ባድመ 12/12/200 ብወግዒ ንኤርትራ ተዋሂባ ኣብ ታሕቲ ጽሑፍ ኣሎኩም ኣንብቡዎ-MeQalihDimtsi_Ertrawyan

  Рет қаралды 426

Eritrean Unity Worldwide EPLF1

Eritrean Unity Worldwide EPLF1

3 жыл бұрын

مبروكْ : في مثلِ هذا اليومْ ( 12-12-2000) كانتْ "إتفاقيةُ الجزائر " !! ومنذُ ذلكَ الوقت رفضتْ " زُمرةُ الويانيْ ) تنفيذها وماطلَتْ وتآمرَتْ وخَطَطَتْ مع شركائها وعملائها !!( ويمكرونَ ويمكرُ اللهُ واللهُ خير الماكرينْ ) 😎 ليكونَ تنفيذالإتفاقيَّة بعد مرور 20 عاماً عبر " إتفاقيَّةِ أسمرا " في ( 8-7-2018) و" إتفاقيَّة جدَّة " في ( 16-9-2018) وليدخلَ " الجيشُ الإرتريُّ " البطل " بادمِّيْ " وباقيْ المناطق التيْ حكمتْ لنا بها " محكمة العدلِ الدوليَّة " في " لاهايْ " في 22 -4-2002 بمجوجبِ تلكَ " الإتفاقيَّة " في " الجزائر " ,, والتيْ وقَّعها رئيسُ " زُمرة الويانيْ " حينذاكْ " ملَّسْ زيناويْ " الذيْ " غادر الدنيا " في 21-8-2012 ,, وهاهيَ الآن يأتيْ يوم " إستعادة الأرضِ الإرتريَّة" و"فرض السيادة " على تلك المناطق بعد أنْ تمَّ دحرُ " الزُمرة الحاقدة " ,, و ذهبتْ " أدراجَ الرِّياحْ " غير مأسوفٍ عليها !! وبعد 22 عاماً من بداية " الحرب الحدوديَّة " والتيْ كانتْ " تُخفيْ " الزمرةُ " وراءها مؤامراتِها ومَنْ ساندها ولفَّ لفها طوال تلك السنوات التيْ شهدتْ صموداً أسطورياً للشَّعبِ والحكومةِ الإرتريَّة ،، فـ " سُبحانُ مغيِّر الأحوالِ وهازمِ الظُّلمِ والجبروتِ والأدِّعاءْ والكذبْ والغدرْ .
ሎሚ 12/12/2000 ኣብ ታሪኽ ኤርትራ! ታሪኻዊ ናይ ሰላም ስምምዕ ውዕል ኣልጀርስ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ #ናይ_መወዳእታን_ቀያድን_ስምምዕ_ብወግዒ_ተፈሪሙ። እታ ከም ጉልባብ ኣርእስቲ ዝጥቀሙላ ዝነበሩ ባድመን ከባቢኣን ናይ ኤርትራ ምዃነን ኣብ ቅድሚ ዓለም ብሰነድ ተረጋጊጹ።
CONGRATULATIONS TO BOTH TWO COUNTRIES
Today December 12 in Eritrea|a History. On Dec. 12, 2000 Eritrea & Ethiopia signed the Algiers Peace Agreement in Algeria to settle the border dispute and related claims by an independent commission's #Final_and_Biding awards. Badme and its environs are officially belong to Eritrea.
ኣብዚ ዕለት፡ 12 ሕዳር 2000ዓ/ም፡ ዉዕል ኣልጀርስ ሰላም ኤርትራ ኢትዮጲያ፡ መንግስታት ክልቲአን ሃገራት ዝኸተምሉ ታሪኻዊ ዕለት ኢዩ ኔሩ።
እዚ መስርሕ ምቁራጽ ተጻብኦን፡ ኣጣቃላሊ ሰላምን፡ ካብ ወርሒ ግንቦት 2000ዓ/ም ጀሚሩ፡ ኣብዚ ዕለት ንኽተም ዝካየድ ዝነበረ ልዝብ፡ ጃንዳ ወያነ ብኩሉ መኣዝናትን ን3-ተኸታተልቲ ወራራትን ፈቲኑ፡ ብኩሉ ዘፍ ምስ በለ፡ ቅድሚ ኩነታት ዝተሓሰሞ፡ "ፍታሕ ኣብ ጠረጴዛ" ዝተቀበለሉ እዋን'ዩ ኔሩ።
እረ፡ ኣብ መወዳእታ ግንቦት፡ ጃንዳ ወያነ ኪናት ሳልሳይ ወራር ብወግዒ ከም ዘብቀዐ ኣዊጃ ክንሳ፡ ንልዝብ ኣልጀርስ እንዳተመላለሰት ከላ፡ ንማሕበረሰብ ዓለም፡ "ሓንሳብ ተጸበዩና፡ ጥዑም ከነስማዓኩም ኢና" ብምባል፡ ብመሪሒነት እዚ ኣብዛ ምድሪ ሕጂ ዘየለ፡ ጀነራል ሳዓረ ሞኮንን፡ ብወገን ግንባር ቡሬ ንዓሰብ ንምሓዝ፡ ናይ ቃጻን ሃንደበታዉን ኪናት ዝወለዓትሉን ዝፈሸለትሉን፡ ናይ ታሪኽ ሓተላ እዉን ኢዩ።
ኣብ ድርድር "ልዝብ"፡ ከተሽክዓና፡ ካብ መጀመርትኡ ብኩሉ ኢያ ፈቲና!
ዉዕል ኣልጀርስ፡ ሰላም ኤርትራ ኢትዮጲያ፡ ነቲ ናይ 01 ጥሪ፡ 2002 ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራ ኢትዮጲያ (EEBC 2002)፡ መሰረት ዝነበረ ኢዩ። ባድመን ከባቢኣን፡ ድማ ንኤርትራ ተበየነ።
ስጋ ወዲእካ ዓጽሚ፡ ፍርዲ ሰሚዕካ ፈጽሚ ስለዝኮነ ከኣ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ 2002 ዝተወሰነ ቀያድን ናይ መወዳእታን ብይን ኮሚሽን ዶብ፡ ብህጹጽ ክትግበር፡ ብኣሻዳንነት ኣሜሪካን ኣሳሳይነት ጃንዳ ወያነን፡ ነቲ ሰራዊት ኢትዮጲያ ኣብ ዝተወሰነልና ልኡላዊ ግዝኣትና ክዕስክር ዝተገብረ ድማ፡ ዓመት መጸ ባይቶ ጸጥታ ሓላፍነቱ ከልዕል ክትጽዉዕ፡ ዓንገረር ኢላ ኢያ።
ሽዑ ዝሰምዕ ምስ ተሳእነ፡ ዘይከም ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ትግራይ ዉን ለባም ምስ ተሳእነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንጃንዳ ካብ ኣዲስን መቀለን ኣልዒሉ ጉሒፍዎም።
ቁምነገር፡ ካብ መንገዲ ቁምነገርካ ሰተት ኢልካ ከየላገስካ ምጓዓዝ ኢዩ፡ በዚ ኣጋጣሚ ብዉዲትን ታህዲድን ከይጃጀወ፡ ብ"ድርድርን" መጻወዲያን ከይተዳህለለ፡ ሰጊሙ ዘሰጎመ መሪሕነት ባሕሪ ነጋሽ፡ ዘበናዊት ኤርትራ፡ ኪኖ ምስጋና፡ ንሕበን።
#ERi_TV_Eritrea #ERITREAN_MEDIA_NETWORK #Eritrea_EmbassyMediaa -MeQalihDimtsi_Ertrawyan
NationalEr Interest

Пікірлер
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 12 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 103 МЛН
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
EMS Special የሸዋ ፋኖ በደብረ ብርሃን ዙሪያ Sun 21 Jul 2024
12:09
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 126 М.
Nico’s new friend!#nico #smartnico #funny #dog #cute
0:24
Nico_thepomeranian
Рет қаралды 19 МЛН
え、、、!
0:11
美好秋人
Рет қаралды 12 МЛН
Зловив цю істоту в себе на городі
0:26
РІКАРДО
Рет қаралды 2,1 МЛН