No video

"ኣብ ኤርትራ መንግስታዊ መዋቕር ዝበሃል የለን! ቃለ መሕትት ምስ ኣክቲቪስት፥ ፀሓፊ ፥ ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ_Mulgeta_Tuemzgi

  Рет қаралды 86,235

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#mulugeta_Tuemzgi
#Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
#ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ

Пікірлер: 1 000
@Brakhe_Show
@Brakhe_Show Ай бұрын
ናይ ፀሓፊ ሙልጌታ ጥዑምዝጊ መጽሓፍቲ ክትረኽቡ እትደልዩ ወገናት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም እስራኤል: +0532290242 ኣዲስ ኣበባ:+251 95 394 5521 +251 90 989 9639 መቐለ:+251 96 262 6136 +251 93 536 2280 ኢንግሊዝ:+44 7908 305158 ሆላንድ:+316 86341965
@user-xk9vj3de6s
@user-xk9vj3de6s Ай бұрын
@@Brakhe_Show ኣየድልየናን ኢዩ መተራስ ይገሮ ንገሪዩ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Ай бұрын
Mexhafkha kitchenette ekha n'Mekele kedekha hassot gedeff .
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Ай бұрын
Sirken Amex dekey anstyio B'Eritreawey zefexeme gifeei yelen zfexemowo nibski fetishe bebehade wun yewoxe alow nabenet haxaweyenen zyngotaten endakeleto hulof halefom nay bete emenet nebret keyterefe zserekon zamexun ahwotkey eyiom .
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak Ай бұрын
​kkkkkkk
@user-ic1wo4kg3f
@user-ic1wo4kg3f Ай бұрын
እግዚኦ ካብ ትግራይ ዝኸፍእ ሽግር ኣብ ኤርትራ ኣሎ? ምዃን መስራቲ ብርጌድ ንሓሙዱ ካብ ኮንካ ዘገርም ኣይኮነን 🤫
@whoami29188
@whoami29188 Ай бұрын
ኣብ ጎኒ ሰራዊተይ ትብል ኔርካስ ግልብጥ ኢልካ ድማ ሕጂ ካልእ ሰብ ኰንካ ሁሩግ።
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Kab shiyuT intay t'tsibe ?! Eda qelele !😂 🤣 🤕
@maremare1976
@maremare1976 Ай бұрын
ተጋሩ ማለት ጸላእዩ ዝፈቲ እዩ 😡
@hfszshhm
@hfszshhm 29 күн бұрын
ዓሻ ኩሉ ግዜ መሕፈሪ የብሉን እንታይ ኢዩ 'ኸ ጠገለ ዘይቡሉ ገመል ዓይነት ገጽ ሩባዩ ኸዚ ዓንጓር
@seluTigraweyti
@seluTigraweyti Ай бұрын
ዝሓተቶ ሕቶ ገዲፉ ዘይሓተተቶ እዩ ዝምልሰ እዚ ወዲ ደሰ ኣይበለንን ፅልኢ ትግራይ ኣለዋ ኣይፀረየን ?
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Ай бұрын
👍💯
@91ERI
@91ERI Ай бұрын
ለተመድህን ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘይበጻሕክዮ ዓቢ ሚስጥር ሓድነት፣ ሃገራውነት ፣ልዑል ብልሕን ርሰ ተአማማነትን ፣ ዲሲፒልን አሎ። ብናትኪ አእምሮ ብልሒ ክትርድእዮ 1000 ዓመት እንተዝዋሃቡኪ ውን ኣይትበጽሕዮን ምክንያቱ ዱስኩል ሓንጎል ስለ ዘለኪ። ንኣፍልጦኪ ኤርትራ 9 ብሔራት ደቂ ነገስታት ቐይሕ ባሕሪ ንንውንና ሃብታም ሃገር እያ።
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
@@91ERI abey kirdiea ezia,50 kusri chama 🐍🐍🐍
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 Ай бұрын
Buhakeyi tu atuhsusbaka kub kulseka zejunewo guhaf😅😅😅😅
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 Ай бұрын
Gugmangu atababya zbedelo trkimrki bado xirfi xerfi xerfi .
@91ERI
@91ERI Ай бұрын
@@fitsumhabtom2572 አዚለ! ዝጸሓፍካዮ ክርድኦ አይካልኩን You should go to school to learn proper ways of writing.. is this the way you and Letemedhn come through?
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Ай бұрын
1000 years zwesednas nhna Ertrawyan daa ... bhade aregit sebay knrgrx, zeroena ktefie. you are pointing your finger on Her Excellency Journalist Medhn... as it goes the rest of your fingers are pointing to you.
@DanielMinasie-zk7ji
@DanielMinasie-zk7ji Ай бұрын
Medhin please bring people who are optimistic about Tigray and Eritrea, we are tired of those live in Darkness. People of Tigray and Eritrea love and peace.
@sunrise3179
@sunrise3179 Ай бұрын
Shatup please
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
@@sunrise3179 Go to school & learn how to spell English, instead of wasting your time barking on KZfaq. .
@user-ro9nv6vu2m
@user-ro9nv6vu2m Ай бұрын
አታ ዓሻ ሓሳዊ መጺኡና ትምህርቲ ድሌት ነይሩዎስ ናበይ ከይዱ መልሲ ካብ ሰማዕቱ መድህነይ ድማ ብዛዕባ መሔከሚ ዝሳአኑ ትድኤፍ ብዛዕባ ተቀቲለን አዒንተን ዝወጽኣ ህጻውንቲ ደቂ አንስትዮ ብዛዕባ ፖለቲካ ወያኒኪ ግበሪሪ ዝሓፍተይ ኤርትራ ን27ዓመት ዕጽዋን ክባን ዝባሃል ዚ ሕጂ 2ዓመት ዕጽዋን ክባን ተገሩና ኢልኩም ዓጸቦ ሒዝኩም ዘሎ ገዛኩም ምጽራይ ምሓሸኩም ተጋሩ ንስካ ዓሻ ድማ ናይ ባድላን ካራበታታን ዩ ዶ በልካ ብጾትካ ውን ባድላ ሲኢኖም ንኪሮስ ለለለለ ለይ ስዓብዎ
@temesghen9252
@temesghen9252 Ай бұрын
ተጋሩ ግን ናይ ብሓቂ ፍትሓውያን ኢኩም።እዚ ሰብ እዚ ኣብቲ ትግራይ ኣብ ሽግርን መከራን ዝነበረትሉ ግዜ ምስ ስርዓት ህግደፍ ወጊኑ ኣንፃር ትግራይ ደው ዝበለ እዩ ነይሩ።
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Ай бұрын
@@temesghen9252 ሓሶት ጭብጢ እለካ?
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Ай бұрын
ሓሶት ጭብጢ ኣለካ?
@temesghen9252
@temesghen9252 Ай бұрын
@@eri-binit6226 ጭብጢ ድኣ ኪድ ኣብ ሶሎ ሜድያ ኣሎካ ኢንተርቪው ዝገበሮ ኪድ ስምዓዮ።
@temesghen9252
@temesghen9252 Ай бұрын
@@eri-binit6226 ጭብጢ ትብለኒ ድኣ ከድካ ስምዓዮ ኣብቲ ኣገልጋሊ ህግደፍ ሶሎ ሜድያ ከይዱ ኢንተርቪው ዝገበሮ.
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ኣዋይይይይ በረርርር በርርርርርር ንስኻስ ኣቡu ትረፈ 😭😭😭😭
@hadgu2562
@hadgu2562 Ай бұрын
ኣብ መቀለ ዚገዛአካዮ ገዛ ኪትሪኢ ዶ ከድካ
@wenititewelde9012
@wenititewelde9012 Ай бұрын
ፋሉጡ እዚ ድአ
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
@@hadgu2562 yes
@HeriHerr
@HeriHerr Ай бұрын
Ya felitkayo aleka zarkey 🤣🤣🤣 ember nhna ertrawyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ab tgray zegonabh yeblnan
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
@@HeriHerr ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️yes 100%❤️
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 Ай бұрын
@@HeriHerr kla dedeb yetrf ab tegrays ab melae alem do tezerkum aylkumn hukot nehna nehna ktblu bgura belu mewalkum ab sedet bleyu ab terah makorkum 😂😂
@MEAZAMontez
@MEAZAMontez Ай бұрын
ዋይ አታ ንዚኢ ዲኩሞ ሰብ ቆፂሪኩሞ ከም ዓቢ ጋሻ ጊሪኩሞ ተቀቢልኩሞ ዋይ ትግራይ ሰብ የቢላን ማለት እዩ
@frewgebremedhinabraha819
@frewgebremedhinabraha819 Ай бұрын
ሰላም መድህን። ንስራሕኺ ዘለኒ ናእዳ ከምዘሎ ኮይኑ እዚ ሰብ ብኸመይ መቐለ ከም ዝኣተወን ብኸመይ ናብ መድረኽ ከም ዝቐረበን ኣይፈልጥን። ግን ኣብቲ እዋን ፀበባን ህዝብና ብመዝረ ተኣኪቦም ጀኖሳይድ እንትፍፀሞ እዚ ሰብ ሓደ ግዘ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ናይ ሻዕብያን ናይ ፅንፈኛ ኣምሓሩን ሰይጣናዊ ጥምረት እናወደሰ ብስኻር እንትስዕስዕ ተዓዚበዬ ነይረ። ስለዚ ናብ መድረኽ እተቅርብዮም ሰባት ፈለማ ግቡእ ናይ ድሕረ ባይታን ናይ ሎምን ተግባሮም ምፅናዕ ፅቡቕ ይመስለኒ።
@anmeb6220
@anmeb6220 Ай бұрын
መድህን ክፈትዋ ዝገብረኒ፡ ሰባት ናይ ቀደም ታሪኾም ርእያ ንሓሳቦም ኣይትፍንፍኖን እያ። ሰባት ብናይ ቀደም ስርሖም ንኸይዓዉ መታን በዳሂ ሓሳብ ሒዛ ብምምጻእ ድማ ንኽምዕብሉ ትሕግዞም። ስለዚ ክትምስገን ዝግበኣ ሰብ እያ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
መድህን ትዕድሞም ሰባት አብ ህ/ሰብ ዘይፍተዉ ከም እዮል ዝበሉ ባንዳታት እያ ትዕድም ።መንግስቲ ትግራይ ድማ ሱቕ ኢሉ የእተዎም።ኤርትራ ይጭወዩ ይብል አሎ ግን ተጋሩ ዝጭወዩ ዘለዉ አይተዛረበን ።መድህን አይኮነትን ፈቒዳትልካ ትግራይ እያ ፈቒዳ
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k Ай бұрын
​​@@anmeb6220ni Beala zeymabelt si seb nikimbiulu nabzi temseo wey gud😂😂😂😂😂😂😂😂klete denakur tirah tetahizom keytefu
@sinatekle7846
@sinatekle7846 Ай бұрын
ሻዕውያ ብዛዕባ አፍሪቃ ምሕሳብ ካብዘቋረጾ ቅሩብ ግምት የብልካን
@akberethabte3105
@akberethabte3105 Ай бұрын
መድህን ደንቆሮ ናይ ዓድኪ ዘይትገብሪ ንመንእሰይ ኤርትራ እናምጻኪ ኣብዘይምልከተኪ ኣይእተዊ ኤርትራ ኔርትራውያን
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Ай бұрын
ህግደፍ ኣብ መሬት ትግራይ ኢትዮጵያ ክኣቱ ኮሎ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢትዮጳውያን ክትብል ኔርካ ።ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ኣትዩ ሰለዝነበረ ጉዳይ ኤርትራ ኔርትራውያ ክትብል ሕፈር ኣንታ ባራይ!!!!!!!!
@anmeb6220
@anmeb6220 Ай бұрын
@@akberethabte3105 መድህን ጥራሕኩም ከተትርፈኩም እያ። መንእሰይ ኤርትራ ብልቦና እምበር ብሓይሊ ክትገዝኦም ዝከኣል ኣይኮነን። ተጋሩ ኢና ዝብሉ መንእሰያት ዝስስኑ ዘለዉ፡ ካብቶም ደናቑር ደገፍቲ ሻዕብያ ንምህዳም እዩ። ፍቶ ጽላእ ትግራይ ካልአይቲ ገዛና እያ። መድህን ድማ ሓብትና እያ።
@arontesfay7978
@arontesfay7978 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምሰሉ ሓሳዊ መዳናገሪ ኢካ ዘረባ ስለ ዘጸበቅካ ትግይሮ ነገር የለን ንስካ ብኣውራጃን ብምክፍፋልን ዝተቓማጣዕካ ዓሌታዊ ሙሉጌታስ ንህግ ክትጸርፍ መልሓሰና ከዳሚ ናይ መልሓስ ዓንተር ትሽክዖ ሰብ የለን ኣብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸላእቲ ዝኮኑ ሜድያታት ክትልፍልፍ መግለጺካ ኢዩ ዓጃው ስቅ ኢልካ ተዛሪብካ ምካድ የለን ኩሉ ስኑድ ኢዩ ኣብ እዋኑ ክትሕተተሉ ኢካ ግዜካ ተጸበ ንስካ ዕስሌታዊ ኣውራጃዊ ንነብስካ ክምዚ ካልእ ጌርካ ተቅረባ ንስካ መቃልስቲ በየነ ኢካ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱን ደጋፍን ምካንካ ዝደናገር የለን ትግራይ ትዕወት ኢካ ህግ.ህግደፍ .ሻዕቢያ ንስካ ትገልጾ ኣይኮነን ከዳሚ ረሳዕ ከዳዕ ኢካ። ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@rokitekale8280
@rokitekale8280 Ай бұрын
@@arontesfay7978 mealtka texbe tbil qal higdef entay kon tkewn tebirehelna tkewn do?
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 Ай бұрын
ጉዳይ ኤርትራ ንኤርትራውያን ግደፈዎ ንሰካ ወዲ አከሱም ኢካ ጎዳይ ትግራይ ተዛረብ
@user-et9cw4tu3q
@user-et9cw4tu3q Ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብ ሙሌ መድህን ዝሓሰበቶ ሰራዊት ኤርትራ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ሓደ ህዝቢ ኢና ክትብል ኢያ ዓዲማትካ ምኽንያቱ ከምኡ ዝብሉ ዓማዊል ጥራሕ ኢዮም ዘለዉዋ።
@user-vw6oo7nv4u
@user-vw6oo7nv4u Ай бұрын
ነታ አብ ኤርትራ ትግራዊነት አሎ ዶ ዝበለቱ እውን ጽቡቅ መልሲ እዩ ሂብዋ
@fesseha1071
@fesseha1071 Ай бұрын
ክላእ ከም ብዓል ቢንያም ግርማይዶ ድኣ ታሪኽ ከይትሰርሑ፡ ዳንጎላ ጌርካ ሰብ ምፍጋእ ታሪኽኩም፡ ካልእ እንታይ ኣለኩም።
@Desyet
@Desyet Ай бұрын
ክክክክ ሙልየ እንታይ ትብላዕ ኣላ ዲያ ኣብትግራይ ሎቅማጽ😅😅
@user-we6qj5tx7o
@user-we6qj5tx7o Ай бұрын
እንታይ ፍልጠት ስለዘለኪ ኢኺ ሎቕማፅ ትብሊ?
@abdelhafizmohammed4725
@abdelhafizmohammed4725 Ай бұрын
awhidatlu mish lemali wesikela aleku 😂😂
@Eritreashikor
@Eritreashikor Ай бұрын
😂😂😂😂
@wenititewelde9012
@wenititewelde9012 Ай бұрын
ዓንጃል ጥራይ ኢለ ክሕለፍ
@raheldani5697
@raheldani5697 Ай бұрын
@@wenititewelde9012 nimintay
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Ай бұрын
ሃሪኢ አጋሜ ወስከሉ😂😂😂
@wenititewelde9012
@wenititewelde9012 Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@abynabimerhawi4765
@abynabimerhawi4765 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣጋላልፃ ብዛዕባ መንነት. ኤርትራዊ መንነቱ ዓቂቡ እዩ ዘሎ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂😂😂
@mowdave9578
@mowdave9578 Ай бұрын
@@abynabimerhawi4765 fake eyu melhasu nay eritrea aykonen tegetimu eyu
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@woldaislassie2930 😅😅😅 1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibom ika
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 Ай бұрын
ሙሉገታ ኣብ ብዙሓት ውድባት ከም ዝነበርካ ሓጅግን ከምዘይብልካ ትገልጽ ኣሎኻ ውድብን ጥርናፈን ዘይብልካ ድኣ ምልፍላፍካን ምትንታንካን ፍልስፍናን ትርጉም ዘሎካ ኣይመስለንን ብውሕዱ ኤርትራዊ እንተድኣ ኮንካ ብወያነ ኣብ ርእሲ ኤርትራአውያን ካብ ኢትይጵያ ንብረቶም ክሰርቁን ክወርሱን ከም ኣቕሓ ክድርብይዎምን ኣብቲ ውግእ ዝነበረሉን ንብረት ኤርትራውያ ክሰርቁን ኣብ ኣሕዋትና ዘውረድዎ ምግሳስን ዓመጽን ዘይ ምቅላዕካን ኤርትራውነትካ ኣብ ሕቶ ዘውድቕ እዩ።ኣብ ምድሕን ከም ጋሻኣ ምቕራብካ መንነትካ መርገጺኻን ዘብርህ እዩሞ ህዝቢ ይፍረፍካ።
@Wedinega60
@Wedinega60 Ай бұрын
ዓሻ ገረብ ዓርከይ sefifkaya
@tedvisions1467
@tedvisions1467 Ай бұрын
ብዛዕባ ኤርትራውነት ምዝራብ እብ ትግራይ ኮንካ እንታይ ይባሃል? ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ መን ምስ ወኸለኻ እዩ እዚ ኹሉ ሃተፍተፍ? ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝብኻ ዘይተጸናንዕ ካብ ዘየለ ጽውንጽዋይ ትዘረብ : ኣዲኣ ገዴፋ ሓትናኣ ትናፍቅ።😂
@SenayNigus
@SenayNigus Ай бұрын
ኣቦኻ ኢሳያስ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዶ ኣይኮነን ን 30 ዓመት ሙሉእ ወያነ እንዳበለ ግዚኡ ዘሕለፎ 🤣🤣
@hagerabraham962
@hagerabraham962 Ай бұрын
Abona jigna wedi afe melaltka aykonen, ab meretom keydu nebotatka sriom aftihu . Jigna wedi Eritrea u. Mushmush.
@hagerabraham962
@hagerabraham962 Ай бұрын
Kkkkkkke Giziu ayehlefene hasibun mermirun u, ni hiwahat zqebere . Nay gibri embere kemzom fekerti abotatka nay fekera aykonen .
@mowdave9578
@mowdave9578 Ай бұрын
@@SenayNigus weyane kedami t ember weyane jigna aybelen wesikela aloku kedamit nay west
@tedvisions1467
@tedvisions1467 Ай бұрын
@@SenayNigus ወይኣነ እሞ እንታይ ጽቡቅ ረኺቦም?
@user-vw6oo7nv4u
@user-vw6oo7nv4u Ай бұрын
ተጋሩ ሲ ምዓስ ኢኩም የሕዋትና ዝክንኩም ብሐቂ እስከ መሉስልና አበይ ነርኩም ንዓመታት ብስንኪ መራሕትኩም ክንከራተት 90 ሽሕ ህዝቢ ክስጉግ ብሐቂ ጽሎኦና ብሐቂ ፍተውና ምሳኩም ግን ጉረቤት ጥራይ ኢና።
@sinatekle7846
@sinatekle7846 Ай бұрын
ጎረቤት ብጎረቤቱ ድሕሪ ሱዳናውያን።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 күн бұрын
ባዕልኹም ተጋሩ እና ትብሉ ባዕልኩም ማዓዝ እና ኣሕዋት ኮይንና ትብሉ ዋይ ግርምባ 😅😅😅😂😂
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 күн бұрын
​@@sinatekle7846 ባዕልኩም ተጋሩእና ትብሉ መልስኩም ጎሮቤትና ትብሉ😂😂ንሕና ባራዩ እሳያስ ስደተኛ እና ንፈልጠኩም ምስ ይቖረታ
@abdelhafizmohammed4725
@abdelhafizmohammed4725 Ай бұрын
melat 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷 hgdef nzealem dew ybelelna
@tigerlion8011
@tigerlion8011 Ай бұрын
ኣንታ ሙሁር ደንቆሮ ቃላትካ ኢዩ ጥራይ ሙሁር ኢየ ዝብል ዘሎ እንበር ሞንጎ ሞንጎ ኢካ ሓንሳብ ኤረ ሓንሳብ ካኣ ትግራይ ትግራይ ትጻወት ስለዚ ከምዚ ከማካ ኣጣፍኦኦም ከይ ተፈለጠ እዮም ዝጠፍኡ
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u Ай бұрын
Zeyrdaka mhur eye behalay beqa
@oqubaykifle9554
@oqubaykifle9554 Ай бұрын
ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ
@fthawitabraham4195
@fthawitabraham4195 29 күн бұрын
Tsibuk hasab Mulie hawna,Medhin haftna win tsibuk medeb.💙💙💙💙. 💛❤💛❤
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 18 күн бұрын
@@fthawitabraham4195 ሐመድ ብላዕ ቆማል ነጃይስ ግዜኩም ትከስሩ ኣለኩም እምበር ኤርትራዊያን ክትኮኑ ኣይትክእሉን ኢኩም ረሳሐት ጋዕጋዓት
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ፡ እዚ ከዳዕ ገላዕታ ኣብታ ጸልማት ግዜ ዝጠለሞ ከምኳኑ ዘይፈልጥ። ተጋሩ የውሃት ኢኩም፡ ኣምላኽ ደኣ ባዕሉ ግርህናኩም ርእዩ መጻኢኩም ብርሃን ይግበረልኩም እምበር ኤርጥሪን ጠላም ገልብጥ ከም ሰፍኢ እዩ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Ай бұрын
እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበርኩም ነዞም ሽቃጦ ሕጂ ንቃላዕዮም ሓዳራኩም
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 Ай бұрын
ድዛረብ ብዕራይ መልመጺ ብያቲ።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Ай бұрын
ደስ ዘብል ብሱል ኣዘራርባ። እዚ ሓውናስ ብዙሕ ኣወንታውያን ወይ ኣነቓቐሕቲ ዘረባታት ተዛሪቡ ወይ ብዙሕ ጽባቐ እንዳሃለዎ ክንሱስ፡ ንምንታይ ብዙሕ ሕማቕ ጽሑፋት ይርኢ ኣለኹ ኣብዚ ኮመንት ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን። እቲምንታይስ፡ ነቲ ዝሓለፈ ናይ ኩናት ኩነተ-ኣእምሮ ናብ ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ነምጽኣሉ መንገዲ ንምጻእ እዩ ዝበለ። ብዘይካዚ ዝሰልጠነ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ንህነጽ እዩ ዝበለ። ዶስ ከበሮ ኩናት ዝድስቕ ኢኹም ተድንቑ። ወይስ ነቲ ደረጃ ንቕሓት ናይዚ ሓውና ስለዘይበጻሕኩሞ እዩ እቲ ሽግር። ኣንቱም ሰባት ኣህዛብ ሓሚሞምና። ወይ ሰብ ደቀይ። ኣነ ንባዕለይ ኣብዚ ዝተዛረቦ ብዙሕ ናይ ኣራኣእያ ፍልልያት እኮ እንተሃለወና ግን ካኣ ብሱል አብ ስነ-ሓሳብ ዝተሞረኮሰ ርእይትኡ ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይገበረንን። ብዝኾነ Let we be optimistic!,! ወደሓንኩም።
@user-xe6hv8bt1n
@user-xe6hv8bt1n Ай бұрын
ወስላት መሳርሕን መሳለጥን ናይ መድህን ቁ50 ካብ ምኳን ግዳ እቲ ዘውጻኣካ ምኽንያት ብሓቂ ዘይትገልጽ ውስኽ
@Monkey304Awesomeness
@Monkey304Awesomeness Ай бұрын
ናይ ኩሎም ተጋሩ ዕሽነት ኣካኪቡ ሂቡካ ምዕንጅሉ ሐሳዊ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@yonassemon1628
@yonassemon1628 Ай бұрын
ቦጅባጅ ፈራህ ክንዲ እምባ ትኽውን ናይ ፈራሐት ዘረባ 10 ግዜ ክልቲኦም ሻዕብያን ወይንን ኢልካ ወዲእዋ እዛ ላም እንታይ ትወልድ ትኽውን ወይ ተባዕታይ ወይ እንስታይ ክክክ ዝዓይነቱ መልሲ
@user-rh6mp6lm3y
@user-rh6mp6lm3y Ай бұрын
ሐሳዊ መሳኪን ተጋሩ መጻወቲ ሎቋምጽ ኮንኩም ተሪፍኩም መድህን ሰልፋዕ ንህዝቢ ዝጠቅም ፍቅሪ ዘምጽእ ዘምሪ አብ ትበጽሕዎ የብልኩምን ኤሪትራ ብደቃ ተሐፊራን ተኸቢራን ክትነብር እያ ሻዕቢያ ህግደፍ ደቂ ህግደፍ መንደላይ አለና ንዘላአለም 🌿💞🇪🇷💪🇪🇷💞🌿
@hagosyohanns9443
@hagosyohanns9443 Ай бұрын
ብዛዕባ ዓድኪ ዘይትሓሚ ሰልፍዕ
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb Ай бұрын
ስደተኛ ሞ ዘይኮነት
@divtekie5472
@divtekie5472 Ай бұрын
😂😂😂😂❤
@samueltewelde7281
@samueltewelde7281 Ай бұрын
Hizbi Eritrea nibret ayteweseden dyu 1998 adetat ketilu zerifu hizbi tray ,meraya nay meninetu ka ab Sdra haftu yketel alo
@yacobzerabruk2221
@yacobzerabruk2221 Ай бұрын
ጆኖሳይድ ብ ኤርትራ ተጌሩ ኢልካ ተቐቢልካዮ ማለት ዲዩ ኣታ ዓንጃል?
@danielberhane327
@danielberhane327 Ай бұрын
ሙሉጌታ ማለት ሓደ ነብሱ ዝፈቱ ትግራዋይ አዩ ኣባል ብርጌድ ን ሓማቱ አዩ ዓሻ ሰብ አዩ ኣብ አስራኤል ዝግበር ዘሎ ቅትለት ናይ ኤርትራውያን ተሓታት አዩ መምርሒ ክትቅበል ካብ ግብረሽበራዊያን ተጋሩ ኣብ መቀለ ኣቲኻ አለኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 Ай бұрын
ኤርትራዊ ብዛዕባ ትግራይ ክዛረብ እንተኾይኑ፣ (ምናልባት እዩ 'ዚ) ቃላት መሪጹን፣ ንምዕባለ ከባቢኡ ዝምልከት ኣዝዩ ነዊሕ ጠመተ ዘለዎ ትንተና ናብ ንትግባራዊ ዘአንፍት ብክልሰ ሓሳባዊነት ዝተመርሐ ተግባር እዩ ዝትልም። ኣብ ብናይ ተጋሩ ዝርአ መደባት ግን ኣዝዩ ድሑር ንቕድሚት ዘየሰጉም ጥጅእ ፊውዳላዊ ኣተሓሳስባ ዝመልኦ ድሑር ስነ-ሞጎት ዝሓዘ እዩ። ንምሳሌ ሙሪሕነት ህዝባዊ ግንባር፣ ቀንዲ ጸገም ስሉስ ዓለማዊት ድሕርቲ ኣፍሪቃ፣ ስኒት ፈጢራ ንቕድሚት ዘይምስጓማ፣ ተጻብኦታት ደጋዊ ሓይሊ ኣጸቢቑን ጸሚቑን እዩ ዝርደኦ። እዚ ኤርትራዊ መሰል ትግራዋይ ሰብ ግን፤ ኣፍሪቃውያን ስለምንታይ ሓቢሮም ክምዕብሉ ዘይምኽኣሎም በታ ዕንጭቑሊት ሽክንኡ ጌሩ ብምግራም ከስተማስልን ክገርሞን ይርአ። ኣብየት ፍልስፍና!!! ሰ...ይ ኮቲ!! ካብ ምባል ሓሊፍካ ዝባሃል የለን።
@bete1491
@bete1491 Ай бұрын
ዓባይ ጓል ዘግፋሓላ እንበር ዘጽብበላ ኣይ ትረክብ ናይዚኣ ዋጋ ውን ክትከፍልዋ ኢኩም!
@habtemariammebrahtu6947
@habtemariammebrahtu6947 Ай бұрын
If your spirit is with tgray that means you are tigraway,
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
Not his spirit his whole 2 meter body is Agame
@redbag3453
@redbag3453 Ай бұрын
& what is wrong with that? ወዲ ጋሕባ😮
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@redbag3453 kondaf agame 😅😅😅
@habtemariammebrahtu6947
@habtemariammebrahtu6947 Ай бұрын
@@redbag3453 no there is nothing wrong with that but he doesn't have to say I am fighting for eritean, that's a lie,
@amoreamore-o4b
@amoreamore-o4b Ай бұрын
Nmntay elama eyu abzi medrke mexiyu interview zegebre zelo eti ajenda amo ka hade sbilawi gen kab meziom mes ahwatkum ahin mehin zey tebahlu
@user-vs8se6fx3r
@user-vs8se6fx3r Ай бұрын
ኣንታ መድህን ዝብሉዋ ናይ ዓዳ ናይ ህዝባ ሽግር ጸገም ዘይ ፈተሕትስ ናይ ብሓቂ ድያ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ተገዲሳ ማለት ድዩ። ናይ ብሓቂ ይገርም ማልትስ ሰብ ገዛኡ ከይ ሰርሓ ገዛ ካልእ ክሰርሕ ኢልኩም ሕተትዋ በጃኩም።ናይ ብሓቂ ዮም ትግራይ መዋእላ ክትክየር ኣይትክእልን ኩብሉ።ከም በዓል መድህን እንሕር ዝቆጻጸርዋ ኮይኖም።መዋእላ ኣንጻር ኤርትራ ክትሓስብ።
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera Ай бұрын
ይገርመካ ኢዩ ማዓልታዊ ጽንተት እንዳተካየደ ኣብ ዓዳስ ነጢራ ነዞም ሎቃምጽ ክትሓትት ላሕ ኢላ ምስክነይቲ ገና ንስኩም መዋእልኩም ኣብ ከረተትን መከራን ክትነብሩ ኢኩም
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 Ай бұрын
አንታ ሙሌ እንስሳ ድአ ምሳኻ እንድዬም ዘለው አብ ሰደት ኮይኖም እምኒ ዝድርብዩ ዘለው እታ ብዛላምበሳዶ ዓሰብ ትብላ ዘለኻ ሰቅ ኢልካ ሕልሚ ደርሆ እያ ብዕራይሲ ዝበልዖ ሳዕሪ እምር ነቲ ጸድፊ አይርእዬን እዩ ዝባሃልሲ እዛ ናትካ እያ።
@yoab1584
@yoab1584 Ай бұрын
መድህን ጡጦ ሃብዮ
@lemlemghiwot5085
@lemlemghiwot5085 Ай бұрын
Men ke zibihal izi ke weyza eritranas🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 weridiwa 😂😂😂😂😂 zezimexe enda chama 50 kuxiry yenazezu men tebelukas nen tibil esika ke 😂😂😂😂 dikala malelit kitikewin aleka filut iyu
@Ourvision971
@Ourvision971 Ай бұрын
Ezi nay sheqete sebe eyue,welqawi rebaha zedeleye abe engda hezbi Eritrea teseqlu agjefu kekules zetser zelo sebe eyue jewjewa yebhalu kemzeyom sebat😂😂😂😂😂
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 Ай бұрын
እንታይ ፈሊጥና ኢልካና ኢካ እንሀለካ ብዕራይ ዲ ዩ ሰብ እኮ ጥፊእና😂😂😂😂😂
@YikaTube
@YikaTube Ай бұрын
Abzi enda 55 ziatwu fulut eyu ewayy wedi ab gunbah medhin hasad
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
He is an Agame pretending Eritrean
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u Ай бұрын
Baelu yfelt
@samiapp5324
@samiapp5324 Ай бұрын
ሙሌ መምህረይ ተባዕ ናይ መንእሰይ ደላይ ጽቡቅ ቀጽል መድህን ካኣ የ የቀንየልና ፡ እዞም ትጻረፉ ዘለኩም ካኣ ሓሳብኩም ሃቡ
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
አክቲቢስት ሙሉጌታ ይዛረብ ጋዜጠኛ መድህን ህን እላ ትሰምእ ን ትሀትትን ለባም ። ኹሉ ሰሚእና ብራኸ ሸው የቐንየልና ።❤❤ ካብ አሜሪካ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj Ай бұрын
መትከል አልቦ ሰብ፡ ካብታ ናይ ኣግኣዝያን ሕማም ኣይሓወየን
@da8387
@da8387 Ай бұрын
ኤርትራውነት ኣብ ጽላኣት ትግራይ ዝበሃል ዘረባሲ እንታይ ማለት'ዩ❓️ ካልእ ብወገን ኤርትራ ንትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ድ'ኣምበር ንበይና ፈሊኻ ዝርኢ ፖሊሲ ኣይነበረን ሕጂውን የለን ። ምናልባሽ ንዝሓለፉ 27 ዓመታት ብወያነ ዝምራሕ ዝነበረ ስርዓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ምስ ምዕራባውያን ብምሽራኽ ብዝፈጸሞ ሰፍ ዘይብል በደል እወ ንሕወሓት ናቱ ርእሱ ዝኻኣለ መስፈሪ ኣሎ። እንተ እቲ ጽልኣት ትግራይን ተጋሩን ዝብል መሰረት ኣልቦ ሃጠው-ቀጠው ብህሎታት ወይውን (Inappropriate Rhetoric) ግን ክእረም ኣለዎ። ሃሃገርካን መንነትካን ሒዝካ ሰላማዊ ጉርብትና❗️
@kibreabnugusse
@kibreabnugusse Ай бұрын
እዞም ዓናጅል ሲ ትረክብዬም ዳ መድሂን ገምጃዕ
@taamemahari7442
@taamemahari7442 Ай бұрын
@@kibreabnugusse kkkkkkkj
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 Ай бұрын
@@kibreabnugusse ናይ ባሓቂ ንሳ መድህን ዓሻ ንሶም በረከት ዓሻ ኩሎም ዓያሹ ኣስታኣናጋዲት ዓያሹ ዝኾነት ሚድያ
@issupetros2337
@issupetros2337 Ай бұрын
ባዕሎም ድዮም ናይ ትራንስፖርትን ሆቴል መግቦም ዓጽዮም ዘምጽእዎም ዘለዉ ? እንታይ ኔርዎ ክብረትኩም ሒዝኩም ኮፍ ተትብሉ ታሪኽኩምን ታሪኽ ወለድኹምን ተበላሽዉ ተደንግጹ ብሓቂ!
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@yonastekle1848
@yonastekle1848 Ай бұрын
of-course not
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Ай бұрын
ዓጀውጀው አዚ ኮ ብዘይካ ኣብታ ድሕሪት ተሪፋ ዘላ ሃገርና ኣብካሊኢ normal ዩ😂
@HagerMennet
@HagerMennet Ай бұрын
ፋችኡ ትግራዋይ እዮ ኤርትራዊ ኣይኮነን ዘረብኡ ግን ለለ የብሉን ሓደ ሓደ ቃላት ገዲፍካ ኣብቲ ርእሱ ሽግር ትራማ ጥራሕ ጺዒኑ ኣብሪሒዋ ፕው😂
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
ንስኻ ካብተን 9 ብሄራት ኤሪትራ አበየንአን ኢኻ? ብዘይካ እተን ክልተ እተን ዝተረፋ ኤሪትራን ትግራይ ከይሓብራ ዘይደልያ የለወን ፣ምክንያቱ መበቆል መንነተን አብ ትግራይን ኢትዮጵያን እዩ፣እተን ክልተ ግን መንነተንን አሓተንን አብ ሱዳንን አብሱዕዱን ከይደን ይጠይቃ።ትግረዋይ እዩ እትብሎ ዘለኻ ካዓ አይተጋገኻን፣ ዜግነቱ እዩ ኤሪትራዊ እምበር ካብተን 9 ብሄራት ልዕሊ50% ዝኾነ መንነቱ ትግረዋይ እዩ።
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Ай бұрын
ኩልና ተጋሩ ኢናኮ. ..... ትግርኛ ዝዛረብ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ሓወይ wakeup
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e Ай бұрын
@@addisalemmesfin4849 መነመን ኢየን ኢተን ቢሄራት ትግራይ ሞቦቆለን ዚበልካየን ዳኣ ወደይ
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@addisalemmesfin4849 😅😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...mechem eritrawinet himam riesi eyu zighebrelkum....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@alexanderbirhane4611 😅😅😅 alghis cenawi ghembi bitnih funfun agame.....ab eritrea 🇪🇷 tigrawai zibehal yelen::::
@sultandaynom5692
@sultandaynom5692 Ай бұрын
ኣንቲ ጋሕሻር፡ተካል እግራ፡ጉዳይ ዓድኺ ዘይትገብሪ ኣብ ጉዳይ ሃገርና ዕንግሪር ትብሊ!! ብኻ'ባ ምስቶም ኣቦታትኪ ተቐንጺልኪ!!
@senaitfessahaye6307
@senaitfessahaye6307 Ай бұрын
Mulgeta you have very good ideas. I hope our people will have the same you have ideas will divolp
@mulugetatumuzghi
@mulugetatumuzghi Ай бұрын
🙏❤🙏
@jklmnk9596
@jklmnk9596 Ай бұрын
Anta zengi mehremi beray..mekelle do kerebateka kab asmara..??
@Ae91scd
@Ae91scd Ай бұрын
ክብርቲ ሓብተይ ጋዜጠኛ መድህን ! Professional ኢኺ ! አነ ኤርትራዊ ሓዉኺ ሐደ. ካብ ዘድንቁኽን ዝፈትውኹን እየ። አጆኺ ንፈትውክን ነድንቀክን ኢና ! ብዝሐዝኺዮ ቀጽሊ።
@ambesgerberhane1154
@ambesgerberhane1154 Ай бұрын
ላግጺ ደይትገድፍዎ ንደቂ ዓዶም ቀቲሎም ኣዋልድ ህጻውንቲ ዓሚጾም ገንዘብ ሓውሉ ዝባህሎ ዓድ ስ ሙሉእ ናጽነት ይስማዓኒ ትብል ግደፉ እንዶ ሓቂ ተዛረቡ ደቂ ቲ ዓዲ ብስጋኣት እንዳ ነበሩ ናዓኻ ሙሉእ ናጽነት ተስሚዑካ ለውዳዕ ሓሳዊ😮😮😮😮
@NaodAwet-bt2tz
@NaodAwet-bt2tz Ай бұрын
ኣየ ሙሌ ነፊርካስ ነፊርካስ ኣብ መድህን ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝዓወረት
@user-qz2my3zd4q
@user-qz2my3zd4q Ай бұрын
ናይ ዓለምና ዓሻ🤣🤣😂😂
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
😂😂😂😂
@EfremFBI1.
@EfremFBI1. Ай бұрын
@@user-qz2my3zd4q ዕሽነትካ ፈሊጥካ ኣብ መጽሓፍ ምስፋር ዉን ሓይሊ የድሊየካ ኢዩ ኣንብቦ እቲ ምጽሓፍ ዕሽነትካ ኣላሊ
@yonastekle1848
@yonastekle1848 Ай бұрын
Nay Africa Halay Eyu......kkkkkkk
@user-qz2my3zd4q
@user-qz2my3zd4q Ай бұрын
@@EfremFBI1. 🤣🤣😂😂 ግስ ነጅስ መዓስ ኣብ ወረቀት ዝጸሓተርካ ኮይኑ። ኪድ ኣብ ማይ በጽቢጽካ ስተዮ ናይዚ ብዕራይ ሓውካ።
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe Ай бұрын
ንሕና 🇪🇷አብ ሐጎስ ኢና ዘለና ብዝዓባ ትርካምክ ክንሰምዕ ጊዜ የብላን
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
😂😂😂 ሰሚዕካ ሲ ርእይቶ ከማን ክትህብ ተገዲድካ ኣለካ
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe Ай бұрын
@@fekarwedifekarat 😂😂😂 ayisemakun ብዛዕባ ኤርትራ ካም ዝኮነ ግን ፍጹም ጥርጥር የብለየን
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Ай бұрын
ክዳንኮ አኪብኮ ትግራይ ኪዲ 😂😂ህቶሃ ተመሊሱ😂😂😂😂
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 25 күн бұрын
@@Yohanasenafe😂😂 ግን ሲ ነብስካ ረሲዕካ ንካልእ ሰብ ስእሉ ተጠቂምካ ናሃለካ ሲ video ገጹ ከፊቱ ፊት ንፊት ንዝሓተተቶ ናመለሰ ሲ ንስካ ከተነኣእሶ ፓዉ 🤦‍♂️
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 24 күн бұрын
@@fekarwedifekarat ንምንታይ ነብሴ ክረስእ አብ profile ዘሎ እኮ ጀግና ሐወይ እዩ እዚ ሎቅማጽ ዝኮነ ወዲ ናይ ትህቲ ሰብ እዩ
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb Ай бұрын
ለኽባጥ ትብል ጉጅለ ጀምር ረሳሕ ታሪኽ ።ዓጋመ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 күн бұрын
ባርያ ረሳሕ ታርኽ ሓማሴን😅😮
@binitesfaldet
@binitesfaldet Ай бұрын
17 ዓመት ኣብ ስደት እንተጌርካ ኣንደር ኤጅ ከለካ ኢካ ንስደት ወጺእካ ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጦ ብዙሕ ነገር የብልካን :: ኣብ ትግራይ ጽቡቅ ጌርካ ተኸያየፍ ሃምቦፍ ዘለወን ኣዋልድ ኣለዋኻ 😅
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u Ай бұрын
Nay bhaqi ❤
@michaelteame2634
@michaelteame2634 Ай бұрын
Emo underage sawa ywerd do u agelgile sawa mish elka 😂😂😂beqa bi afu ketehzuwo aytkielin barya 😮
@Chmchm-f4y
@Chmchm-f4y Ай бұрын
ANTA HASSAWI BELAE KLTESGA zgezakayo geza ktrie keda menaeseyat eritra ms agame konka kitketl wedi shermuta
@SuperMobly
@SuperMobly Ай бұрын
ሰበይቱ ጓል መቐለ ዕባይ ኣስመራ እያ።
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
Nisu keman agame iu
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 күн бұрын
​@@user-ng9tm6nx1b ማዓልካ ሓሳዊ😂😂
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn Ай бұрын
Thanks mulie and jornalist medhn
@user-pf1ls8fh3y
@user-pf1ls8fh3y Ай бұрын
እስካ ሰላም ኣሎ ትብል ኣለካ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ማህለት 😢❤ ከ ድኣ መን ኣበይ ቀቲሎማ ሓሳዊ ለክባጥ
@zerabrukhagos
@zerabrukhagos Ай бұрын
ኣነ ኣብ ፖለቲካ ዓልም የለኩን፡ትብል ነይርካ ሕጂ ፒዝነስ ኣለዋ ድዩ ናብ ኩሉ ጠብሎቅ ጠብሎቅ ትብል
@user-zz1cb7ph4o
@user-zz1cb7ph4o Ай бұрын
Ab adika indika zeleka weyal
@user-vc4jz7ij8i
@user-vc4jz7ij8i Ай бұрын
እቲ በዚ መሃንዘል ጽላል ቀባሮ ዝሕለም ዘሎ ስርዓታዊ ለውጢ ሕልሚ ጥራይ ኮይኑ ኢዩ ክተርፍ ።ፈትለ መድህን ከኣ ሕልሚ እንዳ ኣሳሰኪ ክትኣርጊ ኢኪ ።እዚ ሰብ እዚ ግን ኣብቲ ግዜ ዕጽዋይ ክባይ ትግራይ ጆነሳይድ ብሻዕብያ ተፈጺምና ኢልኩም ክትሕስዉ ከለኩም ከ እንታይ ይብል ከም ዝነበረ ትፈልጢ ዲኪ።መቀለ መእከቢ ግዛዕ ምዛዕ ኮይና ተሪፋ።
@michelle-i7o
@michelle-i7o Ай бұрын
"መንግስታዊ መዋቅርሲ ኣብ ኤርትራ የለን እሞ አብ ትግራይ ኢዩ ዘሎ" ሃየ! አየ ንስኻትኩም ሙሉጌታ ትወራዘለኻ እምበኣር፣ ቅድም ቀዳድም ዓዱ ዝፈቱ ኤርትራዊ እንተትኸውን ሽሕ ግዜ ምስ መንግስቲ ኤርትራ አይትሰማማዕ ናብ ከም በዓል መድሂን ዝመሰላ ብጽልኢ ቅርሕንትን ኤርትራውነት ዝዓወራ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣንጻር ኤርትራውነት ካይተሓለላ ዝሰርሓ ዘለዋ ኬድካ ቃለ መጠይቅ አይምገበርካን፣ ሕወሓት ዝበሃል ናይ ሰረቅቲ ገበነኛታት ጉጅለን ደገፍቱን አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ 25 ዓመታት ዘውረድዎ እዚዩ ክባሃል ዛይክእል ግፍዒን ዓመጽን ጎበጣ ሕጋዊ መሬት ዋላ ሓንቲ ካይተዛረብካ አብ ዓዲ ገበነኛታት ኮንካ ንመንግስቲ ኤርትራ ክትወቅስ ሞራል የብልካን፣ በተወሳኺ ድማ እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብሃል መቀጸልታ እቲ ብመቀለ ዩኒቨርሲቲ ንኤርትራ ብዓሌትን አውራጃን ሃይማኖትን ፈላሊኻ ንምፍራስ ዝተሃንደሰ ሽርሒ ከምዝኾነ መን ይስሕቶ? ድሓር ድማ ንዓኻ መቀለ ገዛኻ ክኸውን ይኽእልዩ፣ ህዝቢ ኤርትራ ግን ይትረፍዶ ካብ መቀለ ካብ ምሉእ ኢትዮጲያ ውን 90ሽሕ ቆልዓ ሰበይቲ አረጋውያን ዝርከብዎም ንብረቱ ዘሚቶም ከምዝሰጎጉዎ ክሳብ ሕጂ ውን የጋፍዕዎ ከም ዘለዉ መን ይስሕቶ፣ መልእኽተይ ንመድሂን ድማ እዚ ብተንኮል ዝተላዕጠጠ አንጻር ኤርትራ ትገብሪዮ ዘለኺ ስራሕ ንርክብ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ውን ዝጎድእ ስለዝኾነን አብ ዝበጽሖ ውን ስለዘይብሉ ካብዘይጠቅም ስራሕ ኢድኪ እንተትእክቢ ይሕሸኪ እንዳበልኩ ደጋጊመ ይምዕደኪ፣
@edendiev2823
@edendiev2823 Ай бұрын
Tgraway u 100%
@russomasgedom129
@russomasgedom129 Ай бұрын
milue blue tigraway yu
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 күн бұрын
ማዓልካ ሓሳዊ😂😂 ዝወድ ኣይድግፎን ግን ባራዩ ሓሶት ግደፉ😂😂😂
@user-jm3nr9nj7n
@user-jm3nr9nj7n Ай бұрын
ኣሕሕሕ...ነዊሕ ሰብ ወይ ስረ ይሓጽሮ ወይ ልቢ ይሓጽሮ። ክልቲኡ ሓጺርዎ መስኪናይ😢
@michaelkt4669
@michaelkt4669 Ай бұрын
ዋውውው ዘገርም' ዩ።ሙሌ ካብ ሓደ ጸቢብ ናይ ኣግኣዝያን ስነ ሓሳብ ወጺኻ ኣብ ከምዚ ሰፊሕ ሓሳብ ስለዝረኣኹኻ ደስ ኢሉኒ።ንትብዓትካ ውን much respect ።መድህነይ ግን ንናይ ኣግኣዝያን ናይ ነዊሕ ዝጠመተዶ ገለዶ ኢልኪ ክይጥምዝ ዝያ ዝሓሰብኪ ድሕርቲ ሓሳብ ግን ኣብ ኢድኪ ሓውያትኪ።እንተተረዲኣትክስ ኣብ እዝንኺ ደርጕሕልኪ ኣሎ።ወያነን ሻዕብያን እምበር ህዝቢ ኤርትራን ትግራይንሲ ባእሲ ወይ ጽልኢ ስለዘይብሉ ዕርቂ ኣየድልዮን እዩ።
@Hagerawi25
@Hagerawi25 Ай бұрын
Hasawi iyu
@Sami-id7ni
@Sami-id7ni Ай бұрын
Sk bel hasawi ki
@bestoff6144
@bestoff6144 Ай бұрын
ክላእ ካብ ዓሻ ሰብ ዋላ ሓደ ንጽበዮ የለን ነዊሕ ሰብ ወይ ክዳን ይሓጽሮ ወይ ልቢ ይሓጽሮ ኣብ ዝኸድካዮ የብልካን ናብታ ብጥሜትን ስርቅን ትሕመስ ዘላ ዓጋመ ኢኻ ኬድካ
@eritreaasmera414
@eritreaasmera414 Ай бұрын
ነዊሕ ሰብ ልቢወይ ስረ ይሓጽሮ ዝባሃል ብግብሪ ሪኢና
@habtek820
@habtek820 Ай бұрын
Bro when she asked you about what the eritrean military did in tigrai you should have told her that wegnane did in Eritrea in war 1998-‐---2000.
@LovelyChameleon-ix7bx
@LovelyChameleon-ix7bx Ай бұрын
እዋይይይይ ገጽካ ትርሓቕ ኣታ እስኻ ኸ እንታይ ኣኽድካ መሸተ የዋርድካ ድርባይ ጎሓፍ ጽናሕ በል ቢዝነስካ ብሎክ ክንገብራ እና ኩላትና ኤርትራዊያን እሞ ድማ ምስዛ ሕስርቲ ሰብ ተዋረድ እልካ እንዱ ካባይ ኣይትሓሊፍን እኻ ናይ ጎሓፍ ጎሓፍ ሺለት
@abrahaalemayehu4170
@abrahaalemayehu4170 Ай бұрын
ግብረሰዶማዊ ሙሉ ጌታ ዓድና ከበላሹ ብሚስጥር ኣትዩ ብጣዕሚ የሕዝን
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Ай бұрын
መቀለ ገዛ ገገዝእም ብዝተዋህቦም ዶሞዝ ማለሊት መቅተሊ ኣብ እስራእል ዘሎዉ የሕዋትና ዋጋ ክትከፍልሉ ኢኩም ጸፍላዕ ንጸፍላዕ ሙልገታ ነብሱ ዘይካለስ ንህዝብ ኢርትራ ምዕንጅሉ
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
ኪድ ሓሳዊ ዓጋመ ኤርትራዊ ኤ ኻኣ ትብል እንሆኳ መልሓስካ ይነግረልካ ኣዛራርባኻን ላህጃኻን ጹሩይ ትግራዋይ እምበር በየናይ መገዲ ኢኻ ኤርትራዊ ክትከውን ንስኻ ምናልባት ኣስመራ ሪኢኻያ ትኸውን ብመገሻ ግና ንስኻ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ሓሹል ንኻልእ በሎ። 😮😮😮😮😮!!!
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 29 күн бұрын
እሞ ደኣ ኣብ ሚድያ ናይ ትግራይ መፂኡስ “ኣንቲ ደም ታሕላቢ ኤ ድብለኪ ደሎኹ ማራ ኤ ድፍንፍነኪ ህዝባዉ ግንባር ሚሳይላት ዩ እተዓጥቔ ብሕጂ እፍሊ ጃንዳ ወያኔ ነዛ ዞውዲ እንተተንኪፋታ ወይልኣ” ኢሉ ክፍክር ዲኻ ነይርካ ደሊኻ? 😂
@girmayyihdego263
@girmayyihdego263 Ай бұрын
እዚ ዓንጃል ደኣ እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ። መንግስታዊ መዋቕር እንተዘይህሉዶ ንዓጋመ ምቐበርናዮም።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Ай бұрын
ሎቅማጽ አጋሜ ኤርትራ ከምዘየርገጻ አቅቢጹ እዩ😂😂😂😂😂
@Loditeka9097
@Loditeka9097 Ай бұрын
ካብ ትጽብተይ ንላዕሊ እየ ረክበካ ሙሌ ነመጻኢ ተስፉ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Ай бұрын
ናይ ኣዶሊስ ስልጠነ ክ ኣበይ ምስ ክደና ኤርትራውያን
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 Ай бұрын
ኣብየት ላግጺ 😂😂 ኣብ ግዜ ኩናት ንመን ይድግፍ ኔሩ እስኪ ሕተትዮ 😂
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
ኣታ ሓወይ እዚ ሓደ ሓደ ተውጸኦ ዘለኻ ቃላት ሲ ኣጠራጢርካና።
@hailuweld
@hailuweld Ай бұрын
ናይ መራሕቲ ጸገም እንተዘይኮይኑ ብናይ ሕዝቢ ወገን ፍጹም ጸገም የለን ኣብ ዛላምበሳ ዝነበረ ብዓይነይ ርአዮ።
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz Ай бұрын
ኣብ ብራኸ ሸው ኢንተርቪው ዝገበረ ኤርትራዊ ክብሎ ኣይክእልን የ ንግዜ ይሓድጎ ዕላማኹም ግን ተሴሩ እዩ ድሕሪ ሕጂ ብዛዕባ ኤርትራ ኣፍካ ኣክብ ሓሳዊ ክንጽበየካ ኢና
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g Ай бұрын
ናብዛ ጎል ከይድካ ሰለ ዘማረርካ ዝመጽ ፍታሕ ኣሎ ድዩ ? መኸንያቱ ናብ ኢትዮጲያ ዘኸደ ኩሉ ናብዛ ጎል ኢዩ ዘኸይድ
@RobelDebesay-qb5ss
@RobelDebesay-qb5ss Ай бұрын
Ygerm eyu
@freyberhe
@freyberhe Ай бұрын
🤣🤣🤣
@danielestif8689
@danielestif8689 Ай бұрын
እንዳ ትግራይ ትዕወት ግርም መእተዊ ሓሪኹም ኣለኹም ድሕሪ ደጊም ገጽ ኤርትራ ትሪኢሉ ዕድል የብልኩምን ንሕና ውን ከም ቁማል ወትሩ ኣብ ርእስኹም ኣለና !
@sure1705
@sure1705 Ай бұрын
We don’t care what qomal agame say!! 😁🇪🇷✊🏾
@Sam-hr8ql
@Sam-hr8ql Ай бұрын
እንታይ ክትገብር ወጺካ ኣብ ትግራይ ለመጭ...መዘርባዕ እንታይ ቁምነገር ከይዛረብ ተስፋጽዮን ካብኡ ይበልጽ 1000%
@kidanehaile5036
@kidanehaile5036 Ай бұрын
Oh anti haftey nai adiki sheger alo mesleni so nai tegrai zaitserhi
@TheBerihu
@TheBerihu Ай бұрын
ናብ ዓዳ እዩ ከይዱዋ።
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Ай бұрын
ቆማላት ለመንትይ ትግራይ ሰብ ድዩ ትግራዋይ ይብሉ ወልቃይት ኣምሐራ ለካ ከምዝይ ምስ ረከቡ ኢዮም
@jupiterplanet1316
@jupiterplanet1316 Ай бұрын
አህያ.. የድሀ ሀገር ልጅ.. ከብት
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Ай бұрын
@@jupiterplanet1316 እከካም ቅማላም ለማኝ ትግራዋይ
@jupiterplanet1316
@jupiterplanet1316 Ай бұрын
@@user-cc5cq4jz1h አህያ...ትግራይ 🇪🇹ኢትዮጵያ 🇪🇹... ኤርጥራ ድሀ ናት.. የአለም መጨረሻ ድሀ ሀገር ኤርጥራ ናት.. ከብት
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Ай бұрын
@@jupiterplanet1316 ኣንተ ቅማላም ትግራኣዋይ ከናንተ ሃላቀርና ለቦች ክልል ተሰምቶ ኣይታወቅም በቀን ስንት ወጣትና ሰቶች ተደፍረውና ተገድለው ይገኛሉ እከካሞች ክልል ያማራ እህል በልታቹ ጠግባቹ ነበር ኣማርም ትግራይ እከካሞችና ለቦች እንዳይገቡኝ ብለው ጥርቅም ኣርገው ድንበራቸው ዘጉትና ኣሁን በራብ ችግር እየተሰቃዩ ነው ያሉ ምድረ ስእል ክልል
@jupiterplanet1316
@jupiterplanet1316 Ай бұрын
@@user-cc5cq4jz1hብብታም ኤርጥራዊ.... ትግራይ🇪🇹 ኢትዮጵያ 🇪🇹🎉🎉🎉.... ኤርጥራ ውስጥ እንደ ድንጋይ ዘመን ነው ምትኖሩት...ድሀ ሀገር ኤርጥራ.....
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia Ай бұрын
እዛ ትግራይ መአከሂ ጎሓፋት
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab Ай бұрын
ሙሌ ዕዋኖ ተስፋጽዮን ፖሎቲካ ምሂሩካ መቐለ ድኣ ጋል ክትረዉእ ዶ ኬድካ ዉግሮ ምዓት ዩ ኢሎሞ
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 Ай бұрын
Thank u for bring insightful men.. please bring also Amhara and other East Africans ethnic groups.. we need to talk and resolve our issues.. 🛖💪🏿💗🧠
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 30 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 6 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН