Shmuye Brhane & mamit negash ሻንጌናይ-ሽሙየ ብርሃነ ; ማሚት ነጋሽ (Official Video) New Ethiopian Tigrigna 2020

  Рет қаралды 461,176

BRANNA Tube (ብራና)

BRANNA Tube (ብራና)

3 жыл бұрын

New Tigrigna Music Shmuye brhane & Mamit Negash ሻንጌናይ ሽሙየ ብርሃነ ማሚት ነጋሽ 2020
/ brannatube
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2019 BRANNA tube
#BRANNAtube #Shmuye #ብራናቱዩብ #Brannamusic #Brannatigrigna #

Пікірлер: 309
@tesfitokbatinsae2542
@tesfitokbatinsae2542 3 жыл бұрын
እዛ ሰላም ሲ ማዓስ እያ ኣብቀርኒ ኣፍሪቃ ትነግስ እዚ ሂወት እዚ ክምለስ። ሰላም ንኤርትራን ትግራይን።
@lulagabramdhen6030
@lulagabramdhen6030 11 ай бұрын
ይገርመካ እዬ
@Miesho79
@Miesho79 3 жыл бұрын
ኣብ ታሪኽ ቋንቋ ትግርኛ ዘይትርሳዕ ደርፊ
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 Жыл бұрын
Wew❤☺😘
@fitsumgebreyonas8095
@fitsumgebreyonas8095 3 жыл бұрын
ተጋሩ ሳላ ቃልስኩሙን ጽንዓትኩሙን ባህልኹም ዓቂብኩም ትነብሩ ኣለኩም ሕጂ ወን ጽንዓትን ንሒን ገርኩም ተቃለሱ
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 2 жыл бұрын
lkEE aleka! gn; kuluna Habirna bahlina knHilu yiba-E::
@zendozeray4267
@zendozeray4267 2 жыл бұрын
ብሓቂ ባህልና ክጥእም💊💊🥰🥰🥰🥰✊✊✊
@user-yy4yr3cv3l
@user-yy4yr3cv3l 6 ай бұрын
ኣሕ ስደት ከርፋሕ፡መዓስ ኢና ኒምለሰኩም ስድራና፡ኪብሪ ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ።ካብ ሓዉኩም ሙላድኩም ወዲ ሓማሴን፡ኤርትራዊ፡ካብ ልቢ ፍቕረይ ይገልጸልኩም፡❤ቅቅቅቅ
@adwatigray
@adwatigray 2 жыл бұрын
ጥዑም ባህሊ ጥዑም ደርፊ እታ ርእሲ እንተተቅይርዋ ደስ ምበለኒ ናይ ኢትዮጵያ ዝብሃል ትግርኛ የለን። ናትና ዝኾነ ኹሉ ሰሪቆምዎ እንበይ ግእዝ ክርስትና መጻሕፍትና ትግርኛና ናትና እዩ። ክዳን ምኽዳንን እንጀራ ምስንካትን እኳ ዘምሃርናዮም ንሕና ኢና ።
@rahel7771
@rahel7771 2 жыл бұрын
ዓደይ ዘኪረ ጓል ሓረስታይ እየሞ አግረ እግሪ አቦይ የአፉር ስለ ዝነበርኩ ናብ በረኻ ትዝዝዝ ኢሉኒ ዘሕለፍክዎ ምስ ፍቁር ወላዲየይ 😢 ባህልና ጥዑም
@merhawiberhe6936
@merhawiberhe6936 3 жыл бұрын
ዋውውው እገላ ዓደይ ይበል ባህልና ክርሳዕ ዘየ ቡሉ በህሊ ትግራይ ሰሚዕካዮ ዘይምነው ባሓቂ ባህሊ ትግራይ ትገልፀ
@user-uz3of5tv3c
@user-uz3of5tv3c 11 ай бұрын
ዓባየይ ነዚ ደርፊ ክትደርፎ ቀደም ይዝከረኒ። ምስ ብዙሕ ፍቕሪ ንኹላቶም ተጋሩ የሕዋትና። ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ!!
@user-db2ss1ek7l
@user-db2ss1ek7l 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ ንእሽተይ እንዳሃለኩ ብናይ ኣቦይ ረድዮ ይሰምዖ ነይረ
@fygy3294
@fygy3294 3 жыл бұрын
Wela An
@deutstrau5165
@deutstrau5165 3 жыл бұрын
ሙቁራት ተጋሩ ዓላሞኦም ብርሓን ራሕዋን ልምዓትን ኡዩ ናባሓቅ ደስክብል ።
@danidaniwedikeshi4841
@danidaniwedikeshi4841 3 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውው ብሓቂ ተሓጉሰ ደስ ክትብሉ ባህልኩም ሓሊኩም ትከደ ተጋሩ ጀጋኑ እታ ዝፈትዋ ደርፊ ሰሚዐ ዘይ መንዋ ደርፊ ስለ ዘሐደስኩማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣነ ወዲ ሓረስታይ ስለ ዝከንኩ እዛ ደርፊ ማራ ያ ትስሕበኒ እዛ ናይ ትግርኛ ባህሊ ንስኩም ኢኩም ሒዝኩማ ዘለኩ ተጋሩ ካባና ኤርትራዉያን ተሪፋ ኢያ ናትና ሙዚቀናታት ኣብ ፈኸራን ትምክሕትን ጸሓይ ዓሪቡዎም ኣነስ ትግረዋይ ክከወን ነይሩኒ እንታይ ሞ እዞም ሩጉማት ጥልያን & ሚሊሊክ ፈላሊየምና ህግደፍ ከኣ ተቀቢሊ የሳቅየና ኣሎ ተጋሪ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣነ ብመንነቱን ብባህሉን ዝሕበን ሰብ የ ዝፈቱ ከምዚ ከማኩ ኣጀኩ ቀጽልዎ ጀጋኑ
@danidaniwedikeshi4841
@danidaniwedikeshi4841 3 жыл бұрын
Thanks Edenn Bereket ኣበይ ሞ እዞም ርጉማት ካብ ስድራና ፈላሊዮምና
@yonas9221
@yonas9221 3 жыл бұрын
ይገርም እዩ ብሰኪ 1መላኪ ሂወትናን ዘርእናን ባህልናን ጠፊኡ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 жыл бұрын
Dess kbluka riEnakum deynfelt ksab hji abey xenihkum tAumat dmxi, God bless you🇪🇷
@user-jz3yg2ke2u
@user-jz3yg2ke2u 3 жыл бұрын
Shumye Gebreslase - Harise || ሓሪሰ ኣደፋሪሰ - old Tigrigna Music kzfaq.info/get/bejne/kNt_jap8kteqp6M.html Eta Meretey- Musical Drama during the armed struggle of Weyane, Tigrai kzfaq.info/get/bejne/fteedsVemrrehWw.html Shumye - Kuhileye / ኩሒለይ - Old classic Tigrigna Music kzfaq.info/get/bejne/r-CZmdOd0dO4fYE.html
@ltgofficial500
@ltgofficial500 3 жыл бұрын
ክላ ወዲያ ኣብዚ እንሀለካ ደርፊ ማለት!!ያታዊ ባህልና ሓንቲ ከይኣጉደለ ይስንደልና ኣሎ።ኣቱም ትግራዎት የሕዋተይ ከምኒ ሽሙየን መምህር ገብረኺዳን ደስታን ዝበሉ ዓበይቲ ቀዲሕኻ ዘይውዳእ ግልጠት እዩ ዘሎዎም፡ተጠቕምሎም
@user-hc4fd8kh1j
@user-hc4fd8kh1j 3 жыл бұрын
ተጋደልቲ ክልተ ምዕራፍ!ኣበሰርቲ ትንሳኤ ጥበብ ትግራይና።
@genetmehari8812
@genetmehari8812 3 жыл бұрын
ንኩሉኩም አባታትና አዴታትን ጀጋኑ ሰብ 2ተ ምዕራፍ አምላክ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም
@zafuhabesha2954
@zafuhabesha2954 3 жыл бұрын
ኑሮን ባህሊ ትግራይን ቁልጭ ኣቢላ ትገልፅ ክሊፕ ያቕንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና።
@yonasfre8869
@yonasfre8869 Жыл бұрын
I’m form Eritrea, I listen this song millons time, pace pace
@fissehabirhane1651
@fissehabirhane1651 10 ай бұрын
ከምዝከማኻ እየ ኣነውን ደስ ዝበለኒ ደርፊ እንተኮይኑ ብሄር ኣይግድበኒ ኩሉ እየ ለዳምፅ በተለይ 1990ታት ዝተደረፊ ምቁራት እዮም
@user-jz3yg2ke2u
@user-jz3yg2ke2u 3 жыл бұрын
ጥዕምቲ ደርፊ ንባህሊ ትገልጽ:! ባህልና ኣዳምፅካ ዘይምነውን እዩ ። ትግራዋይነት ክቡር መንነት!!!!
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 3 жыл бұрын
ንፈትወኩምን ነኽብረኩምን ኪነ ጥበበኛታትና ሹመየን ማሚትን♥️
@totitube9820
@totitube9820 3 жыл бұрын
ሰላም በዚ ሊንክ ብምእታው ናይ ኢፍሬም ኣማረ ሓዱሽ ደርፊ 'ሮራ' ረአዮታ ሰብስክራይብ ግበሩ አሕዋተይ👇 ፈጣሪ ካብዚ ሕማም ይሓልወና❤️🙏 kzfaq.info/love/vfjXMrl8Rg6_eNmQ-TFeSQ
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 3 жыл бұрын
ብሉጻት ደረፍቲ ኣያናን ኣዴናን ዕድመጥዒናን ይሃብኩም መድሃኒኣለም። ካብቶም ሰሚዐ ዘይጸግቦም ደርፍታት ሓደ ዩ።
@biltek2030
@biltek2030 16 күн бұрын
እዛ ደሪፊ እዚኣ ክሰምዕ ፍፁም ደስታን ሰላምን ይስመዓኒ ። ክብረት ይሃበልና ክቡራት ከየንቲ ሹምዬን ማሚት። ዕድመን ጥዕናን ተመንየ። ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይ ዓደይ !!!!
@masramedia
@masramedia 3 жыл бұрын
ዕድመ ልክዐይ ዝፈትዎን ዘስተማቕሮን ደርፊ እዩ፤ ዕድመ ይሃባትኩም ክልቴኻትኩም ጀጋኑ ግምባራት! እንካዕ ብዳሕና መፃእኹም!
@totitube9820
@totitube9820 3 жыл бұрын
ሰላም በዚ ሊንክ ብምእታው ናይ ኢፍሬም ኣማረ ሓዱሽ ደርፊ 'ሮራ' ረአዮታ ሰብስክራይብ ግበሩ አሕዋተይ👇 ፈጣሪ ካብዚ ሕማም ይሓልወና❤️🙏 kzfaq.info/love/vfjXMrl8Rg6_eNmQ-TFeSQ
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Жыл бұрын
😢ሓቂኪ😢
@moharenaguesh3248
@moharenaguesh3248 Жыл бұрын
ዓኽ ሓደ ዓርከይ ካሴት ንይራቶ እዛ ደርፊ ቀደም ይዝክራ ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ደርፊ❤❤❤❤
@user-zs9rd7kb3b
@user-zs9rd7kb3b 9 ай бұрын
I'mjkm
@Dagnsamuna
@Dagnsamuna Ай бұрын
ዠቀ😊​፰ @@user-hk9mo4vm7jዘ❤
@efremmichael6199
@efremmichael6199 3 жыл бұрын
I’m so proud of you tegaru keep up from seled (Eritrea)
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 3 жыл бұрын
ማሚተይ ባባ ሽሙየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@fisehadesta6191
@fisehadesta6191 3 жыл бұрын
ብሂወት እናሃለው ነበረታተዓዮም ትውልዲ ባህሉ ይዓቅብ።
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 3 жыл бұрын
ቃልሲ ሕጂ ውን ቃልሲ: ዕድመ ልክዕኩም ቃልሲ ምእንተ ትግራይና። ንዘበርከትኩሞ ወርቃዊ ኣበርክቶ: ኣብ ታሪኽ ትግራይና መዘና ኣልቦ ታሪኽ ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ ። Thank You Very Much Shumye And Mamitey
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 3 жыл бұрын
ዋይ ንድሕሪት መልስኩም አንብዔኩሙኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወይንና 👌💪💪💪👏👏👏👍👍❤️💛❤️💛🙏
@shadaahmad2191
@shadaahmad2191 3 жыл бұрын
ኣይዞኪ 💊❤️💔🙏
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 3 жыл бұрын
@@shadaahmad2191 🙏
@negasiweldu2209
@negasiweldu2209 Жыл бұрын
The same here: እዚ ሓሊፉ ክንዛረቦ
@hadushtesfahuney2741
@hadushtesfahuney2741 3 жыл бұрын
ኣብ ት/ቲ ቤት ድንግልት ቆልዑ እናሃለና አነን ሂወትን ደሪፍናያ ነይርና ብጣዕሚ መሳጢት ደርፊ ነይራ ባህልና ዘክብር ደስ ዝብል ነይሩ
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 4 ай бұрын
ዓ/ም???
@michaeltedla7034
@michaeltedla7034 Жыл бұрын
እንታይሞ ቀናኣት እንደሞ መጺኦም ጸረ ሰላም ጻዓራም ህዝቢ ኣዘጊዖም ፈተወቲ መሲሎም ሓሪዶሞ ግን ምንም እንተኾነ ህዝቢ ትግራይ ዪስዕር ግድን ኣሜን።
@user-dl3tf6nh4c
@user-dl3tf6nh4c 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሰለማ ብዝሕ ልትግራይ ዓደይ እወሓሊፉእዩ እቲ ፀገም ኣየኩም
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 Жыл бұрын
ቀደም ኣብ ገጠር ብሬድዮ ድምፂ ወያነ ዝሰምዓ ዝነበርኹ ሰነ ወርሒ ብዝመፀት ቁፅሪ ሻንጌናይ ይዝክር😍
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Жыл бұрын
Adana tume, adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷..enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷 .wdy tigray abay tigray tigranes tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷...ertaway aswey feke eyu ertaway,....I'm ertaway werasay TDF I'm ageme and I'm ,wedy abay tigray, tigranes, tegre, Eritrea, awet nafash I'm ageme and 🇪🇷 ♥️.
@user-vu9uk4dd1u
@user-vu9uk4dd1u 3 жыл бұрын
አሰይ አየ እወ ናይ ቀደም ደርፊ ጡዑም ዕድመን ይሃብኩም አቦታትና አደታትና አይይ ስደት ሕሱም ናፍቅና አምበር😢😢😢 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💝💝💝💜💜💜💜💜💜💜💜💜💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@Titi_Gual_TiGray
@Titi_Gual_TiGray 3 жыл бұрын
እዊ ዛ ሙዚቃ ብ ሬድዮ ገዛና ይሰምዓ ነይረ ብቆልዓይ💊😘💘
@Rahel248
@Rahel248 3 жыл бұрын
Wow old music i love it 👍💓👍🌹😍🙏👏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihretiabtewelde6187
@mihretiabtewelde6187 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክዝክር ከለኩ 1989 እየ ዝዝክር ግዜ ጸቡቅ ከሎ ኤርትራውያን ብህግደፍ ርእስና ከተበከለ ኮሎ
@wizman2374
@wizman2374 3 жыл бұрын
ጣዕሚ ደርፊስ ኣብዚ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 жыл бұрын
ንዚ አብ ኩሉ ዘአቱ ስነጥበባዊን ሓርበኛ ተጋዳላይን ወዲ ህዝብን ነዛ ተስፋን ራህዋን ዝዓዘላ ምቅርቲ ደርፉ ሽር እናበልና ንሓግዞን ነስተማቅሮን ሰናይ መረፃናን ሰላም ዝዓሰሎ ዘመንን ንኩሉ ይኩን !!❤❤😍😍🤩🤩🤗🤗😇😇🤗🤗
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
ሽምየ ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ምሉእ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ
@ccgf9301
@ccgf9301 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም ጀጋኑና ኣጆኩም ክሓልፍ እዩ ኩሉ ክንደይ ዘይተስገረ።። ትግራዋይነት ክቡር ማንነት።።።።
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 3 жыл бұрын
እረ ትጋሩ ኣትሕርቁኑ እትባብዕ ዎም ኣብ ናማርኩም ቃህመም ትብሉ ትውዑሉ
@fisehadesta6191
@fisehadesta6191 3 жыл бұрын
ብኽያተይ ምቁራፅ አብዩኒ። ዘይፅገብ ባህልና
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 2 жыл бұрын
ለምለምኺ የርኤኒ ትግራይ ሃገረይ💛❤🙏😥ሰላምኺ ዓደይ
@user-jo9lf7jt2c
@user-jo9lf7jt2c 19 күн бұрын
ተጋሩዋይ ማዓረይ ዛደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኩስ ናፍቅ ይረአየኒ😢😢😭❤❤
@AbrahaleyGdey
@AbrahaleyGdey 3 ай бұрын
❤እገላ ዓደይ ብጀጋኑ ደቃ ትሕበን ንበረልና እስኪ ኣያና ኣያና ሹሙየ ብርሃን ከያኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ክልተ ምዕራፍ ዕድመ ልክዐም ልትግራይና ዝለፍዑላ ብኣኹም ንኾርዕ ንሕበን ንበሩልና
@user-cg2yt8tr9z
@user-cg2yt8tr9z 3 жыл бұрын
ማሚተይ ወይይይ ክፈትወኪ እቲ ባብላዊ ደርፍታትክስ ክጥዕም እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኪ ማሚተይ ሽኮር 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷ኩሉኹም ጥዕማት እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም ወለድናን አሕዋትናን💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 3 жыл бұрын
🤔ዋይ ባህለይ ካብ መዓርን ወለላን ዝጥዕም👉😘
@delinamojelal4635
@delinamojelal4635 3 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ናይ ሕጅውን ክሓልፍ
@samsunflgvgrggg2618
@samsunflgvgrggg2618 3 жыл бұрын
አሰይይይይይይ ኣታ መን ኣሎ ኸማይ ዝፎትዎም❤❤❤❤ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን የሃቦም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 жыл бұрын
ሰናይ ዘበን ይግበሮ
@embebazeru438
@embebazeru438 3 жыл бұрын
አቦታትናን አዶታትነን ካብ ዘመን ናብ ዘመን ዝሳጋገር ጉሩም ዝኺነ አቀራሪባ እኹም እናሰራሕኩም ነረኩምን ዘልውኹም ብፍላይ አቢና ሹምያ አብኪሉ ክትአቱ ከለኻ ከምሕረልካ ከምዞም ገልኦም ደገ ምስ ወኡስ ኮላይ እት ባህሎም እዮም ካብ ልቦም ዘውፅእዎ እሞ ንስኻ ግን ከምኦም ብዘይምኻንካ ብልብ እየ ዘምስግነካ ዕድመን ጥዕናን ንሹምየን ማምትን።
@tesfayohanneshaile5500
@tesfayohanneshaile5500 3 жыл бұрын
ብራና ትዩብ ክብሪ ይግብኣኩም!! ብሉፃት ከየንቲ ማሚት ነጋሽ(ኣብሻይ) ገብረስላሰ ብርሃነ(ሽሙየ) ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብኩም። ሃገረ ሰባዊ ትውፊት
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 7 ай бұрын
ይበል ድምጺ ይበል ሙዚቃ ኣቦይ ሽማይ ከኣ ኣጆኩም ቀጹሉሉ ወለድና ኣዘኪርኩምና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@mulualemyonatan6396
@mulualemyonatan6396 2 жыл бұрын
አይ ዘመን ኡፍ ኡፍ ኦ አምላክ እቲ ጥዑም እዋን ምልስ አብለይ ሹምየ ክቡር አቦና ትግራይ ዓደይ
@znabugebreslassie5745
@znabugebreslassie5745 3 жыл бұрын
ፅሩያት ጀጋኑና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም
@fsehabrehane9485
@fsehabrehane9485 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ክልተ ምዕራፍ ዕድመን ጥዕናን የበዘሐልኩም
@lulymaillahalfay5720
@lulymaillahalfay5720 3 жыл бұрын
ክልተ መቐረት ጥበብ❤❤❤❤❤
@Wedimamaa
@Wedimamaa 26 күн бұрын
ዓደይ ክናፍቅ ከለኹ ናብዛ ደርፊ የ ዝጎዪ ብፍላይ ግዜ ክራማይ ዛ ደርፊ ብልክዕ ያ ድሕረባይታይ ትገልጾ ፡ ዝኾነ ዕባይ ሃገረሰብ ዝኾነ ሰብ በዛ ደርፊ ዘይምሰጥ ኣሎ ኢለ ኣይግምትን ፡ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ኢኹም ሞ ክብሪ ይሃብኩም ❤
@tesfaytesfit8416
@tesfaytesfit8416 3 жыл бұрын
ተጋሩ ንቅዲሚት !!!!!
@destagrmay3302
@destagrmay3302 3 жыл бұрын
ብሉፃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክልተኩም ብሓዱሽ ባህላዊ ደርፊ ተትመፁ ክዓ ክንደይ ደስ ምበለና ነሩ💖💖
@user-hj1im3tg4w
@user-hj1im3tg4w 3 жыл бұрын
ግዜ የከድ ጊዜ ይመፅእ ውሽጥካ ዘረስርስ ደርፍታት ገድሊ ዘይሙኖ!
@DfJt-pp1oj
@DfJt-pp1oj Ай бұрын
ኣሰይ ዝባህልና ክጥዕም🎉🎉ተጋሩዋኒ ፅሩያት ዕድመን ይሃብኩም ኣቦናንሽሙየ ኣዴና ማሚተይ💊💊💊🎉🎉🙏🙏ንህዝበይ ሰላምን ፍቅርን የውሩደሉ❤🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
አታ ናዓናይ ብአውተብስየ ወጊሑ ዶ አይክነይ ሎሚስየየየ ❤❤❤😭😭😭😭
@netsreabafewerki6257
@netsreabafewerki6257 3 жыл бұрын
ማኣራ ፈተያ ዛደርፍ ኣበይ ኣድ ኣያ ማኣራ ኣዛካክራትን ደስ ትብል
@letishgebre4355
@letishgebre4355 2 жыл бұрын
ክጥዕም ባህሊ ዓድና ክርሳዕ ዘይብሉ
@zekiweldegebriel1357
@zekiweldegebriel1357 3 жыл бұрын
I can't stop crying.....Love you guys.
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
Asey yyyyyyy
@negasiweldu2209
@negasiweldu2209 Жыл бұрын
Same here bro! Kulu halifus knzarebelu
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 Жыл бұрын
ሻንጌኔይ 👈ኣየ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየኒ🙏🙏🙏😭😭💔💛❤
@user-hh1of5ou1d
@user-hh1of5ou1d 3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ሸኮራት😍😍😍
@hagoshabte2420
@hagoshabte2420 Жыл бұрын
ኣብ ደመይ ካብ ዘለዋ ደርፍታት ትግርኛ ሓንቲ።
@znabugebreslassie5745
@znabugebreslassie5745 3 жыл бұрын
ናይዛ ደርፊ ትዝታ ኣለኒ ጀጋኑና ፅሩያት
@amarebelay9814
@amarebelay9814 Ай бұрын
ምንም ትግሬኛ ሳልሰማ የምወደው ዘፈን
@muluhiwot5471
@muluhiwot5471 3 жыл бұрын
We respect you too Shumye! and Halefay "our ever hero,"
@tombreezy308
@tombreezy308 3 жыл бұрын
My beloved beautiful People of Tigray I Always Love You!! Woyane With Stand Up Forever & Ever Shmuye Brhane & Mamit Negash Much Love To U Guys & Thanks
@samsonad6907
@samsonad6907 Жыл бұрын
i miss u እገላ ገርሁ ስርናይ ዓደይ ንዓኺ ክርእይ ኩሉ ግዜ እየ ነዛ ደርፊ ዝሰምዓ
@user-bf7ds9tf9l
@user-bf7ds9tf9l 2 ай бұрын
ኩልሻብ እናጠዓመ ዝነብር ደርፊ ትግራይ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 3 жыл бұрын
ሰላምና የውርደልና ፈጣሪ ከምዙይአቦታትና ክንሪ
@aasaas7284
@aasaas7284 23 күн бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ትግራይ ዓደይ❤❤❤❤❤❤
@teklitzaid3942
@teklitzaid3942 3 жыл бұрын
Harisu zfelt tray like ygber abza Video
@gebreslassieabrha3763
@gebreslassieabrha3763 3 жыл бұрын
Shmuye and mamit, Long live.your music always behaved toward your people. continue your excited music to reflect more about our culture.
@selamtesfa548
@selamtesfa548 2 жыл бұрын
ሹምየን ማሚትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰብ 3 ምዕራፍ
@mulalemzingbong
@mulalemzingbong Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ተጋሩ ያሕዋተይ አምላክ ምሳኩም ይኩን ምቁራት ፍጥረት አውይ አነስ ትግራዋይ ክርኢ ከለኩስ በቃ ንብዓት ይፈሰኒ ማለተይ ብዙሕ ፀገም አሕሊፍና ኢና ግን አምለክ የራክበና ተፈላሊና አይንተርፍን
@selamgebrzihr9928
@selamgebrzihr9928 3 жыл бұрын
ንኪነ ጥበብ ዝተፈጠሩ ጀጋኑ ንበለሩልና
@totitube9820
@totitube9820 3 жыл бұрын
ሰላም በዚ ሊንክ ብምእታው ናይ ኢፍሬም ኣማረ ሓዱሽ ደርፊ 'ሮራ' ረአዮታ ሰብስክራይብ ግበሩ አሕዋተይ👇 ፈጣሪ ካብዚ ሕማም ይሓልወና❤️🙏 kzfaq.info/love/vfjXMrl8Rg6_eNmQ-TFeSQ
@abrehetgebreselassie4924
@abrehetgebreselassie4924 Жыл бұрын
👍❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@mussietn1966
@mussietn1966 11 күн бұрын
2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@user-st4us5kl4t
@user-st4us5kl4t 3 жыл бұрын
Nezi ms semaaku ember nafiqe gezay eski ajeki beluni deqi tigray maarey🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️
@tombreezy308
@tombreezy308 3 жыл бұрын
The Legendary Generation Woyane You Deserve Golden Thanks My Hero!!. TIGRAY WILL PREVAIL💯 ❤ 💛 ❤💛❤
@merhawitdrarlevi7820
@merhawitdrarlevi7820 2 жыл бұрын
Aboy zekire enaharese yderf neru 😭😭💔💔💔😭😭😭
@maiamustabah1149
@maiamustabah1149 3 жыл бұрын
Selam selam Tigray I love ❤️
@nebiegebrezghi6756
@nebiegebrezghi6756 3 жыл бұрын
እዋይ ትግርኛ ኣብዚኦም መይታ ተቐቢራ ድምጽን ሙዚቃን እሞ ይበል
@kibromkesh1431
@kibromkesh1431 Жыл бұрын
eway eneaka donkoro entay yigodilo dembiya hamasiyen resah
@geni3463
@geni3463 3 жыл бұрын
deki Tigery Jeganu selamekm yebzhiyoe 😍😙like like 👍 👍
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰምካ ዘምኖ ሰናይኩም ይብዝሓለና ካብ ህጻንነተይ ሰሚዐ ዘይጸገብኩዋ ልዝምቲ ደርፊ ኣሰይይይይይ እልልልልሰላምኪ የስምዓና ትግራይይይ 💔😭😭✝️⛪️💖🤲🙏
@shewittesfay161
@shewittesfay161 10 ай бұрын
ኣያዋይ መኣረይ ኣደዋይ ወለላይ ሽሕ ኣመት ንበሩለይ ትግራይ ኣደይ ደመይ ወጋሕታኪ ሰላምኪ የርእየና ትግራየይ ፣ ኣደየይ ሓዘንናን መከራናን ይቀንጠጠልና ጽንኣት ይሃበና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና
@terhasberhanehailemariambe1319
@terhasberhanehailemariambe1319 3 жыл бұрын
አሰይ ደስክብሉ ደስክብል እዚባህልና ከምቲ መለስ ዝቦሎ እንኳዕ ናትኩም ኮና እንኳዕ ካባኩም ተፈጠረና፡፡
@user-lw3mx9bc2v
@user-lw3mx9bc2v 3 жыл бұрын
ሽሙየ ኮኮብ ሙዚቃ ትግርኛ
@teklaynega7935
@teklaynega7935 4 ай бұрын
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ካብ ዓቅመይ ብለዕሊ ሲሚዕተይ ምቁፅፃር ይአብየኒ ንበሩልና አቱም ደጋኑ ከይንቲ
@ethiopianloveletsh4790
@ethiopianloveletsh4790 3 жыл бұрын
አሰይይይይይይ ዓደይ ተራኢኒ ደሰ ከትብሉ❤❤❤🌹🌹🌹🥀🌷🌷🌷🌷🥀🥀🌹
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ሕጀስ ጨረሰ ዓደይ ናፍቀ ምስ አቦይ ኮይነ ይሓርስ ነይረ ክላ ወድያ ስደት ረሳሕ
@user-th3kz4rv2f
@user-th3kz4rv2f Ай бұрын
ህፃውቲ ኮይና ከፍቲ እናጓሰና እናሃለውና ብሬድዬ ንሰምዓ ነይርና ዛሙዚቃ ብጣዕሚ መሳጢት እያ ከዚ ኮይንካ ኣብ ስደት ኮይንካ እንትሰምዓ ውን ኩሎም ሩባታት ኩሎም ጎበታት ኮታስ ኩሉ ኩነታት ዓድካ ይረአየካ እና ፉሊይ ኣድናቆት ኣለኒ ሽሙየ እና ማሚት
@teklefkadu2147
@teklefkadu2147 9 күн бұрын
I hope selam kine gs ab Afrika and eritrea with tigray tesfa ygebr selam ksedlna amlak
Викторина от МАМЫ 🆘 | WICSUR #shorts
00:58
Бискас
Рет қаралды 5 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 11 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 60 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 33 МЛН
Agu 6/2024  Eritrea
16:09
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 29 М.
መንገዲ ኣግበ _ ዓብዩ ዓዲ
9:54
ኣደይ ምግባረ ሰናይ Adey Charity
Рет қаралды 663
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 317 М.
All creatures are from God #jesus #jesuschrist #jesuslovesyou
0:19
Jesus By Your Side
Рет қаралды 57 МЛН
All creatures are from God #jesus #jesuschrist #jesuslovesyou
0:19
Jesus By Your Side
Рет қаралды 57 МЛН
Don’t Stealing 👵Moral Stories for kids #kidsvideos #goodhabits #youtubekids #cartoon
0:21
Elizabeth and Briceida Learning & Fun
Рет қаралды 35 МЛН