ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧

  Рет қаралды 131,320

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

ባህልታትና ንፈልጦም ዲና፧
Subscribe
/ mahderproduction
Follow on Facebook
/ mahderproduction
Instagram
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
/ 100008694858215

Пікірлер: 1 800
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ጥይት ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ እስከ #like
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html
@koala10ish
@koala10ish 4 жыл бұрын
ሙሽሙሻት ኤርትራውያን፣ ገና ኣብርሃም ኢሳያስ ንሓምሳ ዓምት ክገዝኣክን እዩ!!! ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ብነገስታት ጀጋኑ ተጋሩ እያ ትግዛእ!!! ኢሳያስ ሓውና ንትግራይ ሃገሩን ህዝቡን እምበር ንጋዕጋዓት ኤርትራውያን እይሰርሕን!! ሓደ ጂግና ትግራዋይ ከም ኣባጊዕ ከምድላዩ እንዳእላኸዓ ይገዝኣክን ኣሎ ደም ስጋብ ዝጥዕመክን!! ሙሹሙሻት፣ ህውሓት እዩ ኤርትራ ነጻ ኣውጺኡልክን። ጀጋኑ እንተ ትኾና ከምትብልኦ፣ ሓደ ቴምቤናይ አምብሳ አብ ርእስኽን ኣይምሸነልክንን!! ኣብ ትበጽሕኦ የብልክንን!! ኢሱ ቴምቤናይ ሓውና ኽዓ ልዓመታ ቀይሕ ባሕርና ከረክበና እዩ። ዕልልልልልል!!!
@fiimon554
@fiimon554 4 жыл бұрын
ባህልና ዝፈቱን ን ዳኒ ዝፈቱን ኣብዛ ታሕቲ ላይክ ኣዲኑ ደቂ Eri
@betromnegassi9270
@betromnegassi9270 4 жыл бұрын
ንባህለይን ንዳኒን ምፍታወይ፡ ምስ ንዓኻ like ምግባረይን እንታይ የተሓሕዞ?
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu kzfaq.info/get/bejne/l6yUarF8sq2Yio0.html&feature=share
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 4 жыл бұрын
ንዳኒ ኣይጸልኦን እየ፣ እንተ እዛ ቪድዮ ግን ኣይግድን
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 жыл бұрын
እዛ ወዲ ጥይት እያ ምሳይ ትሰማምዑ like#
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ጥይት እዩ ። ካብ ኣዘራርባና ንተኣረም ፡ እዛ ናይ ጓል እዩ ሓወይ ናተይ ።
@fnanteame7629
@fnanteame7629 4 жыл бұрын
Kabzom ab medya wexiom felata Ena enabelu kxarefu zwelu aykonen Bela medeb eyu zeqrb Vorbild nbuzhat ykewn eyu just Respect
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 жыл бұрын
ከይትምንቁሰካ ግን ተጠንቀቀላ
@eseyasgrmay5102
@eseyasgrmay5102 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ጥይት
@honorscore629
@honorscore629 4 жыл бұрын
Nay bhaki fenji dkone menesey anes kem beal izi belih nay hmamey mhlawna hugus ye keygeremeni gn ayterefen bro keep going I'm your security👏🏾💪🏾💎👑👈🏽
@salmsalh6668
@salmsalh6668 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።Bravo
@bemifnn9770
@bemifnn9770 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ክትታባባዕ ዝግባካ መንአሰይ ኢካ ኣቦ ባህሊ ትግርኛ ኣጆካ ቀጽሎ አዝጋቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@nasirjemal311
@nasirjemal311 4 жыл бұрын
Yekreta bkemey mengedi eyu ktebabae zelewo bezi bahli tigrigna elki kulu bherat zkonenkyo.endhr teredieki eti melekti wegen zeynebero nay mulu hzbi eritrea eyu neru ember.dani hzbi wekilu eyu zzareb zelo malet eritrawnet endhr astewelki semikiya kbrti hafti.ember wela ane tigrigna eye kalie kanka yebleyn begekiu.eta kendi melektey neaki gn b kulu hbrete seb eritrea hbnti nktkoni ye.tetegagie degime yekreta haftey yehwat
@samuelberhane8737
@samuelberhane8737 4 жыл бұрын
Amazing analysis. He is too young and gave us a good wake up call that we never thought before. God bless you young brother.
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu kzfaq.info/get/bejne/l6yUarF8sq2Yio0.html&feature=share
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 жыл бұрын
ብርሃን ገጹ ተሻቂለ ቀንየ ጠፊእካ፡ ብዕድመ መዘናይ ኢካ ግን ሓቂ ንምዝራብ መምህረይ ኢካ፡ መንእሰይ ብሙልኡ ኣብ ጎንካ ኢዩ ዘሎ ቀጽል ኣጆካ ።
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 4 жыл бұрын
100% ሓቂ
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 жыл бұрын
@@berekettewelde9688 thank u bro
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፊሊ ሓወይ ኣነ ከምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ።
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 жыл бұрын
@@user-xj2jd2gn1g ነዚ መንእሰይ ካብ ቖሎ ጥጥቆ ናይ ባዕል ነሽነሽን ኣድሓነትን ከድሕንዎ እዮም ባዓል ዳኒ ንፉዓት
@yonaswem3473
@yonaswem3473 4 жыл бұрын
Nay behaqi bro
@michaelasefaw8865
@michaelasefaw8865 4 жыл бұрын
"ሸያብ ዓቢ ኢልካ ኣይትጸውዕ፡ለባም ጸውዕ" ዝብልዎስ ከም'ዚ ከማኻ ኢዩ። ጽቡቕ ስራሕ፡ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ።
@joegr5323
@joegr5323 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓውና ትምህርትካ ብጣዕሚ ዓሚዩቕ፡ ብሱል፡ ሓቀኛ፡ ቅቡል፡ ገሳጺ፡ መሃሪ፡ ሓላፍነታዊ ኢዩ። መጽናዕቲ ዝሓለፎ ይመስል። እንተኮነ ከምዚ ናተይ ገይሩ ኩሉ ሰብ ክርዳኣካ ተስፋ ይገብር። ብፍላይ እዘን ገለገለ ኣሕዋትና ግርምም ኣደብ ዘግብረን ይደልያ ኣለዋ ፡ ክንደይ ግዜ ክንሓፍረለን ክክክክ
@adudumekseb6656
@adudumekseb6656 4 жыл бұрын
You are very genius keep it up! We need people like you to give education to this young generation. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@daveking3696
@daveking3696 4 жыл бұрын
ኣሻቂልካኒ ቀኒካ መምህረይ ጠፊእካ፡ ከምዚ ናተይ ዳኒ ብምድንጋዩ ዝተሻቀለ እስከ like ይግበር።
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
dave king kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html
@geduldnur2574
@geduldnur2574 4 жыл бұрын
እድመ ይሃብኪ መራር ከም ሽርባ እስክ መጽሓፍ ክሕትም ሞራል ንሃቦ ክንሕግዞ ትብሉ like
@alemghezehey7025
@alemghezehey7025 4 жыл бұрын
I will contribute my part
@rustomgebremedhn701
@rustomgebremedhn701 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓውና ግዜ እንተ ሃሉይካ፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ትምህርቲ ተትህበና ደስ ምበለና ፡ በቲ ሓድ ወገን ድማ ተምህርቲ ምቐሰምና። ብዝኮነ ብታዕሚ ዝነኣድ ስራሕ'ዩ!
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ነጸላይ ሲ ሎሚ ተመስኪሩልኪ።ተመስገን
@deaconshumamdi6463
@deaconshumamdi6463 4 жыл бұрын
ቡሩኽ ኩን ጥበብ ዝመልኦ ልቦና ኣሎካ ልዑል ኣምላኽ የዕቢኻ።
@faresomer1011
@faresomer1011 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ፡ ካብቶብ ኣብ live ወጺኦም ምሉእ ምዓልቲ ነዚ መንእሰይ ባህልኻ ተወሪርካ፡ተዘሚትካ፡ እንዳበሉ ክጭድሩ ዝውዕሉ ከምዚ ጌሮም ባህሉ ብሉጽ ሙኻኑ ክምህርዎ እንተትውዕሉ እንዳተሓጎሰ ንባህሉ መኽበረ። ብሉጽ ስራሕ ወዲ መምህር።
@jonejoni256
@jonejoni256 4 жыл бұрын
ቀዳማይ ኣነ ጽሒፈ ሎማዓንቲ እታይ እዩ ቱርጉሙ ግን ቀዳማይ ምጽሓፍ ላይክ ግበርለይ ከም ሰበይ
@firiyatyemane
@firiyatyemane 4 жыл бұрын
ዘሓወይ ንተሓጋገዝ subscribe ክገብረልካ ሞ subscribe ትገብረልይ ዶ?
@samisami6513
@samisami6513 4 жыл бұрын
@@firiyatyemane bhaqi zerebaka des iluni ane subscribe aydeln eye neaka gn gierelka aleku
@dejendejen2276
@dejendejen2276 4 жыл бұрын
Anbibka do xhifka welas ms xehafka xihfka hawey kkkk
@firiyatyemane
@firiyatyemane 4 жыл бұрын
@@samisami6513 Betami Thanks Zhawey
@ELNAR93
@ELNAR93 4 жыл бұрын
ዳኒ ሃወይ ብሓቂ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ዝህበካ ጽቡቕ ትምህርቲ ደጋግማ እዚኣስ ኣገዳሲት ኣርእስቲያ የዕምቇ
@filibronl561
@filibronl561 4 жыл бұрын
ብትግርኛ ትሕበንን like ንወዲ መምህር ሃብለይ ደቂ ኤረይ
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 4 жыл бұрын
We are really really proud of you. A very smart young 🇪🇷 Eritrean. Keep going. 👏 Bravo
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 жыл бұрын
በዚ ሕጂ ሳዓት ከምዚ ዓይነት ለባምን መስተውዓልን ቆልዓ ምርካብ ከቢድ እዩ ብሓቂ ኑፉዕ
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu kzfaq.info/get/bejne/l6yUarF8sq2Yio0.html&feature=share
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢካ ጽፉፍ ኣቃራርባ ኢካ ትክተል ንዕብየት ቃንቃ ብፍላይ ጽቡቅ ሰብ ዝሕግዝ እዩ መደብካ
@zementmt6700
@zementmt6700 4 жыл бұрын
እዛ ጉዳይ ከነዕሙቓ እና። ብሓቂ እዝኣ እያ ክትዓሙቕ ደለዋ እሞ ዳኒ ብቐዳምነት ትምህርትኻን ፍልጠትካን ንምዕባይ ከይቲ ሕለል ናይ ትምህርትኻን ትማሃረሉ ግዜን ብምኽባር ኣብ ትርፊ ግዜኻ ግን ቡዙሓት ተማሃሮ ንጽበየካ ኣለና እሞ ቀጽሎን ቀጻጽሎን
@johngidey8977
@johngidey8977 4 жыл бұрын
ናይብሐቂ ኑፋዑ ሐወይ ክብረት ይሀብካ አይ ትፋአና ጥራይ
@Rahel248
@Rahel248 4 жыл бұрын
ብራቮ ዳኒ ሓውና ተባረክ ፅጋ ኣምላኽ ይብዘሓልካ, 💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍💓💓👍💓👍💓👍💓💓
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
ጋል ሰንዓፈ ወርቂ kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::kzfaq.info/get/bejne/erGJZs5jyLOriYk.html
@sevhilkuku181
@sevhilkuku181 2 жыл бұрын
ጎቦዝ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ
@malhabib357
@malhabib357 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ_ዳኒ _እስከ_ ላይክ_ ዳኒ ኣስላዊ እስካ ብጣዓሚ ሓያል መንእሰይ_ኢካπ€Samrt boy really you are right boy Thanks you keep going👍🏿
@Ibrahimsalh.
@Ibrahimsalh. 4 жыл бұрын
ብራቮ ዳኒ ቀጽል ብጣዕሚ ገላጺ ዝኮነ መደብ።ጊን ሓንቲ ኣላ ኣስተዉዕለላ ኢካ ብዛዕባ ትግራይ ጎሮበትና ኣይትዛረብ ምክንያቱ ንሶም ተደልዮም ክዛረቡ ይክእሉ ኢዮም መሰል ኣለዎም ባዕሎም ክሳብ ዘይ ተዛረቡ ምግዳፍ ትሕሸካ።ካሊእ ቀጽል ኣብ ስሚዒት ከይ ኣተካ ከምዛ ናይ ሎሚ ኣብ ስራሕ ኣሳልጦ ይምነ።
@fnanmicheal3156
@fnanmicheal3156 4 жыл бұрын
ክንዲ 1000 ኤርትራውያን ካብ ኣብ ሜድያታት ወጽዮም ዝዛረቡ ሰባት ኢኻ ንስኻ። እትሃንጾም ሓሳባትን እትዛረበሎም ኩሎም ኩርንዓት መካትዒ ዘይብሎም ኢዮም ። ብናተይ ኣረኣእያ ከኣ ፡ ካብቶም ለባማት ኣብ ማስትሜድያ ዘይነበረ ግን ከኣ ብዙሕ ሕማቅ ምስ ረኣኻ ክትእርም ኢልካ ዝመጻኻ ኢኻ ።ቀጽሎ ግን ኣብ ሰሙን ክልተ ወይ ሓደ ቪድዮ እንተትዝርግሕ ጽቡቅ ኔይሩ። ብዙሕ ምስ ተማሃርና ።
@user-ng6et1en7r
@user-ng6et1en7r 4 жыл бұрын
Kndi 100,000 belo ember jgna yu bejaka i love him ❤
@user-tu3ox5mt9r
@user-tu3ox5mt9r 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጂግና መንእሰይ ❤❤❤❤🇪🇷❤😘✌️
@user-qd1fu1ih7k
@user-qd1fu1ih7k 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ኣነ ነዓኻ ኪርኤካ ከለኹ ጥራይ እየ ትግርኛ ምዃነይ ዝኮርዕ ። THANK YOU DEAR BRO
@abelabi6782
@abelabi6782 4 жыл бұрын
neay ke bro hhh
@yobiz3370
@yobiz3370 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብሱልን መሃርን ፣ ብጣዓሚ ነመስህነካ ዳኒ ሓወይ በርትዕ ።
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 жыл бұрын
እምባእ ከማኻ ኣየጋጠመንን። ኣደ ወሊዳ ትምከን። በል እስከ ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ።
@wwicxxcx805
@wwicxxcx805 4 жыл бұрын
Wala ane
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 жыл бұрын
Daniel , you are absolutely wise. Keep teaching our youngsters generations Eritreans,Pleas ur speech is excellent if our society could understand them. May God bless you for ever.
@sadorer586
@sadorer586 4 жыл бұрын
My goodness this guy is genius, love him🤍💛
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣበሳ ዳኒ ናዛ ናይ ባህልና እሞ ወጺና ኢና ዘለና ብፍላይ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍልማ ባፍናይ ናይ ኤርትራ ክንደይ ግዜ ተዛሪብናየን ኣይሰምዓን ኢየን
@merihsolo4025
@merihsolo4025 4 жыл бұрын
ኣነስ ባህሊ ትግሪኛ ከሕፍረኒ ማዓት'ዩ ኔሩ፡ ካብዛ ናይ ዳኔኤል ዘረባ ሰሚዐ ግን ብምሉአ ርአሰ ትኣማናንነት ጌረ ልዕሊ ማንም ፈተዪ። ደጊም ኣነን ባህለይን።
@gazella2867
@gazella2867 4 жыл бұрын
ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም ሰብ ይነብርካን ህጂ ግን ሰብ ኮንካ ማለት ዪ congrats zearkey sorry ካብ ሃሊዮት ዪ ኣይተሳረፍኩን ኪቡር hawey.
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 4 жыл бұрын
Congra
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
እንቃዕ ደስ በለካ፡ ብባህልኻ ምኩራዕ እቲ ኣብ ዓለም ምስቶም ቀዳሞት ዝስርዑ ዝበለጸ እዩ።
@helen99084
@helen99084 4 жыл бұрын
ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም Ane kab zefeter abe hiwet be nebsey wey be bahley hafire ayfeleten. Nebseka mes tetheta tray eyu zekone neger tesele. Example, sebat, haymanot, alet, etc.
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@helen99084 ናይ ብሓቂ ኣነ ከማን ብባህለይ ሓፊረ ኣይፈልጥን ሞንያቱ ባህልና ናይ ኣቦታትና እምበር ናይ ባዕዳውያን ኣይኮነን።
@weditseguboy3799
@weditseguboy3799 4 жыл бұрын
ናይ በሐቂ ብሱል ዘረባ እንታይ ክወጾ ዳን በዓል በልሕ አእምሮ👍👍 አብ ሂወትካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ::
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 жыл бұрын
*ንየማን ዝመርሕ መምህር ወሎዶ*
@tirhasabraha1300
@tirhasabraha1300 4 жыл бұрын
እዋይ! ከመይ ዝበልካ ጅግና ኢካ ፡ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ቀጽሎ ዝሓወይ
@RemHanKidsShow
@RemHanKidsShow 4 жыл бұрын
What a revelation. God bless you more and more dear.(Fiyori)
@user-ux5yx5iz4n
@user-ux5yx5iz4n 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርኽካ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ጎበዝ ዝሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ።
@darsamussa44
@darsamussa44 4 жыл бұрын
You are so wise person I am very happy when I listening like this great idea. If I have amharic or Tigrigna kyboard it was very easy for me but I don't have it. Lebam ikha qaxil tray jobsite brtue ikha.
@tedyaron5885
@tedyaron5885 4 жыл бұрын
ኣንቱ ሰባት ንዑ ኣብዛ chanelle ኩቡር ሂያብ ብነጻ ተጋበዙ!! ከላ ዋእ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@f.tesfay7076
@f.tesfay7076 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ክንደይ ኣብ ልሳንካ ኮይኑ ክንደይ ሰናይን ጽቡቕን ኣዛረበካ። ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ ። ነዕሙቃ እወ ደኣ ነዛ ጉዳይ ። ባህልና እወ እዚ ክቡር ካብ ክቡራት ኣቦታትናን ካብታ ክብርቲ መሪትና ኤርትናን ዝተዋሃብናዮ ክንዕቅቦ ኢዩ ዘለና። ነዚ ክንገብር ከኣ ክንንተሓጋገዝ ኢና ዘለና።። ብሓቂ ክቡር ባህሊ።
@abrahamadhanom7117
@abrahamadhanom7117 4 жыл бұрын
ኣነ ከምዚ በሊሕ እዚ መንእሰይ ኣይራኣኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ።
@fanifani9577
@fanifani9577 4 жыл бұрын
Omg You are genius Dani hawey keep going! We are learning a lots of things from you.
@user-tx9su8hq6g
@user-tx9su8hq6g 4 жыл бұрын
ናትካ ክሳብ ህጂ ዘቅረብካዮ ቅቡልን ምጽናዕቲ ዝሓለፎን ዩ ብሮ 100% ሕንቲ ጸገም ኣለትካ ንሳ ክኣ ግዜ ዘይትህበና ሙካንካ እዩ ማለት ኣብ ወርሒ ልዕሊ ወርሒ ተጸቢና ኢካ ትመጸና ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግዜ ክህልወካ ይክእል ይከውን ዩ ምስ እዚ ዘሎ ሕማም ስለዝስ ኣብዚ እዝንና ካብ ፍልጠትን ካብ ጽቡቅን ምስማዕ ብቃንቃ ኣዴና ባህልና ኮታስ ኩሉ ደው ኢልሉ ዘሎ ግዜ ሓሳብካ ክም መድሃኒት ወይ መጽረይ ነቲ ዘዘርከበ ዝዕንድርሉ ዘለዉ ኣኣዛና ክትፍዉስ ሲ ትዱንጉየና ኣለካ ዘየለና ከንጸንሓካ መክንያቱ መድሃኒት ኣብ ግዚኡ ዩ ክውሰድ ዘለዎ ሓሳበይ ረረዲካ ይከውን ምሳኻ ኣለና ሞ ምሳና ምህላውካ ንምርግጋጽ ኣብ ጎንና ደው ኢልካ ፈውሰና ኣብነት ፍናን ኣፕ በቲ ብዙሕ ፍልጠትካ ነቶም ዘይፈልጡ ደው ኣብለልና ።
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu kzfaq.info/get/bejne/l6yUarF8sq2Yio0.html&feature=share
@rezene7448
@rezene7448 4 жыл бұрын
ቋንቋ*
@michaelmengsteab
@michaelmengsteab 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጎቦዝ (ብሉጽ) ቀጽሎ ጽቡቅ ትምህርቲ ሓውና።
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 жыл бұрын
ትግርኛ ምካንካ እትሕበንን ፡ንሕና ክንህሉ ማለት ከም ህዝቢ ትግርኛ ዝተከፈለ ዋጋን ዘፈለጥ ፡ብትግርኛ እንተተወዲብና ጥራይ ሃገርና ከምእንድሕን ዘኣምን ሰብ እንተሃልዩ ዓሸራኡ ኣብዚኣ ይግደፍ ።
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 жыл бұрын
አዚ ሰሪሕካዮ ደለኻ ዕትሮ ጺቡቅ አንዲዩ፥ ከም በሃሓዲሽ ሰባቢሪና, ተሃጋጊዚና ሚስ ካሎት ዕትሮ ዲሰርሑ ቢሄራት ኒሓዊሶ, ኣዚዩ ጹቡቁን ሙቹእን ኺኾነሊና አዩ.
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 жыл бұрын
@@hermonghebremichael7635 ኣባሃሃላይ ግድን ንሕና ጥራይ ክንውደብ ኣሎና ማለት ኣይኮነን፡ኣብቲ መነነት ግን ሕቶን ርእይቶን ዘይብላ ናይ ትግርኝ ኢያ።
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 жыл бұрын
@@nohnoh4127 Eritrea መኒነት እዩ. ቲግሪኞ ከኣ ቢሄር አዩ፥ እዚ ኣይቲቅበሎን እካ ማለት ዲዩ፧
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 4 жыл бұрын
ዓለም'ኒ ፉቁራት ቲኹን Eritrea meninet aykonen” n’abinet anen hade rashayda wey kunama bsaesiet bQuanQa hade aykonan slezi Eritrawnet meninet zeykone Ziegnet eyu!!!
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 жыл бұрын
@@mikigoldenboy Eritrea ዤጊነት. ቲግሪኛ፣ ኹናማ፥ ቲግረ, kea ቢሄር or meninet እዩ. is this acceptable now
@Mera.habeshawi
@Mera.habeshawi 4 жыл бұрын
ዳኒ እቲ ኩሉ ናይ ባህልና ኣፍልጦ ብምፍላጥካ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ባዓል ሙሉእ ተስፋ። √
@africaafrica3915
@africaafrica3915 4 жыл бұрын
ባህልና ክምለሰልና ኣለዎ ኣቱም ሰባት
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
africa africa ንምንታይ?
@africaafrica3915
@africaafrica3915 4 жыл бұрын
@@pastorfred2048 ጉዕ ባህልካ ዘይዓቀብካ ደኣ ናይ መን ባሃሊ ትዕቅብ ትሓስብ ኣለካ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
africa africa እኮ ንምንታይ?
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 4 жыл бұрын
ባሓቂ ቡሉጽ መንእሰይ ኣጆካ በርትዕ ከምዞም መወዳእታ ናብ ሃለዉሎው ዝኮዱ መናእስይ ከይትከይድ ኣበርቲዕካ ስራሕ ንሕና ድማ ኣብ ጎድንካ ኣለና ካባካ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ብሕጂ ቡዙሕ ራኢ ዘለካ መንእሰይ ኢካ
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
ኣነስ ዘረባ ክትጅምር ከለካ ስቅ ኢለ ይሰምዐካ ማራ እካ ለባም መስተዋዓሊ ደጊመ ከመስግነካ ይደሊ *ባህልና ክብሩ እዩ*
@kubromfsahatsion4270
@kubromfsahatsion4270 4 жыл бұрын
You are coming with apoint after amonth or aweek , i am proud of u The other chanell are coming every day with out apoint and they disturb our society. So thanks bro
@hafar3844
@hafar3844 4 жыл бұрын
For me, you are an articulate young intellect and I like to let you know that I have learned a lot from your concise and informative contents. Please keep sharing us your deep inlightment on various issues. You are also among a few young people who are capable of influencing others with a rational and thoughtful ideas. Thanks!
@tesfausinqey1814
@tesfausinqey1814 4 жыл бұрын
Bravo betami xubuq gerkea gelixikayo👍😍
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 жыл бұрын
ላይክን ኮምንት ሼርን ብምግባር ነታባባዓዮም ነዞም ጅጋኑ መንእሰያት ትግርኛ ።
@samemekseb5650
@samemekseb5650 4 жыл бұрын
ብራቮ ናይ ሕማመይ ከምኡ ጌርካ ደኣ ናብ ንቡር ምለሰና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወኒ
@robielbrhane3544
@robielbrhane3544 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ ሩባይ proud of you ምስ ሓንቲ ገፍላው መሓዛይ፡ ኣብ ዝተራኸብናሉ ሓደ ካብቶም ኣርእቲ ዕላልና ኢኻ፡ እዚ ማለት፡ ብልሕካ፡ ርእሰ-ምትእምማንካ፡ ጽፈት ኣቀራርባኻ፡ ወዘተ ካብቲ ኣዝዩ ዝምስጠና ኢዩ፡ ብፍላያ ገፍላው መሓዛይ። ኣብ ሂወተይ እቲ ክገብሮ ዝሓልሞ ዝነበርኩ፡ ህየሳ ክሊፕን፡ ምንቃሕ መንእሰያትን ባኣኻ፡ ብንእሽቶ ሓወይ ምቅዳመይ ቁርብ ቂር ኢሉኒ፡ ሓውሲ ቅንኢ ተሰሚዑኒ፡ ግን ዓጊበልካ። ኣጆኻ በርትዕ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ብሓገዝካ፡ ኣሰርካ ክስዕብ። ሓውኻ Robiel brhane
@adiam7060
@adiam7060 4 жыл бұрын
Robiel Brhane ጋፍላው ድኣ ናይ ፍቅሪ ድያ🤔 gda zterefe rietotatka tesemamielu eye.
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 4 жыл бұрын
Geflaw bruh you so funny 🤣🤣🤣
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 4 жыл бұрын
እዚኣ ሕማቕ ወዲ ሩባይ እንታይ ንማለት እዩ
@adiam7060
@adiam7060 4 жыл бұрын
B B wedi Rubay malet dea wedi kebabiyey meteabitey.. Welhade xegem yeblan wedi gezawtey kem malet endialu
@robielbrhane3544
@robielbrhane3544 4 жыл бұрын
@@adiam7060 ገፍላው ናይ ፍቅሪ ኢያ ኣዱ ሓፍተይ ክክክክክ ከም መስሓቅ ማስያ ንጥቀመላ ኢያ
@Godiswithus5557
@Godiswithus5557 4 жыл бұрын
ተባረኽ
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ኣዝዩ ብሉጽ መደብ ኣምጺእካ ናይ በሓቂ ከየድንቁኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ግን ኣብዚ ምስ ባህሊ መንነት ሃይማኖት ብናይ ክልተ ሃይማኖታት ንምባልዩ ብፍላይ ንባህሊ ትግሪኛ ተሓለቅቲ ኢና በሃልቲ ስንኩፍ ግን ካኣ ሓደገኛ ዝኸነ ስነ ሓሳብ ኣብዚ social media ይጋዋሕ ኣሎ ሞ ምስ ምዕማቅ ኣብ ዝመጽእ 2ክፋል ክንጽበየካ ኢና ሰናይ ቅነ
@efremkahsay7201
@efremkahsay7201 4 жыл бұрын
ብጣእሚ በሊሕ መንእሰይ ከየድነኩኻ ኣይሓልፍን ቀፅለሉ ሓውካ ካብ ትግራይ
@user-ow4xg6mb8j
@user-ow4xg6mb8j 4 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም መንእሰይ ንእንጀራ ዓለም ብላዕ
@mussiegebrengus1319
@mussiegebrengus1319 4 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ"ን ኣብሪሂካዮ"ን ትመስል ፡ብወገነይ ከምዚ ኣቀዲምካ ዝገለጽካና ኣከዳድናና መሓርስ ኮታስ ኩሉ ናይ ገጠር ነገር በሃልና ገረ ይዎስዶ ነረ ግን ንሱ ኣኮነን እቲ ሓቂ። ካብ ሓሳበይ እቲ በሓልና ኢለ ዘኣምነሉ"ን ዝሕበነሉን ኣብ መኣዲ ከቢባካ ምብላዕ ኣብ አዋን ሽግር ምትሕጋዝ ንጎሮበትካ ወይከርባ ፈለጥካ ምግሳጽ ከሙኡ ውን ሰላምታ ምልውዋጥ ክብሎ ይክእል ።
@MrEphily
@MrEphily 4 жыл бұрын
Welcome dani the smartest young man
@robelmekonnen2328
@robelmekonnen2328 4 жыл бұрын
Welcome dani the smart young man
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 4 жыл бұрын
Dani jigna natey ksab medebka btami eyu mahari. Ksabi 2013 ab Eritrean keleku bzey adere aynwexni neyrna kemti tfelto bflay ab geter gali ksada wey riesa adere ktgebr alewa sle zblna weldna. Gin ab tmhrti memharan yhdguna neyrom bzh yeshegruna neyrom awxa wejabat endabelu slemntay kemeu ygebru neyrom ksab hji eyu zetahasbeni .
@user-po2ew4st2p
@user-po2ew4st2p 4 жыл бұрын
ኣቦታይ ኣግኣዝያን ወሊዶም ዮም ተስፋና ብሩህዩ ዳኒ
@habtomberhane5425
@habtomberhane5425 4 жыл бұрын
ዳንኤል ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወደይ ኣስተምህሮኻ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ኢዮም ዘውጽኡ ንዝርደኦም ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ።
@filialem2917
@filialem2917 4 жыл бұрын
ዳኒን ፡ ፍናንን ካብቶም ብሉጻት ብባህሎምን ሕብረተሰቦምን ተሓቢኖም ዘሐብኑኻ ፡ ኮሪዖም ዘኽሩዑኻ ብርግጽ ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንህዝቢ ትግሪኛ ዝውኩሉና ኮይኖም ሕብረተሰብና ዘፍረዮም ኩላትና ነተባብዓዮም፡፡
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 4 жыл бұрын
& Joci (Jstudio) 👍
@goytomteklemaryam8166
@goytomteklemaryam8166 4 жыл бұрын
ዘመደይ ምስ መን ተወዳድሮ ኣለኻ ተኪኢልካ ደምስሳ እዛ ኮመንት በዴኻ ኢለካ ኣለኹ
@filialem2917
@filialem2917 4 жыл бұрын
@@goytomteklemaryam8166 ደምስሳ ቅድሚ ምባልካ ዘለካ ሪኢቶ ተተቕርብ ቅቡል ምኾነ እቲ ምኽርኻ ፡ ሕጂ ውን ተስፋ ይገብር ኣወንታዊ ዝኾነ ርኢቶ ከተቕርበለይ ?
@semharokba1875
@semharokba1875 4 жыл бұрын
@@filialem2917 ፍናን ማሌት ዳዲ ድዩ ዝኸውን ዘሎ
@filialem2917
@filialem2917 4 жыл бұрын
@@semharokba1875 ዳኒ እዚ ዋና Mahder production eyu, ፍናን ክኣ Fnan App infotech.
@livewithhope9586
@livewithhope9586 4 жыл бұрын
Wawwwww anesi entay kem zbil keman tefieni..1000 amet nberelna edme yhabka. Bruk hawey always proud!!!!!!!!
@tekieweldegabr2730
@tekieweldegabr2730 4 жыл бұрын
ብሱል ዘረባ እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ ድሕሪ ኣቦካ ሞት ጊደካ እዩ ተከባቢርና ባልና ንዓቅብ እዞም የሕዋተይ ናይ ሕማመይ ምባል ንግደፎ ብመትከል ምእንሰያትና 2020 ንበል ከምቲ መንሰያት ናይ 70ታት 90ታት ለውጢ ከምዘይብሉ ፍሉጥ ነገር እዩ
@missymusa6443
@missymusa6443 4 жыл бұрын
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu kzfaq.info/get/bejne/l6yUarF8sq2Yio0.html&feature=share
@misghnadelina2831
@misghnadelina2831 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዳኒ ቀጽሎ ኣይትጥፋእ
@robatejohn2352
@robatejohn2352 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓቢቢ ጠፊእካና ቀኒኻ ብዕምቆት ፍልጠትካ ብጣዕሚ ኢየ ዝግረም መምህር ናይዚኣ እዋን ኢኻ ቀጽሎ
@laboratoryfggg5517
@laboratoryfggg5517 3 жыл бұрын
ውዲ መምህር ጎበዝ ምሳይ ዝስማዕማዕ እስከ
@nemarasli2290
@nemarasli2290 4 жыл бұрын
ናይ ብሓኪ ንፉዕ ዝኮነ ወዲ ከጽሎ መታን ናብ ባህልና ክንምለስ
@teweldetesfay2794
@teweldetesfay2794 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ!
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 4 жыл бұрын
God bless you Dani jigna ኣታ ወዲ ተስፋ ኣለኒ ንስካ ኤሪትራ ፕረዝደንት ኮይንስ ኪትምርርሓ በሊሕ ሰብ ኣጀኯ ቀጺሎ ሓወይ ናተይ
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 4 жыл бұрын
Mechem ሓበሻ ሕንባሻ ተስፋ ንሰብ ምሃብ ኣይናትኩሙን ኢያ ኢስከ በል ነዚ ወዲ ተስፋ ተሃብኩዎስ ኢንታይ ኢዩ ጠራዕራዕ ዘቢለካ ዘሎ ክክክ
@manutdred7062
@manutdred7062 4 жыл бұрын
Thank you Daniel!
@mikael6188
@mikael6188 4 жыл бұрын
Ata eza Wedi kief delewa like giber bahli Tigrinya zikorae
@yonasbelay429
@yonasbelay429 3 жыл бұрын
ሰላም ጅግና ወዲ ኢረትራ! ወዲ መምህረ ! መጀመረያ ኣብ ዘለካዮን ኣብ ስራህካን ሙሉኡ ትኢና ኢናተመነኩን። ኣነ ሃደ ካብቶም ተፈረዮም ኪልባት ብዩቱብ ካብ መጀረስታ 2020 ታህሳስ ተከታታሊ ኢየ። ወዲ መምህረ ሃወይ ወዲ ኣደይ ኢረትርዊ ፥ ብትሰዶ ኩሉ 100% ትክክል ፥ በዚ ትገብሮ ኩሉ ህጉስ ምካነይ ክህብረካ ይፈቱ። ኢና ጸብ
@tesfahagerey5625
@tesfahagerey5625 4 жыл бұрын
ወዲ 20 ኣልበርት ኣነስታይን፡ እንተበልክዏስ ይውሕዶ ዶ።
@selameyodletey5681
@selameyodletey5681 4 жыл бұрын
Blke natu hibkayo nay bhaki
@iknowwhatislove8974
@iknowwhatislove8974 4 жыл бұрын
Ayenay nay nucleur formula kifetih riekayo bahlina eyu zitintin zelo enber. Philosophy&kadir felalyo please
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 4 жыл бұрын
Ashefarey keybl bzuh aytdenqwo,
@iknowwhatislove8974
@iknowwhatislove8974 4 жыл бұрын
@@Starlove-fl2yg you are right
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika 4 жыл бұрын
Bravo Dani! ጽቡቅ ተበግሶ:: እቲ ንባህሊ ዝሃብካዮ ትርጉም ግን ቁሩብ ጸቢቡኒ:: ኣስፍሕ ኣቢለ ክምለሰካ'የ::
@successproduction38
@successproduction38 4 жыл бұрын
*ኣድነቅቲ ዳኒ ደቂ ትግርኛ ኣብዛ ናተይ ይቱብ ሳብስክራይብ ውቅጥ ኣብሉለይ እቶም ፈተውቲ መንነትኩም ዝከንኩም ።*
@shaebiya6291
@shaebiya6291 4 жыл бұрын
Tegetimka b xhfetka like yele subscribe yele መላኽዕቲ ሌባ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
@@shaebiya6291 ata kid gahaf eshi gerna alena zhaftey wey zhawey
@shaebiya6291
@shaebiya6291 4 жыл бұрын
@@ImproudbTigrinya ክኽኽኽኽ enena ዝብል ካብዘይሃለወና ኣይግደሰልካን የ ቆማል ጓሓፍ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
@@shaebiya6291 ok ata dyablos sheytan
@successproduction38
@successproduction38 4 жыл бұрын
@@shaebiya6291 እንታይ ከፊኡካ ላሃጃ ትግርኛ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፈላለ ዩ ስለዚ ጸርፊ ግደፍ ።
@selemunteklemariam9065
@selemunteklemariam9065 4 жыл бұрын
Excellent dani hawey btaemi xbuk hasab eyu kexlo berta 🇪🇷🇪🇷🍟👍👍👨‍🎓👨‍🎓
@simontekali2738
@simontekali2738 4 жыл бұрын
እዛ ኮመንት ብ ኢንግሊሽ ከይገብራ ስ ባህሊ ከይብርዝ ኢለ እየ:: ብዓቢኡ ከኣ ምስቲ ትምህሮ ከይጻረር ብ ትግርኛ ፊደል ይጽሕፋ ኣሎኩ:: ኣብዚ ሓናጺ ሓሳብ ዘውጻሉ የብለይን: የግዳ ኣብ ገለ ገለ ትሕቶ ኮመንት ትግራይ ዘሎ ኣይትንቀፍ ዝብል ርእየ: የግዳ ክሳብ ሓደ ቃንቃን ትሕዝቶ ኣነባብራን ዝሃለወና ክንተኣራረም ኣሎና!!! ቀጽሎክቡር ሓው!!!
@berekesemere7557
@berekesemere7557 4 жыл бұрын
የቀንየልና ብሱል ኣትሓሳስባ ዘለዎ ሰብ እዩ እዚ መንእሰይ ናይ ብሓቂ መሳጢ ዝኾነ ኣገላልጻ ዳኒ ሓወይ ብዙሕ ኣይትጥፋእ!
@natnael75
@natnael75 4 жыл бұрын
እስኪ ብዘይ ሕብእብእ ብዕድመ ትዓጽፍዎ ከምዚ ኸማይ ንሱ ግን ብፍልጠትን ልቦናን ዝዓጽፈኩም like ግበሩሉ ::
@dawitmengsteab3949
@dawitmengsteab3949 4 жыл бұрын
እመኑኒ ናይዚ ወዲ Video-tat ከምደርፊ እየ ዝደጋግሞ፡ ምክንያት እቲ ኣዛራርብኡ ርዲኢት ዘለዎ። ስለዚ ብፍላይ ኣዋልድና ነዚወዲ ምስማዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዝብሎ ዘሎ ምርድእ ውን ኣገዳሲ እዩ. ኣድኒቀካ Bro የቀንየልና
@user-kf5fb5kt2h
@user-kf5fb5kt2h 4 жыл бұрын
ኣታ ንስካስ እንቃዕ ተወለድካ በጃካ !!! ኣጆካ በሎም ግዜ እንተ ረኪብካስ ኣይትሕመቅ ዳኣ ፡ ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ።
@hubur1895
@hubur1895 4 жыл бұрын
ሰላም ዳኒ ሓወይ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ኣነስ ብከመይ ኽረክበካ ይኽእል ኣቅመይ ዘፍቀዶ ኽሕግዘካ ምደለኩ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ሓደ ማዓልቲ ኽረክበካ ተስፋ ይገብር።
@efremsunmoonstar8146
@efremsunmoonstar8146 4 жыл бұрын
Facebook dani wedi memhr tigrigna alphabets but I think he doesn't need help just encourage him.
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 жыл бұрын
"ለቢምኩም ኣትበሉና ግዜ ኢዩ ኣለቢምና" ማይ_________ናስ ንገረልና እስከ ዳኒ ነዚኣ ክትሪኡ ኢልኩም ዝመጻኩም 👍
@mebrahtomhabtemichael4303
@mebrahtomhabtemichael4303 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣእምሮ ቀጽሎ
@freweynighebremeskel2219
@freweynighebremeskel2219 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ንዓይ ከጸልለኒ እዩ ብጣዕሚ ብሱል ስነ ሓሳብ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ቀጽሎ ኣቱም የሕዋትና ከኣ ኣይትጽረፉና ተኪእልኩም ምሃሩናን ገስጹናን።
@rimrim4026
@rimrim4026 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ፡ ቀዳምኔት ባህሊ ፡ ልምድና፡ ብፍላይ አብ አካዳድናና ሰለፍና ፍርቂ ጡብና እናተራአና ክንከይድ ክንረኤን ብጣዕሚ ዘሕፍርን ክብርኻ ምቅናስ ዩ፡ በጃኽን ምዕባለ ማለት አብክዳንካ አይኮኔን፡
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
እዞም ዲስ ላይክ ህቦም ዘለዉ እኮ ካብዞም. ............? ኢዮም ክክክክ ደቂ ሓሳዳት ገይና ላምባ ክንፋሶ ኢና ትግርኛ for ever 🇪🇷💪
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ካብዞም ኣልናህዳ ኢዮም ።
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 4 жыл бұрын
ኣወዳት ስምዑ፣ this is not about you guys፣ ንስኹም መን መሰል ሂቡኹም ኢኹም፣ ከምዚ ዝተኸድነት ኣመንዝራ እያ፣ ኮንፊደንስ የብላንዶ..... ትብሉ፣ ኣታሓሳስባኹም ቀይሩ ካብ ሰብ ክትቕይሩ ድቃስ ትስእኑ፣ ከምዚ ንስኹም ከምድሌትኩም ትኽደኑ ብዝመረጽክምዎ ትነብሩ፣ ኣዋልድውን ከምንደልዮ እምበር ከምትደልይዎ ኣይንኸውንን ኢና።
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
@@rahwatesfasion1777 ስምዒ እዶ ሓተፍተይ ኣወዳት ገይሮሞ ኢልክን ንስክን ክትደግምኦ ማለት ዲዩ ኣወዳት ጥራይ ነብሶም ይኸዱ ኣለዉ ሞ ጥራይ ንምብና ንኺድ ኣወዳት ይሰኽሩ ኣለዉ እሞ ንስከር ኣወዳት ይዓብዱ ኣለዉ እሞ ንዕበድ ኢዩ እዚ ናትኪ ሪኢቶ ኣይ ትጋገይ ጋል ክብርቲ ኢያ ግን ነብሳ ምስ እትገንሕ ኢዩ ክብረታ ሞ ከምዘን ነብሰን ተጸሪፈን ሕብረተሰብ ድጽርፋ ዲኺ ክትኮኒ ድርሉኺ ንሱ ናትኪ ምርጫ ኢዩ ግን ብሰንክኺ ሕብረተስብ ክዋረድ ፍቃዴኛታት ኣይ ኮናን ።
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 4 жыл бұрын
@@binyamsamsomsamsombinyam112 ኣይሓዝካንን፡ ዘኽፋኣለይን ዘጸብቐለይን ይፈልጥ፡ ባህለይ ልምድታተይ ይፈልጥ፡ ክዳን ኣውሒደ ማለት ግን እዚ ዳኒ ሓውና ዝገልጾ ዘሎ፡ ጽብቕቲ ስለ ዘኮንኩ፡ ስለ ዘይሰርሕ፡ ርእሰ ታኣማንነት ስለ ዘይብለይ፡ ማቹር ስለ ዘይኮንኩ፡ ኣወዳት ክስሕብ፡ ኣመዛዚነ ስለ ዘይክእል፡ ኣመንዝራ እየ..... ማለት ኣይኮነን ንምባል እዪ፡ ንጓል ባህልኺ ኣይኮነን ኣይተኽፍኢ ክትብላ ጸገም ኣይኮነን፡ ምንእኣስ፡ ንስኻ ብትደልዪ ጥራይ ንኽትከይድ.... ምስ ኣመንዝራን፡ ማቹርን ዘይማቹርን ግን ዘታሓሕዝ የብሉን ንምባል እዪ። ኣስሕ ኣቢለኮ ርኢቶይ ገሊጸ እንተዘይተደምሲሱ።
@redsun5145
@redsun5145 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጎበዝ ኢካ።
@user-pf3ed3kr3y
@user-pf3ed3kr3y 4 жыл бұрын
ኣንታ ኣብዚ ይቱፕ ካብ ዓሰርተ ደቂቅ ንሎሊ ክሳምዕ ኣይደልን እንዲየ እዛ ናትካ ብሮግራም ንምክትታል ግን ዋላ ኣዛ ይቱብ ተጠቂዐ ምወዓልኩ ።
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 4 жыл бұрын
Appreciate you፣ Bravo 👏🏽
@kidanehagos6077
@kidanehagos6077 4 жыл бұрын
ሰላም ዳኒ ሓወይ ከመይ ትኸውን ብመጀመርያ ኩሉ እተቕርቦ ስነ ሓሳብ ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ። ኣነ ግን ክሓተካ ኢየ ደልየ ምኽኒያቱ ናይ ዝኽተሎን መደባቱ ክሰምዖ ደስ ዝብለኒ ሰብ መኒነቱ ክፈልጥ ብጣዕሚ ደስ ካብ ዝብለኒ ሓደ ኢዩ ። ዳኒ ወዲ መምህር መን ኢዩ ኣበይ ተወሊዱ ኣበይ ዓብዩ ? ብዛዕባ ናብ ሰባት ተሕልፎም ሃነጽቲ ሓሳባት በቲ ሞያ ንሱ ትምህርት ስለ ድወሰድካ ዲዩ ወይስ? ምናልባት ተማሃራይ እንተ ኮንካ ትወስዶ ዘለካ ሞያ ብዛዕባ እንታይ ዝድህስስ ኢዩ ናይ ክንደይ ዓመት ተማሃራይ ኢኻ, ከ? ምናልባት ብዛዕባኻ ዝድህስ ቪድዮ ከይራክዋ ሓሊፋትኒ እንተ ኮይና ድማ ሊንክ ክትገድፈለይ ብትሕትና ከዘክረካ።
@merihhadgu575
@merihhadgu575 4 жыл бұрын
msaka aleku nay behaqi nfe eyu ezi wedi
@abelaraya8404
@abelaraya8404 4 жыл бұрын
Kidun serha senafe yu adu
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 90 М.
ብዛዕባ ቢራቢሮ...
20:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 148 М.
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 29 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 6 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 25 МЛН
The Legend Yemane Barya   1 Hour   2003 Album
1:31:15
Heru Tewelde
Рет қаралды 1,4 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 179 М.
ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧
22:38
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 29 МЛН