርእየኒ ብሰላም ሽግርና ክንፈትሕ ኣምላክ ይሓግዘና።
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 11 ай бұрын
እዛ ሕጂ ዚገበርካያ ከማን ጠፋእካ ሕጂ ስረኻ ብኽሳድካ ኣውጻያ ኪብሉኻ አዮም አንዳ ትግራይ ትዕወት😅 አጆካ ወዲ ጀጋኑ ጹቡቕ ኣለካ ❤❤🇪🇷🇪🇷
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 11 ай бұрын
Hgdef = terrorism in Eritrea👹 💙💙💙🦋🦋🦋🦋🦋🦋freedom and properity for Eritreans.🙏🏾🙏🏾
@mogosmelak6213
@mogosmelak6213 11 ай бұрын
ሓላዪ ኮንካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ .ብዛዕባ ትግራይ ዘይኮነ ብዛዕባ ኤርትራ አዩ ክዛረብ ጸኒሑ ነጅስ ዋሒድ
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 11 ай бұрын
@@mogosmelak6213 ትግራዋይ ትግራይ ትዕወት እንተበለ ሓላል እቲ ከፊኡና ዘሎ ናይ I can't even tell you my brother it's heart breaking
@waltahager2728
@waltahager2728 11 ай бұрын
Ich wusste es, ich kann Gedanken lesen. Ich bin stolz auf dich und wir haben das gleiche Ziel weiter so.
@omeremehin2963
@omeremehin2963 11 ай бұрын
ጆሲ ኣብ ዝኮነ ውድብ ከይታቱ ከይትቖማጣዓ ተሓጺብካ ዘይጸሪ ውድባት ኢዩ ዘሎ ብኩሉ ከም ቀደምካ እቲ ሃናጺ መደብካ ትምህርቲ ዝተጸገሙ ሓገስ መደብካ ጥራይ ቀጽል
@GualAmlak333
@GualAmlak333 11 ай бұрын
Yegermeka eu mis Eritreawiyan deqawemu delewu mesilewom weyane mukanom zengiom alewu
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጆሲ ሓወይ ኽብረት ይሃበልና ኣብ ልዕለኻ ዓቢ ኣኽብሮት ኣለና ኣጆላ በርትዕ ኢኻ ።
@Efrem.2024
@Efrem.2024 11 ай бұрын
Jossi hawey kemey xebuk agelalexaka bravo Ich stolz auf dich Bruder kab barenet naxa bmukanka akali iyu ms barged nhamedu zbelkayo hski iyu kab gegeom temahirom sb kexali bxebuk nhagerom kekalesu degefka habom sesenayu.
@JosiasDenden
@JosiasDenden 11 ай бұрын
Danke Bruder
@tsegezeabgebrekristos7994
@tsegezeabgebrekristos7994 11 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ ኩሉ ዝሓልፍካዮ ታሪኽ ሂወትካን ታሪኽ ስድራ በትካን ጽቡቕ ገሊጽካዮ ኣጋጣሚ ኮይኑ ከምታ ስድራኻ ዝኽፈልዋ እየ ዝኽፈል ነይረ። ከመይ ሲ 400 ጥራሕ እየ ዝኽፈል ነይረ ክብል ከለኹ ይእመን ኣይነበርኩን። ካልእ እቲ ወዲ ኣበይ ከባቢ ኢኻ ተባሂልካ ንምንታይ ትሕተት ዝበልካያ ግን ናይ ሳዋ ኣይፈልጥን እየ ኣብ ሰውራ ግን ካብ ሽምካ ክሳብ ኣብሓጎ-ብናይ ኣደኻ ውን ከምኡ። ዓድኻ ወረዳኻ ኣውራጃኻ, ኣዕሩኽትኻ ፡ ሳጓኻ ወዝተ እዩ ዝሕተት ነይሩ ። ኩሉ እንተ ተሓተትካ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን። እቶም ዝሓቱኻ ካብ'ቲ ናቶም ስለ ዘይኮንካ ኣዋሲኖምኻ እንተ ኮይኖም ግን ትኽክል ኣለኻ።
@FretaTareke-oo8kz
@FretaTareke-oo8kz 11 ай бұрын
No bzaeba ornik autezareben kal bkala awrajawnet bezihu eyu zbele
@MartaMarta-lf5ub
@MartaMarta-lf5ub 11 ай бұрын
👏 👏 👏 Bravo Josi hawey Aykonen do Lewti nay Hager delika ,Lewti nay wlqawi hiwetka keman ab srah ykun ab dege msti wedi Adi ,msti kemaka sdetena nska tsaeda eka nska ba tselim keybelka bitebay ms tnebr eka kteewet tkiel .eza natka wsane qblti eya ,ane Christian eye koynu gn eta Eritrea bzey eti Islamay Eritrawi ,eti 8 bihiern gn knebra aydelin eye::
@teweldeberhane6235
@teweldeberhane6235 11 ай бұрын
Well come dear my brother do not worry about any thing
@tsegaestefanos6922
@tsegaestefanos6922 11 ай бұрын
ጆሲ ሀወይ ኤርትራዊ እየ ስለዝበልካ ጸለመ መጥቃእቲ ክመጸካ እዩ ተጻወሮ ኢካ🇪🇷🇪🇷❤️
@bibiberaki914
@bibiberaki914 11 ай бұрын
Sekiti hasawit hgdf ente elu kinchifchifo Ena ertrwi delyi fithi gin ♥️ love him so enkae degafi hgdf aykone ember
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 11 ай бұрын
@@bibiberaki914 Hgdef zbl zerba ab makorka tewiktu eu mish
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 11 ай бұрын
ክቡር ሓው ኩሉ ሰብ ኣብቲ ዘድምዓሉ ኢዩ ዝሰርሕ ኣነ ዝጸልእ ብኩሉ ክፍተው ኢሎም ሎቕመጽመጽ ዝብሉ ስለዚ ንስካ ኣብቲ ትሰርሖ ዕጉብ እየ' ናይ ሃገርና ፖለቲካ ዘይኮነ ክነብር ኢና ዘይከኣልና' ብዝኮነ በርትዕ ኣጆካ!
@segen8531
@segen8531 11 ай бұрын
ዮሲ ሓወይ ብራቮ ወል ሰይድ 👏👏👏👏👏 እንታይ ክብለካ እዞም ናይ ጸጋም ካልሲ ኣይትገደሶሎም ኢኻ ። ኣይሰርሑ ፡ኣየስርሑ ኣይዛረቡ ፡ ኣየዛርቡ በቃ ኩሉ ስርሖም ብጀካ ኣሉታውን ምኒንን ኣበይን ፡ ብኸመይን ይነብሩ ከምዘሎው ነብሶም ረሲዖም ዘሎው መሳኪን ኢዮም ።
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 11 ай бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙👍👍👍👍👍🙏🙏🙏. God bless you brother. You the best. You always. V organic ❤️
@jummahassan2428
@jummahassan2428 11 ай бұрын
Viva Eritrea. No one in this earth will harm or destroy my Eritrea. Eritrea build in blood of our brothers and sisters! We will stand and fight against any body un low fully try to harm Eritrea and Eritreans!
@Speacefull
@Speacefull 11 ай бұрын
Open your eye
@viscaelbarca7796
@viscaelbarca7796 11 ай бұрын
@@Speacefullopen ur mind
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 11 ай бұрын
That’s why we fight for humanity and justice 💙💙💙💙💙🦋🦋🦋we need to end the opression and give people rights. Because Eritreans are valueable. They deserve human rights. They deserve to have a say in their Country and not just one group, but also the others because their forefathers died as well. A dictatorship like in Eritrea is destruction. It’s not sustainable. We cant live in such a country. It’s just the truth. It’s not a place we can live in.
@binagazi
@binagazi 11 ай бұрын
Whose blood are you talking about it is our blood were were you 30 years struggling against ethiopia . Were were you badme war and now against tdf .the answer is most probably Saudi Arabia 🇸🇦 with your kids
@kokobteame2277
@kokobteame2277 11 ай бұрын
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@HailabGebremeskel-xs4ji
@HailabGebremeskel-xs4ji 11 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ሓወይ ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን እዚ ሕጂ ኣብዚ ህሉው ቃልሲ ዘሎ ወሎዶ ክንዳካን ምንኣስካን ኢዮም እሞ በዚ ትብለና ዘለካ ትምርቲ ውን ስለ ዘለካ ካባካ ብዙሕ ክምሃር ይክእል ኢዩ ኣመጻጽኣና ውን ኣይጠፍኣካን ኢዩ ብዙሓት ከምዚ ናትካ ሓሳብ ዘለዎም ተቃለስቲ ውን ኣለዉ ኣርክብ ጆሲ ሓወይ ጎኒ ጎኒ ትምርቲ የድልየና ኢዩ ብጣዕሚ ትርሕቁና ኣለኩም ሕጂ ውን ነዚ ነድርና ሪእኩም ኣብ ጎንና ኩኑ ሰላም ንዓካ❤
@AsmeromGhide
@AsmeromGhide 11 ай бұрын
Goney haqika eka brdit zmerhana trekibna dea klatna ab mesmer alena kemzi zelwo tkoynu gen tem teum eyu 🇪🇷
@yonastesfaldet
@yonastesfaldet 11 ай бұрын
Bravo jossi hawna .bhaqi qalsi aweajan haymanotn k koyna ayedlyekan iyu idka tray sihab zkaleslu kal'ot Znyetlu kal'ot tebelexti sltan zbhgu alewu
@Amber1919
@Amber1919 11 ай бұрын
🇪🇷🐪❤️ቁምነገር ትዛረብ መሲሉኒ ክአ ስጋብ መወዳእታ ሰሚአካ ንመንግስቲ ንህግደፍ ምድጋፍ ምቅዋም መሰልካ እዩ አብዚ ተቃውሞ የብለይን ። ንስካ ግን ቃልሲ ኢልካ ትአምኖ ነቶም ብሽም ኤርትራ ተአካኪቦም ፌሴቲቫል ዘክብሩ ሰባት አብቲ ዘክብሩሉ ቦታ ኬድካ ብካራ ብበትሪ ብእምኒ ምሕራም ምቅታል ሽም ኤርትራውያን ምጽላም ንህና ተጋሩ ኢና ኢሎም ምስ ዝአምኑ ሰባት መጺካ ንአህዋትካ ጭካነ ብዝመልኦ አገባብ ምጭፍጫፍ እዚ ቃልሲ ዘይኮነ ግብረሽበራ እዩ ንስካ ክአ ነዚ ኢካ ትድግፍ ዘለካ ። እዚ ክአ አቢ ጌጋ እዩ ምክንያቱ እቲ አብ አውሮፓን አሜሪካን ዘሎ ኤርትራዊ መሰል አለዎ አብ ዝደለዮ ቦታ ኮይኑ ፌስቲቫል ክገብር ክእከብ ክዘናጋእ ነዚ መሰሉ ብሃይሊ መጺካ ክትሃርሞ ምፍታን አገባብ አይኮነን እላማካ ነቲ መንግስቲ ምቅዋም ተኮይኑ አብ አውሮፓ ብሰላማዊ መገዲ ጥራሕ ኢካ ክትቃወም ትክእል አይፋልን አነ ብሃይሊ እየ ትብል ተኮይንካ ግን ቦትኡ አብዚ አይኮነን አብ ኤርትራ በረካታት ከይድካ ብረት አልኢልካ ብሃይሊ ነቲ መንግስቲ ክትገጥሞ እዩ ዘለካ እቲ አብ አውሮፓን አሜሪካን ዘሎ ህዝቢ እንታይ ግበር ትብሎ አለኻ መሰሉ እዩ ምድጋፍን ምቅዋምን ነዚ ኢካ ክትምንጥሎ ትቃለስ ዘለካ እሞ እንታይ እዩ ዝፈልየካ ነቲ መሰለይን እድለይን ከሊኡኒ ትብሎ ዘለካ መንግስቲ እስከ መልሰለይ። 🇪🇷🐪❤️ ከምዚ ተኮይኑ አተሐሳስባካ ከምቲ ዘለካዮ ሱቅ እዩ ዘምሕረልካ ጉዳይ ትምርትካን ናብራካን ግበር ። ነቶም ሕማቅ ተፈዲዮም ትብሎም ስድራካ ሐግዞም ናብርኦም ከአ አመሃይሸሎም ሱቅ ጥኡም ይብሉ 🇪🇷🐪❤️
@nisri1567
@nisri1567 11 ай бұрын
BRAVO 100% ! Du hast vollkommen Recht. You are unique! That what I call an eritrean.
@rahelalula551
@rahelalula551 11 ай бұрын
Ane kemta zelkaya yehsheka kemtom beal neshenshe konka keyterfe
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 11 ай бұрын
Danke josi abi seb ❤ Bleib so wie du bist ich bin stolz auf dich❤
@edenamare7958
@edenamare7958 11 ай бұрын
Btami eye zednqeka kab zketateleka bwuhd 5 amet gere aleku tmhriti zelewu nmeniseyat nay lewuti abnet eka thb tgedise ab gize zekeni natka tray eye zsebaka kexlo Ajoka bravo eka ❤❤
@user-ld9mw7jf9l
@user-ld9mw7jf9l 11 ай бұрын
ከምዛ ዘለኻያ ቀጽል ጆሲ ሓወይ።
@brebeldeab22
@brebeldeab22 11 ай бұрын
ኣይድልየካን ኢዩ መስደዲካ ጥራይ ግበር
@M-R-G501
@M-R-G501 11 ай бұрын
Bravo 👍 ❤
@oscar-uj1xo
@oscar-uj1xo 11 ай бұрын
Bravo brother 👏 🙌
@ilovegod1315
@ilovegod1315 11 ай бұрын
Josi hawey shikorrrrr lebam eika temreika keytkwen ember anes mtmrakuka nire❤❤❤ kkkk
@endiamo10
@endiamo10 11 ай бұрын
ከምዘን ኣብ ቲክቶክ ስድንሳ ከኣ ትኾኒ ኣብ ኮሞንቲ መርዓ ትሓቲ ዘለኺ😂😂😂
@ilovegod1315
@ilovegod1315 11 ай бұрын
Aey aykonkun kigrmka bialti hadar ade 3 koluet ye gen mare kendey abi seb mekanu kiglxo sele zidlku ye sorry
@endiamo10
@endiamo10 11 ай бұрын
@@ilovegod1315 ጆክስ ኢየ ሓሲበያ ኣምላኽ ምእስ ሰባይኪ ማባልይቲ ይግበርኩም ደቅኺ ከኣ ኣምላኽ ባሪኹ ይዕብዮም ሬድ ፍላወር ሓፍተይ
@ilovegod1315
@ilovegod1315 11 ай бұрын
🙏🙏🙏
@tesfamicalhaile93
@tesfamicalhaile93 11 ай бұрын
❤❤ja das ist Richtig
@SamiSami-tq5zb
@SamiSami-tq5zb 11 ай бұрын
Eway hawey Fah eltka gn entay ktgebr flut bdhrit eyom tzareb elemuka
@JosiasDenden
@JosiasDenden 11 ай бұрын
Kkkk
@merhawiakberom2271
@merhawiakberom2271 11 ай бұрын
​@@JosiasDenden ezi metsetsets zey tigedfuwo bezkone tsubuk eyu enkae feletnaka
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 11 ай бұрын
❤️❤️❤️ንዓኻ አሞ ኣንታይ ከውሱልካ ሓደሓደ ጊዜ ይከታተለካ አየ ኩሉ ብስነስርዓት ንሰብ ዝተክም ንሰብ timhrti መርገጽካ ኣፍልተናማለትስ ይገርመካ
@delina3421
@delina3421 11 ай бұрын
Omg I have no words u r amazing smart josi hawna ab zelekayo amlak msaka ykun we love u so much ❤
@mussielegese8072
@mussielegese8072 11 ай бұрын
እሞ እንዳ ተቓልስካ ኢዩ ዝዕረ ጆሲ ሕጂ ግን አፈ ጨለ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ❤️❤️
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 11 ай бұрын
Sekubele lekebat kemzi natka emni zeyderbey delika komal
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 11 ай бұрын
@@brhinefrem9273 eway eritreawyan kemana zxaref yihlu do yikewn abza alem 😃
@sabinaweldeab5485
@sabinaweldeab5485 11 ай бұрын
Tgraway zeykone bhaili 😅😅
@egk7594
@egk7594 11 ай бұрын
Xbuk alo
@wediEri_9
@wediEri_9 11 ай бұрын
ጉሓፍ ዓጋመ፡ ምስ ጠዓመክን ከኣ እንዳ ስቲን ተእትውኦ፡ ይፈልጠክን'ዩ ጽቡቕ ጌሩ☝
@haftomtekle9798
@haftomtekle9798 11 ай бұрын
ጎበዝ ሰብኣይ ኢካ ኣነጋግራካ ንባዕሉ ሰርዓት ዘለዎ እዩ መደባትካ መምሃርቲ እዬም
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 11 ай бұрын
Gtmti nski tgraweyti eki ¡¡!
@haftomtekle9798
@haftomtekle9798 11 ай бұрын
@@abrahamasfaha5651 እወ ትግራዋይ እየ
@user-ee9nc9fh5x
@user-ee9nc9fh5x 11 ай бұрын
Merhaba Jossi hawey enkae bselam mexaika btaemi xbuk meglexi,,🎉🎉🎉🎉
@simonhabete9237
@simonhabete9237 11 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ንፍዕ 🧠🌹😍♥️❤️❤️
@romazerit7949
@romazerit7949 11 ай бұрын
Haqeka aleka jossi ezi qalsi aykonenn tgray tewet endabelkas kemey eilu eu qalsi kbahl kem kedemka yhschka 😮
@berhaneabay6705
@berhaneabay6705 11 ай бұрын
ጆሲ ከም ናይ ቀደምካ ይሕሸካ ከየጋህዩኻ
@JosiasDenden
@JosiasDenden 11 ай бұрын
Kem qedemey eye zeleku medebey ayqyerin eyu 🙏
@FretaTareke-oo8kz
@FretaTareke-oo8kz 11 ай бұрын
@@JosiasDenden yes mklas dea xbuk endyu kemzi zbelkayo but ms men eyu eti hto ember kulu eko tekawamay eyu gin menyom etom nezi nay hji kalsi zklswo zelewu eyu ember eti kendi wala kitkales entehasebka tesfa koritsk tgedfo beka kemeu ena koina zelena
@sofiaderjea3344
@sofiaderjea3344 11 ай бұрын
​@@JosiasDenden ewy 2 mot josi btemi eya zftwka nra hji gen bka bzuh sb eyu xaluka politica mes tzarbka ewy 2 mot Eritrea 🇪🇷 ktnbr eya 4:: ab Enda sltna ktkyd dlka kb kbrat nb hsrat 😢😢💔💔😡
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 11 ай бұрын
እቲ ዓቢ ዓወትካ ትምህርቲ ምኽሳብካ ካብዚ ዝዓቢ ዓወት የሎን ብኡ ቀጽል
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 11 ай бұрын
ጆሲ ፍትሒ ብእምኒ የለን ፍትሒ ብውዳቢታት ኢዩ። ኤርትራ ዊ መንነት ንምጥፋእ ኢዮም። ኢቶም ሓለፍቶም ዝበልካዮ ብኡውጅTDF ኢና ኢሎም ንዓባይ ትግራይ። ይሕሰም ይጥዓም ሃገረይ‼
@nosacurry4257
@nosacurry4257 11 ай бұрын
You doing the best bro keep it up ❤
@Solvlove495
@Solvlove495 11 ай бұрын
Rezin seb kemaka ybzuhulna
@daniwediGahs
@daniwediGahs 11 ай бұрын
Xbuq meglexi ❤❤❤
@biniamghile9925
@biniamghile9925 11 ай бұрын
Good job 👏 👍 👌 Think about eritria my brother ❤❤❤
@Fb-hv1zq
@Fb-hv1zq 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@estiyakoesti6700
@estiyakoesti6700 11 ай бұрын
ስቅ ምባል ይሕሸካ ራኢካ ሕማቅ እዩ
@Solvlove495
@Solvlove495 11 ай бұрын
Rezin seb kemaka ybzuhulna,nenatka aynet tewhubo alo
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 11 ай бұрын
100%I agree with you ከይድግፍ እንታይ ሪኤ ከይቃወም ምስ መን ኣንጻር መንግስቲ ድዮም ወላስ ኣንጻር ሃገር ዝቃለሱ ኣይርደኣንን እዩ
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 11 ай бұрын
Neti mengisti ztsheflikena zelo.
@wegih9725
@wegih9725 11 ай бұрын
ሓያል ፈረስ ኣብ ቦታ ውግእ የብጻሓካ እምበር ኣይዋጋኣልካን። ባዓል ተወታፊ ጂ ስቱድዮ ባናና የርግጽዋ ኣለዉ ሰብ። እዚኦም ኣንጻር ህዝብን ሃገርን እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ።
@RashiAbdella-gc6mx
@RashiAbdella-gc6mx 11 ай бұрын
haweይ polotica gidafka ኤርትረአው qorihka timhirt kixelo new belo polotica eritreawinet kubur mininet..
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 11 ай бұрын
አርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷💖💪
@senaitzeremaryim4225
@senaitzeremaryim4225 11 ай бұрын
Aba rgex esu tra eyu zklom neziom dimokrasi delina yblu ab adi dimikrasi emni endaderbeyu
@Efrem.2024
@Efrem.2024 11 ай бұрын
Ertrawi meninet alo ilka teamn yewah barya ika
@Zeritkeygbllovemycountry364
@Zeritkeygbllovemycountry364 11 ай бұрын
Denkoro entay keynu zeyhili senef
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 11 ай бұрын
@@Efrem.2024 ሽዩጥ መንነት ዲካ😁
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 11 ай бұрын
​@@Efrem.2024Eritrea 🇪🇷 hager eya tigray zemotet kelel eya
@kibram6805
@kibram6805 11 ай бұрын
Kulu weyo u entetezarebka, entezeytezarebka zey wrdetin zelefan zterefeka suk ilka nabraka mrah.Edmen tenan ymneyelka🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤗❤️
@JosiasDenden
@JosiasDenden 11 ай бұрын
🙏🙏🙏
@maharitemebrahtom7930
@maharitemebrahtom7930 11 ай бұрын
Kulu dbelkayo haki eyu josiyas hawey kefiena delo dma bawraja mfllay adey adka mbal,slezi beti tkedo deleka akayda yhsheka btaemi tsbuk edmen tenan yhabka 🙏🙏🙏👍1000
@hagosgebar9006
@hagosgebar9006 11 ай бұрын
ጆሲ ዓቢስብ ❤❤❤❤
@kubromamenaygym9383
@kubromamenaygym9383 11 ай бұрын
Ja man bro ❤ Nihna eritreawiyn maxaina xalimtomo ❤❤
@yosiefhaile8415
@yosiefhaile8415 11 ай бұрын
Waww bravo ❤
@frewenygebreyesus4579
@frewenygebreyesus4579 11 ай бұрын
Yes Brother♥️🇪🇷👏
@berekethaile4779
@berekethaile4779 11 ай бұрын
Amlak yehalwane Politik naubolo❤❤❤❤
@kiros123
@kiros123 11 ай бұрын
ክክክ ጆሲ ፖለቲከና ክትከውን ኣይትኽእልን ኢኻ ፡ ምኽንያቱ ሓሳብካ ብቐሊሉ ክትገልጽ ኣይትኽእልን ኢኻ።
@omersalih5150
@omersalih5150 11 ай бұрын
Nahatu rebi aytekoweni ika
@mewaelmehari1861
@mewaelmehari1861 11 ай бұрын
Hafire beka kemzi mukanka
@mewaelmehari1861
@mewaelmehari1861 11 ай бұрын
Akmi yeblkan
@bahgialeni1183
@bahgialeni1183 11 ай бұрын
Keberka josi ezi memekneyta aykewnn eu awraja ykun mennetu mhtat entay xegem zelewo kulu zkqales tkikl aykonen
@heleng.6805
@heleng.6805 11 ай бұрын
Jo'ss I am proud of you .👍💙💙💙💙💙🙏🙏🙏.
@radiatehabtenegussie4754
@radiatehabtenegussie4754 11 ай бұрын
btavo behakii lebam 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@mikeasse5200
@mikeasse5200 11 ай бұрын
My brother I never commented anything before to anyone in KZfaq. But now I will say you are the best of the best not taking about Politics. But you always bring teaching topics on ur page that is smart of you, keep up the good job 👏 ❤
@mussiekibreab625
@mussiekibreab625 11 ай бұрын
Sdrana kertet elom,menti naxnet,kemu wen,Nluelawenet hager.kertet mebelina eti mknyat aytefakan eu ele eye zhasb.eti xegem ab botu enkelo.eti dembe tekawmo ka Tgray tewet koynu.josi bro edmen tenan ab srahka dm awet asalto ymneyelka
@yemane21
@yemane21 11 ай бұрын
selam neaka josi hawey kemey aleka absrahka dma asalto ymneyelka bzaba visa nab ethiopia kehateka delye neyre kab switzerland
@dahlak3739
@dahlak3739 11 ай бұрын
ጽቡቅ ዩ ሓሳብካ ግን ሓንቲ ክዉስኸልካ ኣብ ደምበ ተቋዉሞ ዓዲ ዶ ቦታ ዶ ትሕተት ዝበልካዮ ግድን ኢካ ክትሕተት ማለት ኣብ ዉድብ ክትዉደብ ከለካ ኣድራሻኻ፡ክትመልእ ሕጋዊን ግዴታዉን ዩ።ኣብ ኤርትራ ዉን በዛ ነብስካ ካብ ኣውራጃ ወይ ዞባ ክሳብ ዓዲ ኢካ መሊእካ ኔርካ ስለዚ ግድን ዩ፡መን፡ደኣ ሞ ክትብሃል ኣድራሻ ዘይምላእ ተኮይኑ? ካልኣይ ወላ ኣብ ዉዳበ ኣይትእቶ ኣብዛ ቻነለካ ኮይንካ ትምርቲ ተቅርበልና ዘለኻ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ስሕት ኢልካ ዉን ብዛዕባ ወጽዓ ሃገርን ዘናዮ ኩነታትን ኣፈታትሑኡን፡መደብ ግብር ከተብል ይግባእ ዩ።ናብ ዉዳብት ኢቶ ዝበለካ የለን ገዲፍካዮ ዉን ግን ኣብዛ ቻነልካ ቁሩብ ሕዉስ ከተብል ይግብኣካ ዩ ህጂ ዉን ኣሎ ግዜ በርትዕ ይብለካ።
@RGS905
@RGS905 11 ай бұрын
👌👌👌
@user-tu1ie6wh8u
@user-tu1ie6wh8u 11 ай бұрын
አነዉን ይሳማማዐላ እየ እዛ ፅሑፍ
@marikefela4913
@marikefela4913 11 ай бұрын
ኩቡር ሓወይ እቲ ሒዝካዮ ዘለካ ትምህርቲ ኣምላክ ኣብ መፈጸምትኡ የርእኻ። 1.ግን ክሓተካ ተቃዋማይ ኢየ ትብል ኣለኻ ጸገም የብሉን ኽትቃወም ክትድግፍ መሰልካ አዩ። እቲ ጸገም ግን ኣውርጃውነት ኣይድግፍን ኢየ ትብል ኣለካ እዞም ኣብ ጊሰን ከዕገርግሩን ከንገርግሩን ዝወዓሉ እኮ ኣውራጃውያን ኢዮም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ኢዮም ከመይ ድኣ ድጊፍካዮም 2. ወታሃደር ኔረ ትብል ኣለካ ስድራኻ ውን ተጋደልቲ ኔሮም ንስለ ሃገር ዝሰንከሉ ኢዮም ። እቶም ንስኻ ተቃለስቲ ኢዮም ትብሎም ዘለኻ ነቲ ናይ ወለድካ ታሪክ ዘቓሽሹ ዝለገጹ ኢዮም ። ከመይ ድኣ ነቲ ናቶም ግብረሽበራ ትድግፎ ኣለኻ። 3.ህግደፍ ዓማጺ ኢዩ ትብል እንተ ሃሊኻ ስለምንታይ ብረትካ ደርቢኻ መጺኻ ህግደፍ ኣብ ጊሰን ወይ ኣብ ስተኮልም ኣሎ ኢሎምኻ 4. ንፍትሒ ትቃለስ እንተ ሃሊኻ ከ ብደንጎላን ብኻራን ኣንዳ ሃረምካ ድዩ ስብ ኣብ ድሌቱ ይእመን እንታይ ጸገም ኣለዎ። ፍትሒ ሰባት እንዳ ጋዕጸጽካ ንፍትሒ ይቃለስ ኢየ ምባል ይኣክል።
@titirezene7445
@titirezene7445 11 ай бұрын
Josi etom besm fethi neamat Zeranayom adiyom gedifom hatnaom koynuna alo nesom kea hagerey mes Eretrawi ente eleka degafi eti serat yebluka Esom elamaom neta xaeda xelam eya elom yenkuxuka bejeka hagrey mebal kale ayewaxanan eyu👍
@mahariabraham3773
@mahariabraham3773 11 ай бұрын
Josi ezi adi wey awuraja adi mkanka zhatetkuka, eritrawunetka nkfeltu bkemey kfwltu ykelu Wedi kalie zega ktkewun sle tkeil, dhri baytaka keyfeletu bkemey msaka kqalesu❤
ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ Josias denden
25:42
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 55 М.
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 20 МЛН
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 24 МЛН
ከምዛ ናተይ ከይተጋጥመኩም ተጠንቀቑ  Josias denden
11:38
Ney#German#funny#news#keb adis.. neb.. German
3:12
Blue Revolution Media
Рет қаралды 5 М.
Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
26:42
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 75 М.
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 229 М.
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН