ቡዳ ጠቢብ ኣንጠረኛ ረሳሕ ዓጽሚ

  Рет қаралды 3,904

ዋካ waka tube ባና Weldeab

ዋካ waka tube ባና Weldeab

6 ай бұрын

ቡዳ #ጠቢብ# ኣንጠረኛ #ረሳሕ# ዓጽሚ

Пікірлер: 38
@user-cg3cx9yk6g
@user-cg3cx9yk6g 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህር ወልዳኣብ ሓውና እወ ፅቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ሪኤያ ነይረ
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መኣዝ እዩ ክነቅሕ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢
@user-ht9vt1ho4n
@user-ht9vt1ho4n 5 ай бұрын
እንዒበ ሎሙስ ገሪምና😢
@bahriherani4060
@bahriherani4060 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ምንቅቃሕ እዩ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ።❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 6 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ክቡር መምህርና ወልደ ኣብ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና😢
@bereketaraya9454
@bereketaraya9454 6 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 6 ай бұрын
egzabIher mhretu yazzelna zgerm eu 💔💔💔💔💔💔💔💔💔 yermm
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ወልድኣብየ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ ክንዲ ወርቂብሩር ዝተፋላለዩ ሓፂናት ስራሕቲ ሽክላ ኮተይ ዘይንክእሎ ሞያ የለን እዚደሞ እግዚአብሔር አምላክ ጥበብ ስለ ዝዓደለና ዳአምበር ስብ ስለንበልዕ ወይ ብዳ ስለዝኮና እይኮነን እግዚአብሔር አምላክ ንኩሉ ሰብ ማዓረ ገሩ ደይኮነን ዝፈጠረና ንምንታይ ድኣ ብዘይዋዓልናዮ ብዘንክእሎ ናይ ርኩስ መንፈስ ስራሕ ሽምና ዘርእና ተፀሉምና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እብ ከባቢና እካ ክምዞም ናይ ሓንጣሎ ወጀራት ስድራ ግፍዕን መቅተልትን ምፍንቃልን ተዘይ እብፅሑልና ምንፃል ግና እሎ ይፀርፍና ይሳለቁን እንሕና ድማ ንምንታይ እዮም ከምዚ ዝብሉና እናበልና ርእስና ነትሕት ምሽምቃቅ ይስመዐና እና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ዝሕብረተሰብ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድሎ ንእሳት ወለዶ ካብ ወለዶም እዮም እቲ ፀሪፍ ጠብብዶ ብዳዶ ክም ትውፊት አሚናም ዝቅበልዎ ባላ ርክስ መንፈስ ሓሚሞም እብከባቢኦም ዘሎ ሓፂን መፂን ዝሰርሕ ሰራሕተኛ የጣብቅሉ የፅልምዎ😢😢😢😢 ብዙሕ ምበልኩ ግና ታይሞ መቸም ዝሕብረተስብ እይቅየርን እይምሃርን አና መስተውዐሊ ይሃቦም እየ ዝብል እነ ካብቶም ኢድጥበበኛታት ለበምቲ ተወላዲት ምካነይ ሕጉስቲ እየ ❤ አጆና ከምዚከማይ ተሊኩም ርእስና ክነትሕት የብልልና እንሕና እውን ሰባት ኢና ካብአዳምን ሂዋንን ኢና ተፈጢርና ኢና ረሳሕ ዝብሃል ዓፅሚ የብልናን ክፍአት ድሑራት ሰባት ዘፀልሙና እምበር ስለዚ መራሕቲ ሃይማኖት ብደንቢ ክትምህርዎ አለኩም ነዚ ድሑር እተሓሳስባ ዘለዎ ሕብረተሰብ ሰናይ ወሰላም የክብረካ ይፈትወካ የድንቀካ እየ ክብር መምህርና ወልድኣብይ❤
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 6 ай бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና መምህረይ❤❤❤
@yosiefmengesha4855
@yosiefmengesha4855 6 ай бұрын
Ezi shgr hzbi nay merahti haymanotyu meskelom hizom ageb aybeluwon seb
@gmai1517
@gmai1517 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና፡፡
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu 6 ай бұрын
Great lesson. keep it up bro. I really appreciate your effort and knowlege. May God bless you more. Thank you!
@user-ui3yj8tr1o
@user-ui3yj8tr1o 6 ай бұрын
የሕይወት ቃለ ያሰማልን ይበርቱ።
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 6 ай бұрын
Amen(3)❤❤❤
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ዋላ ድያቆን ክኮኑ ኣይክእሉ ቀሺ ክኮኑ ኣይክእሉን ንማንታይ እዩ ግንእቶም መራሕቲ ሃማኖት ንምንታይ ዓገብ ዘይብሉ 😢😢
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 6 ай бұрын
Haki tezarbka nmatebka eka gn zgermeka edmen tinan yhabka nkuhin muhurun eu mhurs mhur dea
@hadasestifanos6475
@hadasestifanos6475 6 ай бұрын
@user-ri3qx3vh9m
@user-ri3qx3vh9m 5 ай бұрын
😢😢😢
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 6 ай бұрын
እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም መምህር ጸጋ የብዝሓልኩም ቃል ሂወት የስመዓልና ብዛዕባ እዚ ኣብ 2017 ንክንዘራረብ ተቋጺርና ኔርና እንተኾነ ግን ብድሕሪኡ ተጣፊእና ሓደራ ብከመይ ክረኽበኩም ይኽእሉ ክትምሉሱለይ እሚ ክንዘራረብ ብሃንቀዉታ ይጽበ ኣለኹ
@merhawighebrameskel5250
@merhawighebrameskel5250 6 ай бұрын
እንቃእ ብደሓን መጻእካ መምህርና ወልደኣብ
@raqq577
@raqq577 6 ай бұрын
❤😢
@genetalazar5890
@genetalazar5890 6 ай бұрын
Eway kemzi ke alo du
@AnAn-pi9ei
@AnAn-pi9ei 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ሓውና መምህርና ወልድአብ እናስ ሓንቲ ሕቶ አላትኒ መብስቦ ካብ አርባዕተ ይፍቀድ ዶ መምህረይ ተገዲስካ መልሰለይ
@saiful_rana5075
@saiful_rana5075 6 ай бұрын
ኣይፊቀድን ማዓረይ ፅቡቕ ገይረ ተማህረዮ ካብሸዉዓተ ንላዕሊ
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 6 ай бұрын
እሞ 5 ዝተመርዓዉ ወለድና ኣለዉ ሓጥያት ማለት ድዩ 😢​@@saiful_rana5075
@kebewele4760
@kebewele4760 6 ай бұрын
ኣብ ምፍታሕ እፀልእ አለኹ ትብል መፅሓፉ ካብ 5ተ ይፍቀድ ይብል ክቡር መምህርና ወልደ አብ
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 6 ай бұрын
Wala ezom akeshti mexhaf qudus yenbubu ember ayrdewon eyom beti bahli eyom zkedu nhzbna kenqhwo ygbae beti hakena megedi
@Idferi525
@Idferi525 4 ай бұрын
መጀመርያ እዞም ሰባት መን ኢዮም። እዞም ዓሌት ጠቢባን እንብሎም እስራኤላዊ ዓሌት ናይ ሳባ ዘርኢ ዘለዎም ኢዮም። ጽቡቓት፡ መሃዝቲ፡ ብኣእምሮ በላሕቲ ኢዮም። ልክዕ ከምኡ ሽግር ዝነበሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ፈላሻ ተባሂሎም ይጽውዑ ደሓር ናብ እስራኤል ተወሲዶም፡ ዜግነቶም ተዋሂብዎም ኣዝዮም ጽቡቕ ኣለዉ። በዚ ዝተጀመረ ቅንኢ ስም ምጽላም ተኻይድሎም። ዘሕምምን ዘሕውን ሓደ ኣምላኽ ሙኽኖም ዝረስዑ ረሲኣን ኢዮም። ኮነ ኢልካ ስም ሰባት ምጽላምን ቅንኢን ኢዩ። ዋላ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ እንተኮንካ ደብተራ ይብለካ መታን ካብ ትምህርትኻ ሰገጥ ክትብል ኢዩ። ከሕምም ዝኽእል ሓይሊ ኔርዎ እንተዝኸውን ምቐተሎ ግን ዘየለ ጸለመ ስለዝኾነ። መብዛሕትኡ ድማ ነቶም ድኽም ዝበሉ ዝዳረጎም መንእሰይ ዘይብሎም ዝበልዎም ስድራ ኢዮም ዘጥቅዑ። እዚ ምኽንያት ሰብ ምጽላም ኢዩ። ሓንቲ ከዕልለኩምሲ ሓንቲ ንሓደ ተፍቅሮ እሞ፡ ንሳ በቃ ተጨናኒቓ በቃ ሒዝኒ ኢለ ከጸልሞ ኢየ ኢላ መዲባ መን ሒዝኪ ክብሉ ዓጢኖም ክሳብ ጎረርኣ ዝጥቅር። ደሓር ወዲ ስድርኣ ኮፍ ኢሎም እንከለዉ ብረቱ ሒዙ ደው ድሕሪኡ ሓቂ ተዛረቢ ወይ ድማ ንብምሉእኩም ከቃብጸኩም ኢየ ምስ በለ፡ ጓል ፍትወት ስለዘለኒ ኢየ ምስ ኣበየኒ ብከምኡ እንተሰለጠኒ ኢየ ኢላ ይበሃል። ክሳብ ሕጂ እዚ ጥበብ ስርሓት ዋላ ኣብ ኤውሮጳ ይሰርሑ ኢዮም፡ እምበሺኳ ደኣ ንብረቶም ኣዝዩ ክቡር ይሽየጥ። ሰብ ምክፋእ ኢዩ እምበር እንታይ ክገብሩ ዝረኣዮም ኣሎ። ገሊኣ ድማ ነዚ ከይትጽረፍ ኢላ ስራሕ ትገድፎ። ዝገርመካ ነገር እንተሎ ካብኦም ንብረት ምግዝኦም ከኣ ዘይገድፉ። ነቲ ሰብ ትፈርሖ፡ ነቲ ንብረቱ ደኣ እሞ ዘይትፈርሖ ክገብር ዝኽእል ኔሩ እንተዝኸውን። ክትሓርስ ክትጫኹር ክትኩዕት ዘኽኣሉኻ ንሶም ኢዮም። ኣየናይ ማሽነሪ ኣሎ ደኣ እሞ ኣብ ኤርትራ ክስራሕ። እዚ ባህሊ እዚ ንድሕሪት ጎሲስዎ ዘሎ ኢዩ። kzfaq.info/get/bejne/aNeTabagmrjXnJ8.htmlsi=CiDkGSxIX8ylez8O
@Idferi525
@Idferi525 4 ай бұрын
ክትሓብሩ ኣለኩም ደሓር ድማ ብረት ኣልዕሉ ዘጸልመኩም እንተልዩ ተኸታቲልኩም ነቲ ዝርብሽ ሕማቕ ኮሚደረ ኣጥፍእዎ። እምበር ሰብ ሰብ ኢዩ።
@sarahsarah193
@sarahsarah193 6 ай бұрын
ኣታ እዞም ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ከደንግጽካ እዚ ሽግሮም ዘይውዳአ እዋይ ተካል ስማዕ😢
@dcghetto
@dcghetto 5 сағат бұрын
Atman selezekonu eyom zeteregemu feteret eyom hasadat hezbi
@Rijasebna
@Rijasebna 6 ай бұрын
እቲ ጥንቁልና ካብቲ ዓይነት ኣፈዋውሳ እዩ ዝጅምር። ንኣጋንንቲ ክንግስጸሉ ዝተዋህበ ፡ስም ፡ሓዋርያት ውን ዝተጠቀምሉ ስም እንተሎ ብስም #ኢየሱስ #ክርስቶስ ዝብል ዩ። ካብዚ ወጻኢ ስም ጎይታ ዓቅሚ ከም ዝሓጽሮ፡ምስ ናይ ቅዱሳንን ካልኦይ ስዉራት ኣስማትን ሓዋዊስካ ፡ንሰባት ክትፍውስ ምፍታን ግን ፡ኣስማተኛንነት ዩ ።
@kasaygirmay4896
@kasaygirmay4896 6 ай бұрын
አታ ዲያቆን ሐሲኻ ትዛረብ አሎኻ መራሕ ሀይማኖትየ ትብል ቡዳ ጠንቃሊ ሰብ ዘሳቂ ዝቀትል ብድያብስ አሚኖም ንሰኻ ግን ሐሳዊ ምምህር ኢኻ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 6 ай бұрын
😢😢😢
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 6 ай бұрын
Aranshi do banana nrka Seb zbeliaka👹👹👹
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 6 ай бұрын
ርእስኻ ሕጸብ ዝሓወይ ድሒርካ ኣለኻ
@user-ht9vt1ho4n
@user-ht9vt1ho4n 5 ай бұрын
ካብ መጀመርታ ኣዳምፆ ኣይትፃረፍዋ
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 117 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 32 МЛН
ደብተራ ቡዳ ጠቢብ ረሳሕ ዓጽሚ ባርያ debtera buda tebit resah axmi
53:51
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 4,9 М.
ፍትሓት ቀሺ ገብረ ሚካኤል
26:33
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 4,8 М.
ምህሮ ጸጋ ንሓጥያት ዘተባብዕ ድዩ?
2:31:04
First Love Voice
Рет қаралды 7 М.
ቡዳ ምንድን ነው ? ( በመምህር ተስፋዬ አበራ )
1:07:46
memihir tesfaye abera መምህር ተስፋዬ አበራ
Рет қаралды 221 М.
መምህር ያረጋል አበጋዝ | ነገረ ድኅነት፤ክፍል 1
53:02
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 117 МЛН