ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ንተቃላሳይ ይብራህ ቐሺ ኣፈወርቂ (ወዲ ወርቁ) ዘካየዶ ዝኽሪን ፈላማይ ዋዕልኡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ

  Рет қаралды 49,715

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

16 күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde

Пікірлер: 771
@Yorkabeley
@Yorkabeley 14 күн бұрын
ኣነ ከኣ ትማሊ መድሂን ክትቀርጽ ምሳና ዊዒላስ ኣይትዝርጎሖን ድያ ክብል ጸኒሐ 💙💙 ብጾት ብርጌደይ ኣዲስ💪
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 14 күн бұрын
❤❤
@amannegus8465
@amannegus8465 13 күн бұрын
😄😄😄😄😄 ንስኻ ሕጂ ኤርትራዊ እየ ክትብል ዲኻ? ሑሩጭ ትግራዋይ!!! ኣርሞ ትግርኛኻ እሞ ተመለሰና
@Yorkabeley
@Yorkabeley 13 күн бұрын
@@amannegus8465 ትግራዋይ ኮይነ ኤርትራዊ ካብ ምባል ክሳደይ ክትብተኽ ምመረጽኩ ኣበይሞ ተዝገብረለይ😰 ትግሪኛ ኩሉ ናተይ ዩ ክትቀድሕ ስለዝይበልኩ ድዩ😂
@amannegus8465
@amannegus8465 13 күн бұрын
@@Yorkabeley ኣነ ድማ ትሽዓተ ብሄራተይን : ክቡራት ሃይማኖተይን ይሕዝ:: ንስኻ ኪድ ተፈናቐልቲ ተጋሩ ናብ ቦትኦም ምለሶም:: ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጦ የብልካን:: እንተደሊኻ ግን ንዶክቶር ኣብይ ክንሰደልካ ኢና ምስ ድሮኑ !
@Yorkabeley
@Yorkabeley 13 күн бұрын
@@amannegus8465 ኪድ ንራሻይዳ ቶጎምባሓሉ ባርያ 😂😂😂
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n 14 күн бұрын
ሜዲዬ ደስ ኢልና እዩ ምስ እዞም ኣሕዋትና ተፀንቢርኪ ስለ ዝወዓልኪ💙😍 ኣጆኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና ፅንዓትኩም ቀፅልዎ✊
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 14 күн бұрын
መድህን ሽኾር ጀግና ንዝኣመንኩሉ ጫፍ ትከዲ ዋዕሮና ሓፍተይ ጋል ዓደይ ❤️🙏🙏🙏🙏
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 14 күн бұрын
ABAQ
@fkreayele3056
@fkreayele3056 13 күн бұрын
ካልእ ከይትሐልምስ መድህን ጋሕታን ታይ አምፂእዋናብዚ?
@kulbrfess631
@kulbrfess631 14 күн бұрын
እታ ቀዳመይቲ ስጉምቲ ምትእምማን እያ እሞ ተጋሩ ኣሕዋትና ከምቲ ሻዕብያ ኢዱን እግሩን ምስ ኩሉ ክፍኡ ኣብ ትግራይ ዝፈጸሞ ግፍዒ ፣ ሕጂ ግን መንገዲ ለውጢ ተጀሚሩ ኣሎ እሞ እምነትኩም የድልየና ኣሎ። ቀጽሉሉ ብራከ ሸዉ!!!!❤
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 14 күн бұрын
❤ ኣጆኹም ወገነይ ሞት ኣይተርፍንዩ ሞት ንሞቱግን ከምዝ ንሰላም ንፍትሕ እናዘመርካ ክኾዉን ኣለዎ❤❤
@dawitgebre323
@dawitgebre323 14 күн бұрын
Guhafat motkum yeryena derbayat
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 13 күн бұрын
ክክክክ ሐሳዊ ቆንዳፍ
@Fagi311
@Fagi311 13 күн бұрын
ምስ ተጋሩ ኢድን ጓንትን ኮይንና ኢና ደጊም በራዩ ቦታ የብሎምን ሓደ ክልተ ንሕብረተሰብ ተጋሩ ዘይውክሉ መሃይማት ተጋሩ ኣብ ዲያስፖራ ኣለዉ። ነዚኦም እዝኒ ኣይንህቦምን ብዝያዳ እኳ እቶም ተጋሩ ባዕሎም ኢዮም ክገንሕዎምን ከምዘይውክልዎም ሓደ መዓልቲ ብሚድያ ክዛረብሎም ኢዩ ዝግባእ ኔሩ ካብዘይገበርዎ ግን ድሓን ክዕንቅፉና ከምዘይኽእሉ ንታማመን ኢና።
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 13 күн бұрын
@@Fagi311 ተጋሩ ደአ ኢድ ደብሎም ተቆሪጾም እንድዮም ድርባይ ዋሒድ ንስካውን ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ኢካ
@samuelfekadu7582
@samuelfekadu7582 14 күн бұрын
Dear Brakhe Show, We deeply appreciate all your support and the unwavering courage and the people of Tigray in standing up for justice and rejecting oppression. Your strength inspires us, and we believe in a bright future together. We will never forget your contributions. Once we overcome these challenges, we will find a way to live in peace, filled with love and respect. May the spirit of God guide us all. With heartfelt gratitude and solidarity from Eritrean Meley Paltalk Room!
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 14 күн бұрын
ካብ ሕጂ ንድሓር ኣዲስ መዐንደፍ ህግደፍ ኣይኮነትን:: ኣጆኻ ዎሎዶይ ቀሪብና ደጊም ንዓድና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👈✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊🖥️📗🖊️📞✈️✈️✈️✈️✈️
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 14 күн бұрын
Nab meqabrkum ember....kkkkk 💔💊
@hberi2489
@hberi2489 14 күн бұрын
Day dream 😂
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 14 күн бұрын
Eway Abiy Ahmed....💔 Abakum wediqu.....kkkkk .
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 13 күн бұрын
Nay tegaru mikonu feltina ena
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 12 күн бұрын
ገዛ በዘይ ኣደ ጸልማት ኢዩ ቃልሲ በዘይ ብኣክን ከንቱ ኢዩ ፍትሒ ከም ስምኪ 💙🌿💙🌿💙🌿💙
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 14 күн бұрын
ሕልሚ ኮይኑ ኳ ተሰመዓኒ ዓይኒ ጸላኢኹም ይድፈነልኩም።❤❤❤❤
@samites2073
@samites2073 14 күн бұрын
የቕነልና መድህን ኣብ ቃልስና ትገብርዮ ዘለኪ ኣብርክቶ ኣጆና በርጌደይ 💙💙💙✊🏿
@eyobyergalem8284
@eyobyergalem8284 14 күн бұрын
thanks appreciate madhen haftey shakor we love you
@gobasommetie4768
@gobasommetie4768 14 күн бұрын
ኣነ ወዲ ጉሎምካዳ እየ❤ ብልቢ እዛ ግጥሚ ኣብክያትኒ 😢😢😢እግዝኣብሄር ኣብ ገነት የንብርካ 😢😢 ኣዮኩም ንሓመዱ ኣብ ጎንኩም ኣለኩ
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 14 күн бұрын
ABAQ
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 13 күн бұрын
ጉሎመከዳ ትግራይ ኢዩ ስለዚ ቆንዳፍ ኢካ ማለት ኢዩ 😂
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 13 күн бұрын
@@alenalkieritrea3862 iwe wiigin kondaf agame iyu zitiim kubur hawey kkk kkk kkk
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 12 күн бұрын
👊✊💪👉🤴💙
@SamuelYakob-iz8vd
@SamuelYakob-iz8vd 11 күн бұрын
@@alenalkieritrea3862 kkk kondafat wii Gin tegaru me liom shigr rekibna iko kkk kkk kkk agame
@samuelfekadu7582
@samuelfekadu7582 14 күн бұрын
I am proud of you all the way from California, GOD IS with us, our ancestors are with us, and it's only a matter of time before we go to where God created us. We will be free soon, we are with your brigade n hamedu all over the world!
@hulufalem5572
@hulufalem5572 14 күн бұрын
Thanks so much for everything sister 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@eliasberaki451
@eliasberaki451 14 күн бұрын
Meda habtey zifetwekin zefkrekin❤❤❤thank you so much. Brgedawutan ab awet yerakbena🎉🎉🎉
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 14 күн бұрын
ኣታ ከመይ ብስራትኩም ይስዓር " ነዚ ህዝቢ ንፋሰ-ዲና ነጺግክሙሉ ፡ ተስፋ ሰኒቑ ፡ ከመይ ገዚፍ ዓወት ተበሰሩ ( ኣበስሩ ) 🙏
@Sky20844
@Sky20844 14 күн бұрын
እንተተረዲኡካ ንዋጋእ ኢዮም ዝብሉ ዘለዉ ብዋጋና ስልጣን ክሕዙ፡ ሰብኡት እንተኾይኖም ይኺዱ ሱዳን መንግስቲ ዘይብላ ነጻ መሬት የርእዩና
@tesasli7056
@tesasli7056 13 күн бұрын
​@@Sky20844ዋ ይርድኣካ ኣሎ ድዩ ንባዕልካ ትብሎ ዘለካ እቲ ጨቋኒ ስርዓት ኮ ኣብ ኤርትራ እምበር ኣብ ሱዳን ኣይኮነን ዘሎ ንምንታይ ዕላማ ንሱዳን ክኸዱ ድሓር ክኣ እንታይ ማለት ዩ ስልጣን ንቕድም ንህዝቡ ካብዚ ዘሎዎ ስርዓት ንምውጻእ ኢዩ ቃልሱ ንስልጣን ኣይኮነን
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 14 күн бұрын
መድህን ሓፍትና ጅግና ናይ መን ክትወስዲ ናይ ኣቦታትኪ። ክብረት ይሃብኪ ኣክቢርኪ ምስ የሕዋትና ዊዒልኪ ናብ ህዝቢ ብምሕላፍኪ♥♥♥
@samuelfekadu7582
@samuelfekadu7582 14 күн бұрын
ዝኸበርኩም ብራኸ ሾው፡ ኩሉ ድጋፍኩምን ህዝቢ ትግራይ ንፍትሒ ጠጠው ክብልን ጭቆና ኣብ ምንጻግን ዘርኣዮ ዘይንቕነቕ ትብዓትን ብዕምቆት ነመስግን። ሓይልኹም የነቓቕሓና፡ ብሓባር ድማ ብሩህ መጻኢ ንኣምን። ኣበርክቶኹም ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና። ነዚ ብድሆታት ምስ ሰገርናዮ፡ ብፍቕርን ምክብባርን ዝተመልአ ብሰላም እንነብረሉ መንገዲ ክንረክብ ኢና። መንፈስ እግዚኣብሄር ንኹላትና ይምራሕና። ምስ ልባዊ ምስጋናን ምትሕግጋዝን፡ ካብ መለይ ፓልቶክ ሩም።
@filiesrom2820
@filiesrom2820 14 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ተባዓት ክንዕወት ኢና ኣጆና
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 12 күн бұрын
ብራኸ ሜድያ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና ሓብትና መድህን ምስ መሳርሕትኺ ❤🙏 ብርጌዳውያን 👊✊💪👉🤴💙💙💙
@YosefTsehay
@YosefTsehay 14 күн бұрын
Medhn waero thank you for saporting you brathers and sisters eritrian wogenki
@SmilingCircuitBoard-wk3yu
@SmilingCircuitBoard-wk3yu 14 күн бұрын
Hji lilay awet mexya kab brgied nab kfleserawit nhamedu segirna bezihna anbibna bsrena bqlxmna ab zhaxere gizie drgm nab hagerna 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@abrahaleytukue7194
@abrahaleytukue7194 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዚብል ሓደ ዓወት ረኪብኩም አለኩም ኤርትራውያን ክንብለኩም ግን ተጋሩ የሕዋትና ከምቲ አቦታትና ዘማህሩና እቲ ሓቂ ካኣ የሕዋትና ኢኩም ዋላ ተፈፀመ ይፈፀም አብ ትግራይ እብ ጎኑኩም አለና ተጋሩ ኢቲ ሓቂ ስለ ዘማህሩና አቦታትና
@tadesekesete9760
@tadesekesete9760 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስዘብል ታ ባይታ ተተፈጢራ መላሲ የብላን የቀንየልና መድሂን ሓፍትና
@user-jc6xq7wo9n
@user-jc6xq7wo9n 13 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ሱግሚ እዩ ያላ ንቕድሚት በርጌዳውያን Thank u መድሂና Thank u ተጋሩ ኣሕዋትና::💙❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 14 күн бұрын
❤❤❤ብሰንኪ እዚ በላዒሰብ ዝኾነ ህግደፍ ጽቡቅ ርእዩን ጽቡቅ ጥዒሙን ዘይፈልጥ መንእሰይ ግን ድማ ንህዝቡ ዝቡቅን ጥዑምን ንከምጺ ጉዕዞኡ ቀዳመይቲ ስጉምቱ ሓደ ኢሉ ጀሚሩሎሞ congratulations ክብሎ ከለኹ ብዓብይ ሓጎስን ተስፍን ተመሊኤ እየ!!❤❤❤
@kiros679
@kiros679 4 күн бұрын
🎉🎉 የቀንየልና መድህን ሓፍትና ከምኡ ውን ኣባላት ብራኸ ሸው ንትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣብ ቃልስና ብርገደ ኣጆና ዓወትና ናይ ግድን እዩ
@zera1464
@zera1464 14 күн бұрын
great great great news. Hope for the poor Eritreans will come soon.
@Totaldome
@Totaldome 13 күн бұрын
So these are the bunch who will free Eritrea and Eritreans!!! This goes a long way to tell the kind of platform you run.congrats for this revolutionary achievement..fantastic journalist scoop!!!--)
@user-ed3nm9zb5i
@user-ed3nm9zb5i 14 күн бұрын
ኣጆና ብርጌድ ንሓመዱ ዕቡድ ከልቢ ራዕዲ ኣትይዎ ዝሕዞን ዝብሎን እዩ ጠፊእዎ ዘሎ 💙💙💙💙💙💙👍👏🤝💪💪💪
@tsegaghirmay8085
@tsegaghirmay8085 14 күн бұрын
😂😂😂 እዋይ መስሓቅ 😂😂
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 14 күн бұрын
ፃሕፅሔን ኣለዋ ባራዩ ጎይትእን ኣብ ሽግር ክኣቱ ምኻን ፈሊጠን
@diddidadda7679
@diddidadda7679 14 күн бұрын
😂😂 ዓጋመ ኩዕንቲ
@user-ed3nm9zb5i
@user-ed3nm9zb5i 14 күн бұрын
@@diddidadda7679 ደቂ ቆርዒዶ ሙኻንኩም ረሲዕኩሞዶ በራዩ 🤣🤣 ብርጌድ ንሓመዱ መጺእኩም ኣሎ ሕጂ ሃየ ኣብ ሜዳ የራኽበና💪💪💪
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 14 күн бұрын
Entay tibl wedey....kkkkk 💊💔
@thaile7887
@thaile7887 14 күн бұрын
ክብሪ ንዓኩም ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣባባ ከምኡውን ክብርቲ ሓፎትና መድህን። ሕጊ ይንገስ ውድቀት ነቶም ጠለምቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ከዳዓት
@habtemariammebrahtu6947
@habtemariammebrahtu6947 12 күн бұрын
ዓድሙና ይብለኩም ኣሎ ምስ ጸዋዕኩሞ ኸኣ ቀምሼ ኣደይ ሓንኩልኒ ክብለኩም እዩ።pure it
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 14 күн бұрын
Haki eyu kab buzuh mzrab nshto msrah ybels🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@temesgenabraham7541
@temesgenabraham7541 13 күн бұрын
🇪🇷💪💪 helmi naxa eyu yekal eyu ente gahdi gn helmi eyu
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 14 күн бұрын
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዙ ኣብ ዴገ ዘሎ ህዝቢ ተስፋ ከም ዝሰንቅ ጌርክሞ❤
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 14 күн бұрын
ብሰላም ይዕረፉ
@amanmulue9756
@amanmulue9756 14 күн бұрын
Good job guys!
@kobra8058
@kobra8058 14 күн бұрын
ሕጂ ግርም ብርገድና።🎉🎉🎉🎉
@arddgtyhu
@arddgtyhu 9 күн бұрын
ኣጀኹም ብርገድ ንሓመዱ መስዋእቲ ዘይብሉ ነፃነት ስለ ዘየለ ኣጆኹም ክትዕዋቱ እኹም 💙💊✊
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 13 күн бұрын
የቐንየልና ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏መድህን ሓፍትና ስለ ኩሉ ትገብርዮ ነገር ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ Blue Revolution💙💙💙💙💙💙💙💙
@Rufta8970
@Rufta8970 13 күн бұрын
ቃልሲ ምጅማርኩም ንሕና ኣብ ደገ ዘለና ንደግፎ ነጥቢ'ዩ። ስለምንታይ እዛ ትግራወይቲ ብዛዕባ ኤርትራ ክትላዘብ ኣብኡ መጽያ? ቅልስና ብከምዚ ይበልሾ ኣሎ።
@amanfitwitekie4263
@amanfitwitekie4263 13 күн бұрын
ጋዜጠኛ'ያ ብሉጽ ሓወይ❤
@diddidadda7679
@diddidadda7679 14 күн бұрын
ኣንጭዋ ንሓመዳ ገለ ደኾን ሓሲብልኪ ንሓዋሩ ሓመድ ክትኮኒ ደሊኺ ዲኺ😂😂😂
@simonhaile5777
@simonhaile5777 14 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብርጌደይ ❤❤
@user-db4xt8qh9n
@user-db4xt8qh9n 13 күн бұрын
ናይ በሓቂ ሃገሩ ዚፈቱ ንሓመዱ ትራይ ዩ ምክንያቱ ዚቃለሱን ፍትሒ ዚደልዩ ዘለው ንሶም ዮም
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 14 күн бұрын
wow wow wow Ash Ash meniesey ertra bnqhat telaelu... nay 30 Amet mekerana nkebqie chura riena.
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u 13 күн бұрын
ንመዲሂን ዘይ ምድናቕ ኣይክኣልን👌👏💪። መድህን ትዓቢ ካብ ሕውሓት
@user-ie9uf4zp5b
@user-ie9uf4zp5b 14 күн бұрын
ንኺድ ጥራይ ህላውነትና ብቅልጽምና ኢና ነረጋግጾ?
@mussielegese8072
@mussielegese8072 11 күн бұрын
ደስ ዝብል 💙💙💙💙
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 14 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍Victory to Brigade N'Hamedu
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 13 күн бұрын
ጥማዕ ወያነ ካብ ዓጀው ጀው ኣትሓልፋን ኢኪን
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 13 күн бұрын
🥄🥄🥄🥄🍴🍴🍴🍴🥄🥄🍽🍽🍽👹👎👎👎👎👎👎👎👎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yaredhailu5516
@yaredhailu5516 14 күн бұрын
ዓወት ንሐፋሽ ።ሩሁስ በአል ናጽነት ኤርትራ
@johnihabtay8717
@johnihabtay8717 13 күн бұрын
የቀንየልና Medhin💙❣️
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 13 күн бұрын
የቀንየልና መድህን ኣ ጎኒ ተቃለስቲ በርገድ ንሓመዲዱ ብምውዓልኪ 💙💙💙💙💙💙💙
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 14 күн бұрын
መድህን ሓፍትና ከምመይ ድኺ ጅግና ❤❤❤ ኣብ ትግራይ ንዕብየት ዴሞክራሲ ትግብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ። ንኣሕዋትና ብርጌድ ንሓመዱ እውን ድምፂ ሰለዝኾንኪ ጀግና ❤❤ መድህን ሚድያኺ ናብ mainstream ሚድያ ኣዕብዪያ ምእንቲ ኩሉ ህዝቢ ብ TV ክሪኦ ። i hope medhin will create the largest media corporation in Tigray ❤❤ we love you our beloved sister ❤❤❤
@user-kf5qr4uz3r
@user-kf5qr4uz3r 13 күн бұрын
ዋውው ብጣሚ ደስ ዝብል ዓሚ ከምዚ ሎሚ ናጽነት ጽሉላት ሕጂ ከኣ ብንቁሓ ተለይቲ ሰላም ፍቅሪ 💙💙💙💪
@medhin8187
@medhin8187 14 күн бұрын
💙💙💙💙 መለይ
@AsmeromMogos
@AsmeromMogos 14 күн бұрын
💪🏿💪🏿💪🏿💙💙💙
@Mahari5965
@Mahari5965 14 күн бұрын
Ajokum Brgedna nkid tray Medhin Thank you for your service waro habtna
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 14 күн бұрын
ኣናብስ ብሓቂ ኣጆኹም💙💙✊✊✊✊
@andatdrar526
@andatdrar526 12 күн бұрын
Thanks!
@Solomon-qb7tx
@Solomon-qb7tx 13 күн бұрын
Thanks Brake media Show 👍🙏👍
@mussiegebray746
@mussiegebray746 14 күн бұрын
✊️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✊️💙💙💙💙✊️
@anghesomfoto1055
@anghesomfoto1055 14 күн бұрын
ጽቡቕ ስራሕ መድህን፡ሓቢርና ንቃለስ።
@DawitTsegazeab-vp2kk
@DawitTsegazeab-vp2kk 14 күн бұрын
medy mekurietna biami ena nfetwekin nekbirekn
@menkemadexewar
@menkemadexewar 13 күн бұрын
Thanks you so much Medhin 🎉💙🌿💚
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 14 күн бұрын
ምስ ባራዩ ህግደፍ ኩላትና ተቃዎምቲ ስለ ዝኾና ኢና ካብ ሃገርና ወጽና ድሓን ግን ኣብ ዓላማና ተፋላሊና ንሕና ናይ ብሓቂ ተቃዎምቲ ኮና ፀኒሕና ንሶም ክኣ በንጻሩ ተበለጽ ቲ ኮይኖም ፀኒሖም ዕምሪ ተበላጻይ ክኣ ዕምሪ የብሉን ፍትሒ ይስዕር Thanks መድህን ሓፍተይ ክኣ🙏🏼💙💙💙💙💙👈🏼
@sesinna1
@sesinna1 14 күн бұрын
ጉዳይ ትግራይካ ግበር ኣዴኻ ጠምያ ኹዕንቲ ትኣሪ ኣላ። መንግስቲ ብተኹሲ እምበር ብስምዒት ኣይቕየርን። ኺዱ ውረዱ እሞ ካብ ናይ ወያነ ሓይሊ እንተ ኣልዩኩም ኣብ እቲ ጎልጎል ምተረኣኣና
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom 14 күн бұрын
✅👌👍💙
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 14 күн бұрын
Medhn ntgray xlei twsklu aleki beziom zmexe lewti yelen bamerikan melesn aytelewtnan nhna eritrawyan
@yordag9538
@yordag9538 13 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙
@goodmorningeritrea8593
@goodmorningeritrea8593 13 күн бұрын
Thank you brake show
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 13 күн бұрын
ክንደይ ዓቀብ ዘይጠረጥና በለት እድጊ ክንደይ ሐንጀመንጅ ዘይተፈጠሩ ኩሎም ግን አበይ ከምዝአተው አይፍልጠንኢዮም😂😂
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r 14 күн бұрын
ተዓወቱ ቡጾት ቃልስና ኣብ ሓጺር ግዜ ዓድና ድርግም ኢሉ ምስ ህዝብና ንራከበሉ ኢዩ ብጻይኩም ንሓመዱ የ ኣባል ስምረት ምቅስቃስ ንድሕነት ሃገር፣በዚ በረካታት ትግራይ፡ ቃልስና ክፍጥን ኣለዎ ።ብውህድን ስሙሩን ሓይለና ንድምስስ ጸላኢና። ፎርሳ ብርጌደይ ንህዝብና በዚ ዶባት ዓዳትና ቅልቅል ንበሎ ይጽበየና ኣሎ
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 14 күн бұрын
ዋውውውው ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ አዲስ አበባ
@Takila848
@Takila848 14 күн бұрын
ክክክክክክ እዎይ ሞራል ዘለኩም ምስ ምደህን ኾይንካ ዝእለ ህግደፍስ ንርኢ እቲ ዝገርም ሰ ኣቡኡ ዘለዉ ኩሎምስ ኣብ ሰፍር ምሳይ ዝቅመጡ እዮም እሞ ኣይ ኮነን ሓቢሮም ክቃለሱስስስ ____ ግን ደሓን ምዕዛብ ዶ ክይንስልኪ😂😂
@surafielweldu4775
@surafielweldu4775 13 күн бұрын
Thank you medhin
@paulmeksonone949
@paulmeksonone949 14 күн бұрын
በርጌደይ ኣጆና አዚ ጌዜ ግዜና አዩ 💙💙 ንሕና መንግስቲ አና ንሕና ሃገር ኢና 👑 ዕላማና ኣብ መፈጸምቱኡ ከምነብጽሖ ኻኣ ኣይጣራጠርን አየ 💙💙💙💙
@ariamemun9576
@ariamemun9576 14 күн бұрын
ሰላም ኣሰይ ዕልልልልል : ብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ሰላም ንብለኩም : ብሩኽ ምጅማር 💙💙💙💙😍
@dadidad4572
@dadidad4572 14 күн бұрын
😂😂😂😂ዓጋመ ጉዛይ ጸጊብኩም ዶ ሓቀይ ኣሰር ኣቦታትክን ክትስዕባ ኢክን
@senaittesfassilasie8056
@senaittesfassilasie8056 14 күн бұрын
Whatever
@senaittesfassilasie8056
@senaittesfassilasie8056 14 күн бұрын
​@@dadidad4572 beal tedemrenal
14 күн бұрын
👉#ብርጌድንሓመዱ ኢትዮጵያ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ💙🌿🫡
@user-mm7gv9rl8p
@user-mm7gv9rl8p 12 күн бұрын
እዚ ኣረሜን ስርዓት ህዝብን ሃገርን ድበት ዝኸደነ ካብ ስሩ ምሒና ካብ ገጽ ምድሪ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኣዕሚቅና ክንቀብሮ ክልኻ መንእሰይ ኣብዛ ስዓትን ግዜን ነብስኻ ፈትሽ ንሕና ን 34 ዓመታት ደሚና ሜትና ተኣሲርና ምስ ጎራባብትና ብሰላም ከይትነብር ንጉሆ ንግሆ ኩናት እና ተኻተኪ ህዝብና ጸኒቱ እዩ ተላዓል ክልኻ መንእሰይ 💙💙💙💪💪💪 መድህን ሓፍትና ድማ ክሉ ትገብርዮ ናይ ሚድያ ድጋፋት ብጣዕሚ የቀንየልና So klka delayfthi Neza chanel nktabi Lack Sabuskrayb Felew Sher ጌርና ንተሓባበራ 👈✌
@weyniissac2053
@weyniissac2053 14 күн бұрын
ኣጆኩም ንኡሳት ወሎደይ❤❤❤🎉🎉🎉
@FiligeytiomTela
@FiligeytiomTela 14 күн бұрын
ተመስገን ዉሽጥና ሃጎስ ተስፋ ዓሲልዎ ሳኣን ሓቢርኻ ምውዳብ ምዋእልና ኣብ ዕንክልል ምንባር ይኣክል ኣጆኩም ሓንቲ ከላሽን ካሕ እንተ ኢላ እቶም ስራዊት ይሕዋትና ምስና ኢዮም ዕቡድ ክልቢ ሕግድፍ ምህደሚ የቡሉን ❤❤❤
@wediakele2099
@wediakele2099 14 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yordanos3691
@yordanos3691 14 күн бұрын
Des zbel 💙💙💙💙🌹😊
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 14 күн бұрын
👍👍💙🌿💙🌿💙✅✅
@hfhfhrhrh6980
@hfhfhrhrh6980 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤ብርጌድ ንሓመዱ ኣጆኩም ኣሕዋት
@akillberhe1981
@akillberhe1981 14 күн бұрын
Kab Euroup be geben seltehtet ember fetika dika nab Addis abeba ketkales weridkum.
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 13 күн бұрын
❤❤❤❤Awetin keabrin ne birged
@user-tt9ys7jz1j
@user-tt9ys7jz1j 14 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ሓደራኩም ናብ ኣሕዋትኩም ኢምኒ ከይትድርብዩ ብምድርባይ አምኒ ዚምጽ ዓወት የለን ናብ ሓድሕድ ባኢሲ ናይ ኤርትራ ጸላኢቲ አዩ ሓደራራራራ
@selam2953
@selam2953 14 күн бұрын
Thanks Medhn 🌿💙💙💙🌿
@brhaneabrham4342
@brhaneabrham4342 14 күн бұрын
💙💙💙💙
@user-sh8gh9gd2t
@user-sh8gh9gd2t 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@frezghi7177
@frezghi7177 14 күн бұрын
Thanks very much guys. I love all
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 14 күн бұрын
መድህን ዋዕሮ፥ ነዞም ጀጋኑ መናእሰይ ደቂ መለይ ኣብ ጎኖም ኮይንኪ ክሳብ ፍፃመ መቓብር ኣረጊት ዝብኢ ተቓለሲ፥ ፅቡቕ ኢኺ ትሰርሒ ዘለኺ። ስርዓት ሰራቒ ድስቲ ምስ ኣእዱግ ተሓዚሉ ህዝብና ከም ዘብረሶ ንሕና 'ውን ምስ ደለይቲ ፍትሒ "ብርጌድ ንሓመዱ" ሓቢርና ንደመኛ ፀላኢና ካንሰር ህላወና ክነብርሶ ኢና!!! ተቓለሱ፥ንቃለስ፥ ፀላኢና ድማ ይብረስ!! ክንብርሶ ኢና!!!
@SamuelTareke-pf9qg
@SamuelTareke-pf9qg 14 күн бұрын
ቀዲማቶ ደአ አርባዕተ እግራ ኸይትሰቅል ኽኽኽኽኽ ምቅናይ ጥራይ
@tsehaye9438
@tsehaye9438 14 күн бұрын
I’m proud of you deki Meley. Thank you Medhn 🙏🙏🙏
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 14 күн бұрын
Hadinetkumn girmakimun yisnay. Eza hager tesfa allewua. Sebut kunna kiburat geganu deki meninet tebat. Egzabiher mssakatkum yikun ❤🎉🎉🎉❤
@tesfiesium5847
@tesfiesium5847 13 күн бұрын
Medhin we love you 🥰 Jegna eki
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft 13 күн бұрын
ጀጋኑ ኣጆኩም ❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 13 күн бұрын
Medhney lebam tebae ..yehwatey ajokum bzey meswaeti awet yelen bertieu nhawna dma fetari ab yemanu yenbro💔😭
@zerettekle2396
@zerettekle2396 13 күн бұрын
Mamamia korielkum ajokum edey edka elna adna knatu ena Brged nhamedu yewet✊🏾
@MhretabHayle
@MhretabHayle 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semeretesfay905
@semeretesfay905 13 күн бұрын
ኣለኹ ሓዉኹም ቅድሜኹም ተሓጎሱ ነዚ ዝራኣኹም ካብ ካናዳ መጻኹ ናብ መሳርዕ ናብ ታንከይ ከኣቱ ሽገይ ክዉልዕ ዓወት ሰመዐ ብጾተይ ተበጊሰ ኣለኹ ናብ ፋጎተይ ኣደይ ሕዝለይ ኣርዑተይ ነዊተይ ሕጂ እያ ትፍተን ሂወተይ
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 13 күн бұрын
ኣብቃልሲ ከለና ውሑዳት ደቂሃገር ንሃገር ዝኸሓዱ ምስ ደርጊ ኮይኖም ንህዝቢ ኤርትራ ኣድምየሞም እዮም እሞ እዚኦም ከኣ ናይ ታሪኽ ሓተላ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ዘለዉ እዮም።
@robelaraya7139
@robelaraya7139 10 күн бұрын
Emo tigray teawita ko mo Ata duhur...tegaru ab adom kem delayom yenebru alewu ....resah barya hegdef
ህልው ፖለቲካ ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ኣሉላ ሰሎሞን
2:19:39
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 23 М.
Normal vs Smokers !! 😱😱😱
00:12
Tibo InShape
Рет қаралды 120 МЛН
The Worlds Most Powerfull Batteries !
00:48
Woody & Kleiny
Рет қаралды 18 МЛН
Black Magic 🪄 by Petkit Pura Max #cat #cats
00:38
Sonyakisa8 TT
Рет қаралды 25 МЛН
Normal vs Smokers !! 😱😱😱
00:12
Tibo InShape
Рет қаралды 120 МЛН